ፃንሒት ምሰ ተጋዳላይ ብርሀነ ልፍዓተይ ተሰፈ

  Рет қаралды 21,436

Cyber power Tigray Media

Cyber power Tigray Media

Күн бұрын

ፃንሒት ምሰ ተጋዳላይ ብርሀነ ልፍዓተይ ተሰፈ
ዉሸጣዊ ኩናት ኣዋጅ ንምንታይ?
እቲ ዛረቦም ዘረባታት መርቶዓ ኣለካ ዶ?

Пікірлер: 486
@golbelay394
@golbelay394 Ай бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃበለይ ንጀግና ተጋዳላይ ብርሃነ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@HailmariamAsmelash
@HailmariamAsmelash Ай бұрын
ብሓቂ ቃላት የብለይን ተጋዳላይ ብርሃነ ፁቡቅ ጌርካ ኢኻ ኣርዲእኻዮ።
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn Ай бұрын
ጀግና ብራሀነ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉tanx
@KiduTdf
@KiduTdf Ай бұрын
ብርየ እካዕ ትግራዋይ ኮንካ ወሊደ ትበል አዴካ ❤❤❤❤
@teklayaregawi9731
@teklayaregawi9731 Ай бұрын
ፅቡቕ ቃለ መሕትትን ገለፃን ጌርካ ኢኻ የቐንየልና ተጋደላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ ❤
@letchalemu6831
@letchalemu6831 Ай бұрын
❤❤❤ጅግና ትግራዋይ ብርሃነ ልፋዓተይ ❤❤❤❤
@KiduTdf
@KiduTdf Ай бұрын
ብርየዋይ ጅግና እካዕ ተወለጅካ ሓቀኛ ትግራዋይ 👍👍👍👍
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
I’m proud of you Birhane Thank you so much!
@DanaytAsgedom
@DanaytAsgedom Ай бұрын
❤ብርሂን
@Merebet-l3t
@Merebet-l3t Ай бұрын
ብርሃነ ሚድያ ዘይፈርሕን ባዓል ሙሉእ ዓርሰ እምነት እዩ።
@berhaneasgedom3163
@berhaneasgedom3163 Ай бұрын
እምበር ተጋደላይ ልፋዓተይ ተስፋ ብሓቂ ኮሪዐ
@TeklaBerihu
@TeklaBerihu 12 күн бұрын
ተባዕ ተጋዳላይ ቀፂለሉ አብ ጎኑካ ኢና።።።።።።።
@tsegaydesta2162
@tsegaydesta2162 Ай бұрын
ብሬ ናይ ብሓቂ ተንታኒ
@gebrehiwet3114
@gebrehiwet3114 Ай бұрын
የቀንየልና ተጋ. ብረሃነ !!
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 Ай бұрын
ኤፍረም ሕቶ ሓቲትካ መልሲ ንኽትሰምዕ ኣወዳኣዮ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 Ай бұрын
He did for pr purpose because he is the one working with pp to destroy TPLF
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
​@@almazadamu9175 I agree with your comment
@ROZAREYA2323
@ROZAREYA2323 Ай бұрын
ኤፍሬም እሞ ከምታ ናይ ቀደምካ ተሊያ ርዕስኻ ንሕሊናኻን ንሐቅንዶ ስራሕ ኤፍ እንጌታቸው ምስ ፃድቃን አፍረስቲ ትግራይ እዮም 100%
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ብምኽንያት ዝአምን ብምኽንያት ዝሙጉት መርኣያ መናእሰይ እዩ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
You are absolutely right
@mekonnengurmesa4121
@mekonnengurmesa4121 Ай бұрын
ኤፍሬም ግን ንዝሓተትካዮ መልሲ ናይ ምስማዕ ፀገም አለካ : ሓሳቦም ክግልፁ አይትፅበን ኢኻ: ጅግና ተጋ/ ብርሃነ ትድነቕ ኢኻ አጆኻ በርትዕ ቀፅለሉ 🙏💪🏾♥️💛♥️💛😍
@HaeylomDesaley
@HaeylomDesaley Ай бұрын
ብሬ ጂግና ፁብቅ እንኳዓ ኣቅረብካዮ እፍሬም ሓዉና ና ደስ ይብል ብሬ ብሬ 💙💙💙💙
@medaabrha8057
@medaabrha8057 Ай бұрын
ብናይ ጅማ ድቓላ ትግራይ ክትምራሕሲ ይገርም እዩ
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 Ай бұрын
​@@medaabrha8057esika eka dikala amharay . tegadalay brhane ab Oroomo kilil bi kuriat kulu gedifu zitegadele jegna tigrawayeyu
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i Ай бұрын
ግም​@@medaabrha8057
@affrata_1616
@affrata_1616 Ай бұрын
ብርሃነ ፅቡቅ ተቃላሳይ ዕዩ።
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
እድመን ጥዕናን ንጀግና ተጋዳላይ ብርሀነ ይሃበለይ እንበር ወዲ ትግራይ!!❤❤❤❤
@berhebestphotokidu5219
@berhebestphotokidu5219 Ай бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ የቅንየልና ፅብቅ ርኢቶ ኢዩ
@Merebet-l3t
@Merebet-l3t Ай бұрын
ብርሃነ ጅግና።
@askal1949
@askal1949 Ай бұрын
Thankyou bershe
@zanaizanaii4821
@zanaizanaii4821 Ай бұрын
ብሬ ጅግና ተባዕ ባዓል መትክል 💪💪💪💪💪💛❤💛❤❤
@queenqueen6112
@queenqueen6112 Ай бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ብዓርሰእምነትን ብዕላማ ህዝቢ ትግራይ ዘይዳራደር ጅና ተጋዳላይ እዩ::
@WeldayKkiros
@WeldayKkiros Ай бұрын
ብሮ ጅግና❤❤❤
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
ተጋዳላይ ብርሀነ ጀግና አበሳ ናብዚ ምዲያ እዙይ ምምጻእኻ ዋላ ዘይምጥነካ ደአ ይኹን እበር ንገሮም ንዞም ግዙአት።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 Ай бұрын
ትክክል ረእዩ እዝ ዕሱብ እት ዕሱቡ ጎዛእ ናይ ሳንቴም እፍሪም ሌባ
@yohanesasfaw4583
@yohanesasfaw4583 Ай бұрын
እንታይ ምኾኑ እዩ ዘይምጥኖ? ሐንቲ በኽቲ ኢኪ
@TedeyTbrhan
@TedeyTbrhan Ай бұрын
.ተደማመፁ
@weghta3315
@weghta3315 Ай бұрын
Berhane You are Our hero ❤🙌
@mueztafere
@mueztafere Ай бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ
@abatasew942
@abatasew942 Ай бұрын
ብርሃነ ኣብዛምድያ እዝ ኣ ክትቀርብ 😏 ዝኾነ ኮይኑ ጅግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
@almaz.8056
@almaz.8056 Ай бұрын
Proud of you Brhane. You are brilliant
@alemsegedatsebaha2657
@alemsegedatsebaha2657 Ай бұрын
ሓደ ውድብ አብ ክልተ ከግማዕ አይኸእል ናይ ባዕሉ ውደብ ክምሰርት ነይርዎ
@getachewkebede2183
@getachewkebede2183 Ай бұрын
ፅቡቅ ኣክትቪቲ ሰሚዕናካ
@yonigebru7587
@yonigebru7587 Ай бұрын
I thanks a lot berehan because you totally addressed my intention.
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx Ай бұрын
ሰላም ትግራይ ሳይበር ፓውር ሚድያ!! እቲ ምስ ተ/ብርሃነ ልፍዓተይ ትግራዋይነት ዝመለኦ ዝገበርክምዎ ግልጺ ክትዕ ጽቡቕ/ይበል ኢዩ። ፖለቲካን ትግራዋይነትን ንዝርዳእ ንልፍዓተይ ንክርድኦ ሰኮንድ ኣይወስደሉን። ኣነ ንልፍዓተይ ዝፍልጦ ካብ 2012 ዓ/ም ፈረንጂ ኢየ። ካብ ልፍዓተይ ዝተዓዘብክዎ ድማ ከመይ ታሪክ ትግራይን ትግራውነትን ምዕቃብ ኢዩ። ብፖለቲካን ትግራውነትን ድማ ብሱል ብሱል ኢዩ። እሞ ከምዚ ተጋሩ ንተጋሩ ልዝብን ክትዕን ብጣዕሚ ኣድላይ ኢዩ በርትዑ ቀጽልሉ!! ናይሊ ጌታቸው ካብ ህዝባውነት ምውጻእን ናይሊ ደብረጽዮን ዝሑል መሪሕነትን ግን ተስፋ ቖሪጽና ኢና!! ከምቲ ልፍዓተይ ዝበሎ ህወሓት ውን ናብ ሚድያ ወጺኦም ህዝቦ ከንቅሑ ይግባእ!!
@AronYohanis
@AronYohanis Ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ድኹም ካብ ፍልጠት ዝራሓቐ ጋዜጠኛ። ዘረብኡ ምንም ሳብስታንስ የብሉን። ናይ ህወሓት ፅላኣት ጥራሕ ከምዘለዎ ግን ግልፂ እዩ።
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 Ай бұрын
Efriom ወይ እትኽእሎ ሰብ ኣቕርብ ወይ ሕቶኻ ኣስፊሑ ክምልስልካ ዕድል ሃቦ:: ሓደ ሰብ ትግረዋይ ኮይኑ ከም ተጋደላይ ብርሃነ ተሪር : ግልፂ:ቆራፅ:ተባዕ: ንመንነቱ ንኽብሩ ሂወት ክኸፍል ንባዕሉ ናብ ቃልሲ ዘውፀ :ኣብ ግቡኡ ዝፈፀመ ሰብ እዩ:: ን ተጋደላይ ብርሃነ ምፅራፍ ድንቁርና እዩ::
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 Ай бұрын
I'm proud of you Brhane . thanks so much.
@rurururu4775
@rurururu4775 Ай бұрын
Lomi seb amtsika we love you Lfatey❤❤😘😍🥰
@AdamHaile-t7f
@AdamHaile-t7f Ай бұрын
ሓቲትካ መልሲ ጽን ኢላካ ስማዕ ብዲሕሪኡ ሓሳብካ ሃብ
@ROZAREYA2323
@ROZAREYA2323 Ай бұрын
ኤፍ ከይባረሩ ስለዝፈርሑ እዮም ናብ ጉባኤ ዘይአተዉ
@moketekle4664
@moketekle4664 Ай бұрын
ተጋደላይ ብርሃነ የዒስ! ፅፉፍን በሊሕን ወዲ መስመር ኮንፊደንስ ጥራይ አይኮነን ምሉእ ብቕዓት ዘለካ ትግራይ ሰብ አለዋ፡፡
@abuahmed5354
@abuahmed5354 Ай бұрын
ኣነ ዝመስለኒ ብርሃነ ሓቂ ይዛረብሎ
@ksteve-nn1mk
@ksteve-nn1mk Ай бұрын
The guest is very briliant and intelligent individual. keep up the good work brother.
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack Ай бұрын
God bless you Jegna tegadelay Birie
@Goitom_Tigraway
@Goitom_Tigraway Ай бұрын
ብርሃነ ብርሃነ ብርሃ ፉሉይ ፖለቲካዊ ርድኢትን ትንታነን ብሓቂ ፈላጥ ሰብ ኢኻ። ኤፍሬም ክፍተትካ ብምንባብን ብምስማዕን ኣጎልብቶ።
@SamiSami-jg3wi
@SamiSami-jg3wi 7 күн бұрын
ገቦዝ ጠያቃይ ኢፊርም
@Neverforget2020
@Neverforget2020 Ай бұрын
Very matured discussion which has cleared so many confusion
@goitomgebru7446
@goitomgebru7446 Ай бұрын
ብሬ ትክክለኛ ተጋዳላይ ኢካ ናይ ብሓቂ ጅግና ትግረዋይ ኢፍሬም ግን ካብቶም እኒ ፃድቃን ዝበሉ ካሓድቲ ሰብ እዩ ቂምካ ኣብ ግለ ሰባት ይኩን ኣይትብከ ኢፍሬም ቀደም ተጋዲለ ኢልካ ሎሚ ህዝብካ ኪሒድካ ሃተውትው ኣይትበል ክምልሰልካ ተሎ ደሞ ኣዳምፆ ኣብ ሞንጎ ኣቲካ ሓሳቡ ኣይትቁረፆ
@tarik-r9k
@tarik-r9k Ай бұрын
አንቶም አሓተይ አለም ጠይቅኩም ከምገለ ገርኩም ዝወራዳ ሰካራምን አብውረደልና ብእግዞብሔር
@hailegebrielgiday7620
@hailegebrielgiday7620 Ай бұрын
Birhane, you are brilliant keep your consistence
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
ሠላም ጅግና ሓወይ❤💛❤💛❤💛
@kirosasfaw7954
@kirosasfaw7954 Ай бұрын
ብሬ ጀግና
@seareagazi
@seareagazi Ай бұрын
ብፃይ ብሬ ሓፂብካዮ ኣስጢሕካዮ ዙ ባንዳ ዕድመ ሓሳርና ዘናዉሑ ኣኽላብ ሚድያ በርገር
@tsegayehailu2756
@tsegayehailu2756 Ай бұрын
ተጋይ ብርሃነ ጀግና ብርቅየ ንበረልና ከብ ቀደም ስለ ዝከታተለካ ንዕይ እተቅምጣም ሓሳባት ግልፂ እዩ ሰብ ንምንታይ ከም ዝደናገር ይገርመኒ ዋላ ጋዘጠኛ ስርሑ ዝኮነ ደንብርብር ይገርም
@Admas-j8q
@Admas-j8q Ай бұрын
ብሬ ጅግና
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
መሐውርካ ይውለቕ!
@Merebet-l3t
@Merebet-l3t Ай бұрын
?
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Ай бұрын
ሳይብር ሚድያ ህዚ ጽቡቅ ጅማሮ።
@ferehiwetmebrahtom7680
@ferehiwetmebrahtom7680 Ай бұрын
Thank You so Much for your realty, you are our Hero Berhane. I proud of you.
@TekleAbera-e2c
@TekleAbera-e2c Ай бұрын
ኤፍሬም፡በጣም፡አኸብሮት፡አለኝ፡ነገር፡ግን፡በጣም፡ሐሳቡንእንዳንረዳ፡እያደረከው፡ስለሆነ፡በመደማመጥ፡ቢሆን፡ትክክለኛውን፡መረጃ፡ለማወቅሊረዳን፡ሰለሚችልበመደማመጥ፡ይሁን።።
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 Ай бұрын
ብሬ ናማን ሰብ ዝሰኣነ ሰብዩ ፀበል ዝወስዶ ሲኢኑ ህዝቢ.ከባልዕ ይዉዕልሎ!!
@yalemtsegaye4746
@yalemtsegaye4746 Ай бұрын
አታ ብሬ ስለህዝብሀ እስካብ መጨረሻ ታገል ናይ ብሀቂ ተጋዳላይ ኢሀ ፅኑ ኢሃ ብሀቂ❤❤❤
@eyobyat
@eyobyat Ай бұрын
ተቃለስ ፣ የሸዋ ልጅ አረመህ😂🙏
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack Ай бұрын
Birie is very intelligent human you just be quite and listen to him Efrem you don’t anything. That is sad part of this time everyone get up and start to throw up their garbage to Tigray people. Birie God bless you.
@abadikidane9078
@abadikidane9078 Ай бұрын
it was good debate with fighter Brhane .
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 Ай бұрын
Birhin jegna tegadalay dim x hezbi tigray we Love you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@queenqueen6112
@queenqueen6112 Ай бұрын
ኤፍረም ሓቂ ክትሰምዕ አይትደልን ዘለኻ ::
@fessehatesfamichael7700
@fessehatesfamichael7700 Ай бұрын
ኢፍሬም ማለት ህልኸኛምበር ጋዜጠኛ ኣይኮንካን ።ቃለ መሕትት ተዘይ ትገብር እመኽረካ ወዲ መስፍን ኣስፋው ።
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
ሠላምኩብር ሓውና❤💛❤💛❤💛
@tesfaikabai4009
@tesfaikabai4009 Ай бұрын
ትጋዳላይ ኤፍሬም: ብዛዕባ ጉባኤ ኣፀብቅካ ትፈልጥ ኢኻ::
@AsgedomMeressie
@AsgedomMeressie Ай бұрын
Wherever this so brilliant so wonderful ጀግና ኣንበሳ ሓውና ብርሃነ just keep it up ቀጽለሉ ፕሊስ TDF forever 👊💪✊
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
I like this hard talk.Keep it up Guys.
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
Berhane speaks with facts and evidences. He has a deep understanding and knowledge of Tigray politics. This guy was part of the struggle during the existential war of Tigray, he witnessed millions Tigray youths killed , wounded and disabled. TPLF is the only party that can save the Tigray people, I agree the leaders should be replaced by young educated , intelligent and dynamic politicians like Berhane. Getachew and Tsadkan way is taking back Tigray to the status that the people of Tigray suffer during Haile slasie and Mengestu Hailemariam . We are seeing these people sale the interest of Tigray and people of Tigray to their masters in Shewa/ 4 kilo
@tsegayehailu2756
@tsegayehailu2756 Ай бұрын
ንህዝቢ ዝጠቅም ተትጥይቅ ፅቡቅ እዩ ታራ ጥይቄ አይትጠይቅ አይትውረድ ሚዛናዊ ኩን ንታጋይ ብርሃነ ዝፀልኡ ሰባት ዝሰብሰብኮዬ ጥያቄ አይተምስሎ ብፈልጠት ሞግቶ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Ай бұрын
፦ ብርሃነ አብ ዘይምጥነካ ሚድያ ቀሪብኻ ሎሟዓንቲ ብጣዕሚ ተጋጊኻ።
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 Ай бұрын
ትኽክል ኣለኻ
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 Ай бұрын
Debrestntet da media endyu zefrhakum seb hakena entekoynu ztehateto kemzterdo kmlis meselu eyu nafekti skay aytkunu deki Debrestntet
@yohanesasfaw4583
@yohanesasfaw4583 Ай бұрын
ጨናዊ ከማኩም ዝበሉ ተጋሩ እዬም ዝሕምስዋ ዘለዉ ዓዲ
@tesfaikabai4009
@tesfaikabai4009 Ай бұрын
ኤፍረም: ሕቶኻ ንኽምልስ ኣይተዕንቅፎ::
@መባእጽዮንብራሃነ
@መባእጽዮንብራሃነ Ай бұрын
ብሬ ተባዕ
@GetanehKassa-pr5dd
@GetanehKassa-pr5dd Ай бұрын
ኣወዳኣዮ
@endalk6203
@endalk6203 Ай бұрын
Don't worry he will let you understand yes that is true
@tesfaikabai4009
@tesfaikabai4009 Ай бұрын
ትኽክል
@hailemariamgidy180
@hailemariamgidy180 Ай бұрын
ብርሃነ ጽቡቕ ኣለኻ እቲ ወዲ ግን ብዘይካ ደብረጽዮን ምጥቃን እዩ ል እክቶኡ! ኣብቲ ሕሉፍ ተጋድሎ ናይ 80ታት ይመስለኒ ሕወሓት ኣይፈልጣን
@goitomgebru7446
@goitomgebru7446 Ай бұрын
long live bre jigna wdket nkahadtn kimegnatatn
@affrata_1616
@affrata_1616 Ай бұрын
ኤፍሬም ዝወገንካ ምዃንካ ይፍለጥ አሎ እሞ አጭርሶ።
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 Ай бұрын
ብሪየ ጅግና ዋዲ ጂግና❤❤❤
@ROZAREYA2323
@ROZAREYA2323 Ай бұрын
ኤፍሬም ፃድቃን ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ እዩ መርምርዎ ብዓይኒ ሐቂ።።
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 Ай бұрын
❤❤❤ትግራይ ከም ናይ ኢትዮጵያ አካል ከምዘይኮነትማ ናይ ኢትዮጵያ የውጭ ጉዳይ ሚኒስተር ግዴዎን ጢሞቲዎስ ናብ ትግራይ ተልኢኹ ክመጽእ እንከሎ እኮ አረጋጊጽልናዩ!!❤❤❤
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 Ай бұрын
ሳይበር ሚዲያ ሓሳዊ ኢካ ዘይተበሃለ ኢካ ትብል ዘለካ... ሃለውለው ድማ አይትበል.... አታ ጅግና ዳህና ጌርካ አስማአዮ እንተተረዲእዎ ዝወጠጦ
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
አይበለን ብደቢ አዳምጽ ሀለውለው አይትበል ኤፍሬም።
@lidyamktesfai1528
@lidyamktesfai1528 Ай бұрын
Berhane, bravo. ዓንትዕ!
@temesgentemu2414
@temesgentemu2414 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ልፍዓተይ
@Belachewgebrewahid
@Belachewgebrewahid Ай бұрын
ሳይበር ፖወር ሚድያ የቕንየልና ከም ተጋ ብርሃነ ዝመሰሉን ካልኦት ዝምልከቶም ሓለፍትን እናቕረብኩም ጠቕላላ ኣፍልጦ ክህልወና ስለዝገብር ቀፅልሉ። ብዋናነት ድማ ካብ ህወሓትን ካብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ዝምልከቶም ሓለፍቲ እናቕረብኩም ቻሌጅ ግበሩልና።
@andemariam1763
@andemariam1763 Ай бұрын
Brhane is absolutely smart
@tesfaikabai4009
@tesfaikabai4009 Ай бұрын
"ሞኽ በልና ብሓሓይለ"
@tsehayeassefa2282
@tsehayeassefa2282 Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ksteve-nn1mk
@ksteve-nn1mk Ай бұрын
Good for you Berhane!!
@saving-dt7tm
@saving-dt7tm Ай бұрын
ኤፍሬም ኣብ ስሚዒት ዘይኮነስ ኣብ ሙሉእ ሓበሬታ ኮይንካ ተዛረብ
@goitomgebru7446
@goitomgebru7446 Ай бұрын
long live bre jigna
@Merebet-l3t
@Merebet-l3t Ай бұрын
ኤፍሬም ንስኻን ሚኪ ራያን ተፆሚቕኩም ክንድ ፍርቂ ብርሃነ ኣይትመፁን። ብርሃነ በልሕን ሓፂን ተቓላሳይን እዩ። ብትኽክል ንህዝቡን ሓቅን ዝጋደል ዘሎ ሰብ እዩ። ንስኻ ብተደጋጋሚ ታዓዚበካ ኣለኹ፡ ሰባት ሓሳቦም መሊኦም ከይገልፁ ብምቁራፅን ክትዕብልል ትፍትን፡ ብፍላይ ሚኪ ራያ ምሳኻ እንተሃልዩ፡ ብሚኪ ራያ ኢኻ ትጉተት፡ ንሚኪ ራያ ከይተቕይም ብስክፍታ ኢኻ ትገልፅ።
@AssemHagueNewsViewsNewsViews
@AssemHagueNewsViewsNewsViews Ай бұрын
እቶም ፖለቲካዊ ትሪያታትእቲ ሓጋጊ ኣካል፣ እቲ ፈጻሚ ስራሕ ከምኡ’ውን ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ፍርዳዊ ስልጣን ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ክኸውን ይግባእ ።እዮም
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
0:48
A Plus School
Рет қаралды 20 МЛН
ወቅታዊ የትግራይ ሁኔታ
2:21:25
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 40 М.
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН