ብየሱስ ክርስቶስ ምእማን ማለት:ብጀካ ንየሱስ ክርስቶስ ክትጽውዕን ከተምልኽን:ብኻሊእ መንገዲ ወይ ስም ምድሓን ዘለኣለም ከም ዘየለ ምፍላጥን ምርዳእን ማለት ዩ:: 👉👂Romans 10:9-11 ሮሜ እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። My mane is daniel Jesus christ, I'm the son of Jesus christ: Don't support the dictator isayas afewerki,and we need to take off the dictatorship isayas afewerki, Say Jesus christ is Lord,