Рет қаралды 173
እዚ ቻነል እዚ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ዶግማን ስርዓትን ዝሓለወ ኮይኑ መደባቱ ወይ ትሕዝትኡ ድማ ስብከተ ፡መዝሙር፡ሕቶታት ህዝቢ ፡መብፈሳዊ ድራማ፡ስነ ጽሑፍ ፡ግጥሚ ፡ዝዳለወሉ እዩ።ስለዚ ንስኻትኩም ድማ ሃናጺ ዝኾነ ርእይቶ ብምሃብን ናብ ኩሉ ንኽባጻሕ ሼር ብምግባርን ደገፍኩም ኣይፈለየና ።
ስብሃት ለእግዚኣብሔር ልዕል
ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ
ክቡር ኣሜን!!!፡