"ንኢሰያስ ኢሎም እዮም ዝቃለሱ ነሮም ምባል፡ ግጉይ ኣዘራርባ እዩ" ተስፋሂወት ኪዳነ

  Рет қаралды 4,741

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 58
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 4 ай бұрын
Tesfahiwet was my childhood idol. He was my reason to do the best at school. I was so excited to see him reading big books during the summer breaks and he played kirar sitting in front of our house.
@teshomemesgun347
@teshomemesgun347 4 ай бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ተስፋሂወት። ን ህጻናትን ን ዓበይቲ ተጋደልትን ኣተሓሒዝካ ዝገለጽካዮ ኣዚየ ኣድኒቐካ። ተዘክሮይ ንድሕሪት መሊስካ ኣሐዲስካዮ። ኣን ንባዕለይ ብሰንኪ መውጋእቲ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ፡ መጀመርታ ኣብ መዓስከር ስንኩላን፡ ጸኒሐ ከም ኣባል ማሕበራዊ ጉዳይ ኣብ ዓራርብ ከባቢ እንዳ ህዝቢ ስለዝነበርኩ፡ ኣደታትን እንዳ ህጻናትን ድሕሪት ተመሊሰ ክዝክር ኣኺሉኒ። ዋላ'ኳ ሓደ ካብ'ቲ ዘይሃስስ ኣብ ተዘክሮ ገድሊ ይኹን'ምበር፡ ከም'ዚ ዝጠቐስካዮ ዘዘኻኽር ኣርእስቲ ክለዓል ከሎ፡ መሊሱ ይሕደስ።
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 ай бұрын
❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ። የግዳስ ህዝባዊ ግንባር ብዙሓት ባራዩ ከም ዘፍረየ ከይ ትርስዕ ሓደራ ኣቦኻ ኸ ካብዛ ባርነት ሓራ ድዩ ክንደይ ሰብ ይኣስርን የብርስን ይህሉ።
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 4 ай бұрын
Be mindful please ❤❤❤❤
@bizenpalm4596
@bizenpalm4596 4 ай бұрын
ክቡር ሓው ተስፋሂወት፡ ግርም ኣገላልጻን ቕኑዕ ሓበሬታን፡ የቐንየልና።
@Hlina848
@Hlina848 4 ай бұрын
ንኢሰያስ ኢሉ ዝተጋደለ የለን ሓቂ ግን ሓደ ሓደ ተጋደልቲ ዕላማ መጋደልኦም ዘይፈልጡ ኣለዉ ብዝኾነ ግን ገድሊን ነጻነትን ኤርትራ ብኢሰያስ ተጨውዩ ኢዩ።
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 4 ай бұрын
ኣለውና ተስፋ ህዝብን ሃገርን ደቂ ህዝቢ መድሕን ባህጊ ህዝብና❤❤💙💙🙏🙏
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 4 ай бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ተስፋሂወት
@ldaachannel6101
@ldaachannel6101 4 ай бұрын
ተስፍየ ሓሳብካ ትኽክል ኢዩ ።
@mikekidane2907
@mikekidane2907 4 ай бұрын
ጽቡቕ ታሪኻዊ ትንተና ኩሉ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ከም ዘሎ ጌርካ ገሊጽካልና የቀንየልና።
@bizenawi7372
@bizenawi7372 4 ай бұрын
Excellent conclusion.
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 ай бұрын
I wish president nay Eritrea tetikewn
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 4 ай бұрын
Very nice conclusion! So much pain and so much hope 🇪🇷 Ajona tiray deki adey, edey edka elna elamana kinharim nay gidin eyu❤️🇪🇷❤️
@zowdi810
@zowdi810 4 ай бұрын
Amro 🇪🇷 we will be one day god bless to you and to erterawe people 🇪🇷 🙏 ❤️ 🙌 ♥️
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 4 ай бұрын
Thanks a million for all your sacrifices! And everything u told is our history g d b, love your optimistic u r brilliant , we can turn it arund if we respect ourself our history our country d each other we paid so much .❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@segidgebremichael3969
@segidgebremichael3969 4 ай бұрын
Very interesting story. God bless you guys
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 4 ай бұрын
ሰላም ዮአል ክቡር ሓው ምስ ጋሻኻ ክቡር ሓው ተስፋሂወት:: ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተዘክሮታት ንእስነትን ታሪክ ገድልን ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ:እወ ክምዚ ሕጂ ኣብ ግብሪ ንርእዮ ዘለና ዘርእን መበቆልን ኤርትራውነት ምጥፋእ ከይኮነ ኣነውን ይዝከረኒ ኣብ ድፋዕ ተጸጊዕና "ንሕናኮ ውሕጅ ጸረግቲ መንገዲ ኢና ንሕና ተሰዊእና መጻኢ ወለዶ ዝተማህረ ኢዩ ሃገር ዝመርሕን ዝሃንጽን" ኢና ንብል ነርና :: እቲ ኣኣብቲ ግዜየተ ዝነበረ ፓለቲካዊ ትምህርቲ ብዛዕባ ማርክሰ ለኒንነትን ማኦ ጾቲን ሓዲሽ ዲሞክራሲ ስነሓሳብን :ኣብ ግዜ ምንስሓብ ዝነበረ ዝተናውሐ ኪናት ናይቻይናን ኣብ ሰመንያታት ዝጀመረት ፓለቲካዊ ቁጠባ እትብሃል ዝተተርጎመት ምጽሓፍን ኢዩ ዝወሃብ ዝነበረ ፓለቲካዊ ጎስጏስ ክሳብ ካልኣይን ሓድነታዊ ውድባዊ ጉባኣ ቅዋምን ፕሮግራምን ሂዝባዊ ግንባር ናብ ሕብረ ሰልፋዊ ስርዓት ምቃም ዝቅይር:: ብዝኾነ እንታይ ይግበር ኮይኑ "ኣይ ኣደኻ ከምዝበለትካን ዕዳጋኻ ከምዝሃበካ" ኮይኑ ነገሩ : እንተ ናይዞም ጀብጀብ መልሓሶም ታሪክን ቃልስን ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ ምጽራፍን ምውርዛይን ግን ንሱ ኢዩ ዓቅሞም እቲ ኣብ ግዜ ሰውራ ዝነበረ ኢሰያስ ሕጂውን ኣሎ ታሪክ ክትመሃረሉ ድኣምበር ኣብ ታሪክ ኣይንበርን ኢዩ ኤርትራውያን ኢዮም ሰራሕቱ ፈቲካ ጸሊእካ ታሪኽካ ኢዩ ፈቲኻ ጸሊእካ ኣይቲድምስሶ ኣይቲሓኮ ዝፈሸለ ስብ ራይ ኢዩ ኣብ ሕሉፍ ዝነብር ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓው ተስፋሂወት ነቲ ሓቀኛ ምስክርነትካ::
@zowdi810
@zowdi810 4 ай бұрын
Yes you are right thanks my haro erterawe 🇪🇷 yes they are
@Fekarkun
@Fekarkun 4 ай бұрын
ህግደፍ ሰራማት ነዚ ጅግና ህዝብና ፈላሊየሞ ብሃሳብ ከምዘይምጉት ሰሪህሞ
@ELNAR93
@ELNAR93 4 ай бұрын
YOela ms gasha nemesgn❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Nska dea xba Esu setika zsabekafinta tekalsay tblas nbalka kdm akreta htetat❤
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 4 ай бұрын
ህግደፍ ንህዝብና ብገርሁ ተጻዊቶምሉ
@husenidrisibrahim
@husenidrisibrahim 4 ай бұрын
Well come yoelino
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
You are lucky
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 4 ай бұрын
Such a nice guy
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ተስፋሂወት ድገመሉ ነታ ናይ ወያነ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዋ ዕንወት። ተቃወምቲ ኣይተምጽእ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ሓቆም ኣቢ ሜዳ ድለመድዎዩ. ነቶም ዝተሰዉኦ ኣይምልከትን አትሺፍትነት. ኖቶም መሪሕነት ነትመርሕነት ይምልከቲ. አሱክኣ ኢትዮጵያ ዊ መንፈስ አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኤዩ. አዝክኣ ትግራዋዩ ካቢ ጅብሃ መሪሕነት ዘይረብሑዮም. ሕጊ አንዳባ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. 55:57
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 4 ай бұрын
እርሩም ቲግሪይና/ባሊ/correct Tigriyna sentence > በለ ዝ ንስሳቶም ተቓሊሶም እውን መዊቶም ምእንቲ ኢስያስ እዩ ግጉይ/To say that they fought and died for Iseias is wrong.
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
ወዮ ድኣ ጠዋይ ተንኮል ተሓንጊጡ ዝኸደ ኣረሜን ኣጋጢሙና እንበሪ ሰውራታት ቬትናም ካምቦዲያ እንዳበሉ ቀዳማይ ጸላኢና ዋላ ብዝሒ ሓይሊ ድምብርጽ ከይበለና ተራጺምና ከምንቃለስ ኣደ ቆልዓዓ ገዲፋ ግንባር ትኸደሉ ግዜ ውን ኔሩ ኢዩ። ጸላኢና ምስ ኣልገስናዮ ዲምክራሳዊት ኤርትራ ክንምስርት ኢሎም ይምህሩና ኔሮም ኢዮሞ ።ድሕሪ ካልኣይን ሓድነታውን ጉባኤ ማለት 12/3/1987ዓ/ም ቅዋምን ፕሮግራምን ኢሎም ክኣ ንመሃርን ንካታዕን ኔርን ድሕሪ ናጽነት ግን ሸሬቦማ። ተጋደልቲ ኣይፈልጡን ኔሮም ዝበሃል ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኢዩ።ዝኮነ ተቃውሞ እንተጌርካ ውስድ ኣቢሎም ሽርብ ዘብሉኻ እንተኾይኖም ብሒም ምባል የለን። ኣፍኩም ዝሃበኩም ክትዛረቡ ከለኹም ከይገረመኒ ኣይተረፈን።😭😭😭
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 4 ай бұрын
መጀመርያ መራሕቲ ህዝባዊ ግምባር ከምኡ'ውን ጀብሃ ናብ ቻይና ከይዶም ወተሃደራውን ፖለቲካውን ትምህርቲ ወሲዶም'ዮም ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ። ናይ ቻይና ፖለቲካ ደጊፉ ፖለቲካ ቻይና ንዝማሃር ውድብ ዴሞክራሲ ከምጽእ ኣይትጽበዮን ኢካ ምክንያቱ ቻይና ኮምኒስት እዮም። ካልእ ዝኮነ ተቃውሞ ዝገበረ ውስድ ኣቢሎም ሽርብ የብሉኳ ኢልካ/ኪ ስለምንታይ'ሞ ተቃለስ/ሲ ነርካ/ኪ። ስለዚ እቲ ሰራዊት ንቅሓት ኣይነበሮን ንዝብል እወ ትክክል፡ካብኡ ሓሊፉ ግን መሓዛ ቻይና ዝኮነ ሰውራ ዴሞክራሲ ክተክል ኣይክእልን እዩ።
@tesfalemhaile8917
@tesfalemhaile8917 4 ай бұрын
እታይ ኢኪሙ ተጋዳላ ተገዳላይ ትብልና ዘለኩም ምባሪ ሲኢና ንመዊቲ ንጠፊእ እኪኢና ዘለና መን ኣይ ተጋደልኩም ዝበለኩም ኣሎ ከምይ ገሪና ካብ ምጥፋኣ ንድሕን ንሕሰብ ኣነ ስለ ስብ ስለባህለ ኢዩ ዝሓስብ
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 4 ай бұрын
Yoely hawey hemak teadelna zey weda sheger
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
Listen to learn
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 4 ай бұрын
ኢሳያስ ኣብ ካርቱም ሻርዕ 1 ዝበሃል ቤት ጽሕፈት አዩ ጎራዙ ይዕምጽ ነይሩ - ጸጸኒሑ ንሜዳ ይወርድ ነይሩ። ኣምስሉ ተጋዳላይ አዩ ነይሩ።
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ይመጹ ኔሮም እያ ኔራ።
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 4 ай бұрын
እዚ ሓዉና ይሓዋውሶ ኣሎ ተስፋሂወት ናይዉድብ እዳበልካ ናይህዝቢ ኤርትራ ከኣ ትብል ኣለኻ ስለዚ ንስኻ ቆልዓ ኮለኻ ዝተሰበኽ ካዮ ኢዩ ናጽነት ዘይቡሉ ተጋዳላይ ናጽነት ከምጽእ ኣይኽእልን ኣገድሊ ይኹን ድሕሪ ገድሊ ኢሰያስ ምስድሩኡ ኢዩ ናጽነት ዘሎዎ መግዛቲ እሰይስ እበር መግዛቲ እቶጵያ ኣይነበረን ደቅኻን ስድራኻን መርይት መግስትሉ ዝግብት ህዝባዊ ግባር እዩ ወላ ሰበይትኻ 💙💚💙 ሕጂ ኣጸባብቕካ ዝምለስ ታሪኽ ወይ ዝተበተነት ስድራ ክጥርንፋ ኣይትኽእልን ሕጂ ተስፋሂወት እታ ናጽነት ምስ ስድርኡ ንባዕዲ ተቓልስና ዝብለና ዘሎ ኣሰድዳቶ እያ ስለ ዚ ሓፋሽ እዩ ዝትሓፍሰ ሓፋሽ መስል የብሉን ሓፍሽ ኣይዕ ወትን ኣተዓወተን ክኣ ካብ ገድሊ ስጋብ ሕጂ ዓወት ንሓፋሽ ይብሉ ኣለዉ ኢሰያስ መራሒኦም ዘይፈልጡ ደኣ ዝገደደ ከኣሞ ንመን ኢሎም ይቃለሱ አለው ኣይፍልጡን ብዝኾነ ደም ከፉሉ ማይ ዝሰኣነ እዩ ህዝብና ገድልን ተጋደልትን ናይ ኢሰያስ እዮም ናይ ህዝቢ ኣይኮኑን ❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Srat hemasen zhenxakm akreta Kay hetatku nay namnekumn msakum ena nerna telamat ena nfeltom Elo ena deka belaes zatewu ei khti ena ay tedanagtu nbalkum kdm kam tgageku akreta htetu xbah Kay tmetu❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
mas wexalkum nay s
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
1981ako tsfahiwt kampra merh betlomi zmerhina ay ndeln ena bzi megadi tbhilu 36 tegadlti bdltna trftnagfai slznenre b deki hemasen AB rasena xefxaf swr ghid yfxem sle znebre nhewht kalsna axomna❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Ashl alwo neru eu deki zhra ngida deki hdas nmeda eko ybahel neru eu nmntay ena AB amselu n hehawuin nnebr ageb ageb nsrat hemasen❤
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 4 ай бұрын
ኤርትራ ዝሞተትሉ መዓልቲ ኢዩ ምውላድ ኪኖ እቲ ቀጥታዊ ትርጉሙ ዓሚቕ ሰፊሕ ትርጉም እዩ ዘለዎ እምበር ኤርትራ እዛ መሬት ክትፍጠር ምሰኣ ኢያ ተፈጢራ ወይስ ዓስረይቲ ፕላኔት ኢያ ኢኹም ክትብሉ ከም ሽላን 24 ግንቦት ግን ናይ መግዛእቲ ስርዓታት ናይ ስልጣን ምቅያር ዝተኸስተሉ ፍጻሜ እዩ
@biniamandemeskel9078
@biniamandemeskel9078 4 ай бұрын
Haw dibezehe tegadalay kab adu tegefifu eyu keydu silezy tegefifu zikede tegaday elama alo diyu
@AAGTOSS
@AAGTOSS 4 ай бұрын
ወያነ ንሰንዓፈ ከዕንዋ ኸሎ ብዓይንኻ ዝረኣኻዮ ምምስካርካ ይቐንየልና። ሕጂ እዞም ጠፋሻት ከድዓት ማሕባር "ትግራይ ትዕወት" ነዚ ክሰምዕዎ ኣይደልዩን እዮም።
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 ай бұрын
Hgdef zefreso ygedid
@abandelanb9490
@abandelanb9490 4 ай бұрын
ናይ መልሓስ ዝኮነ ወዲ ናይ ዘርባ
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 4 ай бұрын
Sekt, kithazin yigibeaka bezi zereba, nay haki Eritreawi Ente konka
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 4 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ እዩ ህዝባዊ ግባር ኢልዎ ከመይ ጌሩ ንዝብል ሕቶስ እታይ እዩ መልሱ ዝሓዉና ታሪኽ ዝድርበ የለን ታሪኾም ጋሓፍ እዩ. ሽፍታ መርዓትን ቤተክርስትያንን ኣይደፍርን መግለጺ ስለዝተሰኣኖ እዩ 💙💚💚 እበር ሽፍታ ኣቕድም ህዝባዊ ግባር ሽፍታ ጻድቕ እዩ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 ай бұрын
What is freedom simple answer???
@AAGTOSS
@AAGTOSS 4 ай бұрын
To be free from Tigray invasion.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 ай бұрын
@@AAGTOSS what about to be free from the dictator tegraway??
@AAGTOSS
@AAGTOSS 4 ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 Then man up and fight like a man. በዓል ኢሰያስ ካባኻ ዝንእሱ ደቂ ዕስራታት ከለዉ እዮም ሜዳ ወሪዶም ስራሕ ሰብኣይ ሰሪሖም ዝደለዩዎ ጌሮም። ትደልዮ መገር እንተሃልዩካ፡ እነሆ ሜዳ.......
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 ай бұрын
@@AAGTOSS stop being baraya dictator and you can see if he stays in power for one day the dead old man
@AAGTOSS
@AAGTOSS 4 ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 እሞ ነዚ dead man ትብሎ ዘለኻ ሙኻን ስኢንካ፧
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ዮኤል ጡፍ በሎ ረሳሕ ዘረባ ኣይትዛረብ። ሸፋቱ ዝብል ቃል ተውጸኦ
@ኣነንንስኹምን
@ኣነንንስኹምን 4 ай бұрын
ንኢሰያስ ኢሎም'ዮም ዝቃለሱ ኔሮም ክትብል እኳ ኣጸጋሚ እንተኾነ by default ግን ከምኡ ኮይኑ'ዩ። ውሓጣ😊
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 3 ай бұрын
ንገብርኤለ ኣበይ ትፈልጦ ብድም ዝጨቀወ ኢልካዮ? እስኻስ ተማሃራይ ኔርካ ካዉ ከኣ ሃዲምካ። ኣርባዕተ ነጥቢ
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 8 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 52 МЛН
ሃይማኖት ሓዲሽ ወለዶ !
2:11:20
Zelenayo Show
Рет қаралды 8 М.
ኲናት ወያነን ገበናቱን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
28:36
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 25 М.