ጾም ጀሚርና ዘቋረጽናዮ-- ኣለና ዶ!?! --ቃለ ምዕዳን ብቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ Eritrean Orthodox B Qomos Aba mezgbeslasie 2019

  Рет қаралды 66,188

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Күн бұрын

ጾም ማለት ንስጋኻ ቀጺዕካ ዝርከብ ሃብቲ ናይ ነፍሲ ኢዩ፡ መብዛሕትና ግና ብጌጋ ናይ ብልዖት መግቢ ስለ ዝበላዕና ኦሮማይ ኢልና ካብ ጾም ንርሕቅ፡ ኣብ መንገዲ እናተጓዓዝና እንድሕር ወዲቅና ግና ኦሮማይ ወዲቅና ኢልና ኣብ ዘልናዮ ኣይንተርፍን ኢና ቀልጢፍና ኢና ንትስእ፡ ወረ ሰብ ክይርእየና ንጓየ፡ ኣሕዋተይ፡ እቶም በዚ ምኽንያት ጾም ኣቋሪጽና ዘልና ዳግማይ ተሲና ንጹም፡
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Пікірлер: 447
@makda5344
@makda5344 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕምሚ ደስ ዝበል ትምህርቲ አነስ አብ ስደት ኮይነ ተስፋ ይቆርፅ ነይረ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብምክትታ ግን ዓብይ ተስፋ ክረክብ ክኢለ ተመስገን አብ ፀሎትኩም ዘክሩና
@Mdrecanaan
@Mdrecanaan 4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን፡ እግዚአብሔር ምሳና ካብ ኮነ ማንም ዘናውጸና የለን እሞ ተስፋካ ምሉእ ይኩን፡ ጽናዕ ትባዕ ኢለዶ ኣይኣዘዝኩካን ኣነ እግዚአብሔር ኣምላክካ ኣብ ትኸዶ ኩሉ ምሳኻ ኣለኩ ዝበለ ኣምላክ እዩ እሞ ኣብ ጉሉ ጉዕዞና እግዚአብሔር ኣሎ።
@garmshgg6101
@garmshgg6101 4 жыл бұрын
Amen 3
@senayttekia5107
@senayttekia5107 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalina betemmi des zebel temhirti ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👈👈
@hiwettesfatsyon912
@hiwettesfatsyon912 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaena
@yonasmajor6690
@yonasmajor6690 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስማዕልና ኣበና ኣብ ጽለትኩም ዘክርኒ
@ksanetftwi7860
@ksanetftwi7860 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። ሓደራኹም ከምዚ ተግሳጽኩም ኣይደንጉየና ኣይፈለየናን: እመ ኣምላክ ትደግፍኩም።
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Amen Amen🤲🤲🤲🙏🙏
@lemlemmichael862
@lemlemmichael862 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘክሪና። ኣነ ኣለኩ ድክምቲ ሓፍትኩም ብሙሉኡ ልበይ ምስ እግዝኣቢሄር ክነብር ምእንቲ ጾሎት ግበሩለይ ኣሜን (3)
@user-op6sw1bt7b
@user-op6sw1bt7b 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን፡ ጽቡቅ ተጀሚሩ። እግዚኣብሔር ንዓኹም ይሓልወልና ንዓና ምእንቲ ክጥዕመና።
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልልና እግዚአቢሔር ምሕረት ከውርደልና ናብ ንስሓ ከብጽሓና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣሜን
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ቅዱስ አቦና አብትገብርወ ፀሎት ወለተ ማርያም እናበልኩም ብፀለትኩም ዘኩሩኒ አሜን
@ellentube4803
@ellentube4803 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና ብሓቂ ሂወት ዝህብ ቃል እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@uffydf6845
@uffydf6845 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣግሉጉሎት ዘመኑኩም ይባሩኩልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃል አምላክ እዩ እሞ ዝስማዓናዮ አብ ፀሎት ልብና ይፃሓፍልና መስትዋዓሊ ልቦና ይሃበና ክብር ኣቦና ፆሎቱኩም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፆሙና መንግስተ ሰማያት መዉረሲ ሓጢያትና መድመሰሲ ይግብረልና ክብር ኣቦና መኩሩኩም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@user-cq9ki2bx8d
@user-cq9ki2bx8d 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ተስፋ ኣብዝቆረፅናሉ ተስፋ እንትኾንና ኣቦታትና ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክብል
@fretamay7608
@fretamay7608 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና
@robielberhe8083
@robielberhe8083 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር ኣቦና ኣብ ጸለትኩም ዘኩርና ደቅኩም ክንፋቀር ኣምላክ ውን ኣይኒ ልቦናና ክከፍተልና ጸሉይልና ኣቦና ደቅኩብ ጠፊእና ኢና ዘለና
@mihretgebretinsae305
@mihretgebretinsae305 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል፡ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገግሎት ዘመንኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኽ ኣብ ጸሎትኹም ዘኩርና ኽብርን ምስጋናን ንግዚኣብሄር ይኽኖ
@trhasselam1830
@trhasselam1830 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@selamhaile43
@selamhaile43 4 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmalina egzabher tsegiu yebzhalkum
@mabelnegasi8024
@mabelnegasi8024 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen amlk yahgezane
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣባ።እግዚኣቢሔር ብምሕረቱ ክጥምተና፡ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ንደቕኹም።
@eyobameny3741
@eyobameny3741 4 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ፡ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ ብሓቂ ካብዚ ዝጥዕም ናይ መንፈሳዊ ሂወት የለን ፡ ካብ መዓርን ጠስምን ዝጥዕም መግቢ፡ እዚ ኣምላኻውን ሃዋርያውን ቃልን ምኽርን ማዕዳን እዚ ኢዩ፡ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካን ይወስካን ፡ ኣቦና ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፡ እዛ ዝሓተኩም ሕቶ ምስናይ ይቕሬታ እናበልኩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መንጎ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተፈጢሩ ዘሎ ዓቢ ሽግር ብጣዕሚ ኣጨኒቑንን ኣሸጊሩንን ኣሎ፡ ምኽንያቱ ኣብቲ ሓደ ጳጳሳት ቀሳውስቲ ቆሞሳት ካህናት ዲያቆናት መምህራንን ኣለው ፡ ኣብቲ ሓደ ውን ካብኡ ብዘይፍለ መዓርግ ናይ ቤተክርስትያን ብዙሓት መእመንን ዘለውዎ ኣሎ፡ ነንሓድሕዶም ክኣ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣልዒሎም መንፈሳዊ ውግእ ክዋግኡን ክጻረፉን ክጻረሩን ክወጋገዙን እቲ ሓድ ከምዚኦም ኢዮም እዚኦም እናበሉ ብዝተፈላለዩ ቪድዮታት ደብዳቤታት ጌሮም እናሰበኹን እቶም ሓደ ውን ካብ ናቶም ብዘይፍለ ንሶም ብዝሓዝዎ ገለ ጭብጥታት ክዋግኡ ይውዕሉ ኣለው ፡ ብሰንኪ እዚ ክኣ መእመን ነየናይ ከምዝኣምን ጠፊእዎ ፋሕ ፋሕ ኢሉ መጻወቲ ቶዃሉን መነፍቓውን ኮይኑ ኣሎ ዝተረፈ ውን ካብ ቅዱስ ቁርባን ንስሓን ቤተክርስያን ምዃድ ኣቋሪጹ ኣብ ገዝኡ ኮፍ ኢሉ ኣሎ፡ ከምዚ ኣቦታት ክምስሉ ከለው "ክልተ ሓራምዝ እንተተባኢሶም እቲ ሳዕሪ ኢዩ ዝህሰ " ይብሉ፡ ስለዚ ኣብቶም ላዕለዎት መራሕቲ ቤተክርስትያን ዝፍጠር ዘሎ እቲ መእመን ይህሰ ኣሎ ፡ በዚ ክኣ ኣነ ሓደ ካብኦም ዝጭነቕን ዝጉህን ዘለኹ ኢየ እሞ ኣቦታት በጃኹም እባ ምኽርኹም ለጉስለይ ፡ ብስም ወላዲት ኣምላኽ እቲ ሓቀኛ ዝኾነ መንገዲ ክትሕቡሩኒ ብትሕትና ይሓትት፡ ኣምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣኸልና ፡ ንጸላኢ ሰናያት ይእሰረልና ፡ ንዝተጋገኽዎ ብኣፍ ቅዱሳን መልኣኽቱ ይተኣረመለይ፡ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣምላክ ኣባዊነ ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!!
@Mdrecanaan
@Mdrecanaan 4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኩን፡ መጀመርታ ስለ እቲ ተገዲስካ ምጽሓፍካ እናመስገና፡ ብምቅጻል ቤተክርስቲያን ቤት ኣምላክ እምበር ስጋዊ ድሌታትና ጎዲልና ንሰብ ነፈራርሓሉን ንጉባዕባዓሉን ኣይኮነን እሞ፡ንስካ ናብቲ ቤት ኣምላክ ንኣምላክ ምስ ቅዱሳኑ ክትረክብ ኪድ ደሓር ክትረክቦ ኢካ፡ ጉዕዞካ ንኣምላክ ምርካብ እምበር ነዞም ዘሎና ኣብ ክንዲ ንጽድቂ ናብ ሓጢኣት ንዕድም ኣይኹን የዒንትኻ ነቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ክጥምታ ግበረን ደሓር ሰላም ክትረክብ ኢኻ።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
Kbur haw neti kbur abmeskel tesekilu zadegena bdemu tray temt seb tegagayi iyu tekielka bxolot degfom mtiwos 23:10 merahina krstos eyu nabu ntemt wedi emebrhan hawey!
@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal Hiwet Yesmalna xega Aba Resi xegu Yebzhalkum
@ተመስግንአምላኬ
@ተመስግንአምላኬ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት ያስመዐል ና 💓💓💓💓💓💓💓
@emebrhane
@emebrhane 4 жыл бұрын
*ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና፡ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም*
@mihreta5069
@mihreta5069 4 жыл бұрын
Amen amen amen Kale hiwet yesmialna diakon abona 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@senayttkmichael1667
@senayttkmichael1667 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይክፈተልና ኣብ ልብና ይሕድሮ ብሓቂ ካብ ጻባ ዝጥዕም ቃል ኢዩ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና
@user-gp4cb8wh3t
@user-gp4cb8wh3t 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስመዐልና
@munaaman4152
@munaaman4152 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና አባ ተባረኹ፡ ጸጋኹም የብዛሐልኩም እግዚአብሄር አሜን አሜን አሜን።
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 4 жыл бұрын
ኣሰይ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናየገልጉሎት ዘበንኩም ይባረክዕልልልልልልልልልልል
@teameteame1091
@teameteame1091 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet & zmare melakti yesmealna Abona
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንን. ኣቦየይይይ ብሐቂቃለሂወት የስመእልና እድ መን ጥኢናን ይሃበልና ምክርኩም ኣይፍለየና ኣይንንሳህ እይንግስግስ ኣይንስግድ ኣይንስእም ስደተኛታት ደቅኩም. ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩና ብኣካቱም ይማላለእና. ኣሜንኣሜንኣሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን
@ሄሪሓዊእንቺ
@ሄሪሓዊእንቺ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ነዚ ጥዑም ቃል ክሰምዕ ዘብቕዓኒ ጎይታ ከኣ ክብርን መስጋናን ውዳሴን ኣምልኮን ን ዘልኣለም ንዑኡ ይኩን ።
@fthawitbrhe5217
@fthawitbrhe5217 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur abona ab xelotkum zekuruna
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና
@user-lk4qw9zb9i
@user-lk4qw9zb9i 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና ጥዕና ዕድሜ ይሃብኩም እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባሪከልኩም አምላክ
@maloanwr2236
@maloanwr2236 4 жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና አቦና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ አገልግሎት ዘምንኩም ይባርከልኩም ናዓና ድኩማት ደቅኩም አብ ፀለትኩም ዘክርና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን
@linallll5482
@linallll5482 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 жыл бұрын
አሚን አሚን አሚን ንአባና ቃል ሂውት የስምዕልና አሚን
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
ደስ ዘብለን ጥዕም ተምህርቲ ቃል ሂወት ይስምዓልና ንቦና'ክ ናይ ኣጎሎሎት ዘመኖም ይባርከሎ ኣብ ጸሎትኮም ዘኩርና ኣቦናን ይሕዋተይ
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 жыл бұрын
Amen amen amen Amen amen amen Amen amen amen Qalehiwet yesmeana abona 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@selmselm9212
@selmselm9212 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና ኣበና ፀጉ የበዘሐልክም ኣምላኽ
@teweldemichele6793
@teweldemichele6793 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይዉት የስምዓልና ኣቦና ፅሎትኩም ኣይፊልየና❤❤❤
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 4 жыл бұрын
እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩም ኣቦና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ነቲ ህያው ቃል ዝሰማዕናዮ ኣብ ጽላት ልቦናና ንክጽሕፈልና ናይ እግዚአብሔር ኣምልክና ቅዱስ ፍቃድ ይኩን ኣብ ጽሎትኩም ዘክሩና ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና እንቃዕ ወዲ ተዋህዶ ከንኩ ክብሪ ለእግዚአብሔር ኣምላክና ይኩኖ 🙏🙏🙏
@segesege5226
@segesege5226 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona abxolotkum zekuruna
@hggdx1136
@hggdx1136 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ኣበና አብ ፀለቱኩም ዘኩሩና አቦና
@fyyfrtyhg3353
@fyyfrtyhg3353 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን
@fissehagoitom547
@fissehagoitom547 4 жыл бұрын
Amen(3) kale hiwet yesmalna
@solomonkifle3537
@solomonkifle3537 4 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet ysmalna burukat abona tsgue yebzhalkum
@hhhh299
@hhhh299 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐሉኩም ክብር አቦና አብ ፀለቱኩም ዘኩሩና።
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
ብሐቂ አቦና በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ስብከት መንፈና አረስሪስኩሞ ኩሉኹም አዳለውቲ ናይዛ መደብ ፀግኡ የብዝሐልኩም በርትዑ የሕዋተይ ፡ ኢራብ ን ዐይኒ ማያት ከም ትናፍቅ ብዙሓት ነብሳት ከምዚ ስብከት ስለ ዝናፋቅኦ በርትዑ የሕዋተይ ርሑስ በዓል ልደት አሜን።
@simretgebre1445
@simretgebre1445 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna
@mhretutsige19
@mhretutsige19 4 жыл бұрын
amen aba edme yihabelna nay sdet abo konkumna ekum emo kexliwo xbuk tigasuyna alekum egziabher amlak ka xegu yebzhalkum
@ketemkidane2683
@ketemkidane2683 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmaelna
@zamzamali2824
@zamzamali2824 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ለንስሃ የብቅዐና
@hgrbgdjf2313
@hgrbgdjf2313 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት ይስመዐልና ዕድምን ጢዒናን አበዚሑ ያሀብኩም አባ አበፀለትክም ዘኩርና
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡሩ መምህርና 👏👏👏
@furtunafifi7737
@furtunafifi7737 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna abona 🙏🙏🙏🙏🙏
@brktitesfay2348
@brktitesfay2348 4 жыл бұрын
Amén amén amén kal hiwet yesmalna abona
@ሙሉየእመብርሃንልጅ
@ሙሉየእመብርሃንልጅ Жыл бұрын
ዕድመ ጥዒና ይሃብኩም ክብር ኣባና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ክንደይ ድስስ ዝብል ምክሪ እዩ ኣባና
@ትግራይዓደይዓዲጀጋኑ-ጨ5ዘ
@ትግራይዓደይዓዲጀጋኑ-ጨ5ዘ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦና አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@ተዛሪዮምላዓደይ
@ተዛሪዮምላዓደይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሄወት የስማዓና
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 4 жыл бұрын
Amen amen amen ezi kngeber tebat yhabena amlak kale hiwet ysmalna abona
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona ab tselotkum zekruna
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሀር ይመስገን ኣለና ብምሕረት እግዝኣብሀር ከመይ ኣለኩም ንስኩም ኩቡር መምህረይ🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏
@slamss5395
@slamss5395 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም አቦና
@alganeshafewerqi1168
@alganeshafewerqi1168 4 жыл бұрын
አሜን ንንን ቃለህወት የሰም ዓልና አቦና ከም ፍቃድ አምላኽ ሐንት ሕቶ አለትኒ አይሁድ አብ ምድር ዲዩ አብሰማይ ጸጋ ህወት ዘለወም መልሰለይ
@molomona2252
@molomona2252 3 жыл бұрын
amen amen amen bezi stom ezi hatyatna zkntetelu ykun እንሕጎሰሉን እንፋቀረሉን ፆም ይግበረልና ኣምላክ🙏🙏🙏❤
@aaqq923
@aaqq923 3 жыл бұрын
አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ ምክርኹሙ አይፈለና
@awetadmas6272
@awetadmas6272 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmiana abona 🙏
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 4 жыл бұрын
Amen amen amen Abona egzabher yerdana Amen kalehewet ysmalna Bzhuh nay edeme tenan yehabalna amen aboye
@mee1226
@mee1226 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና
@fiyorioukbagebrel7961
@fiyorioukbagebrel7961 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Abona Nay agelglot zebenikum yibarikelikum egiziabiher amlak
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ኩቡር መምህርና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ በይዛካትኩም ኩቡራተይ መንፈሳዊ ምክሪ ኣይተዉሕዱልና ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅመና እመ ኣዶናይ ትደግፍኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለህይወት ሰስምዐል ኣምላኽ ኣቦይ ዘጋኡ የብዝሐሉኩም ዝማረመላእክት የስምአልና እልልልልል እልልልልልል እልልልልልልል🌷🌷🌷👏👏💞💞💞🌿🌿🌿💐💐💐
@ruessomneamn
@ruessomneamn 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክብርን ሞጎስ ንጎታ ይኩን ❤❤❤
@zemedateka1919
@zemedateka1919 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመአልና አቦት አገልግሎቱኩም ይባረክ ብሰመያዊ አምላክ ይቅር ይበለልና ብምሕረቱ ብብዝሑ ይጠምተና አብጸሎትኩም ዘክርኒ አቦየ
@helenmeles8633
@helenmeles8633 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለሕይወት የስማአልና
@SalmanKhan-bx7ye
@SalmanKhan-bx7ye 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ አቦና
@shewitamanuel4393
@shewitamanuel4393 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስማልን ኣባ ትምህርትኩም ብጣሚ ደስ ዝብል እዩ ኣምልክ እድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈታሪ
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 4 жыл бұрын
Aba hanti hito Alatini seb tetebaeskum hji kidkum ykire belu elkumuna endhir eti seb baelu zeydeliyeka koynu wala selam elkayo kaliay gzie kiriaka endatehabea zkeyd entekoynu entay nigebro behayli seb selam belu ybehal dyu wala nezi melsi Alewo Abona ....Amlak memelisu bereketu yebzihalikum nezi kulu Hitona timilisu zelekum🙏🙏🙏
@Mdrecanaan
@Mdrecanaan 4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ስለ እቲ ርእይቶኻን ሕቶኻን ብስም እግዚአብሔር እናመስገና፡ ቃል ጎይታ ዘክር ሐዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ ሓወይ እንተበደለንስ ክንደይ ግዜ ክሓድገሉ ኣብ ዝበሎ 7*70 በሎ እዚ ድማ ምሉእ ዕድሜኻ እዩ፡ ስለዚ ንሳካ ድማ እንዳ ከድካ ይቅሬታ እንተድኣ ሓቲትካ ኣክሊል ትዕግስትን ትሕትናን ስለ ዝወሃበካ ኣይትሰልኪ ንይቅሬታ።
@MartagebselMartagebsel
@MartagebselMartagebsel 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣቦና
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
Amen Abona qile hiwet yesmalna.xsgkum yebzhlkum
@gelugelila7071
@gelugelila7071 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏💖💖💖 kale hiwet yesmealna abona
@betelhemtewelde7257
@betelhemtewelde7257 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Naybhaki betami Mehari des zebel Temrti Eu zesmanayo ablbna yehidrelna semeti Teray zeykonas Ategbrti kenkewn Egziabher yerdana Abona kea kalhiwet yesmalna bedme betena yenbrelna
@ጋልራያ-ፐ5ወ
@ጋልራያ-ፐ5ወ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂይወት የስመዐልና ዚማሬ መላእክት ያሕድረልና ኩቡሩ ኣቦና
@hayathabash4553
@hayathabash4553 3 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜንባሓቂቃለህወትየሰመዐልና🙏🙏
@እጠበኝ.ቆሸሻለሁአምላኬ.ወ
@እጠበኝ.ቆሸሻለሁአምላኬ.ወ 4 жыл бұрын
Amen.Amen.Amen.kale.Hiwet.Ysemalna.Abona
@shewitafewerki4939
@shewitafewerki4939 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አምላክ ምሕረቱ ፀለቱ ረዲአቱ በረከት አይፈለየና።
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 жыл бұрын
ብሓቂቃለሂወት የስመዐልና ክውር ኣቦናፀግኡየብዘሐልኩም ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣነሓፋቱኩምወለተብርሃን እልኩም ፀልይለይ
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህወት የስመዕልና ኣቦና ኣብ ጽለትክም ዘኩሩኒ
@milliyosief6722
@milliyosief6722 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet ysmealna abona egzeabher nay agolgulet zemenkum ybarkelkum 🙏💒🌸
@ffffg6325
@ffffg6325 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብፀለትኩም ሕሰቡና አቦና
@goitomande6594
@goitomande6594 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ ጸሎትኩም ኣይፈለየና እግዚኣብሔር ናብ ዝለዓለ መዓርግ የብጽሕኹም !!!
@askaluaregay5796
@askaluaregay5796 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ ጸሎትኩም ኣይፈልየና !!!
@Desualnami-vt4nh
@Desualnami-vt4nh 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሰናይ የስመዐና ክቡር ኣቦና ትምህርትኩም ትሩር ልቢ የለስልስ እዩ እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓዱሉኩም ንዓና ውን ናብ ቤቱ ይምለሰና🎉❤
@mhretutsige19
@mhretutsige19 4 жыл бұрын
egziabher amlak mesgana ykuno neakum zhabena amlak amen fetari lbna yeresris kininsah
@awetanday4704
@awetanday4704 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@xiaominite1377
@xiaominite1377 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@ass8899
@ass8899 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@ቲክቶክ-ጠ5ዀ
@ቲክቶክ-ጠ5ዀ 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ
@fishalehabte9340
@fishalehabte9340 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen KAL hiwet yesmealna xega yebzihe
@user-bm5tb1ti3d
@user-bm5tb1ti3d Жыл бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐለልና ክቡር ኣቦና♥️👏♥️
@astedegerchal7350
@astedegerchal7350 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐልና
@isuxhxudeyeydudhdh
@isuxhxudeyeydudhdh Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና❤❤❤
@azebrezene2330
@azebrezene2330 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abaye kale hiwet yesmeana
@rgattsaedu5884
@rgattsaedu5884 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስመዐና ።
@hiwetbrhane7896
@hiwetbrhane7896 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meronmeron9864
@meronmeron9864 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum Abona
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,3 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 50 МЛН
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 56 МЛН
መዝሙረ ዳዊት Mezmure Dawit -  ዓርብ (መዝ 111-130)
34:42
ዜማ ተዋህዶ Zema Tewahdo
Рет қаралды 72 М.
"ወይኒ እምበር የብሎምን" ብቆሞስ ኣባ መዝገበስላሥ
40:18
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 36 М.
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,3 МЛН