Muza TV- "ሃይማኖት ሓሶት እዩ" ኣዘራራቢ ዕላል ምስ ፍላስፋ ኣማኑኤል ሳህለ(ሓንቲ ዓለም)

  Рет қаралды 6,150

Muza TV ሙዛ

Muza TV ሙዛ

Күн бұрын

#interview #eritrean #habesha #gereemun #ebs #comedy #music #entertainment #tigray #isaias #religion #orthodox #protestant #protestantchurch

Пікірлер: 77
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Сағат бұрын
Immensely grateful for this opportunity to listen Mr Amanuel Sahle. Thank you Haweni✌🏽
@kasiasg7626
@kasiasg7626 Сағат бұрын
ናይ ልበይ ዝኾኑ ዓብዪ ወላዲ! እወ ሃይማኖት መሸቅጢ ውሑዳት በለፀኛታት እምበር ሰማይ ምስ ምድሪ ዘራኽብ ፈትሊ ፈፂሙ ኣይኮነን። ክብረት ይሃበለይ ኣይተ ኣማኑኤል ሳህለ።
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv Сағат бұрын
ዕድመኻ የንዋሓዮ ኩቡርን ፈላጥን ተመራማርን ኣቦና ኣማኑኤል። ካብ ጽሑፋትካ ቡዙሕ ተማሂረየ። የቐንየለይ ኣቦ።❤
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet 3 сағат бұрын
ዋውውው ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና 🙏🏻👏🏻👍🏻👍🏻👍🏻👌🏻ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ 👏🏻👌🏻🎇🎇🌐👍🏻👌🏻..
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 2 сағат бұрын
Wow. Grew up reading his articles in Hadas Ertra. Great intellectual.
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 3 сағат бұрын
ፈላስፋ ኣቦና ኣቶ ኣማን ሳህለ ዕላሉ ዘይምኖ
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv Сағат бұрын
ኣብዚ ዕድመዚ ከምዚ ጥዑም ዕላል መኣዛ ኢዩ።❤
@user-im8jv9fj9y
@user-im8jv9fj9y 4 минут бұрын
EWAY EZA WEDI AB MEWEDATA ERITREA SEB REKIBNA ...XBUK AKRABI...TEDALIKA .. FELITKA MEXIKA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@Twfit
@Twfit 3 сағат бұрын
One out of the very few: Amanuel Sahle a man of knowledge
@teamemerhawi7731
@teamemerhawi7731 3 сағат бұрын
❤❤ ኣገዳሲ ዛዕባ ከም፡ዝኸውን ያኣምን።
@admas-d7e
@admas-d7e 24 минут бұрын
ድገሞ ካልኣይ ግዜ ቃላ ምሕተት ግበረሉ።፡ ዕምቆት ዘለዎ ዕልል
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 3 сағат бұрын
Muza TV good job 💙
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 12 минут бұрын
Tegaru brukat fetewti fkri selamkum yibzah brukat hzbi
@mekonenkesete4242
@mekonenkesete4242 2 сағат бұрын
ኣሸንዳ ፡ ኣብ ኤርትራ ይኽበር 'ዩ። ኣነ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ "ብ ኣባ ዕዝራይ " ኢዩ ዝፍለጥ። እቲ ኣከባብራ ኩሉ ሓደ 'ዩ ምስ ናይ ትግራይ። ግን ቀደም ኣብ ኤርትራ ንዝተሓጸኻያ ቆልዓ ኣብ ኣባ ዕዝራይ (ኣሸንዳ ) ኣዘንጊዕካ ማዕተብ ይእሰር ኔሩ 'ዩ።
@Dawitsiele
@Dawitsiele Сағат бұрын
ክንደይ ይጥዕም ዓላል ደኣሉ!❤
@GEO.16
@GEO.16 38 минут бұрын
100% ሓቂ። ሃይማኖት ሓሶት ኢዩ። ደቂ ሰባት ንወዲ ሰብ ንምግዛእ ኢሎም ዝማሃዝዎ ኢዩ።
@esbiyashenok8142
@esbiyashenok8142 13 минут бұрын
You are freed
@fuhgfhtf9637
@fuhgfhtf9637 56 минут бұрын
ኣዝዩ ሞያውነት ዝጎዶሎ ቃለ መሕትት! ኣብ ሞንጎ ዕላሉ እናቖረጽካ ዋሕዙ ከም ዝብተኽ ትገብር ኔርካ፡፡ ሓንቲ ዝሓተትካዮ ክምልስ ምስ ጀመረ ናብ ካልእ ትጠውዪ ኔርካ፡፡ ብዑምቀት ንኸየዕልል ጌርካዮ፡፡
@numberone6038
@numberone6038 36 минут бұрын
Agree
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 2 сағат бұрын
ጨናውት መታንታ ዕላል አነ ይዝክራ እየ
@kakamhari1433
@kakamhari1433 Сағат бұрын
Bahari negash, midre agazi, hamassien, mereb milash kulu simna neiru
@kakamhari1433
@kakamhari1433 3 сағат бұрын
Bihre agazi nibhal neirna
@temesgenabay1278
@temesgenabay1278 Сағат бұрын
universal ንቅሓት amnuel sahle
@Oneday-g9t
@Oneday-g9t 14 минут бұрын
Ezi gazeTena abta nay haimanot guday htotat kwskelu neyrwo...
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 3 сағат бұрын
ሰይጣን ከኣ ኣሎ ሒማቕ ዝገብር። ስለዚ ሃይማኖት የለን ክትብል ኣይትክእልን ኢኻ። ምኽንያቱ በቲ ሓደ ሃይማኖት የለን ዳበልካስ መሊስካ ከኣ ስራሕ ሰይጣን ኢዩ ኢልካዮ፡ መሊስካ ከኣ ንጽጉማት ሰባት ዘይሕግዝ ተኮይኑስ ሃይማኖት ክበሃል ኣይክእልን ኢዩ ኢልካዮ። ስለዚ ሃይማኖት ከም ዘሎ ትኣምን ኢካ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Сағат бұрын
ሃይማኖትን ፈጣርን በበይኑ ኢዩ ።ስለዚ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ሃይማኖት የለን ዝብል ዘሎ ።ሃይማኖት የለን ስለዝበለካ ፈጣሪ የለን ማለት ኣይኮነን።
@brookberihun326
@brookberihun326 Сағат бұрын
ወዲ ገዛ ከኒሻ ከምዝኾነን፣ ተኸታሊ ከኒሻ ከምዝነበረን ፣ ዳሓር ናብ ሃይማኖት ባሃይ ከምዝቐየረን ክዛረብ እንከሎስ ተደናጊረ። ሕጅ ካብ ባሃይ ርሒቑ ድዩ ዋላ እንታይ ክርዳ ኣኒ ኣይካኣለን። ክጅምር ከሎውን ሃይማኖት ከምዘይብሉ ተዛሪቡ ነይሩ መስለኒ። ብዝኾነ ዓሚቕ ፍልጠት ስለዘለዎ ጽቡቕ ናይ ሓሳብ ፍሎው ስለዘለዎ፣ ንክትሰምዖ ሳሓባይ ሰብ ከምዝኾነን ዝሰምዖ ዝዕዘቦ'ዩ።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Сағат бұрын
Try to separate the difference between there’s no religion and there is no Gods.
@brookberihun326
@brookberihun326 Сағат бұрын
@@semharkahsay1946 እቲ ዘደናገረኒ "ባሃይ" ሃይማኖት ድዩ wala ኣይኮነን ዝብል ሕቶ'ዩ፡ ኣፍልጦ እንተሃልዩኪ ነገረኒ። ሃይማኖት እንተዘይኮይኑ እቲ ትብልዮ ዘለኺ ቅኑዕ'ዩ።
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 53 минут бұрын
ኣምላኽ የለን ኣይበለን።ሃይማኖት የለን እዩ ዝበለ።ሃይማኖትን ኣምላኽን ዘራኽብ የብሉን
@arayatadesse-t4l
@arayatadesse-t4l Сағат бұрын
you will see
@atakltibeletse
@atakltibeletse 4 сағат бұрын
Nmuza tv zfetu like
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 2 сағат бұрын
ከምታ መምህር ኣማኑኤል ሳህለ ዝበለካ ናይ ትራምፕ ኣምጻልና😂😂😂😂😂
@user-ud5gk4vr9z
@user-ud5gk4vr9z Сағат бұрын
Eway ata wedi seb konka ketgaz atkilni mekan kab tigray entay txba 😮😮😮😮
@gizetezareb3775
@gizetezareb3775 4 сағат бұрын
ዎው ኣዚሚር ከምዚታት እስከ ኣምጻልና የኣክ
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs Сағат бұрын
🙏🩵🙏 ሰብ ሕልና ኣዳለውቲ መደብ ኩልኹም ምሰ መም ኣማንኤል ዝነበረኹም መደብ ኣዚዮ ደሰ ዝብል መሃሪ ኣዘናጋዒ ግን ዕድል ኣይገበርናን ከም በዓል መም ኣማንኤል ምሰ ከሰረት እያ ዝበረሰት ✨ህዝቢ ኤርትራ ማይን ጸባን ዘይኮነ ማይን ዘይትን እዮ ዝበላ ብተግባር ርኢናያ ;; ❤በጃኹም ሰለሙን ወዲ ባይረ ወይ የማነ ወዲ ኣፍሮ ኣቅርቡልና ሰለቲ እትገብርዎ ሰራሕ ግን 🙏🩵🙏 🫶🏻⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🫶🏻👍 ወይ የማነ (
@Kids-lp2ls
@Kids-lp2ls 2 минут бұрын
ካልእ ችግር አይብሉን፡ ሃይማኖትና ግን ሃዬ
@GEO.16
@GEO.16 36 минут бұрын
ኣታሓታትታ/ሕቶ ዜሮ። መምህር ኣማኑኤል ግን ከም ወትሩ ሃናጺ ሓሳብ ኢዩ።
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 47 минут бұрын
💛💛💛
@Selamawi3581
@Selamawi3581 2 сағат бұрын
መኣረምታ W. Churchill ዘይኮነስ George Bernard Shaw እዩ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 сағат бұрын
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️✌️
@solob6912
@solob6912 Сағат бұрын
@ን
@daAbay-q5v
@daAbay-q5v 2 сағат бұрын
ሓንቲ ዓለም ፡
@Hech-vq2tx
@Hech-vq2tx 3 сағат бұрын
Nesnet si b awaled iyu zmzen eway hatatay 😂😅😅😅
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Сағат бұрын
ውሕሉል ትግርኛ ይሓጽሮ ኢዩ ሓታታይ ኣብ ኣምሓርኛ ዝነበሩ ብጣዕሚ ኢዩ ትግርኛ ዝኸብዶም።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Сағат бұрын
ኣታ ጋዘጠኛ ምስ ኣዋልድ ከመይ ትቀርብ ኔርካ ኢልካ ይሕተት የወርድካ።ግዜ ንእስነትካ ፍቅራዊ ዝምድናኻ ምስ ኣንጻር ጾታ ከመይ ኔሩ ኢልካ ዘይትሓቶ።ኣብ ኣምሓር ኛ ተኣሊኽኩም ጸኒሕኹም ዋላዋላ ደቂ ካልእ ዜጋ ትግርኛ ዝላመዱ ዘለው ኮይንኩም ኣየ ተጋሩ።እሕሕሕ ትግርኛ ሞይታ😢
@teameberhe8240
@teameberhe8240 Минут бұрын
ሃይማኖት ሓሶት'ዩ እዛ ኣርእስቲ ፈትየያ'ለኹ።
@AwetGebreweld
@AwetGebreweld 58 минут бұрын
Hitoka temlas u
@InspireEritrea
@InspireEritrea 3 сағат бұрын
እዚ ድአ ባዕሉ ለካት ደብረጸን እንድዩ እቲ ድምጹ
@kakamhari1433
@kakamhari1433 Сағат бұрын
Nezi kifelit zeykale si bizaba tigrinja kizareb. Bihre agazi midre agazi yibahal neru
@daAbay-q5v
@daAbay-q5v 2 сағат бұрын
ኢንትሮ ብጣዕሚ መሰልቾ ፡ብጣዕሚ ነዊሑ ክኣ ፡ ቅጭ ዘምጽእ
@Saedargbit
@Saedargbit Сағат бұрын
አነ ውን ንጨነውቲ ምታንታ ከምዘይትምችአ ገሚተ ነይረ 😂
@Bini-v4v
@Bini-v4v 2 сағат бұрын
Intay amxo bzaba zay hagerka tarik hatafta
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 5 минут бұрын
Tale denz tdelyo dyu kzarebelka delika walas zfeleton zteredon kzareb barnet nyo belo nasta kun seb dletu kzarebn hasbn mesel eyu
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 сағат бұрын
Eti tkikileiña Tgrayña eyu . Amharigna
@abdumusa4221
@abdumusa4221 3 сағат бұрын
በቃ ብጥረኣ! 😂
@mhretabgebru8913
@mhretabgebru8913 Сағат бұрын
እንታይ እዩ እምነትካ ሕጂ ኢልካ እባ ሕተቶ?
@mrh3272
@mrh3272 7 минут бұрын
እዋይ እዚ ሰብኣይ ክሕሱ፡ ኣሸንዳ ኣብ ኤርትራ ሰሚዔ ኣይፈልጥን ኢሉ
@merygualkeren
@merygualkeren 3 сағат бұрын
Haymanot yelen elka zereba alo😂
@mezenghemesfun7602
@mezenghemesfun7602 2 сағат бұрын
Yeah,religion is just a bunch of baloney
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 2 сағат бұрын
@@mezenghemesfun7602what about believes
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Сағат бұрын
He’s right,Religion is just a bunch of bullshits and it was just engineered to control us.
@solob6912
@solob6912 Сағат бұрын
ሓቁ ኣሎ ፡ ሃይማኖት ቢዝነስ ዩ
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg Сағат бұрын
ሓታታይ ኣይረከበን። ጉኑፍ ብዙሕ ነገር ዝሕተት እንኮሎስ ብዛዕባ ኣዋልድ ትሓቶ ንወዲ 80 ዓመት😏
@numberone6038
@numberone6038 36 минут бұрын
Hmmm
@teklehabtesion-hu2wx
@teklehabtesion-hu2wx 2 сағат бұрын
ezom tegarus kemey geyrom eyom nezi nay asmara botatat zifeltwo
@Dawitsiele
@Dawitsiele Сағат бұрын
ኣብኡ ተወሊዱ ዝዓበየ እኮዩ!!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Сағат бұрын
ኣብኡ ተወሊዱ ዓብዩ ኮ ኣንታ ሓወይ😮
@JohnRaya-tk6vs
@JohnRaya-tk6vs 3 сағат бұрын
Wedi debre tsion 😂
@hadishgebre2137
@hadishgebre2137 54 минут бұрын
መቸም ከምዚ ዓይነት ድኹም ሰብኣይ ሪአ ኣይፈልጥን። ስም ሰይጣን እንዳኣልዓለስ ሃይማኖት የለን ይብል።
@peintatonic5296
@peintatonic5296 Сағат бұрын
ብደውካ ሞትካ እምበር ጥስጡስ ኣርዮስ
@solob6912
@solob6912 Сағат бұрын
@ን
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 36 МЛН
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 5 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 47 МЛН
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 36 МЛН