No video

ሚልዮናት ዶላራት ናይ ኤርትርውያን ኣበይ ኣተወ?

  Рет қаралды 25,328

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

www.bbc.com/ti...
#eritreamovie2023 #aklilu #akliluhabtemichael #habesha #eritrea #eritrean #asmara #ethiopia #love #africa #fashion #followme #eastafrica #style #culture #ethiopian #beautiful #art #photography #model #photooftheday #picoftheday #tradition #beautifulhabeshaculture #like4like #me #travel #youtubegood #blackgirlmagic #youtubelike #youtubedaily #fun

Пікірлер: 171
@yonasweldetnsae1209
@yonasweldetnsae1209 4 ай бұрын
ኣኪለ ብፍልጠት ዝዘቕበበ ብሉጵ ዩቱበር ናይ አዚ ዘመን 🎉።
@user-th2lh8ks5j
@user-th2lh8ks5j 4 ай бұрын
I really appreciate your modesty and seriousness, ሓው ኣኽሊሉ! You are undoubtedly one of the very few bright spots among Eritrean social media creators. While most of them waste their time and the time of their audiences on completely stupid topics and blasphemies (ሕሜታን ቆሎ-ጥጥቖን), I find your content focused, qualified, and educational. Keep it up.
@user-jm3nr9nj7n
@user-jm3nr9nj7n 4 ай бұрын
WARREN BUFFET is the greatest investor of all time..his golden rule is never put all your eggs in one basket. Diversification is key in a person's investment portfolio. Secondly, our society lacks the proper education on stock ans crypto trading. It requires proper financial literacy, and patience.
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@dc8625
@dc8625 4 ай бұрын
ትግሪኛ ጌርካ ጽሓፍ ህዝቢ ክማሃረላ።
@user-jm3nr9nj7n
@user-jm3nr9nj7n 4 ай бұрын
@@dc8625 ዋረን ባፈት ካብቶም ዝበለጹን ዝዓበዩን ኣውፈርቲ ናይ ዓለምና ኢዩ። እታ ወርቃዊትን ዝበለጸትን ምኽሪ ናቱ ድማ "ኩሉ አንቋቁሖታትካ ኣብ ሓደ ዘንቢል ኣይተቀምጦ" ኢያ ትብል። እዚ ማለት ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝተፈላለይ ኣማራጺታት ነውፍር። ኣብ ዝተፈለለየ ኣማራጺታት አንድሕር ኣውፊርና፡ በቲ ሓደ እንተከሰርና በቲ ሓደ ድማ ንኸስብ፡ በዚ ድማ ክሳራታትና ይውሕድ። ካልኣይን ዝዓበየን ጸገም ናይ ሕብረተሰብና ግቡእ ፋይናንሳዊ ትምህርቲ የብሉን። ROI እንታይ ኢዩ ኢልካ አንተሓቲትካ ክምልሰልካ ዝኽእል ሰብ ክንደይ ኢዩ? ስለዚ ቁሩብ ጽምም ኢልና ግዜ ሂብና ኣብ ፋይናንስ፣ ንግዲ ብርክታትን ክሪፕቶን (Stock Trading and Cryptocurrency Trading)፥ ዘለና ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ግዜ ንውሰድ። ብዘይብኡ ድማ ዓቅሊ ከምዘድሊ ዘይምዝንጋዕ።
@God-db9vp
@God-db9vp 4 ай бұрын
ኣታ ትግርኛ እንዶ ግዳ ጸሓፉ።
@fitsumtsegay6164
@fitsumtsegay6164 4 ай бұрын
@@dc8625 "ዋረን ቡፈት ካብ ዝዀነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ዝዓበየ ወፍሪ እዩ ። እቲ ወርቃዊ ግዝኣቱ ንዅሉ እንቋቝሖኻ ኣብ ሓንቲ ሳጹን ኣየእትዎን ኢዩ። ሓደ ሰብ ኣብ ዘውጽኦ ናይ ወፍሪ ኣሃዝ እተፈላለየ መልክዕ ኢዩ ዘለዎ ። ካልኣይ ሕብረተሰብና ብዛዕባ ንግዲ ኣክስዮን ግቡእ ትምህርቲ ኣይረክብን እዩ ። ግቡእ ናይ ገንዘብ መሃይምነትን ትዕግስትን ዝሓትት ኢዩ "
@kibromhagos3260
@kibromhagos3260 4 ай бұрын
You are inspirational man and very intelligent man God bless you!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ
@graceofgod5187
@graceofgod5187 4 ай бұрын
ካብ መጀምርታኡ ውን ሓጥያት እዩ። ቃል ኣምላክ ሓረጣ ኣይትብልዑ ኢሉ እዩ። ኣነ እሞ ብዙሓት እዮም ነጊረሙኒ ግን ብሓቒ ጎይታ ረዲኡኒ ጸማም እዝኒ ሂበዮም። ካብ መሰረቱ ኣይተቀበልኩዎን፡ ድሕሪ ቁሩብ ዓመት ዲማ ብዙሃት ዝፈልጦም ሰባት ብዙሕ ገንዘቦም ሲኢኖም፡ ብጣዕሚ የሕዝን
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 ай бұрын
Nay behaki hatiyat
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 4 ай бұрын
ኤፐ ብጣዕሚዘሕዝን
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 4 ай бұрын
Ibuumerang success ዝብሃል ብ ማርታ ኤርምያስ ኣበልን ዝምራሕ ክንደይ ሰብ ግዝኡን ገንዘቡን ኣባኪኖም ዝተሰወሩ ኣለው ኣነ ሓደ ካብኦም እየ ኮይኑ ግን 1200 $ እዩ ነይሩ ኣጋጣሚ ድሴካውንት ኮይኑ ኣሎ እሎም 850$ የትዮምና ኣነ ሓንቲ ማልቲ ምስራክዎ ጥዕና ከምዘይብሉ ፈልጠ ቀልጢፈ ገንዘበይ ስሕበዮ 50 $ ጥራይ እዮም በልዖምኒ 800$ ስሕበዮ እየ መልሓሶም ጥዑም ብውሽጢ ርከቡና ዝብላ ደቀንስትዮ መድሃኒት ዝሸጣ ኣማከርቲ ናይ ካምባኒ እየ እንዳበላ መጽየን ኣለዋ ብፍላይ ነደታት ገዛ ዝውዕላ ታርገት ዝገበረ 90% ሓሶት እዩ ነዚ ህዝቢ መፍቶ ሕልና ኣልቦ ከይከውን ደጋጊምካ ክትነግሮ ሓዊና ኣኪለ ይምሕጸነካ
@Tig-Tube
@Tig-Tube 4 ай бұрын
እዛ ዝበልካያ ናይ ትያንስ ካምፓኒ ኣብ ህዝብና ዘውረዶ ሃስያ ብዙሕ ሰሚዕ ኣለኩ ብልክዕ ቀንዲ ነደታትን ስራሕ ዝሰኣኑ ሰባት ኣብ መፈንጠራ ዘአቱዩ ኣነ ከኣ ካልኣይ ግዜ ይውከሶ ን ኣኪለ ዝከኣል እንተኮይኑ
@ERIFX24
@ERIFX24 4 ай бұрын
ጽቡቕ መግከጺ ኣኪለ ሓወይ፡ እዞም ዝጠቐስካዮም ደላሎ ወይ ናይ ሓረጣ ንበሎም 100% ናይ ምጥፍፋእ እዮም፡ ብዙሓት ሰባት ዋላ ግደፉ እንዳበልካዮም ኣይሰምዑኻን እዮም፡ ዝኾነ ሰብ ክሪፕቶ ወይ ፎሬክስ ክነግድ ደላላ ኣየድልዪን እዩ፡ ብድላዩ ዕቕሚ ብገዛእ ርእሱ ክበግድ ይኽእል እዩ እቲ መጀመርታ ዘድሊ ትምህርቱ ምውሳድ ጥራይ እዩ።
@jacop5239
@jacop5239 4 ай бұрын
Wawww Nice topic, ናብ'ዚ እትዛረቦ ዘለካ :ተዓዲመ ኣለኪ: ኣብዝሓጸረ ከም ቢትኮይ ክከውን እዩ ኢሎሙኒ:ናብ stock ከይተቀየረ ግዛእ ኢሎሙኒ : : እቲ ምርባሕ ናይ ገንዘብ ስለ ዘይተዋሕጠለይ ግና $1000 us ፈቲነ ኣለኩ :ቀዋሚ office ኣይነበሮምን: ብቀሊል ክትረክቦም ኣይካኣልን እዩ: ነቲ ኩነታት ሃዲእካ ተዘዓዚቦካዮ:ናይ ምድንጋር ሙኳኒ ርዱእ'ዩ: እቲ ዝከፍኣ ነገር:ብቀረባ ሰብካ ይመጽኳ ሙኳኑ እዩ።
@Thememeguy9
@Thememeguy9 4 ай бұрын
No no no karatbit Wey karat gold gele zbehal dyu, Wey zkhone ykhun DONT INVOLVE, fuck bietesebka block belo. If you are already joined however, bye bye 1000 dollars.
@karumiki7334
@karumiki7334 4 ай бұрын
Bhaki eti zgermka btom sebey tblm kerebaka eiyom zmexuka ney wn agatimu eiyu nay bhaki u zgerm eti aynet srki eiyu melkeu keyru zmexana zelo soo bejakum nmhar yehwatey 🙏🙏🙏
@mikado5545
@mikado5545 4 ай бұрын
በጃኹም አብዚ ጉዳይ አይትእተው ብዙሐት ገርህታት ዝተበልዑ ስለዝፍልጥ አይትእመኑ
@AlexWedi
@AlexWedi 4 ай бұрын
መለበሚ ኣይግበርካ፡መለበሚ ኣይኽላእካ
@sarateaghes1224
@sarateaghes1224 4 ай бұрын
Yeah you’re right !special in Europe I now same family loose money.😢
@tkh4049
@tkh4049 4 ай бұрын
I knew a lot of Eritreans and Ethiopians targeted in DC, Virginia and Maryland by HyberVerse cryptocurrency scheme. They couldn’t even access their fund. We tried to explain some people to stay away from those scammers but they didn’t listen.
@ghaberkifleyesus8473
@ghaberkifleyesus8473 4 ай бұрын
Such intersting topic.God bless you
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
የቐንየልና ኣኽሊሉ ሓውና 🎉🎉🎉🎉🎉
@zargo33
@zargo33 4 ай бұрын
Bravo Akile tanks btaemi agedasi haberita 👍
@siempipo
@siempipo 3 ай бұрын
FKRI Media 🇪🇷 collection music
@tebeagasa7221
@tebeagasa7221 4 ай бұрын
Yeqenelna hawu Aklilu🙏 ❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 4 ай бұрын
የሐዝን ብዙሕ ሰብ ኣታሊሎም እዮም ብመሰንጀር ናመፁ ዘደናግሩ ተጠንቀቁ ኣሕዋተይ ብኦንላይን ስራሕ ኣሎ እናበሉ ዉን ንክንደይ ሰብ ኣደናጊሮም እዮም 😢
@sielehabtom1524
@sielehabtom1524 4 ай бұрын
ኣኪለ ከም ዓቢ ሓዊ ኮንካዮ ኒ እረትራዊ። ኣነ ብሕቶ ሚዓንጥዕም እየ ዝምዝምዞም ግን ዋላ ሓደ ፍረ ኣትረክበሎምን
@Itsmewedigere
@Itsmewedigere 4 ай бұрын
Kabti zehzeneni gele gele sebay alutawi aredada alewom abza video. Bejana ahwatn ahatn ezi uka kem mewekesi kemu dma bzuh afltona kiabi yu zhgzena zelo. Xbuk haberetan medebn Akile bro. Ksab hji entrfo mekseb ember ksara ayrekebkulun videotatka qexlo dma❤
@tesfit2518
@tesfit2518 4 ай бұрын
መምህር ኣሕጽር ኣብልካስ ተስፋይ ዘትብሎ ተስፋይ ዝባሃል ሰብ ኣብ ኣመርካ ዝርከስ ኩላ በልዕዋ ኤርትራውያን ግን ክሳብ ሕጅ ዝኾነ ሰብ ኣተዛረበን ሰብ ክሳብ ሕጅ ከኣ ይበልዖም ኣሎ
@nl.er.4136
@nl.er.4136 4 ай бұрын
Akile hawna mejemerta selam edmen tienan yhabka amlak kexile nay eritrawi genzeb zebzh malet millionat ab hawela yu zbekin zelo emesleni
@gezanabetna4147
@gezanabetna4147 4 ай бұрын
Very nice
@BahriSereke
@BahriSereke 4 ай бұрын
Aklilu betami mehari yekeneylna kemaka ybzhu
@onelove-ec2im
@onelove-ec2im 4 ай бұрын
Tanks Akile hawna I think ezi samuel okbay zbahal nbalu nay tenis group koynu nbzuhat sebat specialy in angola bzuh genzeb yom gihitom bkemey dea hji yemakrena alo wedey
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 ай бұрын
❤❤❤❤ ጌና ዝምታ ክቕጽልዩ ዝሰምዕ ሰብ የሎን።❤❤❤
@tewe8491
@tewe8491 4 ай бұрын
ኣይሓዝኩኻን ጥራሕ ኣጨኒቕካ ገዲፍካኒ ግን ጽን ኢለ ሰሚዔካ
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 4 ай бұрын
Gidef eski haylat aytezekakirena😢😂 Thank you so much ❤❤
@kidaneteame8472
@kidaneteame8472 4 ай бұрын
Thank you bro
@michaelissack9271
@michaelissack9271 4 ай бұрын
❤❤❤
@harryteafay949
@harryteafay949 4 ай бұрын
Thanks akile for your helpful topic.but as you said i couldn't find the bbc news prescriptions thanks again
@keshipaulos3082
@keshipaulos3082 4 ай бұрын
❤ብወገነይ ብዙሕ ተጎስጒሰ❤ ሕጂ የሕዝን ኣዝዩ የጉሂ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣቅሪብካ ሎሚ ክንደይ ሰባት ገንዘቦም ተጨውዩ ተሪፉ ጥዕንኦም ዝተሰናኸሉ ኣለዉ። ኣዘኻኺርካኒ ንድሕሪክ ካብ ገድሊ መጺእና ምስተጣየስና መፍቶ ሸቃጦ ኣስመራ ኮይና ኔርና ኢና ።ኣውፊርኩም ገንዘብኩም ኢሎም 6%ክንከፍለኩም ኢሎም ቀንዲ ገንዘቦም ዘይረኸቡ ውን ኔሮም። ገንዘብካ ንዝኾነ ጓልመንገዲ ፈጢሩ ዘታልለና ንጠንቀቕ ድኣ።
@abrahamhaile8447
@abrahamhaile8447 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ እንተ ኣሎ፡ ብዘይፍልጠትን ኣፍልጦን ናይ መደናገርቲ ውሕሉል ቃላት ግዳያት ምካና ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘሕፍር እዩ። እ'ዚ ትህቦ ዘለካ ጽቡቅ ምንቅቃሕ እዩ። ኣብ ሓንቲ ስድራ ዘጋጠመ $40000 ቁማር ተባህሎም።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ዘህዝን እዩ
@eritreawit1708
@eritreawit1708 4 ай бұрын
Eway yehiwatey
@selamdelayt3949
@selamdelayt3949 4 ай бұрын
Kndzi ziakl genzeb nmen aminom hibom? Btami yehzn edmiom mulu zewahlelwo genzebss… hzbna btami yewahnet alewo
@russomsemere7088
@russomsemere7088 4 ай бұрын
God jobe bro
@habuwedieri4570
@habuwedieri4570 4 ай бұрын
ሓደ ዓርከይ ኣብ ሓደ websit 5000€ ተበሊዑ send ምስ ገበሮ ኢቲ ገንዘብ ናበይ ከም ዝከደ ኣይፈለቶን
@God-db9vp
@God-db9vp 4 ай бұрын
ናተይ ምኽሪ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ኩንቆጻጸሮ ስለዘይንኽእል ኣይንቕረቦ፡ ገንዘብና ኣብ ባይታ ነዋፍሮ፡ እንተሓሲብካን ኣጽኒዕካን ኣብ ኣፍሪቃ ብዙሕ መኽሰብ ኣሎ። ናይ ቢዝነስ ሓሳብ ዝደሊ ኣነ ከካፍሎ ይኽእል እየ።
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 4 ай бұрын
ጽሩይ ሓቂ
@eritreawit1708
@eritreawit1708 4 ай бұрын
Haqi
@aquagal8645
@aquagal8645 2 ай бұрын
@God-db9vp Selam, can you share some business ideas
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
@@aquagal8645 okay. ኣውሮጳ ወይ ኣብ ኣሜሪካ እንተለኻ ናብ ኣፍሪቃ Shipping business ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ሰብ እንተኣለኻ ከኣ ብዙሕ ካልእ ሓሳብ ኣሎ።
@Ibrahimschannel123
@Ibrahimschannel123 4 ай бұрын
Welahi eti enko KZbinr kef zhibeni ab social media nska eka abshirrr qexilo ❤❤
@user-tz5ve6ez9n
@user-tz5ve6ez9n 4 ай бұрын
10q my dear. Brother This is happened do you look of knowledge . It means Today Most of the people not think a lot We wont a lot of information from our brother and sister fathers and Mutters Like you
@mussajaber623
@mussajaber623 4 ай бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ኣስተምህሮ
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i 4 ай бұрын
ንምንታይ ግን ንኩሉ ገንዘቦም ኣብ ሓንቲ ትካል የውፍሮዎ? ካልኣይ ከኣ እቲ ዝተባህለ መክሰብ ዝተጋነነ እንተኮይኑ ኮ እቲ ሰብ ክጣራጠር ይግብኦ እዩ ነይሩ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
እዚ ከ መን ክረኽቦ? ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
አዛ ነገር ኮነይ አሎም አዮም ንኤርትራውያን ወይ ሓበሻ አሎም ምሕዞማ ገንዘብ ሰብ ንምብላዕ ኣብዚ ምሳና ክሳብ 70ሽሕ ዶላር ዝትበልዑ ኣለዉ ቅድሚ ገንዘብካ ምውፋር ምጽናዕቲ ምግባር ኣፈልጦ ምሕላው መብዛሕትኦም scammers አዮም መዝሚዞም ሰባት አዮም ገሮማ ግን ኩላ ኤርትራውያን ገንዝቦም ተቖምሮም ኣስክጥ ኣቢሎም ሓደ ክዛረብ ኣይረኣኹን ቆርጥሞማ ስቕ
@kahsaytekie302
@kahsaytekie302 4 ай бұрын
This is the real reality that our society and the same Akile should realize, the problem is not investing, it's the lack of knowledge and literacy in our society. To be honest, someone with guts should tell our society that we are way behind and we need proper information, understand our rights. Everything we do is mere things, easy way out and manipulate. We are one of the good community. And we are illiterate as well. Please Akile put this in your video, that everyone of us should try to learn.
@God-db9vp
@God-db9vp 4 ай бұрын
ትግርኛ ጸሓፍ በጃኻ
@kahsaytekie302
@kahsaytekie302 4 ай бұрын
​@@God-db9vpእዚ እዩ እቲ ሓቀኛ ክውንነት ሕብረተሰብናን ሓደ ኣኪለን ክግንዘቦ ዘለዎ፡ እቲ ጸገም ወፍሪ ዘይኮነስ፡ ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ዋሕዲ ፍልጠትን ምጽሓፍን እዩ። ሓቂ ንምዝራብ መዓንጣ ዘለዎ ሰብ ንሕብረተሰብና ኣዝዩ ድሕሪት ከም ዘለናን ግቡእ ሓበሬታ ከም ዘድልየናን ክነግሮ ይግባእ፣ መሰላትና ክርድኣና ይግባእ። ኩሉ እንገብሮ ተራ ነገራት እዩ፣ ቀሊል መውጽኢን ምትላልን እዩ። ንሕና ሓደ ካብቶም ጽቡቓት ማሕበረሰብ ኢና። ንሕና እውን መሃይማት ኢና። በጃኹም ኣኪለ እዚ ኣብ ቪድዮኹም ኣቐምጥዎ፣ ኩሉና ክንመሃር ክንጽዕር።
@alexandertedros9373
@alexandertedros9373 4 ай бұрын
Btami xbuk medeb
@biniamtewelde5846
@biniamtewelde5846 4 ай бұрын
akililu hawna kbret yhabka nay bhaqi seb kmharelu alewo ane nbaeley hade kabtom zterekbu eye memhari kea koynuni alo thanks
@dasnaextrab2034
@dasnaextrab2034 4 ай бұрын
ንስድርኦም ንከይሕግዙ ገንዘቦም ኣብኡ የውፍርዎ ንሶም ከኣ ከም ጋሻ ውሕጅ ውስድ ። ግርም እዩ ክውሕዶም ከማን ። ኣብ ሪል እስቴት ኣብ ቢዝነስ ኣብ ፋብሪካታት ዘይነውፍሮ ። ዲጂታል ካረንሲይ ነዞም ትህኪት ዝፈትዉ ስራሕ ዘይናቶም ኢዩ ።
@zeraymedhanie1541
@zeraymedhanie1541 4 ай бұрын
ብራቮ ኣኪለ ጽፉፍ ጽብጽብ .....ቀጽሎ
@kemlbey
@kemlbey 4 ай бұрын
❤❤❤ ane keman 4000 tebelie aleku
@samuelfekadu7833
@samuelfekadu7833 4 ай бұрын
I suggest you get more info abt hyper verse pls ppl need to learn from their mistakes , etom etewu endabelu mekseb zrekebu eritrawuyan dma khtetu alowom mknyatu etom 3-4 zkonu habesha bzuh mekseb rekibom kndey seb zedkeyu khtetu alowom
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 4 ай бұрын
ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤
@hagossolomon5546
@hagossolomon5546 4 ай бұрын
Thanks bro. Entay emo krub dengika endo. Mes tebelana koynu😅
@TerhasBerhe15
@TerhasBerhe15 4 ай бұрын
Yeknilna Haweina, subuk megilsi iue
@queengamerplaz7904
@queengamerplaz7904 4 ай бұрын
Zeytemahre ybreteseb kulu eyu zlagexelu bzkone tigrigna tezarebti emo zamenayom kemzi kgebru ab mergem eyu.
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 4 ай бұрын
Hade zemedey gosgisni nere gn tesewer ms belkuwo bea giera tefiu
@ellenbahta7560
@ellenbahta7560 4 ай бұрын
🇪🇷👍
@bvpprodactionbelijum8632
@bvpprodactionbelijum8632 4 ай бұрын
Enqae teweledki akile shear gerina nebiyo 🎉🎉🎉
@tesfayfisahaye3096
@tesfayfisahaye3096 4 ай бұрын
❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 keyhalfekum:betesebawi:guzulawi.tifiat eu neyru.
@Yenelu
@Yenelu 4 ай бұрын
ሰኣን ፍልጠት ክንደይ ሰብ እዩ ዝጠፍእ በዚ መሰረት ከኣ ይጥፍሽ ማለት እዩ even they like short cut
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 4 ай бұрын
@mikekidane2907
@mikekidane2907 4 ай бұрын
ወንጌል ማቴዎስ 9 36፤ (ብዙሓት ህዝቢ ምስ ረኣየ፡ ሓላዊ ኸም ዜብለን ኣባጊዕ፡ ግፉዓትን ፋሕ ዝበሉን ነበሩ እሞ፡ ደንገጸሎም።) ፋሕ ኢልና ከነብቅዕ ሓላዊ ኸም ዜብለን ኣባጊዕ ኴንና😢😢 ዝገርም ኢዩ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
😞 😔
@AzemeraBerhe
@AzemeraBerhe 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Inevergiveup1992
@Inevergiveup1992 4 ай бұрын
ከይሓልፈኩም እንዳ በሉ ኣብ ኡጋንዳ ጌስትሃዉስ ገዚኦም የካርዮ ኣለው ብዓል እንጅነር ሃብቶም ሱዳን ዝነበረ ወዲ😢 ምሳና ኣብ ኡጋንዳ እንዳ ቨሎ ከይተረፈ ከፊቱ ኣሎ 4. Hyperverse 6. Vidilook 7. WAAS 9. V.A.V 10. V.E.N.D 11. BTCC
@wedieray
@wedieray 4 ай бұрын
slamhaw al
@senayf9536
@senayf9536 4 ай бұрын
ኢሪትሪን ዓሪብና ኢንስ ክንደይ ኣሽሓት ኢና ከሲርና ኣብ ሃይፐር ቨርስ😢😢😢
@adyamhaile307
@adyamhaile307 4 ай бұрын
Etom nay mejemriya mnalbat melisom yikonu kulu seb kea kihalfelu elu eyu hasibu wala hade agedidu zeetewo yelen gn aflto ayneberon. Ane baeley awfire nere kikesb ele eye atye gn nay mafyatat tikal kibehal yikeal Kubur haw kemzi aynet info agedasi eyu edmen tienan yihabka 🙏
@user-xk5ig6wc4m
@user-xk5ig6wc4m 4 ай бұрын
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናተይ😂😂😂 ጠፊኡ
@delamieri1747
@delamieri1747 4 ай бұрын
Nemesgneka bkemzi agebab mqrabka gn kem beal BBc tgrigna hade mealti tsbuq nay Eritreawyan kizarebu semieya slezeyfelt kem mewekesi aytemxiayom. Natka gemgam haberietan yhshena
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 4 ай бұрын
Ab Norway znebru Eritreawian iyom tehasyom bzyada
@kusunsemere1721
@kusunsemere1721 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@biniamsebhatu2817
@biniamsebhatu2817 4 ай бұрын
10.000 abti seleda riena bafka lili shoh 1000 elka aynay eu haki???😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@tsegisheeritrean530
@tsegisheeritrean530 4 ай бұрын
Abze zefelta seb al hante 20,000 pound hante 7,000 teqomeran alwo so be careful guys
@wegahtaestifanos1355
@wegahtaestifanos1355 4 ай бұрын
Behaqi zehezen yu
@CCRUUS
@CCRUUS 4 ай бұрын
ኢዚ ባዕልካ ትኣትዎ ዘለካ ናይ ብስነስ ሪስኪ ኢዩ። አቲ ዝዓበየ መዓልቲ መዓልቲ ዝብላዕ ዘሎ ናይ አርትራአያን ሚልዮናት ሃርድ ካረንሲ ኣበይ ይኣቱ ኣሎ መን ነዚ ገንዘብ ዝጥቀመሉ ዝሎ ኢልካ ጎስጋስ ክካየድ ምተገብአ። መንግሲቲ አርትራ ንወጻኢ ባጠራ ብዘይ ግቡአ ብውሕድ ሸርፊ ካብ ህዝቢ ይዘምት ስለዘሎ ዓገብ ንበሎ።
@metkelberhe5908
@metkelberhe5908 4 ай бұрын
ብዛዕባ ትያንስ ከ ገለ በለና ፧ኣኪለ ሓወይ ብተደጋጋቢ ኣድቨርታይስ ክገብሩ የሕሚሞሙና ኣለዉ።
@ruta9452
@ruta9452 4 ай бұрын
Mejemerta thanks 🙏 akile hawey Bimikixal I was happened to me as well on 2020 I lost more than £35 thousand on cryptocurrency scammer so I was desperate sad and broke my heart
@yorusaman5095
@yorusaman5095 4 ай бұрын
Ane hante kabten giday eya bez 😢
@Tewelde-gp7pc
@Tewelde-gp7pc 4 ай бұрын
ኣብዚ ዘመንና ለባም ዘይኮነስ ዓሻ ዝበዝሓሉ ዘሎ ዘመን እዩ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ሓበሻና፣ ስለዚ ስቕ ኢሉ ዝታለለልካ ሰብ ከምዘሎ ክትርኢ ከለኻ፣ ሌባ ክትከውን ዘየወናውን ኣይኮነን😊
@dermashow
@dermashow 4 ай бұрын
Guys invest in real state that will make you reach and cash flow
@efyabrha9839
@efyabrha9839 4 ай бұрын
ሕቶ ናይ ሓንቲ ሃገር ኢኮኖሚ ከመይ ሙኻኑ መዐቀኒ እታይ ኢዩ ገንዝበን ኩቡር እትኾይኑ ዲየን ሃፍታማኣት ወይ ጽቡቅ እኮኖሚ ኣለወን ንብሎ ወይስ ካልእ መቀኒ ኣለወን ድኻ ትብሃል ሃገር ከ ገንዘባ ስለ ዝወደቀ ዲዩ ድኻ ትብሃል ወይስ ደኻ ምኻና ካልእ መዐቀኒ ኣሎ ኣብዚ ባ ኣብርሃልና
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ዓቢ ኣርእስቲ እዩ። ድሕሪ ሕጂ ነዚ ዝምልከት ኣትእስቲ ሒዘ ክመጽእ እየ
@efyabrha9839
@efyabrha9839 4 ай бұрын
​@@aklilu.Hmichaelok ኣውሮጳውያን ከ እቲ ብልዮናት ዶላራት ን ኣፍሪቃ ብ መልዕ ልቃሕን ሓገዝን ዝህብአን ካበይ የምጽኦ ወረቀት ኢየን ዝህብአን ዘላዋ ኣፍሪቃ ነቲ ወረቀት ስለ ዝሳኣና ዲየን ወይስ ካልእ መኽንያት ኣሎ እዚ ከኣ ምስኣ ኣብርሃልና ኢኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ናብ ትምህርቲ ከይከድና ተማሃር ኣለና ካባኻ ቀጽሎ
@First-love-1991
@First-love-1991 4 ай бұрын
​@@efyabrha9839 ጽፍፍቲ ሕቶ ኩሉ ግዜ እዩ ዘተሓሳስበኒ
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 4 ай бұрын
Kubur haw description enabelka xihalefe nay uganda main website ayrekebnayon melsi win ayhabkan
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ኣብቲ ትሕቲ ቪድዮ description ኣሎ። እንደገና ረኣዮ እስኪ
@redienashih4129
@redienashih4129 4 ай бұрын
Niskayuna buzaiba eti etiology zeleka ghenzebis nisika tifellitti tokewun
@dc8625
@dc8625 4 ай бұрын
ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ኮይኖም ዝገበሩዋ ደም ነቢዐን ኢየን።" እምነት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ናይ ገንዘብ ትምህርቲ ዝህቡ እምነት የብለይን።"
@hyabsp1613
@hyabsp1613 4 ай бұрын
Ibuumeran ever this plaatform scammed please take care.
@Eri-og9pn
@Eri-og9pn 4 ай бұрын
Akika eka abzi ab USA keman hansab $1700 dollar mstikefil shiee werhawi geza kiraykan kalie wexaetatkan kishifenelkum yu elom yeitiyomna kulina kesirna nibleka ! Silezi ezni zelewo yismae yitenkek kulu hasot yu !
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 4 ай бұрын
ኣኪለ ትሕዝቶ መደብካ እካ ጽቡቅ እንተኾነ ፡ ትጥቀመሉ ኣርእስቲ ግን ኣይግድን ፡ ኤርትራውያን ክትብል ኮለኻ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝውክል ፡ኣብ ቀጻሊ ከተማሓይሾ ተስፋ ይገብር ።
@fikrizifetu6023
@fikrizifetu6023 4 ай бұрын
350k euro 😢😅😂
@mikado5545
@mikado5545 4 ай бұрын
ካብ ናይ ቀትሪ ሕልሚ ምብርባር ይሐይሽ ነዚ ገርሂ ህዝቢ ተፃዊቶሙሉ ብዘለካ ምምስጋን ዝበለጸዩ ሐቂ ሕጂኽ ናበይ? ናብ አምላኽ ንመለስ
@b.kk.g3643
@b.kk.g3643 4 ай бұрын
ኣንጻር ሳሙኤ ትሰርሕ ኣለካ, ትማሊ ትማሊ ኢንተርቪው ምሳኻ ክገብረ ከሎ ስለምንታይ ከምኡ ዘይ በልካዮ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ርእይቶኸ የመስግን። እቲ ትሕዝቶ ሰሚዕካዮ ዲኻ? ኣነ ዝብሎ ዘለኹ ካልእ እዩ። ክሳብ መወዳእታ እንተትሰምዓ ንሳሚ ውን ጠቒሰዮ ኣለኹ። እቲ ዝበልኩዎ ጌጋ እንተልዩዎ ግን ክትእርመኒ ትኽእል ኢኻ።
@user-vj4bh5fm5j
@user-vj4bh5fm5j 4 ай бұрын
Kedmi comment mexahfka ketsmie alka tetkekuo euo zeble zeluo ,wela expert nayzi zedegagmuo point euo.
@Ndndnd-lq8yx
@Ndndnd-lq8yx 4 ай бұрын
Kubur haw ezi bizaeba wilqawi platform awxiom zeyhgawi ngdi eu zizarebeka zelo ab crypto wn eko 90% scammers eyom altogether entezeyhalyuka kulu gzei kitgage eka tmebr
@Ndndnd-lq8yx
@Ndndnd-lq8yx 4 ай бұрын
Aflto entezeyhalyuka nmbal eye
@brhaneangosom
@brhaneangosom 4 ай бұрын
1200 ኣዉፍርካ ኣብ 48 ማዓልቲ ካኣ በቢ 50 ይምለስካ ድሕሩኡ ከ ርባሓታት የብልካን ማሌት ድዩ? ንእትገብሮ ንህዝቢ ሓበረታ ካኣ የመስገን።
@Gl.f
@Gl.f 4 ай бұрын
እዚ 10 000 ቁጽሪ ኤርትራውያን እካ ዝተጋነነ ኢዩ
@filimakaveli9993
@filimakaveli9993 4 ай бұрын
akile hawey iza zekrebkaya medeb bzaeba crypto market zeykone bzaeba pyramid scheme ab immigrants zetekore scam iyu
@currenteastafricasituation3070
@currenteastafricasituation3070 4 ай бұрын
Yea xubuq aloka. Eti crypto sele regulation zeybelu bu gerom eyom genzeb metehalalefi zetiqemilu ember pyramid scam eyu
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 4 ай бұрын
Anen sebeyten wedekiyn 3000 Dollar tebeliena bbhypervers
@ermiassium9756
@ermiassium9756 4 ай бұрын
Genzeb kabey eyu zmexie bkemey eyom ke maere kndzi weled zkefluna elna ms hatetna eti hyperverse nhagerat eyu genzeb zeleqh kabti zeleqhom dima weled alewo kabti weled dima neana %beti zewafernayo meten ykeflun eluni
@user-vf3uy3nn4u
@user-vf3uy3nn4u 4 ай бұрын
😮😢
@aliekgmiki4133
@aliekgmiki4133 4 ай бұрын
😮😢
@samuelfekadu7833
@samuelfekadu7833 4 ай бұрын
This is not true , hagerat kab company genzeb klkhu ayhsebn eyu hasot eyu kemu mbalom.. Eti genzeb ab crypto eyom awafiromo ybl ane crupto ms kesere wey godele dma seb kikefluwo aykialun
@tsehayeyemane6734
@tsehayeyemane6734 4 ай бұрын
Dear, I can share you my experience on this
@jemalseid4288
@jemalseid4288 4 ай бұрын
ኤርትራዊ በቃርጭ ክህፍትም ስለ ዝድሊ ኢዩ ኢኮ
@tewe8491
@tewe8491 4 ай бұрын
ክሓተካዶ ተገዲስካ መልሰለይ ዘእተኻዮ ገንዘብ ከተውጽኦ ይከኣልዶ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ክሳብ መወዳእታ እታ ቪድዮ እሞ ስምዓያ፡ መልሲ ኣብኡ ኣለካ
@didudanya7904
@didudanya7904 4 ай бұрын
No kbleka ykael kabtom kedamot ente konka trekbo tkael tkewen ente zeykoynu gen hgi enda keyeru seldeka abu ytehaz aytrekbon eka
@solomonengdom1155
@solomonengdom1155 4 ай бұрын
ክበልዕ ዝደለ ገደል አፍ ናይዚ ኩሉ ገንዘብ ተሐታቲ ተስፍይ ተክለ እዩ ሸም እንዳቀያየረ ነዛ ሰብ ለኪሙዋ :
@mulughetesemere868
@mulughetesemere868 4 ай бұрын
Ezon kndzi zakl genze awfirna zblu ertreawyn haqnet yeblun malet eti qendi genzebo wuhud eu net meksebkum elom ab online accounttom zereywom nay hlimi genzeb demirom eyom 200000 300000 zblu nabhaqi genzebom wuhud eu .nay bhaqi genzebey 20000 awafire zbl entelo gn Harry kone beqa ezi aysebn eu
@luijiluiji7266
@luijiluiji7266 4 ай бұрын
Crypto qdmi mgzaika zedlyuka negera ngele ametat search kt gebir ale mealtawi videot nay youtube win yedlyeka! High level English win yedli yu! Top aplicationat win kab hanger nab hager yfelale yu! N eritreawian risk yu don't try it never! Ab alem gele whudat sebat yom ziwetulu!
@hadeklte5312
@hadeklte5312 4 ай бұрын
Yeah, ab may 2022 $Luna crush kigebir kelo tray £12,000 ab Luna walletey zinebere lost gere, b calie crypto coin survive gerie ember Luna kab $120 nab $0 ab wishti 2 malti hamikuni !!!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
እንታይ ትብል ወደይ? ሕማቕ ኣጋጣሚ
@dc8625
@dc8625 4 ай бұрын
ተስፍይ ዝብሃል ኢዩ ነይሩ።" 10 ሽሕ ኣይንበጽሕን ኢና 4ሽሕ ኣከባቢ ንከወን ኔርና ኤርትራውያን ኢትዮጵያ ተጋሩ ዝበሉና ኣብ BMWን ካልኦት ከም ዘዋፍር ናይ ቻይናን ካልኦት ትካላት ኢዮም ኢሎም ቻይናዉያን ካልኦት ሰባት ዓበይቲ ሰባት ዉን ይመጽኡና ኔሮም።" ብዙሑ ጌጋ ኔሩ ግን ከነጽንዕ ፈቲና ኢና ናይ ዓቅሚ ሕጽረት እምበር ይብላዓ ኣሎ ኢልና ኣይኮኑን ኣቲና።"
ዘሰንብድ ብዝሒ ነብሰ ቅትለት ኣብ ዩጋንዳ
29:47
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 48 МЛН
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 2,2 М.
ከምዚ ኢልናስ ንቕጽል ዶ ትብሉዎ?
15:07
Aklilu H.michael
Рет қаралды 11 М.
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН