ፃንሒት ምስ ሙሩኻት ሰራዊት ኤርትራ

  Рет қаралды 149,354

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 635
@fissehagebreslassie7801
@fissehagebreslassie7801 2 жыл бұрын
ጎበዝ ጋዜጠኛ ብደንቢ ይትሓተቱ ዝተገበረ ግፍዒ ዓለም ይስማዓዮ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
merat agame mesel naymurkena k'kber eyu delewo alem leke hgi zey zeytfeltu hbreteseb 😗🤫🤫
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
@@belalilula6909 ከመይከ ሓደ መራት ዓጋመ ንዓኻን ነዴኻን ንሓፍትኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ድቓላ ዘርኢ ደቓሉ::
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 жыл бұрын
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ
@hanitekola1734
@hanitekola1734 8 ай бұрын
⁰¹❤ jm9in
@gerekidanwelaywelay9734
@gerekidanwelaywelay9734 8 ай бұрын
ረሰ​@@weldenegodguad4974
@alemdesta4923
@alemdesta4923 2 жыл бұрын
እቲ ካብ 1982 ዓ/ም ጀሚሩ ዝተጋደለን ፡ መራሒ ቦጦሎኒ’የ ዝበለ ሻዕብያ ፣ ዋላሓንቲ ነስሓ የብሉን። ብድልየቱ ፡ ቡዙሕ ገበን ከምዝገበረ ድማ ኣየጣራጥርን። ተማሪኹ’ውን ፡ ምሽጥር ንኸየውፅእ’ዩ ዘደናግር ዘሎ ። ብቐፃሊ ኽምርመር ይግባእ ።
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 2 жыл бұрын
ግርም ገርኩም ኣብ ደገ ዘለው ኣይናትናን ይብሉዎም ኣለው ሕጂ ከ ታይ ክብሉ ኢዮም
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 2 жыл бұрын
100% ትክክል ብዝሓለፈ እውን ከምኣ ኮይኑ እታ ቃለመሕትት ወዲእዋ እሞ ታይ ይገበር ከም ምክት እናተካናከኑ እኮ ኣፅጊቦምዎም.
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 жыл бұрын
Alem Desta ኹሉ ዝተዛረቦ ምሽጥር ናብ ምድያ ኣይቀርብን ዝሓፍተይ እቲ ህዝቢ ክፈልጦ ዘለዎ ጥራሕ እዩ እምበ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 2 жыл бұрын
ትክክል አለኪ ማዓረይ ✊✊✊
@amannegus8465
@amannegus8465 2 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ኣይበሃልን እዩ:: የጋፍዕ እዩ ዘሎ:: ሕጂ ፈደራል መቐለ ምስ ኣተው: ነዚ ጋዜጠኛ ናብ ቤት ፍርዲ ኣስመራ ክቐርብ ኣለዎ::
@brhanegebre2321
@brhanegebre2321 2 жыл бұрын
ጅግና ጋዜጠኛ ቀፅለሉ
@alexabdu4415
@alexabdu4415 2 жыл бұрын
Btaemiiii gobez eyu Afwerki, Tikikilegna hito yhetom alo.
@eden9876
@eden9876 2 жыл бұрын
እቲ በርሀ ገብረስላሴ ዝብሃል አብ ዓዲ ግራት እዩ ዝነብር ኔሩ ብዙሕ ግፍዒ አብፂሑ እዩ ዝብል ሪአ ብደምቢ ክምርመር አለዎ
@thru8371
@thru8371 2 жыл бұрын
ኣብ ተርኢቱ'ውን ብጣዕሚ ተንኮል ይገብር ኣሎ ግልጺ ዝኾነ ቃለ መሕተት ኣይገብርን ዘሎ ስጉምቲ ከይተወሰዶ ሓቂ ኣይዛረብን ማራ እዩ ዝጥንቀቕ ዘሎ ዘረባ ከይሞልቆ እንበር ሰብኣይ ጥዑይ ኣይኮነን ዘሎ መንግስቲ ትግራይ ግን ግቡእ ምርመራ ክገብረሉ ኣለዎ ብደም ንፁሃን ዝጨልቀየ እዩ ዝመስል ኣብ አዘራርብኡ ጥንቃቐ ክግበረሉ ይግባእ እብል ኣነ::
@amannegus8465
@amannegus8465 2 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ኣይበሃልን እዩ:: የጋፍዕ እዩ ዘሎ:: ሕጂ ፈደራል መቐለ ምስ ኣተው: ነዚ ጋዜጠኛ ናብ ቤት ፍርዲ ኣስመራ ክቐርብ ኣለዎ::
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
@@amannegus8465 👍👍👍👏🏼👏🏼👏🏼🙏🙏
@bitwededabraha6856
@bitwededabraha6856 2 жыл бұрын
@@amannegus8465 mish do gifte do elkayo....bignbaru keman kietwulu nerwom::
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
@@amannegus8465 እንታይ መድሀኒት ዲኻ ትወስድ. Hallucinate ትገብር አለኻ።
@abiner1187
@abiner1187 2 жыл бұрын
ኣየ ኤርትራዊ ንትግራዋይ ኣጥፊኣካ ምስ ፊደራል ኮንካስ ጽባሕ ንግሆ ብሰላም ክትነብር ትሓሰብ ኣምሓራይ ከ ዝምሕረካ'ዶ ይመስለኻ ኣየ ይሕዋተይ መጋበርያ ምካንኩም ይሕዝነኒ!
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
kinat zeywale belih 🤫🤫🤫
@Noname-be8yi
@Noname-be8yi Жыл бұрын
Boreqreq ab meretka alewu arkibom hneka fide kkk
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 2 жыл бұрын
ትግራይ ቲቪ በይዛኹም ግፍዕታት ፀላኢ ዓለም ንኽፈልጦ ንግበር
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 2 жыл бұрын
ዓለም ታእዩ ጥቅማ ዘይርደአኒ ኣነስ?
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 2 жыл бұрын
እዞም ኣረሜኔታት ንሓደ ዉልቀ መላኪ ክብሉ ከንቱ ሞት ይሞቱ ኣለዉ !! ደሓር ከኣ ሰራዊት ኤርትራ ምባልኩም ፅቡቅ ለዉጢ እዩ tv ትግራይ ትስዕር ✊🥰👌💊💊💊🙏
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
Aremen da agame endyu 🤣🤣🤣
@rutahaile2171
@rutahaile2171 2 жыл бұрын
ይበል ጋዜጠኛ አፍወርቂ 👏👏👏 ትግራይ ከምዙይ ዝበለ ሓታታይ ጋዜጠኛ የድልያ።እዞም ኣብ ደገ ዘለው ባራዩ ህግደፍ ኣይሰራዊትናን ዝበሉ ሀዚ መፈናፈኒ ኣስኢንካልና። ትግራይ ሰብ ኣለዋ ዝባሃል ብምኽንያት እዩ።ዓወት ንሰራዊት ትግራይ ትግራይ ትስዕር።
@yohansteklu47
@yohansteklu47 2 жыл бұрын
ነዞም ሙሩኻት ኣሓውትና፡ኣያታትና ፡ኣቦታትና፡ኣሓትና፡እንቋዕ ብሂወት ተረፍኩም ክብለኩም ይፈቱ። እዚ ጋዜጠኛ ኣብ ልዕሊ ሙሩኻት ዝገብሮ ዘሎ ምፍርራሕን ምጉቡዕባዕን ጽቡቕ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን።ንሙሩኽ ስኒ ሓንቲ ግዜ ሙሉእ ስሙ ኣድራሽኡ ወሲድካ ብኽብሪ ትሕዞ እምበር ነናሻዕ ናብ መድያ እንዳ ኣምጻእካ ቃለመጠይቕ ምግባር ምስምንታይ ይቑጸር።ካብ ሕጂ ነናሻዕ እንዳሰራዕኩም ኣይተቃልሕዎም እንታይ ዝገበሩ ሰባት እዮም፡ኣሓውትኩም እውን ኣብትሕቲ እቲ ካልእ ሰራዊት ይማረኹ እዮም ዘለዉ ንሶም ግን ከምዚ ንስኹም ትገብርዎ ነናሻዕ ኣየቃልሕዎምን እዮም በጃኹም ኣዕርፍዎም።
@fghju7507
@fghju7507 2 жыл бұрын
አረ ንዞም ለደታትና ክቀትሉ ዝመፁስ ክቅተሉ ነይርዎም ወዮ ድኣ ትግራዋይ ኣተሓሳስብኡ ከም ኤርትራ ሓስዳት ኣይኮነን እንበር
@yabubuna
@yabubuna 6 ай бұрын
Nesatom seb ketilom neseka bezaeba atahatita.....zeyiterebeh
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 2 жыл бұрын
በሊሕ፣ ጎበዝ፣ ብሉጽ፣ ሓቅን ርትዕን መሰረት ዝገበረ ሕቶታት ዝሓትት።
@ትግራይእያዓለመይሮዚ
@ትግራይእያዓለመይሮዚ 2 жыл бұрын
ቁራፃት ሰይጣውንቲ ፎእ 🇪🇷👹👹👹👹
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ ፅቡቅ እንኤኩ ይብሉ ዘይሓፍሩ እወ እሱኩምማ ፅቡቅ እንኤኩም ፈጣሪኡ አብዝፈርሕ ህዝቢ ወዲኩም ንሕና ግን መንገዛ ዓድና አሕዋትና ደፊርኩም ረሺንኩም ንብረትና ዘሪፍኩም ኤሕ እግዚአብሔር ናይ ኢድኩም ይሃብኩም
@habtomzewldi6176
@habtomzewldi6176 2 жыл бұрын
እንታይ ዳኣ ክብሉ ደልኻዮም? ንይሕና ኤርትራውያን ንይኻ ዋላ ሓንቲ አይ ገበርንናን! ሓውኹም ትግራዋይ ወለዶ ኣፈወርቂ ደጀዝማች አብራሃ ኻሳ ኢዩ ንይኮ ዘሃስየኹም ዘሎ! ንይዓና የእይሺና ቀታልና መጥፍናን ኾይኑ!! ንይዝእ ጠላም ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝይሰብር! ድሓን መጥፍቱ መጺኣ ኣላ 😭😭😭😭😭😭
@tsegamezgebu4429
@tsegamezgebu4429 2 жыл бұрын
The butchers trying to hide his crime. You can tell he killed so many innocents. I am proud of my people, TDF brave civilized society 👏
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 2 жыл бұрын
there is no one in east Africa intellectual like TDF.we proud of them.
@Noname-be8yi
@Noname-be8yi Жыл бұрын
​@@jonathansemere7697 haha you funny people ... talking too much and thinking of your self big 😂😂😂 .. Whu dont you ask somalian and the rest of your neighbors what are you and what are Eritrean ?? 😂😂😂
@michaelgebre1136
@michaelgebre1136 2 жыл бұрын
ብዙሓት ኤትራውያን አብ ወፃኢ ስለ እነብሩ ::አብ ወፃኢ መን ትፈልጥ ኢልካ ምሕታት ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕቶ እዩ :: ቀፅሉሉ:;
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 2 жыл бұрын
እቲ በርሀ ገብረሰላሴ ዝበሃል ሰብ ግን በደንቢ ክምርመር አለው ሃፈ ወርቆ ሓወይ 🤲🤲✊✊
@mikegebre8481
@mikegebre8481 2 жыл бұрын
I absolutely agree with you that he seemed to have some secret to hide as though he is keeping his pride and not completely surrendering his information. He is reserving something very important information for his former despotic regime.
@ይርጉጋልትግራይ
@ይርጉጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ጋዜጠኛ ኣፈወርቂ ገ/ሂወት ፅቡቅ ኣተሓትታ ካልኦትም ከምኡ ይልመድኩም ብዝኮነ ዓወት ንህዝቡ ትግራይ ውድቀት ንወረርቲ
@ወድራያራዩማ-ጐ1ቈ
@ወድራያራዩማ-ጐ1ቈ Жыл бұрын
👍👍👍👍👍❤❤❤
@rahloveyou2887
@rahloveyou2887 2 жыл бұрын
እቲ ዓቢ ሰበአይ በድንቢ ሓዝዎ ክመረምር አለዎ ክየተልቆው
@tag7152
@tag7152 2 жыл бұрын
እዚ ኣዛዚ በጦሎኒ ግን ገና ኣይነፈሰሉን ንበይኑ ኢንተርቪው ክግበር ኣለዎ?
@alexabdu4415
@alexabdu4415 2 жыл бұрын
Dem hizbina setyu zeytsegebe dyablos eyu.
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 2 жыл бұрын
ጅግና ጋዜጠኛ ብሓቂ ቀፅለሉ።
@ggmm2340
@ggmm2340 2 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ዶ ናይ ፀጥታ?? ባዕሉ ሽፋኑ ኣቃሊዑ። Hope he pays his dues for torturing the Eritrean “POW” in public forum. Why not be that long...
@amannegus8465
@amannegus8465 2 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ኣይበሃልን እዩ:: የጋፍዕ እዩ ዘሎ:: ሕጂ ፈደራል መቐለ ምስ ኣተው: ነዚ ጋዜጠኛ ናብ ቤት ፍርዲ ኣስመራ ክቐርብ ኣለዎ::
@AluFkr
@AluFkr 2 жыл бұрын
ትገፆም ዋላ ኮ እዩ ከፍርሕ ሸጣውንቲ😡
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ
@samonsamonmogos7721
@samonsamonmogos7721 2 жыл бұрын
ብሓቅ ??
@Tube75_Newi
@Tube75_Newi 2 жыл бұрын
እቲ ኣረጊት ሰብኣይ ግን ኢሰየስ እዩ ባዕሉ … ኣርዮስ ‼ ኩሉ መልስታቱ ጠዋይ ።
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
zenbal teway baelki 🤣🤣🤣
@ዓለምማዕረድያንኩሉ
@ዓለምማዕረድያንኩሉ 2 жыл бұрын
Hhhhhh
@fevengebreeyesus8612
@fevengebreeyesus8612 2 жыл бұрын
Ata teway lbi sle zkonka eyu zeyteredaaka
@xbakemnbarfkrieyu-x7v
@xbakemnbarfkrieyu-x7v 2 жыл бұрын
ገለ ገለ ካዓ ኣይተስሕቁና እንዶ መሰል ሙሩካት ይታሓሎ ትብሉ 🤣ኣብ ዓዶም መሰሎም ዝርይትሕልዉሎም እናገፈፍኩም ህጻዉንትን ሽማግለታትን ናብ ረመፅ እንዳዘቅዘቅኩምዎምስ ሕጂ መሰል ይትሓሎ እእ የህ ዳኣ ብዝኾነ እንካዕ ብሂወት ተረፉ ኣምላኽ ካዓ ሰላም የዉርደልና 👏
@eden9876
@eden9876 2 жыл бұрын
እቲ በርሀ ዝብሃል ግን ኮለል ዝሓቶ ዘሎ ሓዲጉ ኻሊእ ኣረመኔ
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
ሻዕብያ እንዲዩ ንዕቀት ኣሎዎ ክርሽንዎ ጥራይ እዩ ዘሎዎም እንተ ፈንዎምዎ ኣነ ርግጽኛ እየ ብዕጽፊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ክገብር እዩ
@لبننلبنبنبمم
@لبننلبنبنبمم 2 жыл бұрын
waww ኣፍ ወሪቅ ብጣዕሚ ጎበዝ ሕተትዎም ኣዐሪኹም ብዝተረፈ ዓወት ኒትግራይና
@genetgebreselassie4671
@genetgebreselassie4671 2 жыл бұрын
ድሁላት ኡራዊት
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 жыл бұрын
ኪዲ ጽልልቲ ምሩኽ ደኣ ኩሉ ድሁል ከይትመራክኩም ከማን እቲ በረካ ዲሂልኩም ኣሎ
@natnatube8709
@natnatube8709 2 жыл бұрын
ነዚ በርሀ ዝበሃል ምኩሕ ሻዕቢያዊዩ ክጽጋዕ ጥራይ ዩ ዘለዎ ፡ ገና ናይ ጣዕሳ ምልክት የብሉን ብውሽጡ ክፍጽሞ ዝሓስብ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ብዙሕ ከም ዝነብሮ ዩ ዝረኣየካ ፡ ኣዞኦም ኣንጻር ዚ ኑኡስ ወለዶ ኦዮም ክድፈኑ ጥራይ ዩ ዘለዎም ። ክብሪ ንTDF.
@tsiongebru365
@tsiongebru365 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝንሳህ ዝናሳሕ ኣይመስልን ዘሎ
@rahloveyou2887
@rahloveyou2887 2 жыл бұрын
Yeah you are right
@getachewhaileselaasie1138
@getachewhaileselaasie1138 2 жыл бұрын
ኣፈወርቂ። ሕቶኻ ንፁር። ዝኾነ ሕቶ ዩ ግና እቲ በርሀ ዝብሃል ሙሩኽ ግን ዘይተሓቶቶ ዩ ዝምልስ ዘሎ
@mr.t9096
@mr.t9096 2 жыл бұрын
The old pow either is very ignorant or he was and still is a trusted servant of the despot in Asmara. I suspect he is a criminal. I am an Eritrean and I advise TDF to treat him as a war criminal until he is proven not guilty.
@sashabeyene8503
@sashabeyene8503 2 жыл бұрын
Berhe Gebreselassie body language says a lot. Don’t trust this bastard
@Dan-ih3dm
@Dan-ih3dm 2 жыл бұрын
you are not Eritrean but cruel bandit wishing bad on prisoners of war
@peacefully5610
@peacefully5610 2 жыл бұрын
yeah, he looks hidden. Hope TDF takes over the investigation properly.
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 2 жыл бұрын
@@peacefully5610 stuck in his ways.
@alexabdu4415
@alexabdu4415 2 жыл бұрын
Absolutely right.
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 2 жыл бұрын
እቲ መራሒ ቦጦሎኒ ግን ብደንቢ ይመርመር ሐዚውን ትዕቢት አለዎ
@adiamberhe1387
@adiamberhe1387 2 жыл бұрын
@Abey Haileselassie tsbuk aleka eti merahi botoloni nay behaki barya higdef koynu kisab hji wn atahasaboue ftsum sle zitetahaze enber taesa aynbebelun. Etom menieseyat haknet anbibe.
@amannegus8465
@amannegus8465 2 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ኣይበሃልን እዩ:: የጋፍዕ እዩ ዘሎ:: ሕጂ ፈደራል መቐለ ምስ ኣተው: ነዚ ጋዜጠኛ ናብ ቤት ፍርዲ ኣስመራ ክቐርብ ኣለዎ::
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 жыл бұрын
እዚ ሰብአይ ሐቅነት የብሉን አጸቢቅኩም መርምር ዎ አይሐፍን ከብቲ በሊዕና ክብል ሻዕቢያ ሸፋቱ ስለዝኮኑ ኖርማል ሪኢዎ ህዝቢ ኤርትራ በርሄ ተማሪኩ ሰሚዖም ዓሕ ይብሉ አለው ድፍእ ክብል ነይርዎ እዚ መራሒ ቦጠለኒ ምውራር ትክክል አይኮነን እናበለ ካልአይ ድአ ንምንታይ ወሪሩ እዚ ምሩክ ክልተግዜ ክቅጻዕ አለዎ በጃኩም ካልእ ምዓልቲ አይተቅርቡልና
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 8 ай бұрын
አዚወታሃደራዊ ክዳን ናይሻዕብያኸ ካበይ ኣምጺኦሙዎዞም ጎረባብትና ወይጉድ ይበልድራማ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti 2 жыл бұрын
ናይ ኢድኩም ሃያሃብኩም አምላክ አቱም አራዊት😈 ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ቀፅለሉ…………
@golbelay394
@golbelay394 2 жыл бұрын
እቲ በርሀ ዝብሃል (በሎወ ሐቃ የውፄይ ዘአረሜን በእለዎ )
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
guhef murkena kemey geru kemdthez tfelti diki ?? alem leke hgi alo.
@godsgood6325
@godsgood6325 2 жыл бұрын
@@belalilula6909 ነዓኩም ብበትሪ ዩ ዝርደኣኩም ኣቲ ድርባይ ንማንካ ክትብሉ ክቡር ሂወት ሰብ ተሕልፉ☝🏾
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
@@godsgood6325 mejemerya bamlak aytsheqt. 🤔 merat agame bjeka manka farketa kale ayrkeban dyu tgray ? 🤣🤣neti frdka ka amlak nab reska ygelbta 💒🤲💒🤲
@tdf.4046
@tdf.4046 2 жыл бұрын
TDF አንበሳ በረካ ❤️❤️❤️❤️👍🙏👍
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 жыл бұрын
ፅቡቕ ሕቶ ኣፈወርቂ ኣቅሪብኻሎም ቀፅለሉ
@mareykiros3371
@mareykiros3371 2 жыл бұрын
ዓሕሕሕሕሕሕሕ ዓደይ እዚኾነ ኢድኪ መርየት ትግራይ ትፍረደልኩም አምላክ ምስቶም ዉፅዓት ጀጋኑና ይኹን ዉድቀት ንወረ ርቲ ይግበሮ አሜን😭😭👈☝️☝️
@mebrhitgebretsadk5285
@mebrhitgebretsadk5285 2 жыл бұрын
ብሓቂ ይበል ጋዜጠኛ ቀፅለሉ
@Nayheer
@Nayheer 2 жыл бұрын
መስፍን ምላቱን ቢንያምን ናይ ብሓቂ ጽልኣት ናይ ስርዓት ኢሰያስ ኣለዎም ። ካብ ኣዘራርብኦም ብዙሕ ትዕዘብ
@habtetadese7589
@habtetadese7589 2 жыл бұрын
ክልቲኦም ካኣ ባዕላቶም ኢዶም ዝሃቡ እዮም ካብ ዝገርመካ !ብጣዕሚ በላሕቲ ሰባት
@khankpk7988
@khankpk7988 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ቀፅልሉ
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 2 жыл бұрын
እዞም መራሕቲ ሻዕብያ ግን ትዕቢቶም ደረት የብሉን። ክሳዱ ረጊጽኩም ከተዛርብዎ ኔርኩም ነቲ በርሀ ዝበሃል ዓይኑ ኣይብራህ። ነቲ እከይ ኣረሜንነት ተግባሩ, ኣነ ጽቡቕ ኣይብሎን እናበለ ዝሓልፎ ስለምንታይ፧ ሓታታይ ግን ጽቡቕ ሎሚ ዓጊበ።
@helentadese1990
@helentadese1990 2 жыл бұрын
Ane wen komu kebl xenihe ezi Berhe zebhal sebay zethateto yemles yelen kolel eu zebl zelo
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
I’m Eritrean and I don’t accept when say we forced to fight! This are the one who shot at their own people when crossing borders. They are willing to take their chances to fight for iseyas but they don’t take any chances for their people and for themselves.
@kokobzekarias4611
@kokobzekarias4611 2 жыл бұрын
Tagaru yehwatey ade welida tmken jeganu Awet nhzbi tgray ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Merebestifanos-xw9gf
@Merebestifanos-xw9gf 2 жыл бұрын
ነዞም ሙሩኻት እንታይ ግፍዒ ተውርዱሎም ከም ዘለኹም ኣብ ገጾም ይርአ ኣሎ ሰራዊት ኤርትራ ዘይገበሩ በሓይሊ እመን ትብልዎም ኣለኹም
@Denanish
@Denanish 2 жыл бұрын
Ajoka teray Ygermekiu
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 жыл бұрын
Wahatiwo da antun resahat tehashkerti serkti manka. Tigeraway yisiwae miente meninetu kibru 💪🏾💪🏾💪🏾 Arawtita Eritrawyan miente Dergawyan Amharu 👎🇪🇷🐉 kostaritkum timtsa resahat tehashkerti barau tegonbahti
@Merebestifanos-xw9gf
@Merebestifanos-xw9gf 2 жыл бұрын
@@MP-lu8mh ኣጆኻ ንሕና ውን ምእንቲ ልእላውነትና ኢና ምእንቲ ሰላም ክነብር ኢልና ኢና ምሳኹም ሰላም ስለ ዘየለ ጸዋዕቲ ሽግር ኢኹም ንስኹም ተንኮለኛታት ስለ ዝኾንኩም
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 2 жыл бұрын
ዘገርም እዩ ወድሰብሲ ካብ እንስሳ ንታሕቲ ሐሲሩ ኣብ ግዝየ ንግስነታዊ መንግስቲ ኢሰያስ ኣፈውርቂ እዩ።ህዝቢ ኤርትራ ግፋን ኡሱርቤትን ስደትን ምብትታን ስድራቤት ኣተኣታትዩ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ኩሉ ሕሰም ፈጢሩ ዕሕ ዝብል ተሳኢኑ ኩሉ ዓዱን ስድራቤቱ ገዲፉ ተሰዲዱ
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 2 жыл бұрын
እዋይ አሕዋተይ አምላኽ የርህወልኩም
@abadralbadr6370
@abadralbadr6370 2 жыл бұрын
እቲ ዓቡይ ስቡኣይ በርሀ ስሙ ሕቱኡ ገዲፉ ካልእ ይምልስ ኣሎ ኣስተውዕለሉ ቡዱጋሜ ክሕተት ኣለዎ
@yosefwoldegebriel
@yosefwoldegebriel Жыл бұрын
Eway film merahi beteloni Eritrea hiwet yehilf ember aymarkin kkkk okay
@freweyne865
@freweyne865 2 жыл бұрын
አየ እንዳ ተወዚዔ. አየ እንዳ ኮብሊለ. ንሕና ንፈልጥ ዱሙ ክትኩብልል.
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
nay gezakum dmu dya ???
@amitkidin3595
@amitkidin3595 2 жыл бұрын
ጎበዝ ኣፍወርቂ ሓወይ ከሙኡ ገይሩኩም ሕቶትዋም
@خالدمنيري
@خالدمنيري 2 жыл бұрын
እምበር ከ ጥሪት ጥራይ ዲኩም በሊዒኩም ሰብ በሊዒኩም ደምንፁህ ሰብ አፍሲስኩም እምበር ርኩሳት መንፈስ አምላክ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
aba welka dika ?? baynka reka dika ???
@HabeshaKitchenForYou
@HabeshaKitchenForYou 2 жыл бұрын
አምላክ እሞ አየዳሉ አይሕሱ ዘይናቱ አይምነይ ሕዝቢ ምስኡ አሎ ምስ ሕዝቢ ኤርትራ። ክትማረክን ክትማርክን ዘሎ እንድዩ ናታትኩም ናይ ሓሶት ድራማ ስለ ዝበዝሓ ምእማን ስኢናኩም። ንአምላክ ዝአምን ሕዜቢ ግደለው አይብልን እዩሞ ነተን አዴታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ይርኣ
@temesgenfisshya1875
@temesgenfisshya1875 2 жыл бұрын
ግሎጽ ኣይኮነን እዚ ስብኣይ ብዞሕ ሓበሪታ ኣለና ብዛዕቦኦ ተወከሶና ።
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
ልመናና ፍርሒ ካብ ቆፀሮ ሽፍታ ሳሕልለዘይሰምዕ ደንቆሮ ባርዕ ኩናት ሐዝከ ካአሎ 💪💪💪 tdf ዓይነይ ፃባ አስቲካና ሓባስ ንባዓት ህዝቦም
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 2 жыл бұрын
ብቡንባ ተወጊአ ኢልካ ዶ ብፆተይ ካዓ ኣዝሊቆም ይብሃል ? ቡንባ እኮ ካብ 10 ኪሜ ዝትኮስ ናይ ታንኪ ቁምብላ ኣይኮነን ካብ ቀረባ ብ 50 ሜትሮ ብኢድ ስብ ዝድብረ ተፈንጃሪ እዩ :: ናበይ ኽዝልቁ ምስተቆረፁ
@yismahendalkachew6241
@yismahendalkachew6241 2 жыл бұрын
አሕዋቶምን አሓቶምን ዶብ ተሳጊርኩም እናበሉዶ ይቐትልዎም አይነበሩን ስለዚህ ብትዕዛዝ መላኺ ውልቂ ግፍዒ ሰሪሖም ክኾኑ ይኽዕሉ እዮም ግን ሕጂ ምሩኻት እዮም ብዙሕ እንተዘይተጥብቐሎም ጽቡቕ አዩ ምኽኒያቱም መራሕቶም ግበሩ ዝበልዎም ተገዲዶም እውን ክገብርዎ እዮም ናይ ተጋሩ ስብዕናን አተሓሕዛ ምሩኻትን ግን ይመሃሩ።
@girmayberhane3708
@girmayberhane3708 2 жыл бұрын
ኢንትርቭው ክትግብሩ ክልኽም ምልኡ ድሕርብይቶም ሕትትዎም ንኹሉ ንጹር ኽውን
@mom-yc6cw
@mom-yc6cw 2 жыл бұрын
ሓሳዎ ይሕሽዉ እዮም ዘለው ተገዲደባ ገለባ በልዎም ይኣኪ😤😤😤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😤😤😤😤😤😤😤😤😤😤😤😤👎👎👎👎👎👎👎
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 2 жыл бұрын
ስጉምቲ ሙውሳድ...እዞም እንስሳ ኣይቅየሩን ኢዮም
@messiah5463
@messiah5463 2 жыл бұрын
እዚ ናይ 82 ተጋዳላይ ኣዛዚ ቦዮሎኒ ዝበለ ገለ ምሽጢራት ዘለዎ ይመስል ወይ ምናልባት ዝፈልጦ ነገር ከምዘሎ የረዳኣካ ከምኡ ክኸውን ውን ይኽእልዩ ብዙሕ ክሕተት ተዝካኣል ግርም ኔሩ ምኽንያቱ መብዛሕቱኡ ጊዜ ኣኼባ ክግበር ከሎ ውን ካብ ኣዘዝቲ ቦጦሎኒ ንላዕሊ ኢሎም ዮም ቲ ምስጢር ምስነገርዎን ነቲ ኻልእ ዝእክብዎ
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 2 жыл бұрын
ንፉዕ ሓታታይ ሎሚ ዓጊበ ብሓታታይ
@mom-yc6cw
@mom-yc6cw 2 жыл бұрын
ደቂዛ ጉሓፍ እንታዲኦም እዮም ዝመስሉ ይዓክ 😭😭😭😭🇪🇷😤😤😤😤😤😤😤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ትግራይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን በርሄ ዝባሀል ግን ብደቢ መርምርዎ ካልአይ ግዜ እተ ሐቲትኩሞ ካል ክምልስ እዩ ከምቲ መግስቶም ኮለል እዩ ዝብል ዘሎ ትሐቶ ካልእ ይምልስ ምንያ ኮለል አራዊት እሰያስ ከዳናግር ኮለል እዩ ዝብል እሞ እዚኦም አረሜን ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም ህዝብና ዝቀተሉ አዴታትና አሕዋትና ዝደፈሩ እስሳታት አረሜናት ፈጣሪ ናይ ኢዶም ይሀቦም አብ ደቆም አድኦም ጋሎም ወዶም ይመልሰሎም አሜን ትግራይ ትስዕር ።
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ
@አክሱምፅዮን-ኰ2ደ 2 жыл бұрын
አራዊት በልወም እምበይከ ሰብ ድዮም
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ክልተ ሞት ምስቶም ህዝብካ ብታንኪ ዝረግጹ ዝነበሩ ምኩሃት ኣምሃራ ኮንካስ ምስቶም ኣብጸበባካ ናብ ሳህል መጺኦም ሂወቶም ዝሃቡ ተጋሩ ኣንጻር ህዝቦምን ኣዶምን ከተጥፍአ አንታይ ክባሃል ይካኣል? ኢሰያስን መዳከርቱን ህዝብና ኣብ ዘይምልከቶ ኩናት ኣአትዩ ህዝብካ ከጽንት ምስዚ ኣረመናዊ ስርኣት ናይ መወዳአታ ናይ ቅብጸት ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ፥
@edenlastname835
@edenlastname835 2 жыл бұрын
ትግራውዋይ ርሁርህ ንሳቶም እንተዝኮኑ እንታይ ምገበሩ ❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💪🙏🏽🙏🏽🙏🏽ትግራይ ትስዕር
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 2 жыл бұрын
Atum kufat leby tiegaru ksab mas ekum enda haskum kitnbru ezy Eritrawiy aykonen,ab serawit Eritrea 🇪🇷 tedladlna zebel qal ayntqemen kab azerrbu reywo,kone elka ne hizby tigray medngar u eti film tesrhiu delo::
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Xibuk aleka feltikayom.
@godsgood6325
@godsgood6325 2 жыл бұрын
እዚመራሒ ቦጦሎኒ ዝተሓተቶ ገዲፉ ዘይተሓትቶ ይዛረብ ኣሎ ሓፂር እንዳመለሰ ወላ ተማሪኩ ይፃወተልኩም ኣሎ ደቂ ደናቁር ብኣኩም ሓፊርና😡😡
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 2 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ብዙሕ ምስጥር ሓቢኡ ኣሎ ናይ ጣዕሳ ገጽ ውን ኣይራኣዮን ደጊምኩም መርምርዎ ርኹስ!
@ezanatv2018
@ezanatv2018 2 жыл бұрын
እቲ ህዝቢ ኣብ ባርነት ሻዕብያ ከምዘሎ ኣይርድኦን እዩ።
@ሰላምዲወዲሰብ
@ሰላምዲወዲሰብ Жыл бұрын
TDF,ጀጋኑ❤❤❤❤
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 2 жыл бұрын
ጋዜጠኛ 100% ጎቦዝ ብጣዕሚ
@YoNeonStar
@YoNeonStar 2 жыл бұрын
እዚ ዓብይ ሰብኣይ ኣጸቢኩም መርምርዎ!!!!!! ቡዙሕ ገበን ዝገበረ ሰብ ምኻኑ እዩ ዘርእየካ!!!!!!!
@samimoha2027
@samimoha2027 2 жыл бұрын
Hasawit tenukalit
@YoNeonStar
@YoNeonStar 2 жыл бұрын
@@samimoha2027 ኣንታ ሓሳኽ ርእሱ እንታየ ኣዴኻ ኢኻ ትብል ዘለካ 😡!!
@samimoha2027
@samimoha2027 2 жыл бұрын
@@YoNeonStar ente delina tigray zeykones adis Ababa kiniatu nikiel ene eritrawian
@maykaman
@maykaman 2 жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ኣለው ካብ ዝባሃሉ ኑፉዓት ጋዜጠኛታት ሓደ ኢኻ እሞ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ ኣፈወርቂ እንተ ብቲ ግምባር በራሕለ ዝተማረኹ ኤርትራውያን ዝሓተቶም ጋዜጠኛ ግን ዝወረደ ዙሑል ስንፍናን ፍርሓትን ሪአሉ የሕዝን ነጀጋኑ ዝተዓወቱ ዝሓትት ዘሎ እዩ ዝመስል ወይ ኑሱ ሙሩኽ ንሳቶም ማረኽቲ ይመስል ዓርሰ ምትሓት ዘለዎ ዝወረደ ጋዜጠኛ ሓዚና ኢና ክምዚ ዝበለ ተልፈስፈስ ዩልንታ ሓደገኛ እዩ
@eri-pride
@eri-pride 2 жыл бұрын
ክትማርኽ ክትማረኽ ንቡር ኤዩ ንሙሩኻት እዮም ትብሎም ምጉጣጥ ድአሞ ስብእነት ተቖጺሩ ጠበናጁ አጻዊድኩም ትሐትዎ ሕቶ ድአ እተን ትደልይወን መልሲ እይ ክምልሰልኩም ዝአቢ ድአ እንታይ ኢልኩ ከተርእዩና። ሐሶት ዝአመሎም ውዕጊን
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 жыл бұрын
ስለምንታይ ይዋጋእ ከምዘሎ መልሲ ዘይብሉ ዕላማ እትዋገአሉ ተዘይፈሊጥኻ ከመይ ክትማረኽ ንቡር ትብል ድሁል😭😭😭
@ትግራይ-ተ7ዀ
@ትግራይ-ተ7ዀ 3 ай бұрын
ደቅዞም ሕማቓት😅😅😅
@habtes6907
@habtes6907 2 жыл бұрын
በርሀ ገብረስላሴ ብደንቢ መርምርዎ እቶም ከባቢ ቀንዲ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ መሓውር ህግደፍ እዮም። እዚ ገበናት ክፍጽም ድሕር ዘይብል ፍጡር እዩ፡ ተጠንቀቑሉ። ካብቶም እምባሕ ዝብሉ ዓሌት እዩ።
@Denanish
@Denanish 2 жыл бұрын
Entay tesemikum seraweit tigray mekele mes teqaxaqre elwo Nhina mis wexana feltna nmen demsiskum dea teqxaxirkumo Kab tenban tefetikum ekum hama chdedd wela temariku mueukat elom yekrbwom ata balom edom zhabu zteharmu marikna yblwom Bzkone hade Eritreawi 80.000 tigraway kemzkone lemi felte
@tititigray3938
@tititigray3938 2 жыл бұрын
ጋዜጣኛ ተጋዳላይ ኣፈውርቒ ሓወይ ይብል ዋላ ዝተሓተትው ሕቶ ኣይምልስው ሕቶካ ግን ማራ ተሪረወም
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 2 жыл бұрын
እዞም ምርካት ይበዝሑ ኣለዉ።ንምንታይ ነቲ ህዝቢ ኣከንዲ ደቁ ኮይኑ ኣብ ጻህያይ፡ዓጺድ፡ልምዓት ኣሳቲፎም ነዚ ጠምዩ ዘሎ ህዝቢ ዘይድግፍዎም ንክቀትልዎም ኢሎም ዝመጹኡ ከቃባትርሎም ክትርኢ ከለካ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ ።
@YonasGebres
@YonasGebres Ай бұрын
ሰብ ይጋደል ይማረክ ግን ምምራክ መጀበሪታኩም ዲዩ 5 ሰብ ኣማሪኩም ስ ኪድዝ ሕቶ አዝኦም ካኣ ባሎም አደም ዝሃቡ አዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zfanlave7057
@zfanlave7057 2 жыл бұрын
ኣቲም tv እቶም ወለድና እደይ ማሪኩም ድምፆም ኣስሙዕና ብዝኮነ ትግራይ ትስዕር ብቅልፅምና 😍😍❤❤
@DeluChanel
@DeluChanel 2 жыл бұрын
ሓታታይ ትሓቶ ሕቶ ዘለኻ ብጣዕሚ ንጹሩን ጽፉፉን ኢዩ " ግን እዞም የሕዋትናን ኣቦታትናን ኤርትራውያን እቲ ትሓቶ ሕቶ ዘለኻ ይኸብዲም ኣሎ' ንስኹም ተጋሩ ማስ መድያ ስለ ዘለኩም ንቅሓት ኣለኩም ።ስለዚ ድማ ንምንታይ ንጹሩርነት ዘይ ብሎም ኣይ ትበልዎም" ንኽገልጹ ንቅሓት ስለ ዘይ ብሎም ጥራይ ኢዮም። የሕውትኩም ኢዮም ሞራል ኒሕ ሃበዎም። ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ኣብ ድያስፓራ ዝቅመጥ
@sashabeyene8503
@sashabeyene8503 2 жыл бұрын
Some of them are lying especially Berhe
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 2 жыл бұрын
are you serious? ???don't you think Eritreans more intelligence than tegaru??you make me lough. when theye disgrace the innocent tegaru theye don't feel sham.when theye captured it's seems like good & innocent .please don't be unfair didn't you see what theye did in tigray? ???do you want to see what Eritrean soldiers do for innocent tegaru? ??please stop wrote none sense.
@sg.g2725
@sg.g2725 2 жыл бұрын
ትማሊ ፀላኢ ሎሚ ፀላኢ ? ቅድም ከሓድቲ ዳሓር ከሓድቲ ሎሚ ከሓድቲ ፅባሕ ከኣ ከሓድቲ ብሕልፊ መብዛሕትዑ ዲያስፖራ ኤርትራ
@jreeygualquihajreey1821
@jreeygualquihajreey1821 2 жыл бұрын
Ehewatena tetekonu do adena metseome meketeluna ? Were Wererome ametsome ere kurube heferu
@rreer
@rreer 2 жыл бұрын
My brother, I wonder if you knew what these genociders did to Tegaru. Rape, murder, cluster bombing, destroyed infrastructure, I can go on and on .. they don't deserve mercy.
@p.3914
@p.3914 2 жыл бұрын
ወይጉድ!!! 3 ወይ 4 ጀጋኑ ምሩኻት ደቂ ኤረ ኣብ ካሜራ ኣቕሪብካ፡ ብድሕሪት ድማ ናይ ፌደራል ወተሃደራት ጌርካስ ርኣይዋም ምሩኹት ኢልካ ምስኪን ህዝቢ ምዕሻውሲ እንታይ ይብሃል? እዚ ምልክት ስዕረት ወያነ የርእየካ። ኣብ ኲናት ድኣ 3 ወይ 4 ኣይኮነን ካውኡ ንላዕሊ ከማን ትጽበዮ ኢኻ። ድኹም ፕሮፓጋንዳ! ብድሕሪት እቲ ሙሩኽ ዘሎ ኣን ጃኬቱ "ETHIOPIAN ARMY" ዝብል ሎጎ ኣለዎ። ነዚ ዋላ ክትሓብኦ ዘይምኻልኩም ጥፍሽናኹም የርኢ። ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ብሰንኩኹም ተወዲኡ
@luwamnega136
@luwamnega136 2 жыл бұрын
Kid hamli zomklom knriom zqenena ke hlna zeyblkum konkum eber mshlnana gnay zeynQreq
@AddisuBahretibeb
@AddisuBahretibeb Ай бұрын
እንታይ ክንዳን ዶ ኣለኩም እዩ ከኣ ናይ ኢ/ያ ሚሊታሪ ክዳን እንዲኹም ትኽደኒ
@ezanatv2018
@ezanatv2018 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ሻዕብያ ርእሲ እምበር ሓንጎል የብሉን።
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Kkkkk embar riesi mis Getachew Reda eya zela?
@yoni7714
@yoni7714 2 жыл бұрын
Ab masker zineberu akibkas temarkum tiblu ezi dirama eu
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 2 жыл бұрын
ኑፍዕ ገዛጠይና💖💖👍💖
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
ምስ ሰራዊትና ዝብሉ ደኣ ኣበይ እለዉ ስሮም ትቦንቆስ እዚ ዘምኡ ደጋፊ እዮ ድኸውን ሰብኣይ ሓፍተይ ኣይኮነን ክብሎ እዩ
@vxivs1023
@vxivs1023 2 жыл бұрын
ተለቭጅን ትግራይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ምድላው እዩ ብፍላይ ኣፍወርቂ ቀፅለሉ ግን እዚ በርሀ ዝባሃል መራሒ ቦጦሎኒ ብደምቢ ክታሓዝን ክምርመርን ኣለዎ ከምኡ እውን ኣብ ደገ ዝነብር ቤተሰቦም ስሞምን ዝነብሩሉ ሃገርን ብጣዕሚ ወሳኒ ምኽንያቱ ኣይናትናን ስለዝብልዎም እንዳ ህግደፍ
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 2 жыл бұрын
ነዚ መራሒ ቦጦሎኒ እየ ዝብል ዘሎ ሽፍታ ሳሕል ጽብቅ ጌርኩም መርምርዎ
@tesfaymehari5308
@tesfaymehari5308 2 жыл бұрын
አታ አፍወርቂ ንዚኦም ዶ ክብር ይዋሃቦም ወይአነ
@tsegaygebre9524
@tsegaygebre9524 2 жыл бұрын
ዝአኽለን ያ ጢሕነን ባአለማርያም ይብላ::
@freedomtnb351
@freedomtnb351 2 жыл бұрын
Let me tell you why the Eritrean force is just accepting Isseyas's order. 1- They don't have a choice. 2- Eritrean soldiers are made narrow minded by HGDEF. 3- They don't know what is going on. 4- They are soldiers and just accepting the order. 5- HGDEF poisoned their mind by keep telling them Wejane, Wejane, Wejane . HGDEF blames Wejane for everything they failed to accomplish.
@mgeremariam9981
@mgeremariam9981 2 жыл бұрын
Very true 👍
@tekefrem9613
@tekefrem9613 2 жыл бұрын
But can’t they run though? They know that they are heading to war.
@freedomtnb351
@freedomtnb351 2 жыл бұрын
@@tekefrem9613 First they don't tell them where they are heading until the final destination. Second there is fire behind them and there is fire in front of them. Those soldiers who surrender are very lucky because their chance are only dead.
@mesfinkidan-rg3io
@mesfinkidan-rg3io Жыл бұрын
Just like weyane play on u.
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 2 жыл бұрын
ሓታታይ ወተሃደራዊ ዩኒፎርም ለቢሱ ጋዜጠኛን መርማሪን ኮይኑ ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ኣብ ቅድሚ ካሜራ ምምርማር ፣ከምወተሃደር መጠን ወተሃደራዊ ሕጊ ከኽብሩ ከምዝመጹ ምርዳእ ምስኣኑ ይገርም።
@eseyamnuel
@eseyamnuel 2 жыл бұрын
እዚ በርሀ ዝባሃል ሰብኣይ በልዎ ከይተናሕስይሉ ተጋሩ። ክንደይ ህዝቢ ጨፍጭፉ ኣሎ እዚ ኣራዊት ።ገጹ ትከወል ዓሻ ዝኾነ ሰብኣይ ከመይ ከ ጸላእክዎ ። መን ዘቀመጠሉ ጥሪት እዩ ክበልዕ መንደፍ በልዒካ ጋሕ በል። እዋይ ሕፍረት
@theboy3651
@theboy3651 2 жыл бұрын
Mulu Abrha enkae trah aytesewie enber dehan kabakum si entay xbuk keynxbe
@የድንግልልጅነኝ-ሸ1ወ
@የድንግልልጅነኝ-ሸ1ወ 2 жыл бұрын
እቶም መናእሰይ ኢሳያስ እዩ ዘገድዶም ዘሎ ንሶምውን ካብ ዝሞቱ ይምረኩ ኣለው ስለዚ በዛኩም ተረድእዎም ኣነ እቶም ዝምረኩ ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑኒ ተገዲዶም እዮም ዝኣትዎ ዘለው ኢሳያስና ኣብዪ ናብ ንሰሓ ሞት የብቅዕኩም😭
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 жыл бұрын
Kulu mis temareke kemu eu zibil. dahan Kem zibelkiyo tegedidom ( tegefifom) eyom atiyom nibelom Tigray mis atew ke Esayas du kemis ( kidan ) Ado tigeray keliu amits (tegasesa ) du elwom ? Hade hade Tegaru enhekum agul hayimanotegnata ( tsadik ) kitikonu tifitinu mekera sikay mot hizbikum himak tsewta titsawetuta Entay koyinkum eu ?
@tkconfidence1652
@tkconfidence1652 2 жыл бұрын
ጋዜጣ ይበል ቀፅለሉ ጎበዝ ጥብቂ ምርመራ ይገበሮም ብፍላይ እዚ አረጊት ሙሩኮኛ አራዊት
@awettesfa6461
@awettesfa6461 2 жыл бұрын
ክክክክክ እንታይ ደኣ ነዞም 4 ጥራይ ደጋጊምኩም ኢንተርቪው ትገብርሎም😂 እቶም ብድሕሪ ዘለዉ ኸ ትግርኛ ኣይክእሉን ድዮም፡ ንስእሊ ጥራይ ኢኹም ተምጽዎም። ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኲናት ከምዘይተሳተፈት፡ ዓቕሚ ሰብ ስለ ዘይብላ ንፉሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ፌደራልን ብቕድሚት ገይራ ብድሕሪት ናይ ከቢድ ብረት ጥራይ ሸፈነ ከም ትገብረሎም ለኻት ታደሰ ወረደ መስኪሩ ነይሩ። እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኤርትራ ኣብዘይተሳተፈቶ ኲናት ጠቂንኩም ዓለማዊ ቆላሕታ ንምርካብ እንድዩ፡ ሻዕብያ ግን ቀሊል ኣይኮነን ሽጣራኹም ብንግህኡ ኢዩ ፈሊጥዎ። ሮኬት ንኣስመራ ምስ ደብደብኩም ሕልምኹም ስለ ዝፈለጠ ንዓለም ከማን ኣየቃልሐን፡ዓለማት ብናይ ባዕለን ምንጪ ገይረን ኢየን ኮኒነንኦ። ሕጂ ኣብ ኣፈዕርበትኩም ትንፋስ ንኹሰኽዓልኩም ኢሉ ኣብ ቅድሚት ዝግደመሉ ምኽንያት የለን። እዚ'ዩ ከኣ ጸላዕላዕ ኢልኩም ብናይ ሓሶት ምሩዃት ከም ዝኣተወ ከተምስሉ ድቃስ ስኢንኩም፡ ግን ትገብርዎ የብልኩም ዜና ኮይኑ ክተርፍ ኢዩ፡ ሞትኩም ናይ ግድን ኢዩ። ጸወታ 2018 ተወዲኡ ኢዩ።
@filimondestalem
@filimondestalem 2 жыл бұрын
ተሕዝን ን ኣሕዋትኻ ዝኻሓድኻስ ንተጋሩ ዘይሓዘንካልና ኢልና ኣይስማዓናን
@tsiongebru365
@tsiongebru365 2 жыл бұрын
ዓሻስያ ምስ መዓንጣ ደርሆ ይጻወት ይቕረዶ ሙሩኻትስ ኣብ ደገ ዘሎ እውን እንተደልዩ ከርክበሉ ይኽእል እዩ እቲ ኣብ ስቨርያ ዝረገጽክሞ መቐነት ኣዶታትና ተመሊስኩም ክትሓፅብዎ ኢኹም
@awettesfa6461
@awettesfa6461 2 жыл бұрын
@@tsiongebru365 መቐነት ኣይኮነን ደም መራሕትኺ፡ብዓል ስዩም፡ኣባይ፡ሴኳተረ፡ ኣስመላሽ፡ስብሓት፡ኣብራሃም,,,,,ወዘተ ምዉታትን ምሩኻትን ዝገበርና ኢና። ን20 ዓመታት ዝቐበርኩሞ ኣጽዋር ዝመንጠልናኩም ኢና። ብጨርቂ ወዲ ጨርቂ ከተፋራርሒ ኣይትክእልን ኢኺ። ኣብዚ እንተ ጀሚርኩም ኣብ ፌስታኹም መጺእና ሓዊ ምውላዕ ዝጽግመና ኣይኮነን፡ ኣብ ዝኾነ ፈጸምቲ እምበር ጀመርቲ ኣይኮናን።
@ዜድዕባይኣፅቢ
@ዜድዕባይኣፅቢ 2 жыл бұрын
😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄በጃካ ዘይሓሰብናዬ ኣይተስሕቀና እስኪ ካሕዳም
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
@@awettesfa6461 👏🏼👏🏼👍👍💯👈🇪🇷💪
@zizihibue5241
@zizihibue5241 2 жыл бұрын
ጋዜጠኛ አንደኛ እዚ በርሄ ዝብልዎ ኣካት አረጊት ግን ቡዙህ ህዝብና ዝጨፍጨፈእዩ
@ወደባዘብሔረቃዛ7
@ወደባዘብሔረቃዛ7 2 жыл бұрын
ቦጦሎኒ 60 ሰብ ኣለዋ እሞ ድማ 3 ሓይሊ 9 ጋንታ ክፍልታት ድማ ኣለዋ ክክክምም ገለ ክንሰምዕ ኢና ሕጅስ በቃ ፕሮፖጋንዳ ሰበ የለን ንምባል እዩ ክኽክክክ
@lulululu2675
@lulululu2675 2 жыл бұрын
እቲ ሰራዊት ኤርትራ እኮ ውሑዳት ኢዮም እንበር ዝበዝሐ ብፍላይ ሕጂ ዝወስድዎ ዘሎ ብግዴታ ኢዩ እንበር ብድሌቱ ንኣብነት ኣነ ሓወይ ስለ ዘይረከብዎ ብዕድመ ዓባይ ኣደይ ክሳብ ተምጽእዮ ኢሎም ኣሲሮም ንገዛና ድማ ዓሺጎሞ ስለዚስ መንእሰይ ኤርትራ ውን ጽቡቅ ኣይረክብን ኢዩ ዘሎ ንሓወይ ህዝቢ ትግራይ ኣይዋጋአን እየ ኢዩ ዝብል እቲ መንእሰይ ተገዲዱ ኢዩ ተረድእሉ ይሕዋት
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተሓዝን ሰብ ክኸትሉ ኣደታት ከኦምጽኡ ጸኒሖም የሕዋት ኢና,,,, 😭😭ህዝቢ ትግራይ ናይ ተሕዝኑ ኤርትራ ሰራት ዘዝኾኑ ንረሸነኩም ንይሮም በጃኹም ተማሃሩ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 жыл бұрын
baynki reki ?? aba nerki ????
@ፍላሚንጎ
@ፍላሚንጎ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ከምዚ ክለምደኩም ኣለዎ
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
ገ ክብሉኻ ዶ ?
1:22:39
Tigrai Tv
Рет қаралды 20 М.