ፈንቅል - 2ይ ክፋል | Fenkil (Part 2) - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 30,025

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 126
@azebtesfaye7000
@azebtesfaye7000 3 күн бұрын
Thanks Eritrea I'm proud 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
@yosiefredai3133
@yosiefredai3133 16 күн бұрын
በጃኩም ንወዲ ዳንኤል ቃለ መሕትት ግበሩልና ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 18 күн бұрын
ዘይድገም ታሪኽ ከምዚ ገርኩም ምዝንታውኩም ብሓቂ ወሳኒ ሰነድ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ገድሊ።
@ehabhaile467
@ehabhaile467 7 күн бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷
@NaqfaS
@NaqfaS 18 күн бұрын
አሪ ቲቪ ናይ ንወረደ ዳኒኣል ( ወዲ ዳኒኣል ) ቃለ መሕትት አንትትምጹልና ጽቡቅ ነሩ ምክንያቱ ከም ሓላፊ ኣብ ቡዙሕ ውግኣት ዝተሳትፈን ቡዙሕ ዝፈልጦ ናይ ታሪኽ ፍጻሚታት ሰለ ዘሎን ናዚ ሓዱሽ ወሊዶ ኤርትራ ድማ ህያው ምስክር ክኸውን ሰለዝኽእልን ንኩሎም ገዳይም ዓበይቲ ሓለፍቲ ዘለዉን ዝነበሩን በብታራ ቓለ መሕትት ክግበረሎም ንላቦ እዚ ናይ ኩዙሕ ኣብ ደገ ዝነብር ኣርትራዊ ሕቶ አዩ ወትሩ ሃገረይ ዓወት ንህዝባዊ ግንባር
@aruaki4454
@aruaki4454 13 күн бұрын
መርድእ ምልጣፉ ስነስርዓት ቀብሪ ምትሕልላፉ እዬም ንጡፉት እንዳ ዜና እቲ ጸገም ካብ መን ሙኳኑ እዝጊ ይፈልጥ ዕድመን ጥዕናን ነዞም ሓደሽቲ EMN ካልኦት ከምኡ ውን ነዞም ኩሎም ኣያታት ጀጋኑ ኣቦታት ተጋ
@WudaseWoldemariam-f8b
@WudaseWoldemariam-f8b 18 күн бұрын
Our heroes are amazing🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 what a strategy. I am proud to be one of these great people. God bless Eritrea. Never forget it.
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 Күн бұрын
ጀጋኑ ዘለኹም ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ንስዋኣትና ከኣ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብሮም 🙏🙏🙏 መድሕን ሃገር ኢኹም !!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 17 күн бұрын
ኣብየት ጅግንነት ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@great2894
@great2894 18 күн бұрын
እዋይ ጅግንነት! መን ይፈልጦ እዚ ኩሉ ኣብ በረኻታት ኢትዮጵያ ኮማንዶ ዝገብርዎ ዝነበሩ ተኣምራት።
@metkelgezai1625
@metkelgezai1625 18 күн бұрын
ምድንጓይ ካብ ዘይምምጻእ ይሓይሽ። ጽቡቕ ተበግሶ። ብፍላይ ነቶም ተጓንዮም ዝጸንሑ ኣርካናት ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ( ከም ገዲም ተጋዳላይ ሳልሕ ሕሩይ) ብምምጻእኩም ብሓቂ የመስግነኩም።
@mussieandu2238
@mussieandu2238 18 күн бұрын
ህዝባዊ ግንባር ኣብ ታሪክ ዓለም ዘይድገም ሰውራዊ ውድብ ! ኤርትራ ዕድሌና
@amatekamine2190
@amatekamine2190 13 сағат бұрын
Tegadalay! Great job DM, eski Yebereber eti ena hadere ze Me ŕrrrrrr!
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 17 күн бұрын
ዘይድገም ጅግንነት!!
@amatekamine2190
@amatekamine2190 12 сағат бұрын
Eru KEHLO, bealti me zena albo gignenet n' tariken! TEGADALAY!
@SelemunAhferom
@SelemunAhferom 18 күн бұрын
ዋይ ሎንስ ሞት ከም ኣዳም ኩሎም 07 ሰብ ቀደም ገጾም ርእናዮም ፡ደሃይኩም ኣይተሓባእ፡ እዋይ ንእስነት ጥዑም ፡ኣበይ ኣበለ እዚ ኩሉ ንእስነት ግርማ ሞጎስ ፍሽታኹም ኤፐ ዕጥቂ ብዘይ ሕማላ ትነጥሩ ከምዘይ ነበርኩም ጨጉሪ ተመሊጡ፡እተን ዘለዋ ዝርካበን ሽበት ተቀይረን ኣንቱም ጥዑማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!!
@gideyalem6475
@gideyalem6475 18 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🙏
@yonasgebrehanes1919
@yonasgebrehanes1919 18 күн бұрын
ዝገርም ታሪኸ ደቂ ኤረይ ጅጋኑ ክብርን ሞጎስን ንዓኻትኩም ❤💪!
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 17 күн бұрын
ኣገናዕ ኤረይ ቲቪ !!ይበል መደብ።
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 18 күн бұрын
Sematatna wetru sblbina thank you❤❤
@samicheay8706
@samicheay8706 14 күн бұрын
Zeydgem welodo bka sheu tewelide anes.jeganu❤❤❤
@brianjackson2272
@brianjackson2272 16 күн бұрын
What an incredible history, ShaEbia history that amazes me each time I hear about it. These men & women are the brightest Eritrean Children. May God/Allah Rest the souls of our fallen heroes and heroines. Long Live ShaEbia.
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Күн бұрын
💪🇪🇷📚🖊🇪🇷mefsaw tamirait serhit caby💪🇪🇷📚🖊🇪🇷yeknyela tarkina nkenit jeganuna hrbenattina dekrpkumla💪📚🖊🇪🇷💯🙌
@agameboy3400
@agameboy3400 18 күн бұрын
peace too all, East African people.
@almasghebre6647
@almasghebre6647 18 күн бұрын
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@yonasamare6058
@yonasamare6058 18 күн бұрын
ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ መዳርግቲ ኣልቦ ወለዶ።
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 17 күн бұрын
Fenkl 🇪🇷🐪❤️
@mikekuflom5131
@mikekuflom5131 18 күн бұрын
Amazing ❤❤❤❤🇪🇷
@michalemichale5880
@michalemichale5880 18 күн бұрын
Yes
@michalemichale5880
@michalemichale5880 18 күн бұрын
No concern about our beloved family EDF!
@wedishaibiya
@wedishaibiya 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@temesgentesfai5521
@temesgentesfai5521 18 күн бұрын
ዝኸበርካ ኣዳላዊ ስለቲ እተቕርበልና ዘለኻ ወርቃዊ ታሪኽ እናመስገንኩ ብዝተኻእለ ናይ ቀደም ስልእሊ ናይዞም ንሪኦም ዘለና ሓለፍቲ እንተዝቐርብ ጽቡቕ ኔሩ
@helenberve7802
@helenberve7802 15 күн бұрын
🇪🇷❤Jeganu abotatey ❤ 🇪🇷
@michalemichale5880
@michalemichale5880 18 күн бұрын
Let's go forward Eritreans tanks to our beloved family EDF!
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 18 күн бұрын
ኣየ ጅግንነትን ራእይን ኤርትራዊያን መዘና ኣልቦ እዩ ። ንበሩልና ክበሩልና ሳላኹም ኢና ነዛ ምጭውትን ፍትውትን ሃገር ተረኪባና ። ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
@yihdegatadele5026
@yihdegatadele5026 17 күн бұрын
Jeganu💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@BMstar9
@BMstar9 18 күн бұрын
Eze Madabe be English enta Zekaweni Xebuki Naru Alamina Miente Kitefaleto ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 17 күн бұрын
Welcome deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️❤️🇪🇷
@MahammadAhmad-d6g
@MahammadAhmad-d6g 17 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 18 күн бұрын
እዋይ ዝገርም ታሪኽ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Күн бұрын
💪🇪🇷📚🖊🇪🇷tamir icalsy caby💪🇪🇷📚🖊🇪🇷
@AmanAsmerino-t3w
@AmanAsmerino-t3w 17 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🏿🫶🏿🫶🏿🫶🏿🫶🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🙏🙏🙏🙏!!!
@Eden-is5yi
@Eden-is5yi 17 күн бұрын
Anes inqa Eritrawit koyne tefeterku abotatey yehiwatey ita inko zeytrkeb hiwetkum neay awefikuma emo kibret yhabkum amlak msakum ykun idmen tinan yhabkum❤❤❤❤❤
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 17 күн бұрын
Proud
@NaqfaS
@NaqfaS 18 күн бұрын
ዘዚኦም ዘይኽበር ኤርትራዊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ አዩ
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 18 күн бұрын
🐪❤️🇪🇷👊
@adikeyh7770
@adikeyh7770 18 күн бұрын
ኣብ ኤረ ቲቪ ኮመንት:ሸር:ሳብክራይብ ዘይገብር ሰብ ሃገራዊ ኢየ ከይብል ብፍላይ ከኣ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ::
@Almaz-i9r6v
@Almaz-i9r6v 17 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
@Dolphin-98
@Dolphin-98 17 күн бұрын
Xibuq medeb 🇪🇷🫶🏽🇪🇷🫶🏽‼️
@teklurossom
@teklurossom 17 күн бұрын
Merhaba deqi eri halalt ayni abaykum yedefen admen tanan jaganu men kimakum anbis 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪
@eritrea6227
@eritrea6227 17 күн бұрын
Hezbawi gembar jiganu ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊🏽
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 18 күн бұрын
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇺🇸🇪🇷👏👏👏🙏🙏🙏💯💯💯💯Eritrea by Eritrean For Eritrean people meaning full memories to free Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@tsehaineshwolf6910
@tsehaineshwolf6910 18 күн бұрын
❤️🇪🇷ክበሩልና ሰብ መትከል🇪🇷❤️
@dahabweldu1951
@dahabweldu1951 17 күн бұрын
Keberen mogesen nekulukm geganuna🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪🌹🌹🌹🌹
@kuflomTareqe
@kuflomTareqe 17 күн бұрын
ዘይድገም ታሪኽ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 18 күн бұрын
❤❤❤ቀጽልዎ ሑቡናት
@FanusyohannesWedijohn
@FanusyohannesWedijohn 17 күн бұрын
Yeqenyelna happy new year.
@dl4055
@dl4055 18 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷 abet jgnnet,🇪🇷,abotatna enber ke fthurat dikum nerkum,kbret yhabelna,kemzi gerkum shgr,mekera,halifkum hager zhabkumna,🇪🇷🇪🇷🇪🇷, Ezi kulu meswaeti,kefilna,ezom rgumat gorobet bahri kblu ayhafrun
@yaredabraha4947
@yaredabraha4947 17 күн бұрын
በጃኩም ከምዚ ዓየነት ታሪክ ሒዝኩም አይትደቅስ ነዚ ናይ ሎሚ ወለዶ ግድን ክፈልጦ አለዎ . አነ ቅያ 18 ደቃይቅ ብኮማንዶ ዝተፈጸመ ጥራሕ የ ዝፈልጥ ነይረ ብዝኮነ አዝዩ ጽብቅ መደብ ቀጽልዎ ሓደራ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@michaeltekia6588
@michaeltekia6588 18 күн бұрын
መጀር ሙሴ ገብረትንሳአ ናይ በሓቂ ዝምስገን ስራሓ ታሪኹ ብስራሕቱ ብምቅራብካ እዚ ትገብራ ዘለኽ ሙሴ በጀኽ ቀጽል ናይ ኣሃድና ቴልፎንካ ግን ብከመይ ክረኽባ ይኽኡል ሙሴ ብልጽ ስራሕ
@ephremzarielu
@ephremzarielu 18 күн бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💪💪💪🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@yuel8254
@yuel8254 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 17 күн бұрын
እዋይ ጅግንነት እንቋዕ ካብኹም ተወለድኩ ፡ ድሕሪ እዚ ኩሉ ክሳብ ሕጂ ዓወት ኣብ ርእሲ ዓወት ብምፍጻም ብደምኩም ኣብ ዝለዓለ ብራኸ ኣብጺሕኩሙና ኢኹም እሞ የቐንየልና፡ ንኤርትራ ንምህናጻ ከኣ ብመንፈስ ምሳኹም ኣሎና፡ ካብ እስራኤል
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 18 күн бұрын
እዋይ ቅያ ታሪኽ ኣንታ ስደድሎም ንወያነ። ኣብ መሬቶም እኮዩ እዚ ኩሉ ታሪኽ ተፈጺሙ። ወይዞም ካሕዳማት ።
@dmeb4510
@dmeb4510 17 күн бұрын
"ስርሒት ፈንቅል ውጽኢት እኩብ ድምር ኩሎም ጀጋኑ ኤርትራ እኮ እንተኾነ ኣስተዋጽኦ ጀግና ብጻይ ጴጥሮስ ሰለሙንን እሱ ዝመርሖ ዝነበረ ክፍሊ ስለያን ግን ጸብለል ዝበለ እዩ ኔሩ። ሽም ጀግና ጴጥሮስ ሰለሙን ከየልዓልካ ዝዝንቶ ታሪኽ ፈንቅል የለን።" ቃል ስውእ ጀግና ገረዝግሄር ዓ/ማርያም (ውጩ)
@kudusanhaile7033
@kudusanhaile7033 18 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 14 күн бұрын
Etom jeganu ayatatey serahti kiya 🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💪🫡
@OMG_PRO12
@OMG_PRO12 18 күн бұрын
ገጽ’ቶም ንብጾቶም ሓላላት,ንጸላእቶም መርዚ ንርኢ ኣለና።(ህዝባዊ ግምባር መብጸዕኡ ዘይጠልም ዉድብ)
@mussahabibi2794
@mussahabibi2794 17 күн бұрын
💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌😘
@afratabrhane2847
@afratabrhane2847 18 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yared1929
@yared1929 17 күн бұрын
ንፉዓት ደቂ ኤረይ፣ እዚ ናይ ብሐቂ ብውሕሉልን ብቕዓትን ዝቐርብ ዘሎ ተኸታታሊ መደብ ጽቡቕ ጅማሮ እዩ፣ ኮይኑ ግን እቲ ክላሲካል ብጣዕሚ ዓው ስለዝበለ ነቲ ቁምነገር ይዕብልሎ ኣሎ። ስለዚ ድምጺ ለቨል እንተዝትሕት፣ ከምኡውን እቲ ክላሲካል ነቲ ምስቲ ዛንታ ዝኸይድ እንተዝኸውን ማለት ካብ ናይ ሜዳ ደርፍታት ዝወጸ እንተዝኸውን። እዚ ትጥቀምሉ ዘለኹም ክላሲካል ምስ ናይ ቦታ ተርእየሉ ቪድዮታት ዝኸይድ እዩ፣ ነዚ ክበልክዎ ከም ሃናጺ ሐሳብ ክትወስድዎ ይላቦ።
@Akliluhaile-fw5wv
@Akliluhaile-fw5wv 18 күн бұрын
😢😢ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኤርትራዊ ዋላ ኢትዮጵያዊ ረሲኦሞ ኢዮም ነቲ ሲቭል ሕዝቢ ብፕላስተረ ቦንብ ጌይሮም ብዝተኸልኸለ ሰልፈር ዝሐረሙዎ እዛ ባሕሪዶ ወደብ ትብል ሐገር ኽረአይ አለዎ እዞም ወንጀለኛታት ሕሊና አልቦ 😢😢😢
@ታባውፍያትክብሮም
@ታባውፍያትክብሮም 18 күн бұрын
🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺❤️🌺🇪🇷🌺💪💪👍👍👍
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 3 күн бұрын
Gold Generationen የቀንየልና jganuna🫱🏽‍🫲🏾 ❤❤🎉🇪🇷🇪🇷🎉❤❤ ንኩሉኹም ናይ ማርሻል ማዕርግ ሂበኩም ኣለኩ🌟🌟🌟🌟🌟
@amatekamine2190
@amatekamine2190 12 сағат бұрын
I wonder, to call them by the tittel, Major, colonell, L/ colonell, or B/ General, TEGADALAY YEAKEL!
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 16 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 18 күн бұрын
ክሳብ ሕጂ ፌክ መደብ'ዩ ክፍኖ ጸኒሑ፥ ከም እኒ መስፍን ሓጎስ፥ ጴጥሮስ ሰሎምን፥ ዑቕበ ኣብራሃን ብርሃነ ገብረእግዝኣብሔርን ጎሲኹም እትሰርሑዎ ስራሕ ሙሉእ ታሪኽ ኣይገብሮን ኢዩ። ሕጂ ሕጂ'ኳ ንሳልሕ ሑሩይ ከተምጹዎ ጀሚርኩም ጽቡቕ ኢዩ። ቀጽልሉ። ታሪኽን ፖለቲካን በበይኑ ኢዩ።
@dawitghiwet7966
@dawitghiwet7966 18 күн бұрын
ህዝባዊ ግንባር ቅያ ይገብር እምበር አይዛረብን ::
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 18 күн бұрын
እቶም ጀጋኑ ትም ኢልም ከዳዓት ድማ ተፈንዮም ንመንእስያት ኣብ ምብልሻው ብሐሶትን ብናይ ሐሶት ማስምድአታቶምን ንጀጋኑ ኣኽፍኦ ሎሚ ስብ ታሪኽ መጽዮም ሎሚ ምስወያነ ስርኦም ፈቲሖም
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 17 күн бұрын
ፈንቅል ኢልካ ስም ጴጥሮስ ሰለሙን ከይጠቀስካ ምሕላፍ ከምዚ ሓደ ፊልም ብዘይ ደራሲ ማለት እዩ ሃንዳስን ሓንጻጽን ስለያን ፈንቅል ጅግና ጴጥሮስ ሰለሙኖ እዩ።
@kahsaytesfay5911
@kahsaytesfay5911 17 күн бұрын
Gegnu seb sre
@OMG_PRO12
@OMG_PRO12 15 күн бұрын
(ገይሸየ ቀልበይ ኣይነበረን)ሕድገት ክንገብር እና።ቓል ኩቡር ኘረዚደንት ሃገረ ኤርትራ።ኩናት እንዳ-ደቆ ዘኪሩ ሾክ ኮይኑ ዘሎ ዝፈልጥ’ሲ ክንደይ ይኸውን፤ ኲመል (“ኣየወ’ዛ ኲመል ቦጦሎኒየይ”)
@NaqfaS
@NaqfaS 18 күн бұрын
እዚኢም ዓበይቲ መራሕቲ ህግሓኤ ትማልን ሎምን ንስርዓታት ኢትዮጵያ ኻብ መሬት ኤርትራ ዝጐሓፉ ን ዝሳዓሩን ወርቃዊ ዘይድገሙ ሰውራዊ ወሊዶ ህዝባዊ ግንባር ትርጉም ሃገርን ሃገራውነትን ብግብሪ ዘርኣዩን ምምሃራን ጀግነአት አዮም ሰለክብሪ ሃገርን ህዝብን አርትራ ሃገሮም ኩሉ ዓይነት ዋጋ ዝኻፈሉ ደቂ ኤርትራ ሰለዝኮኑ ዘላለማዊ ክብርን ዝኽርን ይግቦኦም ዝሓለፉን ዘለዉን ሰለዚ ኩሉ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ መትከልን እዞም ኣርካናት ዝኮነ ህዝባዊ ግንባር ደው ክብል ሎሚ ሃገራዊ ሓላፍነቱ አዩ ምክንያቱ ህዝባዊ ገንባር ትማልን ሎምን ጽባሕን ዘይቅየር መትከል ህዝቢ አርትራ አዩ
@Mahfuzee176
@Mahfuzee176 16 күн бұрын
Hizbawi ginbar abti gezi eti axswarat kaby yetu nru ?beynay économie ke ,aynot hagrat eyen ke kxsali nay axswarat hagez zgbra znbra ?
@Zerayweldeab4930
@Zerayweldeab4930 14 күн бұрын
GEGANUNA AJATATNAN ABOTATNAN KBERU NBERU AB ASERKUM ALENA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 күн бұрын
ነታ ኤርትራስ ፈንቂሎም ወዲኦምዋ
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 14 күн бұрын
Nay Esseyasn Aliseidn pic is wrong. They have nothing to do with this history.
@japancor..9181
@japancor..9181 18 күн бұрын
⚔️🇪🇷🇪🇷✌️📚📜⛪9🕌📜📚✊🇪🇷🇪🇷⚔️
@DawitTeklemariam-b4j
@DawitTeklemariam-b4j 9 күн бұрын
እዚ ታሪኽ እዚ ንዉሉድ ወለዶ ብፊልም ተሰሪሑ ክመሓላለፍ ኣለዎ
@MassawaYusuf
@MassawaYusuf 18 күн бұрын
Not 61 Wedi Daniël 18 Iya
@nahomdc9757
@nahomdc9757 14 күн бұрын
ሽም ጴጥሮስ ስለሙን ዘይ ቡሉ ታሪክ ፈንቅል ጽንጽዋይ እዩ ናዓይ ታሪክን ፖሎቲካ በበይኑ እዩ
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 11 күн бұрын
ክሳብ ዝፍታሕ ሲ ኣይንጽበን። ምስ ተፈትሐ መደብ ክስረዓሉ ዩ።
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 18 күн бұрын
ኣዘዝቲ ኩናት ሻዕብያ ኣብ 20 ክ.ዘመን ካብዝተራእዩ ተኣምራታውያን መራሕቲ ኲናት ዘይድገሙ ኣዘዝቲ ኩናት።
@tl2254
@tl2254 18 күн бұрын
Zanta ktklubowo tewaridu hzbi… Entay tgebr alekaa u …
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 18 күн бұрын
Eza medeb millionat kfalat ktkonelna nmne mkhnyatu tarikh tegadeltna fxum semikayo zeyxgeb dnqi tarikh eyu kemu wn eti azanatwa naytom jeganu tegadelti amena yshbeka eti zgerm kndey sm botatat eyom sefirom gn abti kebabi nayti kulu zteqhswo botatat kemti tegadelti keyresu asmat botatat zteqhswo geru zteqhso aymeslenn
@EriSuperBug
@EriSuperBug 17 күн бұрын
Was werede Daniel brigade leader in K/S 61? I think your information is wrong , he was in K/S 85
@bobomega1836
@bobomega1836 17 күн бұрын
ቁዱስ ሚኬኤል ይፈንቅልኩም ቁሩሱሳት ስሪሒት ፈንቅል ኢልኩም ህዝብና እባ ኣፈናቒልኩሞ
@yemanetesfabrhan8192
@yemanetesfabrhan8192 14 күн бұрын
ሓሳዊ ጀጃዊ ቆልዓ
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 17 күн бұрын
yeargu ember zeylbmu 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Habenfu
@Habenfu 18 күн бұрын
ንቤጥሮስ መስፍን ሓጎስ ዑቀበ ኣብርሃ ኣውጺኹም እንታይ ዓይነት ታሪኽ ኢኹም ተዘንትውልና ዘለኹም ከምዚ መምህር ዘይብሉ ትምህርቲ ኮይኑ ይስምዓካ🤔
@ERi291MM
@ERi291MM 18 күн бұрын
በዓሎም ሃዲሞም ሃደምቲ ኮይኖም።
@Habenfu
@Habenfu 18 күн бұрын
@@ERi291MM ችድ ልዕሌካ ሃደሚ ዶ ኣሎ እዩ ንሳቶም እናተጋደሉ ነብስካ ፈቲካ ወጺኻስ ትዛረብ ክኣ ኣለኻ ኣብ ድያስፖራ ባንዴራ ተጠቅሊልካ ስለ ዝሳዕሳዕካ ሃገርዊ ዝመስለካ ሓደ ብሃም ኢኻ🤔
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 18 күн бұрын
WXAE ATA GUHAF RESAH HADAMIY SUQ ELIKA ZTEKOBLIKA AKOMSE AB SDETKA KONKA DENQORO ENTAY AFLIXKA HADAMIY
@Habenfu
@Habenfu 18 күн бұрын
@isayasambasager2453 ሰብ እናተጋደል ፈሪሕካ ሃዲምካ መጺካ ከይትግፈፍ ኣብ ገዛ ተሸቂጥካ ትውዕል ዝነበርካ ኣብዚ መጺኻ ባንዴራ ተጠቅሊልካ ስለ ዝሳዕሳዕካ ሃገራዊ ዝኾንካ መሲልካ ብሃም🤔
@nahomdc9757
@nahomdc9757 14 күн бұрын
እዞም ትብሎም ዘለካ ጀጋኑ ዘይብሉ ታሪክ ጽንጽዋይ እዩ ናዓይ
@berekettewelde989
@berekettewelde989 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ሃገረይ
@ሃገረይ 18 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 17 күн бұрын
❤❤❤❤
@danielkassaye3480
@danielkassaye3480 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Eden-is5yi
@Eden-is5yi 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
መሳጥን ትንቢታዊን ዘረባታት ወዲ ኤፍሬም (2016)
15:20
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
36:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 41 М.
ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 2ይ ክፋል
32:19
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 104 М.