KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዛንታ ናይ ሱዳን መሓዙተይ፣
13:21
✴️ንሕማማ ተቀቢለ ዘፍቀርኩዋ ሰበይተይ፣ ኣነ ብፍቅራ ይዓብድ ንሳ ካኣ ብፍቅሪ ክልእ ወዲ ዓቢዳ😓
9:50
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
ማሓዛይ ምስጢረይ እንተ ኣቃሊዕኪ ምስጢርኪ ከቃልዖ ኢላ ተፋራርሓኒ፣ ኣብ ሞንጎ ሓዳረይ ህይወት ሓወይ ተቀርቂረ
Рет қаралды 22,617
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 30 М.
Mahustar
Күн бұрын
Пікірлер: 49
@Amiጓልትግራይ
3 ай бұрын
ኦይ ሕጅስ ንዛረቦ እኳ ጠፊኡና ደይ ብኸማኽን ዝበላ ስደታት ክብሪ ነብሰንን ዘይብለን ሰብራት ልቢ ንፁሃት ዘይግደሳ እዮም ንኹላትና ኣዋልድ ተፅርፋና ዘለኽን 😢
@DanayAbraham-z3r
3 ай бұрын
😢😢😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣጋጣሚ እዩ ተፈጢሩ ዘሎ ከም ምኽሪ ግና ቅድም ንሰብኣይኪ ቀስ ኢልኪ ዝተጋገክዮ ከም ዘሎ ጌጋኪ እንተነኪርክዮ እንታይ ውሳኔ ይወስድ ጎቦ ጎቦ ጌርኪ ንገርዮ ደሓር ኩነታቱ ርኢኪ ኣዝሕል ኣቢልኪ ንገርዮ ንምንታይ በደልኪ ሓደ መዓልቲ ክፍጀር ምዃኑ ፍለጢብስለዚ ኣተሃዳዲእኪ ቀስ ብቀስ ንገርዮ ብድሕሪኡ ንሓውኪ እቲ ዘሎ ኩነታት ናይ መሓዛኪ ትነግርዮ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ
@haymitube-l8w
3 ай бұрын
ንገሩዮ ልስብኣይኪ ዋላ ይፍታሕኪ እስኺ ናይሑሉፍ ተግባርኪ እኺ ትቅፅዕሉ ዝወድነኺ ኸ ታይገበረ በጃኺ ነገርዮ
@Ostirch
3 ай бұрын
እንታይ ኢና ሞ ክንብል ንገርዮ ግን ናትኪ ሓዳር እንተተበተነስ ብግብርኪ እቲ ሓውኪ ግን እንታይ ገበረ ንሰብኣይኪ ከኣ ተረድእይዮ😢
@wedibalila2130
3 ай бұрын
ጹቡቁ ኣቀራርባ ማሃሪ መደብ ኣጆኻ
@1979amanuel
3 ай бұрын
መስሓቕ ንስኺ ንባዕልኺ ዝዓበየ ሓጥያት ተሰኪምክስ ሕጂ ኣብ ሓውኺ ተሰሚዕኪ
@tiebetesfandrias9510
3 ай бұрын
ኦይ ኣንታኣምላክ ኣቦይ ኣበየናይ ግዜ ኢና በጺሕና
@MmWerede
2 ай бұрын
እዋእ ገሪሙናኮ፡ ብዝኮነ ንሓውኪ ንገርዮ፡ መሓዛኺ ምዃና ዘይኮነስ ብኻልእ ሰባት ናታ ሓበሬታ ከም ዘለክን ንዑ ከም ዘይትኾኖን ምንጋር ጽቡቕ ኢዩ፡ ንስኪ ንዓርኪ ሰባይክን ዝገበርክሞ ናይ ስሕታን ኢዩ። መሓዛኺ ትብል ዘላ ግና መደብ ሓዳር የብላን ስለዚ ንገርዮ። ክሰምዓክን ዘይክሰምዓክን ሓውኺውን ምልክት ሕቶ ኢዩ።
@ለዋህወላዲት
3 ай бұрын
ነተን ውሑዳት ጥዑያት ክብረተንን እምነተንን ደኣ ተለክምአን ኣለኽን እምበር ናትክን'ሲ ናይ ኢድክን ኢዩ ጉሓፋት ንሓውኺ ግን ግድነት ክትነግርዮ ኣለኪ እንታይ ዝገበረ ሰብ ኢዩ ኣብ ዘይፈልጦ ዓዘቕቲ ክኣቱ ዝፍረድ ሚስኪናይ ምስጢርኪ ውን ምስ ሰብኣይኪ ትሓቂ ነጊርኪ ፍትሒዮ ተቀቢሩ ድነብር ኣይምሰልኪ ሕጂ ምስጢርኪ ክትሓብአልኪ ንሓውኺ የሕሊፍኪ ተሂብኪዮ ጽባሕ ንግሆ ውን ፍርሕኺ መዝሚዛ ወይ ግንዘብ ኣምጽኢ ወይ ምስጢርኪ እንዳ በለት መፈጠርኪ ክሳብ ትጸልኢ ክትገብረኪ ሙዃና ኣይትዘንግዒ ስለዚ መሬት ከይረፈደ መጻወዲያ ሓውኺ ፍትሒ ሰብኣይኪ ተገደፈኪ ከኣ ኣሜን ኢልኪ ተቀቢልኪ ውላድኪ ንምዕባይ ንሂወት ፊት ንፊት ትገጥምያ ክሳብ ምኣስ ኣሎ ብሰብ ተጸይርካ ምጉዓዝ እዚ ወድሓንኪ ዝወድኪዮ ውሳኔ ሒዝኪ ክትምለስና ክንጽበ ኢና ሰሰናዩ ንዓኺ
@yossiefmer733
2 ай бұрын
ስጋስ ስጋ ደኣ ኣብ ሓውኪ ምስ ወረደ ዶ ተረዲእኪ ብዝኮነ ኣጆኪ
@amanielkahsay2071
3 ай бұрын
ኩላትክን ረሳሓት ኢኽን 😭ንገርዮ ነታ መሓዛክን ነታ ነብስክን ኣሕሲምኪ ን ሓውኪ ንገርዮ ሓውኪ ኣድሕኒ ንሰባይኪ ከኣ ኩሉ ሑሉፍኪ ከይሓባእኪ ኣዕልልዮ
@yafetamanuel6539
3 ай бұрын
ግድን ንሓውኺ እቲ ሓቂ ንገርዮ
@Mahustar1
3 ай бұрын
ማሓዛይ ምስጢረይ እንተ ኣቃሊዕኪ ምስጢርኪ ከቃልዖ ኢላ ተፋራርሓኒ፣ ኣብ ሞንጎ ሓዳረይ ህይወት ሓወይ ተቀርቂረ
@berhaneteklehaymanot7663
3 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና እንታይ ኢና ክንብል ሓጥያትና በዚሑ ንስኺ መጀመርታ ነዓኣ ከይተዛረብኪ ብሜለ ገይርኪ ንሓውኺ ክትነግርዮ ኔርኪ ማለት ንሓውኺ ክትእምንዮ ኔርኪ
@Alekuuuuuuuu
2 ай бұрын
Yes malet zhalefe halifu yu kalay gzie aytgageyi nsebayki ngeryo kemu wen nhawki eta mahazaki ka kemaki seb ya kendey gizie bseb ketxawet amlak msaki ykun ngeryom zkefe keynexaki sisey
@TsegeGebremedhinLema
Ай бұрын
መጀ መ ር ያ ን ሰ ብ ኣይ ኪ ይቅ ር ታ በልዮ
@KahsayTesfazgi
3 ай бұрын
haftey kemeu elki aytnebrn eki tahabiu znebr yelen nexa konki nsebayki yeellyo nhawki ewun kemeu
@Africa-lovey2zl
3 ай бұрын
ስለምንታይ ሓዋ ምንጋር ናይታ ማሓዛኣ ዕድል ዉን እኮ ይስበር ኣሎ ንሓዋ ከይትጎድእ ኢላሲ ነታ ማሓዝኣ ክትጎድኣ ንሳ ክሓልፈላ ማሓዝኣ ክትብደል። እንተኾይኑ ክልቲአን ይማዓራረያ። እንተዘይኮይኑ ኻኣ ክልቲአን ይግደፎኦም
@መቅዲyouTube-t5o
2 ай бұрын
ወድ እነክ ተከይኑ መስዋእቲ ክፈልሉ ዋላ ስባአይክ ይፍታሕክ ሓዊክ ሓዊክ እዩ
@luwamtesfatsion3219
3 ай бұрын
ሂወት ኣይትፈልጣ ገለ ኣይትፈልጣ ካብ በረካ ትመጻ መጽሓፍ ውን ኣይተንብባ ኣብ ቲክታክ ሙሉእ ማዓልቲ ትውዕላ ምስ ዝኮነ ሰብ ሃለውለው ክትብላ ብመሰንጀር ፡ ዋትሳብ ፡ ብኩሉ ማሕበራዊ ሜድያ ፡ ካብ A ክሳብ Z ትጋገያ ሂወት በዓል ቤትክን ተበላሽዋ ሂወት እቲ ትወልድኦ ተበላሽዋ እዚ ኩሉ ግን በየናይ መንገዲ እንተከድክን ኢዩ ዝሓይሽ ዘይምፍላጥ ኢዩ ብፍላጥ ውን እትጋገያ ኮይኑ ኣይስማንን ኢዩ ብሰንኪ ድንቁርናክን ኢክን እትጋገያ ። ነተን ጥዑያት ከኣ ኣይትለክምእን ብዙሓት ዝተማህራ ደሓን ዝኮና የሕዋትና ንስክን በዚኤን ተንቀሳቀስቲ ሬሳ ኣይትምዘናን ኢክን ። እቶም ሕብራውያን ኣብዑር ከኣ ክትመዝኑ ከኣሉ ስቅ ኢልኩም ነቲ ፍቅሪ ብድሕሪት ኣይትእተውዎ ዘይተፍቅረኩም እንተመሲላትኩም ረሓቁለን ምኻን ንስኩም ውን ካብ ኣፍልጦ ናጽ ኢኩም ንክትመዝኑ ዝክእል ኣእምሮ ኣይተዓደለኩምን ተተጎቲትኩም ጥራይ ኢኩም ነዚሓዳር እትኣትውዎ ንሰን ከኣ መዝሚዘን ይጻወታልኩም :: ኣቱም ኣእድጉን ኣብዑርን እስከ መጽሓፍ ምንባል ልመዱ ።
@Hanifetawimomona
3 ай бұрын
እዋይ ሽግር😢😢 በቃ ብገንዘብ ጥራይ ኮይኑ😪
@HadishTekletsion
3 ай бұрын
እዚኣ ንሳ ዘይኮነት እቲ ሓጢኣት ኢዪ ኮለል ዘብለኽን ንኽልቴኽን ንስኺ ንሰብኣኪ እቲ ምስጢር ንገርዮ ንሓውኺ ውን ንገርዮ መጀመሪያ ነስሓ እተዊ ኩሉ መገዲ ከርኤኪ ኢዪ ኣምላኽ ሓንቲ ዛንታ ኽነግረኪ ኽልተ የሕዋት ጋሶት ነይሮም ጋልን ወድን ኢዮም ብሓንሳብ ወፍሮም ከለው እምኒ ገይሩ ካብቴአን ትሪቶም ሓንቲ በጊዕ ቀቲሉ መስ ቀተላ ኣብኡ ከይ ሃርሞ ኣብ ጎቦ ቀቢርዋ ሓብቱ ግን መስኡ ኣለ ከይትነግሪ ኢልዋ ሽዑ ገዛ ምስ ነቲ ማይ ኣስቴኒ ትብሎ ኣስትን እንተ ኢልዋ ኽነግሮ ኢየ ይብላ ኸይትነግረሉ ፈሪሑ የስትያ እግረይ ሕጸበኒ ትብሎ እምቢ እንተ ኢልዋ ኽነግሮ ኢየ ትብሎ ይሓጽባ ከምኡ እናገቀረት ናታ መሳርሒ ገይራቶ ኣብ መጨረሻ ከይዱ ነብኡ ባዕሉ ነጊርዎ ኣብኡ እንዳሕራይ ግዜ ከምኡ ኣይትግበር ንስኻ ጥራሕ እንቋዕ ሃለኻ በሎ ከም ልማዳ ማይ ኣምጽኣለይ ኣምጽእን በላ ኽነግሮ ኢየ ኢላቶ ነጊረዮ ኢየ በላ ትርጉም ኣለዎ በዚሕኒ በቃ ሓጢኣትካ ምሳኻ እንተ ሃሊዪ ኮለል ኢዪ ዘብለካ ካብ ኮለል ተናገፊ እዚ ሓብተይ ብእዋንኪ ።
@alexandershewitalexander2394
3 ай бұрын
ከም ምሸጥረ ገረኪ ንሐውኪ አማክረዩ ንስኪ ከምዘይ ነገረክዩ ባዕሉ ይድህስሳ ብዓረኩ ወይ ብዘመድ ገይረ ይመረምራ ደሐር ከመይ ዐይነት ሰብ ምካና ክረአ እዩ
@Akiteylove
3 ай бұрын
ቲ ዘሎ፡ምስጢር ንሓውኪ፡ንገርዮ ክስብ መዓስ ምስጢር፡እንዳ፡በልክን ክትነብራ
@nahomgezai7328
3 ай бұрын
❤
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
3 ай бұрын
ንብሎ ጠፊኢና
@okbaykflom5717
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedimhrey2995
3 ай бұрын
እዚኣስ ፈጠራ እያ
@Amorawedigash
3 ай бұрын
Gexkn trhaq reshat neakin mkri aykonen zedliyekin gahafat
@Berhane.TV.Tube7777
3 ай бұрын
ጨነውቲ ዝኩና ባዓለዲእን ይፈለጣ ብወዳት ይጻወታ ኣለዋ
@wedisenafewedimetera277
3 ай бұрын
Kkkkk ezes mekeri yedleyo
@EfremFBI1.
3 ай бұрын
ንሓዉኪ ሓሳባ ዕላምኣን ንገርዮ ሓሳቡ ክቅይር ዉን ጋል ንገርዮ ክምዝነገርክዮ ዮን ከምዘይ ነግራ ዉን ንገርዮ
@saramussie6152
3 ай бұрын
ክልቴክን ሐደ
@hanibalgebar7580
3 ай бұрын
ንግረዮ ንሓውኺ ብዘይ ውልውል
@FilYem
3 ай бұрын
No nhawki tsbuk gerki aredeyo kgedfa kem zelewo
@eriflower7160
2 ай бұрын
Hafitay haqa haqa eyu kolo giza tahabayo ayhibana eyu haqa qadam ni Hiwata hawaka tihalayi ni Hiwata ka hilaya nigarayo ni sebay ka eti haqa kaba seba simo kaya tikasarayo
@Natan0755
3 ай бұрын
እዚ ፈጣራ እዩ ሰብ ኣይተራስን ኣታ ወዲ
@abrehetdebesai7851
2 ай бұрын
ንሐውኪ ንገርዮ
@Mahustar1
3 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/eZmomHl4ncdpnq8si=l_c7qqPUG2NKlNFs
@RobelKahsay-q8b
3 ай бұрын
Beka nezn wedkemzn semiakas gual tbehal ftret txele..
@LamekMatiwos-n3b
2 ай бұрын
Nkulom ngeryom nsebaykn nhawkn krdelki eyu eti sebayki ka
@MekonenDesale-z2n
4 күн бұрын
kulu ntki gega eyu, hawuki seli sedidelki slemtay nmazaki tezaribkya hawey elki, nhawuki bmstir kbzia rhak zeytblyo, balki gud geyrki tay emo knbill
@dinraringhahah4947
3 ай бұрын
Kkkkkkkkk klte akalb da entay mkri adlikin .
@Erichane
3 ай бұрын
ኣምሺ ሓሳዊ ን ገንዘብ ኢልካ ናይ ሓሶት ታሪክ ግደፍ እዚ ኩሉ ተምጽኦ ሓሶት ዪ ለክባት
@Hawalafilime
18 күн бұрын
ስቅ በል ባዶ 😅ዓሻ እሞ ከም ድላዩ ይኣክብ
@freedomnow1210
3 ай бұрын
እዚ ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ አብቲ ርእሲ ስደቱ ከቢድ ሽግር ኮንኩንኦ ዘለኽን ሂወቱን ናብሩኡን ሲኦል ቀይርክንኦ ዘለኽን ንስኽን ኢኽን ገዛ ገዛ እንዳኸድክን አኽላባት ተቀይርክን ዘለኽን ሕጅስ እንታይ ምኽሪ አድልዩኪ ከም አመልኪ ንዑኡ ገዲፍኪ ናብ ካልእ ኪዲ
13:21
ዛንታ ናይ ሱዳን መሓዙተይ፣
Mahustar
Рет қаралды 21 М.
9:50
✴️ንሕማማ ተቀቢለ ዘፍቀርኩዋ ሰበይተይ፣ ኣነ ብፍቅራ ይዓብድ ንሳ ካኣ ብፍቅሪ ክልእ ወዲ ዓቢዳ😓
Mahustar
Рет қаралды 28 М.
00:56
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
A4
Рет қаралды 4,8 МЛН
00:14
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,2 МЛН
00:21
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
TheSoul Music Family
Рет қаралды 33 МЛН
00:22
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
Celine Dept
Рет қаралды 90 МЛН
19:28
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
Eri Meskerem
Рет қаралды 29 М.
18:19
እቲ ጻዕራም፡ ዘይ ኢዱ ዝተፈድየ ያቆብ - Eti Tsaeram Yacob
Eri Meskerem
Рет қаралды 7 М.
4:48
ኩሉ ወዲ ንኽልምነኪ ከምዚ ግበሪ ............2 ነገራት
Mulugeta Kinfe
Рет қаралды 9 М.
19:08
ሲንግል'የ ሓቀኛ ዛንታ ዓርኪ የብለይን
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 85 М.
36:17
ዛንታ ኣብ ባጽዕ ዝነብረት ኣመንዝራ ብሰንኪ ሓደ ወዲ ምብራቕ ኣብቲ ዕራርቦ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 45 М.
17:31
ዕድለኛ ዝገብረኪ ኣፍቃሪ ተኾይኑ ዝህልውዎ ባህርታት
Sen Ts
Рет қаралды 16 М.
21:29
ሕቶታት ብዛዕባ ፍልልያት ኣወዳትን ኣዋልድን!
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 25 М.
8:01
💔ሕልናኣ ዝቀተለት ሰብ ተመርዕየ፣ #ሓቀኛዛንታ
Mahustar
Рет қаралды 41 М.
26:55
ኣብ ሲማፎሮ ናይቲ መስቀላዊ ጎደና!
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 17 М.
9:17
ስድራይ እዮም ዘይወዲ ሃገረይን ዘይወዲ ሃይማኖተይን ክምርዓው ደፋፊኦምኒ
Mahustar
Рет қаралды 24 М.
00:56
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
A4
Рет қаралды 4,8 МЛН