KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ዕላል ምስ ኣቶ ሃይለሚካኤል ተወልደ (ሃይለ ፓድረ) ናይ ሂወት ተሞክሮ | ERi-TV
24:54
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
00:41
家庭版踩气球挑战,妈妈竟然什么也没得到#funny #宝宝 #萌娃 #comedy
01:04
ሱዳን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ
Рет қаралды 11,027
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 9 М.
Dave Solo
Күн бұрын
Пікірлер: 108
@davesolobeloved
2 күн бұрын
ተገዲስኩም ስለ ምክትታልኩም የመስግነኩም፣ ኣብዛ ቻነል ኣባላት ዘይኮንኩም ድማ ኣሕዋት ሳብስክራይብ ክትገብሩ ጽቡቕን ንዕቤትን ዝርግሐን ትሕዝቶ እዛ መደብ ሓጋዚ እዩ፣ የቐንየለይ! ሰላምኩም ይብዛሕ !
@hawazkiflezghi5433
Күн бұрын
ተባረኽ ብሩኸይ ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ኩሉ ከምዚ ገርካ እንተ ተቅርበልና ክንደይ ምተባረኽና። ንዓኻ ኸኣ ጎይታ ሰራዊት ኣዕዚዙ ይባርኽካ።❤
@zaidteklay67
Күн бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ
@danielyoebio1827
2 күн бұрын
ተባረኽ ንቡዙሓት ንበረኸት ኩን ኣምላኽ ኣእምሮኻ ይባርኽ ብጎይታ ብየሱስ ክርስቶስ ስም 🙏
@technology-eo9pq
2 сағат бұрын
Tebarek
@HabtieSelie
Күн бұрын
ንፍዕ ብጣዕሚ ተባረክ
@Fithawi
5 сағат бұрын
Kabka bzuh ye zmahar 💙💙💪💪
@lbwta
6 сағат бұрын
Tebarek bruk wedey ❤🎉
@kakajebena1908
11 сағат бұрын
Wawwwww ❤❤❤nay bhaqi nefiu
@asmerom1404
7 сағат бұрын
ልዕሊ ኩሉ ኣናብባ ጽቡቕ ቀጽሎ
@helenkidanegebremeskel319
6 сағат бұрын
Tebarek dave solo neseka bereketna eka ,amelak memelisu miglax yihabka
@bahabolommihretab9237
23 сағат бұрын
GBU blessed
@ዲቦራ-ኀ5ሐ
Күн бұрын
❤❤❤ tebarek
@kidistitesfalase4341
Күн бұрын
Thnk u ,nubian mexewie ksab hji alo Southern part nay north sudan Nubian, kurdufan,shemal,darfor, mbrak sudan (ezom bedawiet zbahalu
@SahleTeklegergish
Күн бұрын
❤🎉🎉🎉ተባረኽ
@letinalibsekal3405
Күн бұрын
God bless you!!
@temesgenissac2131
10 сағат бұрын
ብዝግባእ ነጺሩ ቀሪቡሎ አእዛን ዘለዎ ነቲ መንፈስ ዚብሎ ጽን ይበል።
@filihbtu4291
Күн бұрын
Thanks bless you hto aletni gn nay ab eritrea znebru hbreteb wey abethiopia nabnet saho afar kunama kush eyu zbhal.tigrihna tigre amharegna ka semitc eyu zbhal asfh abilka eba amxalna bzaiba ezi hzbtat
@bilublessed6529
Күн бұрын
Stay blessed ❤❤❤
@misghinaghebremariamtedla5263
Күн бұрын
God bless you buruk ❤
@ninu12366
Күн бұрын
Tebarek 🙌
@HenSamedia8480
21 сағат бұрын
ብሩኺ🎉🎉🎉🎉
@EliasHagos-r9u
Күн бұрын
ተባረኽ ክቡረይ ሓወይ❤
@FiliAmanuel-x1v
Күн бұрын
❤❤❤❤Gbu
@FiliAmanuel-x1v
Күн бұрын
Pravo Gbu qexlo ❤🎉
@rahwablessed5088
Күн бұрын
Bless you more ❤❤❤
@yorsaliembeyene270
Күн бұрын
Amlkina yebarica atminisy kezulo amlkina msica bmefes alo amlkina yebarek amyein🕊🤝❤🤲
@calitusabonitucalitusaboni2994
Күн бұрын
ቀጺለ ኽብለካ ዝደሊ አብ ሃገርና ሰንዓፈ ዝበልሃ ዓዲ አላ እቲ ናይ ብሐቂ ሽማ ድማ ፀንዓ እያ ንሐደ እዚ ፀንዓፈታ፡ እቲ ፀንዓዱግለ ይባሃሉ ፡፪እቲ። ሐም፡ ሣምን ድማ ምስግዜ ሐማሤን ተባህለ ሐማውያን ሠማውያን ይባሃሉ ንይርም ሐወይ ።
@HaleluyaTimariam
Күн бұрын
God bless you Dev.
@afewerkisium986
Күн бұрын
God bless you, brother
@SelamawitWeldemichael-w8k
Күн бұрын
Tebarek❤
@akberetbahta3768
Күн бұрын
God bless you burukey
@aronhidray69
2 күн бұрын
Betami clear explanation 👌
@WeyzoroRoza
Күн бұрын
Tanks bro❤❤❤🎉🎉
@yonhir1
Күн бұрын
Excellent
@abrahambrhane3920
Күн бұрын
Bro stay blessed 👏👏
@andommisghina62
2 күн бұрын
God bless you
@SamsomSemere
Күн бұрын
ኢዚ ወዲ ብሓቂ ኢየ ደዲንቖ
@lemlema2976
18 сағат бұрын
ዋላሀንቲ መርቶኦ የብሉን ::ንኣብነት ጊዬን(አባይ) ዝርከብ አብ ጎጃም ኢዩ ካብ አባይ ን ተከዘን ሂዙ ናብ ግብፅን ሱዳንን ይፈስስ:: ጎጃም አብ ኢትዬጰያ ዘላ ኢያ :: ህንደቄ ዝበላ ድማ ናይፈአከሱም ንግስቲ ዝነበረት ኢያ ::ንግስቲ ማክዳ{ንግስተ ሳባ) አብመፅሃ ቅዱስ ዘላ ካብ ኣክሱም ናብ ኢየሩሳሌም ንጥበብ ሰሎሙን ክትርእይ ዝኸደት ኢያ::እዚ ኩሉ መርተኦ ኣብ አክሱም ፅዬን ይርከብ ::ታሪኸ ኢትዬጰያ ታሪኸ አክሱም ኢዩ::
@habenfish5142
2 күн бұрын
Merci Dave.
@KubromMebrahtu
2 күн бұрын
Good bles you❤❤❤
@amineraki6139
2 күн бұрын
Good bless you ❤❤❤
@IbelongtoJesus123
2 күн бұрын
Nice analysis ❤
@selamiyezmne6820
22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@semhar9630
Күн бұрын
Yeqnelna kubur hawena xebuq medeb🙏🙏
@hallowiegehts477
2 күн бұрын
GBU more and more ❤❤❤
@alganeshfissehaye9151
2 күн бұрын
ውህበትና ተባረኽ
@jonathanbeletsom3287
2 күн бұрын
You are best happy new year for you bro
@russomdebesay3081
Күн бұрын
It is true! It was South Egypt in history
@israelloveisraellove125
Күн бұрын
🙏🙏😍
@Graceblessed-v6c
Күн бұрын
🥰😍😍😍😍😘
@hailegebrelibanos2181
2 күн бұрын
Continue ❤🎉bro
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
Күн бұрын
ሰላማት ሓወይ ብመጀመርታ ጹቡቅ ኣጋላልጻ ኣለካ ብምቅጻል ብዛዕባ ሽሕ ዝመን ኣብዝሃብካዮ ምግለጺ እዩ ርኢቶይ እቲ ዝሃብካዮ መግለጺ ብመናፍቃን ዝውሃብ መግለጺ እዩ ነዚ ኣታሓሳስባ ኣብ 3ይ 4ይ ክፍለዘመን ዝተወገዘ እዩ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ነዚ ኣይትቅበሎም እያ ካልእን ዝፍሕ ዝበለ መግለጽን እዩ ዘለዋ ምናልባት ኦርቶዶክስ እንተዘይኮይንካ ግን ናትካ ኣረዳድኣ ስለዝኮነ ጸገም የብሉን!!!
@DanielDemoz
Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@semhar9630
Күн бұрын
❤️🙏❤️🙏❤️👍
@Issac232
2 күн бұрын
❤
@IsraelMuez
Күн бұрын
ክቡር ሓው:- እሞ ዳኣ ኣብቲ እዋን ንሱ ሱዳንን ኣብ ሓደ ግዝኣት ኣይነበሩን ድዮም?
@semhar9630
Күн бұрын
🙏👍🙏❤️❤️
@teagesyemane3389
Күн бұрын
שָׁחוֹר ሸኾ ጸሊም
@henoknguse6864
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@miryamhabibetuma5823
Күн бұрын
Yes nuba still yxwau eiyom qedamot dekebar nuba eiyom gobetat nuba zbehal keman alo jubal anuba yblwo bro
@haileblatta
2 күн бұрын
Kush kab belika please Eritrea mejemerta kabey mexiyom tetinegrena Abi hagez neru hawuna ❤
@Tomas-komita
2 күн бұрын
ብትኽክል 100% ብዘይ ጥርጥር ጽቡቕ ገሊጽካዮ በጃኻ ኣይትደንጉየና ጽቡቕ መደብ ብዛዕባ 2025 ገለ እስከ ሓሰስበል ኢኻ :: እንተ እትዮጵያዉያን ዶ ኣይስሞዑ ዋላ ኣደይ ማርያም እዮሱስ ክርስቶስ ኢትዮጵያዉያን እዮም ዝብሉ እንታይ ዘይ ብሉ ባሕሪ ናትና ይብሉ ዘይቭልዎ የብሎምን
@ሃዋርያዊኣገልግሎትደቂዘይ
Күн бұрын
ዳዊት 39 (Psalms) 3፤ ልበይ ኣብ ውሽጠይ ረሰነ፣ ከስተንትን ከልኹ፣ ሓዊ ተቓጸለ፣ ብመልሓሰይ ከኣ ተዛረብኩ፣
@josieg.2881
2 күн бұрын
Dave Zeytenebebe Mexhaf
@calitusabonitucalitusaboni2994
Күн бұрын
ሠላም ኹቡር ሐው አብ መጽሐፍ ቁዱስ ደቂ ኑህ ሰለስተ ሐም ሣም ያፉት ይባሃሉ እቲ መጽሐፍ ቁዱስ ካብ አምሐርኛ ተተርጉሙ ፡እቲ ሐም ዝብል ቃል ስለ ዝኸብዶም ንዓ ከይተረፈ ካም እሎም ሚሂሮምና አብ ዓረብ የመን ዝባሃ ዋና ከተማአ መዲነት ሣም ትበሃ ሕጂ ሰንዓ ትባሃል ብግዜ አብርሃ አጽብሃ ይገዝእዋ ስለዝነበሩ ፀንዓ ትባሃል ነይራ ምስ ግዜ ካብ ግእዝ ቓንቃ ዓሩብ ምስ ቀየሩ/( ፀ ) ትብል ፈደል ስለትከብዶ ሰንዓ ኢሎማ ።
@danielyohanes6651
22 сағат бұрын
ሱዳናውያን مروي መረዊ እዮም ዝብልዎ
@almaztec
Күн бұрын
Ab tsefoniia ala kha Ethiopia zbil
@teklutadese5094
Күн бұрын
እስከ ሀለውለው ኣይትበል
@abrhamberhe1973
Күн бұрын
Abey dea tehabia neyra ezaa channel
@Gedulde
23 сағат бұрын
Tslem (shachur eu zbahl bqanka Hebrew kush aykonen zbhal
@garza.garza-mc7sh
Күн бұрын
ኣብዚኣ ግን ከተነጽራ ዘለካ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኢትዮጵያዊ ወይ ኢትዮጵያዊት ዝብል የለን ወይ የላን ኢትዮጵያ ጥራይ ኢዩ ዘሎ መክንያቱ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያዊት ወይ ኢትዮጵያዊ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ዘሎ ፍልልይ ኣጸቢቅኩም ከተስተውዕሉሉ መክንያቱ ኢትዮጵያ ማለት ጸሊም ማለት እዩ ኢትዮጵዊት ማለት ካኣ ዜግነት ማለት እዩ ስለዚ ኣብቲ ግዜ እቲ ካኣ ዜግነት ኢትዮጵያውነት ስለዘይነበረስ ኢትዮጵያዊት ትባሃል ወይ ዝባሃል ኣይነበረን እንታይዳኣ ነይሩ ኢትዮጵያ ስለዚ ካኣዩ ንሙሴ ቀዳመይቲ ሰበይቱ ኢትዮጵያ ኢያ ነይራ ዝብላ ጸላም እያ ነይራ ንምባል ጥራይ ዩ ኢትዮጵያዊት ወይ ጓል ኢትዮጵያ ኣይብላን እዩ
@fitnet7422
Күн бұрын
ኣብ ሱዳን፡ኮ ክሳብ ሕጂ ኑቢያውያን ኣለዉ፡ኣብዚ ዳርፉር ዝብሃል ዘሎ ቦታ ኒብያውያን ኢዮም ዝብሃሉ ክሳብ ሕጂ።
@hailegebrelibanos2181
2 күн бұрын
Autidengyena bro
@elueluye2425
Күн бұрын
❤ መመሊስካ ወስኽ ዴቭ ሓወይ ብጣዕሚ ማሃሪ ዝኮነ መደብ ሒዝካ ስለ ትመጽእ ንከስብ ኣለና ስለዚ ቀጽሎ ጎይታ ይባርኽካ ። ኩሉኹም ኣሕዋት ካኣ ብሳፕስክራይብን ብሸር ምባልን ላይክን ነተባባዓዮ ትርባረኹ
@KalabTesfay-j2o
21 сағат бұрын
Ab Ketsali bro
@almaztec
Күн бұрын
Kulu kemfikadu
@kbromyemane3490
Күн бұрын
ጌጋ ትምህርቲ ኣይተመሓላልፍ ኢትዮጵያ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንእግዚኣብሄር ኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ማለት ዩ ምስ ግብጺ ከሙ ውን ሶርያ ክፈልጥዎን ኽእዘዝዎን ሙኻኖም ኣብ ሓንቲ ጥራይ ኣይኮነን ኣብ ብዙሕ ተጠቂሱ ኣሎ ብዛዕባ ሱዳን ዩ መቸም ኣይትብለንን ኢካ ክርስቶስ እስልምና ኣይመሃረን....... አቲዮጵያን ኤርትራን ድማ ካብተን ዝጠንተወ ክርስትና ዘለወን እየን ስለዚ ብዝያዳ ነዚ ዩ ዘመልክት ......ተወሳኪ ኣብቲ ናይ ቀደም አቲዮጵያ ዝብል ካብ የመን ጀሚሩ ክሳብ ሱዳን ዩ ኔሩ .....ንዝያዳ ሓበሬታ ን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን እታ ኩሉ ዘጣመረት ናይ ክርስቶስ ቤት ታሪክ ኣየድልን ዩ ኢልኩም ዝነዓቅኩማ ክትነግረካ ያ ......ብዝተረፈ ኣብ ካሌ ይከታተለካ የ ኣብ ገለ ምስ ተዋህዶ ዝሰማምዕ ተምጽእ ኢካ የቀኔልና❤
@ShishayAsmelash
2 күн бұрын
ኒል ግን እካ ንሃገራት ከንያን ታንዛንያን ሚንጪ ኒል ዝኮነ ቀላይ ቪክቶርያ ይምልከት ኢዩ
@ratd4213
2 күн бұрын
ኣብዚ ትብሎ ዘለካ ሱዳን ልክዕ ከምዚ ናይ ባዓል ግብጺ ፓራሚድ ኣሎ ብዙሕ ኣሰራት ኣሎ ብልክዕ ኣለካ ምድሪ ኩሽ ስዳን አዩ
@SaraTube10
Күн бұрын
ምንም አፋላላይ የብሉን ሱዳን ብዓረብኛ ውን ፀለም እዩ ኢትዮጵያ ውን ፀሊም ኩሽ ውን ፀሊም😊ግን ኩሽ ትርጉሙ ኢትዮጵያ ስብል ስም ስለዝመፅእ እዩ So ኢትዮጵያ ዝብል ብሓፈሻ ፀለምቲ ህዝብታት ይውክል።
@YonasAbrha-b4d
Күн бұрын
ሓቅኻ ግብጺ ውን ናይ ሱዳን እዩ ኔሩ ዓረብ ወርሮሞም አምበር
@tesgaytesfamicheal4755
Күн бұрын
Nouba
@MilkanaMegos
6 сағат бұрын
እዚ ሓሳብ ለይመስል እዩ ጭራሽ ሱዳን እምበር ኢትዬጲያ እይተጠቀሰትን ኢካ ትብል ዘለካ ብሓፂሩ 😂
@lemlema2976
18 сағат бұрын
እቲ ትብሎ ዘለኻ ብፈፁም ትኸከል ኣይኮነን::አብ መፅሓፈ ቅዱስ ከም ዝደለኻዬ ክትገልፆ ኣይካኣልን አይውሰኸን አይትቕንስን ናይ ዓለማዊ ታሪኸ ኣይኮነን::
@Dejen_Aref_2
Күн бұрын
ንፉዕ ኢኻ ቀጽሎ
@gal.jesus2
Күн бұрын
Biruk አብ ጎግ ማጉግ ታሪክ ተጋጊኻ አለኻ እቲ ታሪኽ
@lemlema2976
18 сағат бұрын
ስማዕን ዶ ዝሃወይ,ሱዳናውያን ክሳብ ህጂ ናይ ምስልምና ተኸተልቲ ሙኻኖም ይፈለጥ:: ኣብ ኣፈሪካ እታ እንኮ ብህገልቦና ብኦሪት ትምራ ዝነበረት ፅላተ ሙሴ ክሳብ ህጂ ህዛ ዝነህት አክሱም ፅዬን አብ ኢትዬፐያ ትርከብ ሙኻና ብዓለም ትፈለጥ:: ናይ አኸሱም ንግስቲ ህንደኬ ጀንደረባ ባኮስ ናብ ፅሎት ናብ ኢየሩሳሌም ክስዕም ከይዱ ተጠሚቐ ብ ፈሊጰስ ዝተጠመቐ አኸሱማዊ ባኮስ ከምዝኾነ ይፈለጥ ::አይኮነን እንተይልካ መርተዖ:: ኣምፅእ ንግስቲ ህንደኬ ናይ አከሱም ንግስቲ ከምዝኾነት ይፈለጥ:: ንአብነትፈ ንግስቲ ማክዳ ወይካዓ ንግስተሳባ ናይ አኸሱም ንግስቲ ክሳብ የመን ሱዑድ ዓረብ ግዝኣታ ነይሩ ክሳብ ኑብያ ግዝኣታ ነይሩ::ንግስቲ ማክዳ ንጥበብ ሰሎሙን ክትርእይ ናብ እየሩሳሌም ከይዳ ካብ አክሱም:: ስለ ግዬን ድማ ግዬን አባይ ማለት ኢዩ አብ ኢትዬጰያ ዝርከብ ብሸነኸ ጎጃም ዝርከብ ፈሳሲ ኢዩ ካብ አባይን(ግዬን) ካብ ተከዘ እንዳፈሰሰ ናብ ግብፅን ሱዳን ይኸይድ:: ስለዚህ ግዬን አብ ኢትዬፐያ ኣላ :: ካብ ፅላተ ሙሴ ዝዓብይ የለን ክሳብ ህጂ ሂዛታ ዘላ ጊን አብ ኢትዬፐያ ዘላ አብ ትግራይ ኢዩ:: ኣብ አክሱም ብዙህ ነገር ትረክብ :: ታሪክ ንባዓል ታሪክ ግደፈሎም::ሱዳናዉያ ካብ መፈለምቶም እስልምና ተኸተልቲ ኢዬም እስልመናን መፅሃፈ ቅዱስን ኣይራኸቡን:: ንስኻ ብዕድመ ንእሽተይ ኢኻ ስለ ስለ ኤረትራም ብስሩዕ ትፈልጥ ኣይመስለንን እታ ናይ ሎሚ ኤረትራ ናይ ቀደም ኢትዬፐያ ወይ ካዓ አግአዚት እያ ነይራ ::
@YonasAbrha-b4d
Күн бұрын
ሃይልስላሴ አዩ ሃገሩ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ክተኣሳስራ ስም ሃገሩ ቀይርዎ ካብ ኣቢስና ይብሉ ገሊኦም ኣነውን ንሱ ይኹን ሓደ ካብ ቅድሚኡ ዝነበሩ ነገስታት ኣቢስና ቀይሮም ሙኻኖም ርግጸኛየ ናይ ኢቶጵያ ነገስታት መጽሓፍ ቅዱስን ፖለቲካን ብሓደ ጌሮም አዮም ዘካይድዎ ኔሮም ልክዕ ከም ነገስታት ሮማውያን
@ቀንዴልሓርነት
8 сағат бұрын
ብከመይ መጽሓፍ ቁዱስ ኢትዮጵያ ዝብል ዘሎ ነዛ ሕጂ ዘላ ኢትዮጵያ ኢልካ ክትሓስብ፡ ከሙኡ ዝሓስቡ ከ ኣለው' ብቀዳምነት ሃገርነት ምዓስ መጽዩ፡ ኢትዮጵያ ኣብ 20 ክ/ዘ ዝወጸ ስም ኢዩ፡ ቅድሚኡ ኣቢሲንያ ኢያ ትብሃል ኔራ !
@tekestetekeste276
2 күн бұрын
በጃካ ቴለ ቁጽርካ
@michaelfreedom8354
Күн бұрын
ሓንቲ ዳርጋ ረኺብካያ ዝነበርካ ኢቶብያ ጸለምቲ ( ኣፍሪቃዉያን ) ሙኻኖም ዩ
@danielhabtegergsh2088
Күн бұрын
አዚኣ ኑብያ ትብላ ዘሎኻ ክገርመካ.... ኑባ ዝብሃሉ ዓሌት ኣልወ ኣብ sudan ክርስትያን ድማ ኢያቶም መብዛሕቶም ከም ዝመስለኒ.... ኣብ ናቶም ቤተክርትያን ድማ ልዕሊ 3ግዜ ከደ ይፈልጥ ኣብ ሱግኣል ዓረቢ....
@alemshaygebremarim4642
Күн бұрын
ሱዳን ኣብ ትህትይ ኣክሱማዊያን እዮም ነይሮም፡ ኢትዮፕያ ማላት ትግራይ እዩ፡
@ገናዩቲጒዕዞ
Күн бұрын
Kkk texenanu kemu enabelkum bnayhasot tarik zeqbibkum mesakn . Eta tkke Ethiopia gn eza hji sudan tbhal zela eya.
@YonasAbrha-b4d
Күн бұрын
እዚ ናይ ፖለቲካ ቻነል ኣይኮነን
@almazyohannes8913
2 күн бұрын
God bless you
@EbuyeNatey
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@FikriHager
Күн бұрын
God bless you
@shamhabtom
Күн бұрын
❤❤❤
@akiltekle5235
Күн бұрын
God bless you
@zaidteklay67
Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yordanoskidane7897
Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@YobielTadese
Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
28:00
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 43 М.
24:54
ዕላል ምስ ኣቶ ሃይለሚካኤል ተወልደ (ሃይለ ፓድረ) ናይ ሂወት ተሞክሮ | ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 26 М.
01:01
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:31
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
00:41
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
King jr
Рет қаралды 7 МЛН
01:04
家庭版踩气球挑战,妈妈竟然什么也没得到#funny #宝宝 #萌娃 #comedy
搞笑爸爸带俩娃
Рет қаралды 10 МЛН
8:11
( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ኤርትራ 2.6 ሚልዮን ይርከብ - ZENA TIGRIGNA 06/01/2025
Dasna EXTRA
Рет қаралды 8 М.
39:32
EMN -ውረስ ተዋራረስ - Eritrean Media Network | (ዕላል ምስ ጊደይ ቀሊትን ወዱ ማትያስ ጊደይ)
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 14 М.
Atv Asena Live: `ኢግዚት ቪዛ` ኣውቂዖም ንህድማ ወጻኢ ተዳልዮም ዘለዉ ደገፍቲ ጌታቸው - ሓበሬታ ካብ ኣዲስ ኣበባ / ቺካ + ዳካ = ዲጂታል ወዶገባ
ATV asena
Рет қаралды 894
33:39
ዘሩባቤል - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 16| Eritrean Drama - zerubabel (Part 16) - Jan. 04, 2024 -ERi-TV #eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 91 М.
22:30
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 7 М.
ሚስጥራዊ ምድላዋት ኩናት ዞባና
ADMAS FORUM
Рет қаралды 782
21:05
Ethiopia ዘ ኢትዮጵያ የዕለቱ ዜና | The Ethiopia Daily Ethiopia News January 6, 2025 | The Ethiopia Channel
The Ethiopia
Рет қаралды 4,5 М.
15:02
Breaking ዶ/ር ደብረጽዮን ሰራዊት ኢትዮጵያ ብጀናራላት ኤርትራ ይእዘዝ፣ ጀርመን ናብ ኤርትራ ክትሰጉግ january 6 2025
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 40 М.
16:40
ሩስያ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ (መወዳእታ ዘመን) || Russia in the end times!
Dave Solo
Рет қаралды 13 М.
59:54
ዋን ኔሽን ካበይ ናበይ?
ADMAS FORUM
Рет қаралды 19 М.
01:01
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН