ሚስጥራት ምውፃእ ቀፂሉ/ረዳኢ ሓለፎም ዘቃለዖ/ወታደራዊ ሓላፊ ካብ ስልጣኑ ክወርድ

  Рет қаралды 15,468

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 53
@Hagosወዲ
@Hagosወዲ 2 ай бұрын
መረፃ አካይድኸም እዩ እኾ አስታት 2 ሚሌን ህዝቢ ትግራይ ዝወዳእኽምዎ።
@GueshGebrehiwet-p6m
@GueshGebrehiwet-p6m 2 ай бұрын
ኩሎም ንስልጣኖም እምበር ንህዝቢ ዝደክም የለን ኩሎም ሌያቡ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 ай бұрын
Stop Enderta farmers' pain. Hero rl Redai Halefom
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 2 ай бұрын
Getachew reda Nay abiy hashker band eu
@HailemariamTesfay
@HailemariamTesfay 2 ай бұрын
ገብረፅንተትን ጉጅልኡን ፎተወ ፀልአ ብፌደራል መንግስቲ ትምራሕ እምቢ ተይሉ ናብ ወርዒ በዓቲ መህደሚ ቦታታት ባዕልና ህዝቢ ንዓፅወን
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ደንጉይና
@haileseged1124
@haileseged1124 2 ай бұрын
ራራ ሚዲያ ቅድሚ ሐዚ አውያት መረረት ሐረስቶት እንደርታ ዝብል ዘጊብኩም ካብ ሚዲያኩም አልዕልኩም ሐዚ ድማ ሐቅታት ይወጽእ አሎው አብ ክንዲ ምባል ሚስጥራት ይወጽእ አሎው ኢልኩም ተባርዑ አለኹም ???
@RaraMedia
@RaraMedia 2 ай бұрын
"ኣውያት ገባራት እንደርታ" ካብ ሚድያና ኣይተልዓለን ደጊምካ ፈትሾ እርማት ግበረሉ🙏
@WelatGtnsaea
@WelatGtnsaea 2 ай бұрын
ሚዛን ዝጎደሎ
@MashoKidanu
@MashoKidanu 2 ай бұрын
ዕሙት ገብረዕንክሊል ፀረ ህዝቢ ትግራይ።
@meseretgebru5341
@meseretgebru5341 2 ай бұрын
ሕዋሕት እኮ ሰብዩ ፈጢርዋ ሰብንሰቡ ትግራዋይ መለተይ እየ ሕዋሕት ፈረሰት አይፈረሰት ንህዝቢ ታይ አቢሳ እያ ኢህወደግ ተባሂሉ እተመስረተ ውድብ ክልላት ከማዕብል ከሎ ንትግራይ ግዛዕ አይገበሩላን ቤት ትምህርቲ ጥኢና ጣብያ ጥዒና ኬል ኻልዕትን እተሰርሑ ብናይተወለድቲ ትግራይ ማ/ደቂ አንስትዮ መ/ልምዓት ትግራይን ማሀሕበር መናእሰይን ልተዋህለለ ቅርሺ አዩ ስለዚ ሕዋሕት ብሰንካ አብ ክልላት ዝነብሩ ተጋሩ ንእስራትን መግረፍትን ዳሪጋቶ ብልኾነ ሀዚ ይአኽለና ልነገሩ እየ ጽሕፈዮ ሰማዒ የለይ
@mekonenyemane4034
@mekonenyemane4034 2 ай бұрын
እንተዘይተዓሪቐምማ ተተሓሒዞም ይጥፍኡ ካብ ትግራይ
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 2 ай бұрын
❤ጌቹ ጀግና ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሓቀኛ መሪሕ እዩ❤❤❤
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
ሕሱር ሚድያ
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 2 ай бұрын
እዞም ክብሪ ትግራዋይ ዘየብሎም ብኽልቲኡ ገፅ ዘለዉ. ናይዚበን ድኹማት ትግራዋይ ክሰምዖም የብሉን
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 2 ай бұрын
ጎበዝ ወደይ ሰኻ ። ሓደ ሓደ ኣያይ ደብረፅዮን ዶ ጌታቸው ኒበሉ ዘሕሙሙና ። ንሕና ኩሎም ክጉሓፉ እና ንደሊ ። ህወሓት ንሰልጣኖም ክብሉ ኣብ ክልተ ተመቂሎም ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ይብትኑ ኣለው ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረሙ ገበኖም ኣረደአኒ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ኮልባ እኒ ረዳኢ ትግራይ ንጸላኢቲ ተጋሊጻ ናይዘም አዛቢእ ሚኪንያት
@Zkassa
@Zkassa 2 ай бұрын
ኣፍ ኣለኒ ኢሉ ድዩ ረዳኢ ይኹንጌታቸው ክዛረቡ?
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 2 ай бұрын
😂 ኩሎም ሓደ ደብረፅን እውን ከምኦም እዩ እዙኹላይ ጥፍኣት ኣጥፊኡሰ 9 ሸሕ ሰራዊት ሐዙ ናፈከረ ህዝቢ ዋጋ ኣኽፊሉ ናብ ሰልጣን ክምለሰ ኣይሓንኽን ። ዋይ ጉድ ኮ እዩ ረኺቡ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ማእኸሉ ኣዝብእ ዝኾኑ መራሕቲ ሒዙ ። ህወሓት ተትፈርሰ ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ምረኸበ ። ህወሓትን መለሰን ብሓደ እዮም ሞይቶም ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ኣንቱም ሰብ እዚ ወዲ እዚ ኣውርድዎ ከም ጋዳፊ ከይተዋረደ
@teweldemehari9250
@teweldemehari9250 2 ай бұрын
በቃ ትግራይ ናይ 4ተ ኣጋንቲ ኣይኮነትን 1. ደብረፅዮን 2.ፈትለ ሓማሲት 3. ጌታቸው ኣሰፋ 4.ኣለም g/ዋሕድ ትግራይ ብዚኣቶም ጎጀልትን .
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
እሞ ታይ ይገበር? ከመይ ካብ ስልጣን ይተኣለዩ? ዘተ በቢ ግለሰባት ኣሎ ብኸመይ ንወድቦ?
@NomarBegala
@NomarBegala 2 ай бұрын
እዚ ስጉምቲይ እተዘይ ተወሲድዎ ስልጣን ን30 ዓመት ዝፀንሖ ጎታት መሪሕነት ንትግራይ ዋጋ የክፍላ ኣሎ ሕጂ ብመንእሰይ ወለዶ ክምራሕ ንህዝቢ ዝሓሊ ኩሉ ዝኣመነሉ መንግስቲይ ይስረት
@HanManman-v2u
@HanManman-v2u 2 ай бұрын
Shame on Getachew Reda
@ForoIngal
@ForoIngal 2 ай бұрын
አሸሐት ካደረ ናብ አርባዕተ ሰባት
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ታይ እሞ ከምፅኡ በቢደረጅኡ ኹሎም ለያቡ ከይጠፍኡ ፃዕረ ሞት እዪ።ግብኣተ መሬቶም ብጉባእየ ክዛዝምዎ ቃል ኪዳን እዮም ዝኣትው ዘለው።
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 2 ай бұрын
ኣንታ ምእንቲ ቅርሺ ክትብሉስ ዘዝከፍኤ ነገራት ዜናታት እናንጻእኩም ንህዝብኩም ትርብሹ ዘለኩም ዘይትገድፍዎ 😢😢 ራራ ትብሃሉሞካ
@mehari1315
@mehari1315 2 ай бұрын
ደብረፅንተት ደብረህልቀት:: ልዕሊ ወረሰቲ ዑና ንላዕሊ ባንዳ የለን
@siblesible4838
@siblesible4838 2 ай бұрын
Nbaelka eka tetagilka kahadi hzb
@mehari1315
@mehari1315 2 ай бұрын
@@siblesible4838 ህዝቢ መን እዮ?ኣለም ገብረዋድ?ደብረፅንተት? ሞንጆርኖ ዋላስ ተኸተልቶም ወረሰቲ ዑና::ህዝቢ ዝክሕድ ተልዮ ካባኹም ንላዕሊ ዝካሓደ የለን::;
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 2 ай бұрын
ከምአ እንተኮይ ግበርዋ እንደዳአ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 ай бұрын
Beshta nashwu
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ሕዝብና አብጥምየትን መከራ እንዳሀለወ ሰበስልጣናት ሕወሀት ንሥልጣን ክብሉ ሕዝብና አብዝገደደ ኽፍኣት ከእትዎ ላሕ ክብሉ ክንሰምዕ ከለና ሕማም ርዕሲ ይፈልፀና አለሞ ሀደ ነገር ክግበሩ አለዎም።
@HagosTaye-r5d
@HagosTaye-r5d 2 ай бұрын
TDF ጣልቃ እተ ብክልተ ሰባት ምክንያት ተግራይ አብ ከልተ ከትምቀል የብላይ ዘየድሊ ሰህተት ከይሰራህ ራራ ሚድያ አሳብና ብሰፋሁ ንህዝቢ አቅሩብልና ካብ አ.አ
@avielavi990
@avielavi990 2 ай бұрын
Why not in jail yet? This Bucher Dr from mekelle 🤮😡
@lovleytigraye
@lovleytigraye 2 ай бұрын
ናይ ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ህዋሓት መሲሉ ህዋሓት የፍርስ አሎ ንዚ አጥቢቅና ክቃለስ ኢና
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 2 ай бұрын
ህወሓት ንትግራይ ኣይሓሰብን ። ንሰልጣን ጥራሕ ። ህዝቢ ትግራይ እኮ ይዕዘብሎ እዩ ከመይ ናብሰልጣን ዳምዳም ከም ዝብሉ ። ህወሓት ተፈረሰት እውን ዝጭነቅ ትግራዋይ የለን ማለተይሰ ህዝቢ እዚኹሉ ዋጋ ኣክፊሎም ንእሸቶን ዘይሓሰቡ ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
በበዳነኻ ኣቢልኻ ቆማል ሰራቂ ኮረሾ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
plc ኣይኮነን ኢሉ ይማጎት።ንኣብነት ልዕሊ ኣኩሱም ሆቴል ጠጠው ዝበለ ብ plc ስለ ትማሓደር ኣይኾነን ድዪ?
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ረዳኢ ብቅዓት ዘለዎ ምስ ኣለም ዘይወዳደር ንብረት ትግራይ እዪ።
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ናቶቶም አጀውጀው እዩ ናታትኩም ሚዲያ በአሰ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 ай бұрын
ኣቀራርባኺ እንዶ ኣዐርዪ መን ኢኺ
@mass-media6445
@mass-media6445 2 ай бұрын
ኮስታሪትኩም ትምጻእ ኩልኻትኩም ሰረቕቲ ሓደ ካብ ሓደ ዘይሓይሽ ።
@GrandHotel-fm6xy
@GrandHotel-fm6xy 2 ай бұрын
We don't have trust in you,
@FrezerAlula
@FrezerAlula 2 ай бұрын
ከሐድቲን ተለእኽትን እዮም ግምት ንህዝቢ ዘይምጥኑ መዕቆሪ ዘይብሎም ፎሽፈሻት
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 2 ай бұрын
ሓባኢ ቁሰሉ ሓባኢ ፊውሱ እዩ ። ኩሎም ህወሓት ዓፈንቲ ቀተልቲ ሰረቅቲ እዮም ። ህዝቢ ትግራይ ንብሙልእታ ህወሓት ጉሒፉ ሓድነቱ ከፅንዕ እዩ ። ህወሓት ንዘልኣለም ነባሪት የኾንትን ተደልያ ከምፓርቲ ትቀፅል ህቢ ግን ብግዲ ክመርሕ እየ ኢላ ኣይተሳቅን ። በቃ ኩሎም ብህዝቢ ተፀሊኦመሰ እዩ ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ጋህታፍ ሰራቂ ኮረሾ ።ዘጥፋእኻዮ መንእሰይ ክትሕተት ኢኻ
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 2 ай бұрын
እፍረት ዘይ ብልካ ሚድያ ከማካ ዝበለ ሚድያ ሪኤ አይፈልጢ ዘይቃሪየኩም ሓሸውቲ ብእራይ ወለደ አይነት ዜና
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,6 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 68 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 10 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 12 МЛН
“ኣታሃዳድማ ዕቡይ”/ ጌታቸው ካባይ ወሲድዋ
1:02:47
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 3,7 М.
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,6 МЛН