Mestyat Betna | ቅልውላው ደቡብ ኮርያ

  Рет қаралды 18,384

Mestyat Betna

Mestyat Betna

Күн бұрын

Пікірлер: 18
@በርጌድንሓመዱመለይ
@በርጌድንሓመዱመለይ 18 сағат бұрын
ዛኪ ናትካ ዜና ጥራይ ዝካታተል ምክኒያቱ ዘይሽራዊ ሓቅነት ዘለዎ ሰለ ትቅረብልና ።ብዛዓባ ኣብ ጆርጂያ ዘሎ ጎንጺ ክትብርሃልና ካኣ ተስፋ ይግብር ❤
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 18 сағат бұрын
ዋላ ኣነ ብዘይካ ናይ ዘካርያስ ካልእ ኣይሰምዕን ኢየ ሳብስክራይብ ውን ኣይገበርኩን ብዘይካ ንዑኡ።
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 16 сағат бұрын
ዛኪ ❤❤❤😊
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij 2 сағат бұрын
👍👍👍👌👌👌💐🌸🌷
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@sabahaile4297
@sabahaile4297 14 сағат бұрын
ኣብ 4:54 መአረምታ ደቡብ ኮርያ ምሕደርኣ ናብ ምልካዊ ዝበልካ ሰሜን ኮርያ ኢያ ካሊእ ኩሉ ጽቡቅ።
@abebadebese7360
@abebadebese7360 17 сағат бұрын
ዘካርያስ ክብሪ ይሃብካ ዝወደይ ስለ እቲ ንጹር ሓበረታ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henoknguse6864
@henoknguse6864 18 сағат бұрын
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@kebirates5125
@kebirates5125 16 сағат бұрын
ብቅልጡፍ ክእለ ክወርድ ኣለዎ:: ምክንያቱ ግዜ ንምግዛእ ክኽውን ይኽእል ዩ ቀልጢፉ ድምጺ ህዝቢ ሰሚዑ ዉዱቅ ዝገበሮ:: ብወትሃደራዊ ስምዒታት ከማሓድር ዝደሊ መራሒ ናይ ምምራሕ ዕድል ክወሃቦ የብሉን:: ብራቮ ህዝቢ ድቡብ ኮርያ ዘኹርዕ ስጉምቲ!
@GayemTeklom
@GayemTeklom 15 сағат бұрын
ናህና ክኣ ብኣንጻሩ
@kebirates5125
@kebirates5125 14 сағат бұрын
@ ኣይገርመካን? ናህና ካልኣይ የብሉን:: ሓደ መራሒ ጸላኢ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ምኳኑ እናፈለጥና: እዚ ጸላኢ እዚ ድማ ኣብ ፍልልያትናን ጽልእናን ሞትናን ዝስውድ ምኳኑ እናተረድኣና ባዕልና ብዝፈጠርናዮ ዘይምርድዳእ ነንባዕልና ክንታሃናኾት ክትርኢ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን:: ከም ደቡብ ኮርያ ስጡማት ህዝቢ ክትርኢ ከለኻ ክኣ ብጣዕሚ ትቅንእ!
@HenosSolomon-r6w
@HenosSolomon-r6w 15 сағат бұрын
ሰላምን ቅሳነትን ንኩሉ ወዲ ሰብ
@Democray
@Democray 16 сағат бұрын
Eritrean Tigrayn likie kemzi nayzien u .shit merahti hizbi felalyom kigeziu axnitomna
@Brtue
@Brtue 14 сағат бұрын
Meas ke hade neyren?
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 15 сағат бұрын
ክልቲኦም ጃፓንን ሩስያን ንኮርያ ናብ ክልተ መቒሎም ክልቲኦም ሐሕማሞም ኣላጊቦሙለን ከይዶም ሕጂ ክልተ ኣሕዋት ሰምየን ኮርያን ደቡብ ኮርያን ተባሂሎም ሓውን ሓሰርን ኮይኖም ትሓልፍያ ከቃጽለኪ ኢየ ይባሃሃሉ ኣለዉ ::
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 14 сағат бұрын
ንኢሰያስ ዝሰግድሉ ዘለዉስ ለካ ካብ ሰሜን ኮርያ ኢዮም ተማሂሮም ። ንሱ ኢዩ ካብ ሰማይ ዝወረደ መድሕን ዝብሉ
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 16 сағат бұрын
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 67 МЛН
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Mestyat Betna | ሶርያ እንደገና ናብ ዕግርግር
10:18
Mestyat Betna | "ኣንታ መለስ፧!"
8:10
Mestyat Betna
Рет қаралды 39 М.
Mestyat Betna | ካብ ከተማ ኒው ዮርክ | New York City
16:45
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 67 МЛН