ሜሮን ምስ ገበታ ሓሶቱ

  Рет қаралды 4,759

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

Пікірлер: 94
@ሐሩ
@ሐሩ Ай бұрын
ኡይይይ ሜሮን ኣነ ኤርትራዊት እየ ሓሶት ካኣ ነውሪ ዓጋመ ድኣ ንዓና መውጽኢ ኣፍ ኤርትራዊ እዩ ሓሶት ነውሪ. ሃፍተኦም ብሩኽ 💙💙💙
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 Ай бұрын
ሃብቶም ሓወይ ናይበሓቂ ንቑሕ መንእሰይ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ 🩵💚💙
@زمزمدسته
@زمزمدسته Ай бұрын
ሃብቶም ሓወይ ናይበሓቂ ንቁሕ መንእሰይ ኣጆኻ ቀጽሎበርትዕ❤❤
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Ай бұрын
Thank you so much 👍🏿 info media 🗞️📺👈🏿
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ሃብቱም ሐወይ ዝበልካዩ ኩሉ ሐቂ እዩ አነ ካብዝፍለጠኔ መዉጼኤ አፎም ዓጋሜ እዩም ዝብሉ ብዙኩነ መመሰሌ ናይ ድካ ;ረሳሕ ጠመዓ ዘይህብ ወዘተ እዩ ብርግጹ አይተጋገካን ሐቂ ከንዛረብ አለና ትዕቤት አየድልን 🙏🏾🙏🏾💕
@tesfamariamzeray9561
@tesfamariamzeray9561 Ай бұрын
100 ካብ 100 ሃቂ ሃብቴጋ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ መልእክቲ
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Ай бұрын
Excellent Explanation. Thanks 🙏🏾
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r Ай бұрын
❤❤❤ exactly
@siumzeray3226
@siumzeray3226 Ай бұрын
Good job,I proud of you brother 👍👍👍
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Ай бұрын
ሃብቶም ብሐቂ ሰፊሕ ርድኢት ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ሞ አጆኻ ቀጽሎ.
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r Ай бұрын
❤❤❤
@selambahta145
@selambahta145 Ай бұрын
ሰላም ሃብቶም ሜሮን ኣብዚ ዓመት ይህትፍትፎ ኣሎ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ናትካኸ ካዕቢ ሓሶትን ምህዞን ድዩ፧ ኣይተ ዎሎዶይ።
@tweldeabraha2221
@tweldeabraha2221 Ай бұрын
adetatna tgray elen aifeltan bzeika agame kem limdi
@tkh4049
@tkh4049 Ай бұрын
Excellent analysis.
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Ай бұрын
ኣየ ሜሮን ዓገመ ኢልካ ወይ ትግራዋይ ኢላካ ክትጻረፍ ሲ ዋላ መንግስቲ ኣየፍቅደልካን ኢዩ ክክክክ ኣነ ኣይጻረፍን ኢየ ክብል ነይርዎ።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Bravo❤🎉🎉woledey aytihazelu san zeymirida iyu!
@ወዲኣይተ
@ወዲኣይተ Ай бұрын
ሰላም ዎሎዶይ ፕሮዳክሽንስ 💙🖐👋🤚 ሜሮን ጫቊት ህግደፍ ኢዩ 🐥።
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t Ай бұрын
ያ ሜሮን ብጣዕሚ እዩ ተጋግዩ ኣነ ኤርትራዊ እየ ንሜሮን ከኣ ብ ኮመንት መሊሰሉ ነይረ ምኽንያቱ ኣብ ናይ ቀደም ኲናት ምስ ኢትዮጽያ እምበር ምስ ትግራይ ኣይነበረን ንሕና ሰላም ኢና ንደሊ ሜሮን ተኣረመላ ጎረቤትና ተጋሩ እዮም ማንም ይምፃእ ማንም መንግስቲ ተጋሩ እዮም ገረዌትናን የሕዋትናን
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
ናይ መሮን ሐሶት ገደብ የብሉን ንትግራዎት እሞ ንግደፎ ንህዝባዊ ግንባር ተቃዊምኩም ኢሎም ኢዲዮም ዓጋመ ኢሎም ክጸርፉ ዝዉዕሉ ዘለዉ። አምላክ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ካብ ጽልእን ቂምን ይሰዉረና።
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Ай бұрын
ሜሮን ብሐቂ ዘይነጸረን ኤርትራ ሃገራውነት ዝሐመመ ሰብ እዩ.
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 Ай бұрын
Kubure hawey deqi hegdef 99% behasot zetmeleu eyom xebuk gerka asmiekyo💙💙💙
@Haregte
@Haregte Ай бұрын
ሓቂ ይሃብኻ ዝሓወይ ፉሉይ ፅልኢ እዩ ዘለዎም 😢😢
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ዋይ መሮን ዓጋመ ምባል ደአ ኤርትራውስ ዲግሪ ሰቒሉ !ሓደ ኣከባቢ ወይ ኣውራጃ ምካኑ ኽንሕብር ተከኽ ኣቢልኩምና ኤርትሪንንንንን😂😂😂
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t Ай бұрын
ያ ሜሮን ተጋጊኻ ምስ ተጋሩ ዘይኮነ ነገር እንዳተዛረብካ ባእሲ ኣይተቐስቅስ ብዘይትፈልጦ ታሪኽ
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ጹሩይ ሓቒ ሃብቶማ
@tesfalemgebresellasie6120
@tesfalemgebresellasie6120 Ай бұрын
ኣማን ብኣማን ንፉዕ ብሉጽ ኣታሓሳስባ ዝውንን ናይዚ ግዜ መንእሰይ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ቐጽሎ ንሓሳባትካ ሙሉእ ብሙሉእ ይሰማማዓሉ ኢየ!!!
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 Ай бұрын
እጀራ ዝጊ በላዓ ሃፍቶም ሰለቲ ሓቂ ዝመስከርካ እበር ናይ ሜሮን ሓሶትስ መግለጺ የብሉን ንሓዝነሉ ድማ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t Ай бұрын
ያ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ተጋሩ የሕዋትና እዮም እንተዝብል ዕልልልል መበለ ካብ ቀደም ውን ኮ የሕዋት ኢና ምበለ ፀላእትና እዮም እንተ ኢሉ ኸኣ እወ ካብ ቀደም እዩ ዝብል ብኢሰያስ ዝምራሕ ህዝቢ እዩ ዘለና ንሕና ኤርትራውያን
@Eri24882
@Eri24882 Ай бұрын
ኣየ ዓጋመ 😂😂😂 በቃ ምኒን እሞ ሽም ኣዉራጃኹም ዘይትቅይሩ
@Meriasefaw
@Meriasefaw Ай бұрын
Kalskas Tay Yu tigray mihwas Ms eritra du walas sirat mikyar
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
💙💚💙
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 Ай бұрын
Eritreans supporting the brutal dictator regime don't have a stand. They live in dreams and lies. Emmanuel Sahle is an Eritrean more than the dictator, and knows the Eritrean culture a bit only because of his age but he is educated and knows the history of Eritrea more than Meron. Thanks wolodoy for your response to Meron.
@tekleweynibelay2993
@tekleweynibelay2993 Ай бұрын
እዚ መሮን ዝብሃል ሰብ ግን ጥራይ ናይ ህግደፍ ስነ ሓሳብ ጥራይ አይኮነን ሰቲዋ ገለ ሲሒቡ እዩ ዝዛረብ ማለት ብኖርማል ዝዛረብ አይመስለንን ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 Ай бұрын
Thank you. Xbuq melsi. Meron qurub yihwek koynu, meron meron sleznluwo kea hansab abzeykewn yiwedq ,kab hzbawi gmbar kilaqeq kebiduwo alo
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome Wolodoy media
@IsayasBerhane
@IsayasBerhane Ай бұрын
ንምንታይ ተሓላቂ ትከዉን ነቲ ሰብኣይ ዘይትምልሰሉ ናብ ሜሮን ትከይድ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Ай бұрын
ዉጹዕ ፍጥረት ኢሳያስ ስለምንታይ ትቐትሉን ተቕትሉን ኢሉ ዝሓቶም እንተዝኸዉንዶ ምቐተሉ ክትብል ዲኻ መስኪናይ፧ ኣጆኹም ቅተሉ ኣገናዕ ዝብል ሕንከት ዘይፈልጥ ነውራም ገዛኢ ኣይኮነን እንተልካ ዕዳጋ ሓሙስ ሓዚልካዮ ተመርቕ።
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ኣየ dflret beti king ናተይ Meron mesikani 😭😭😭😭😭😭ሱቅ bel
@Habesha28
@Habesha28 Ай бұрын
ሜሮን ንዓይ ካብቶም ህግደፍ ህግደፍ ዝጨኑ ግንድማ ደላይ ፍትሒ መሰልቲ ለኽባጣትዩ! ብባዴራ ህግደፍ፤ ብህግደፍ ስነልቦና፤ ሓባኢ ግብሪ ግፍዒ ህግደፍ ኮታስ ህግደፍዩ ብድብድቡ እዚ ድማ ኣብ ውሽጢ ይኣክል ዳርጋ ክልተ ሲሶዩ በዚ ድማ ካብ ብሩህ መጻኢ መሰረታዊ ፍልልያት ኣሎና።
@alekarafayne1344
@alekarafayne1344 Ай бұрын
ኣታ ሓወይ ኢትዮጵያ መን ድዩ ዘመሓድራ ኔሩ ወያነ ኣይኮነን ድዩ
@tigrignapost
@tigrignapost Ай бұрын
Eritreawent Malet eko hasot Menxebraq malet Eyu Meron kea haswi mekanu Kabta ab Kesadu Anteltiluwa zelo Eyu Eti hasot Zegemer..!
@HabteGebre-l9p
@HabteGebre-l9p Ай бұрын
ካብ ዝፈለተኒ ብዝበለጸ ካብ 3ወራር ናብዚ መውጺት ኣፊና ትግራዋይ ትብል ቃል ወይ ጸርፊ እያ።
@yibrah5309
@yibrah5309 Ай бұрын
ሜሮን ህዝቢ ኤርትራ ምሰየናይ ህዝቢ ምሰዋዳደርካዮ እዩ ፍሉይ ኮይኑ?
@Fagiፋጊ
@Fagiፋጊ Ай бұрын
ሜሮን እኮ ተዛራባይ እምበር ሓሳባይ ኣይኮነን።
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ትነገር ይነጸር ዓጋመ እንዳበልካ ምጽራፍ አብታ ጥልያን ሀኒጽዋ ህግደፍ ዘዕነዋ አስመራን ከባቢአን ዝጥቀሙለን ቃላት እየን አነጽርዎ ሎሚ ምንሐፍ የለን
@Ae91scd
@Ae91scd Ай бұрын
ሃብቶም እንጀራ እዝጊ ብላዕ::
@habtamumanchesterawi1833
@habtamumanchesterawi1833 Ай бұрын
እዞም ኣዝማሪኖ ረሳሕት ኢዩም።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Eron diyu hasiyu wala aney wey dekesmera? Meliseley asha!😂
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en Ай бұрын
Donqoro , asmara nay kab kulu zoba zmexe seb eya .
@RutAbraha
@RutAbraha Ай бұрын
Haki hade azmarino agame ayfotwoon iyu
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en Ай бұрын
@@RutAbraha ሓሰማን ወዲ ኣስመራን ፈላልዩ።
@GebreyesusPetros-do8iw
@GebreyesusPetros-do8iw Ай бұрын
መሮን ኣታሓሱ
@melestekia7626
@melestekia7626 Ай бұрын
እዚ ቖልዓ ሎቑመጽመጽ ክብል ገለ እዪ ብኣዛራርባካ ከይ ተረፈ ዓጋመ ዲካ ዝብል ሕብረተሰብ ኣለካ
@serbibeyene9217
@serbibeyene9217 Ай бұрын
ክንደይ ክኽዝብ ኢዩ እዚ ሜሮን ሎቅማጽ ኣብዚ ደገፍቲ ንርእዮም ዘለና እንድዩ ሑልኩስ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t Ай бұрын
ጋዜጠኛ ድላዩ ስለ ዘይሓትት ኣብ ኤርትራ እዩ ኮ ገሪምዎ ከም ነውሪ ኸኣ ቆፂርዎ ሜሮን ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ እንታይ ከም ትሓትት ስለ ትንገር
@gonetos-xk5fd
@gonetos-xk5fd Ай бұрын
Ata eze kola Hasiwe eyu walhinte Hasibe yebelun Halewelawe eyu zebile Man eka nesika Balo
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab Ай бұрын
ካልኣይ ከኣ ንተክብሮ ሰብ ሓሳዊ ኣይትብሎን ኢካ ሓሳዊ እንዳበልካስ በዓቢኦ ኣርእስቲ ሓሱት ዝብል ጊርካዩ ክንስካስ የክብሮ እየ ትብል ካ ክውንነት ዝረሓቀ ምዝራብ ዘይትገድፍዎ ኢኮም ነሽነሽ ንስካ የማነ ይከስሎ ፍልፍል ድዩ ወላ ፈላፊል ኮራክር ናይ ሰልጠነ ኢኮም
@issomtube1984
@issomtube1984 Ай бұрын
ሜሮን ከልቢ ሻዕብያ ድራዝ ህግደፍ ኢዩ ግደፍዋ አበይ ከይበጽሕ ጔሓፍ ገዛማንዳ ጥልያን ዮ
@rosyghide3037
@rosyghide3037 Ай бұрын
ኩቡር ሐው አቦታትና ዓበይትን ወራዙትን እዮም አብ ሐመሰን ሞራን መዓድትን ለባማት ንህዝቢ ምኽርን ንነውሪውን ንገጋ ዝብሉ አቦታት ነይሮም ኢሳያስ ደይመደይ በሊዕዎም። ብናይ ካእ ጸጋመት ይህሉ ግን ይኽእል ይኸውን
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab Ай бұрын
ንምካኑስ ክሓተካ እስከ ንዓካ ኣዲታትና ደቀን 9 ወርሒ ኣብ ከብደን 2 ዓመት ኣብዝባንን ዝሓዘላ ዘየናሕስየለን ስኒ ስራዊት ኖኖ ክብሎ ኢልካ ኢካ ትሓስብ፡ ሐራይ ኖ ምባል ኣሎ እዩ ኣብ ሰራዊት ኤረትራ ዘይኮነን ጉጉይን ዝንቡዕን መትሓዝን ካብ ክውንነት ዝርሓቀን ዘረባ ኣይትዛረብ ብግዲታን ብኣስገዳን ናብ ኩናት ዝኣተወ ሰራዊት ስኒ ኖኖን ሐራይን ብፍትወቱን ከኣ ገይርዎ ኢልካ ኢካ ትኣምን
@mussieghebrenegus6277
@mussieghebrenegus6277 Ай бұрын
Meron hlifu teqawamay nayzi wolodo Tigrina eyu entay eyu eske xegemu Meron wedi wolo wey wedi gojo eyu
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 Ай бұрын
Meron hasawi lekibat Nizikone teqawamay msh ab adi ab dege keman Agame ilika ilom eyo zixarefu hasawi🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw Ай бұрын
ሰክት ወዲ ነቃዊት ሕጋዊት ቡዳ እንታዴካ ሓቁ ዩ እንታይ ክትብል ደሊካ ወዲ 7 ድቃላ 8 ቡዳ ወዲ ሓሰክ ሰክ ለማጽ ማህጸና 🤨🤨
@Meriasefaw
@Meriasefaw Ай бұрын
Tekorkari hiwihat tigraway eka zeyteghdo
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet Ай бұрын
ወልዳኣብ ወልደማርያም ወዲ ኣክሱም እዩ።
@nayzghibahabolom1990
@nayzghibahabolom1990 Ай бұрын
Lekbetbrt aytbel ata qondaf Ayaka meles ms seAbtu zAwejulna kinat'yu .weyane ember awaj ethiopia ayneberen
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Ай бұрын
ወተህደር ናይ ዝኾነ ሃገር ተኣዚዙ ትእዛዙ ጥራይ ዩ ዝገብር ውተሃደር ኮይንካ ስለ ዘይትፈልጥ ንሰራዊት eritrea ክኣብ ነይሩዎ ትብል ኣለኻ, ኣይትሓሱ ወተህደር ኣይትፈልጥን?
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 Ай бұрын
Wala nska aythasu 98 nhna gfee ab lieli tegaru festimna ab 2000 ka shaebya bwetederawi gtm eyu techefliku ab civil eritrawi hzbi tigray yikun Ethiopia ayketelu aychefchefu hagerom slezfetwu nadom segiguwom kabzia thalf yelan ntegaru civil ab eritra btendinon hastinin kem temen ab nebsi wekef sdi zserhu znebru teketilom bzhat tewesidom akalatom amlikom ketilomom
@ShalomGebere
@ShalomGebere Ай бұрын
Meron hasawi eka
@etbarekkeleta7142
@etbarekkeleta7142 Ай бұрын
Kab ziketeleka nimejerta gize xibuk hasab kitzareb semieaka
@tigrignapost
@tigrignapost Ай бұрын
Ezi Denqoro Eritreawi ab Tigray Mes atewe Wela Eyu N Tegaru Zexerfen Bede zelewo Qalat zezreb.!! Tegaru Gen Yednguxulu eyom ahh 😢 ezi kea Abzi Eyu naxenet nay mezerab Rekibu gedefuwo eske Elu Yehazenelu Eyu N Eritreawi N Tegaru zexerf ab Eritrea kab hij Kesdken Ena kenqtbeken Bota yeblun n tegaru zexerf ab Eritrea::
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 Ай бұрын
እዋይ ከብድኻ ዘይ በልዕ ሓሶት ተምሃራይ ናይ ወዲ ጣባ ሎቕማጽ ምሽ ንትግራዋይ ንዝተቃወመ ከማን ዓጋመ ትብልዎ ቀይሕ ከልቢ
@ZemenMerhawi-em4wj
@ZemenMerhawi-em4wj Ай бұрын
Hasawi
@TekleBerih
@TekleBerih Ай бұрын
Emnet ayhdesn yu
@WediAraya-o9v
@WediAraya-o9v Ай бұрын
Ata bexbax entadeka tifelt guhaf
@EyobAbraha-x9x
@EyobAbraha-x9x Ай бұрын
Meron hluf eritrawi kkewn zdeli tgrawaiy u btaemi u zgermeni kkkk
@Ae91scd
@Ae91scd Ай бұрын
ሜሮን ዓቅሙ ዘይፈልጥ ብዙሕ ይተርፎ ከምዘሎ ምኽሪ የድልዮ አሎ::
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Ай бұрын
ምልስ ኢልካ ረእዮ ኣዘዝቲ ሰራዊት ወያነ እዮም ነሮም , ዕድሜኻ ኣየፍቅደልካ , ናይ ታሪኽ ክኢልካ ኣይኮንካ, resesrch ዘይትገብር ሰነፍ መንእሰይ ኢኻ , ኣንቢብካ መልስ, meron 85% ቅኑዕ ዩ ተዛሪቡ, ናይ tigray እንተኾይኑ ዘገድሰካ ናይ tigray ግበር ንህዝቢ eritrea ኣይተልዕሎ?
@gonetos-xk5fd
@gonetos-xk5fd Ай бұрын
Hasiwe etye tefalto Hezibe Tegiray
@2468justinbieber
@2468justinbieber Ай бұрын
ትግራዋይ እንተኾንካ ኣግሂድካ ዘይትዛረብ ሓወይ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂ንስኻ እንታይ ዲኻ? ኣምሓራይ ወይስ ዓፋር?
@tyttyt1271
@tyttyt1271 Ай бұрын
Kulu kisemaka akli yebleyn endie kisab 2:46 semieka. Hizbi eritrea kab ethiopia kisigog kelo bmeles babu ka b weyane. Hizbi tigray eyu seguguwo kinbl nkil dina. Slezi n hizbi eritrea bmeten tiktokn bmeten atselemtu zmizen hizbi aykonen specifically ab wishti hager delo nezi nay dege kae geltem aywikulilom eyu.
@haderat
@haderat Ай бұрын
Ata Meron suq zeytbl Eritreawi da mewxi afu Agami andu
@MerhawiShangabay
@MerhawiShangabay Ай бұрын
Bulux hasab
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
ሃብቶም፣ተበግሶኻ ዝንኣድ'ኳ እምተኾነ ንቕሓትካ ትሑት ምዃኑ ግን ይሓዝን!! ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት ንኽስራሕ ዘይትቃወም እንተኾይንካ፣ መንነትካ ኣጥፊኡ ይስራሕ ከምዘሎ ኣይተሰቆረካን ኣሎ ማለት'ዩ። እዚ ንስኻ "ኣብ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ" ብምባል ትገልጾ ዘለኻ፣ ኣብ ጽልኢ ገዛእ ነብስኻ ምዃኑ ስለ ዘይተረደኣካ ኮይኑ 'ምበር፣ ኣብ ጽልኢ ገዛእ መንነተይ ክስራሕ ኣየፍቅድን'የ ምበልካ ነይርካ። እቲ ሰራዊት ኤርትራ ትብሎ ዘለኻ ውን እንተኾነ፣ ጉድለት ንቕሓትካ'ዩ 'ምበር፣ ኤርትራ ንህዝብን ሃገርን ዝሕለቕ ሕጋዊ ሃገራዊ ሰራዊት ፈጺሙ የብላን። እዚ ንስኻ ሰራዊት ኤርትራ ትብሎ ዘለኻ፣ ንረብሓታት ናይቲ ንፖለቲካዊ ስልጣን ህዝቢ ኤርትራ ብሓይሉ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሽፍታ ጉጅለ ዝሰርሕን ኣንጻር ህዝቡ ደው ዝበለ ዘይምሕር ሓለንጊ ናይቲ ሽፍታ ጉጅለን እዩ። በርትዕ !!
@teklezgitesfatsion256
@teklezgitesfatsion256 Ай бұрын
ንስኻ ንርእስኻ ንዩቱብ ክትብል ን ሜሮን ተጋውሓሉ ዘለኻስ ሜሮን ህበይ ዝበለ ይበል ዘይትሓልፎ ።
@kudus7756
@kudus7756 Ай бұрын
ገደደ ኤርትራዊ ዲኻ ኸ ንስኻ እንበር ትሕሱን ትልኽብጥን ኣሎኻ።
@Eritrea9124
@Eritrea9124 Ай бұрын
Sekt hasawi AGAME 😂😂😂😂nska weyane slezkonka kali ktzareb aynxben Ena.
@Haile-1979
@Haile-1979 Ай бұрын
ክክክክ ቀደም ኣብ ዓዲ ኣምሓራስ ንምንታይ ኢዮም ዓበይዮም ናእሽቶም አናትህ ትበዳ ዝብሉ ኢሉ ንሓደ ቀሺ ሓቲትዎምሲ አናቱ ትበዳ ማን ነው አንደሱ ያለህ ኢሉ መሊስሉ ተመሳሰልቲ ኢያ ምስናትካ
Haunted House 😰😨 LeoNata family #shorts
00:37
LeoNata Family
Рет қаралды 15 МЛН
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 200 МЛН
PRANK😂 rate Mark’s kick 1-10 🤕
00:14
Diana Belitskay
Рет қаралды 11 МЛН
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 3,9 МЛН
ካምፓላ፥ ቦዳ ቦዳ ዝገብርዎ ጉድ!
15:57
Aklilu H.michael
Рет қаралды 52 М.
"ኣይትተሓለል" (Never Give Up) Tgrinya Motivation Speech
7:43
Wolodoy Production
Рет қаралды 11 М.
Haunted House 😰😨 LeoNata family #shorts
00:37
LeoNata Family
Рет қаралды 15 МЛН