#zaramedia

  Рет қаралды 10,067

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 78
@haqitisier8947
@haqitisier8947 7 сағат бұрын
ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ እቲ ፅግዕተኛ ቅመኛ ጉጅለ ዩ ።💖💖💖💖💖💖💖💖
@gezunegash789
@gezunegash789 7 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ስታሊን እንደአንተ ከሀቅ ጋር መኖር ያኮራል አይዞን ትግራይን ፈጣሪ ይጠብቃል የእነ ፃድቃን መሠሪነትና ሴራም በህዝቧ ይከሽፋል ማንም ትግራይን አንበርክኮ አያውቅም ወደፊትም አይቻልም በ1993 ያልተሳካለትን ሴራ ጊዜ ጠብቆ ለማፈራረስ መሞከሩ ያሳዝናል እንጅ ቀደም ሲል ከሽፏል አሁንም የከሸፈ ነው መክሸፍ እንደ ፃድቃን፡።።።።።።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Сағат бұрын
ትኽክል❤
@haqitisier8947
@haqitisier8947 7 сағат бұрын
💖💖💖ሰራዊት ፌደራል ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝድለ ዘሎ ናብ ኤርትራ ገፁ ክዘምት ወይ ክወፍር ተደልዩ ዩ እዞም ቅመኛታት ጎሪሕና ኢሎም ዮም ንትግራይ ክሕሉ ክመጽ ኣለዎ ሰራዊት ዝብሉ ዘለው።።💖💖💖
@medi-p7n
@medi-p7n 3 сағат бұрын
አስታሊን ዓወትኻ ሓፂርን መሪርን እዩ አጆካ በርትዕ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 7 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ በዞም ቅመኛታት ከይትወድቕ ፅናዕ ቆቋሕ ኩን 💖💖💖💖💖
@ElitElit-o5f
@ElitElit-o5f 4 сағат бұрын
ታዎተ ጺዮን ትሓግዝካ ሓወይ ግን ደቂሰብዓ እድመ። ክልተ መልሓሰ ኽዛረቡ ከለው ብጣዕሚ ዝወረዱ ምካናም ትዕዘብ
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 4 сағат бұрын
ንናይ ውልቀ ሃፍቶም ክብሉ ንትግራይ ዝኸሓዱ መራሕቲ ናይ ታሪኽ ሓተላታት እዮም።
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 7 сағат бұрын
STALIN THE HERO OF PEOPLE ERITREA-TIGRAY. GETACHEW & TSADKAN DO NOT WANT THE PEOPLE OF TIGRAY & ERITREA LIVE IN PEACE & LOVE & DEVELOPMENT
@alexjohn996
@alexjohn996 2 сағат бұрын
ባንዳታት ገታቸው + ጻድቃን ን ትግራይ ዳግም ላይ ዓውደ ኲናት መረት ዳግም ናይ ደም ምድሪ ክገብሩዎ ለይትን ምዓልትን ይጽዕሩ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ዳግም ቁምቡላታት ኣብ መሬቱ ክሰምዕን ክርእን ኣይግባእን።
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 5 сағат бұрын
ኤርትራ ትግራይ ሐደ እዩ ዕጫና ካብ ታ ጓና ገስረጥ ኢትዩጵያ ኤርትራ ትቀርበኒ ! ዓሰብ ናይ ኤርትራ እመበር ናይታ በካዕ ኢትዩጵያ ኮይኑ አይፈልጥን!
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u Сағат бұрын
One tigray ❤❤❤❤❤❤
@alexjohn996
@alexjohn996 2 сағат бұрын
መሬት ትግራይ ናይ ኩናት መፋለሚት ኣይትኾንይ ይኣክል ይኣክል ይኣክል
@negistieteklue5971
@negistieteklue5971 5 сағат бұрын
God bless you our brother for waking hard for the Tigray people amen 🙏
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 6 сағат бұрын
ቅመኛታት ባንዳታትን ገበናታትን እዝኣቶም ይጻወቱላ አለው ዋይ 💔💔💔💔💔💔💔
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 7 сағат бұрын
ENDF needs to come and secure the Ethio-Eritrean boarder. TDF will not be stationed in the boarder where it’s going to face our bitter enemy, Shaabia.
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 3 сағат бұрын
ጌታቸው ጊላ ናይ ብልጽግናን ናይ 93 ዝተቀየሙ ቂመኛታትን እዩ ጻድቃን ኣብ መኸተ እንተዘይነብር እዞም ቂመኛታት ዕድልን ቦታን ኣይምረኸቡን ንሳቶም ብድሕሪት ኮይኖም ንጻድቃን ክሕምስ ይገብሩ ኣለዉ
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u Сағат бұрын
Viva
@kebirates5125
@kebirates5125 4 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ንሰራዊት ትግራይ ምእማን ሲኢኑስ ብፈደራል ሰራዊት ክሕሎስ ንትግራይ የእትዎም ኣሎ እዋይ ክልተ ሞት
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 5 сағат бұрын
Getachew Reda tsadkan Tigray ntselae ahlifom hbemwo yehzn
@haymongeher682
@haymongeher682 5 сағат бұрын
ሓቂ ይሃብካ ስታሊን ሓወይ
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 7 сағат бұрын
ሎሚ ድዩ ታዕጽዩ ዶብ እርትራ ትግራይ እንታይ ዓይነት ሃተፍተፋዊ ዘረባ ኣንቱም ስባት ጉድኮ ረከብና
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 4 сағат бұрын
ናይ አብይ ድሌት ነዓና ከፋፊሉ ንናይ ኤርትራ ኩናት የደልወና አሎ ማንም ትግራዋይ ምሰ ኤርትራ ክዋጋዕ አይደልን ብጭራሸ ትግራይ ሰላምን ሰላም እዩ ዘድልያ የአክል።።።።።።።!
@GeberMekonon
@GeberMekonon 6 сағат бұрын
ብጀነራል ጻድቃን የሓዘነ ትግረዋይ የለን ግደጸፎ ዝኣመንካዮ ክጠልም ከሎ ከቢድ እዩ
@alexjohn996
@alexjohn996 2 сағат бұрын
ጻድቃን ናይ ሲልጣን ኢዩ
@ST-lt2rw
@ST-lt2rw 7 сағат бұрын
ሽግጥ ይበል።
@ShewitBerhane-tv7np
@ShewitBerhane-tv7np 7 сағат бұрын
Yesss hake hake eyu
@TekiaGebrewahd
@TekiaGebrewahd 7 сағат бұрын
Yassssss
@zabebatoaom4690
@zabebatoaom4690 5 сағат бұрын
👌👍🌺🌺💞💞🙏🙏💪💪💪
@abisenallom1824
@abisenallom1824 5 сағат бұрын
ስታሊን ሐወይ ከመይ ትኸውን. አነ ክም ሰብ ንድህሪት ተመሊሰ ክሐስቦ ከለኹ ህዝቢ ትግራይን ተጋዳላይን ዘህለፎ መከራ ተዘሪቡ እይውዳእን. እዝይ ዝፈልጦ ድማ ህዝብናን ተጋዳላይን ጥራህ እዩ. ብገንዘብ ምሕጋዝ , ብሐሳብ ምሕጋዝ ሐገዝ እንድዩ ግን መን ከም ብሂወቱ ዝሀበ ስለዚህ እቱም ንኹቡራት ተጋደልቲ ሹም ወድ ሹም ትህቡ በጃኹም ነትሂወቱም ዕድመኦም ዝሀቡና ተጋደልቲ ብኽብሪ እናፀዋዕኩም ሀሳብኩም ግለፁ. አነን ንስኹምን ናቶም ርብዒ ዘይገበርና ኢና . ሐደ ሰብ ከም እንስሳ እብ በረኻ ምስ ባሩድን መድፍዕን 17 ዐመት ዘህለፈ ሰብ ናይ ስነ አዕምሮ ሀገዝ የድልዯ እዩ. ንምኻኑ እቱም ሙሁራት እቱም ናይ ጥዕና ፈለጥቲ ትበሀሉ ከመይ ኢልኩም ኢኹም እዝይ ሐሳብ ክትዛረቡ ዘይከአልኩም ? ተጋዳላይ ንዐዱ ዝተጋደለ ሀዚ ንጥቕሙ እዩ ዝበአስ ዘሎ ትብልዎ አነ እይቅበሎን. ምኽንያቱ ድማ እዕምሮኦም ብባሩድ ብብተኹሲ ብጭንቀት ብፆቶም ክስውኡ ብምርአይ (mental disorder ) ቱራማ አለዎም. ሰባት እኮ እዯም. ወዯ ናይ ዐድና ነገር ቃልሲ ኮይኑ እምበር ካብ በረኻ ምስመፁ ናይ ህክምና ሀገዝ የድልዯም ነይሩ. . ህጅ ድማ ወርቂ ተሰርቁ ቆርቆሮ ተወሲዱ እናተብሀለ ክፍተት እናኸፈትኩም ንፀላእትና ቦታ ትህቡ ዘለኹም ኩሉኹም ተቃወምቲስ ደገፍቲስ ብህዝብና ብህዝብኹም ኢኹም ትላገፁ ዘለኹም. ጉል ገዲፍኩም ብሀባር ንፀላኢ ሰላማዊ ቃልሲ ግበሩ. እት ንብረት ጠፊኡ ትብልዎ ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናትኩም ናይውልቅኹም እይኮነን. ይውሰድዎ. ሀቂ ተኾይኑውን ህዝቢ ትግራይ ይዳንዯም. . እንካንዶያ ንሳቶም ሂወት ዝኸፈሉስ ትማሊኮ ፀላእቲ እብ ትግራይ እትዯም ንብረት ጥራይዘይኮነስ ሂወት እውን እጥፊኦም ከይዶም እዯም . ይውሰድዎ . ንዝጠፍአ ክተቓሙቱ ንዝተረፈ ክተጥፉ ኢኹም ትዛረቡ ዘለኹም እሞ. ኮፍ ኢልኩም ህሰቡ. ኩሎም ተቃለስትን ተጋደልትን እዯምሞ ብሀንሳብ ክሰርሁ ፀዐሩ. ወዯ ዘይምዕዳል እዩ እምበር ህጂኮ ብኽብሪ ዝነብርሉ ዝዐርፍሉ እዩ ነይሩ. . በጃኹም ዐይንኹምን እዕምሮኹምን ከፊትኩም ህሰቡ. (ቱራማ ) አለዎም. ህሰብሎም.
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 36 минут бұрын
ብስሩ ፖለቲካዊ ረብሓ ተዘይኮይኑ ክንድዚ ኡይይይ ዘብል ዘሎ መከላከያ ክአቱ ዝተገበረኮ ኣብ ፕሪቶሪያ'ዩ ሕጂ ግን ብኤርትራ ገፅ ዝሎ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ሃፍትን ፖለቲካዊ ርክብን ጠጠው ንምባልን ገሊኦም ተጠቀምቲ ገሊኦም ከኣ ዘይተጠቀምቲ ስለ ዝኾኑ እዮም ዝሰሓሓቡ ዘለዉ 'ምበር ንህዝቢ ሓልዮም ኣይኮነን ኩሉም! ሕጂ ግን ኩላ መመፂኣ እገለ ኵናት ኣውጁ እንዳበለት ኡይይይ እንዳበለት ተፀለም በዝኾነ ስታሊን ሕጅውን ካብ ጉጅለ ህወሓት ነብስኻ ተትንፅል ፅቡቕ እዩ
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 4 сағат бұрын
ጌታቸው ኢሉ እዩ ማንም የመሓዳድሮ ኢሉ እዩ። እዚ ከዓ አብይ ጌጋ እዩ
@ምኽሪለባም
@ምኽሪለባም 4 минут бұрын
ዉዕል ልጀርስ እንተኽቢርኩም ጉዳይ ዶብ ብሰላም ምስዝፍታሕ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ብሰላም ክዓብይ እዩ።ዉዕል ኣልጀርስ ነጺግካ ዉዕሊ ፕሪቶርያ ክክበረልካ ትሓስብ ተሎካ ደቂስካ ኣሎካ ተባራበር።
@eyobgezai243
@eyobgezai243 7 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@rufaelb7280
@rufaelb7280 5 сағат бұрын
ዶብ ትግይን ኤርትራን ዝበሃል ኣሎ ድዩ፧
@Azeb1782
@Azeb1782 6 сағат бұрын
አምላኽ አይገበሮ ድሕሪቲ ኹሉ ግፍዒ አብ አብ አደታት መንአስይ ትግራይ ዝተገብረ አፅናቲ ኪናት ሕጂ ድማ ምስቲ ኹሉ ዕጥቆም 😢😢😢😢😢😢
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 5 сағат бұрын
ህወሓት ከመይ ኢላ እያ ባ ሻዕብያ ኽትመርፅ ኣብ ልዕሊ ኣብዪ ማለትሰ ሻዕብያ ኣይኾነን ድዩ መሬት ትግራይ ወሪሩ ዘሎ ። ማለተይሰ ህወሓት ምሰ ሻዕብያ ምሰራሕ ፅድቂ ምሰ ኣብዪ ምሰሌነ ገይራ ትሓሰቦ ብኸመይ ሰልሒት እዩ ኣይርድኣንን ሻዕብያ ኾነ ኣብዪ መሬት ወሪሮም እዮም ጆነሳይድ ፈፂሞም እዮም ??? ህወሓት ሻዕብያ ትብለሉ ምኽንየት ኣብዪ ዝኸልኸላ ሰልጣን ምሰ ኢሰያሰ ጊላ ኾይነ ተረኸብክዋ ብዝብል ሰልሒት እዩ እምበር ኢሰያሰ ኣይሸኳን ንተገሩ ንኤርትራውያን ዘይርህርህ ኣረመኔ እዩ ።
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 2 сағат бұрын
ንአና ክልቲኦም ፀላእትና እዬም ጊና ንዚኩሉ ዝጋበዞም ዝእተዎም አብይ እዩ
@alexjohn996
@alexjohn996 2 сағат бұрын
ኣቢ ቀዳማይ ተሓታቲ ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ምድ ህዝቢ ኤርትራምበር ምስ ኦሮሞ ኣበይ ይራኸብ ?..ብዘርኢ ኣይራኸብ ብ ዶብ ኣይራኸብ.....ኪኸውን ክኸውን ህዝቢ ትግራይ ናብ ኤርትራምበር ናብ ኦሮሞ ክቐርብ ኣይክእልን.።
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h Сағат бұрын
@@alexjohn996 ኣነ ምሰ ህዝቢ ኤርትረ ኣይንራኸብን የኾንኹን ዝብለኹ ኣነ ዝብለኹ ምሰ ኣብዪ ኾነ ምሰ ኢሰያሰ ሓቢርኻ ናብቲ ሓደ ጦርነት ንምኽፋት ምሕሳብ ማለት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ህልቂት ዘእቱ እዩ እየ ዝብለኹ ። ክነግረካ ኢሰያሰ ኾነ ኣብዪ ጨካናት እዮም ምሰ ክልቲኦም ክንሓብር የብልናን ። ሰለም ኣብ መንጎ ህዝብታት ግን ይምነ ።
@alexjohn996
@alexjohn996 26 минут бұрын
@HabeshaFx-d4h ብህዝቢ ዝምራሕ መንግስቲ እኮ ኣብ ዓለም የሎን። እዚ ሎጂክ ኢዩ....መንግስቲ ዘለዎ ሃገር ምስ መንግስቲ ሰላም ኣይንገብርን ምስ ህዝቢምበር ዝብሃል ማይ ኣይቋጽርን።
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 18 минут бұрын
@@alexjohn996 እወ ሓቅኻ ኢኻ logically ክትሓሰብ ተለኻ ኸምኡ እዩ ። ሰለዚ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ሰለዝኾነት ኹሉ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ክሳብ በጀት ካብ ኣብዪ እምበር ኻብ ኢሰያሰ ኣይትረኽብን ። ሰለዚ ብኣንፃር ረብሓ ትግራይ ተርኢናዮ ካብ ኣብዪ እምበር ካብ ኢሳያስ ትግራይ ሓንቲ ኣይትርባሕን ።
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 4 сағат бұрын
ኢሳያስ ውነ ተልይዎ ሒዝዎም ከባብታት ትግራይ ይልቀቕ ። ብዝተኽኣለ መጠን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ርክባቱ ከጠናኽርን ብሰላም ክነብር ይግበር።
@alexjohn996
@alexjohn996 2 сағат бұрын
@@TsegayDesta-z3e ኣበዩ ሻዕውያ ቦታ ሒዙ ? ግልጺ የኾነይ .።ባድመ ተኾነ ብዓለምለኸ ፍርዲቤት ተፈሪዱዎ ኢዩ.።ዓሊቴና ተኾነውን ዳርጋ ፍርቁ በቲ በትፍርዲ መሰረት ላብ ኤርትራ ኢዩ ተዋሲኑ.......ላይ ገታቸው ረዳን ጻድቃንን መታን ን ላይ ደብረጺዮን ሓይሊ ክቆጻጸሩን ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ፈቲሑ ህዝቢ ትግራይ ተኸላካኪ ለይብሉ ከቅርዩዎ ሲልጣኖም ድማ ከዕቅቡ ኢዮም ደልዮም።
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 7 сағат бұрын
He considered himself as a commander in chief!
@eliudasfaw564
@eliudasfaw564 4 сағат бұрын
Bekehadhake
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 3 сағат бұрын
አይ እስታሊን ናይ ባዕሎም ሀብቲ ናይ ሕዝቢ ትግራይ ሽግር አይዓጂቦም ሐመድ ይብልዒ
@girmay483
@girmay483 2 сағат бұрын
እንታይ ስሕተት ምጽራይ ኣድልዩዎ እዩ ኩሉ ዘረባኻ ኣካይዳኻ ስሕተት እንድዩ ልነበረካ ታሪኽ ብዜሮ ኣራቢሕኻ ልሓደርካ ሰብ
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 6 сағат бұрын
ዝገርም ብኣኩም ሓፊርና ተጋሩ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዊያን ኣብ ጎንኩም ኔርና በቲ ዝነበረ ጸበባ ብክእለትና ግን ህጂ ገሪሙና ብመራሕትኩም ዘሎ ኩነታት እዝ ኩሉ ተኣምር ሰሪሑ ህዝብኩም ዳግም ከይደሚ ድምጺ ኩንዎ ምስ ህዝቢ ጠጠው በሉ :: ኣይኮነን ህግደፍን ህውሓትን 2ገጽ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ደም ህዝቢ እናሰተዮ ስልጣኖም ዘቀጽሉ ሓይልታት እዮም ካብ ሕልፍ ተማሃሩ ትማሊ ኢሰያስ መን ኔሩ ህጂ ከ ????
@WediMemher
@WediMemher 7 сағат бұрын
True! We should agree and live in peace with our Eritrean brothers. Peace to Tigray and Eritrea. We are one people. Getachew, Gebru Gojjamie, and Tsadkan are part of us. They are not Tigryans.They are Ethiopians.
@Emperortwedros
@Emperortwedros 6 сағат бұрын
Thanks brother ❤❤❤❤
@destatirfu3235
@destatirfu3235 6 сағат бұрын
Stalin: Eritrean border should stay closed until people of Tigray recover from the pain of genocide. Do you understand the trauma of killed families? I think you are Eritrean.
@HamadyOsama
@HamadyOsama 5 сағат бұрын
እስታሊንምእራብትግራእያልክ
@uelAynalem-s4k
@uelAynalem-s4k 6 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዝወረድካ ምዃንካ ትፈልጥለኻ ዲኻ ዉይይይይይይይ ሓወይ
@lyoutesfaye6787
@lyoutesfaye6787 5 сағат бұрын
ምውራድ እንታይ ማለት እዩ ሐሳብ የቅርብ አሎ ርእስካ ስለ ዝሐሰከ አይርደአካን እንታይ አሎ ጌጋ ዝተዛረቦ ከዲስ
@جمالابراهيم-ق1ك
@جمالابراهيم-ق1ك 13 минут бұрын
እተው ተበልናዮምሲ. ድሕሪ ጉባኤ ኢሎምኒ እዩ ዝበለ. ዘረባ አይተጣምሞ ሓሶት ኣመሉ ስታሊን ወሪድካኢኻ. ንህወሓት ትሕግዝ ዘይኮንካስ. ተፀልም ኢኻ ዘለኻ. ንረብሓኻ ክትብልስ ብህዝብን. ውድብን ተላግፅ. ወረኛ
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 6 сағат бұрын
ስታሊ ን ዶብ ኤርትራ ክፉት ድዩ ነይሩ ዘረባ ተወዲዑካ ዶ
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 Сағат бұрын
Do you have open border with eritrea?watch your mouth Decorating eseyas means you don't care about our pains and suffering under tyrant dictator. If you want real peace you don't need to side with our enemy, at least as we eritreans during tigray genocide did you have to side with the people not with the tyrant.
@destatirfu3235
@destatirfu3235 6 сағат бұрын
Stalin: Why are interested with Eritrea? Eritrea committed genocide on Tigray! Do you understand what Genocide mean? Reports showed that > 90% of the genocide was committed by Eritrea.
@luckydad7339
@luckydad7339 Сағат бұрын
What evidence do you have Eritrean force committed genocide? Do you know what really genocide means? Fara teref Abiy drone. 😂
@BerhanuBogale-fs1xv
@BerhanuBogale-fs1xv 6 сағат бұрын
ዋይ እኒሀኻ ተልፋስ ...ከም'ዚ ዓይነት ጥቕ መኛን ድኹም ዓሌታዊን የራኣናይ
@lyoutesfaye6787
@lyoutesfaye6787 5 сағат бұрын
አንታ ጎሐፍ መጀመርታ ተምሐር ምፅሐፍ ትግርኛ ከአል ርእሲ ሐምሐም
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 7 сағат бұрын
This KZbin became a spoiler of Tigray politics! What did this guy want? Blood diamond!
@WediMemher
@WediMemher 6 сағат бұрын
ዕውር
@nabagade-i7z
@nabagade-i7z 7 сағат бұрын
አታ ሀሳዊይ ኢሮብ ዝባል አብ ዛላምባ አይነበረን አብ ዓጋመ ካብ ምእትይ ዘይበዝሁ ዓጋመ ነይሮም ቦርደርና ፈሉጥ ብይ ዓለም ፈሉጥ ኢዮ ሀጠወ ቆጦው ገዲግፈኩም ሀገር ነክኮኑ ፃዓሩ ንሰካትኩም ክልል ኢትዮጵያን ኢኩም ጎሮበታሺን 😮😮😮
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 7 сағат бұрын
ሃተፍተፍ ኣይትበል ኣንታ ተብታብ ስታሊን ። ዑሱብ ምዃንካ ተረጋጊፁ እዩ ።
@destatirfu3235
@destatirfu3235 5 сағат бұрын
Ethiopian army must protect Tigray border. TDF must coordinate with ENDEF to bring the genocider Eritrean leader to justice.
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p 4 сағат бұрын
እና ሓቂይ ልምታይ ዎፀድዩ ለባ ክንድ ሕፃብ እግሪ ጀነራል ፃድቃን አትኮኒ ኩርኩር
@GereKiros-m7s
@GereKiros-m7s 7 сағат бұрын
ሐሳዊ ከከምኡ አይኮን ዝበለ ምዕራብ ትግራይ እተዉ ተበልናኩም ጉባኤ ክንገብር ኢልኩም አቢኹም እዩ ዝበለ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 7 сағат бұрын
Ms. gubea entay arakibiwe kemey zbelka mehaym eka wedey
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 Сағат бұрын
Stalin am telling you if you are wishing to deal peace with hgdf which is eseyas( even you are not sure how long gonna this old tyrant stay in power) as ESAT did you gonna be loser 💯 wanting peace and Dealing with war lord is controversy,you gonna be our enemy. Think well before you stepped downfalls.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 30 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
How Many Balloons To Make A Store Fly?
00:22
MrBeast
Рет қаралды 199 МЛН
#zaramedia -ፋኖ የማነው? የሶሪያ ተሞክሮ -12-17-2024
1:22:27
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 15 М.
شاهد تاریخ - آمریکا، غرب و انقلاب ۱۳۵۷ به روایت عباس میلانی
25:19
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 183 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 30 МЛН