Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) Shita Leminey - ሽታ ለሚነይ New Eritrean Music 2020

  Рет қаралды 2,264,159

ATA Media

ATA Media

Күн бұрын

New Eritrean Music 2020 by Merhawi Kidane Qarya
መርሃዊ ኪዳነ ቃርያ ሽታ ለሚነይ
Qarya has been known for his latest song ናፊቐ | Nafike tigrigna Song and here is his latest video music for you to enjoy.
Don't forget to subscribe to the latest Music videos.
© All rights reserved to ATA Media. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.

Пікірлер: 656
@iamsharperitrean3974
@iamsharperitrean3974 4 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ክሪኣ እንዳ ከፈትክዋ ሰበይተይ ወዲ ደጊማ ኢላ ማሓዛ ሰበይተይ ትነግረኒ ኣላ፡ኣየወ እዛ ሰበይተይ ሽታ ለሚነ፡congra beluni,ነዚ ወደይ መርቁለይ፡
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ምስጢርፍቕሪ
@ምስጢርፍቕሪ 4 жыл бұрын
@@Yoni62 guday tmhertka geber loqmax😂😉btw *I am sharp Eritrean* kea congra bro rhus qolea yegebro.
@siumakberet809
@siumakberet809 4 жыл бұрын
@@Yoni62 ajoka zewday aythmika tery ajoka alenlika 😘😘
@domozabede5702
@domozabede5702 4 жыл бұрын
Adieun abueun zebiwo ygbero shshay hizu ymxaeka zehaweyy
@ummita8730
@ummita8730 4 жыл бұрын
የዕብየልካ ዝሓወይ
@kemlibey8032
@kemlibey8032 4 жыл бұрын
መጸ መጸ (ቃርያ )ዝሕቢ like beta kedamwyti ደርፉ ዝኾርዕ 💞💞💞
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hail549
@hail549 4 жыл бұрын
@@Yoni62 popop😇popopooooo
@hail549
@hail549 4 жыл бұрын
@@Yoni62 w
@hail549
@hail549 4 жыл бұрын
@@Yoni62 pqpqei😇🛬😇😇🛬😇🛬🌇🚧🛬
@hail549
@hail549 4 жыл бұрын
@@Yoni62 pl opwieowru
@Silento0625
@Silento0625 3 жыл бұрын
♪ ሽታ ለሚነይ 🍋 ኣይንፈላለን ኢና ፍቕርና'ኳ ዘይጎደለ መን'ዩ ሞይቱ ዝብለና የዛርበና እንዶ ናሃለ እቲ ግዜ'ዩ ዘይወደኦ ዳደለኹ እደለኺ ኩሉ እንስእኖ ነገር ንጥፍኣትና ከይመስለኪ ምስቲ ሕሙም ልበይ ልበይ ልበይ ብዙሕ ነገራት ሰጊረ ጓህሪ ከምዘይ ወሓጥኩ ዘይ ገበነይ ጸይረ በቲ ናፍቖት ይብርትዓኒ በቲ ሓቂ ይግንፍለኒ ሕማቕ ኣለኹ በጃኺ ሕማቕ ኣለኹ በጃኺ ንዓይ'ያ ሙኻን ኣብያትኒ ሽታ ለሚነይ 4x ሎሚ ይዉዳእ ጽባሕ እንዳልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጉሄ ጻዕዳን ጸሊምን ይርከብ ከብዲሞ'ታይ ይገብር ሰፍነግ ይነጸፈለይ ሰማይ ሰማይ ዘሰራስር እታ ብልበይ ዝብላ ኣፈይ ተዘይከኣሎ ኣብ ጉድጓደይ ትጽንሓኒ ድሕሬኽስ እታይ ኣሎ ሽታ ለሚነይ 4x ሎሚ ይዉዳእ ጽባሕ እንዳልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጉሄ ሃጽ በል ጥራይ መጺኒ ግዜ'ውን ኣይሓገዘንን ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጠዓመንን ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ እንተ'ርኢኒ ካብ ጎሮሮይ ዘይወረደ ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ ዘካፍለኪ ዎይ ዎይ ዎይ መካፍልተይ ዘካፍለኪ እውይ እውይ መካፍልተይ 2x ጻዕዳን ጸሊምን ይርከብ ከብዲሞ'ታይ ይገብር ሰፍነግ ይነጸፈለይ ሰማይ ሰማይ ዘሰራስር እታ ብልበይ ዝብላ ኣፈይ ተዘይከኣሎ ኣብ ጉድጓደይ ትጽንሓኒ ድሕሬኽስ እታይ ኣሎ ሽታ ለሚነይ 4x ሎሚ ይዉዳእ ጽባሕ እንዳልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ኮይኑ ሃጽ በል ጥራይ መጺኒ ግዜ'ውን ኣይሓገዘንን ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጠዓመንን ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ እንተ'ርኢኒ ካብ ጎሮሮይ ዘይወረደ ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ ዘካፍለኪ ዎይ ዎይ ዎይ መካፍልተይ ዘካፍለኪ እውይ እውይ መካፍልተይ 2x
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
*ሎሚ Birthday ናተይ እዩ🥵:እንቋዕ ኣብዚ ኣብቀዓካ በሉኒ🎂🍰🍮🍬*
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 жыл бұрын
H.B.D wedi erey
@Kubrom27
@Kubrom27 4 жыл бұрын
Happy birthday to you dear brother ❤
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
@@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም tnx❤
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
@@Kubrom27 Tnx❤
@yonasgebreslase5458
@yonasgebreslase5458 4 жыл бұрын
Qaria hawey natey megadilitey bzuh kitbe eye kabaka ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonasghebre9363
@yonasghebre9363 4 жыл бұрын
ዋሕስ እዝኒ፥ ፎሲ ልቢ ፤ህድእትን ጥዕምትን!!!! በዚ ዝሰማማዕ ኣቡሉለይ ጮማዕ ከይበልኩም ገርማዕማዕ።
@checolata9438
@checolata9438 4 жыл бұрын
Yoni dea ziema gberela wdieti gtmi eya
@kij435
@kij435 4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ #ንቓርያ ዝፈቱ #like
@ዕንበባይያ
@ዕንበባይያ 4 жыл бұрын
ጎዳይፍ ቀሓዉታ ባርጂማ ገጀረት ኣለኩም ዳ ሓላላተይ ሰላም ምሳኩም ይኩን መታዓቢተይ!!!
@helenhelen2191
@helenhelen2191 4 жыл бұрын
Alna kubure hawaye amen 🙏
@sarontekie8801
@sarontekie8801 4 жыл бұрын
Alena wedi abeyti
@merhawiberhane3900
@merhawiberhane3900 4 жыл бұрын
Alenaaaaaa Scandinavia Nay Asmara Eyen Ezian
@abilove5546
@abilove5546 4 жыл бұрын
Alena burk
@yoelghirmai3705
@yoelghirmai3705 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏❤❤🙏🙏💪💪💪💪
@ghebriel932
@ghebriel932 4 жыл бұрын
የሕዋት ኣይተኣምኑን ትከውን ንግሆ ምስ ሰማዕኩዋ ከምዚ መልእክቲ ዘለዋ ኮይኑ ኣይተሰማዓንንን ግን ልበይ ገለ ስምዒት ገዲፋትለይ ካብ ትምህርቲ ምሸት ኣብ ጽርግያ በይነይ እንዳተጓዓዝኩ ሰሚዕያ ንብዓት ብንብዓት ኮይነ ጺቡቅ ጌራ ልበይ ሃሪማትኒ ኩሉ ተርዲእኒ፡ ብ ንዓይ ዘድኣኒ ማለት እዩ እታ ኣፍቃሪቱ ኤርትራ እያ ምስለኒ "ብቲ ፍቅርኺ በቲ ከኣ ሓቂ ይግንፍለኒ" ጥዑይ ጌረ ተርድያ ብሕምቀቱ ከኣ ግዜ ይሓልፍ ከምዘሎ ነጊሩ ። ኣነ ከምዚኣኣ ተርዲኣትኒ እንድዒ ከምዚ'ኣ ደርፊ ኣንቢዓትኒ ኣይትፈልጥን ዓደይ ናፊቅ ብኡነት!!! ንስኩም'ከ ከም'ዛ ናተይ ዶ ተርዲኣትካ
@Banu915
@Banu915 4 жыл бұрын
Leke kemza ane terediatni zela eya teradiatka hawey lebka ztnkf mlekti eu zelawa 🥰🥰 ሃጽ በል ጥራይ መጺኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጥዓመንን ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ ተድኣ ኣሪኡኒ ካብ ጎሮሮይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ ዘካፍለኪ መካፍልተይ......
@ghebriel932
@ghebriel932 4 жыл бұрын
@@Banu915 ልክዕ ኣለካ ኣነ ሓቂ ክዛረብ ናፍቆት ብ ንብዓት ኣውጸዮ
@saymensolo4587
@saymensolo4587 4 жыл бұрын
Alena areko entay eimo ygeber
@queenlove8900
@queenlove8900 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
💔💔♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 4 жыл бұрын
Mexe shul geroro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏
@Bitaniya12
@Bitaniya12 4 жыл бұрын
Qarya 👑 zfetu fqrkum abzia arywo yehwatey 🇪🇷💯💯❤️❤️ 👇
@ROTES1991
@ROTES1991 4 жыл бұрын
""""''ሽ""ታ """""ለ"'ሚ""ነ""ይ""""""""..🍋😘!!! ሎሚ ይውዳእ፣ ጽባሕ እናልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ኮይኑ። ..🗓 ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን። ...⏰🤷🏻‍♂️ ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጥዓመንን። ...🤐🚫 ☝🏽ገጽ ምስ መለሰልና፣ ገጽኪ እንተ ኣርእዩኒ። 😍 ካብ ጎሮሮይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ። 🔐♥️ ዘካፍለኪ ወይወይ መካፍልተይ🗣....♥️ ዘካፍለኪ እዎይ እዎይ መካፍልተይ 🗯...♥️ ዘካፍለኪ ወይወይ መካፍልተይ 💭...♥️ ግጥሚ---> E.N.N.A.B ዜማ ---> ሙሴ መኮነን (ቺነዝ) 🎤🔥 ---> መርሃዊ ኪዳነ(ቃርያ) ጽቡቅ ስራሕ በርትዑ ደቂ ሪመይ
@temesgenbereket7769
@temesgenbereket7769 4 жыл бұрын
ሽታ ለሚነ ሽታ ለሚነ ሽታ ለሚነ ሎሚ ይዉዳእ ጽባሕ እንዳልኩ ዓመታት ኮይኑ!! ናይ ብሓቂ ደስ ደብል ስራሕ ቃርያዊ
@zenhom9968
@zenhom9968 4 жыл бұрын
መብዛሕትናስ እታ ደርፊ ዉርድ ምስበለት ኮመንቲ ንጽሕፍ ሪኢቶ ደይኮነስ ቅድድም ንገብራ ካባይ ጀሚርካ ስለዝስ ኣብዛ ደርፊ ደለና ኣድንቆት ወይ ኣሉታዊ ሪኢቶና ንሃብ ወላ ኣብካልእ መታን ድኹም ጎድንታቶም ከለልዩ Great job mera
@omarhussein3824
@omarhussein3824 4 жыл бұрын
I Don’t understand What’s he said but I like This song ❤️❤️❤️ I am From Somalia 🇸🇴❤️🇸🇴 I love Eritrea 🇪🇷 People ❤️❤️❤️ Especially for woman 👩😂😂❤️
@ymeharalobeluley.ymeharalo7610
@ymeharalobeluley.ymeharalo7610 4 жыл бұрын
We love You too My Bro 🇸🇴❤🇪🇷🤝💪🏾
@Bitaniya12
@Bitaniya12 3 жыл бұрын
We love you too our bro 🇪🇷❤️🇸🇴
@chefardude2720
@chefardude2720 3 жыл бұрын
He says to his supposedly in abroad residing ladylove‘ there’s something I want to tell you, when we get to see each other again ,when the situation gets better ! There’s something I want to tell you my other half ,,,,, & repeats3 times 😉
@onelovelove7688
@onelovelove7688 2 жыл бұрын
We Love you to werya 🇸🇴❤🇪🇷🤝
@haniwedigerye7000
@haniwedigerye7000 Жыл бұрын
we love u too bro 🙏 but this song is about love 😍
@ፍቅሪኣብውሽጠይደሪሰትዋስ
@ፍቅሪኣብውሽጠይደሪሰትዋስ Жыл бұрын
ኣታ ዝወዲ መን ኢዩ ዝነግሮ ቲ ናይ ውሽጠይ ። ደራፋይ ጥራሕ ዘይኮንካስ ትጥንቁል ኢካ ዉን መስለኒ ክክክክክ ቃርያ ሽኮር
@kidich
@kidich 4 жыл бұрын
ዝናድ ስራሕ ብፍላይ ዘያሚ ሙሴ መኮነን ቺነዝ ቀጽሎ 👍👍👏👏👏
@nsshad1974
@nsshad1974 3 жыл бұрын
I love my eritearian people ❤🇸🇩❤🇪🇷
@Eritrea-dg8qj
@Eritrea-dg8qj 3 жыл бұрын
I love u Sudani Habibi 😍
@merhabatinsew3696
@merhabatinsew3696 3 жыл бұрын
Me too bro
@maranata9214
@maranata9214 3 жыл бұрын
Me. Too
@asmeromgdey7136
@asmeromgdey7136 3 жыл бұрын
Me too ♥️
@onelovelove7688
@onelovelove7688 2 жыл бұрын
We Love sudan brother, s. But all Sudanese ppl give them pieces for Eritran brothers refugees in sudan, that make us very happy for us us we Eritran, we love Sudanese حبنا لشعبي السودان وإريتريا هو إلى الأبد 🇵🇸❤🇪🇷🤝
@fisehatsentesfaldet2474
@fisehatsentesfaldet2474 4 жыл бұрын
ካብ ጎሮረይ ዘይ ትወርድ ሓንቲ ሓቂ ኣላ ናይብሓቂ ሰባኣይ ቀጽሎ
@medanegash6344
@medanegash6344 3 жыл бұрын
Kulu neseno neger betefeatna keymeslki.zaya zemrektni abhahela
@dinarawet8571
@dinarawet8571 4 жыл бұрын
I love it keep ithe Mera hawey!!!!!!! Msti hmum lbey(4) Bzuh negerat segire Gahri kemzey whatku Zeygebeney xeyre...... Amazing
@miracleentertainment8458
@miracleentertainment8458 4 жыл бұрын
🥰ሽታ'''''''''''' ለሚኒ""""""""" ሽታ"""""" ለሚኒ 💖 ኣይንፈላለን ኢና ፍቅርና እኮ ዘይጊደለ፡🏞 መን እዩ እሞ እቲ ዝብለና የዛርበና እን 'ዶ ነሃላ፡ 🌺እቲ ግዜ እዩ ዘይወደኦ እና ደልኩ እና ደለኪ፡ ክሉ ንስእኖ ነገር ምጥፋእና ከይመስለኪ፡🍒 ምስቲ ሕውነተይ ልበይ ልበይ ልበይ ፡ ብዝሕ ነገራት ሰጊረ ጋህሪ ከምዘይ ወሓጥኩ፡ ዘይገበነይ ጸይረ በቲ ናፍቖት ይብርትዓኒ ፡ በቲ ሓቂ ይግንፍለኒ ሕማቅ ኣለኩ በጃኪ (2) ነዓይ ያ ምካን ኣብያትኒ፡🍟 ሽታ""""" ለሚኒ""""" ሽታ""" ለሚኒ""" ሽታ""" ለሚኒ ሎሚ ይውዳእ ጽባሕ እና በልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጊሩ፡🍿🍿 ጻዕዳን ጸሊምን ይረክብ ከብዲ አንታይ ይገብር፡ ሰፍነግ ይንጸፈለይ ሰማየ ሰማይ ሰማየ ዘሰራስር፡🍕 እታ ኣብ ልበይዝላ ኣፈይ እንተዘይ ከኣሎ ኣብጉድጋደይ ትጽንሓኒ ድሕሪኪ ስ'እንታይ ኣሎ፡🥮 ሽታ""" ለሚኒ""""" ሽታ""" ለሚኒ""""" ሽታ""" ለሚኒ ፡ ሎሚ ይውዳእ ጽባሕ እና በልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጊሩ፡ ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን፡ ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጠዓመንን፡ ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ እንተ ሪሒቅኒ፡ ካብጎሮሮይ ዝይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ፡ (2) ጻዕዳን ጸሊምን ይረክብ ከብዲ አንታይ ይገብር፡ ሰፍነግ ይንጸፈለይ ሰማየ ሰማይ ሰማየ ዘሰራስር፡ እታ ኣብ ልበይዝብላ ኣፈይ እንተዘይ ከኣሎ ኣብጉድጋደይ ትጽንሓኒ ድሕሪኪ እንታይ ኣሎ፡ 🥰ሽታ"" ለሚኒ""" ሽታ""" ለሚኒ""" ሽታ""" ለሚኒ ፡ 🏖ሎሚ ይውዳእ ጽባሕ እና በልኩ ኮይኑ ኮይኑ🍊 ዓመታት ኮይኑ፡ 🌶ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን፡ ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጠዓመንን፡ ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ እንተ ሪሒቅኒ፡ ካብጎሮሮይ ዝይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ፡🍒 ዘካፍለኪ ወይ ወይ መካፍልተይ.......🌺 ዘካፍለኪ እዎይ እዎይ ምካፍልተይ.......🥀 ዘካፍለኪ እዎይ እዎይ መካፍልተይ.......🦋 ዘካፍለኪ ወይ ወይ ምካፍልተይ.......❤ 🍀ደራፋይ-------:- መርሃዊ ኪዳን (ቃርያ) 🌿ግጥሚ-----:- E.N.N.A.B 🌻ዜማ ---------:- ሙሴ መኮነን (ቺነዝ)
@mardokayisaac4127
@mardokayisaac4127 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️
@aronghirmai3367
@aronghirmai3367 4 жыл бұрын
👏👏👏❤👍
@hanisimon8602
@hanisimon8602 Жыл бұрын
Nic habibi
@johnSmith-rg8fg
@johnSmith-rg8fg 4 жыл бұрын
ኣይንፋላለን ኢና, ፍቕርና አኳ ዘይጎደለ መን'ዩ አሞ'ቲ ዝብለና, ይዛረበና አንዶ አናሃለ አቲ ግዜ'ዩ ዘይወደኦ አናደለኹ, አናደለኺ ኩሉ ንስአኖ ነገር ብጥፍኣትና ከይመስለኪ ምስቲ ሕሙም ልበይ ልበይ ልበይ ልበይ ብዙሕ ነገራት ሰጊረ, ጓህሪ ከምዘይወሓጥኩ ዘይገበነይ ጸይረ, በቲ ናፍቖት ይብርትዓኒ, በቲ ሓቂ ይግንፍለኒ ሕማቕ ኣለኹ በጃኺ, ሕማቕ ኣለኹ በጃኺ ንዓይ'ያ ሙኻን ኣብያትኒ (ሽታ ለሚነይ)×4🌿🌿 ሎሚ ይውዳአ ጽባሕ አናልኩ, ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጉህየ😔😔 ጻዕዳን ጸሊምን ይርከብ ከብዲ'ሞ አንታይ ይገብር ሰፍነግኪ ኣንጽፍለይ, ሰማየ ሰማይ ዘሰራስር አታ ብልበይ ዝብላ, ኣፈይ 'ተዘይከኣሎ ኣብ ጉድጓደይ ትጽንሓኒ, ድሕሬኽስ አንታይ ኣሎ (ሽታ ለሚነይ)×4🌿🌿 ሎሚ ይውዳአ ጽባሕ አናበልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ጉህየ ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ, ግዜ'ውን ኣይሓገዘንን ልበይ ይከፋፈል ኔሩ, ከዕልለኪ ኣይጠዓመንን ገጽ ምስ መለሰልና, ገጽኪ አንተርኢኽኒ ካብ ጎሮረይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ (ዘካፍለኪ መካፍልተይ)×4🖤🖤
@sadahussien6638
@sadahussien6638 4 жыл бұрын
Thanks halaley ❤❤🙏
@issak49
@issak49 4 жыл бұрын
💥💥
@batitekle3583
@batitekle3583 3 жыл бұрын
Thanks haben Hager😘😘
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
♥️♥️♥️🇪🇷
@wedimokie4968
@wedimokie4968 4 жыл бұрын
ንሃባ ከምታ ዝሓለፈት ናፊቀ መራ ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ ...❤
@FshaMokonen
@FshaMokonen Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ mera shkor
@MedaMeda-ll9kp
@MedaMeda-ll9kp 3 ай бұрын
My friend ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Sami_2929
@Sami_2929 4 жыл бұрын
እታ ብልበይ ዝብላ ኣፈይ ተዘይካእሎ ኣብ ጉድጋደይ ትጽናሓኒ ድሕሬክስ እንታይ ኣሎ ሽታ ለሚኔ ሽታ ለሚኔ ሽታ ለሚኔ ሽታ ለሚኔ ሎሚ ይውዳእ ጽባሕ እንዳበልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ኮይኑ ሃጽ በል ጥራይ መጹኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ክዕልለኪ ኣይጣዓመንን ገጽ ምስ መለስልና ገጽኪ እንተኣርኡኒ ካብ ጎሮረይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ ዘከፍለኪ ዎይዎይ ዎይዎይ mekafltey ☝️❤❤❤❤❤❤❤🙏🏼
@meronbereket8365
@meronbereket8365 3 жыл бұрын
ደርፊ ሎሚ መጀመርታ ክትሰሞዖ ደስይብለካ ድሕሪ ቁሩብ ትጸልኦ፥ ናይዚ ክን እንዳሓደረ እንዳበርሃልካ ይኸይድ
@yonatanbokray9368
@yonatanbokray9368 3 жыл бұрын
Nay behaki
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
Nay bhaki♥️♥️♥️♥️👑🇪🇷
@SelameyNatey
@SelameyNatey 3 ай бұрын
2024 tsema zeleka like rgex❤
@ermisweety4895
@ermisweety4895 4 жыл бұрын
ኬፍ ዘለዋ እዛ ደርፊ፡እዚ ድምጻዊ ህዱእን መሳጥን ኢዩ፡ድምጹ ጥዑም ኣዋጽኣ ቃላቱ ርግእ ዝበለ ኢዩ፡ደስ ዝብል ስራሕ
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
@Berofayo Hager entertainment 10Q sister
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ
@ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ 4 жыл бұрын
ንመጀመርታ ግዜ ኣብ youtube ከይወረደት ኣብ ኤር ቲቭ ዝተርኣየት ደርፊ ገሪምኒ ቀንዩ እንቃዕ ወረደት።
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@sabrinaestifanos9614
@sabrinaestifanos9614 Жыл бұрын
New Ethiopian Music
@wwpc6518
@wwpc6518 3 жыл бұрын
Marbles work , (Qarya)
@mhreteindu9472
@mhreteindu9472 4 жыл бұрын
ኣበሳ 🇪🇷ወዲባት
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 4 жыл бұрын
መራ ጅግና ህዱእ ጥዕም ደርፍካ ጎንካ የበራብር
@universe4013
@universe4013 3 жыл бұрын
ናብታ ዘካፍለኪ ....እትብል ግጥምን ዜማን(ኣብ ስብራ ካልኣይ ዜማ ዘላ) ከድምጽን ልበይ ምስኣ ሸተተትን ኣብ ሓደ ረምታ...love u ቃርያ።
@ጎደናቻነል
@ጎደናቻነል 3 жыл бұрын
ገጹ ምስ መለሰልና ገጽኪ 'ንተ ኣርእዩኒ ካብ ጎረርይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ. .......😢😢💞
@onelove_93
@onelove_93 4 жыл бұрын
Ata ane nayzi seb srhatey nay hiwetey gudayat eyom emo how ele ente hatetkus yehmyeni do ykewnnnnn😍😍😍😍😍 love u bro and good job 👏👍👏 kndzi natey zfetweka khlus zeyhseb u qarya nay lbey.
@mussiefitsumwedifache1139
@mussiefitsumwedifache1139 4 жыл бұрын
መርሓባ መራ ብርሃን ገጹ እንቃዕ ብሰላም መጽኣካ ኣሊኩም ዶ ኣፍቀርቲ ቃርያ √√√√
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wavewave7493
@wavewave7493 4 жыл бұрын
እቲ ናፍቆት ይብርታዓኒ እቲ ሓቂ ይግንፈለኒ ሕማቅ ኣለኩ በጃኪ( 2) ናዓይዩ ሙካን ኣባትኒ ሽታኣ ለሚነይ ሽታ ለሚነይ ናይ ልብይ ረኪብካያ ቃርያ ኣስሊ ቀጽሎ ኢካ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ደገፍቲ መራ ብ ላይክ ኣድናቐትኩም ግለጹ ገጽ ስድራኹም ክትሪኡ ክኣ ፈጣሪ የብቅዕኹም።
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@Yoni62 ኣብዚ ናተይ ቻነል 90 ሳብስክራይብ ኣለካ ኩሉ ውሰዶ ርከብ ኣይትስኣን
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
@@RobiRobi-by7yr ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@zemayared1025
@zemayared1025 3 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #kzbin.info/www/bejne/hXLFp2iqnL2jY6M
@yohannayohannes8462
@yohannayohannes8462 3 жыл бұрын
Btaemi trgom zelwa derfi 🥰🥰
@asmeraeritrea2242
@asmeraeritrea2242 3 жыл бұрын
Ya jema ayekeyefkanin belio ba rigetso nkariya zeykone aykun
@wediasmera7883
@wediasmera7883 4 жыл бұрын
Qariya qariuawi ab seatka tib elka GOOD job bro
@jonshewitey6298
@jonshewitey6298 4 жыл бұрын
Merhawi karya beleley eske enkae dahan metsaka kem wetru blutsn tsfufn srah❤❤❤❤
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@sami9086
@sami9086 4 жыл бұрын
@@Yoni62 elelka aleku hawey rkeb aytsean
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
@@malefyaentertainment4447 ኣነ እውን subscrib ገረልካ ኣለኩ melefya
@zemayared1025
@zemayared1025 3 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #kzbin.info/www/bejne/hXLFp2iqnL2jY6M
@haniboy_Eri
@haniboy_Eri 4 жыл бұрын
ልቡ ዝሰርሕ ኣስተማቕር በልዎ ኣብዚ ኣለኩም ቤላ ዝኮነ ድምጺ ካብ ኩሉ ገጣሚ ኣድኒቐ ምጽጋብ ስኢነካ ቀጽሎ ርዱእ መልእኽትኻ ተስፋ ዘግብር ኬፍ ዘለዎ ኣበሃህላ እዩ። ቃርያ ከኣ ንስኻን ድምጽኻን ዝወጸካ ዘይብልካ ኣዚኻ ብሉጽ ቀጽሎ ኣታ ኣምበሳ
@ተስፍእዩስንቀይ
@ተስፍእዩስንቀይ 4 жыл бұрын
Merayey nay bhaqi tium dmxi tium clip bkulu kota xbkti srah ab srahka asalto ab nabra hiwetka tiumn selamn ymneyelka ab kexali srahtka kab bzbelexe nxbeyeka merayey.
@zerukidane590
@zerukidane590 4 жыл бұрын
ወዲ ኣሞይ ማዓረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላክ ምሉእ ዕድመንንን ጥናንንን ይሃብካ
@nahomnegassi3362
@nahomnegassi3362 4 жыл бұрын
ዘዕግብ ስራሕ ቃርያን ኩሎም መሳርሕትኻን። ደቂ ኤረይ ከኣ ካብ ትርጉም ኣልቦ ዲምዲምን ተራ ግጥምን ወጺና፡ ትሕዝቶን ዓሚቕ መልአኽትን ስነጥበባውያንና ከነንብቦ ንፈትን።
@jerusalematesgay2740
@jerusalematesgay2740 4 жыл бұрын
sry hantie resia xenihe n 2 gize awdiquwom nezom zelewu nayzi qniyat derefti nkulom hamed geruwom men ...
@banamesgena2960
@banamesgena2960 4 жыл бұрын
Zeftewo derafaye keep it up ❤️❤️❤️
@salinatekie8605
@salinatekie8605 4 жыл бұрын
Welcome back qariya hawey I'm proud of you always u r talented keep it up 😇😇😇❤❤❤❤
@jossiasli4516
@jossiasli4516 4 жыл бұрын
Nice music mera 👍 like eske habuley ne mera
@ወዲትሓላልመሬትኤሪቦይ
@ወዲትሓላልመሬትኤሪቦይ Жыл бұрын
ስጋደይ ከይሰምዓክዋ ዊዒለ እየ ዘይፈልት ካብ ትወጽእ ,,,,,,ምስትሑሙም ልበይ ቃርያ ሓወይ ኣይተካኣልካን❤❤❤
@Silento0625
@Silento0625 4 жыл бұрын
ሽታ ለሚነይ..🍋😘!!! ሎሚ ይውዳእ፣ ጽባሕ እናልኩ ኮይኑ ኮይኑ ዓመታት ኮይኑ። ..🗓 ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ ግዜ ውን ኣይሓገዘንን። ...⏰🤷🏻‍♂️ ልበይ ይከፋፈል ኔሩ ከዕልለኪ ኣይጥዓመንን። ...🤐🚫 ☝🏽ገጽ ምስ መለሰልና፣ ገጽኪ እንተ ኣርእዩኒ። 😍 ካብ ጎሮሮይ ዘይወረደት ሓንቲ ሓቂ ኣላትኒ። 🔐♥️ ዘካፍለኪ ወይወይ መካፍልተይ🗣....♥️ ዘካፍለኪ እዎይ እዎይ መካፍልተይ 🗯...♥️ ዘካፍለኪ ወይወይ መካፍልተይ 💭...♥️ ግጥሚ---> E.N.N.A.B ዜማ ---> ሙሴ መኮነን (ቺነዝ) 🎤🔥 ---> መርሃዊ ኪዳነ(ቃርያ) Good job 👏🏼🎤🔥
@Sl-ws1cg
@Sl-ws1cg 4 жыл бұрын
Welcome Qareya Good job and keep it up.
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemayared1025
@zemayared1025 3 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #kzbin.info/www/bejne/hXLFp2iqnL2jY6M
@yonasghebre9363
@yonasghebre9363 4 жыл бұрын
ኣደናፊቕካኒ ቃሩ ሓወይ ። ገለ ዓይነት ስራሕ ።
@dotonmuusi8282
@dotonmuusi8282 4 жыл бұрын
I'm SOMALI and love this!
@bygmrnbh6865
@bygmrnbh6865 2 жыл бұрын
Nice
@hirmetzema4914
@hirmetzema4914 4 жыл бұрын
ከማካ የብዝሃዮም ህዱእ musice ንፉዕ ቃርያ ከ ብሉጽ ኪኢላ ክራሪስት ሙካኑ ትፈልጡ ዶ?
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 жыл бұрын
መራ ሓወይ ናይ ብሓቂ ናትካ ደርፊ ጥራይ ኢየ ዝፈቱ
@mot6321
@mot6321 4 жыл бұрын
ቃርያ ዓይነይ ከመይ ዲኻ ናተይ ድሕሪ ክንደይ መጺኻና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ዝዓርከይ
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@zemayared1025
@zemayared1025 3 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #kzbin.info/www/bejne/hXLFp2iqnL2jY6M
@amanokbay1679
@amanokbay1679 4 жыл бұрын
መጸ መጸ ቃርያ በሉለይ ዝጎደለ ጥዑም ግጥምን ዜማን ከሰምዓኒ GBU
@asterberhe79
@asterberhe79 3 жыл бұрын
❤👍
@berituberitu9332
@berituberitu9332 4 жыл бұрын
ቃርያ ቅሓውታዊ ኣዝማሪኖዊ ባፋናዊ
@titirezene9592
@titirezene9592 4 жыл бұрын
Ayewe ezi wedi gezawetey 👍
@tedwed3080
@tedwed3080 3 жыл бұрын
ዘይትጽገብ ደርፊ ቡኡነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
Enkae dehan metsaka tsbuk srah
@martino4337
@martino4337 3 жыл бұрын
Good job👍
@abelabrha9893
@abelabrha9893 4 жыл бұрын
Waw
@eruna91
@eruna91 4 жыл бұрын
Meqeneyi rekibna haderakum azom nay tik tok keytrbishna mems zmexe derfi⭐💞🇪🇷
@adnaydan5560
@adnaydan5560 4 жыл бұрын
Wnatat tibeb mexom temesgen keep it up qariyayey beami xbiqiti srah 😍🥰😍😍😍😘😍😘😘😛😛😘😘😛 n qariya thibi temezgeb like deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍😍😘😍🥰😍😍🥰🥰😛😛😘😘😛😛
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣይከም #ናፊቀ'በር ግጥሚ ፎኺሱ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ኣጆካ ኣብ ቀጻሊ ካልእ ዝበለጸ ክንጽበ ኢና ወዲ ሪመይ
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@snedtekele3271
@snedtekele3271 4 жыл бұрын
Welcome Qarya you're number one ✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you deqe eri shkorenatate
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@djabiasmarino2407
@djabiasmarino2407 3 жыл бұрын
He is the best Eritrea 🇪🇷 singer keep going hawye natey
@Dasna_tube
@Dasna_tube 4 жыл бұрын
Best song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥🔥
@godislove6831
@godislove6831 3 жыл бұрын
Eta hanti haki ane ka kfelta kendey mdeleku 2 part gbrela qarya
@berberebb4218
@berberebb4218 3 жыл бұрын
ትሕዝቶ ናይዛ ደርፊ ዳርጋ ከምቲኣ ዝሓለፈት (ናፊቐ`ምበር) ኢያ , ,ጥዕምቲ ደርፊ ለውጢ ግን ቡዙሕ የለን።
@filmonfoto916
@filmonfoto916 4 жыл бұрын
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊 Qaritey habibi yela natka degafi koyne aleku fetiya aleku schta lemin
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaysenay3898
@senaysenay3898 4 жыл бұрын
እታ ዝበለትጸት ኸንሳ ብዙሑ ኣይተረኣየተን so qaraya great kem kulu gezie 🇪🇷🤙
@dronedrone861
@dronedrone861 4 жыл бұрын
Ygermeka eu ezi natna seb tuy xbuk kumneger zelewo ayfetun eu haaaaa n wedi aforki tray eu zfetu diditzkone hzbi wedi afe 1000 amet ynges
@zemayared1025
@zemayared1025 3 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #kzbin.info/www/bejne/hXLFp2iqnL2jY6M
@zoomboob5370
@zoomboob5370 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ተብል ስራሕ 100%
@entertiment431
@entertiment431 4 жыл бұрын
ንቃሪያ ዝሕቢ ጥራሕ
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meronsahle8818
@meronsahle8818 4 жыл бұрын
Nay bhaki gezi wn ayhageznan ember anhna do msteseddna
@tesfyeabrham4676
@tesfyeabrham4676 4 жыл бұрын
Video clip aygdn hasisu nay 90ታት mesilu
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ahmedbolbol9243
@ahmedbolbol9243 4 жыл бұрын
يَا أَيُّهَا النَّاسُ اتَّقُوا رَبَّكُمْ وَاخْشَوْا يَوْماً لَّا يَجْزِي وَالِدٌ عَن وَلَدِهِ وَلَا مَوْلُودٌ هُوَ جَازٍ عَن وَالِدِهِ شَيْئاً إِنَّ وَعْدَ اللَّهِ حَقٌّ فَلَا تَغُرَّنَّكُمُ الْحَيَاةُ الدُّنْيَا وَلَا يَغُرَّنَّكُم بِاللَّهِ الْغَرُورُ O mankind! do your duty to your Lord, and fear (the coming of) a Day when no father can avail aught for his son, nor a son avail aught for his father. Verily, the promise of Allah is true: let not then this present life deceive you, nor let the chief Deceiver deceive you about Allah. (Islam . Quran()
@rusitefu4957
@rusitefu4957 4 жыл бұрын
ቃርያ ጅግና ካባኻ ዝጽበዮ እዩ ከመይ ዲካ 😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗
@Banu915
@Banu915 4 жыл бұрын
Habtom (hafa) great job🥰....why gen ENNAB gerkayo?
@ghebriel932
@ghebriel932 4 жыл бұрын
Kemey gierka felitkayo . Ane bilbey hafa eyu zkewn ile yhasb niere gb ENNAB mis reaku kale eyu ile
@Banu915
@Banu915 4 жыл бұрын
@@ghebriel932 Hakeka endika serhat Hafa lebi zetnkfu feluyat serhay sela zekonu felutat eyom, beqrba sela zerakbo bezaeba zaserahn, nay beri shimu dehri heji ENNAB kem zqyron sela znegreni eya felite.
@merhawimussie6168
@merhawimussie6168 3 жыл бұрын
Nay deku asmatyu bro
@BibiRecords1
@BibiRecords1 3 жыл бұрын
ሊንክ ውድድር ትልሂት kzbin.info/www/bejne/Z4jMp5iCYrSWisk&feature=share
@alexanderwelday275
@alexanderwelday275 4 жыл бұрын
Bhaki des zbl srah , bejaka werhi werhi 1 derfi awxe💝💝💝
@08dawit
@08dawit 4 жыл бұрын
ድምጺ ኣለካ፡ ትባዕታይ ዝኾነ ላንዛ ዝመልኦ ድምጺ።
@danielteklemariam7421
@danielteklemariam7421 4 жыл бұрын
ኣዝያ ደስ ትብል ስራሕ ቃርያ ወዲ ግና ክብለካ ከይ ፈተኹ ዛንታ ናይቲ ደርፊ ከይ መንክዎ ናብ ስብራ ጎያትኒ ስሑል ጎሮሮኻ ከይ መነናዮ ድርብ በጽሕካ ግና ብልጽቲ ስራሕ ምስ ጥዑም ድምጽኻ
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 4 жыл бұрын
Anka bselam mexeka mera wedi erey like habuley deki erey 🇪🇷🙏🎵🎤🎹🎧
@sonofgod6499
@sonofgod6499 4 жыл бұрын
Welcome karya yeak tebaetay singer ❤❤❤
@simonnaizghi3075
@simonnaizghi3075 4 жыл бұрын
*ቃርያ ኣስሊ ከምኩሉ ግዜ* ንእዝኒ ውሑስ ስራሕ
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@banaentertainment3891
@banaentertainment3891 4 жыл бұрын
Good Job Bro 🥰
@benimussie4351
@benimussie4351 4 жыл бұрын
Mera natey yak ❤❤😊😊😊
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sofanitnazrete9806
@sofanitnazrete9806 4 жыл бұрын
ሃጽ በል ጥራይ መጽዩኒ ጊዜ ውን ኣይሓገዘንን 😥😥😥😥😥😥
@eretrawi4500
@eretrawi4500 4 жыл бұрын
Meqsen kem kullu gze Qana kemti lmud fluy eka 97% Gtmi btaemi mesmeru zhalewu 86% Zema gn qurub do hasisni 69% Director wn blux yegdas qurub story qurub fkus elni 73% Photography wn neqefeta aleni abu kelena hlf nbela 70% Editor wn kab nay photographer qurub kwxeaka ye zteteqemkalom hbrta ykunu dizaynat fkus elni 60%
@Eritrea.91
@Eritrea.91 4 жыл бұрын
ቃርያ ብኩሉ ብሉጽ ስርሓኻ ዉሑዳትን ጽፉፋትን ኣብኣ ርገጽ።
@tsinathaile6786
@tsinathaile6786 4 жыл бұрын
Eritreawyan musica ab mstmkar zdekemna ymesleni waha zbele srah views ktrieo keleka abti kolo ttko ybelx Karya ybel srah ajoka wegeney ❤❤❤
@asmarashikor2536
@asmarashikor2536 4 жыл бұрын
Wowww i love it ❤ xubkit derfi well done keep it up wedi Eray🇪🇷👌👍👌👏👏👏👏👏
@temuyemane9571
@temuyemane9571 4 жыл бұрын
ኩሉ ሰላም ከክውን ተስፋ ይገበር enjoy
@nfkrinbertmesgenfetari2965
@nfkrinbertmesgenfetari2965 4 жыл бұрын
EWAY temesgen LOMI Kedime Community Xihfe 😁😁😁 getemay eba men eyu ayvehaley delo kariya wedi 🙏🙏🙏good job
@Yoni62
@Yoni62 4 жыл бұрын
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 33 МЛН
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 59 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН