KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Mestyat Betna | ቅልውላው ደቡብ ኮርያ
10:11
ኣስመራ ብበዓል ሕዳር ጽዮን ተባሪኻ ውዒላ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH FEAST @datlove
21:37
Миллионер | 3 - серия
36:09
Теперь ты понял, кто Я такой | 5 серия | Сериал "ПрАкурор"
22:48
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Симбу закрыли дома?! 🔒 #симба #симбочка #арти
00:41
Mestyat Betna | ሓያሎ ኣብያተ ክርስትያናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ኣብ ሓባራዊ ስምምዕ በጺሔን
Рет қаралды 122,105
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 214 М.
Mestyat Betna
Күн бұрын
Пікірлер: 453
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
5 жыл бұрын
ገዛ ብዘይ መሰረት ሂወት ብዘይ ሐዉነት ፍቅሪ ብዘይ እምነት ኮንቱ እዩ በእዉነት!!! እምየ ተዋህዶ ንዘላለም ተከብራ ትኑር!!!!
@dontworryaboutanything3271
5 жыл бұрын
Amen amen
@adiyamdw7f568
5 жыл бұрын
amen amen amen
@MT-lw7ze
5 жыл бұрын
Btaemi eye zednikeki, gn amharic enda haweski enber?
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን!!
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
5 жыл бұрын
ክቡራት ኣሓተይ ኣይትሓዙለይ ትግርኛ ይፅሕፍ ኣለኩ እናበልኩ እየ ኣምሓርኛ ዝፅሕፍ ብኣምሓርኛ ምፅሓፍ ስለዝለመድኩ እዩ እምበር ንሰብ ከሕርቅ ውይ ትግርኛ ጸሊአ ኣይኮንኩን ብካሊእ ኣይትረድእዎ። ኣነ ግን፡ካብ ውዲ ሰብ ጽሩይ ልቢ እምበር ቋንቋ ኣይኮንኩን፡ዝደሊ ዝኮነ ይኩን፡ቋንቋ ምፍጣጥ/ምፅሓፍ መንነት ኣይቅይርን ክቡራተይ ጥራሕ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ንሕሰብ ዝቀንዐ ሂወት ክህበና ፈጣሪ!!
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
*ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትሪያሪክ ዘ ሃገሬ ኤርትራ ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን*
@ኣሌክፈታዊሞሞና
5 жыл бұрын
ርጡብን፡ ብስሉን፡ ሓሳባት! ዕጭ ሓንፈፍኩ ን'ምልኪ ሕራይ በልኩ ን'ፍትሒ! ፍልልያትና ኣጽቢብና ኣብ ሓደ ንርዓም ደቂ ኤረይ!
@monamohamed7421
5 жыл бұрын
ሰላም
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
ኣብኣ ንከስ
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
@@Habteabgremay2023 እንታይ ስለ ዝበለ ዳ ከምዚ ትዛረብ ኣለካ ፍትሒ ማለት እንታይ ድዪ
@Habteabgremay2023
5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ይቅሬታ ብጌጋ ኢየ ጽሕፈልካ
@goblelteklemichael6530
5 жыл бұрын
እዝጋቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩም ኩቡራት ኣቦታትና
@starstarrr6137
4 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ እግዝኣቤር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡርት ኣቦታት፡ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ 3ይ ፓትርያልክ ዘ ሃገሬ ኤረትራ ኣብ መንበሮ ተመሊሶም ስርሖም ጀሚሮም የርእየና ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ክከውን ኣምላክ ይሓግዘና ኣሜን!!!
@btsueamlakkahsay6764
5 жыл бұрын
Thank you Zaki, Good job!
@tegsitemom4639
5 жыл бұрын
በጣም ደስ ይላል ሰይጣን ተቃጠለ ኦርቶዶክስ ለዘላለም ትኑር
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
5 жыл бұрын
ኣቦና ቁዱስ ኣንጣንዮስ እግዛኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ዙሩያኹም ይኹን እዚ ኣብ ልዕለኹም ዝካየድ ዞሎ ሸጣናዊ ስራሓት ኣብዚ የብቅዕ።
@peacejusticeforall6806
5 жыл бұрын
አሜን!!!!! ተመስገን አምላኽ ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ !!! ብኹሊ መዳያት ናብ ሓድነት ከምጻአናን ንኣቦና አቡነ አንጦኒዮስ ዕድመን ጥዕናን በረኸቶምን ጾሎቶምን ከአ ይሓግዘና!!!!
@alganeshgoitom9405
5 жыл бұрын
Amen amen amen amen amlak meskan jykuene selamj jyunlen amen.
@God-db9vp
5 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን።
@zeraytsegay7511
5 жыл бұрын
ወትሩ ብዛዕባ'ዚ ምስሓሰብኩ'የ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሰኣኖ የልቦን ንኹላትና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ኣቦታትና ከምዚ ገሮም ተሓቢሮም ድማ ኩሉ ሰላም ክኾነልና እዩ።ነዓኻ ድማ ብጣዕሚ'የ ዘመስግነካ ቐጽሎ ንሰባት ከምዚ ጌርካ ምብሳር ቐሊል ነገር ኣይኮነን እሞ፡ ዓድመን,ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
@מולוארעה
5 жыл бұрын
እንቓዕ ደሓን መጻእካ ዛኪ ግዱስ መንእሰይ
@zerhansdebesay181
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ኢዩ ኣምላክ የሓጊዝኩም ኣቦታትና።
@ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልና ከምኡ ድማ ዛኪ ሓወይ ኣምልኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ
@mayorzeweldi4044
5 жыл бұрын
ዛኪ ኣቦ ዉጽዓት ከማካ የብዝሓዮ ኣንታ ጅግና እቶም የሕዋትናን ኣቦታትናን ካኣ ብሰላም ይመለሱ ሰሰናዩ ንዓካ ዝሓወይ
@rihammohammed1823
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሕዋተይ እዚ ጠላም ስርዓት ነዛ ሕብረት ዩ ከም ቁሪ ዝፈርሓ ሞ ጽቡቅ እንቃዕ ኣብ ሓደ መጻኹም ንሕና ከኣ ኣብ ጎድንኹም ኣለና ጸሊአዮ ክመዉት ደሊየ ኣለኹ ነዚ ክሓዲ ስርዓት
@mcube940
5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ቤተ ክርስቲያንና የሓልወልና፡፡ ነዞም መራሕትና ከኣ ዓስቢ ድኻሞም የሃቦም!!!
@geez1media
5 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል😍😍😍
@בתי-י4ל
5 жыл бұрын
ኣሰይይይ እግዚኣቢሀር ይመስገን ኣብዚ ዘብጻሕካና ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣቦታተይ ክንድዚ ትኣኽሉ ኣቦታት ኣብ ስደት ኣለኹምና ብልበይ ጉህየ ሕማቕ ተሰሚዕኒ ኦ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ሰላምካ ኣውርደልና ኩሉ ይከኣለካ እዩ ብምሕረትካ መሓረና ከም ግብርና ኣይትኪደና ስደትና የሕጽረልና ንሃገርና ባርኸልና ንቤተክርስትያና ባርኸልና ፍቕርን ስኒትን ኣውርደልና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜንንን ።
@Habteabgremay2023
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እግዚኣብሔር ይተሓወሶ መፈጸምቱኡ የሪኤና
@MT-lw7ze
5 жыл бұрын
Finally I get the church I want to follow
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላክ ኣቦይ ሰላምካ ኣዕዚዚካ ስደደልና ነቦና ብጹእ ወ ቁዱስ ኣቡነ እንጦንዮ መቁሕ ቀዳሞት ኣቦታት ዝፈታሕካ መቁሖም ፍታሕ ሃገሪና ባሪክ ሰላም ምሳኩም ይኩን ብዘይምፍልላይ ህዝቢ ኣይምላክ ከምቲ መጽሓፍ እዮብ ዘሊ 42-1 ኩሉ ከም ትክእልን ነቲ ዝመደብካዮ ዝክልክለካ ከምዘይ ኣሎን ይፈልጥ ኣሎኩ ዝበሎ እቲ ኣምላክ ዝሓሰቦ ስለ ዘይተሪፍ ኣይንሕመቅ ኣብ ጾሎት ስለ ኩሉ ዓለም ከማን ንጸሊ
@berhugebre856
5 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣምላኽ ብርትሪ ዕርቂ የውርደልና፡ኣብ እምነትና ደው ንበል ፡ንኣብነ እንጠነዎስ ካኣ ብሕጊ በተክርስትያን ጉዳዮም ክርኣየሎም ኣለዎ።
@semmtrsbd9409
5 жыл бұрын
Egziabieher yhagzkum amlak
@tesfutesfa5006
5 жыл бұрын
ኣሰይ እታ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝጸናሕኩ ፍቅሪ ብዓይነይ ሪኤያ ተመስገን ፈጣሪ :በረኸትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታተይን ኣሕዋተይን !
@believeyourself1903
5 жыл бұрын
Waw thank you Eritreans This is positive step.
@ወዲሃለቃ
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ሓውና ዘካርያስ ፡ ኣምላክ በረከቱ የብዘሐልካ። ንዓና ድማ ትብዓት ይሃቤና ሰላም ንቤተ ክርስትያን።
@tesfamariam250
5 жыл бұрын
ኣቦና ቅ/ወ/ፓ/ እንጦንዮስ ዕድመን ጥዕናን ንዓና ውን ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ፈጣሪ
@habtomkahsay9949
5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይተሓወሶ ዕድሜኹም የንውሓዮ ክቡራት ኣቦታትና
@MyLife-vl9yc
5 жыл бұрын
ብሰንኪ እዚ ስርዓት ሰብን ታቦትን ብማዕረ ተሰዲዱ ንመራሕቲ ሃይማኖትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@jojob3794
5 жыл бұрын
ሂጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም፡ ኣብዚኣ ዓዲ እንግሊዝ ክኣ ከምዚኣ ደሊና ኣለና። ህግደፍ ቦታ ክረክብ የብሉን ፍእ ክብሃል ኣለዎ።
@amirstudio3753
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ፥ እግዚኣብሔር ድማ መፍጽምቱኡ የርእየና' እቶም ናይ መንግስቲ ዘገልግሉ ከ ዳኣ የለዉን ዲዪም፡፣ #Zaki Bro Thank For great information ℹ️
@berekettaezaz4786
5 жыл бұрын
ኣምላክ ይሐግዝኩም ኣብ ሃይማኖት ቦሎትካ ኣየድልን እዩ
@ሃብቲናይገዛና
5 жыл бұрын
ነዚኣ እየ ዝጽበያ ነይረ ህግደፍ መንደፍ በሊዑ ደኣ ጋሕ ይበል እንበር ኣብ መንጎና ኣትዩ ፋሕ ኣቢልና ኢዩ።
@merhawigebre9695
5 жыл бұрын
Nay bhaki habtom abi seb
@ሃብቲናይገዛና
5 жыл бұрын
@@merhawigebre9695 ትሕሾ ዓቢ ሰብ ክብረት ይሃበላይ ክቡር ሓው
@ወዲ78ኣስመራ
5 жыл бұрын
እቶም ኣብ 1991 ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰብ ጥውዩ ነጸላ ሎሚ ነጸሎኦም ዘርጊሖም ናብ ቤት ክርስትያና ኣትዮም ፍሕ ፍሕ የብሉና ኣለዉ፡ኦ እግዚኣብሔር ኢድካ ኣንብረልና።
@wedikeshi9502
5 жыл бұрын
Bhaki sbuk agelalsa wedi abeyti
@eritreaforevereritreaforer7029
5 жыл бұрын
Kkkkkkkkk tegadelti maletka dika kkkkkkkkkkkk
@ወዲ78ኣስመራ
5 жыл бұрын
@@eritreaforevereritreaforer7029 ኖኖ ተጋዳላይ ማለት እኮ ኣቦይ ኣቦኻ ኣደይ ኣዴኻ ሓፍተይ ሓፍተኻ እዩም፡ ኣነ ንጉጅለ ህግደፍ እየ።
@eritreaforevereritreaforer7029
5 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍
@wedifish924
5 жыл бұрын
ፍቅሪ ይንገስ ፍትሒ ይቁም love u ደቂ ኤረ
@wedigile4356
5 жыл бұрын
Zaki hawey amlak edmen tienan yhabka 🙏🙏❤
@kidaneteame3018
5 жыл бұрын
የከንየልና ዛኪ ሃወይ አዚ መደብ ዘክረብካልና፡ ጽቡክ ጌርኩም ከኣ ኣቦታትናን ኣህዋትናን ከምዚ ጌርኩም ምአካብኩም።
@divoramengisteab8675
5 жыл бұрын
ተበግሶኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣምላኽ ይባርኸኩም ። እቲ ኣብ ውሽጢ ቤተ-ክርስትያን ኣትዩ ሕንፍሽፍሽ ዘእቱ ህግደፍ ተሓባበርቱ ሓደ ሓደ ካህናትን ኢዮም ስለዚ ኣብ ደገ ዘለኹም ዘለኩም ፍልልያት ንምውጋድ ኣብ ዘተ ቅረቡ ንሕና ህዝቢ ንደልዮ ጽድቅን መንግስቲ ኣምላኽ ኢዩ ሓደራ ኣብ ዘተ ቅረቡ ህግደፍ ወይ ሰይጣን ከይሕጎስ
@tsion21axumasmera2
5 жыл бұрын
ዘካርያስ ሓዉና ናይ ብሓቂ አምላክ ይባርካ ከምዚ ገርካ ንህዝቢ ምሕላፍካ ብጣዕሚ ትምስገን እኺ ንቤተ ክርስትና ካብ ጸላእቲ ህግደፍ እግዚአብሔር ይሐልዋ እዚ ተካል መንግስቲ ሱር ኩሉ ክፋት እዩ
@alganeshgoitom9405
5 жыл бұрын
Amen amen amen amen amlak meskan jykuene selam and Eritrea amlakje amen yesus kruscis suemu jebarike temesgen amen.
@degeselam4873
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይባርኽካ ክቡር ኃው ዘካርያስ! ስለቲ ተገዳስነትካን ሓበሬታኻን ኣዚና ነመስግን!
@kokobsl7701
5 жыл бұрын
God bless u bro
@amanteklehaimanot4344
5 жыл бұрын
ሕብረት ኣብያተ ቤትክርስትያን ምርኣየይ ደስ ይብለኒ። እንተኮነ ግና ናብታ ቀንዲ ነጥቢ ኽከይድ ምስ ኣብ ዓለም ዘላ ወይ ውን ምስ ኦሬንታል ኣብያተክርስትያን መራከቢኩም ቢንቶ ንበሎ ወይ ድማ ድልድል ሴርኩማ ሓሊፍኩማ ኣለኩም፡ ጉዳይ ኣቡነ መቃርዮም ብቀሊሉ ዘይሕለፍ ጉዳይ ብዛዕቡኦም ኽምስክር ኣቅሚ ዘለኒ ኾይኑ ኣይስምኣንን ሓንቲ ክብላ ክዛረበላ ዝክእል ተኣማሚነ ብሓቂ ኣምላኽ ምስኦም ዝኩኑ ቅኑዕ ኣቦ ምካኖም እዮ፡ ጽባሕ ንግሆ እዚ ነገር ኣዝዩ ከም ዘጥኣሰና ይርድኣኒ ኣሎ ናይ ግብጺ ቤተክርስትያን ብርግጽ ትጥቀመሎም ኣላ ንሕና ከምቲ መሰልቲ ዝብልዎ ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ድዮም ዝብሉ ጽባሕ ናቶም ክብሪ እግዚኣብሄር ምስ ገለጾ ክንሓፍር ኢና ኣምላክ በረኸቶም ይዓድለና ኣሜን። ነስተውዕል ካብ ስሚዕታዊነት፡ ወገናውነት፡ ፍተወት ስልጣንን ወጺዕና ናብ መገዲ ሓቅን ጽድቅን ንመለስ ኣምላክ ንሃገርና ብርሃኑን ምሕረቱን ይልኣኸልና ይብል ኣሜን።
@nohnoh4127
5 жыл бұрын
ኣቡነ መንቃርዮስ ፕሮቲስታን እንበር ተዋህዶ ኣይኮኑን ።
@amanteklehaimanot4344
5 жыл бұрын
@@nohnoh4127 ብመጀመርያ ሰላም ክብል ቀጺለ እዛ ዝበልካያ ካብ ኣፎም እየ ክብሉ ሰሚካዮም ዶ ትከውን? ካም ምንታይ ተበጊስካ ፕሮቲታን እዮም ኢልካዮም? ኣነ ኣርጊጸ ከም ዝፈልጦም ኣባል ሲኖዶስ ናይ coptic ግብጺ ቤተክርስትያን ምኻኖም ሕጋውነት ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ወኪል ኣብ ኩለን ኦረንታል ኣብያተክርስትያን ምኻኖም እዮ ስለዚ ክቡር ሓው ምስ ሰናይ ጽቡቅ ትምኒት ኣይትጋገ ክብለካ ይፈቱ።
@kudusgebrematiam6677
5 жыл бұрын
@@nohnoh4127 kab wigizat papasat kihnet dikuna amxoms niabune merkoros mizntal ageb amlak nifrhi
@selamgebremeskel5612
5 жыл бұрын
ፅቡቅ ተበግሶ ኣቦታት gbu
@melesyosief5017
5 жыл бұрын
Kuburat nay amnet abotatna amlak xegwu yebzahalkum nkdsti betekrstiyana ka ybarkena n kubur abona anteniyos ka kabti zelewuwo xebeba mewaxo yfterelom amen.
@santostesfalase5577
5 жыл бұрын
Akoa be selam mexakum Nab Kassel Zaki abyi seb ❤️💪
@ilovemyself9522
5 жыл бұрын
*ዛኪ ሓወይ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ጌርካ ብምቅራብካ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛኪ ሓወይ ፡ እና ቤትክርስትያና ኣምላኽ ብጽንዓት ይሓልውልና በረኸት ኣቡነ ቅዱስ እንጦንዮስ ድማ ምስ ኩልነ ይኹን*
@filitik9335
5 жыл бұрын
ዋውው ደስ ጽብል ኢዩ ኣምላክ ይትሓወሶ
@tesfomasmelash9587
5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንስለ ተኣኪብኩም ምዝታይኩም ኩሉኹም ብዛዕባ ኣቦና እንቶንስን ብፍላይ ድማ በጺሓቶ ዘላ ኦርቶዶክስናን ከሙኡ ውን ነመስግነካ ኣቅራቢ መደብ ዘካርያስ
@samsomabrham5158
5 жыл бұрын
ኣብዚ ዘብፀሃና አግዚኣብሄር ይመስገን ኩቡራት ኣሕዋት
@saratesfmariam7779
5 жыл бұрын
My Zaki 🦁Always wishing you the very best!!! May God continue to you bless and protect you in all the good work you do My DEAR Zaki 🙏
@berakibeyene9004
5 жыл бұрын
Zaki shikor we love 💕 you
@issakhabtom2384
5 жыл бұрын
ኣምላክ ካብ ኩሉ ተሃዱሳውን መናፍቃውን ስልትታት ኣልዩ ኣብታ ጽንዕቲ ዝኮነት ኦርቶዶክሳዊት አምነትና የጽናዓና፡ ዘስተውዕል ኣእምሮ ድማ ይሃበና
@habenteklu2552
5 жыл бұрын
Mexhaf kudus anbib kab thadso kthlo tedelika.
@habenkibreab2393
5 жыл бұрын
Thank dear brother amlak meskam. Yekan
@efuwedi1045
5 жыл бұрын
Thanks Kbreab sle ze bsrat zekrebkalna. Mefexemtu yereyena
@habtomokubagabr6319
5 жыл бұрын
ኣንታ ኣምላክ ሓይልካ ላኣከልና ንህግድፍ ዘዐኑ
@ghidetewelday1202
5 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኩ ዘካርያስ ክብርኣብ ሓዉና እንቆዕ ብሰላም መጻካ ናይ ብሓቂ ሎሚ ንሕና ኤርትራውያን ናይምንባር ህላወና ኣብምልክት ሕቶ ኢዩ ዘሎ ስለዚ ኣጆና ፍልልያትና ኣጽቢብና ንመሰልና ደውንበል።
@weditesfay5985
5 жыл бұрын
ኣምላኽ በዓሉ ይሓግዘና ጽቡቅ ስራሕ እዩ ።
@solomonaster
5 жыл бұрын
Thank God finally you came to the point. God bless you all Abotat. That is the way to go.
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል አቦታትና ቃል የስምዓልና።
@habtomokubagabr6319
5 жыл бұрын
ዋው እግዛቢሄር ኣምላክ ዘሰማምዕ ግዜ የምጻልና።
@ebenezerabrham9595
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Jaki197
5 жыл бұрын
ፈጺሙ ኹቓረጽ ዘይብሉ ሓሳባት ኢዩ ። ክወድቕ እንተ ኮይኑ እዘን ቀንዲ 4 እምነት ሃገርና ሓቢረን ሰበን ኣኪበን ሃገሮም ሰቦም ከድሕኑ ይምነ። ዝሓበረ ህዝቢ ዓጋቲ የብሉን። ስለዚ ሓቢርና ንቃለስ !!!
@haileabify
5 жыл бұрын
Beka 4 te elka kem pfdj
@samuelgebrebrhan8775
5 жыл бұрын
Ayenay 4 eyu anta
@Jaki197
5 жыл бұрын
@@samuelgebrebrhan8775 እቲ ወግዓዊ እምነት ኤርትራ
@samuelgebrebrhan8775
5 жыл бұрын
@@Jaki197 aysemainan 4
@Jaki197
5 жыл бұрын
@@samuelgebrebrhan8775 እሞ ክሳብ ዝሰምረልካ ከይተሳማማዕኻ ትጸንሕ እንድሕር ካብ እዞም ናይ ባራ እንተ ኮንካ ዳኣ
@user-fd4hm3vr6x
5 жыл бұрын
ብታህሚ ዘህጉስ ቢስራት ኣምላክ ይሃግዝ ኣጀኩም ኣቦታት ሰላምን ራህዋን ይሃበና ኣመን
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
5 жыл бұрын
Zaki bro das war sehr am wichtigsten Sache sonst vielen dank.
@yonastsegaye586
5 жыл бұрын
I am proud of you guys. Keep it the good work.
@gud4983
5 жыл бұрын
Tseba ste u deqi tewahado hjis nab lbna gdi kinmles ena Temesgenka medhanie Alem aboy 👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mullerm9648
5 жыл бұрын
Betami des zebl egezabher Amlak abe godnkum alo ajokum
@memumsganandnglmaryamyish4739
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኩቡራት ኣቦታትና ረደትን ጾሎትን ናይ ኣቦና ቁዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ኣይፈለየና ሎሚ ኣቦ ጽባሕ ኣቦና
@tesfayaraya4593
5 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ እወ እምነት ካብ ኩሉ ነጻ ትኩን ንአምላክ ጥራይ ተገልግል ትኩን አቦታት ብቅንዕናን ብሐቅን ንህዝቢ እነተመርሖም ህዝቢ ባዓሉ ብፍርሃት እግዚአብሔር ኩቆውም እዩ ካቡ እቲ ህዝቢ ሕማቅ :ዓመጽ :ሐደ ክጽገም ወይ ክሽገር ኮሎ ነቲ ግብረ እኩይ ክቃለሶ እዩ ምክንያቱ ፍርሃት እግዚአብሔር ስለ ዘሎ።
@israeltube1172
5 жыл бұрын
ኣብየት! ኣንታ ዛ ቤትክርስትያን ባ ሽግራ ኣይተወደአን! ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ኣይንምሕደርን ኣይንሰማማዕን ኢልካ ከኣ ዘረባ ኣሎ? ንጉዳይ ኣባ እንጦንዮስ ደው ኢሎም ናብዚ ሕጂ በፂሖሞ ዘለው ክበፅሑ ዝገበሩ ኮ ኣቡነ መቃርዮስ ዮም ።ንሶም ሱቅ እንተዝብሉስባ ኣባ እንጦንዮስ ከም መናፍቅ ኮይኖም ታሪኾም ተበሪዙ ክሓልፉ ግድን’ ዩ ዝነበረ ።ኣቡነ መቃርዮስ ምስ ደቆም ነዚ ደው ስለዝበልሉ ግን ድሕሪ 13ዓመት እቲ ሓቂ ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎ። ሎሚ ሕጋዊ ፓትርያሪክ ሃገረ ኤርትራ ብፁእን ቅዱስን ኣቡነ እንጦንዮስ ኢዮም ዝብል ኩሉ ፍረ እቶም ደው ኢሎም ዝተቃለሱ ኣቡነ መቃርዮስን ሰዓብቶምን ምዃኑ ኩሉ ሰብ ከፈልጦን ክዝንግዖን ዘይብሉ ነገር ኢዩ። ምእንቲዚ ኣብ ዝፀናሕካ ፀኒሕካ ሕጂ ነቶም ቀንዲ ተቃላሳይ ናይዚ ጉዳይ ዝኾኑ ብፁእ ኣባ መቃርዮስ ንደጌ ምድርባይ ግን ኣይግድንን ትጋገዩ ኣለኹም! ደጊምኩም ኣይትጋገዩ! ነቶም ጅግና ተቃላሳይሲ ተፀንበርዎም እምበር ቤትክርስትያን ናብ ዝበኣሰ ምፍልላይ ከተምርሕ ምግባር ባይታ ኣይትኽፈቱ ። ናይዞም ኣቦ ድኻም ኣብ ኮለል ከየንብረኩም ተጠንቀቁ! ነብዩ ብዘይ ኣብ ዓዱ ኣብ ዘይከብረሉ ቦታ የልቦን ። ዝበሎ ጎይታና ኣባና ውን ይፍፀም ኣሎ። እግዚኣብሔር ንቤትክርስትያና ሕብረት መንፈስ ቅዱስ: ንሃገርና ሰላም: ኣብ ኩሉ ዓለም ተበቲኑ ንዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ምትእኽኻብ: ንምፍልላይ ሓሳባትና ጥርናፈ ይሃበና ። ኦ እግዚኣብሔር ኢታርእየነ ሙስናሃ ለሃገሪትነ ኤርትራ። በረኸትን ፀሎትን ብፁእን ቅዱስን ኣባ እንጦንዮስን ኣባ መቃርዮስን የካፍለና ።
@abebaweldesilassie457
5 жыл бұрын
Amenn
@kudusgebrematiam6677
5 жыл бұрын
Haki zereba eyu kubur haw Kab wigizat papasat kihnet dikuna amxoms niabune merkoros mizntal ageb amlak nifrhi
@ናይሎሚንጽባሕ
5 жыл бұрын
ሰለማዊ ኣምላክ ምስኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ሰላሙ ድማ የውርደልና ቁዱሳን ኣቦታተይ የሕዋተይን ብሰላም ከም ዝተኣከቡ ብሰላም ነናብ ቤቶም ይምለሶም ጉባኤ 318 ኣቦታት ዝባረኸ ጉባኤኦም ይባርክ ይቀድስ ንሓድነት ቤት እግዛብሔር ይኩነልና፡ ነቦና ንዓና ክሕሸና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መታን ሓቢርና ነቲ ህያው ኣምላኽ ከነመስግን፡ ንዓኻ ፉቁር ሓወይ ድማ ከምዚ ገርካ ምፍናውካ ዓቢ ጸጋ ኢዩ እሞ እግዛብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።ጾሎት እመታችን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን (ቃል ስጋ ኮነ)!!
@meharikfle4087
5 жыл бұрын
ኣቡነ እንጠንዮስ ተጋሂሶም እናበልካስ: ንኣቡነ መቃርዮስ ከኣ ይግህስዎም ከም ዘሎዉስ ይርድኦም ድዩ።ነቲ ሓደ ኣወሪድካ ነቲ ሓደምስቃል ይብልኹም እዚ ።ብዝኾነ ጎይታ እወን ሓቅካን የባህለና እዚ ውን ድሕሪ 14ዓመታት ኢዩ ተረዲእኩም እሞ ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን:ኣሜን።
@tesfaitecle1705
5 жыл бұрын
እንታይ መስለካ ክቡር ሓው፡ እንቋዕ ከምዚ ኢሎም ሓበሩ እምበር ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ሓደ ዝመጽሉ ቀረባ ኢዩ። እቲ ጸገም ኮይኑ ዝጸንሐ፡ ነቲ ሓቂ ስለዘይፈለጥዎ፡ ወይ ብጌጋ ስለዝተረድእዎ ኢዩ።
@abebaweldesilassie457
5 жыл бұрын
Ane wen ayetredetenen ab mekares dea ab mentay welom esom dey konun kendi haymanotgha tekalasi ezi emo fetsum zekwen eyu hiji wen kaele mimfelelay zemtsie eyu malet welkum
@kudusgebrematiam6677
5 жыл бұрын
Kab wigizat papasat kihnet dikuna amxoms niabune merkoros mizntal ageb amlak nifrahi
@shimetghebremedhin7093
5 жыл бұрын
ስምረትኩም ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ ኣቦታትና እግዝኣብሄር ምሳኹም ይኹን
@hani165
5 жыл бұрын
ዋውውው ሃገረይ ሰላምኪ መጸት ሃይማኖትኪ ካብ ተኸብረ ድሮ መስሓቲ ሰይጣን ናብ ሲኦል ይኣቱ ኣሎ።
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555
5 жыл бұрын
Herzilchen Willkommen wedi erity 👍👍 🇪🇷✊🙏💒🙏💒🙏😥💒😢
@ንፍቅሪእየዝነብር
5 жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላክ ድምጽኩም ይስማእ ጸባ ኣስቲኩምና ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ሃገርና ሰላምን ራህዋን ፍትሕን የውርደልና ዛኪ ከኣ ኣጆካ ቀሪብና ኢና ።
@memumsganandnglmaryamyish4739
5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ድስ ላይክ ትገበሩ ኢኹም ብሓቂ ባርያ ድያብሎስ ኢኹም ካብ ሰጣውንቲ ኣይትፍለዩን ኣምላክ ይቅረ ይበለልኩም እንታይ ይባሃል ኮይኑ ድኽመትኩም ኢኹም ዝገለጽኩም
@tesfamariam250
5 жыл бұрын
ፈቅር ሓወይ ኣንጻረፍ እተ ክእልና ብጾሎት ንደግፎም ፈትዮም ኣይኮንን🙏
@memumsganandnglmaryamyish4739
5 жыл бұрын
@@tesfamariam250 ok ሓወይ ናተይ ይቅሪታ ከም ሰብ ግን ይስመዓካ ዩ እቲ ዘይኩውን ነገር ክትሪ ኢ ከለኻ ህዝቢ እንዳ ጸነተን ሃገር እንዳ ጠፈአትን ብጣዕሚ ይስማዓካ ሕጂ እውን ኣምላኽ ባሓባር ብፍቅሪ ንሓቂ ጠጠው ንብለሉ ግዜ ይሃበና እንታይ ይባሃል ኮይኑ
@ደኪመየኣነስብስጋፈተና
5 жыл бұрын
ተመስገን ጎይታ ነዚርኣካና ኣምላክ ምሉእ ፍቅሪ ይግበልክይም ደቂ ተዋህዶ
@eyobameny3741
5 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ !!! ቃል ሂወት የስምዓልና ቅዱሳን ኣቦታትና መራሓቲ መንግስተ ኣምላኽን ብምቕጻል ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኹ 3ይ ፓትራሪክ ሃገረ ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣንጠንዮስ ኣብ እስርቤት ከም ዘለው ኩሉ ሰብ ይፈልጥ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዘይ ከውን 4ይ ፓትራሪኢክ ተሸይሙ ኔሩ ሕጂ ውን ን5ይ ፓትራሪክ ክሽየም ኣብ ምሽብሻብ ኣሎ ፡ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ 3ይ ፓትራሪክ ምስ ዘለዎም ናይ ዕድመ ኣብ እስርቤት እንከለው እንተመይቶም ብድሕሪኡ ጉዳይ ፓትራሪክ ከመይ ኢዩ ክኸውን ፡ ን4ይ ድዩ ወላስ ን5ይ ፓትራሪክ ክሽየም ፡ እቲ ብሕጂ ዝሽየም ከ ብኸመይን ካበይን ኢዩ ክሽየም ፡ ኣቦታት ኣቦና ኣንጠንዮስ ብሂወት እንከለው ሓዲኡ ግበሩ ምኽንያቱ ውግዘት ናይ ኣቦና ኣንጠንዮስ ኣሎና ብውግዘትና ከይንመውት ኣስፍሕ ኣቢልኩም ክትገልጹልና ብትሕትና ይሓትት፡ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣምላኽ ኣባዊነ፡፡
@tesfom4464
5 жыл бұрын
ኣሜን ጸሎትኩም ንዝህዝቢ ኤርትራ ዕርቅን ፍትሕን ዝፈጥር ን ነዞም ብዘይጉቡእ ማለት ብዘይ ኣፍልጦ ስድራበት ኣብ ኤርትራ ይኹኑ ኣብ ካልእ ክፍልዓለም ዝሓለፉ ውጽዓት ኤርትራውያን ድማ ናይ መንግስተ ሰማያት ጸለትኩም ኣይፈለዮም።
@lavitamaiko4157
5 жыл бұрын
Wallcome Delay fethi Ne Smerr Da hezbi Eritrea Endaxenete Suk Aynbel
@ሰብንሰብሠውለሠው
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ውሳነ ኣምላክ ይተሓወሶ።
@egzabherguasayyey3286
5 жыл бұрын
Woww btaemi xubuk amlak ytehawso
@amanuel4677
5 жыл бұрын
ካብ ናብ ሳልሳይ (3) ጉጅለ መእዋጅ፡ ናብ ሓደ ምስማር ኣይመሓሸን?
@tsegahaile2954
5 жыл бұрын
ኣምላክ ንኣቦና ብፅእ ወቁዱስ ኣብነኣንጦልዮስ ይፍትሓዮም
@esayasabrha3549
5 жыл бұрын
Zacke GOD Bless you
@greatlife7576
5 жыл бұрын
Bravo Zaki hawna thanks so much we are proud of you !!
@abebadawit6712
5 жыл бұрын
እግዛብሄር ይባርኽኩም እንተቶም እንዳራኹም ትዕመቱ ዘለኹም ዕሱባት ኣቕሽሽቲ ድማ ዓይነ ልበናኹም ይኽፈተለኩም !!!
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
ዛኪ ሓውና ጅግና
@ሓዊእሱራት
5 жыл бұрын
Very powerful message.
@trahaswelu5874
Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብለካ ቡኡውነት✝️😍ዘኪ ሹኾር
@atakiltihadish4523
5 жыл бұрын
ዛኪ ዓቢ ሰብ
@tekelaymulugeta8229
5 жыл бұрын
Kbri nleul fetari yekun.Amlak selamn fikrin yewrdelna.
@ghenetmenghiestu1934
5 жыл бұрын
Amilak Misakum Yikun . 👏👏👍
@tesfagergshabraha717
5 жыл бұрын
ምርድዳእን ስምረትን ይሃቦም እግዝኣቢሄር ኣምላክ። ዶንጒዮም፣እኳ።
@yonaskflu5191
5 жыл бұрын
Zaki Bruk Hawey Selam Amlak Msaka mes kulu hzbi Ertra ykun Amlak Hagerna ybark God Bless you Every one 💪💪💪
@merihthomas5318
5 жыл бұрын
ኩሉ ጽቡቅ እንድዩ ግን ሓደ ሓደ ኣክሺሽት ሲ ካብ ህግደፍ ፈሊኻ ደይረኣዩ መዳላሐቅት ኣለዉ መርገጺ ደይብሎም ሕዞምና ዕንክሊል ዝብሉ
@Amanuel.Kidane12345
5 жыл бұрын
ኣነ ተውሃዶ ኣይኮንኩን ተውሃዶ ተፋላሊኩም ክርኢ ግን ፍቃደኛ ኣይኮንኩን መንግስቲ ኣብ ቤተክርስትያን ክኣቱ ከተፍቅዱ ኣይነበረኩምን ምክንያቱ ዓለምን ኣምላክን ዘራክብ የብሎምን።ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽነዓና ዝተበተነ ይኣክበልና።
@alganeshgoitom9405
5 жыл бұрын
Amen amen amen amen Amen amen amen Amen amen Amen Amlak meskan jykuene selam jukuenelka amen. Ize Hawoje::🙏🙏🙏🙇🙇🙇🙌🙌🙌🙋🙋🙋✋✋✋👏👏👏❤❤❤::
@Amanuel.Kidane12345
5 жыл бұрын
@@alganeshgoitom9405 ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ ምስ ኩላትና ይኩን።
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
5 жыл бұрын
ኣሜን ብሩክ ሓወይ ኣምላክ ኣብ ጎንካ ይኩን ከምቲ ዝበልካዮ ካኣ ንኦሪቶዶክስ ተዋህዶን ንሃገሪናን ሰላሙ የዉሪደልና
@filmongebrekidan2802
5 жыл бұрын
ዋው ኩቡራን ኣቦታትና ሕጂ ተስፋ ጌረ እምበር ቤተክርትያንና ብጣዕሚ ያ ተሃስያ ዘላ::
@hagerchannel2203
5 жыл бұрын
ከምቲ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝበልዎ..... ብሽም ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዘይቅደስ ቤተክርስትያን ብዘይምኻድን ብ ደገፍቲ ሕግደፍ ንዝግበር ዝኾነ ይኹን ንጥፈታት ብዘይ ምስታፍ ምትሕብባር ነቦና ኣንጦንዮስ ደገፍና ክንሐብ ኣለና.
10:11
Mestyat Betna | ቅልውላው ደቡብ ኮርያ
Mestyat Betna
Рет қаралды 18 М.
21:37
ኣስመራ ብበዓል ሕዳር ጽዮን ተባሪኻ ውዒላ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH FEAST @datlove
HIRUT TV
Рет қаралды 154 М.
36:09
Миллионер | 3 - серия
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН
22:48
Теперь ты понял, кто Я такой | 5 серия | Сериал "ПрАкурор"
Я ОТ САКЕ
Рет қаралды 985 М.
00:12
Deadpool family by Tsuriki Show
Tsuriki Show
Рет қаралды 6 МЛН
00:41
Симбу закрыли дома?! 🔒 #симба #симбочка #арти
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 6 МЛН
11:41
ቀጣይ አገልግሎት የፊታችን ቅዳሜና እሁድ/ ኅዳር 28 እና-29/2017ዓ.ም) አያት ቅዱስ ፋኑኤልና መድኃኒዓለም ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ይሰጣል አድራሽ:
Nku Tamirtsion :- በመልአከ መንክራት ግርማ ወንድሙ ትውልድ ይዳን
Рет қаралды 16 М.
10:18
Mestyat Betna | ሶርያ እንደገና ናብ ዕግርግር
Mestyat Betna
Рет қаралды 32 М.
50:40
''መብርሂ ብዛዕባ ፣ ጥምቀት ንህጻናት ይግባእ ድዩ ? ስለምንታይ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 24 М.
2:40:47
Interview with President Isaias Afwerki: On current global, regional, as well as domestic matters
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 270 М.
8:48
ERISAT: ድምጻዊ ዮኑስ ኣምላኽ ድዩ ዘዛርቦ ነይሩ፡ ወላስ ልዕሊ ሰብ እዩ ጎሪሑ?
ERISAT
Рет қаралды 114 М.
25:36
ዕላል ምስ ዋርድያ ኣቡነ እንጠዮስ ዝነበረ፡ መንእሰይ ሚከኤል Interview with Michael
FaNus NetWork
Рет қаралды 134 М.
8:10
Mestyat Betna | "ኣንታ መለስ፧!"
Mestyat Betna
Рет қаралды 39 М.
16:45
Mestyat Betna | ካብ ከተማ ኒው ዮርክ | New York City
Mestyat Betna
Рет қаралды 30 М.
14:57
ናይ ዓለምና ፖለቲካዊ ዲስፕሊን ዘይርደኣ ሽፍታ ስርዓት
Fnan App Infotech
Рет қаралды 10 М.
25:24
Jstudio ቅትለት ኣብርሃም ተወልደ፣ 2ይ ክፋልን "ንጣብ መርዝን ውቅያኖስ ታሪኽን''
Jstudio
Рет қаралды 81 М.
36:09
Миллионер | 3 - серия
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН