KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Mestyat Betna | ሻቕሎት ሳልሳይ ኩናት ዓለም ይበዝሕ
8:09
ኣቢይን ሓለፍቲ ጸጥታን ትግራይ ፕረሲደንት ትግራይ ንምምራጽ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ።መንግስቲ ኤርትራ ኢትዮጵያውያን ብስመይ ይጥቀሙ ኣለዉ።19/11/2024
10:16
Smart Parenting Gadget for a Mess-Free Mealtime 🍽️👍 #parenting #gadgets #asmr
00:33
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
Мама у нас строгая
00:20
Полицейский Гнев Головоломка 2 Ищет Шин Тейпс Крафти Корн
00:38
Mestyat Betna | ኢራን ኣስታት 200 ሚሳይላት ናብ እስራኤል ቶኪሳ
Рет қаралды 63,803
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 213 М.
Mestyat Betna
Күн бұрын
Пікірлер: 227
@WelduTesfay-yh3rs
Ай бұрын
ናይ በሓቂ ዝፈትወኩም እየ።ቀፅልሉ ሓበረታኩም ሚዛናዊ እዩ መስትያት ቤትና።
@alulaalula9344
Ай бұрын
ትግራዋይ እየ ደለይቲ ፍትሒ ከምዚ ከማኹም ዝበሉ ናይ ዘመና ወርቃውያን ጋዘጠኛታት ክብሪ አለኒ አብ ህዝብና ዝገበርክሞ አበርክቶ የቀንየልና 🙏🙏🙏
@Danini-o1i
Ай бұрын
ደብረፅዮን ባዕሉ ን አስመራ ምሳይ ተኪሱ ናይ ዐቅሙ ከይፈለጠ ጀሚርዋ። ከምዛ ን ኢስራኤል ዝገበርዋ ዐረብ ባዕሎም ጀሚሮም ኡዉይይይ ይብሉ አለዉ ደለይቲ ፍትሂ ገለ አይትበል ንባአልና ተፈትሕና አለን ህግደፍን ህዉሃት አዮም ን ምድሪ ሓበሻ ሓሚሶማ ዘለዉ ከም ጎሮቤት ግን ሰላም ይምነ
@alulaalula9344
Ай бұрын
@@Danini-o1i እንጣጢዕ ንዘርእ አለና እዩ ናይ ገለኹም ህግደፍ ፀማማት ስለዝኾንኩም ተምሃሩ ጥራሕ እየዝብለኩም ::
@alemsegedabraham8851
Ай бұрын
@@alulaalula9344 ህግደፍ እምበር ጸማማት ብሓቒ !!
@Danini-o1i
Ай бұрын
ኣታ ቆፍቃፍ ዶንቆሮ ወላ ኩዕንቲ ዘይትዘርእ ህግደፍ ዳ ጸሊእናዮም ሲ ወጺናኮ ንስኩም ሕዉሓት ባዕሉ ኣጥፌኩም ኮሎ ደድህሪኡ ኮለል ትብሉ ኣነ ህግደፍን ሕዉሓት ንህዝቢ ኣይጠቅምን እዮም ይብለካ ኣለኩ
@alulaalula9344
Ай бұрын
@@Danini-o1i ወፂእካ ግን አይተለወጥካን ተምሃር ህግደፍ ትምህርቲ ስምኹም እያ እምበር
@habenfissehaye3808
Ай бұрын
የቐንየልና ዛኪ ክብሪ ይግበኣካ'ዩ❤
@abrahamtikue1614
Ай бұрын
thanks zaki xfuf habereta..amlak selam yewrdelna.
@Sesaaythaile
Ай бұрын
ገታ ሰላም ይግብረልና
@semhaldrar9389
Ай бұрын
O Egiziabiher Amlak selam selam selam n' wediseb ab melae alem 🙏🙏🙏❤🕊🕊🕊
@henoschannel8820
Ай бұрын
Thank you Zaki
@God-db9vp
Ай бұрын
ንኩሎም ሰላም የውርደሎም፡ እቶም ሓደ ኣይቀርቡና እቶም ሓደ ኣይርሕቁና፡ ስለዚ ሰላም ከውርደሎም ንጸልይ ንመነ።
@nebseyniegziabhereamesgeni5136
Ай бұрын
Amen berkti 🙏🙏
@peaceandLove-r2k
Ай бұрын
ኣስላማይ ቶኮንካ ናይ ኣቦካ፡ማሓመድ እዩ። ንዓና፡ግን እስራኤል ትቀሪበና ምንጫ ክርስትናና እያ ምንጪ መዳሓኒና፡ክርስቶስ እያ።እንተ ንሳኻ፡ግን ኣስላማይ ቶኮንካ ቦታኻ ሓዝ። ኣብዚ፡ክትፈልጦ ዘለካ ድማ እስራኤል ተንኪፈማ እምበር ኣይተንከፈተሙን። ስለዚ ኣፍጃ ኣብ እስራኤል፡ምክፈት፡ማለት ቅድሚ ዕድመኢካ ባዕልካ ሞት ምጽዋዕ እዩ። ኣብኣ ትስሕና። እስራኤል ናይ መብጽዓ ሃገር እያ።ፍትው ጽላእ ዝስዕራ ድማ የለን። ሓይሊ ኣምላኽ ምስኣ ኣሎ።
@fkreayele3056
Ай бұрын
ዝቀርቡና ዝርሕቁና ዝብሃል ዕውር አካይዳ የለን ፍትሒ ክነግስ አለዎ ብሃይማኖት ብዓልየት ብወገን ሸርሒ ምፍፃም ዘይሕጋዊ እዩ ክውገዝ አለዎ::
@gebrewedi
Ай бұрын
ዓጅውጅው ግድፍ ብክናት ዝሳዓር የለን ::ኣይኮነን ኢራን
@fkreayele3056
Ай бұрын
@@gebrewedi ኩናት ፅቡቅ እዩ ዝበለ ዘየለ?
@tesfomabraha1171
Ай бұрын
Danke für alle Infos. Zaki Bruder ❤
@nazrethmana7154
Ай бұрын
Thank you ❤
@yohannesyemane5569
Ай бұрын
Thank you for your service zaki hawna 💙 💙💙💙🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🙏🙏🙏🙏
@SalihOsman-un2ym
Ай бұрын
Deki yahud maltikom akilu eyu
@yohannesyemane5569
Ай бұрын
@@SalihOsman-un2ym ወዲ መሓመድ... ክጸርፈካ ሓሲበ ግን ክንደይ ጥዑያት ሰብ ስለ ዘለዉ ገዲፈካ ኣለኩ ፡ እንተ ቀጺልካ ግን ኣብኣ ትሰፋ !!!!
@thegunners185
Ай бұрын
Barya wahid 😂entay tarik aleka
@ታራፊክ
Ай бұрын
😂😂😂😂 እሰራኤል ኣመረካን እንግሊዝን እንትዝይሕገዙዋ ሀዝቡላህ ነበይኑም የኣኽሉዋ ነይሩም ።
@Danini-o1i
Ай бұрын
@@ታራፊክ አሞ የለን ክክክክክ
@merry7267
Ай бұрын
Thank you Zaki 💙💙💙💙💙💙👍
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
Ай бұрын
Welcome Zaki, 💙💙💙🙏💙💙💙
@hailemichealzerom4540
Ай бұрын
Egziabher Selam yewrdelki hager Esrael
@tesfahaile5418
Ай бұрын
Thank you 🙏🙏🙏
@kedishmikael4143
Ай бұрын
Thank u Zakiye. Amlak mhretu ywrdelom🙏🙏❤️
@ADIቀይሕ12
Ай бұрын
Thank you zaki
@AbelRezene-d2b
Ай бұрын
Thanks bro
@teweldedermas5057
Ай бұрын
ፈጣሪ ሰላም የውርደሎም ንኹሎም።
@Grmay-h8b
Ай бұрын
Thanku Zak Kbr Haw tsbq Aqerarba qetslo Nhzbi Alem Selam Yewrdelu Fetari
@goitomfessaha2690
Ай бұрын
Welcome Mestyat betna
@NaiebMehari
Ай бұрын
Good program zekrias
@Filmon1
Ай бұрын
Welcome Zaki
@mhretgebremaryam697
Ай бұрын
Tebareka Zaki hawey❤
@gabigunners8073
Ай бұрын
thanks zaki
@AwetMosi
Ай бұрын
ንቆልዓ ሰበይቲ ርእዩ ኣምላኽ ሰላም የውርደሎም። ክልተ ሓራምዝ ክባኣሱ ሳዕሪ ይህሰ እዩ ነገሩ ።
@SalihOsman-un2ym
Ай бұрын
Yahud maltom akilu eya inshallah ☝️☝️
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
Ezi kulu bomba nay iran si trgum yeblun.darga kulu ab semay kelo tkelbo ala.Iran ab gele atiya.nay bhaki ktfers iran.kulen hagerat Arab kea xelaeti Iran.Irak ktkiyer eya.erom libanos, Palestine zbhalu gn beti teketilna yblu,beti ysiesiu ayrdiukan eyom.zeygufuwom n beal Hezbollah, hamas.b hiwetom yxawetu alewu
@bergednhameduqawqaw7701
Ай бұрын
N Ayatulah kea kesibwo eyom nab ahwatun abten 72 denagln wejab 😂
@tedrosmen2012
Ай бұрын
Zaki blessed mind
@yonaskidane9267
Ай бұрын
Xbuk Srah Zaki keepedup bro
@Eritat
Ай бұрын
ኣነ ዘገርመኒ እኮ Israel ትገብሮ ኩሉ ነገር ሓላል ባዓል ኢራን ዝገብሮኦ ክኣ ሓራም ዩ ዝቕጸር በተን ምዕራባዌያን ኣሜርካ ተመርሐን ሃገራት ዓገብ ኣታ ሰብ የለን ድዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂.
@trhastesfagergs5789
Ай бұрын
mhretu yewrdelna fetari ember kebid u😢🙏
@letischsamuel7908
Ай бұрын
ሰላም ን ዓለምና የዉርደላ ብሰላም አክንዲ ንዝተወሰነ ዓመታት ንነብረላ
@simonbrhane2231
Ай бұрын
Selam yewredelom yewrdelna ✌️🫡
@semeretsegay2249
Ай бұрын
Wellcome zaki
@alemsegedabraham8851
Ай бұрын
ዝገርም ኢዩ !! እንታይ የራኽበኩም ? እንተተባህሉስ እንታይ ክብሉ ኢዮም ? ዶብ ኣይራኽቦም ደረት ኣየራኽቦም ካብ ማዕዶ ነገር ዶምተደለየ ። ንሕናስ ምስ ጎረባብቲ ንናኸስ እዚኦምከ ?
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
N Israel nmfras eyu.hamas,Iran, Hezbollah n Israel kem hager aykibeluwan eyom.kab karta alem kthkek alewa eyom zblu zelewu ksab hji
@alemsegedabraham8851
Ай бұрын
@@frewengelmesfn1637 ግብጺ ጆርዳን ሶርያ ውን ከምኡ ድሌት ኔርወን ኢዩ ። ሕጂ ግን ክሰርሕ ስለዘይክእል ገዲፈነ ኦ ። ከተጥፍእ ክትብል ምጥፋእ ከምዘሎ ዘይፈለጡ ግን ኣዝዩ ይገርመኒ ።
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
@@alemsegedabraham8851 tkkl aleka.kndey fetinen eyan kab naxinet zeawejetlu ewan,habiren hagerat arab kunat geyren neyren,tesaeren kea
@RastaRasta-eo6fg
Ай бұрын
ስለምንታይ ኢሰያስ 2009 ተኣጊዱ ስለምንታይ ኢሰያስ ኣብ ሊብያ ከይዱ ኔሩ ይብሃል ከምኡ ውን አብ ኮንጎ ?መልስኻ ርዱእ ዩ ግን ኣመሪካ ሞ ርኣዮም ኣብ ዩክሬን ኣብ ሊብያ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዒራቕ ሶርያ ኢዶም ዘቆማጥዑ???
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
@@RastaRasta-eo6fg Esseyas blash,n Esseyas blash donkoro , bejaka smu aytixewaeyo.esseyas dea kemza nay nasralahn, Ismael haniyan,geyrka kikinxel alewo. Esseyas n rebha hzbi elu hasibu ayfeltn eyu
@kuduskiflay-fd9nn
Ай бұрын
ዛኪ ብሉጽ ጋዤጠኛ ንኩሉ ጸሚቁካ ኢካ ተቅርቦ ሓያል ተንታኒ ኢካ ኣብዚ ናይ ቆልዓ ሰበይቲ ጉዳይ ካኣ ኣይትግደሰሉን ኢካ ኣብ ዓበይቲ ጉዳያት ኢካ ትትንትን I follow you day and night.
@askualaregawi2963
Ай бұрын
ሰላም ንኹሉ ወድሰብ። ምኽንያቱ እቲ ዝሞት ንፁህ ህዝቢ ምኻኑ እዩ ኩናት በላዒ ሰብዩ። ግን ትማሊ ምሸት ኢራን ንእስራኤል ሮኬት ገይራ ምስደብደበታ ምስርዋዩ እዞም ኣዕራብ ክዕልሉ፣ክስሕቑን፣ክሕጎሱን ምስርኣኹ ናይብሓቂ እየ ዝብለኩም ኣምላክ ሓይሊ ሃቦም ንዞምእስራኤል ይወድእዎም ንዞም ኢራን ኢለ። ምክንያቱ እስራኤል ክትጠፍእ ኣለዋ እዮም ዝብሉ ገረምቲ ፍጥረት
@nazrethmana7154
Ай бұрын
Please pray for the Middle East 😢
@efremnega1781
Ай бұрын
ኣምላከ እስራኤል ኣይታኸሰን ዩ።
@ታራፊክ
Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@kibromberhe9492
Ай бұрын
Zaki our future president
@SaraMohammed-u6n
Ай бұрын
Rebiii selm ywredkna 😢😢😢
@Abumahbub8
Ай бұрын
የቀንየልና ሓዉና 🙏 ከምዚ'ዮም #tstudioን #fnanን ናይ ኢስራኤል መበቆል ዘለዎም ዘይኮንካስ ኤርትራዊ መበቆል ዘለካ ጋዜጠኛ ሰለዝኮንካ።😎
@A17-n3o6d
Ай бұрын
Yes ane wun hugus nere n Israel komu kgatima kelo inshallah ma altawi entzkoun!!
@Manna-gc5oq
Ай бұрын
Welcome Zeki
@frtunatsegay4292
Ай бұрын
Zaki hawey ❤
@AbebaNegasi-e9d
Ай бұрын
❤❤❤
@alimoussanur1424
Ай бұрын
ብራቮ ዘካርያስ ንጹርን ጽፉፍን ጸብጻብ
@anditkifle2052
Ай бұрын
#Mestyat betna kab 1989 eu zmerh zelo
@mesghinnatedla6766
Ай бұрын
Iran is in big problem maybe consequenties coming soon isreal is not alone for this war ,peace for all mankind
@ሑቡንኤርትራዊ1997
Ай бұрын
Isarael❤🎉
@ታራፊክ
Ай бұрын
😂😂😂😂😂 ግና ግና
@RastaRasta-eo6fg
Ай бұрын
ስለምንታይ ያ ግን ኢራን ጥራይ ንእስራኤል ዘጥቅዑ?
@KbreabTadese-b3u
Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💜
@FevenTereke
Ай бұрын
God bless Israel
@yonassamsom-ui1qx
Ай бұрын
🇮🇱💪🇮🇱💪🇮🇱💪🇮🇱💪🇮🇱💪🇮🇱💪🇮🇱💪
@AY-kt9sb
Ай бұрын
I’ve been waiting for your news.. The only channel I trust ❤️
@meronghile6317
Ай бұрын
Same here
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
Ай бұрын
100%
@zewditesfaldet1838
Ай бұрын
Amlak selam yewrdelom nezom merahti kaa libona yihabom
@NassirSalih
Ай бұрын
Zaki hawey kab kulu chanelat natka tintane btaimi eyu des zbleni qexlo
@chelseathatbestclub4029
Ай бұрын
God bless Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🫶🫶🫶
@hamakezafi8440
Ай бұрын
Gbremelsi eyu tekexila wn gena alo iran ke sk dya ktbl dlaya❤ kemtgebr melekti eyu
@filmonghebreab4988
Ай бұрын
ሓላዊ ና ኣይታከስን gbu እስራአል thank you zaki hawey
@SamekoSam
Ай бұрын
😢😢😢😢😢
@fekarwedifekarat
Ай бұрын
Entay eyom gn eti melkaom hade zmesl eti zmeten hji zelo president nay Iran
@ካብቲክቶክ
Ай бұрын
አረትራ ውን ኣብ ጎኒ ኢስራኤል ኣለና
@asuqu9965
Ай бұрын
Nay sudan dea entay hizka
@Meley-x7v
Ай бұрын
God bless Israel 🇮🇱🙏🙏🙏
@KbreabTadese-b3u
Ай бұрын
Zaki hawey leli etom Israel zelena fetiftika temtiealna zeyna kbri ygbeaka
@Welsher-r5o
Ай бұрын
መራሒ ኢራን መስዑድ እዩ ዝባሃል እቲ ትብሎ ዘለኻ መራሒ ኣይኮነን
@hiritizeru3975
Ай бұрын
The God of Israel is never sleep 🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪💪💪💙
@siumkidane8873
Ай бұрын
Kemay nezia media tray zxbe men alo hasot zbehal zeytihilif qexlwo haqi ente delikum bjeka eza media ezia kalie were eyu
@asgedomtesfay2290
Ай бұрын
ኩሉ ጊዘ ብዛዕባ እዛ ሚድያ ክሓስብ እንከለኹ ሓደ ነገር እሓስብ እሱ'ውን መወዳእታ'ኣ እንታይ ክትከውን ትኽእል ኢለ !! ብሓቂ እዛ ሚድያ ዓባይን ኣላ ዝተብሃለት ክትከውን እያ !! ኣነ መልሓሰይ ይቆረፅ መፃኢት ዓባይ ሚድያ ክትከውን እያ ። ብሓፈሻ ኣብቲ ፀልማት እዋን ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዝነበረ ሽግር ዝገበርክምዎ የቐንየልና ።
@samsomfissahaye5286
Ай бұрын
ካብ ሕጂ ኢራን ዕጫ ፊልስጠም ትጽበ አላ ።
@EritreaforEver-xr7ll
Ай бұрын
እዚ ዘረባ እዚ ንኹሉ እስራኤል ንፍልስጤማውያን ኣስላም ጥራይ ትጸልእ ዝመስሎ ሰብ ዝቐንዐ እዩ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኦርቶዶክሳውያን ፍልስጤማውያን ብኢድ ኣይሁድ ኣብ ፍልስጤም ይሳቐዩን ይሞቱን ብፍላይ ንስኻ ጸሊም ኦርቶዶክሳዊ እመነኒ ኣይሁድ ፈጺሞም ከም ሰብ ኣይቆጽሩኻን እዮም እስራኤላውያን ክርስትያን ዘይኮኑስ ኣይሁድ እዮም ብዛዕባ እዚ ግን ዋላ ሓንቲ ኣይትፈልጥን ኢኻ ምኽንያቱ ኣብ ጽልኢ ኣንጻር እስልምና ስለ ዝጠሓልካ
@gabewoldegiorgis8281
Ай бұрын
አራን ኣብዘይ ዓቅማ ወስ ወስ ምባላ ዓቢ ጌጋ ጌራ አስራኤል ኣመሪካ ሒዛ እኮ እያ ዝኹሉ ትገብር ዘላ አራን ግን መን ኣለዋ? ምስ ኣውደቁካ ተሱኡለይ ምባል ኣቀደሙ ኣይክእልን ምባል ይበሃል ሕጂ ከኣ ናይ አራን ነገር ብጣዕሚ ኣሰካፊ እዩ ::
@ftsumfachie-jf6iq
Ай бұрын
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🙏
@teameema9832
Ай бұрын
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱❤️💙 Iseral
@woldekidanitbarek9514
Ай бұрын
ኢራን ንእስራኤል ከተጥቅዕ ኢላ ዘይኮነት በቲ ንባዓል ሓማስ ሑዝብላህ ሁቲስ ጠያይትን ቦምብታትን እንዳሃበት ንህዝብታት ፓለስቲን ሊባኖን የመን ተህልቖም ስለ ዘላ ብሃገራት ኣዕራብ ኢራን ኢያ ህዝቢ ተጥፍእ ዘላ ተባሂላ ንከይትሕመ ኣነ ውን ኣብቲ ዝግበር ዘሎ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብወገነይ ተኻፊለ ኢየ ንምባል ኢላ ነተን ሃገራት ኣዕራብ ንምድንጋር ዝፈነወቶ ናይ መጥቃዕቲ ፈተነ ኢዩ :: ኢራን ናይ ኢዳ ብዓጸፋ መልሲ ካብ እስራኤል ከይተቐበለት ኣይክትተርፍን ኢያ ::
@DestaTsadik-v7t
Ай бұрын
מדינת ישראל תהיה חזקה❤
@ኳትሮ-i8f
Ай бұрын
ישראל לא תקבל שחורים, אידיוט😂😂
@ኳትሮ-i8f
Ай бұрын
מי אמר לך שישראל צריכה אותך, עבד שחור שכמוך?😅
@DestaTsadik-v7t
Ай бұрын
@@ኳትሮ-i8f זה לא משנה יתרואריסת
@kubromangesom
Ай бұрын
ኢራን ከቢድ ስሕተት ፈጺማ ንዝውሃባ ግብረ መልሲ ግን መን ይጽሮ ዩ ይዋእ ሰለማዊ ህዝቢ ካብ ሎሚ ኢራን ከምዘይናቶም ክርእይዋ ዮም እንባሕ በል ወዲ ኤረይ ይብሉ ኤረትራውያን ኡይ በል ህዝቢ ኢራን ክትከውን ያ ሕጂ
@God-db9vp
Ай бұрын
ንኩሎም ሰላም የውርደሎም በል እንበር ኩሎም ሓደ እዩ።
@robiye3496
Ай бұрын
@@FlimonEri እዞም ወጃባት ኣልምደምካ እዮም ናይ ድሕሪት ምሽ ኣብ ኩሉ ከይድካ ትጣበቀሎም ኣለካ ወዲ መክኑድ
@Alemgodolo123
Ай бұрын
@@robiye3496ስደተኛታት ኣይትረብሹና እንዶ
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
@@robiye3496kkkkkkkk
@ታራፊክ
Ай бұрын
😂😂😂😂😂 ትጣባቂ እሰራኤል ሑልኩሰ ኣብ ዝይትፋልጡ ኣይትእቶ ሰረሕካ ጥራይ ሰድራኻ ካኣል
@nurddinelaj
Ай бұрын
እልልልልልል እንካዕ ሓጎሰና ❤
@kaleibamanuel5903
Ай бұрын
Iran is about to get a new leader 😅
@merhawiberhe4711
Ай бұрын
ጊስ ንህዝቢ ሊባኖስ ከኣ መግብን መድሃኒትን ደሊኻ? ነቶም ሽበራ ዝፍጽሙን ዝጽንብሉን? ዓልቀ ይብልዑ ደቂ ተካሊት!ጽባሕ ከልቅሱ እዮም🇮🇱🇪🇷
@peaceandLove-r2k
Ай бұрын
ኣስላማይ ኣስላማይ እዩ ሰለዚ ንኣስላማይ ንህላውነትካ ከትብል ክትድርዕሞምን ናብ ሓመኩሽቲ ክትቅይሮምን ጥራይ እዩ ዘለካ። እዞም ሕጂ ናብ እስራኤል ሚሳይላት ሰለ ዝተቶኮሰ ሓጎሶም ዝገልጹ ሰባት ምስ ሰባት ዘይኮንካ ትምድቦም ምስ ደም ዝስትዮ ኣጋንንቲ ኢካ ትምድቦም።ንኣስላማይ ኣብ ዓድኻ ዲሞክራሲ ምሃብ ንሞትካ ምቅልጣፍ እዩ ኣስላማይ ዲሞክራሲ ተሂብካዮ ቮንብ ካራ ገይሩ ይኩስትረካ።ሰለዚ ንኣስላማይ ክትስዕሮ በጥ ከተብሎ ጥራይ እዩ ዘለካ። God bless Israel.
@sammyalexander5129
Ай бұрын
ሓቂ ዝሓወይ jihad ኩሉ ሳዕ jihad እዩ ናይ ሰብ ክሳድ ምቁራፅ ጥራይ እዩ ስርሖም
@belayhaile1752
Ай бұрын
You are right ✅️
@semiranurhussien5693
Ай бұрын
አብ ዓለም እቲ ዝደንቆረ ድርባይ ለማኒ ጽግዕተኛ ቁርሱስ ተዛራቢ ትግርኛ ኢዩ
@ታራፊክ
Ай бұрын
@@sammyalexander5129😂😂😂😂😂 አየ ዓገመን ጸገዕትኛ ዓጋመን አስላም ኣብ ውሽጢ ማንጣኹም ኣትዩም እንታይ ዝበሊው መልኣኽ እዩ መሰ ኣስላም ዝሎ የግረም !
@ታራፊክ
Ай бұрын
@@semiranurhussien5693 ነብሰ መትሓት እዩ ክምኡ ዝግብሮም ዝሎ ነብሲ መትእመማን ዜሮ እዩም ዳሓር ፈርሒ ኣብ ውሽጢ ኪብዶም ኣትውም ኣሎ መሳክን 😂
@Zeriesenaizench
Ай бұрын
Eway zeki kezab wegen gidef lokimax
@solomonhabte3980
Ай бұрын
ኢራን ነብሰቅትለት ፈጺማ ኣላ ኢስራኤል ከተዕንዋ ኢያ ።
@gebrewedi
Ай бұрын
😂😂😂😂ኢስራል በይና ኣይግድን ንባልባት ኢሚርካ ተሓገዛታይ ኢስርል ኣይድን ::
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
@@gebrewedino bzey hagez america dea kemey geyra,n abay hager iran ktefrisa
@ታራፊክ
Ай бұрын
ክላ ትምበል ቆፈቋፈ ፑሊትካ ክሊል ትግራይ መሰሉካ ዋዓግ ዋሒድ😂
@frewengelmesfn1637
Ай бұрын
@@ታራፊክ humum dika.mai chelot tehaxeb kilte sheweate.zkomet hager bzey nay kaliot hagerat xebuk diplomacy,wetahderawi hagezn tisier yelan.shaebiya n beala kab bzuhat hagerat arab,china hagez rekiba eya.kurub kea temahar.donkoro hgdef eka tmesl, b azararibaka tfelt.
@nasirmm2945
Ай бұрын
Thenk you🎉🎉🎉🎉🎉 🇮🇷 mearabewian hassawti
@merhawikessete7111
Ай бұрын
Wedi Mohammed wetati gemel😂😂😂😂
@nasirmm2945
Ай бұрын
@@merhawikessete7111 watati adgi😂
@World436
Ай бұрын
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@teweldezeru5175
Ай бұрын
Eran aser eraq ktkwun ya.ayterfan eyu.amasyeu.
@teklitasmelash6103
Ай бұрын
Timali wala ane ewen ferehe ab under ateye ab israel zelena netenkek
@teklechimar7401
Ай бұрын
Israel🇮🇱👍
@hailetekle6023
Ай бұрын
ኣነስ ኣብ ኢስራኤል ይነብር ነይረ።ጊን ዋላ ኢየ ዘይፍትዎም
@Whynot-z1g
Ай бұрын
Photo natka awxayo broye
@selihomgrmay4158
Ай бұрын
💙💙💙💙💙🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@Okubagebriel
Ай бұрын
God Bless you ISALE
@HagosElyas
Ай бұрын
kitdimses alewa iran
@abusiraj3429
Ай бұрын
alem lekebat
@learnsomethingnew-p6n
Ай бұрын
Israel 🇮🇱 ist gut ❤
@FikaduTeweldebrhan
Ай бұрын
Iran bfqada ab kebid hadega atya
@sabatekeste1341
Ай бұрын
🇮🇱🇮🇱🇮🇱👈🙏
@ኳትሮ-i8f
Ай бұрын
😂😂😂😂😂🎉🇮🇷🇮🇷🇮🇷❤
@MeKdi-w4s
Ай бұрын
🤧🤧🤧👎
@ኳትሮ-i8f
Ай бұрын
@@MeKdi-w4s ישראל לא צריך אותך, עבד
@ይሳካልይሆናልምኞቴ
Ай бұрын
🙈ይስሓቅ ድዩ ኾይኑ😢
@ኳትሮ-i8f
Ай бұрын
@@ይሳካልይሆናልምኞቴ እወ፡ ዘርኦም ክነቅጽ ኣለዎ።
@אמסלתגבריאל
Ай бұрын
God bless israel yekar ❤🇮🇱🙏
@herben3013
Ай бұрын
donkoro
@ታራፊክ
Ай бұрын
ጂርባብ ኢሰራኤል ትድግፈ ዝሊኻ በኣፋሎጡ ኣይኩንካን ሓሳዊ
@thegunners185
Ай бұрын
Aye barya 😂
@אמסלתגבריאל
Ай бұрын
@@herben3013denkoro nska eka terorist kem jukiy ekum tmotu holiy land israel nzelalem tmber
@אמסלתגבריאל
Ай бұрын
@@ታራፊክ kid gelfaf nmen adeka dae kdgf nhemas qeteltiy serektiy 😁 israel nzelaelem tnbet Akrariy
@halamadrida6075
Ай бұрын
Iran nebse qtlet fexima aser syria libya ktseb iya
@esromwelday5958
Ай бұрын
Kab 200 rocket hade seb tray rekibom😅
8:09
Mestyat Betna | ሻቕሎት ሳልሳይ ኩናት ዓለም ይበዝሕ
Mestyat Betna
Рет қаралды 7 М.
10:16
ኣቢይን ሓለፍቲ ጸጥታን ትግራይ ፕረሲደንት ትግራይ ንምምራጽ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ።መንግስቲ ኤርትራ ኢትዮጵያውያን ብስመይ ይጥቀሙ ኣለዉ።19/11/2024
New Star Eri
Рет қаралды 8 М.
00:33
Smart Parenting Gadget for a Mess-Free Mealtime 🍽️👍 #parenting #gadgets #asmr
Coo-Cool Reacts!
Рет қаралды 12 МЛН
00:17
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
La La Life Shorts
Рет қаралды 7 МЛН
00:20
Мама у нас строгая
VAVAN
Рет қаралды 8 МЛН
00:38
Полицейский Гнев Головоломка 2 Ищет Шин Тейпс Крафти Корн
Ной Анимация
Рет қаралды 1,4 МЛН
8:44
Mestyat Betna | ጽባሕ ቀዳም ኤርትራ ንፈለማ እዋን ብስኒት ተወልደመድህን ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ስነ-ጽባቐ ክትሳተፍ'ያ
Mestyat Betna
Рет қаралды 33 М.
46:42
Tawda Bahsona - 18.11.2024 | تاوده بحثونه - د افغانستان اقتصادي وضعیت
shamshad TV
Рет қаралды 3,9 М.
8:37
Mestyat Betna | ካብ ቱርኪ ንዓዲ ኣበይቶ | ሰፊሕ ዘመተ ጥርዝያ ኤርትራውያን
Mestyat Betna
Рет қаралды 39 М.
10:47
ተስፋይ መንገሻን ኤርትራውነትን ? @tesfaymengesha #eritrea #
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 13 М.
ኣብ ሞንጎ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዘይምርድዳእተ ፈጢሩ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 59
17:18
Tigrinya Story "ዛንታ ዳስ ሓውያ" #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie#
Wolodoy Production
Рет қаралды 136 М.
28:27
گزارش فتح الله نجرابی از بازشدن سرک بعد از 22 سال در شهر کابل از داخل سفارت آمریکا
Ariana Afghan tv
Рет қаралды 4,9 М.
12:35
Mestyat Betna | ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ሻርሊ ንጋዜጠኛ ኣብ እዝና ስልኪ ዓጽዩ
Mestyat Betna
Рет қаралды 32 М.
ጉያ ናብ ኤርትራ !
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 869
21:27
Mestyat Betna | ንስድራቤት ወዲ ወርቁ ዝተኣከበ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ኣበይ ኣትዩ፧
Mestyat Betna
Рет қаралды 14 М.
00:33
Smart Parenting Gadget for a Mess-Free Mealtime 🍽️👍 #parenting #gadgets #asmr
Coo-Cool Reacts!
Рет қаралды 12 МЛН