KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ድንቂ ኣቀባብላ ኣብ መቐለ ጻንሒት ምስ ቀሺ ጴጥሮስ
2:13:45
መእሰሪኦም እንታይ ኢዩ፧ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝነበረ ሕይወት ምስ ቀሲስ ጴጥሮስ
2:10:24
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
27:03
Этот метод используют в Японии | Метод “Shisa Kanko” | Маргулан Сейсембай #маргулансейсембай
0:32
진짜✅ 아님 가짜❌???
0:21
Scary night games with Megan | Megan robot doll scared me #shorts
0:28
መንእሰያትን ቤተክርስቲያንን / ዕዱም ጋሻና ኣቦይ ቀሺ ጴጥሮስ
Рет қаралды 22,077
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 149 М.
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Күн бұрын
Пікірлер: 136
@awetkibreab9859
28 күн бұрын
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ክም ትናፍቅ ልብና ድማ ቃል ኣምላኽና ንናፍቅ በሓቂ ብሰንኪ መዓልታዊ ዝኽሰት ጉዳያት መልሲ ክትህብ ግዜ ሓጺርካ ስልጣን ሓውና ግን ከምዚኦም ኣቦታታት ንሓቅን ከእምነትን ጠጠው ዝብሉ ሰሙናዊ እንተተቅርበልና እምሕጸነካ።
@hgkodxzx1378
29 күн бұрын
እግዛኣብሔር ይመስገን ደስ ዝብል ምሸት ኣይስና ናይ ባሓቂ ከም ለማዓቲ ሓጎስ ተሰምዕኒ ኣይፈልጥን ዐጋ በረከትኩም ይሕደረና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@astiyertesfamikayel
8 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃ ል ሂወትየስማኣልና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏🙏
@nebiatomichael556
28 күн бұрын
አቦይ ቀሺ እግዚኣብሔር አጎልግሎትኩ ይባረኽ ከም ንስሪ እናተሓደሰኩ ንበሩልና ንዓና ክሕሸና ናይ ብሐቂ ስለ እቲ ሐቂ ምዝራብኩም ከማኩም ይብዝሑልና አቦይ ቀሺ ምዓልን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኩም ዝወለደት ማህጸን መመሊሳ ትባረኽ አሜን
@temesgenamlakey4936
24 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ይገርም እቲ ሓቂ ኣብ መሬት. ዘሎ እዩ ተዛሪቦም ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ክቡር ኣቦና ከምኡዉ ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@اريامعبدالله-س3و
22 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ኣቦታትና ✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@ህያብ
28 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ድብል ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ኣቦና ዕድመ ጥዕና ይሃብኽም ሰልጣን ሓወይ ኽዓ የቀንየልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ኹሉ ግዜ ተትሞፁና ፁብቅ ነይሩ❤🙏
@danielmekonen4426
28 күн бұрын
ሰልጣን ሓውና ተባረክ ኣቦና ከኣ ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏 ⛪⛪⛪ ኣብ ሰሙን ሰሙን እንተ ተምጽኣልና ጽቡቅ ኔሩ ነዓና ዓቢ ተስፋ ኢዩ 🙏💙🌿💙
@hanayemaryam12
29 күн бұрын
አቦና ዝድርበይ የብሉይ ባሓቂ አብ ልቢ ዝአትው እዩ ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
@eyobg.michael4780
14 күн бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna Egzabiher Amlak xegaeu ybzh 🙏🙏🙏💙💙💙🤲🤲🤲🤍🤍🤍
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
29 күн бұрын
Amen( 3)qale hiwet yesmalna Kuburat Sidra Eigziabhr Bitami Des Zebil Medeb Mihrkumna xegue yebzhalkum 🙏🙏🙏
@senaitabrahadesta8485
28 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለጽን ትምህርትን ኣቦና ቀሺ በጥሮስ ዕድመን ጥዕናም ይጃብኩም ከማኹም ዝበለ የብዘሓልና ስልጣን ሓውና ድማ ብጣዕሚ ንፉዕ
@letinaokubay7383
28 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@mimostar8325
12 күн бұрын
Amen ❤❤❤❤Amen ❤❤❤Amen ❤❤❤❤
@ተመሰገን-ቐ4ሸ
28 күн бұрын
ክብር ኣቦና ክብር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም✝️✝️🥰
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
27 күн бұрын
ቃለ ህወት የስማዓልን ኣቦና ተስፋ ዘስንቕ ቃላት ህብኩምና ኣሜን
@MulueOkbit
29 күн бұрын
እካዕ ብሰላም መፆአኩም አቦና ከምኡዊን ክብር ሃውና ስልጣን ፀጋ የብዝሓልኩም እግዚአብሄር አምላክ ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ግን እምሰየ መፂኤ አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ እኩም ። ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@sofinatu2481
27 күн бұрын
Aboy Mareyy Sele Tehakie mezerabkum Mulu Zemen Hewetkum Yebarek
@SgHu-y8t
28 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽታቱ ኩሉ ሰብ ዝርድኦ ኣገላልጻ እዩ ዝጥቀም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ኣምላኽና
@QwertQwerty-dl6jg
28 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ❤❤❤
@Fretadese
24 күн бұрын
Amen Amen Amen abona qal hiwet yesmeana 🙏🙏
@KidstiGerekidan
28 күн бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaalna fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SundiyanaSundu
28 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ስልጣን ሓዉና ውን ይቀንየልና,ጸድፊ ክፈጥር'ሲ መደያይቦ ውን ይህብ'ዩ ከምዚኦም ዓይነት ኦቦ ዉን ኣለዉ እዮም ተመስገን ንጉስ ሰማይን ምድርን ኣምላኽ ነዊሕሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናንን ይሃብኩን ኦቦና በሓቂ ከምዚ ጾር ተሰኪምካ ጸኒሕካ ምስ ኣውረድካዮ ዝፎኽሰካ ኮምኡ ኮይና እቲ ኣብልብና ዘሎ ብኣኹም ክቡር ኣቦ ክንገር በሓቂ ዕድለኛታት ኢና ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏🙏🙏
@HshHd-j3o
28 күн бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ የክብረልና ናይብሓቂ ኣዕሪፍና ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም
@metkel471
28 күн бұрын
ናይ በሓቂ እቶም ንብህጎም ኣቦ ጸጉኡ ይብዝሓሎም ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@awetmengstu4636
27 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና❤❤❤❤
@FretaAregay
28 күн бұрын
Amen qale hiwet yesmalna kuburat sdira🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@slamhlkjjj930
28 күн бұрын
እግዛኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም⛪✝️ ❤❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@elsafessahaye2083
28 күн бұрын
ብሃቂ ብሃቂ ቃላት ክረክበሉ አይካአልኩን አቦና ከማኩም የብዝሃልና ቃለ ሂወት የስምዓልና ልብና ዝትንክፍ መልእክቲ ቃላት ሲኢነሉ ክብረት ይሃበልና አብ ቀጻሊ ክትመጽና ጥራይ እየ ክላቦ ዝደሊ አብ ጸለትኩም ዘኩሩና
@TiteTi-oc7sc
29 күн бұрын
ስልጠነ ሓወይ በቢሰሙን እባ ኣቅረብና ዞም ኣቦና😢
@HaniAfricanfood
29 күн бұрын
ጸጋን ጽድቅን ይዓድልኩም ፍቁር ኣቦ በጃኹም ምሃሩና ደስስስ ዘብል ቃል ዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ካህናት ብዙሓት እዮም ግብሪ ክህነት ግን 😢
@SadsLscy
28 күн бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ፀጉኡ የብዘሃልኩም❤🎉❤
@habenmhretab5811
28 күн бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ነቦና ዝሃበና ደስ ክብል ስብከቶም 💯💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@titishow9731
27 күн бұрын
Amen Amen Amen
@HaymanotHaile-t4h
28 күн бұрын
Sltsene wedey qal hiwet yesmaln xegueu yebzhalka amen tranan yjabka amen
@nati8121
28 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምኣና ኣብ ጎንኩም ኣብ ግኦንና🙏🙏🙏
@trhasmedhanie5521
28 күн бұрын
Egzabher yemsgen Edman tenan yhbekum fetri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@YordanosNuguse
23 күн бұрын
Aseyyyyy ❤❤❤ kal hiwet yesmena
@MedhaniAlem-pe9th
28 күн бұрын
Amen kale hiwate yesmalena
@kedawitgebre457
29 күн бұрын
Amen (3)qale wiwet yesmalna kuburat sdar ahzaabiher
@yowhansghirmay7833
28 күн бұрын
Thanks
@Mengstab-b3c
28 күн бұрын
እዞም ናይ ሰሜን ኣመሪኻ ኣቦታትሲ ከመይ ዝበለ ጸጋ እዩ ዘለዎም።ተስፋ ትገብር ከምዚኦም ኣቦታት ክትርኢ። ኣምላኽ ይባርኽኩም። ሓደ ማዓልቲ ከኣ ባ ነቦና ቐሺ ገብረሚካኤል ኣቅርበልኛ ብዙሓት ኣለው ብህዝብን መንእሰይን ዛሓስቡ ኣቦታት። ስልጣን ሓወይ።
@BahrezafArefe
28 күн бұрын
Kemsa nay lemi megelesi atraeyn❤❤❤
@Ujustgotsighed
28 күн бұрын
Aseyyyy kalehiwet yesmana brukat abotatey ❤❤❤🙏🙏🙏
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
29 күн бұрын
Ruhus qinyat Beal Lidet goytana Eyesus kirstos Yigberelna Sdra Eigziabhr 💒💒⛪🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽
@kidaneyohannes2221
28 күн бұрын
Kal hiwet yesmalna abona nay agelglot edmekum ybarkelkum fetari sltan hawey kaa qexlo ajoka ⛪🙏
@dawitmahari3479
28 күн бұрын
Kele hiwet yesmealna
@SmretDebsay
29 күн бұрын
Amen Amen Amen Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Henok-p8u
28 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ናይ ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@OrtalPilip
28 күн бұрын
ሃይማኖት ናይ ግሊ ኢዩ ምስ ፖሎቶካ ኣይታኣሳሰርን ኢዩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሎሚ ገጽ ኣቦና ሪእና❤❤❤
@helentsegay3458
28 күн бұрын
Asey gedam ab America elllllllll Egzabiher zitemesgene ykun ❤
@aryamfitsum8853
28 күн бұрын
Amen amen amen
@ambesajirtesheme980
29 күн бұрын
ቓለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና❤⛪
@asmarasebatu2349
28 күн бұрын
Amlak xegiu yebizehlkum❤❤❤
@beriberiy9527
22 күн бұрын
Abona kalehiwet yesmalna
@Maryamey
29 күн бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@lemlemrezene8636
28 күн бұрын
Kalehewet yeoman aboe kch ❤❤❤
@nebiatomichael556
28 күн бұрын
አነ ብዙሕ ግዜ ሰሚዕካ እየ ስልጣን ወደይ ግን Subscribe ገሬ አይፈልጥን ሎሚ ግን ናይ ብሐቂ ልበይ ተረቲዔ ሐቢረ አለኩ በረኸት እግዚኣብሔር የንጀርብብ አቤትካ
@HirityKahsu
28 күн бұрын
Nay behaki kemakum abotate endina daa siena zelna . ❤❤❤
@SimonGebramariam
28 күн бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ክቡር ኣቦና ይቅንየልና ክምእውን መም ስልጣን ሓውና
@AronSebhtlab-zi8hu
29 күн бұрын
ኣጆኹም የሕዋት ኣገልግሎትኩም ኣምላኽ ይባርኮ❤❤
@BahrezafArefe
28 күн бұрын
Edmen tienan Yhabkum Fetari Nekulatku ❤❤❤
@መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ
29 күн бұрын
ተመስገን ኣምላክ ከሙዚኦም ዝበሉ ሓለዉቲ ዝሃብካና ከሙድማ ኣብዝሐልና❤❤❤
@bahtagrmay1615
28 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉ክብሪ ይሃብኩም ሓወይ ቀሺ ጴጥሮስ🎉🎉
@BahrezafArefe
28 күн бұрын
Kal lesankum ytlel Egsiabihr ❤🎉
@tiftoberhe3320
22 күн бұрын
Amen
@HalekaHaile
28 күн бұрын
Edmen tienan yehabkum fetari kburat abotatna
@HaymanotHaile-t4h
28 күн бұрын
Qal hiwet ysmalna abona egueu y zahkum Amen
@rezenemehari192
28 күн бұрын
ሰላም አምላክ ምሳኻ ይኹን ስልጣን ሓወይ ከመን አለኻ አብ እትገብሮ መደብ ይካታተለካ እየ እሞ እዞም አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ዲያቆን ኮሎው ትምህርቶም ብጣዕሚ ዘድንቆም ዝነበር እንኮ መምህር ካብቶም ቡሉጻት እዮም እሞ አበይ ኮን ይህልዉ ይብል ኔረ የእግዚአበሔር ይመስገን ካህን ኮይኖም ሓቂ ተዛራቢ ኮይኖም ብምርአየይ ክብሪ ይስማዓኒ ብድጋሜ ከተምጻአልና ንላቦ ምእንቲ ህዝብና ክማሃር አለዎ።
@ኪዳንኪዩኣደይ
28 күн бұрын
Bhaki des zbel medeb n Abona edmen tinan yhabkum ❤tsegu yebzhalkum sultan hawna kulukum kexlwo ikum❤
@hanaeysu7841
28 күн бұрын
Amm Amm ❤❤mama 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@temesgenamlak4707
29 күн бұрын
Edmen tienan yhabukum fetari kubur abona und hawina
@genetdesta76
28 күн бұрын
Qale hiwet is kubur Abona ❤
@sahleyonas7844
28 күн бұрын
ሰብ ሓቂ ክዛረብ ኮሎስ ስቅ ኢሉ ልብካ ይሕጎስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YohannesMengstab
29 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@temsgenkidane3821
28 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna abona
@mihrettesfamichael9451
28 күн бұрын
Kale hiwet yesmalna
@Ari75044
27 күн бұрын
ቃለ ሂወት ይስማዓልና አቦና፡ ዘበን ክህነትኩምን ኣጎልጉለትኩም ይባርከልኩምን ሓቀኛ ቃል ክትምግቡናን ክትምህርናን እግዚአብሄር ኣምላክ ብጸጉኡ ብጥበቡ ይደግፍኩም ይምራሕኩም። ሓዉ ስልጣን ብታዕሚ ንፉዕ ኢካ እግዚአብሄር እምላክ ብጸጉኡ ጥበቡን ይምራሓካ፡ ብዛዕእባ ለክራም ኣብ ምንጎ ሞንጎ ፈነወ ናይ ይቱብ ዘሎ ገለ ክብል ኣብዛ ቪዲዮ እዚኣ ከምዝራኣኩዎ ኣብ ሞንጎ መሳጢ ስብከት ወይ ትምህርቲ ከሎ ይቆርጸካ እሞ ኣቃልቦኻ ብትካዘ እንዳ ሰማዕካዪ ነዊሕ ዝኮነ ለክራም ኣብ ሞንጎ ይቃርጸካ ቀንዲ ክጽሕፍ ዝገደደኒ ግን ኣብ መወዳታ መዕጸዊ ጾሎት እንዳ ገበሩልና አቦና ካብ 4 ስጋብ 5 ለክራም ቆሪጽዎም፡ ስልጣን ሓወይ ወይ ወደይ ውን ትከውን እዚ ኣብ ኩለን መንፈሳዊ ምራከቢ ብዙሃን ክሕሰበሉን ኣብይ ለክራም ክግበር ከመዘለዎን ክንፈልጥ ጽቡቅ እዩ። ምክንያቱ ኣባኻ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ብዙሓት መንፈሳዊያን መዲያታት እዪ ዝረኤ ሕልፍ ብዝበለ ካኣ ኣብ ሞንጎ መዝሙር እንዳ ሰመዓካ ለክራም ይመጽእ፡ ስለምንታይ? ሰላዚ ከምቲ ብትብዓት ሓቂ ክግለጽ ክስማዕ ክባሃል ኣለዎ ኢሊካ ብፍላይ ኣብዚ ሓጺር ግዝየታት፡ ኣብዚ ናይ ለክራም ውን ንኩሉ ትከውን ማኣስ ለክራም ክገብርሉ ከምዘለዎም ቪድዪ ክትሰርሕ ብትሕትና ይሓተካ። ብዝዋሓደ ነታ ቪዲዩ ኣብ መበል ክንደይ ደቓይቕ ለክራም ክትገብር ከመዘለካን ክንደይ ግዝየን ክግበር ከምዘለካን ወሳኒ ንሳካ ወይ እቲ ዋና ናይታ ቻነልን እዮ። ብዘይ ለክራም ክከውን ውን ይክእል እዩ። ካምባዓል ናይዞም ኩቡር አቦናን መዝሙርን ሲ ለከራም ክግበረሉ ብጣዕሚ እዩ ዝስማዓኒ። እግዚአብሄር አምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ብምሕረቱ ይጥምተና🙏🙏🙏
@Merimeri-w8z
28 күн бұрын
🙏🙏🙏
@genethaysh2611
29 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@beriberiy9527
22 күн бұрын
Selam sltan hawna bhaki admen tanan yhabka meknyatu kemziom bluxat abotat keterakbena zkaalka haylkan mxnnaakan semayn mdirn zfetere amlak rkobo
@musemamilove4519
29 күн бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦና❤ክቡር መምህረይ ❤ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ኣብዚ ስደት ኮይኒና ጥዑም ቃል አምላክ ክንምገብ ዝገበረና ኣቦታትና ተባረኹ ስደት ስጋ ተሰዲትና ብነብሲና ከይንጠፍእ ድማ ጓሶት ሰዲዱልና ክብሪ ይኹኖ ጎይታ ❤ እውይ ኣቦና ዲያቆን ሽመንዲ ዝነበሩ ድዮም ድርኡ እቲ ትምህርት ምምቃሩ በስመአብ ብጣዕሚየ ዝሃሪፎም ኣብቲ ቀደም ዝሰበኽዎ ሓደ ግዜ ከም ገለ ረኽበዮም ነይረ ✝️ አምላክ ሓድነትን ፍቅሪን የውርደልና ስለ ሰላም ንጸሊ ኹልና ምሕረት ክወርደልና 🤲 ✅ምስዳተይ ዝጠፍኤት ነብሰይ ንንምላስ እዩ 😢ተመስገን መድሕነይ ዝጠፊኤ ዝናዲ ኖላዊ ትጉህ ፪ ዘኢይነውም አበዊነ ፪ ዕቀብ በሰላም ፪ ኖላዊ ትጉህ ዘኢይትነውም አኃውነ አኃትነ ፪ ዕቀብ በሰላም ፪ ነላዊ ትጉህ ዘኢይነውም ሃገርነ ፪ ዕቁብ በሰላም ፪ ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤✝️🤲
@mazafrezghi7329
28 күн бұрын
እንቃዕ ብስላም መጳኩም
@mebrahtomgebremeskel5307
28 күн бұрын
ኣብዛ ልበይ ዘላ ኣምጺእዋ ኣቦይ ቐሺ።ኣነስ ሓንሳብ ሓንሳብ ጭንቐት እዩ ዝገብረለይ ናይ ሃገርና ክሓስብ ከለኹ።
@GgFf-u6o
28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@titishow9731
27 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@danieltesfay8625
27 күн бұрын
መመህር ድያቆን ሽመንዲ ቀያሪ መንእስይት ብልሕን ስብክት መዝሙርን ብጣዕሚ ዘሐጉስ ጠፍእና ኔሩ ቐሺ ኩይኑ ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@elsafessahaye2083
28 күн бұрын
እልልልልል እልልልልል እልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letinaokubay7383
28 күн бұрын
🎉 ❤❤❤
@NebyatSemere-r2p
29 күн бұрын
💒💒💒❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@7842-b8c
28 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤❤
@SenusenuMehari
29 күн бұрын
Azyom lbona zmelom abo edme zebenkm ybark egzabher amlka
@GolWejerat
28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Azeb1782
28 күн бұрын
💯💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@TeklebrhanKiflmariam
29 күн бұрын
ኣጆኩም ተባዓት ኣቦታት
@ZaidMedhanie
28 күн бұрын
Bhaki kal hiwet ysemalna ab xelotkum zelurni
@MedhaniAlem-pe9th
28 күн бұрын
ከማኹም ዝበሉ ኣቦታት ሓቂ ዝዛረቡ የብዝሓልና ኣቦና
@FKT-uo2bj
28 күн бұрын
🙏!
@itmarweldi924
28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FiyoriTewelde-l4i
28 күн бұрын
Haki abona ❤❤❤❤
2:13:45
ድንቂ ኣቀባብላ ኣብ መቐለ ጻንሒት ምስ ቀሺ ጴጥሮስ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 9 М.
2:10:24
መእሰሪኦም እንታይ ኢዩ፧ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝነበረ ሕይወት ምስ ቀሲስ ጴጥሮስ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 9 М.
27:03
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
A4
Рет қаралды 7 МЛН
0:32
Этот метод используют в Японии | Метод “Shisa Kanko” | Маргулан Сейсембай #маргулансейсембай
МАРГУЛАН СЕЙСЕМБАЙ
Рет қаралды 6 МЛН
0:21
진짜✅ 아님 가짜❌???
승비니 Seungbini
Рет қаралды 10 МЛН
0:28
Scary night games with Megan | Megan robot doll scared me #shorts
One More
Рет қаралды 33 МЛН
57:37
ካብ ገጽ እግዚኣብሔር ምህዳም 2 ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 44 М.
2:05:05
ዘመድኩን | Zemedkun Bekele | ስለ ጎጃም ፋኖ ተግዳሮት
Utopia Tube
Рет қаралды 416
20:05
ናይ ሎሚ ኤፍሬም ድዩ ናይ ቀደም ኤፍሬም እዩ? መዓር ዝኾነ ስብከት።
ፍትሓዊት ቻነል FITHAWIT CHANNEL
Рет қаралды 664
21:30
ረኣዩ በሉ ውፉይ ምስ ኪሮስ ጥቓ ኤርትራ/ ከደት ከደት ብርጌድና ከምዚኣ እናበለት ዓሰብ ቐረበት ኣተወት
Neshnesh Tv
Рет қаралды 49 М.
27:33
እንታይ ኢዩ ኣጋጢሙ፧ ስለምንታይ ብገበል ዘይተነኸሰ?
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 14 М.
1:12:14
ኣናቴማ
Apostle Hneshim Ethiopia
Рет қаралды 2,5 М.
1:12:13
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ማስሜድያ ዘጋጥመን ብድሆታት እንታይ ይመስል?
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 21 М.
21:55
Ethiopia ዘ ኢትዮጵያ የዕለቱ ዜና | The Ethiopia Daily Ethiopia News February 1, 2025 | The Ethiopia Channel
The Ethiopia
Рет қаралды 15 М.
2:34:40
እምነት - Emnet - New Eritrean Movie - full Movie - By Zola G
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 151 М.
3:58:03
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
27:03
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
A4
Рет қаралды 7 МЛН