KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
በተለይ ኣቦና እዛ መሬት ክንዲ ሓውክን ክንዲ ቤተሰብክን ፦ 🤲
25:05
#zaramedia -'ዶብ ትግራይን ኤርትራን ይተዓፆ' 12-17-2024
28:29
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
To Brawl AND BEYOND!
00:51
እንኳዕ ንሕዳር ማርያም ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና🙏🥰🥰🥰
Рет қаралды 9,271
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 41 М.
Kidan Tube
Күн бұрын
Пікірлер: 448
@HMA354
17 күн бұрын
ኣብ ስደት ዘለና እመብርሃን ናብ ገዛና ብሰላም ትምለሰና ኣሕዋተይ ጽዮነይ ሓደራ ❤❤
@leiltyteklay2649
15 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ❤
@AZebTAMR
9 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤
@Yrygugbbvsuhbsbmhdfvh
16 күн бұрын
ኣበይ ድኽ ትነቢር ኩሓ ዋላ ኣበይድኽትነቢርኩሓዋላመቀለ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidantube11
15 күн бұрын
መቐለ እየ❤
@hiwihiwihiwi
17 күн бұрын
እዊ ዙእንጀራ ደስ ክብል ትሖሸይ ልዓመታ አብ ዓድና አቲና የውዕለና ማርያም አደይ ሓደራኪ ደጅኪ ልምስዓም አብቅዕኒ❤❤🤲
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ማሕበርቅዱስጊዮርጊስ
17 күн бұрын
አሜን (3)❤❤❤❤
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
ኣሰይ. ኪዳንዋይ. ኣስየይይይይይይ ዝማሬ. መላኣክት. የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላኣክት የስመዐልና❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንፈጣሪኣምላኬ
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ተሐሸይ ናኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ዓመት ሰባት ትበለና እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍🥰👏👏👏👏👏👏👏☘️🌿🌿🌿🌹🌹🙏🙏👏🌿
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤
@ساره-س4ض
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሕሸይ ፃሓይ ገፃ❤❤❤❤❤❤❤
@BanaBeauty14
17 күн бұрын
Aseyyy shikorat❤❤ Amen amen🙏🙏🙏
@HdjdosgenziHdjdysb
16 күн бұрын
አሜን ንኩለትን❤❤❤
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ሓቢሩ. እንካዕ ኣብፀሐና
@Beryeyey
17 күн бұрын
አሜን ኪዳነይ ሽኮር ዝማሬ መልአክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን
@Tsehy-q9s
17 күн бұрын
ኣሜን (3)❤❤❤🎉🎉🙏🙏🙏
@HaniyeMaryamLij-m5w
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜንንን
@Hhhjdjj-l5q
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን እንካዕ አሕብሩ አብፅሐና
@JooklFookle
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ተሐሽዋይ ፅሪቲ🙏
@VioBip-q2d
17 күн бұрын
እሰይ ቶሖሸይ ደስ ክብል እንካዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና እሰይ ደስ ክብል ብሓቂ❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@Hiat-s2l
17 күн бұрын
ዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GfCc-f7n
17 күн бұрын
nanaman ado kidan welela
@YyGy-in6dt
16 күн бұрын
asey anes adey nafke efff haderaki kdsti dngl adey maryam hasab lbey asmrki bselam adey mlesni❤
@DestaHishe-ib4lw
16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሮዛጓልትግራይ
17 күн бұрын
እልልልልልልልልልልል ደስ ክትብሉ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azakmashoiiir3413
16 күн бұрын
😢ኣነስ ቤተክርስትያን ካብ ዝናፍቅ 5ዓመተይ❤
@ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
17 күн бұрын
አሜን(3)👏🌿 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና💒🌿🌿🌿🌿
@SurprisedBadminton-eq4cu
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣንኳዕ ሓብፀሐና ተሐሸይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ABADITGALBEYENE
17 күн бұрын
ሕዳር ጽዮን ኩሉ ሰብ ከንብቦ ተስፋ ኣሎኒ። ከምኡ ድማ Share ብምግባር ንኻልኦት ነካፍል። ሰላም ለኪ ማርያም እምነ፡ዘሰመይናኪ ጸወነ፡እምርሁቅ ርእየ ዘጽላሎትኪ ስነ፡ለቢሶ ዳዊት ልብሰ ክብረ ዘየሃይድ ኣይነ፡ቅድመ ታቦተ ህግ ሃለየ ወዓዲ ዘፈነ። እንቓዕ ናብ ክቡር በዓል ማርያም ጽዮን ኣብጽሓና። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ተኣምር ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ዝነግር መጽሓፍ ‘ተኣምረ ማርያም’ ከምዝገልጾ፡ ነቶም ዝኽበሩ 33 በዓላት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክንፈቅድ ከሎና ኅዳር ፳፩/21 ንቘጽር። ዓመት ዓመት ፳፩/21 ኅዳር ድማ ብስም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ዝተሓንፁ ኣብያተ ክርስቲያን ‘ኅዳር ጽዮን’፡ ‘ኅዳር ማርያም’ ተባሂሉ መንፈሳዊ በዓል ይኽበር። እዚ በዓል'ዚ ኣቦታትና ካብ ቀደም እናኽበርዎ ዝመጽኡ ዓቢይ በዓል እዩ። ምኽንያት ኣበዓዕላኡ ድማ ፦ • መጽሓፍ ‘ተኣምረ ማርያም’ ኣብ መቅድሙ ከረድእ ከሎ፡- “ኣብዚ ወርኂ’ዚ ኣብ መበል 21 መዓልቲ ነቢይ ዘካርያስ ናይ ቀንዴል ፋና ኬበርህ ዝረኣየሉ መዓልቲ እዩ” (ዘካ. ፪፥፪/2፥2) • ታቦተ ጽዮን ኣብ ምርኮ፦ ብተኣምራ ንዳጎን ሰባቢራ፡ ንዝደፈሩ ኣረማውያን ብመቕሠፍቲ ገሪፋ ናብ ሃገራ ዝተመለሰትሉ ወርኂ ኅዳር ምዃኑ እዩ። 1ይ ሳሙ. ፪፥፲፪/2፥12፤ ፯፥፪/7፥2። ‘ታቦተ ጽዮን’ ዝብል ስያመ’ ትርጕሙ ኣብ ጽዮን ዘላ ታቦት ማለት እዩ። • ‘ታቦተ ጽዮን’ ኣብ ደብተራ ኦሪት (ኣብ ድንኳን) ንኣሽሓት ዓመታት ድኅሪ ምቕማጣ ንጉሥ ሰሎሞን ዓቢይ ቤተ መቅደስ ሓኒፁ ናብ ቤተ መቅደስ ዝኣተወትሉ በዓል ኮይኑ ዝኸበረሉ ወርኂ ኅዳር ምዃኑ ተፈሊጡ እዩ። (1ይነገ. ፰፥፩-፷፯/8፥1-67) • ኣብዚ 4ይ ክፍለ ዘመን ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ኣብ ዘመን ቅዱሳን ነገሥታት ኣብርሃ ወኣጽብሐ ድማ ‘ታቦተ ጽዮን’ ብስም ‘ጽዮን ማርያም’ ተሰይማ ሥርዓተ ቅዳሴ ቤታ ኣብ ወርኂ ኅዳር ተኸቢሩላ እዩ። • . . . ወዘይመስሎ ዓመት መጽአ፡ ፳፩ ኅዳር ብኣምሳል ታቦተ ጽዮን፡ ናይታ ኣማናዊት ታቦተ ጽዮን ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም “ኅዳር ጽዮን” ብዝብል ስም ክብ ብዝበለ በዓል ምኽባርና መሠረቱ መጽሓፍ ቅዱሳውን ክርስቲያናዊ ትውፊትን እዩ። • ኣብ ዘመን ቅዱስ ዳዊት፡ ታቦተ ጽዮን ካብ ቤት ኣሚናዳብ ሥርዓተ ንግሥ ተጌሩ ብዝደመቐ በዓል ብዜማ ንእግዚኣብሔር እናኣመስገኑ ብ 30 ሺሕ ዝኣኽሉ ሰባት ተዓጂባ ብኽብሪ ኣብ ቤት ኣቢዳራ ን3 ወርኂ ተቐሚጣ እያ። ብምኽንያት ታቦት፡ እግዚአብሔር እቲ ንቤት ኣቢዳራ ከም ዝባረኸ ዝሰመዐ ዘማሪ ዳዊት ናይቲ በረኸት ተሳታፊ ምእንቲ ኪኸውን ነታ ታቦት ብማኅሌትን ብዝማሬን ብዓቢይ ክብርን ኣብ ከረን ጽዮን ስለ ዘዕረፋ፡ ካብዚ ጊዜ እዚ ጀሚሩ ‘ታቦተ ጽዮን’ እናተባህለት ክትጽዋዕ በቕዐት (2ይ ሳሙ 6፥1-19)። • ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ “ጽዮን” ዝብል ከከም ኣገላልጻኡ ዝተፈላለየ ትርጕም ኣለዎ፦ • ኣብታ ኣብ ከረን ሞርያ ዝተሓንፀት ቤት መቅደስ “ጽላተ ሕግ” (ታቦት ሕጊ) ስለ ዝነበረ ንከረን ሞርያ ‘ጽዮን’ ይብሎ። (ኢሳ. 8፥18 ፥ 18፥7 ፥ 24፥23)። • ‘ኢዮሩሳሌም’ ውን ጽዮን ትበሃል ነይራ እያ። (2ይ ነገ. 19፥21 ፥ መዝ. 48፥2 ፥ 69፥35)። • “ጽዮን” ዝብል ስም ሕዝቢ ኣይሁድ ይጽውዑሉ ኔሮም እዮም (መዝ 126፥1 ፥ ዘካ 9፥9)። • ሰማያዊት ኢየሩሳሌም ውን ከረን ጽዮን ተባሂላ ትፍለጥ እያ (ዕብ 12፥22፣ ራእ 14:1)። • . . . ወዘይመስሎ ኣብ ዘመነ ብሉይ ኪዳን ኵሉ’ቲ ዝተነግረ ትንቢትን ዝተመሰለ ምሳሌን ኣማናዊ ትርጕም ዝረኸበ ኣብ ሓዲስ ኪዳን ኣካላዊ ቃል መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ብዘደንቕን ብዘይምርመርን ምሥጢረ ተዋሕዶ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሰብ ኮይኑ ድኅሪ ምግላጹ እዩ። “ኣነ ንነቢያትን ሕግን ክፍጽም ደኣ እምበር ክስዕር ኣይመጻእኩን” ከም ዝበለ (ማቴ. 5፥17)። ድኅሪ ትንሣኤኡ ውን ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነቶም ኣርድእቱ ኦሪትን ነቢያትን እናጠቐሰ ፍጻሜ ከምዝረኸበ ከም ዝመሃሮም ቅዱስ ሉቃስ መስኪሩ እዩ። ስለዚ እቲ ምሥጢራዊ ኣማናዊ ትርጕም ናይ ‘ጽዮን’፦ ነታ ኣደ ኣምላኽና ሓቀኛ ታቦተ ጽዮን ንድንግል ማርያም ዝምልከት እዩ። ዘማሪ ዳዊት በመንፈሰ ትንቢት ‘እምነ ጽዮን ይብል ሰብእ/ ሰብ ኣዴና ጽዮን ይብል’ (መዝ. 87፥5) ከምዝበለ፡ ዋላ እኳ ብምሳሌያዊ ኣዘራርባ ብዛዕባ ኢየሩሳሌም፡ ናይ ኦሪት ቤት መቅደስ፡ ብዛዕባ ሕዝበ እስራኤልን ምስኣቶም ብሃይማኖት ዝምድና ብዛዕባ ዝነበሮም ኣኅጉራትን እንተገለጸ፡ እቲ ኣማናውን ምሥጢራውን ትርጕም ግና ብዛዕባ ናይ ሓዲስ ኪዳን ቤት መቅደስ (ቤተ ክርስቲያን)፡ ብዛዕባ እስራኤል ዘነፍስ ዝተባህሉ ክርስቲያን ክኸውን እንከሎ እቲ ዋና ምሥጢራዊ ትርጕሙ ኸኣ ብዛዕባ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝገልጽ ኮይኑ ንረኽቦ። ‘ጽዮን’ ዝተባህለት ድንግል ማርያም ምዃና ንኣና ንኦርቶዶክሳውያን ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ኣብቲ ናይ ወትሩ ጸሎትና’ውን “እንተ ይእቲ ስምዕየ ማርያም ጽዮን ለዓለመ ዓለም/ እታ ናይ ዘለዓለም ምስክረይ ድማ ጽዮን ማርያም እያ” ክንብል ከለና ማርያም ጽዮን ከም እትበሃል ንፈልጥ። “ሰብ ኣዴና ጽዮን ይብል” ምባሉ ብወንጌል ኣሚኑ ዝተጠምቀ ክርስቲያን ናይ ሃይማኖቱ መንነትን ናይ ክርስትናኡ መረጋገጺትን ንዝኾነት ‘ጽዮን እምባ መጸግዒት ኣደይ ይብላ’ ንኽብል እዩ። ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም “ጸወነ ሥጋ ጸወነ ነፍስ” ኮይና ንሕዝበ ክርስቲያን ብነፍሶምን ሥጋኦምን ተስፋ ከይቈርጹ በቲ ዝተዋህባ ናይ ምሕረት ቃል ኪዳን፡ ብጸሎታን ኣማላድነታን መጸግዒት ኮይና ብረዲኤታን ብለውሃታን እትሕልዎም መንፈሳዊት ኣደ ምዃና ፈሊጦም “ከውልና፡ መጸግዒት ኣዴና” እናበሉ ከም ዝምኅጸንዋ ንኽገልጽ እዩ ክቡር ዳዊት “ሰብ ኣዴና ጽዮን ይብል” ኢሉ ዝመስከረ። ኣብ ጊዜ ሓጐሶምን ኃዘኖምን ቈልዑ ናብ ኣደኦም ከም ዝጽግዑ እሞ ንሳ ድማ ከም እተጸናንዖም ንኻልእ ዝተከወለ ኣይኮነን። ከምኡ ድማ ቅድስት ድንግል ማርያም መንፈሳዊት ኣዴና ምዃና ብቓል ኪዳና ተማኅጺንና፡ ብኣማላድነታ ምስ ንኣምን ካብ መከራ ሥጋን ነፍስን ድኂንና ወረስቲ መንግሥቲ ወዳ ከምእንኸውን ዝተረጋገጸ እዩ። ናይ ኣዴና ጽዮን ቅዱስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈልየና፡ ኣሜን። ወስብሐት ለእግዚአብሔር!
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ፀጉኡ የቡዘሐልኪ❤❤❤🎉
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
17 күн бұрын
_ቃለ ህይወት የሥምዓልና ኣሜን ፫💙_
@ኣፀደ
17 күн бұрын
አሜን፫❤ቃለ ሂወት የስመዐና
@ተመስገንአምለከይ
16 күн бұрын
አሜንንንን😊❤❤
@smyrhsmyrhh570
17 күн бұрын
ኣሜንን🎉❤🎉❤🎉
@سلامسلام-ض8س
15 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትሕሽይ ወለላ ኣብ ዘለኽዮ ብስም ክርስቶስ ሰላምኺ ይብዝሐላይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@زهرهع-ش8ص
17 күн бұрын
አሜን ፫ እንካዕ ኣሕብር ኣብጸሐና❤👏👏👏🌾❤🌾❤👏🌾👏
@YdtHr
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@rozygery2788
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ❤👏👏👏
@cutemashoo2174
16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒🕯🙏💙🌿
@HaaJaà-w7x
17 күн бұрын
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤these ymarey
@MiriMdj
17 күн бұрын
ኣሜንንንንን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ara-np3zs
15 күн бұрын
ኣሜንንን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንዓመታ ከምዙይ ብሰላም ብሓጎስ የፅነሐና🙏💒❤🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤
@RekiTagey
17 күн бұрын
አሜንን ኣሜንን ኣሜንን እንካዓ ሓቢሩ አብፀሐ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ቁዱስ ፈጣሪ ኣሜንን(3)🙏🙏🙏
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤
@dyudg1840
17 күн бұрын
አሜን፫ እንካዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና ምቅራተይ❤🙏
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@dyudg1840 ደምርኒ ወለላይ
@سلامسلام-ق2ل
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💗💗💗
@Rike-c9c
17 күн бұрын
ዓመት ልዓመት ይዕቆረና🙏
@Mso-o5k
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ተሐሸይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ዓመት ሰባት ትበለና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@Mso-o5k ደምርኒ ወለላይ
@Mso-o5k
17 күн бұрын
@Titichanel_ሽ2ነ ገረልኪ መልሲ ማዓረይ
@ሓረስታይትግራይtube
17 күн бұрын
ደምራኒ ደቂ መዳመይ ኣብ ናተይ ቭድዮ ኮሞንት ሕደጋለይ ክድምረክን እየ 🤲🌺
@ፀግሽጋልተዋህዶ
17 күн бұрын
@@Titichanel_ሽ2ነደምርኒ ማዓረይ
@ፀግሽጋልተዋህዶ
17 күн бұрын
@@Mso-o5kደምርኒ ዝያዳይ
@destakonjo2505
17 күн бұрын
ኣሜን ግን ሙዑዝ ኸመይ ኾይኑ ሕሽዎ ዶ ዳሃዩ ኣለኪ ዶ ኪዳነይ ይዝኽር ብፍንስትራ እናተቀልቀለ ዉይ? ዕዱመን ጥዕናን ይምነየልኺ ምስ ስዱራኺ❤❤
@kidantube11
17 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ደሓን እዩ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኸይደ ነይረ እየ🙏❤
@zemichaelhailu8126
16 күн бұрын
እሰይ እዮባ በዓል ግርማ ተሐሽ ዕድልቲ
@هاديشراحيلي-ن9ش
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተሐሸይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓሉኩም ትሓሊየና 🙏🙏🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@mrhwtmrhwt7384
17 күн бұрын
Amen amen amen ❤️ 🙏
@TbletsTblets
16 күн бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተ ሰድራ❤
@yrgaalem8486
17 күн бұрын
Amen🥰🥰🥰🕊️👏👏👏
@samiraahmed1322
17 күн бұрын
ኣሜን ዓመት ንዓመት ይዕቆረና
@zefrTude
17 күн бұрын
ፅሪያት ስድራ❤❤❤❤❤
@Feryweldelchel8502
17 күн бұрын
❤❤❤ Amen Amen 🙏 🙌 👏 same to you all family
@Aezed-t9i
17 күн бұрын
አሜን(3)ተሐሸይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ዓመት ሰባት ትበለና❤❤❤❤✝️✝️🙏🙏🙏🙏
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ሜሪጓልሱሑለይ
17 күн бұрын
❤❤❤👏👏👏
@fhhjf9904
17 күн бұрын
እልልልልልልል ዝመራ መላአክቲ የስመዐና ብርካተይ👏👏👏👏
@slamr0r054
17 күн бұрын
amen Amen Amen🙏🙏🙏
@mebrihitweldu5230
17 күн бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen
@FreHalefom-d8x
16 күн бұрын
ደምርኒ ማዓርይ
@sabai12167
17 күн бұрын
ኣሜን አሕቢሩ እንኮዕ ኣብፀሐና ተሐሸይ ፀግኡ የብዘሓልክን ብሩካት ስድራ🙏❤🌿🌿🌿💐🌾🌿
@نوراحبشي-ح3ش
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትሕሸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbhDer
17 күн бұрын
ኣሜን ፫❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@FebugalTewahdo
16 күн бұрын
ኣሜን//፫//❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
17 күн бұрын
ሕዳር ጽዮን ጾሎታ በረኸታ ይሕደረና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ቅዱስ ፈጣሪና ኣሜን፫🙏💙
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
ደሞርኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
17 күн бұрын
@Titichanel_ሽ2ነ ደሚረኪ ሽኮሪና
@quisiue3968
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ቅሱ-ፐ3ደ
16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SsdSds-f3q
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌿 ትሕሽይ ፅሪቲ ❤️🙏⛪✝️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ንሕዳር ፅዮን ሓላዊትኩም ትኩን ክቡራተይ #ሳብስክራይ ግበሩ ክቡራት ኣሕዋተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ 🎉🎉#ስደተኛ ሓፍቱኩም 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@midomi7537
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
@ኣፂቱዩብ
16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፅሐና❤❤❤
@salamaaa905
17 күн бұрын
ኣነስ ሒሙኒ ፆሞይ ውዒለ ዓድካ ጥዑም ❤
@kidantube11
17 күн бұрын
ውይ መዓረይ ምሕረት የውርድ❤
@salamaaa905
17 күн бұрын
@kidantube11 ኣሜን ፫ ኪዱዋይ ፅሪቲ 😘
@FreHalefom-d8x
16 күн бұрын
@@salamaaa905ደምርኒ ማዓርይ
@Smert-g6f
16 күн бұрын
,ኣሜን እንኳዕ ኣሕብር ኣብጽሐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@genet3442
17 күн бұрын
ተሐሸይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤ኣሰይ መልኪዕኺ ኣደዋይ ተመሰሊ ብእነት ብጣዕሚ እና ንፈትየኪ❤❤❤❤ ሰደትና የሕፅረና ኣሐዋተይ
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@genet3442
16 күн бұрын
@@ይርጋጓልትግራይ እሺ❤
@LemlemMarkos-sk7ki
17 күн бұрын
ኪዳነይ እንቋዕ ንሕዳር ፅዩን አብፅሕክን ምስ ቤተስብኪ ዕድመ ምስጥዕና ንምነየልኪ❤❤❤
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@LemlemMarkos-sk7ki ደምርኒ ወለላይ
@SalamSalam-o6i
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ተሐሽይ🙏❤
@selamYouTube-p4x
16 күн бұрын
Amen❤
@yacobtesfai2586
17 күн бұрын
Amen Kidu haftey enkae ahbiru abtsehana🙏🙏🙏
@Have-zc5rk
17 күн бұрын
ኪድዋይ ሰላም ቅሳነት ንዓኺ ዛበይተይ ዋው ኣናፊቅክና እፍ❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
17 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@rahelhaile8
17 күн бұрын
Amen amen 🙏🙏🙏❤
@HaymiYowhans
17 күн бұрын
እንካዕ ኣብሕቢሩ ኣብፀሐና ተሐሸይ እና ጀማሪቲ እየዋ ደምራኒ ክድምረክን እየዋ ደቂ እመብርሃነይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Ab-chnnel
17 күн бұрын
እሹ መልሲ
@lemlemkassa2746
17 күн бұрын
ENKA ABTEHEKI KIDAWAY
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@lemlemkassa2746 ደምርኒ ወለላይ
@malataregawe8730
17 күн бұрын
ኣሜን🙏❤❤❤
@RhdbbSifsh
17 күн бұрын
♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@HadidaRiee
17 күн бұрын
አሜንን ትሕሸይይይ ❤
@RrSd-ze8fv
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
@Ghgh-ih5wg
17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SemharSemhar-q1s
17 күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SsfgggSdggds
17 күн бұрын
እልልልልል❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@aass1998
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተሐሸይ❤❤❤
@HahaHshs-u2h
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐና ደስ ክብል ከዓ ስዋ ሕምበሻ እንጀራ ኣቤት ናፊቆት😊
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@HahaHshs-u2h ደምርኒ ወለላይ
@HahaHshs-u2h
17 күн бұрын
@Titichanel_ሽ2ነ ኣብሽሪ
@menkemtg6761
17 күн бұрын
Enkaee bselam abtsehana
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@menkemtg6761 ደምርኒ ወለላይ
@Shook160
17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HyahFrah
17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትሐሸይ እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤
@MebrhitTeklay-z1z
17 күн бұрын
ኣሜንንን ፫ ትሕሸይ ኣሕቢሪ ❤❤❤ትሕሸይ ሕልበት የለይ ድዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AaAa-oe3xg
17 күн бұрын
👏👏❤
@birhangidey7014
17 күн бұрын
አሜን።አሜን።አሜን❤❤❤🎉
@hadasshshay3636
17 күн бұрын
አሜን እንዃዕ ሓብሩ አብፀሐና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TfudYvivud7
17 күн бұрын
አሜን //3//❤❤❤❤❤🎉🎉
@menkemtg6761
17 күн бұрын
Amen Amen Amen
@FeedDasdሜሪ
17 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤ ተሐሸይ🎉🎉❤
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@FeedDasdሜሪ ደምርኒ ወለላይ
@AzmeraHailay-gc9qf
17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NurunAlmarri
17 күн бұрын
Twhsa meary fetwtwe enay nbwlk❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Merichannel-y2u
17 күн бұрын
ትሕሸይ ፃሓይ ገፃ እንስ ክፈትወኪ ኣንኮዓ አሕቢሩ ኣብፀሐና🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@Titichanel_ሽ2ነ
17 күн бұрын
@Merichannel-y2u ደምርኒ ወለላይ
@Merichannel-y2u
17 күн бұрын
@@Titichanel_ሽ2ነ መልሲ
@EdYg-d4g
17 күн бұрын
እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል 👏👏🙏🙏💐💐
25:05
በተለይ ኣቦና እዛ መሬት ክንዲ ሓውክን ክንዲ ቤተሰብክን ፦ 🤲
Deki Demtsu ደቂ ድምፁ
Рет қаралды 8 М.
28:29
#zaramedia -'ዶብ ትግራይን ኤርትራን ይተዓፆ' 12-17-2024
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 2 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,1 МЛН
00:41
Don’t Choose The Wrong Box 😱
Topper Guild
Рет қаралды 60 МЛН
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 114 МЛН
00:51
To Brawl AND BEYOND!
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
13:12
ንናታን ወደይ መሕዘሊ ማሕዝል ገዝአሉ😍😍
Abeba Channel
Рет қаралды 18 М.
8:35
ከምዚ ዓይነት ገጠር😲 ንቐደም በሉ 😊 ውዕሎ ትሕሽ
Kidan Tube
Рет қаралды 3,2 М.
20:18
ሎምስ ሓቁ ፈሊጥና🧐🤔 ራህዋ ሓቃ ኣውፂኣታ🥰 ውዕሎ ገዛ ዳ ትሕሽ
Kidan Tube
Рет қаралды 16 М.
16:15
ሰለምንታ ኦንላይን ቢዝነስ ገዲፈዮ ኣገዳሲ ሓበሬታ ተኻታተሉ/Online Business ✋️ 🫸
Tsion.G Tube -ጽዮን.ጂ ቲብ
Рет қаралды 15 М.
22:38
ተስፋይ መንገሻ ኤርትራዊ ኣይኮነን! ሃኒባልን ሄለንን እንታይ ጸይቕሎም? - New 25 November 2024 Video
Paradise Media
Рет қаралды 41 М.
7:48
ኣብ ገዛ ዝስራሕ ቀሊል ኣሰራርሓ ውሁድ😲 ብፍላይ ከም ናተይ ፀጉሪ ዝብጣጠሰኩም ሞክርዎ #hairgrowthtips #hairtutorial
Kidan Tube
Рет қаралды 5 М.
29:15
#ቢንያም #ወዲ #ማይ_ቅንጣል ኣብ ማይ ጸሎት ዘለዎ ኩነታት
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
14:50
( ኣደይ ሓደራኺ ) መዝሙር ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም / New Mezmur Eritrean Today
ዮዳሄ ሚድያ YODAHE MEDIA
Рет қаралды 203 М.
7:14
ኣይረአኹን ከማኺ ማርያም (ዘማሪት ማህደር ገብረኢየሱስ )😍😍😍ናይ መድረኽ ጥዑም ዝማረ ኣብ ማርያም ትምሓር ፈራዉን😍😍😍😍😍
ZETEWAHDO ሚዲያ
Рет қаралды 411
18:22
እዮበይ ወደይ እንኳዕ ተወለድኻ 🥰 🎉🎂 Happy birthday my son❤ #happybirthday #ትሕሽ #surprisegift
Kidan Tube
Рет қаралды 7 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,1 МЛН