ንሓዳርኻ ግዜ ብዘይምሃብ ክእሰር እዩ ዝግበአኒ

  Рет қаралды 31,219

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Күн бұрын

ከምልጠኩም ዘይብሉ ክፋል 2።ዝገርም ፍቕሮም ዝተገላለፅሉ መንገዲ፡ ዝገርም ተውስኦ መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ ፡ ዝዘመርዎ መዝሙር#romantic part #love#love story
ሰናይ ትምኒትኩም ግልፅሎም #like #subscribe #share ብምግባር እውን ቤተሰብ ንኹን።ንፈትዮኩም ኢና።ሰናይ ምክትታል
ዝኾነ ሪኢቶ ጥቆማ 0914 441776 ምርካብ ይከኣል

Пікірлер: 532
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ 21 күн бұрын
ኣድነቅቲ መምህር ሙሉ👍🥰🌹
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 21 күн бұрын
ኣነ ኣለኩ ብሬዋይ♥
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 21 күн бұрын
ኣለና🌹😘
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 21 күн бұрын
አለና ብሬዋኒ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 21 күн бұрын
ናይ ዘመና አብርሃም ወሳራ ንዚኦም ዘየደንቅማ ሰይጣን ጥራሕ እዩ ወድኖ❤❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 21 күн бұрын
ብሬ ኮላሊ😂
@mariyamey555
@mariyamey555 21 күн бұрын
ዋውውው አቦ ፅጉማን መምህር ሙሉ ብስም መምህር ሙሉ ላይክ ሃቡኒ አብ ብሮፋይለይ አቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤❤
@ኣስኮል
@ኣስኮል 21 күн бұрын
መልሲ ማዓረይ❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 21 күн бұрын
ገይረልኪ ብስም መምህር ሙሉ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 21 күн бұрын
ቀፃሊ ንደ/ር ድያቆን ቢንያም አቅሩብና እትብሉ❤ like❤
@mariyamey555
@mariyamey555 21 күн бұрын
ሳራየይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 21 күн бұрын
ብሓቂ ይቅረቡልና
@TubeMerkebselamTube
@TubeMerkebselamTube 21 күн бұрын
ደምርኒ ውዴ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 21 күн бұрын
መምህረይ ዓብይ ሰብ ንዓኻ ዝገልጸሉ ቃላት የብለይን ምስ ባዕልቲ ገዛኻ ኣብ ልዕሌኩም ዘለኒ ክብሪ ወሰን የብሉን ❤❤🌹🌹
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 21 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ክሳብ ትአርጉ ብሓደ የንብርኹም ክብራተይ ብዙሕ ነገር ካብአኹም ተምህርና የና መምህር ሙሉ ክብር ሰብ ዕድመ ይሃብኹም ብደቅኹም ደስ ይበልኹም አብ ቀፃል ድያቆን ብንያም አቅርብልና ዋላ አብ ሓዳር ገና ጀመርት ይኹኑ ግን ብሕፀ ልፀነሑ ክኾኑ ስለ ዝኽእል ገና አብ ሐፀ ንዘሎ ሰብ ትምህርት ክህበና ዩኡ አብት መንፈሳዊ እዉን ስለ ዘሎ ሓዳርና ብምንታይ ክኸዉን ከምዘሎዎ ብዙሕ ንማሃር እናዋ ይቅረብ ትብሉ👍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️. ድያቆን ቢንያም ኣይፈለጥኩዎን እስቲ ሓቡርኒ
@HiluftiBerhe
@HiluftiBerhe 21 күн бұрын
ብንያም ዘክርስቶስ​ እዩ ዝብል Fb ኦም@@fkrientertainment
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 21 күн бұрын
ሙሉዋይ በዓል ሙሉእ ሕልና ተዓዲልካ ሓዳርኩምን ሂወትኩምን እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም ኢለኒየ ሓፍተይ ጥዕምተይ ከም ሽምኪ ብርክትን ጠንካራን ኢኪ❤አነስ ፈጣሪ ተገይሩለይ ከምዚ እዩ ትምኒተይ ገዛይካስ ገፊሕየ ዝደሊ ካንሸልኡ ይብል ልተፀገሙ ሰሪሐ ምእንቲ ክምግቦም ይብል እግዚአብሔር አምላከይ ዝተመነክዎ አይትክልአኒ❤ የስምረልኪ በሉኒ
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo 21 күн бұрын
hasab lbki ysmerelki
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 21 күн бұрын
የስምረልኪ ወለላይ❤
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 21 күн бұрын
@@SesenMenasbo ኣሜን ወለላይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 21 күн бұрын
@@ቅዱስሚካኤልኣቦይ ኣሜን ክብረተይ
@LmyaLm
@LmyaLm 21 күн бұрын
የስምረልኪ ማዓረይ
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 21 күн бұрын
ይግበአካ እኳ ተኾነ መምህረይ ብሓቂ ዕዱለኛ ኢኻ ከምዚኣ ዓይነት ባዓልቲ ገዛ ምውናንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብርሃን ደቅኹም የሪኢኹም❤❤ካባኹም ብዙሕ ተማሂርና❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@freweynidesta
@freweynidesta 21 күн бұрын
ዋው ደስ ክትብሉ ደቂ ዓበይቲ መ/ር ሙሉ ብሓቂ መ/ር እዛ ለባም ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ ወ/ሮ ኢለኒ ዝለዓለ ምስጋና ኣለኒ ሳላ ኣብ ጎኒ በዓል ገዛኪ ዘለኪ መ/ር ጎዩ ንዝጠመየን ንዝሓመመን ክበፅሉ ዝከኣለ ሞ ምስ መላእ ቤተሰብኹም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ፍረ ደቅኹም የርኢኹም።🙏🙏🙏🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 21 күн бұрын
ብሓቂ በዓልቲ ገዝኡ ከምዚአ ምርካቡ ዕዱለኛ እዩ❤❤
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 21 күн бұрын
እሰይይ ደስስስስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም እዚ ምድያ ንዓና መናእሰይ ብዙሕ ንማሃረሉ መደብ እዩ እሞ ሳብስክራይብ እናገበርና ንዕብዮ ❤🤲
@ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ
@ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ 20 күн бұрын
መምህር ሙሉ ባዓለ ሙሉእ ሕልና ሃማአኻ ዝበለ ያበዘሖ ፍቅርኹም ይበዘሐለኹም በረከቱኹም ይሕደረና ክም አኻ ዘበለ አምላኩ ዘፍርሕ ሰብአይ ያሃበና ናዓና አውን ናብ ፅቡቅ መንገደ ዝመረሐና ዓድ ዓረብ ዘለና ናይ ዕረፈት አንጀራ ያሃበና ሰድትና ያሕፅረልና አሜን በላ👏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-yu4dd7bk9u
@user-yu4dd7bk9u 21 күн бұрын
እግዛቢሄር ኣብዚሑ የሃብካ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ናትካ መንገዲ ንኽንክተል እግዛቢሄር ይሓግዘና ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@salam-cq3td
@salam-cq3td 21 күн бұрын
ባዓል መሉእ ሕልና ንፁህ ስለዝኮንካ ንፀህቲ ስበይቲ ፈጠሩለካ መምህር ሙሉ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ 21 күн бұрын
መ/ር ሙሉ ዓብዩ ሰብ ቃላት የብለይን ሓዳርኹም ይባረኽ ደቅኩም ውን ብጥበቡ የዕብየልኹም ፈጣሪ 🙏👌
@mariyamey555
@mariyamey555 21 күн бұрын
ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 21 күн бұрын
​@mariyameገይርና❤y555
@fretamebre1020
@fretamebre1020 16 күн бұрын
Egzabiher newih edme ms tena yhabkum kuburat sdra tsgumat 🙏🏾🇪🇷😻😻
@fkrientertainment
@fkrientertainment 16 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@milimili2419
@milimili2419 21 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡረት ኣቦ ዉፁዓት ❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 21 күн бұрын
ሜሊየይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤
@milimili2419
@milimili2419 21 күн бұрын
@@mariyamey555 ገይረ ኣለኩ ማዓረይ 🥰🥰
@kindhaftigirmay2569
@kindhaftigirmay2569 21 күн бұрын
ፋቅርኩም ይብዛሕ ክቡረት ኣቦ ውፁዓት
@BleanTsegayKahsay
@BleanTsegayKahsay 20 күн бұрын
ሙሉ ሙሉእ ሰቢኻ በዓልቲ ገዛኻ ይኹን ደቅኻ አ/ሔር ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሀብካ!! ኣሜን !!
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@abedaberhan
@abedaberhan 6 күн бұрын
ዋውውውውውው ኣቦ ፅጉማታ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ለባማታት ከለትኩም ጀጋኑ ኢኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 6 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@gghj3321
@gghj3321 16 күн бұрын
መምህሪ ሙሉ ኣባ ዉፃዓት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም ምስ ኹሉ ስዲራኻ🙏♥️🧡
@fkrientertainment
@fkrientertainment 16 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Meley88Meley88
@Meley88Meley88 12 күн бұрын
ኣቦ ዉፃዓት መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩብራት ስድራ ፍቕርኹም ❤❤ይባርኽልኩም ፈጣሪ 🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 12 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 21 күн бұрын
ኣሰይይይይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እወ ደርፊ ሓጥያት እዩ መንፈሳዊ ድራማ ሰራሕ መምህር ሙሉየይ አግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዋ ❤❤❤🎉 ካብ ሰደት ተመለሰ ንመምህር ሙሉ ክርኮቦ ዝደላ ሰብ አሎ ዶ ከማይ ❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MelatAskal
@MelatAskal 12 күн бұрын
መምህር ሙሉ ለባመይ ኣሰይ ፅቡቃት❤
@ghebarrezene3934
@ghebarrezene3934 21 күн бұрын
ይግብኣካ እዩ ንዓካ ትበቅዕ ንግስቲ ኢለኒ። ኣቦኩሉ ኢካ አቦ ኩሉ ከም ከም ኣቦና ኣብርሃም ኣጆኳ ብሩክ ሓውና። ኣስደት ዝነብር ኤርትራዊ ኣድናቂካ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 21 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዝሐዮ❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ናተሓጎሰኩ ሰሚዓዮ ዝሰማዕናዮ ንፍረ ይግበረና ንዓኩም የምሰለና ብሐቂ ደሰ ዝብል ምክሪ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 20 күн бұрын
@@fkrientertainment ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኩን❤🥰
@ሜሪትግራዊቲ
@ሜሪትግራዊቲ 19 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 19 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@zemichaelarefaine5035
@zemichaelarefaine5035 20 күн бұрын
I am so amazing,and awesome. I am so appreciate to you . well done ,great job ,keep it up my beloved brother Teacher muluehayleslassie .May God protect you from your enemies.
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
Thank you bro 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@سلامالعمري
@سلامالعمري 20 күн бұрын
ቅዱስ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብል መደብ ከምናትኩም ንሰናይ ነገር ዝነቅሕ ልቢ ይዓድለና መምህር ሙሉ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 21 күн бұрын
ሓዳርኹም ይባረክ ቃላት የብለይ❤❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@rishane9576
@rishane9576 21 күн бұрын
ኣቤት ትዕድልቲ ባዓል ኣነስ እንታይ ኮን ናብ ፈጣሪ መቅረቢ ኣለኒ ማሓረኒ ክርስቶስ ብዝኮነ መምህር ሙሉ ከም ሽምካ ሙሉ ምስዛ ክብርቲ ብርክቲ ባዓልቲ ቤትካ ደቅካን ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@almaztesam9020
@almaztesam9020 20 күн бұрын
ዕድሜ ምስጥዕና
@YoDaha
@YoDaha 21 күн бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ብሓቂ. ሰብ ፍቅርን ምክእኣልን ተዘይብሉ ኣይኮነን ሙሉእ ዘመንካ ብሓደክትነብር ልሓደ ለትውን ከቢድ እዩና. የቀንየልና ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 21 күн бұрын
መምህረይ ኣብ ኩሉ ጅግና❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 21 күн бұрын
መምህርና❤ዕድመ ጥዕና ይሃብካ
@hhabeba925
@hhabeba925 21 күн бұрын
ንመናእስይ መርአያ ፈጣሪ ነውሕ ዕድመ ያሃብኩም❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 20 күн бұрын
ደስስስስ ትብሉ ❤❤❤ ኣዳሚፀ ዘይመነኹኹም❤❤❤ ተወዲኡ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 20 күн бұрын
ብዙሕ ትምህርቲ ወሲድና ክቡር መምህር ሙሉ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ ገዛኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሓዳርኹም ወሲኹ ይባረኽ ብደቅኹም ተሓጎሱ ፍቅሪ እንተርቴሜንት ድማ ኣጆኹም በርቲ ከምዚታት ነዚ ናይ ሐዚ ዘለና ወለዶ መርኣያ ስለ ዝኾነና ቀፅልሉ ክብረት ድማ ይሃበልና❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SertseTafere
@SertseTafere 11 күн бұрын
መምህር ኣቦ ውፅዕ ህዝቢ ኢካሞ ፈጣሪ ይሓግዝካ🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@teklayweldemiryam-yc4ic
@teklayweldemiryam-yc4ic 19 күн бұрын
እግዝአቤሔር ይፈፅመልካ አያ ድኩማት ኢካሞ መምህረይ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@BjkBb-g3g
@BjkBb-g3g 21 күн бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ደሲ ባሓልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 11 күн бұрын
መምህር መሉየይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 21 күн бұрын
መምህር ሙሉ ባዓል ሙሉኡ ሕልና ምስ ባዓልቲ ቤትካ እግዚአብሔር ይባርኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Hayat-g5b
@Hayat-g5b 21 күн бұрын
ሓዳርኩም ንዘላኣለም ትባረኽ ኣቦ ዉፅዓት መምህርና ከምዚ ዝበለ ሓዳር ንዓና ይፍጠረልና ደቂ መዳም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@lemlem5552
@lemlem5552 21 күн бұрын
እስይይይይ ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልዉኹም ፍቅራት ስድራ እስይይይ ደስስስ ክብል ብጣዕም ዘሕጉስ ሓጥያት ሙካኑ ፈልጡ ናብ መዝሙር ምቅያሩ ንኹላትና ከመኡ ህይወትና ይቅየረልና ፈጣሪ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 21 күн бұрын
እስይይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፍቅራት ስድራ
@KaykaPaula
@KaykaPaula 21 күн бұрын
ትዳር የተባረከ ነው ጋብቻ ቅዱስ ነው ምኝታው ንፁሐ ነው ምሳሌ አብርሃምና ሳራ መልካም ስራ ትዳር ይታደሉታል እንጂ ኣይታገልቱም ፍጣር ይባረካችሀ ❤❤❤🎉🎉🎉
@ኣስኮል
@ኣስኮል 21 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤
@KaykaPaula
@KaykaPaula 21 күн бұрын
@@ኣስኮል እሽኒ ወለላይ 💓💓💞
@ኣስኮል
@ኣስኮል 21 күн бұрын
🙏💓
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ndgsr2892
@ndgsr2892 18 күн бұрын
*ከየድነቅኩም ክሐልፍ አይደልን ይበል ፅንዓት አብዚ አሎ በተለይ ብፍቅርኩምን ብሃይማነትኩምን💍❤ ንሕናስ አበይ ንህሉ ደቂ ተዋህዶዬ😢* *ዝተረፈ ዕድመኩም አምላከ አብ ሐዳርኩምን ስራሕኩምን የፅንዑኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉*
@fkrientertainment
@fkrientertainment 17 күн бұрын
,ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ፅጌማርያም-የ6ተ
@ፅጌማርያም-የ6ተ 21 күн бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል መሃራይ ሓዳር መምህር ሙሉ ወዘሮ ኢለኒ ምስ መላእ ስድራኩም ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 18 күн бұрын
መመህር ሙሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ምሰ ሙሉኡ ስድራቤትካ ❤😍እግዚአብሔር ኣምላክ ከም ናትኩም ሓዳር ይዓድለና👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ 20 күн бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ባሪኩን ቀዲሱን ንደቅኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ከምኡ ዉን ስድራ ብዙሓት ኢኩም እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም ንኩሉ ኣሳልጦ ይሃብኩም ብሓቂ ደርፊ ሓጥያት እዩ ኢልካ ዝማሬ ስለ ዘስማዕካና የቀንየልና ክቡር ኣቦ ኩሉ ኮይንካ ኣርኢካና ኢካሞ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ሓባር መዝሙር ምስ ደቅካን ክትመፀና ተስፋ ንገብር ፍቅሪ ኣዳለዉቲ እዚ መደብ ብጣዕሚ የቀንየልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም እዚ ዝመስል ሓዳር ክንሰምዕ ዝገበርኩም ሓፂራ እምበር ፅቡቅ ነይሩ ሰሚዕካ ዘይምኖ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልኒ ኣዚና ነመስግን🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ 21 күн бұрын
ማርያምን ደስ ዝብል ሂወት አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሀብኩም ከማኩም ዝበለ የብዘሐልና❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ይሆናልኣምላክማመንብቻ
@ይሆናልኣምላክማመንብቻ 17 күн бұрын
ዋየ ኣገላልፃ መምህር ሙሉ ጎይታዋይ❤❤❤
@HiyaHasani
@HiyaHasani 21 күн бұрын
ኣቦ ፍቕሪ ኣቦ ፅጉማን ዝተኸበርካ መ/ር ሙሉ ሃ/ስላሴዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትካ ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 21 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ለባማት ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Hareg675
@Hareg675 21 күн бұрын
መ/ር ሙሉ ጅግና ሽልማት ዝግበአኹም ብሓቂ ክትምስግን ይግበአኪ ኢለኒ ሓፍትና እግዚአብሔር መማሲቲ ይግበርኩም ፍረ ደቅኹም የርእኹምምም🎉🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፃንሕት ነይሩ ብዝሕ ተማህርና ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዘም ሓተይ❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 21 күн бұрын
ብሓቂ ቡዙሓትኢኻ 😢ኢኻ መምህረይ ዕድለኛ ኢኻ ከምዙይ ዝበለት ሰበይቲ ስለ ዘለትካ መምህረይ🎉🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ልድያ
@ልድያ 20 күн бұрын
ዉይ ናይ ኣደይ ለታይ ኩላትና በኪና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም በርትዑ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓላላት መታደል እዩ ንኩል
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FanaAiooo
@FanaAiooo 21 күн бұрын
Merayana eikum emio edmen tanay yhabkum ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-hiwen
@user-hiwen 21 күн бұрын
ጎይታዋይ ካብ ሰብ ዛሓለፍ ሰብ ድአፊ ድረፍለይ ተዉለላሰ መዝሙር ዝሚረላ 😢 እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድም ጥዕና የህበኻ ናይ ወሐደና ምራኣያና ኢካ መምህረ ሙሉ ኣሰረካ ክንሰዓብ ኣምላኽ ይሓገዘና ሓደረኩሙ ድቅኩሙ ይባረክሉኩሙ ኣምላኽ ቁዱሳን💖🌷🥀👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 21 күн бұрын
ካሞካትኩም ዝበለ ሓዳር ይፍጠረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HaRaG-
@HaRaG- 21 күн бұрын
ደረፊ ሓጥያት እዩ እልቴብል ጥቅሳ ኣብ ወንጌል ቅዱስ ማቴዎስ ምዕራፍ 14÷1_እስካብ መወዳእታ ንዮሓንስ መጥመቀ መለኮት ክሳዱ ዘሰየፈ ብስንኪ ደረፍን መስተን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@الاالل-ظ5ت
@الاالل-ظ5ت 21 күн бұрын
መምህር ሙሉ ኣባ ውፃዓት አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@lemlemteklay333
@lemlemteklay333 18 күн бұрын
Egzyaber yeste
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 21 күн бұрын
መ/ር ሙሉ አቦ ዉፅዓት ብሓቂ ቃላት የብለይን ንዓኩም ዝገልፅ አምላኽ ቅዱሳን ሓድርኩምን ደቅኩምን ይባርከልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና እዉን ንዓኩም የምስለና አምላኽ ዝፈትዎ ክንሰርሕ አምላኽ ቅዱሳን ፍቓዱ ይኹን❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 18 күн бұрын
Abo tigray ztemereket between edmena tenan Ms betesebkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 21 күн бұрын
መህረፎ ደቂ ሪመይ ሓቢርኩም እረጉ ሓዳርኩም ብእግዚኣብሔር ይባረክ💞❤💛🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 21 күн бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመት ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን እና👏 ባዓል ኑፁህ ህልና መምህር ሙሉዋይ እግዝያብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኸልኹም 👏 ካብ ብቀደሙኮ ወለድና ዝመሰሉልናለ ሓደ ጅግና ሰብኣይ ብድሕርቱ ጅግና ሰበይት ኣላቶ ይብሉ እዮምሞ ክብሪ ይሃብኹም መሪኣያ ፍቕሪ እኹም👏😍♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣዚና ነመስግነኪ ብሬ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ተመስገንንክሉአምላክይ
@ተመስገንንክሉአምላክይ 21 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 21 күн бұрын
ዕልልል ተመስገን ዓቢይ ሰብ ጥዑም ዝማሬ ብሓቂ ዝዝምር ወለዶ የብዘሐልና ፅቡቕ መርአያ ታት ብሓቂ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@freweynidesta
@freweynidesta 21 күн бұрын
ፍቅሪ ኢንተርተይመንት ነዞም ንፈትዎም ን መርኣያናን ዝኮኑ ሰብ ሓዳር ስለ ዘቅረብኹምልና ብጣዕሚ ነመስግን ቀፅልዎ❤❤❤🙏🙏🙏
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 21 күн бұрын
I love how Memehir Mulu's describe Marriage. The relationship isn't only the father and Mother it is about the whole family and relatives
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Hareg675
@Hareg675 21 күн бұрын
ይዝክራ እወ እዛ ጓላ ዝሞተታ ጅግና መርኣያ ሰብ ካብ ሰብ ይሰርቅ😢 ይቦና ይሃበና🤲
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Haregu-o6m
@Haregu-o6m 21 күн бұрын
Great example for this generation god bless you both and your family
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
Thank you so much🙏🙏🙏❤❤❤
@AbebaTilanhun
@AbebaTilanhun 20 күн бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ አፍታ ተዋሰኤላ ሙሉ አባይ አዘኪርንኒ 😢😢😢አቦይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ነዉሕ ዕድሜ ጥዕናን ያሃብኻ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 19 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 21 күн бұрын
ቡዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ኣለኩ ተባረኩ ኣምላኸ ቁዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኹም ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ 20 күн бұрын
ብስም መምህርና 👍ላይክ ግበሩ
@محمح-ت2د
@محمح-ت2د 14 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ❤❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 14 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FycgXhu
@FycgXhu 18 күн бұрын
ዝማሬ መላእኽት የሰመዐልና ሓዳርኹም ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ዩቱብ እንየወምዶ ናይ ባዕለም ሰኽሰኽራይብ ኽንገብረሎም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@godloveseveryone1765
@godloveseveryone1765 20 күн бұрын
Behaki abza chekan alem kulu chekinulu ab zelo ewan kemakum zbele krkeb kbri kulu namlak ykun🙏🤗❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማዓርግጓልእመብርሃን
@ማዓርግጓልእመብርሃን 15 күн бұрын
ፍሉያት ፍጥረት❤😘
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 21 күн бұрын
እግዚአቢሀር ዕድሚኩም ይባርኽ ብሩካት ስድራ🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 20 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም❤❤ ደቅኩም❤❤❤❤ ይባርከልኩም❤❤❤ ዕደመን ጥዕናን. የሃብኩም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 21 күн бұрын
ውላዳ ገንዘብ ረኺባ ከላ ጓላ ጠሊማታ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ዓይኒ ንዓይኒ ምስ ጓላ ዳ ተራያ ይበኽያ ከይረኣኽወን ከለኹስ ኣብዚ ዓይነይ ተሳኢለናኒ ኣየ ኣደሲ እዋይ ጓለይ ሓውያ ሰለይ ክይትብልሲ ኣየ ኣቲ ዓለም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ተዓዲልካ መምህር ቡበት ኣብ መሬት ጽድቂ ኣቤት ትዕድልቲ ኣቤት ጸጋ ብደቅኻ ክትረክቦ ኢኻ ቱፍ በለለይ ኣብዛ ሃንጊሪማ እዋን ከማኻ ደቂ ሰብ ቡነት ምድሪ ከለኹም ጸዲቅኩም 😢😢😢😢😢😢😢❤ ንመዋእል ዝሓወይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 21 күн бұрын
መምህር ሙሉ ባዓል ሙሉእ ሕልና አብ ተመሰገን ዘሎ ዕገበት❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GoAsd-u9p
@GoAsd-u9p 20 күн бұрын
እልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ አሜን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 20 күн бұрын
መምህረይ ኣባ ውጹዓት❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 21 күн бұрын
አምላክ ሓዳርክም ይባርከልክም❤❤❤❤
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 21 күн бұрын
መምህር ምሉ ኣቦ ውፅዓት ብርክ ባዓል ሕልና ሰለ ዝከንካ ብርክቲ ፍርሓት እግዚአብሔር ዘለዋ ክብርቲ ባልቲ ቤት ኣለትካ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 13 күн бұрын
May God bless you both and my number one family
@fkrientertainment
@fkrientertainment 13 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@app9839
@app9839 19 күн бұрын
ታዓድልኩም ፍቅሩኩም ንዕድመን ጥዕናን ይበሎ ይፈትወኩም እየ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 21 күн бұрын
_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ😊❤__#ፍቕሪ__ __#ኢንተርቴመንት__ የቀንየልና😍_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 21 күн бұрын
መምህር ሙሉ ሙልእ ሰብ❤❤
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 21 күн бұрын
ጽቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንፉዓት ስድራ አሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና መምህረይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 21 күн бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፍቅሪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተርፈ ዕድመኹም ይባርኸረልክም ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ቡዙሕ ተረዲአ ኣለኹ መርኣያ ናይ ቡዛሓት ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tube9434
@tube9434 21 күн бұрын
መምህረይ ዓይኒ ትግራይና ብዓል ሕልና ሰብ ከማካስ ኣሽሓት ይወለዱልና
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@selam801
@selam801 21 күн бұрын
መምህረይ ናናማን ሰብ አቦ ብዙሓት ቃላት የብለይን ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ🥰😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tsegagirmay171
@tsegagirmay171 21 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩሙ ፈጣሪ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@destakonjo2505
@destakonjo2505 21 күн бұрын
ሓዳርኹም እግዚአብሔር ናባረኾ ይሕደር መ/ር ሙሉ መርኣያ ቡዙሓት ኣቦ ፅጉማት❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አቦ ውፅዓት
@taamemahari7442
@taamemahari7442 20 күн бұрын
እዋይይይ ❤❤❤ገለ ደማ ኣበ ,፡ስርቒ ተዋፊራ ክትሪእ ❤ኮሎካ ታሓዝን😢😢😢😢😢😅😅😅😢😮😮😮
@ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ
@ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ 21 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራተ ሰድራ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@እግዚአብሔርጓሳየይእ-ቘ1ቀ
@እግዚአብሔርጓሳየይእ-ቘ1ቀ 21 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ሰድራ ኣቦ ኩሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መርዓና ኣርባዕተ ግዜ እዩ ተሰሪዙ  amazing love story of couple journalist
48:21
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 52 М.
ምስ ጠነስኩ ክልቴና በኺና ፡ ዘገርም ሂወት ፍቕሪ #amazing love story #life
38:29
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 13 М.
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 42 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
Ashenda Night in Seattle, Washington on August 24, 2024.
17:42
Alpha Negari
Рет қаралды 9 М.
ከስሙ ጋር እንጀራ ጋገርን🫢
24:00
Marti royal
Рет қаралды 78 М.
ብመፅበዓ ኢና ሓዳር ገይርና #amazing love story
57:27
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 31 М.
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 42 МЛН