መስፍን ተድላ ዑቕቢት 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 18,823

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 Жыл бұрын
I am confused what is the real picture of this so called General
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 4 жыл бұрын
Thanks hawena xbuk tarik eiu
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
ATA HAWENA? KEMEY ZAMESELE PROGRAM...NAB SEELI DYU SEB KEDIHIB WALA KISEMEE?
@samaddo7436
@samaddo7436 5 жыл бұрын
I have a quick question regarding your previous historical presentation - where can I get of listen to the second part of the history of "7 Enga-na'a"Thank you,
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
ይቕሬታ ሓረጎት ኣባይ ሓማስየናይ ሓጋዚ ኣስፍሃ ወ. ሚካኤል ክብልየ።
@tsegaihaile27
@tsegaihaile27 5 жыл бұрын
Ty wedi Tedla abi seb, just saw it. I will listen to every part of it.
@nebiatgebremariam8193
@nebiatgebremariam8193 8 ай бұрын
My father he used to work with him in Agib, I am sorry for all his Kids, but he was the ruthless in their time, he had really cost us many lives. I grow up listening how was ruthless to Eritrea people at work in Agip.HE WAS A traitor, he was one of the people brought Haile sellasie (Ethiopia) to Eritrea. Ethiopians used him. But I feel really bad for all his kids.
@zerhansdebesay181
@zerhansdebesay181 5 жыл бұрын
Memihari abesawu kulu temxiao zeleka mehari eiyu ajoka beritia
@ተስፋይኤርትራ
@ተስፋይኤርትራ 5 жыл бұрын
ኣብ ደቂቕ 24:51/39:58 ተደቢሩ ጫማ ናይ ሀይለስላሴ ዝስዕም ዘሎ መን ኮን ይኸውን?
@umahlam
@umahlam 5 жыл бұрын
Samson hawey ane keman kifelt delye men kon ykewn kibl xenihe Mebrhi eba habona habaybi
@mesfuntedla6841
@mesfuntedla6841 3 жыл бұрын
መራሒ መንግስቲ ቢትወደድ እስፈሃ ወልደሚችሃአል የበሃሉ
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
WHO CARES:: LIFE START TODAY.
@habtesushabte6330
@habtesushabte6330 3 жыл бұрын
Ata,hawei hiji eye semi,aia eza programka gen,ane zsem,o kab hawebotatey tela,haren mereta keiahti,akeleguzay,tewelidu,seraie,adi,mengonti abu,eu,mes,motu n,Ada wesidatom
@shunumii7214
@shunumii7214 5 жыл бұрын
መደብካ ጽቡቕ ነይሩ። ኽትጥንቀቐሉ ዘልካ ግን ነቶም ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ስሞም ዘንጢልካ " ኣታ" ክትብል ዓቢ ጌጋ ጌርካ። ኣብ ባህልና ንኽወልደካ ዝኽእል ሰብኣይ " ኣቦይ " ንሱ ዘይኮነ ንሶም ኣታ ዘይኮነ ኣቱም ክትብል ኣለካ። ንዝኾነ ስልጣን ዘለዎ ከምኡውን ቀሺ ኣቱም ኢዩ ዝበሃል እዚ ኸኣ ናይ ኣኽብሮት ኣዘራርባ ኢዩ። ስለዚ ጌጋኻ ኣርም። እዚ ናይ ሻዕብያ ዝተኣታተዎ ናይ ደቂ ሹቕ ኣገባብ ዘረባ ኔው በሎ።
@ተስፋይኤርትራ
@ተስፋይኤርትራ 5 жыл бұрын
ክብረት ንመን?ንሸየጢ ሃገር?እዚኦም ኣቦሓጎተተይ ኣይግበረሮም። እዞም ኣያታትካ ጫማ ሃጸይ ሃይለ ስላሰ ዝሳዓሙ እዮም።
@shunumii7214
@shunumii7214 5 жыл бұрын
@@ተስፋይኤርትራ "ወሓጥዮ ተበልኩዋስ ትጎስሞ " ዝበሃል ንኸምዚ ናትካ ኢዩ። ጌጋኻ ኣርም እናበኩኻስ መሊስካ ትጋገ። ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ሃገር ኣይሸጡን። ነቲ ናቶም ኣእምሮን ኣተሓሳስባን ዝዳረግ የለን። ምዕራባዊ ስልጣነ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘይማዕበለሉ ጊዜ ምስ ናይ ምዕራባውያን ገዛእቲ ብፖለቲካ ዝፋጠጡ ዝነበሩ ኢዮም። እንታይሞ ሃጸያዊት ኣመሪካ ብዝነበራ ሓይሊ ንድሌት ኣቦሓጎታትካ ቆጽየሞ። ትፈልጥ ዲኻ ኣብ መጀመርያ ሓምሳታት ኣብ UN መጺኦም ከም ዝሞጎቱ። ንታሪኽ ክኾነካ ግን ንሳቶም ንናጽነት እናተቓለሱ መንግስቲ ኣመሪካ ንናጽነት ኤርትራ ጓዕጺጹ ንረብሕኡ ክብል ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ክትቁረን ከም ዝገበረ። ድሒሩ ኸኣ ምንቅስቓስ ጀብሃ ምስ ጀመረ ኣብቲ ጊዜቲ ህቡብ ዓረባዊ ሃገራውነት ዝሙግት ዝነበረ ናይ ግብጺ መራሒ ጋማል ዓብደልናስር እስላማዊት ዓረባዊት ኤርትራ ንኽትምስረት ይጽዕር ከም ዝነበረ። ቅድሚኡ ኸኣ ተንኮለኛ እንግሊዝ ሱዳን ግዛኣቱ ስለ ዝነበረት ካብ ክረን ንታሕቲ ዘሎ ምዕራባዊ ኤርትራ ቆሪሱ ምስ ሱዳን ክሕወስ እዚ ክርስትያን ከበሳታት ከኣ ምስ ኢትዮጵያ ክሕወስ ከቢድ ምንቅስቓስ ከምዘካየደ። እንተኾነ ምዕራባዊ ኤርትራ ሙስሊም ሕብረተሰብ ሎሚ ኣይንፈላለ ጽባሕ ምስ ኣሕዋትና ክርስትያን ከበሳ ኢና ንደሊ ኢሎም ከም ዘፍሸልዎ። ኣብዚ ኩሉ እቲ ታሪኽ ክዝርዝረልካ ኣይኽእልን ኢየ። ንትምህርቲን ታሪኽ ኤርትራ ኣጸቢቕካ ንኽትፈልጥ ብጀግና ተጋዳላይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝተጻሕፋ 3 መጽሓፍቲ ከም ዓቢ ንብረት ገዚእካ ኣንብበን።
@umahlam
@umahlam 5 жыл бұрын
Shimu Mii hawey xibuk aleka Sharbia kab meda hizomulna dimexu azerarba eya
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
MISAKHA YSEMAMAE EYE, ENTKHONE GIN ETA DEKI SHUK ZEBELKAY KHE? ENTAY AMTSEO? 1955 TEWELEDE...AB ASMARA ABYE...EZOM KULOM MEDA ZEWETSU 1974/75? ANE EYE ZEFELTOM. BDENGLOM EYOM N MEDA WETSEOM. NEZIOM ZENTIL ABILKA...? BTAEMI ZEHZIN EYU:: THANKS.
@amanabraha1783
@amanabraha1783 5 жыл бұрын
THANK YOU ! THANK YOU! VERY IMPORTANT HISTORY FOR ALL ERITREAN!
@ኤርትራውያንኮማንዶ
@ኤርትራውያንኮማንዶ 5 жыл бұрын
መምህር ሞኬ ንትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ታሪኽ ንምምጋብ ጻዕርኻ ኣዛይዶ ምኽንያቱ ኣንፈቱ ከይስሕት ሃገርውን ከይትባድም እንዳ በልኩ ንስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ::
@teaghes7654
@teaghes7654 2 ай бұрын
ሓደ ማሰኛ ኢሉዎ ዝብሃል፡ "ዓዲ መንጎንቲ እንቱም ዓዲ መንጎንቲ፡ ገሌኹም ሰርጌንቲ ገሌኹም ትልንቲ ኣበይ ደኣ ኔርኩም ኣብታ ዓባይ መዓልቲ"
@ተስፋይኤርትራ
@ተስፋይኤርትራ 5 жыл бұрын
እቲ ታሪኸ ካብ ፡ ቤት ምህርቲ ብከመይ ደረጃ ብኣውቲስታ ይመለለሱ ከም ዝነበሩ ወዲ ጀነራል ተድላን ደቂ ተስፋሃንስ ክዛረብ ክጅምርከሎ እቲ ታሪኸ ዕግርግር ይብለካ፣ እዚኦም ደቂ ሸየጥቲ ሀገር።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
NDEKOM ZEMLKET SGAB ZEKONE...HIMAK ZEREBA NEYO BELO.
@asmeromehari
@asmeromehari 5 жыл бұрын
መም ሞኮነን ፥ የቀንየልና
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 5 жыл бұрын
መኮንን ተስፋይ ሓቀኛ ታሪኽ ኤረትራውያን ንኽወጽእ ንእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ነመስግነካ ቀጽሎ!
@habtesushabte6330
@habtesushabte6330 3 жыл бұрын
Haren,gebsi ybehal ab,on deku tesfazghi ne,ay zfereie Kflezgi ne,tela zfereie Te,arezgi,ne,aboy Araia,bemnetu,zfereie haren,mereta keiahti,akele,fuzzy eyu
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 5 жыл бұрын
ተድላ ዑቅቢት ከም ኤርትራዊ ተወሊዱ አብ መወዳእታ ከአ ከም ኤርትራዊ ከአ ሞይቱ። እቲ ብዙሕ ዋጋ ዘኽፈለና ጌጋታት ብግርህነት ናይ ኩሎም ሹመኛታት ናይቲ እዋን እቲ እዩ ተፈጺሙ።
@kamita878
@kamita878 5 жыл бұрын
abti gzye iti andnet zblo bzho mknyat nerom iyo. abzi hgi konka ktriyo kelil iyo. Arab nationalist kemo u wen nay israel mftar bzho ytsgom sle znebere iyo.
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 5 жыл бұрын
Asmera Azmarino : እዚ እትብሎ ዘለኻ ልክዕ እዩ። ይኹን እምበር ዋላ ንAutonomy ናይ ኤርትራ እውን ጠጠው ክብሉ አይከኣሉን። እዚ ጌጋ'ዚ ብዙሕ ዋጋ እዩ አኽፊሉና።
@Barry-m3w
@Barry-m3w 9 ай бұрын
Ton very bad!. Please. The next make better,!!.
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 5 жыл бұрын
ንዝተፈጸመ ታሪኽ ኣብ ሎሚ ኮይና ከከም ዝጥዕመናን ክንቅይሮ ቅኑዕ ኣይኮነን። ሕማቕ ታሪኽ ፈጺሞም ዝሓለፉ እንተ ኔሮም ሎሚ ናብ ጽቡቕ ክንቅይሮ ኣይግባእን። ታሪኽ ተላ ዑቕቢት ኣብ ኤርትራ ጉልባቡ ዝቐልዐ ኣረሜን እዩ። ሕጂ ከመይ ጌርና ኢና ከነጸባብቖ እንፍትን። ኣብዚ ክንጥንቀቐሉ ዘለና ብናቱ ኣረሜናዊ ግብሪ ደቁ ክውቀሱ ኣይግባእን። እንተ ናይ ተላ ዑቕቢት ታሪኽ ኣረሜናዊ ግፍዐኛ እዩ ኔሩ። ኣንታ ነቲ መደብ ተቕርብ ዘለኻ ግን ምስትውዓል ክሓተካ እዩ፡ እቲ ትብሎ ዘለኻ ውን ኣብ ኣእዛን ኩሉ ኤርትራዊ ይበጽሕ ስለ ዘሎ ንታሪኽ ክትቅይር እንት ዘይፈተንካ ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።
@ተስፋይኤርትራ
@ተስፋይኤርትራ 5 жыл бұрын
ብርግጽ። ሓደ ሕብረት ሰብ ብታሪክ ይሓልፍ፣ እቲ ጽቡቕን ግናይን ታሪክ እቲ ህዝቢ ኮይኑ ይቅጽል።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
Hagos Teshome በጃኻባ ካብቲ ዝገበሮ ግፍዕታት ሓብረና ነገራት ክንጽሩ ስለዝግባእ ገለ ድማ ሾቦሮ ጌርና መሳኹቲ ሴርና ፖሊስ መጺኦም ኣኪቦም ንዓኹምዩ ዝጎድለኩም እዞም ድቀይ ከምኡ ኣይትግበሩ ኢሎም ኣቃባጥሮም ንገዛና ይሰዱና ነይሮም ዝብሉ ኣሎው እቶም ጀነራል ተድላ ዝልኣኾም ፖሊስሞ ኣየናይ እዩ ቲሓቂ ክመዝን ስለዝግብኣና እየ ኣብርሃልና ክቡር ሓው።
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 5 жыл бұрын
ኣብ ሓምሳታት መዓስ ንነብር ኣሊና፡ ሎሚ ንሕና ነቶም ጥዑም ጥዑም ከየስተማቐሩ ሃገር ነጻ ንምውጻእን ንምውሓስን በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ንቅይኦምን ጅግንነቶምን እናዘከርና ኣብ ኣሰሮም ረጊጽና ነቲ በጃ ዝሓለፉሉ ዕላማ ከነተግብር እዩ ዘለና። እቶም ነቶም ሕድሪ ሰማእታት ብጾቶም ኣብታ ብደም ዝጨቀወት ጥውዮ ነጸላ ተሰኪሞም ዝኣተዉ እሞ ሓመድ እግሮም ከይነገፉ ህድሪ ሰማእታት ብጾቶም ንምትግባር ከርተት ዝብሉ ዘለዉ ግቡእ ከበሬታ ክንህቦም ኣለና። ኤርትራ ትብል ቃል ካብ ኣፍና ከነድምጻ ከሎና ኣእምሮና ነቶም ነጻነት ኤርትራ ጋህዲ ንምግባር በጃ ዝሓለፉ ክንዝክር ኣለና። መንእሰይ ኤርትራ እቶም ንምጥፋእካ ለይትን ቀትርን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ጸላእትኻ ብዘጻወዱልካ ናይ ጥፍኣት መፈንጠራ ኣቲኻ፡ ሃገርካ ከይትሃንጽን ከይተማዕብልን ሃገር ራሕሪሕካ ንባዕዲ ሃገር ኮብሊልካ ንሱ ጥራይ ከይኣክል ከኣ ንመንግስቲ ክትጸርፍን ክትዝንጥልን ትውዕል ዘለኻ መንእሰይ ንድሕሪት ተመሊስካ ነቶም ሰማእታት ዘክር፡ ነቶም ብረሃጾም ሃገር ዝሃንጹን ዝከላኸሉን ዘለዉ ከኣኣኽብሮት ይሃሉኻ። ነዛ ጽባሕ ብኸንቱ ትሓልፍ ነብሲ ክትብልካብ ሃገርካን መረበትካን ንዘለኣለም ተሞንቊስካ ትጠፍእ ከም ዘለኻ ኣስተውዕል ! ነቶም ትወልዶም ቆልዑ ኣብ ዓዲ ጓና ትጉሕፎም ኢኻ ዘለኻ ! እቶም የዕቊቦምኻ ዘለዉ ሃገራት ካብ ማህጸን ኣዲኦም ሃብቲ ሒዞም ኣይተወልዱን ለይትን ቀትርን ሰሪሖም እዮም ነዚ በጺሐሞ ዘለዉ ምዕባለ ክበጽሑ ዝኸኣሉ።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
​@hagostesfamarian2753 "KILITE SGUMTI NKDMIT(MIS SEGOMKA), HADE SGUMTI NDHRIT TEMELISKA N SWATNA NZEKIR!"
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
Mesfen Tesfamariam ዘይትገድፎ ኢዚ ሓማም ኣውራጃ እሞ ተሓጒስካ ዲኻ ብስራሕ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ግደፎንዶ ተላ ባትሩስ ደይ ኣብ ጎኒ ኣስፍሃ ዝነበረ ኩሎም ብዕሽነቶም ዘጥፍኡና። ስቕ ዘይንብል ካብዚ ሕማምዚ።
@godlove8558
@godlove8558 5 жыл бұрын
Sorryy ezi asfha zbelkayo seb mennetz ente tgelxeley zhawey des mbeleni. Mknyatu ab kebabi 69 ztesewe haweboy aleni. Asewawu ksab hji znegreni seb krekb aykealkun. Ab adis abeba kem znebere kab tesfay Asfha zbl sm keyru ynebr kem znebere ksab ab nay swuat wn b asfha kem zxenhana eye zfelt. Kemy mukanu Asfha elak aleka emo ktgelxeley kxbeyeka eya. Thank
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 5 жыл бұрын
ኣታ እዚኦም ብሕማም ኣውራጃ ዝተላዕጠጡ ጎሃፋት ንየው እንዶ በልዎም። እዚ ኣጸቢቑለይ ኢሉ ዘህተፍትፍ ዘሎ ሙሽሙሽ ወኻርያ እዩ። መምህር ከኣ ይበሃለለይ ! ሓሽላዅ፡ ንስኻስ እንታይ ኢኻ ክትምህር ? ሓሶት ! ኣውራጃዊ ሕማም ? ሓደ ኣብዲ ደኣ ኮይንካ እምበር ምስ ጸላኢ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቕየ ካብ ኣከለጉዛይ ይኹን፡ ሓማሴን፡ ሰምሃር፡ ሰንሒት ወዘተ ረሳጅ ታሪኽ ዝገደፈ ከዳዕ እዩ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
ተጋጊኻ ተድላ ባይሩ ብጌግኡ ተጣዒሱ ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ እስፍሃ ውልደሚካኤል ግን ን30 ከይተጣዕሰ ዋላዊን ድሕሪ ናጽነት ረፈረድም ከየድመጸ ምስ ሞተ ዋላ ኤርትራ ስይዓደይን ኢሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ተቐቢሩ ሓቂ ኣይንቕበር ብሕሉፋት ወለድና ነብስና ኣይነጥፍእ ክቡር ሓው።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
@@godlove8558 ተሾመ ሓወይ ንስኻ ትብል ዘሎኻ ናይ 69 ዓ።ምህረት ኣቦይ ካሕሳይ ናይ ሃይለስላሴ ኣብ ኤርትራ መራሕ መንግስቲ ድዩ ኣመሓዳሪ ዝነበሩ ድሕሪ ናጽነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓረፉ። ስለዚ ይቕሬታ ምስዚ ትብሎ ዘሎኻ ቤተሰብ ዝራኸብ ኣይኮነን።
@umahlam
@umahlam 5 жыл бұрын
Abay Zereba Eya Bi eshinetom Adi Atifioma Kisab hji kisanet siena delena
@milashuberekhet1948
@milashuberekhet1948 5 жыл бұрын
Tedla not Tela. Tedla means Joy please improve it .
@hasata6204
@hasata6204 5 жыл бұрын
Gega B/G mengsti Eritrea iyu hibwo i ber Hailslasie aykonen.
@nebiatgebremariam8193
@nebiatgebremariam8193 8 ай бұрын
Sidrana b hiwet eyom zelewu, tarik ezi aremenie general, himak, rugum, chekan, aremenie z nebere seb eyu neru, ezi rugum general ab agib Ms aboy eyu neru, Adey b hiwet ala, my mother know him in person nezi aremenie seb , black list z atewe seb He was ruthless to Eritrean . Ata interview tegbr please know and read before you say anything. This is very sensitive History about this traitor.
@bd1260
@bd1260 5 жыл бұрын
ልቢ ዝትንክፍ ቓለ መጠይቅ ንክቡር ጀነራል ተድላ ዕቅቢት ከም ብኢድ ኢትዮጵያ ተጠሊሞም እሞ ስለዜይተቀበልዎ ነቲ ናይ ፈደረሽን ምፍራስ ሕጊ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቀተሉ እመድለና ነሩ ለካ ብጣዕሳ እዮም ክብርት ህወቶም በጅዮም።
@zementesfai1402
@zementesfai1402 3 жыл бұрын
ዓዲ ሞጎንቲ ሰፈር ጀጋኑ::
@berietheone2386
@berietheone2386 2 жыл бұрын
Abey kebabi eyu adi mogonti bro
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 ай бұрын
​@@berietheone2386ab Tika, "WASHIGTON DC"
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
ለምለም ትብሃልውን ኣብ ካናዳ ኣላቶም። ሓዋ ዝያዳ ኣድረሳ ይፈልጥ።
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 5 жыл бұрын
ኣሕዋት ተላ ዕቅቢት ባዕሉ እዩ ነብሱ ኣጥፊእዋ ምክንያት ነብሱ መጥፊኡኡ ከኣ ናይ ክፍሊ ሃገረ ኤርትራ ፕረዘንቲ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ኣቶ ኣስፈሃ ወልደሚካኤል ስለ ን ተላ ባይሩ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝገምጠሎ ካብ ሕልፍነቱ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ክመርሖና ኣይተዋሕጠልናን ኢሎም ነብሶም ኣጥፊኦም ጋሕ ኢሎም ንብለኩም ።
@afrolatin05
@afrolatin05 5 жыл бұрын
Kem lomy xebebetey seb reye ayflten Zemene tecnology
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 5 жыл бұрын
Samsom Tesfamaryam ዓሻ
@Gumbet-pe8zj
@Gumbet-pe8zj 5 жыл бұрын
ሳምሶን ገስረጥ ግስረጥና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተመሃርካዮ ናይ ሕሉፍ ታሪኽ ብዝተገልጸ ይገለጽ ንናይ ወዲ መድህን በራድ ክለሳ ትገብረላ አለኻ።ሙሽሙሽ ሓሰኻ ወዲ መድህን በራድ እቲ እከይ ረሳሕ ዝበከለ ወገንነት ካብ አእምሮኻ አርሕቆ።
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 5 жыл бұрын
Samsom Tesfamaryam ሳምሶም እዚ ብኣፍካ ምሕራእ ዘይትገድፎ! ተሰዲድካ ዘይትማሃር ደንቆሮ። ተላ ዑቕቢት ቁንዕን ፈትሓውን ደአምበር ኣውራጃዊ ኣይነበረን። ካብቲ ቑሸታዊ ኣተሓሳስባ ወጺኻ ተመሃር ተፈወስ ኣእምሮ እንተልዩካ። ኣውራጃውነት ማለት መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ማለትዩ።
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 5 жыл бұрын
Hiji ka gizeka Eu gahe ketble eka teble ka aleka mesakum hansaba kemzi memelas xebuk eu donkoro temhare
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት
41:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 184 М.
🔴 ቀድሞ የገባ ሰው ይፈወሳል || አዲስ እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan New Sibket  2023
2:48:30
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 1,3 МЛН
ብዛዕባ መጻሕፍተይ፡ ብበየነ ሃይለ
16:47
Mosaic Bahli
Рет қаралды 4,3 М.
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.