ንደያኑ ተዋሳእቲ ገሬ እሙን ሰሓቅ ብሰሓቅ ዝገበረ ውድድር ተዋስኦ መኣዲ 1ይ ዙር 1ይ ሰሙን

  Рет қаралды 181,474

Meadi Media

Meadi Media

Жыл бұрын

Пікірлер: 696
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ታቆልዓ ግን ይመቺኪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኪ ከም ንሪኤኪ ተስፋ ንገብር ❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ብሓቂ።
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ኣያ ጆኮሮ ትብሉ ዳይና✨✨✨✨ like🔰🔰🌹🌹♥🌹♥🌹ዝሮዝሮ ሙሉኣት እዮም ኩሎም ተዋሳእቲ♥♥♥♥♥♥♥
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ Жыл бұрын
ኣያ ጆከር ብጣዕሚ ብቑዑን ብሱልን ፍልጠትን ክእለትን ዘለዎ ዳኝ ❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ጽልኢዩ ፀላኢና ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@meriweldat7638
@meriweldat7638 Жыл бұрын
ሳሪ ሙቅሪቲ ይመቸኪ ኣለ ለ።🎉❤ ፅቡቅ ስራሕ ይምነየልኪ❤ብጣዕሚ ጎቦዝ ናይ ፅባሕ ተስፉ❤💥✨
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ናይ ሓቂ 💚
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ናይ ኣያ ጆኬር ዳኝንነት ፐዉዉዉዉዉ ገለ ዓይነት ፈትየዮ ዝተመቸወኩም like ❤
@samuelmike1568
@samuelmike1568 Жыл бұрын
ዋዋዋዋዋዋ ተጋሩ ዳኣ ሰሪሕኩም ክትልውጡ ትኽእሉ ህዝቢ ምካንኩም ኩሉ ሕብረትኩም ባሓባር ክትዓብዩ ከም ትኽእሉ ናኣምን እና ደስ ዝብል መደብ ናይ ባሓቒ ኣያ ጆኮር ግን ብጣዕሚ ሓያል ዳኛ ቐጽሎ ደስ ዝብል ኣራዳዲኣ ኣለካ ደግመ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ የሕዋትና
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v Жыл бұрын
ጆኮረይ ትክክለኛ ዳኛ አሰኪ ቀፀለሉ ተጋሩዋኒ🎉🎉
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Жыл бұрын
ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ይግበረልኩም ተጋረዋይ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ማዕረ ምስ ዳያኑ ዝተዋኣሰእ😅❤❤❤❤
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 Жыл бұрын
ተጋሩ ጀጋኑ ከይተቃርፅዎ❤❤❤❤ ጎቦዛት ❤❤❤❤❤❤
@user-uv9rt6zx9q
@user-uv9rt6zx9q Жыл бұрын
ዞም ኩሉ ለጥዕመሎም ጀጋኑና ❤❤ፍትዉትዉ ኢና ነብለኩም ኣሕዋተይ ፅቡቅ ጅማሮ 😊እንኳዕ ደስ በለና ንጉሳት ጥበብ ትግርኛ❤❤❤🎉
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ይበል ይበል ተጋሩዋኒ ❤❤❤ቀፅልሉ አጆኩም
@betimodel6712
@betimodel6712 Жыл бұрын
ደስ ክብል ቀፅልሉ ምእንታን ተዋስኦና ክበዜሑን ክዓብን
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም __#ተጋሩዋይ__ __#ጽሩያት__🥰ፅቡቅ ናይ መጅማር ስራሕ ይገበረልኩም❤❤❤_
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
በስመኣብ ኢልኩም ቁሮስዎ ኣያ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ❤❤❤❤
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o Жыл бұрын
በስመኣም ለይ ኾነስ ምስ ይቅርታ በስመኣብ እዩ ልበሃል ህያበይ❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
@@user-yd7er8fu7o ኡሺኒ ዝያዳይ እግዚኣብሔር የክብረለይ
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o Жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e ምንም ማለት ኣይኾነይ ጓልነዋ
@user-sg7ps6kk3z
@user-sg7ps6kk3z Жыл бұрын
@@user-yd7er8fu7o እሞ በስመኣብ ኢላ እኮ ጺሒፍቶ ኣላ ኣበይ ኢኪ ኣኒቢብክዮ በስምኣም ዝብል 😅
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o Жыл бұрын
@@user-sg7ps6kk3z እንድዒ ኣነስ ሪአ እየ ናይ ብሓቀይ እየ
@yalem4806
@yalem4806 Жыл бұрын
ኣጆኹም ኩላኹም ጎበዛት ኢኹም ።ኩሉ ሰብ የተባባዐዮም። ኩላኹም ኣንብቡ ናይ ካልኦት ኮሞድያንውን ራኣዩ ተማሃሩሉ ድማ።
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
ጽቡቅ ናይ ምጅማር መደብ ይኩኖልኩም ተጋሩዋይ #ጆኮረይ ከኣ #የፍቅረካ❤😘እየ
@ufh4391
@ufh4391 Жыл бұрын
😂😂😂
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
😅😅😅😅ብዓል ሓዳር እዪ
@titg7829
@titg7829 Жыл бұрын
ፍቅሪ ዳኣ ጥዑም እንድዩ😅😅😅
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e ጸገም የብሉን ተራዳዲእና ኢና😁
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
@@titg7829 እኮ😊😂
@latifa7250
@latifa7250 Жыл бұрын
31:10 ዋው ብጣዕሚ ፅቡቁ እዩ ባሓቂ ተባረኹ ኣብ ጉድንኹም ኣለና ቀፅሎሎ ነገር ግና ሓደነገር ክብል ብዉልቀይ ዛ ጭብጨባስ መወዳእታ ትተኸዉን ፅቡቁ ኒሩ ምኽንያቱ ሓሳብ ናይትተወዳዳሪ ከይብትን ብዝተረፈ ግና ዋውዋው እናብልና ኢና 🇻🇳❤❤❤
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z Жыл бұрын
ብሓቂ
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Жыл бұрын
ልክዕ ኣለኹም ጨብጨባስ ተዝተርፍ❤
@amam5408
@amam5408 Жыл бұрын
ፅብቅ ጅማሮ እዩ ተጋርዋይ ኣያጆንር ገራሚ ተዋሳኣይ❤❤❤❤❤❤
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Жыл бұрын
ፅብቅ ጀመረ ይግብረና ተጋሪዋይ ዋውው ደስ ክበሊ💕❤
@fyyfcyyc8462
@fyyfcyyc8462 Жыл бұрын
ሰናይ ምጅማር ይግበረልኹም ተ ጋሩዋ ኹሉ ዘጥዕመለም ኣነ ግን ካብ ስደት ምስተ መለስኩ ክርእዮም ጥሃንጥዎ ኣለኹ ብሰላም ናብ ቁድስት ሃገርና ይምለሰና 🙏🙏🙏 ❤❤❤
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u Жыл бұрын
ይበል ጀጋኑዋይ ተጋሩ ማለት ጸላዓይንኹም ይደፈን ቀፅልሉ ❤💖✅
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Жыл бұрын
ጎቦዛት ኢኹም ቀጽልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጅማሮ ዩ ጥበብ ትግራይ ክዕንብብ ኣለዎ ♥️
@ashuteklezgi5564
@ashuteklezgi5564 Жыл бұрын
እዚ ሓዱሽ መደብኪ ብጣዓሚ ፅቡቅ መደብ እዩ።ብተዋሰኦ ዝመፅኡ ሓደሽቲ ሰብ ሙያውያን ንምፍራይ ዓብዩ ረብሓ ኣለዎ።ብተወሳኺ እውን ዝመረፅክዮም ደያኑ ብሞዮኦም ኣዝዩም ቡቁዓት እዮም።ዝኸድዎ/ዝህብዎ ዘለው ኣወሃህባ ዳይነት እውን ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ።ይኹን እምበር ዝበዝሕ ትግራዋይ ኣድህቦ ዘይህበሉ ዋኒን ካባኺ ጀሚሩ ኣጠቃቅማ ቋንቋን ቃላት ትግርኛ እዩ።ብጣዓሚ ብዙሓት ቃላት ኣምሓርኛ ትጥቀሙ ኣለኹም።ንኣብነት ንስኺ ጨወታ ኢልኪ ኣይባሃልን ፀወታ እዩ ዝባሃል፤ሚኪኤለ ክፍተት ኢሉ ኣይባሃልን ጎዶል እዩ ዝባሃል፤ትሓደ ዳይና እውን ስሙ ዘይፈልጥክዎ ምዝግጃው ይብል ነይሩ ምዝግጃው ዝግጅት ዝብሉ ናይ ኣምሓርኛ ቃል እዩ ምድላው እዩ ዝባሃል።ስለዚ ኣብ ቃላት ትግርኛን ኣምሓርኛን ዘሎ ኣፈላላይ ተረዲኦም ንኽዳንዩ ንዳያኑ ክትሕብርዮም ይግባእ ይብል።ብዝተረፈ ሰናይ ስራሕ ይምነየልኪ።
@legsentekle5083
@legsentekle5083 Жыл бұрын
ትክክል
@abutttt2238
@abutttt2238 Жыл бұрын
ትክክል
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ብሓደ ግዜ ዝለመድካዮ ቋንቋ ክትገድፎ ኣይትእክልን እኮ ወይለይ
@zedgaltgray6691
@zedgaltgray6691 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ምድላው ዩ ሰራ አብ ግሬ እሙን ቀልጥፋ ትመፅእ ተስፋ ንገበር❤❤❤አነም ከብ ሰድት ተመልሰ አብዛ ምደረክ ክረከብ ተሰፋ ይገበር
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤❤❤♥️
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ🙏❤️💛
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Жыл бұрын
በደልቲ ህዝቢ ትግራይ ዋጎኦም ክረኽቡ አለዎም መመሊስና ብስመ ዕርቂ ረሳዕቲ በደልና አይንኹን ሐዚ ብስደተኛቲታት ኤርትራ ትግራይ ክተዕለቅልቅ የብላን እቶም ቅድሚ ሐዚ ብመልክዕ ስደተኛታት አቲዮም ገዛና ዘፍረሱልና ይአኽለና😢 ተዋሳእቲ ቀፅሉ ሰናይ ስራሕ ጊዜ❤
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Жыл бұрын
ይመችኩም ተጋሩዋይ ደያኑውን ፅቡቅ እዮም ዘለዎ❤ ዙተጋዳላይ ሓወይ ማዓረይ ኣነውን ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላክ ክሕግዞ እየ ቁፁሩ ኣቁሙጡለይ
@meadimedia
@meadimedia Жыл бұрын
ተጋደላይ ገብረመድህን ሰልኪ ቁፅሪ +251975437769
@salmasalm8448
@salmasalm8448 Жыл бұрын
ይመችኩም ጀጋኑ ደቅ ሓላል ትግራይ❤❤
@xbbdcb1396
@xbbdcb1396 Жыл бұрын
ጆኮር ንፉዕ ዳኛ ጎበዝ
@Hareg675
@Hareg675 Жыл бұрын
ኣጆኹም ቀፅሉሉ ተዋሳእቲ ትግርኛ ትግርኛ ዝጨንው ኣፍሩዩልና ኣሕዋት ፁቡቅ ጅማሮ ኣብ ኩሉ እናከዱኩም ከምትሰርሑ ተስፋ ይገብር🙏
@user-zp6qn2rj4e
@user-zp6qn2rj4e Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ተጋሩዋይ ይመቺኩም
@tigraylove9361
@tigraylove9361 Жыл бұрын
ኣያ ጆከር ብጣዕሚ ኮበዝ ስቅ አላካ ይሕልፉ ኣይብሃልን ንድሓር ይጎዶኦም አዩ ኣብ መጀመርያ ዝነበሩ ኣይሰርሑን በጭራሽ
@abebafkri975
@abebafkri975 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ኣያ ጆኮር ግን ከየድነቅክካ ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ብልፅ ኣረዳዳኣ ኣለካ❤❤
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
ኣያ ጆከር እዛ ቆልዓ ኣብ ገረ እሙን ከነስርሓኪ ቃል ንኣቱ ዝበልካያ።ኣቀዲመ ከምኡ እንዳሓስብኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@frexentertainment
@frexentertainment Жыл бұрын
ዋይይ እዛ ቆልዓ ክትጉብዝ ይሞችያ ይዓኺ 😂😂😅❤
@asteralemseged281
@asteralemseged281 Жыл бұрын
ብሓቂ ንፍዕቲ😁❤❤❤
@selamselam2549
@selamselam2549 Жыл бұрын
ዋዉዉ ብጣዓሚ ክትነፍዕ😂👌👌👌👌
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቀፅሉሉ ብሓቂ ደስ ክብል❤
@RaKi-ri2ks
@RaKi-ri2ks Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ አዪ❤ግን ድምፂ ንፁር ኣይኮነን አብ ቀፃሊ አስተካክልዎ😊
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Жыл бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ፅበቅ ❤❤❤❤
@gjcg6332
@gjcg6332 Жыл бұрын
ጎቦዛት ኢኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጅማሮ ጥበብ ትግራይ ክዕንብብ ኣለዎ♥️
@7576-ሊሊ
@7576-ሊሊ Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤❤
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ፅቡቅ ናይ ምጅማር ዕድል ይግበረልክም ይመችክም 🙏❤🎉💘🌹💊💊
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ቋንቋና ነዕብዮ ኣማርኛ ዝባሃል ኣይትሕወሱ በጃኩም ካብ ዳያኑ ጀሚርኩም
@Tes.H
@Tes.H Жыл бұрын
ኣያ ጆኮር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዝፈርድ ዝጎዶሎምን ክገብርዎ ዘለዎምን ጽቡቅ ይገልጸሎም
@abutttt2238
@abutttt2238 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ጅማሮ ቀፅልሉ በርትዑ❤
@user-nk5dr7qp9j
@user-nk5dr7qp9j Жыл бұрын
ዳያኑ አይተጣቁፁ አተይ ምድረክ ይዓፍነሎ ምሰ ይቅርቲ
@ggghg638
@ggghg638 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ❤❤
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o Жыл бұрын
ዋውው ደስ ዝበል ስራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ💊❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽሉሉ ተጋሩዋኒ🙏❤❤❤❤❤
@Rimey-show
@Rimey-show Жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ደስ ዝብል ፍትሓዊ ፍርዲታት🙏🙏
@milimili2419
@milimili2419 Жыл бұрын
ፅብቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልዎ ጀጋኑና 💊💊💊
@michotturuneh3814
@michotturuneh3814 Жыл бұрын
እሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደስ ዝብል ጅማሮ ደያኑ ኣወሃህባ ርእይተኹም ብጣዕሚ ዝድነቅ እዩ ተወዳደርቲ እውን ከምጀመርቲ መጠን ደስ ይብሉ በተላይ ሳራ ቃላት መግለፂ ስኢነልኪ ካብ ኣከዳድናኺ ላዛ ኣዘራረባኺ ኣክሽንኪ ዋውውውው❤ ነዚ ናይ ተዋስኦ መድረኽ ዘዘጋጀኹም ጀጋኑ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግብኣኩም የቀንየልና ፅሩያተ ደቂ ዛሓላል መሬት❤❤❤
@user-mc1xc2zn3r
@user-mc1xc2zn3r Жыл бұрын
ዳያኑ ሪኢቶ ክትህቡ ናሃለኩም ተስፋ ዘቁርፅ አይትግበርዎ እቲ ጉድለት ክትናገሩ እናሃለኩም ፍሽክታን ምቅልልነትን ዝተመለኦ ገፅ ክህልወኩም ይግባእ ንሞራል ዝአክል ብዝተረፈ ቀፅልሉ❤❤
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምርፃት ዘርኢ ተጋሩዋይ♥️💛♥️
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ እዩ ብሓቂ ደቂ ሃገረይ ሽኮርርር ጆኮር ጅግና ዳኛ እዩ ብሓቂ
@user-lv1lu1yp7j
@user-lv1lu1yp7j Жыл бұрын
ዓድ ገርየ እሙን ካብ ኩሉ ንላዕል እት አንደበትኹም እና ላዛኹም ብጣዕም ደስ በሃል ደቅ ዓደይ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤💋
@user-ox7te2jy1k
@user-ox7te2jy1k Жыл бұрын
ፅብቅ መደብ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤
@Geni631
@Geni631 Жыл бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ዩ ተጋሩዋይ🥰
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Жыл бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ እኝኮዕ ካብዚ ፀበባ መዎፆኦ ፍጠረልካ ህዝበይ ተጋደልቲ ግን ሓደራኩም 🙏
@fhyytt7050
@fhyytt7050 Жыл бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ተጋርዋይ ገዛ ግን ገዋሕታ አሎ
@HrSg-zm1uz
@HrSg-zm1uz Жыл бұрын
ማዕተብ ግበሪ መዓረይ👏❤
@user-li1so6mr8g
@user-li1so6mr8g 8 күн бұрын
አያ ጀኮር ዘርዝሩ ገሊፅዎ ብጣዕሚ እዮ ፈላጥ❤❤❤❤
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
አዚ ተጋዳላይ ሓውና ኣንበሳ ኣቤት ሓቦ ❤❤❤❤
@hdhud9018
@hdhud9018 Жыл бұрын
ቀፅልሉ ፅብቅ ስራሕ እየ ተጋሩ ናይ ባዕልና ቻናላት ነባራታትዕ ❤
@atatwuwuwu4953
@atatwuwuwu4953 Жыл бұрын
አሰይይይይ ተጋሩዋን ፅቡቅ ጅማሮ እዩ በርትዑልና❤❤❤
@hagoswelday381
@hagoswelday381 Жыл бұрын
Wawwww bhaki yeobki jekor betay trekbela tkowun beti geryen ms temerawu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-md6uw4kk2n
@user-md6uw4kk2n Жыл бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ትግርኛና ክነዕቢ ይግባኣ💛❤️
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Жыл бұрын
JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ ተጋሩዋይ❤❤😊
@gdhdhgdgd905
@gdhdhgdgd905 Жыл бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኹም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እዚ ፕሮግራም ዝጀመርኩም የሕዋትና ክብሪ ይግባኣኩም🙏💛❤
@lathishksa2843
@lathishksa2843 Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ ተጋርዋይ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@slameberhe1435
@slameberhe1435 Жыл бұрын
ፅቡቁ ሰራሕ እዩ ቀፅሉዎ ተጋሩ ደመይ💊💊💊❤❤❤
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Жыл бұрын
ጆኮርርር👍👍👍👍👍👍❤❤❤
@brukftwi
@brukftwi Жыл бұрын
Very genuis boy I like him so much the way of his speech and the philosophy of love how he defines his inner imotions .I hope I will see him in the near future with his books
@user-le4ty4rk8m
@user-le4ty4rk8m Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ደቂ ትግራይ❤❤❤
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c Жыл бұрын
እዛ ቆልዓ ክትምቅር❤❤❤
@Meberiht
@Meberiht Жыл бұрын
ዋዉ ደስስ ትቡሉ የነ ቅንጆታት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Жыл бұрын
ኣጆኹም ቀፅልሉ 2ይ ዙር ብተስፋ ንፅበ ❤
@titg7829
@titg7829 Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ ቀፅልሉሉ❤❤
@fthawibrhane2815
@fthawibrhane2815 Жыл бұрын
Des eiluni des ybelkum naybehaqi blux srah kabzi nlaeli zbelexe srah hizkum kem tmexu kea ayteratern eye bluxat tewasaeti des zebl medeb eritrawi wedi akeleguzay ❤❤❤❤❤❤
@user-xl9vr3tb7q
@user-xl9vr3tb7q Жыл бұрын
አሰይይይ ተጋሩዋኒ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ በርትዑና ❤❤❤እንዳ ገሬ እሙን ጀጋኑ ኢኩም ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤
@saramm8772
@saramm8772 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ፅሩያት ቋንቋና ነዐቢ ❤❤❤
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Жыл бұрын
😅😅😅😅
@Tglove--
@Tglove-- Жыл бұрын
ኣያ ጆኮር እንተፈቂድምክለይ ilove ናይ ብዙሕ እየ ዝፈታወካ 🥰🥰🥰
@user-pk7qg3mq9v
@user-pk7qg3mq9v Жыл бұрын
የትግራይ ህዝብ ንቁ እብርተሰብ ❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
እናመሰግናለን ኣልሚ
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
የቐንየልና❤
@ihdf4175
@ihdf4175 Жыл бұрын
እናመስግናለን ኣልሚ❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
እናመሰግናለን ማሬ🙏❤❤
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
እናመሰግናለን ❤ቨ
@aster3809
@aster3809 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብሩኻት🥰
@user-kl1xu2fd4d
@user-kl1xu2fd4d Жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃእኪም ተጋሩዋይ ፅቡቅ ናይ መጅማር ሰራሕ ይገበረልኪም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r Жыл бұрын
ደስ ዝብል መደብ ተጋርዋይ ቀፅልሉ❤👑💊🌿
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r Жыл бұрын
በርትዑ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ አባኩም አያ ተስፋአ💪💪💪❤️❤️❤️
@fwddserf
@fwddserf Жыл бұрын
ጀኾረይ ፍቅር ደስ ክብል ድምፁ መልኩዑ ወድእ ወዲILoveyuo❤❤❤
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын
ጀጋኑ ኢኹም ኣሕዋተይ ኣተባብዕዎም ተስፋ ድማ ኣይትቑረፁ ብፃዕሪ ዝመፅእ ክንደይ ለውጢ ኣሎ እዩ ብተውህቦ ጥራሕ ኣይኮነን ትኽክለኛ ዘለማምድ ሰብ የድልዮም እዩ እቱይ ጌጋታት ድማ ተንትንሎም ብደንቢ ተረዲእዎም ለውጢ ከምፅኡ ምእንታን እሞ ኣጆና ተጋሩየይ ፍትውውውውውው እየ ዘብለኩም ሰስኑ ሕበሩ ጀግኑ ደያኑ ይበል ይበል ቀፅልሉ ትግራይና ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gualzalembesa3984
@gualzalembesa3984 Жыл бұрын
ሰይይይይይይ ጀጋኑና ህዝበይ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ንቁሕ ህዝበይ❤❤❤❤❤
@mkmh9282
@mkmh9282 Жыл бұрын
ፅቡቅ ናይ ስራሕ ጅማሮ ይግበረልኩም ኣቱም ሓላላት❤❤
@Fili-Fili
@Fili-Fili Жыл бұрын
ጃከር ❤❤❤
@eduedu332
@eduedu332 Жыл бұрын
እሰይ እዛ ጅግና ቆልዓ ሲ ገና ከይወዳእኽዋ ምሰኦም ከም ኣስረሕዋ እናበልኩ ፀኒሐስ ደሓር ግን ኣብ ገሬ እሙን ክነስረሐኪ ስለ ዝበልክምዋ ብጣዕሚ እዪ ደስ ኢሉኒ ❤❤❤
@user-yf4zp6nx7o
@user-yf4zp6nx7o Жыл бұрын
ታቅዒት አይተብዝሑ👏👏👏
@shashugebre8931
@shashugebre8931 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ምፅኡኹም ቀፅልሉ አጆኹም ❤❤❤❤❤😘😘😘😘
@zerayreda3795
@zerayreda3795 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ኾይኑ ግን ዳያኑ ካብ ደቂ ኣነስትዬ ኣሕዋትና ሕወሱ በጃኹም፡፡
@azsrdfayv6630
@azsrdfayv6630 Жыл бұрын
ይመቸም ደቂ ሓላል መሬት ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
@WTWM1234
@WTWM1234 Жыл бұрын
Waw... Betami des behali enkae jemrukum le mentay ab nayna zeyle zu program ezi yebel neyre nay amharu kedifnayo gedim ketselulu gebzat tegray nekudumit ❤️🙏...
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 21 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 92 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 112 МЛН
ሕዝበይ ስማዕ!
26:36
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 20 М.
* ፉሉይ ውድድር ባህላዊ ስዕስዒት ትግርኛ #tigray_idol
52:58
Tigray idol ትግራይ ኣይዶል
Рет қаралды 15 М.
7ይ ሰሙን - ላዛ ኣይዶል - ሻብዓይ ሰሙን ውድድር
59:07
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 33 М.
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор #cat #топ
0:33
Лайки Like
Рет қаралды 1,1 МЛН
Они поймали того , кто уничтожал их дома
0:40