ፖለቲካዊ ንቕሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ንምዕባይ እንታይ ክግበር ይከኣል፧

  Рет қаралды 101,250

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 жыл бұрын
ዳኒ ንቁሕ መንእሰይ ከማካ ይብዝሑልና like እስከ ሃቡለይ ነዚ ንቑሕን ተባዕን መንእሰይ
@hereewedierey8180
@hereewedierey8180 4 жыл бұрын
😂👎🏻
@ermiasalem6449
@ermiasalem6449 4 жыл бұрын
Kkk embi terati
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 жыл бұрын
@@ermiasalem6449 kkk gdef
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 4 жыл бұрын
ንሕና ንነብስና ንኤርትራ ክንመስል እምበር፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራ ወይ ንዓረባዊ ባርነት ክንወርስ ኣይተሰዋእናን። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር።
@nahomkeren4674
@nahomkeren4674 4 жыл бұрын
Komu nikhibezhu ane,nisikha,niskhi nihna yibzihu elka mihlaf deykone baelina hade elna kinibigeselu halafinetna koynu esimeani. Kemakha Yibzihu dos kemakha nibzah ?
@mickyboy8806
@mickyboy8806 4 жыл бұрын
Like እባ ኣጥዕሙኒ ብማርያም🙏
@meronberhe6255
@meronberhe6255 4 жыл бұрын
Lemani
@rahase156
@rahase156 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/o3S4ZH6Yerl-o5Y
@Godsdaughter16
@Godsdaughter16 4 жыл бұрын
@@meronberhe6255 Aybahalen... tenesti tekon yekewn 😁Habya Like .. it doesn't cost or hurt
@ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
@ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 4 жыл бұрын
ኣጥዒመካዋ ክክክ ብማርያም ኣይትበል
@kubromfutuwi301
@kubromfutuwi301 4 жыл бұрын
Kkkkkk ሕራይ
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ 4 жыл бұрын
*ክትምሃሩ ዝመጻኩም ጥራይ ላይክ ሃቡኒ* *ዌል ካም ወዲ መምህር* *ሲንግል ንቅድሚት*
@Meley-tube
@Meley-tube 4 жыл бұрын
አዛ like ሃቡኒ ንባዕላ ዓባይ ድንቁርና ያ ብዛዕባ ዚ ክንደይ ግዜ ነቂፉኩምስ like ሃቡኒ ኢልኩም ክኣ ትልምኒ ክክክ ኣየ ኤረትራውያን
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ
@ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ 4 жыл бұрын
@@Meley-tube kkkkkkk ቅድም ናብ ዘረባይ ምእታውካ #ላይክ# ሂብካኒ ዲካ ክክ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 жыл бұрын
🙈😁😁😂😂ክክክክክክክክክ ስንጊል ልቅድሚት ኣታ ግደፍ እስካብ ሕጂ ስንጊል እየ ኬትብለኒ😁🙈🙈❤
@medahoney2653
@medahoney2653 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ቀጽሎ ብጣዕሚ ኢኻ ንፉዕ ምናልባት ገለ ገለ ሰባት ሞራልካ ኽሰብሩ ስራሕካ ከቓናጽብዎ ይክእሉ እዮም ግን እዝኒ ኣይተሃቦብ። Keep it up bro.
@filmon5121
@filmon5121 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ንስኻ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ ዝኾነ ውድብ ኣይትቶ መኽንያቱ ካብ ናትካ ሓሳብ ብዙሕ ኢና ንመሃር ኣብ ውድብ ተኣትካ ግን ምናልባት ኣብ ትዛረቦ ዶብ ክገብሩልካ ይኽእሉ እዮም ንስኻ መንእሰይ ምንቃሕን ምምልማልን ይኹን ስራሕካ thanks more 🥰🥰
@sirakjos
@sirakjos 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ ተስፋ ይገብር ኩለን ተቓለስቲ ውድባት ንመልእኽቱ ከስተብህላሉ።
@erenaeritrean9431
@erenaeritrean9431 4 жыл бұрын
The only young man who can change our youths awareness!
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 жыл бұрын
ከምዚ ደንጉየ ኣፈልጥን ኢየ ግን እንቃዓ ደሓን መጻካ ዳኒ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኩላትና ኣደይ ማርያም ምስ ውላዳ ትሓልወና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ከኣ ይሰውርኩም!! ንዓና ዝከውን ዓመት ይግበረልና።
@DestaFish98
@DestaFish98 4 жыл бұрын
ኣውቲስታ መንእሰያት ኤርታራ ኢለካ ኣለኩ፣ ምርሓና'ሞ ክንስዕበካ ኢና.4።ንጥቢ
@rthagos635
@rthagos635 4 жыл бұрын
😂💓🇪🇷🤗
@yafeteldana1559
@yafeteldana1559 4 жыл бұрын
Ygubuo eyu kef zelewo atahasasbue tebaetay wdue menesey
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/sGepnYOamJymrdE
@mikado5545
@mikado5545 4 жыл бұрын
ርሑስ ሐድሽ ዐመት ይግበረልካ ዳኒ ካብዚ ዘለኻዬ ብዝያዳ ምስ ሙሉእ ጥዕና ክትዐቢ ክትምህር ክትሕብር ከተንቅሕ ክትእርም ከተመሐድር ይምነየልካ:: በዚ ዘለካ ተውህቦን ፃዕርን ከማኻ ብዙሐት ከምእተፍሪ አይጠሪጠርን:: God bless you 🙏🏽 Thank you for your congratulations
@filmon5121
@filmon5121 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፉዖን በሊሕን መንእሰይ ኢኻ ኣጆኻ ኣይትተሓለል ህግደፍ ብኹሉ ጽቡቅ ገይሩ እዩ አደንቂሩና ኩለን ዘልዖልካየን ሓሳባት ይሰማማዖለን እየ
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ዳኒ ጅግና ፡ሓሳባትን ሓቅታትትን ትብርብርን ትትንትንን ።ኩሉ ጸገማትና ብምሉኡ ገሊጽካዮን ዘርዚርካዮን ከማኻ ግዱሳትን ምሁራትን መንእሰያት ይብዝሑልና ። ካብዘን ዝሓለፈ ቪዶታትካ ኩለን የድንቐን ኢንድየ ፡ እዚኣ ግን ብፍሉይ ካብአን ጸብለል ኢላ ተረእያትኒ። ናይ መወዳእታ ዓመት ብምዃና ክኣ ብሃረርታ ክንጽበያ ጸኒሕና ፡ብዝኾነ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ።ዓመተ ሰላምን ዓመተ ቅሳኔትን ዓመተ ራህዋን ይግበረልና።
@ፍቅርኪኢዩመግበይ
@ፍቅርኪኢዩመግበይ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓዊ ብሱል ጽፉፍ ትምህርቲ ኢዩ። ወዲመምህር ሓውና የቀንየልና ። ንሕና መንእሰያት ብ ኤርትራውነትና ክንኮርዕ ዘይኮነ ክንሓፍር ኢዩ ዘለና ምክንያዩ ደረጃና ሰብ ዝሓለፎ እንበር ሰብ ዝበጽሖ ኣይበጻሕናን ን ባሕሪ ፡መሬት ልዕሊ ሰብና ኢና ንሰርዖ፡ ተጎቢጥና ከለና ጎባጢ ንፈርሕ ።90% ካብዞም ኣብ ስደት ንነብር መንእሰያት ናይ ጉልበት ንሰርሓሉ ምክንያት ስራሕ ስለ ዘይንንዕቅ ዘይኮነ ልዕሊኡ ከክይድ ዝክእል ብቅዓት ስለ ዘይብልና ኢዩ።ንንቃሕ
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 4 жыл бұрын
Dani wedi memhr enjera alem blae nues belih weledo GBU happy New year all People Eritrea
@wedimokie4968
@wedimokie4968 4 жыл бұрын
እምበር ወዲ መምህር ባዕልኻ መምሕር ንኡስ ወለዶ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ክብረት የሃበልና ክብረተይ
@ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
@ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 4 жыл бұрын
ዳኒየ ሽኮር ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ዝያዳይ ብሓባር ንኩሉኩም ኤርትራወያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እንኳዕ ኣብፀሐኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@makeleadorob6797
@makeleadorob6797 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ መደብካ ማሃርን ገላጽን እዩ ብሱል መንእሰይ እኻ ግን ሓንቲ ክብለካ ዚደሊ ኣብ ኣፊሪቃ ንነብር ሰባት ኣለና ብሰንኪ ስርዓት ትምህርቲ ዘይተማሃርና ከኣ ብዙሓት ኣለና ስለዚ እንታይ ክብለካ ደልየ እንግልዝ እንዳ ሓወስካ ትዛረብ ኣለኻ ብትግርኞ እንዳ ተርጎምካ ምሃረና ካብ ዓበይቲ ይሕዋትና ዘይ ረኽብናዮ ካባኻ ንረኽቦ ኣለና ኣታ ዓቢ መምህር
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/sGepnYOamJymrdE
@topstv5476
@topstv5476 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/fmGXnmlugs2tY6s
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 4 жыл бұрын
ሰበይ ይትርጉሞ ኣሎ ውሕዳት እዮም ካኣ ጽሕፍ ኣስተውዕል ናይ ዳኒ ዘሕግሰካ ከማን ኢንግልሽ ኣይሓውስን እዩ ናይ ገለ ገለ ሰባት ዳርጋ ፍርቂ እዩም እንግልሽ ዝጥቀሙ እተን ዘለዋኦ ይነግፈንወን ዳኒ እዚይ ጽፉፍ መደብ ዘቅርብ በልሕ መንእሰይ እዩ ቅሩብ ግድለት ዝነበሮ ይጸርፍ ነይሩ ኣብ ገለ ሕጂ ግን ኩሉ ከድፍዎ ጉድለት ዘይብሉ መደብ ገይርዎ ።
@rachel1542
@rachel1542 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዳኒየ ጅግና ወዲ ጀጋኑ💪💪💪💪💪። ሕጂስ እባ ክርድኦ ይከዉን እዚ ደንቁሩ ዘሎ መንእሰይ: ኣምላክ ንመን ኢልዎ ተስፉ ይገብር🙏🙏። ዳኒ ሓዉና ኣጆካ ቀጽሎ እስካ ብሉጽ መንእሰይ ኢካ we're proud of you 💪💪👍👍👍❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 4 жыл бұрын
ብሩህ ዩ መጻኢካ ናብ ብሩህ መጻኢ ምጽንባር የድልየካ ብሃቂ ንፉዕ
@saratewelde5882
@saratewelde5882 4 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
@መምህርጆርጆዩመምህረይ 4 жыл бұрын
ኣእምሮካ ብፍልጠት ዝታሓጸበ እንተድኣ ኮይኑ ነቲ ብዘይከውን ኣእምርኡ ዝረስሐ መንእሰይ ናብቲ ናትካ ቦታ ከተምጽኦ ቀሊል ዩ ግን ግዜን ዓቕልን ጥራሕ ዩ ድሓትት ሶ ቀጽሎ ዳኒ ተባዕ 💪
@danisolomon3750
@danisolomon3750 4 жыл бұрын
በፍጹም ቀሊል ኣይኮነን ን27 ዓመት ዝተሓጽበ ክትቅይሮ ብዝቀለለ ዘይሕሰብ ዩ። ህሉው ኩነታትና ይመስክር ክትቃወም ክትክእል ትኸውን እንተ ዘይኮነ ካብቲ ንሓንጎልካ ዝሓጸበ ኣተሓሳስባ ክትርሕቕ ዝካኣል ኣይኮነን። መንነትና ትግሬዎት ኢና ህዝቢ ትግራይ ክዕዎት ኣለዎ ስለ ዝበልካ ጥራይ ስጎሩልና ኣይተድልዩናን ንባሃል ኣለና። ትግራውነት ዩ መንነተይ ስለ ዝበልኩ ኣነ ወዲ ትግራይ ኢየ ትብል ዘለኻ ዝመስሎም ነዚኦም ብኸመይ ኢኻ ብዝቀለለ ናብ ንቅሓት ከተምጸኦም ትኽእል። ባንዴራ ስለ ዝተቃጸለት ምስኣ ትቃጸል እንተ ኮይንካ ብኸመይ ኢኻ ፍትሓዊ ምሕዳራ ክተክል ትኽእል። ንሕና ከም ህዝቢ ከቢድ ጭኮና ዝወረደና ኣይኮነን ባንዴራ ስውእ እንተ ጸረጽና ይተሓዘልና ዲዩ ምኽንያቱ ኖርማል ጸገም ኣይወረደናን እሞ ሽግራቱን መከሩኡን ከይኣኽሎ ተመሊስካ ተጻሪፍካ ኣቃጺልካ ኢልካ ጸቅጥን ፍርሕን ትፈጥረሉ እንተ ኮይንካ ብከመይ ድኣልካ ህዝብኻ ሓርነት ኣምጺኻ ክትክሕስ። ስለዚ ብቀሊል ዝንቃሕን ዝቅየርን እንተ ዝከውን ህዝብና 10 ዓመት ድቃስ ኣይምሳኣናን ሽግርና ውን ኣይምተናወሐን።
@rthagos635
@rthagos635 4 жыл бұрын
🤗💓🇪🇷
@tsgabteklom4415
@tsgabteklom4415 4 жыл бұрын
Abnet aske???
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/sGepnYOamJymrdE
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 жыл бұрын
Nay behak gual rimey ☝️🇪🇷❤❤❤❤❤💉🇪🇷👈
@michaelzeru5974
@michaelzeru5974 4 жыл бұрын
ዝጸዓረ ይዕወት ትገብሮ ዘለካ ኣምላክ ይሓግዝካ
@divorahabtay2470
@divorahabtay2470 4 жыл бұрын
You are very wise young man!!! We are proud to have you as Eritrean 🇪🇷🙏 keep up the hard work I am sure many will benefit from You👏👏👏. My mum is an 88 year old and she is so proud of you and she said “wish I could get a chance to thank him and bless him” So, if you don’t mind pls get in touch with me. More blessings brother 🙏🙏🙏
@hustler5209
@hustler5209 4 жыл бұрын
ብ ጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ።
@tadesekesete9760
@tadesekesete9760 4 жыл бұрын
ዳኒ & ዉፉይ መጽሓፍ ንኡስ ወለዶ ኣጆኩም እቲ ዝነቅሕ ክነቅሕ,ዩ እቲ ብትምክሕቲ ክዓውር,የ ዝበለ ከኣ ምርጫኡ,ዩ።
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/sGepnYOamJymrdE
@desbelkidane4885
@desbelkidane4885 4 жыл бұрын
Dani wedi መምህር ጽቡቅ ሓሳብ ዕበይልና ንጹር መብርሂ thanks you bro 😁
@samuelfissahaye2242
@samuelfissahaye2242 4 жыл бұрын
Thank you for detailed information and its good to see you are trying to change how we should approach for our political awareness. Keep going and thank you again
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 4 жыл бұрын
መደብካ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ካባካ ብዙሕ ንመሃር አለና thank u hawey
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
ቃላት የብለይን ወዲ መምህር ኮርዒዳ ግን ኣደ ወሊዳ ትምከን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 4 жыл бұрын
Hawey teqadadimka iytweds
@nabyomtekle4549
@nabyomtekle4549 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕን መስተውዓልን ሰብ ዳኒ ወዲ መምህር ናይብሓቂ እቲ እተሕልፎ ስነ-ሓሳብ ብጣዕሚ ጠቓምን ማሃርን እዩ እሞ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮኑ ተጋሩ እውን ንመሃረሉ ኣለና ስለዚ ቀፅለሉ ዝሓወይ
@michealtesfamariam6874
@michealtesfamariam6874 4 жыл бұрын
ዳኒ ጎበዝ ኢኻ።ናይ ብሓቂ ንጹር ሓሳብ ን ባዓል ራኢ መንእሰይ ኢኻ ኤርትራ ከማኻ ዛኣመሰሉ በላሕቲ ሰብ ጥራይ ኢዮም ዘድልዩዋ።ቀጽለሉ ከአ።
@danielweldy2437
@danielweldy2437 4 жыл бұрын
ብሃቂ ዘደንቅ ሓሳባትን መግለጽን ኣሎካ። ጊዜኻን ፍልጠካን ከይሃባኣካን ትገብሮ ዘለኻ ተወፋይነት ከም ኤርትራዊ ብጣእሚ ይህበነልኻ ዘመንካ ይባረኽ ዕድሜካ ይንዋሕ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 жыл бұрын
ዳኒ ሽኾር እንካዓ ብሰላም መጻእካ ሑቢ--- 2021 ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ኤሪትራውያን🇪🇷💛❤🌱🕊
@ONELove-q6n
@ONELove-q6n 4 жыл бұрын
Gal tegray shekor neski ka enka selam Mexaki hubi 💋❤😘✌
@habteabkesete3974
@habteabkesete3974 4 жыл бұрын
Sari shkor
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy 4 жыл бұрын
kemiu dema neaki meqerty haftyy!!!
@impeaceful556
@impeaceful556 4 жыл бұрын
Sari mqrti enqae abxehana abxehaki
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣ሳራ
@th-ef6me
@th-ef6me 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም መስተውዓሊ መንእሰይ ከማኻ የብዝሐዬ
@ermiaskibrom7546
@ermiaskibrom7546 4 жыл бұрын
Even hard to find a word how to say and describe you bro how smart and to the point. There are plenty of older and educated than you but they never ever to the point better than you . Happy new year to you and your family too and we will Waite for your positive energy keep going bro . You have changed hundreds and thousands of young boys . Don’t be tired well done
@sere6279
@sere6279 4 жыл бұрын
Tesfa zelka betami lebam wedi egzabher edemen tienan yahbka Fetari ezi hawey 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም 4 жыл бұрын
ዳኒ ክብረት ይሃበልና፡፡ መቸም "ናይ ሕማመይ" ብዙሕ ለውጢ ከምነምጽእ ኣይጠራጠርን እየ ፡ እንሀልካ እንዶ ዳኒ መጺኻና። ስለዚ ኣጆኻ ቀጽል ፡
@teklzgiyosief7704
@teklzgiyosief7704 4 жыл бұрын
ከማካ በላሕቲ መንእሰያት ብብዝሒ ያድልያ ኣሎ ኤሪትራ ሃገርና። Nice ወዲ መምህር።
@erindow7822
@erindow7822 4 жыл бұрын
They say, "Who hides his disease, hides his medicine" I find you to be an ideal young person who can make a difference. Thank you for coming out and sharing your analogy. There are a lot of bright young people like you, but not willing to be on the front of a cameras. Please continue your good work.
@menkem511
@menkem511 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ተንታኒ።
@heleng.6805
@heleng.6805 4 жыл бұрын
ዳኒ አድመን ጥአናን ይሃብካ. 🙏 🙏🙏ብሐቂ ለባም ኣቢ ሰብ 👍👍
@ሑቡንኤርትራዊ1997
@ሑቡንኤርትራዊ1997 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ከማኻ ኣዝዩ ዉሕድ ኢዩ ምኽንያቱ ንጹር መልእኽቲ ዝህብ ከማኻ የለን
@Entertainment-fq1on
@Entertainment-fq1on 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነልካ
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/nGrciIKeZc5_ncU ሳብስክራይን ይግበሩ
@eyobaalem7219
@eyobaalem7219 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ
@sarontv8188
@sarontv8188 4 жыл бұрын
You are smart boy #respect 💯🙏🇪🇷
@merihghidey5377
@merihghidey5377 4 жыл бұрын
ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ ከማካስ ኣሽሓት ይፍረዩ ዳኒ ጅግና
@merihtsegay2776
@merihtsegay2776 4 жыл бұрын
ትምክሕቲ እዩ ን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣውዲቕና
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 жыл бұрын
ትምክሕቲ ተበሉካ ከ ካብ ዓቀን ንላዕሊ እበር ንምካሕ
@እንርታዊትትግራወይቲ
@እንርታዊትትግራወይቲ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከዓ እምበር
@michealweldeab4864
@michealweldeab4864 4 жыл бұрын
Egermeka eu zbelexna Kab zerie wedi Adam koynu eu zsmeana, ezia tiebitn timkihtin hizna Kea betebet nkeyd alena kem tebeq
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 4 жыл бұрын
Nay bhaki hawey
@merhawinegash7815
@merhawinegash7815 4 жыл бұрын
Really talk.
@aslawihgawi4485
@aslawihgawi4485 4 жыл бұрын
Wadi መመህር ትፍካ ኮ ኣታ ጅግና 👌❤👍
@አራራይAraray
@አራራይAraray 4 жыл бұрын
ይበል ልቅምጽና አየመልሓስ ዕድመ የሀብካ ደስ በሀሊ ርቱዕ ተንታኒ
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 4 жыл бұрын
Abza Video zelo xerfi Testebahilkumla Nay Asmara seli ms Teraeye Bdhit zemxa Seli Abet Hayal eyu Ezi wedi👍✌
@sffj7326
@sffj7326 4 жыл бұрын
ጅግና ትግራዋይ ናይ ብዙሕ ስብ አእምሮ ክተካክል ዝብል ተፍ አለን ።
@bdwsw533
@bdwsw533 4 жыл бұрын
ዳኒየ መምህረይ ዓድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ አይትድንጉይ
@berekethaile8420
@berekethaile8420 4 жыл бұрын
The best I have ever heard so far from anyone. Bravo Dani
@ሰላምጋልትግራይ-ኘ1ዠ
@ሰላምጋልትግራይ-ኘ1ዠ 4 жыл бұрын
ጎቦዝ
@semeretewelde7396
@semeretewelde7396 4 жыл бұрын
ያ ዳዲ ሓወይ 11 ዓመት ትምህርቲ ከደ እሞ ከምዚ ገሩ ዘረድእ መምህር ኣይረከብኩን ኣጆካ እስከ በል ቀጽሎ
@wediaynom3966
@wediaynom3966 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ
@ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ
@ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቕ ገሊጽካዮም ነዞም ጉጅለ ኤርትራ ከኣ ከማኻ በላሕቲ ዝኾኑ መንእሰያት የድልይዋ አለው ሞ ከማኻ ሚልዮናት ይወለዱ 👍👍👍👍👍👍
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 4 жыл бұрын
ብጥዓሚ ጽቡቕ መግለጺ ወዲ መም ኣጆኻ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ብሪቮ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Happy New Year 🎉💐💐💐💐💐💐 to you and your family!!!
@THEREISNOTOMORROW-p5v
@THEREISNOTOMORROW-p5v 4 жыл бұрын
ጽቡቕ መግለጺ ዳኒ።
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
ትምክሕቲ ኣብ ጥራይ መዓኮርካ ከም ኤርትራዊ ከማና ዝምካሕ የለን ትምክሕቲ ከኣ እታ ቀዳመይቲ ናይ ውድቀት ዓወት ያ ፍቱን መድሃኒት ዪ ካባና ተማሃሩ ተጋሩ
@samrawitmehari3014
@samrawitmehari3014 4 жыл бұрын
Haki
@NeguGalTgray
@NeguGalTgray 4 жыл бұрын
Kkkkkk
@ኣቢራያጓልትግራይ
@ኣቢራያጓልትግራይ 4 жыл бұрын
እሽ👌👌😂😂😂
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
@@NeguGalTgray ናይ ብሓቂ የ ትምክሕቲ ፍቱን ናይ ውድቀት ዓወት ዪ እዚ ኣዮካና ኢና ትብልዎ ዘለኩም ክብረት ኣለኒ ኣባኩም ጸላኢ ምብዛሕ ጥራይ ዪ ረብሕኡ እቲ ትገብዎ ብውሽጢ ይኩን ርሑስ ባዕል ልደት ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ኤሪ & tgi
@rutaokbaldet9430
@rutaokbaldet9430 4 жыл бұрын
ትምኽሕቲ ምስ 2020 ትኪደልና ትጥፋአልና አንነት አይጠቀመን ንማንም እሞ ትሕት ንበል ነስተውዕል በጃኹም🙏🙏🙏🙏
@biniamabera183
@biniamabera183 4 жыл бұрын
You are hero Eritrea man .....gelukkig Nieuwjaar bro
@yakiteame8739
@yakiteame8739 4 жыл бұрын
ኣዚ'የ ኩርዓት ይስመዓኒ ሓወይ ወገነይ ብዕድመ እውን ብዙሕ ዘይንፋላለ ኣብ ሓደ ከባቢ ሰለ ዘለና። ንሱ ዝውንኖ ንቕሓትን ፍልጠትን ወትሩ ምስ ተሓበንኩየ፡ ሓበነይ ግን ሓበን ኮይኑ ክተርፍ ኣይደልን። ከም ናቱ ብቕዓት ደሪትኒ እንተ ዘይመሃርኩ፡ ካብዚ ዘለዎ ብቕዓት ኣዚዩ ክብርትዕን ክሕይልን ኣብ ጎኑ ክከውን የ ዝደሊ። እቲ ኣዚዩ ዘሕዝነኒ ግን ስፍሓት ፍልጠትናን ንቕሓትናን ደሪትና ፡ሓሳባቱ ክንርደኦ ዘይንክእል ሰባት ክንጻአረፍን ፈላጣት ኮንና ክንቐርብ ከለናዩ። ወገናተይ እቲ ናይ ናጻ መሰል ምዝራብን ፡ ንቕሓት መንእሰያት ዝሰርሕ ዘሎ ሰብ ግን ዕንቕፋት ኣንኩን። ከም ዳኒ ዝበሉ ሰባት ክምህሩን ፡ክቕይሩን ዝክእሉ ሰባት ብዙሓት ኣለዉ እሞ ዕድል ከኣ ንክፈተሎም። ዳኒ ወገነይ ምቓለይ ናይ በሓቒ ዝነኣድ ስራሕዩሞ ቐስጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና። ተስፋ ይገብር ከኣ ካብዚ ንላዕሊ ዓቢካ ክርእየካ ወገን። Like gberu eske wegenatey
@samuelghebar7976
@samuelghebar7976 4 жыл бұрын
very good explanation continue
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 4 жыл бұрын
*Imagine this guy as future Eritrean🇪🇷presdent🤔👉🧠👍🤩*
@RemHanKidsShow
@RemHanKidsShow 4 жыл бұрын
I hope to see that
@ደኪዳሽም7ዓንሰባሽላሎ
@ደኪዳሽም7ዓንሰባሽላሎ 4 жыл бұрын
But tgray tgray kegedef alwo
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 4 жыл бұрын
@@ደኪዳሽም7ዓንሰባሽላሎ *Ja bro kemue ybl diyu🤔?*
@yonasshishay6159
@yonasshishay6159 4 жыл бұрын
Why not gin Seb menasi and Tigray Tiray zibel himami kwegidi alewo
@dawitstif5294
@dawitstif5294 4 жыл бұрын
😅😅 u r funny
@tedros24
@tedros24 4 жыл бұрын
Well explained Mahder Wedi Memhar hawey. Keep it up. And Happy new year to you too.
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
ረሲዐልኩም ካኣ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ምስ ስድራናን መታዓቢትናን ንራኸብሉ ዓመት ይግበረልና🙏
@Mahari5965
@Mahari5965 4 жыл бұрын
Perfect 👏👏👏👏👏nberelna jigna bzuh mensey yu zmehar zelo kabaka
@kibrabhabtab148
@kibrabhabtab148 4 жыл бұрын
ሓደ ሰብ ፍልጠት እናደለበ ክከይድ ከሎ ንሂወቱ እናፈለጣ ስለ ዝከይድ ሕፍረት ነቲ ዝነበሮ ኣካይዳ ይስምዖ እሞ ድንን ይብል ሓቂዩ ከምቲ ፍረ ዘለዎ ገረብ ድንን ዝብል ፍረ ዘይብሉ ገረብ ድማ ትክ ዝብል ካብ ትምክሕቲ ትዕቢት ክንወጻ ኣምልክ ይደግፈና ብሉጽ መንእሰይ ዳኒ
@tesfahiwet853
@tesfahiwet853 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/norXlaGnmbelpaM
@simretlm
@simretlm 4 жыл бұрын
You're one in 3 million. You are the one who is best for what you're talking about. Please use your platform work hard on it.
@godislove9722
@godislove9722 4 жыл бұрын
Welcome dani my brather Frist happy new year and merry chrismas i am tigrina i am proud of you so Jesus chris bless you good job keep it ❤👏🤝❤💒⚘
@sdetnayebqie1575
@sdetnayebqie1575 4 жыл бұрын
ጅግና መንእሰይ ተአወት
@simonhaile918
@simonhaile918 4 жыл бұрын
እቶም ዝበዛሕና ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን: ኣብ ትሕቲ ሰብ ወይ ከኣ ናይ ጉልበት ስራሕ እንሰርሕ ሰባት: ስራሕ ፈቲና ወይ ከኣ ስራሕ ክብረት ኮይንና ዘይኮነስ ካብኡ ንላዕሊ ክንከውን ዓቅምን ፍልጠትን ስለዝጎድለና ጥራሕ’ዩ። ንሕበን ከኣ’ምበር።
@nightingaleministry1506
@nightingaleministry1506 4 жыл бұрын
The world suffer a lot not because of the violence of bad people but because of the silence of good people this silence will cost us. Alexander the great
@muluemulue9137
@muluemulue9137 4 жыл бұрын
ዳኒ ጥዑም ሰብ የቐንየልና ነዓና ንምንቓሕ ትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏
@fremedia7215
@fremedia7215 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/sGepnYOamJymrdE
@Amine-b1i
@Amine-b1i 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዳኒ ወዲ
@lidia6227
@lidia6227 4 жыл бұрын
Happy new year to you. Well done 👏 Keep it up and we look forward to have more of your videos next year.
@meashohabtu6873
@meashohabtu6873 4 жыл бұрын
ዳኒ ወናኒ ሕልና ካባካ ብዙሕ ትጽቢት ኣለና ። ኣስዒበ ኩላትና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ። ቀጽሎ
@rahiwaberhane446
@rahiwaberhane446 4 жыл бұрын
👌🥰Like💯 eba habiley ndani❤ hawina 💛
@berhanewelday6238
@berhanewelday6238 4 жыл бұрын
የሕቢሩ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ክቡር ሓው።
@amanuelhebtu518
@amanuelhebtu518 4 жыл бұрын
You doing amazing things bro please keep it and thank for doing this
@henokmhretab3080
@henokmhretab3080 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኑቁሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፍጣሪ
@Abel-kedawi.123
@Abel-kedawi.123 4 жыл бұрын
Top top ዓርኩ ርጡብ ምስትውዓል ሒዝካዮም ኣለኻ ✅
@SilvanaYakob
@SilvanaYakob 4 жыл бұрын
Wala Eska
@samienkay2158
@samienkay2158 4 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መምህር ቀጽሎ ዝሓወይ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
@andomangosom9843
@andomangosom9843 4 жыл бұрын
እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ይባሃል እዚ ሕጊ እዚ ኹሉ ንቕሓትን ውሕሉል ዝኾነ ኣዝቅራርባን ካብ ምንታይ ኣጥርይዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 4 жыл бұрын
Readers are leaders ..
@ፍቅሪኦሪይት
@ፍቅሪኦሪይት 4 жыл бұрын
ብምቅዳም ሰላምታ ኣይረሳዓኩን ሰላም ንዓካ መዘናይ ዳኒ ወዲ ኣነ ብወገነይ በዛ ዘመጻኣካያ ኣርእስቲ ብዘይ ማይ ውሒጠያ ኣለኩ ፓሎቲካዊ ንቅሓተይ ዝታሓተ'ዩ የቀንየልና ናይ ሎሚ ሓቂ ንስካ ኢካ ኣይቲጥፋኣና ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና::
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ህየሳ ዳ ዘይትገብረላ ሓንቲ ፊልሚ ኣላ ኣርእስታ ናይታ ፍልሚ ሕንቲክቲክ ኢያ ትብል ምሳይ ኣብዝኣ ሪኢቶም ዝሳማማዕ ላይክ ይግበረለይ
@aridaniel1533
@aridaniel1533 4 жыл бұрын
Beli seb arku go Ahead 🙋🇪🇷🙏
@simonbeyene8170
@simonbeyene8170 4 жыл бұрын
ሃቂ ክዛረብ ካብዛ 2020 ኬፍ ዝሃቡኒ ነገር ተሎ 2 ኢዩ ቀዳመይት ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝተዘርገሕት ደርፊ ወዲ ትካቦ 'ካብ ፍትሒ ዝዓቢ' ን ማህደር ፕሮዳክሺን ኢየን፡ በዜን ተካሒስና ኣለና Er ዳኒ ቀጽሎ በርትዕ ኢኻ
@mokonendesta2687
@mokonendesta2687 4 жыл бұрын
ዳነ ኑፉዑ ባሓቂ መደባተካ ማሃርን ሃናጽን አዩ ቀጸሌ።
@seeker795
@seeker795 4 жыл бұрын
👏👏👏 ብሐቂ ማራ ማራ ማራ ዝንኣድ ሐሳባት ግን ዳኒኤል ዓርከይ እዛ አርእስቲ አብክንዲ politica ትኸውን LONG CRIMES ተትኸውን ይብል ከመይሲ politica አብተን ብሕግታት ዝመሐደራ ጥራይ እዩ ዘሎ political መስርሕ ናይ ሃገር ስለ ዝኾነ አብ fake Eritrea ግን ዝኣስሩ ዝቀትሉ ዝሐርዱ ካልእን ጥራይ ስለ ዘለዉ እዛ አርእስቲ long Crimes ተትኸውን ዝብል ዘለኹ otherwise ብጣዕሚ ጹቡቅ አቅሪብካዮ ፍቅሪ ንኹሉ ብጀካ ንሻዕብያ
@aregaymebrahtom150
@aregaymebrahtom150 4 жыл бұрын
መርሓባ ብርሃን ሃገር መጀመሪያ ሰላም ንዓኻን ንመላእ ከመዚ ከማይ ተኸታልትኻን። ብምቅጻል እዚ ስራሕካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽባሕ ንግሆ መጻኢና ዘብርህ እዩ። ካብቲ 100 ዓመት ንድሕሪት መሊሶምና ዘለዉ ሕማቓት ኣቦታትና ካሊእ ይትረፍ ከምዚ ኢልና እንተተረዳዲእና እቲ 50 ዓመት ደምሲስና ኣብ ዝሓጸረ ህዝብና ጠርኒፍና ለውጢ ከነምጽእ እና። ኣጆኻ ቀጽሎ።
@berheabila7471
@berheabila7471 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሓወይ ናትካ ቪዶ ህግደፍ ከም ፖርኖ ትሓቢኦም ይሪኣዎ፡
@weldinoshow2731
@weldinoshow2731 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ
@timnitasmelash8260
@timnitasmelash8260 4 жыл бұрын
🤣😂😂😂😂🤣🤣🤣
@erismara9099
@erismara9099 4 жыл бұрын
Kkkkkkk
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 4 жыл бұрын
ክክክክ ዓርኩ ፖርኖ ተሓቢእካ ትገብረላ ዲኻ? ክክክክክክክክ መዘናግዒ
@robelmengstab1637
@robelmengstab1637 4 жыл бұрын
😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😜👌👌
@VipVip-mo9qp
@VipVip-mo9qp 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ነዓና መታን ክጥዕመናን ክንመሃርን ደጋጊመ ኣጆካ ይብለካ አዛ ሓዳሽ ዓመት ድማ ዘበነ ሰላምን ራህዋን ትኩነልና
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 4 жыл бұрын
የቐንየልና ዳኒ፣ ቐጽሎ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና። 💥❤️
@CR-wp3us
@CR-wp3us 4 жыл бұрын
ብከመይ ኢካ ንነብስካ ወርቃዊ ወዲ ኢልካያ
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 4 жыл бұрын
@@CR-wp3us ነብሰይ ስለዝኾነት ወርቀይ።
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 4 жыл бұрын
ንናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ
@samidesale8159
@samidesale8159 4 жыл бұрын
ዳኒ ጸቡቅ መግልጺ 'ዩ ትምክሕትስ በዚሑና ከማን ሓቅኻ።ሽክና ርእሲ ብዘይ ሓንጎል ሒዝካስ ሓፍ ሓፍ ብዝይካ ንዓይ ስምዑኒ ዕሙቕ ኢሉ ከረድእ ዝኽል ሰብ የለን ።ካውኡ ጸርፊ ምንአንአኣስ ምምክሕ ኣንነት ወዘተ ኣፍካ ዝሃበካ ምዝራብ ፡ ኣሕዋተይ አቶም ንዝሰምዕ ከኣ ነንብብ ክንዕብብ አዚ ወድሓንኩም
@ጓልቶምጀጋኑወየንቲ-የ3ኈ
@ጓልቶምጀጋኑወየንቲ-የ3ኈ 4 жыл бұрын
ቀፅለሉ ዳኒየ ናይ ኣታሓሳስባ መናእስያት ኤርትራ ክትቅየር ትክእል ሓደ ንሰካ ኢካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ😘
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ 4 жыл бұрын
ተመሊስካ 👉welcome first comment 👉🇪🇷🇬🇧🇻🇳
@redietgebrehiwet5415
@redietgebrehiwet5415 4 жыл бұрын
Eza 3 yti bandera dea nay china dya kk
@waterfull2907
@waterfull2907 4 жыл бұрын
@@redietgebrehiwet5415 ቶሮጋቢ ክክክክ ባርያ ኢሰያስ
@redietgebrehiwet5415
@redietgebrehiwet5415 4 жыл бұрын
@@waterfull2907 ata komal resah gudgad keyteatu bixbix kk
@waterfull2907
@waterfull2907 4 жыл бұрын
@@redietgebrehiwet5415 ሸታቲ ክክክክ ርኹስ ተረፍ ራሻይዳ
@redietgebrehiwet5415
@redietgebrehiwet5415 4 жыл бұрын
@@waterfull2907 eway eti natka anta hasawi komal resah yelen tray fekera konkum tigraway kabzi alem kiteifei alewo kkkkkkkkk hiji aykonen ab gudgad mhbae kkkk
@samuelghebretatios1620
@samuelghebretatios1620 4 жыл бұрын
Thank's happy new year too, really amazing let's keep in touch to have the bright future.
ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ...
15:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 112 М.
She wanted to set me up #shorts by Tsuriki Show
0:56
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Audio)
2:53
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН
መንእሰያት ኣብ ፖለቲካ ከመይ ንዕወት፧
24:07
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 99 М.
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 133 М.
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 139 М.
ዋጋ ሓደ ኤርትራዊ ክንደይ ይበጽሕ፧
17:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 84 М.
ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida Music review...
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 124 М.