ንራከብ ዝብለኪ ወዲ ጥዕና ኣለወዶ

  Рет қаралды 4,215

ገዛ ሳሓቅ Geza sahak

ገዛ ሳሓቅ Geza sahak

Ай бұрын

Пікірлер: 234
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Ай бұрын
ናፍቀርካዮ ናሃለኻ ንራኸብ ተይሉና ሓቂ ዘረባ ሸዉሃትና ዩ ዝዕፆ በተለይ ቀልጢፉ ንራኸብ ዝብል ንራኸብ ማለት ካልእ ትርጉም የብሉን ንራኸብ ዓራት ያ እምበር ንሕና ለ ሸዉሃትና ይዕፆ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh Ай бұрын
ሓቂ ንምዝራብ ምክርካ ደስ ብሃሊ እዩ ግን ወሊደ ገዲፍኒ ምናምን ኢልክን ኣይትጠዓሳ ኣሕዋተይ ዉልድኮ ብሚልዮናት ሂብካ ዘይርከብ ስጦታ እዩ❤❤ዉሉድ ስኢኑ ፍቀዶ ማይፀሎት ዝከራተት ከምዘሎ ዘክራ ኣነገና እየ የወለድኩን ግን ወሊደን ዝነብዓ ክርኢ ከለኩ ይግረም ሶ ኩርዓ እምበር ኣይትንብዓ💘
@smkle7079
@smkle7079 Ай бұрын
ግን ላይክ እባ ገበረ በተሰብ ናይ ብሓቂይ እዩ
@Vjsgs-uh8ux
@Vjsgs-uh8ux Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ለባመይ ስለ ምኽርኻ ብጣዕሚ የና ነምስግን ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏🥰🥰❤❤❤
@user-hg8pt2iq4q
@user-hg8pt2iq4q Ай бұрын
ልባም ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ👏♥️
@MMm-mf5lt
@MMm-mf5lt 26 күн бұрын
ለባም ሓውን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ❤❤
@hhdhd7109
@hhdhd7109 Ай бұрын
ባሓቂ ለባሞይ እግዚአቢሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አበይ እሞ ኩሉ ካማካ እንተዝከዉ ነይሩ 😢 ኩሉ ምቃነዐ❤❤❤😢
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-gq2gl2xf6v
@user-gq2gl2xf6v Ай бұрын
ንራኸብ ትብል ቃል ክልተ ትርጉም እዩ ኣለዋ ዘይ ምፍላጠይ ተሸዊደ ነይረ ሓደ ምዓልቲ ንኣይ እውን ሕቶ ነይሩንይ ምኽርውን የድልየኒ ነይሩ ግን ምፅሓፍ ተሃክይኑይ 😁ባይ ዘወይ የቅንየልና ገዛ ሳሓቀይ ማዓረይ ♥️💦
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘፍቅሮ ኣፍቃሪ ኣለኒ ኣብ ዝተራከብናሉ ፈተና የግጥም ሕጂ ግን እቲ ምርካብ ኣጽሉኡኒ ምኽንያቱ ቅድሚ ቃል ኪዳን ዝኾነ ኽገብር ኣይደልን ግን ብምንታይ ከረዶኦ ይጨንቀኒ ንሱ ኻኣ ኣበ ገዛ ኽንራኸብ እዩ ዝደሊ እስከ ምኽሪ ሃቡኒ ብጣዕሚ እየ ዝፍቅሮ ስለ ዘፍቅሮ ኾምኡ ውን ንሱ ብጣዕሚ እዩ ዘኽብረኒ ዛሓልየልይን ነዚ ርእየ ድሎት ኽማልኣሉ ይደሊ ግን ኻኣ ከም ዘጣዓሰኒ ሕልናይ ኻኣ ይወቅሰኒ እስከ ምኽሪኸም ጽሓፉሎይ ፉቑራተይ እንተ ተራኺብካ ከም ኖርማል ኸንኻ ኽትጋዓዝ ትኽእል ዶ ወይስ ጥቅላላ ዘይምርኻብ እዩ ተመራጺ ምኽርኹም ክጽበ እየ
@user-up5mu4hm7s
@user-up5mu4hm7s Ай бұрын
No eatrikebay subuku eaykonene eu zhefitey
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ብዉሽጢ ርከብኒ ኣስፍሕ ኣቢለ ክነግረኪ
@user-pc3bk3jt6q
@user-pc3bk3jt6q Ай бұрын
ንኩልና ባ ክኮን በዚ ንገርና ❤❤​@@user-pd3np7bw5y
@ffbh9535
@ffbh9535 Ай бұрын
ለባመይ ከማካ ዝበለ የብዝሐልና ብልፅቲ መልእክት እያ ጎይታዋይ የቅንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣበይ ኣለክን ደቂ መዳመይ ንዕነ ገዛና ነዕቢ ገዛ እንዳማትና እናኳሕኳሕና ኣይንውዓል❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@MgAhmed-p9w
@MgAhmed-p9w Ай бұрын
ትባረክ❤❤
@user-hr7ne7vd6f
@user-hr7ne7vd6f 22 күн бұрын
ብትክክል ሓወይ ናተይ ዘጋጠመኒ ነገር❤❤❤
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg Ай бұрын
ናይ ልበይ ትናጊርካ ዝሓወይ ልኣካ ዝተመርዐወት ትዓዲላ ትባረክ ❤❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ክብረተይ
@user-jd4wy9xl8d
@user-jd4wy9xl8d Ай бұрын
ብሓቂ ኩቡር ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነክብረካ ምክርካን ማዕዳክን አይፈለየና ማዓረይ ኣሕወተይ በጃክን ነታባበዐዮ ሸረ ላይክ ከመንቲ ኣይ ነውሕደሉ ብጣዕሚ ለባም እዩ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Ай бұрын
ሕቶይ ብኣኽብሮት ስለ ዝመለስካለይ የቐንየለይ ክቡር ሓወይ❤❤❤
@NetsiGalHaylush
@NetsiGalHaylush Ай бұрын
ተንኩው ፅብቅቲ ትምህሪቲ ምህሪካኒ ዝሓወይ ማዓረይ ለባመይ ዕድመ ጥዒናን ይሃብካ🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j Ай бұрын
ዋይ ማኣረይ ክንደይ ይምስጥ ምኽሪኻ. ቅ ዲም በለ ካብ ዝፈልጠካ. ፅብቅ ነዩሩ. ሐዝ. ግን ኣምላኽ ይመስገን. 3 ዓመተ ዝተፋለጥኽዋ ኣፊቃሪ ኣለንስዲራይ ዊን ደስ እልዎም❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ኣገላልፃ ቀፅላሉ ማዓረይ❤👌
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Ай бұрын
ኩሉ ከማኻ ተዝኸዉን 🎉🎉🎉🎉🎉
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l Ай бұрын
አረ ዛ ንራከብ ትብል ቃል ናብ ገለ ከማከደት 😂😂😂😂
@user-pc3bk3jt6q
@user-pc3bk3jt6q Ай бұрын
😂😂😂😂
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 Ай бұрын
😂😂😂
@ብልፅቲሄዋን
@ብልፅቲሄዋን Ай бұрын
የቀንየና ፅቡቅ ሓሳብዩ ወዲ ዓደይ ናይ ተግባር ሰባት ይበለና❤
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 Ай бұрын
ደስ ዝብል ኣገላልጻ እዬ።👌✅ block ክንብሎም ጥራሕ ኢና ንኽእል ከምኡ ዝብሉ።😊👌😮
@Jft636
@Jft636 Ай бұрын
,ብሓቂ ዋ ገለ ዓይነት ትምህርቲ እያ የቅነልና ዝሓወይ❤❤❤
@selammahari1477
@selammahari1477 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ክብር ሓወይ❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ እንዳ ሳሓቅ❤❤❤ዝሓወይ❤
@user-fk5ol2bi4y
@user-fk5ol2bi4y Ай бұрын
ለባም ሓወይ ሕቶይ ሰለ ዝመለስካለይ ብጣዓሚየ ዘመስገነካ ኣብ ዕላማይ ከትኩር ወስነ እንድሕር ዘይትመፂ በቃ ከይትድዉልለይ እልኒ ብቻ ሰላም ክብለኪ የ እምበር ከምቱ ትደልዮ ብኣክልል እእና ንምርዕ እልኒ ኣነ ግን ባዓለይ ናብ ፈተና ከኣቱ ኣይደልን እለዮ 😢😢😢
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Ай бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓወይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@sLAmAZz
@sLAmAZz 18 күн бұрын
Edmen tenan yhabka fetari❤❤❤❤❤❤❤
@Mhder-g7x
@Mhder-g7x Ай бұрын
ብትኽክል ለባመይ ❤❤❤❤❤
@AbrhamKmaiym
@AbrhamKmaiym Ай бұрын
ኩሉ ጊዜ ወዲ የኾነይ ንራኸብ ዝብል ጓል ባዕላ ለ ትብል አያ ብኽልቲኡ ግለፆ❤
@user-vs7cf2yl7p
@user-vs7cf2yl7p Ай бұрын
ብሓቅይ ከብር ሓወይ ከመእኻ ዝበለ የብዝሐልና ሰላምኻ ይብዝሕ
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ዝሓወይ ❤❤
@YduYduhso
@YduYduhso Ай бұрын
አደይ ወለደ ትበል ሃማካ ልበለ ዠሓወይ እድመን ጥእናን ይሃበካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@JgDf-qr2oh
@JgDf-qr2oh Ай бұрын
ብሓቂ ለባም ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@smkle7079
@smkle7079 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ የቅንየለና ዝሓወይ ❤❤❤
@Almas-ij1rv
@Almas-ij1rv 10 күн бұрын
ለባም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ❤❤❤❤
@KattoufTelecom-pj8py
@KattoufTelecom-pj8py Ай бұрын
ንቁምነገር ዝሓስብ ቀልጢፋ ንራከብ አይብልን❤❤ ንአገላልፅካ thanks
@user-xc6hc3ht4w
@user-xc6hc3ht4w Ай бұрын
የኔ ልዩ ወንድሜ😘😘😘🙏🙏
@user-cq4cv5ru2s
@user-cq4cv5ru2s Ай бұрын
ለባም ሓዋይ ዕድመካ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atedemezgebe
@atedemezgebe Ай бұрын
ሰላም ሰላም ክብረ ሓወይ ብሓቂ የቀንየለይና❤👌👍
@SurprisedCaterpillar-qv2qs
@SurprisedCaterpillar-qv2qs 15 күн бұрын
ብሓቂ ላባምይ❤❤❤
@Selam256
@Selam256 Ай бұрын
Woww hjugna zhaweyyy😊😊😊!!!!
@user-nj1ks9ws5h
@user-nj1ks9ws5h 26 күн бұрын
ይገርም እዩ ኮ ዞም ምሕረራት😢
@user-rf6wl8of6q
@user-rf6wl8of6q Ай бұрын
እሺኒ ወድኖዋ❤️🥰
@user-ox3eo4lr5j
@user-ox3eo4lr5j Ай бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👏♥️🎉
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-es7ls6ep4g
@user-es7ls6ep4g Ай бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ምክሪ ክብሩ ሓውና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-zt7ul1ej3o
@user-zt7ul1ej3o Ай бұрын
Thanks ❤
@user-rt3ey2ie7z
@user-rt3ey2ie7z 21 күн бұрын
ብሓቂ ዝሓወይ
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Ай бұрын
ጸጋኡ ያብዘሐልኻ❤🎉🎉
@ferwaynigermay794
@ferwaynigermay794 Ай бұрын
የቀንየለን ፅብቅ ሓሳብ ማአረይ❤🥀
@meriabrha115
@meriabrha115 Ай бұрын
ለባም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Ай бұрын
ቀፅለሉ ሓወይ የቅንየልና ድማ❤❤
@user-do8yq2jx7i
@user-do8yq2jx7i Ай бұрын
ሰላም ገዛ ሰሓቅ ሓወይ ልምክርካ ብጣዕሚ ነመሰግ❤❤❤❤❤
@user-dr6eg1fs4q
@user-dr6eg1fs4q Ай бұрын
❤❤❤❤❤ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ዛበተይ
@user-fp4jx1uq5t
@user-fp4jx1uq5t Ай бұрын
ብሓቂይ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ለባም ከማካ የብዛሓዮ❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-vd2gw6vm9t
@user-vd2gw6vm9t Ай бұрын
ትክክል❤❤
@user-qn5jl9in5l
@user-qn5jl9in5l Ай бұрын
ለባም ሓወይ የቀንየለና ጉይታዋይ ❤❤❤❤
@user-sd6qs6pw5p
@user-sd6qs6pw5p Ай бұрын
ለባም ሓወይ ኩሉ ገዘ እየ ዝካታተለካ መምህር ሂወት ኢኪ❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-vh9zw2hc3t
@user-vh9zw2hc3t 12 күн бұрын
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y 11 күн бұрын
የቀንየለይ
@user-ce5gn2fr2z
@user-ce5gn2fr2z Ай бұрын
ብሓቂ ለባም ሓወይ❤❤
@user-ce6ir5im3f
@user-ce6ir5im3f Ай бұрын
ብሓቂ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@Samsunga04-wj9qw
@Samsunga04-wj9qw Ай бұрын
ብሓቂ ኣቦ ስደት ኢካ ❤❤❤❤
@galtigray8961
@galtigray8961 Ай бұрын
ብሓቂ ለባም ሓወይ❤👌
@HamiHami-bs6yh
@HamiHami-bs6yh Ай бұрын
ብሓቂ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
@ajibajib7989
@ajibajib7989 Ай бұрын
ቀፅሎ ኩቡር ሓወይ❤
@tijey8083
@tijey8083 Ай бұрын
Bhaki.zhawey.maerey Lebam❤❤❤
@user-eu1jm6gt7l
@user-eu1jm6gt7l Ай бұрын
የኔ ልባም ወድነይ ክንደይ እየ ወሰደ ምኽረኻ ይሞችኻ ❤❤❤❤
@fananohomi5597
@fananohomi5597 Ай бұрын
ብሓቂ ሓወይ ለባም
@EedrVrecg
@EedrVrecg Ай бұрын
ፅቡቅ ምክሪ❤❤❤
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ለባም ሓውና❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
welcam
@user-yg9hu9xe2w
@user-yg9hu9xe2w Ай бұрын
ከመካ የብዘሐልና ገቱሸይ ብዙሕ እየ ዝማሃር ልቦናካ የብዘሐለይ ዝወድነይ❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@AotAot-w1k
@AotAot-w1k 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 8 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-ef9jw1bm7w
@user-ef9jw1bm7w Ай бұрын
አረ ናይካ ምኽርታት ይፍለ እዬ❤❤
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y 29 күн бұрын
የቀንየለይ
@welduabrha9118
@welduabrha9118 Ай бұрын
❤❤❤❤ናይ ባሓቃ
@maletmama8533
@maletmama8533 Ай бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤❤
@RahelAtegawi
@RahelAtegawi 16 күн бұрын
ብሓቂ ለባም ሓወይ
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y 16 күн бұрын
የቀንየለይ
@kgc975teheshmahariytewahdo8
@kgc975teheshmahariytewahdo8 Ай бұрын
ለባመይ የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤
@user-bq6bq3vv2j
@user-bq6bq3vv2j Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢😢
@JdbJsh-qq4sr
@JdbJsh-qq4sr Ай бұрын
❤❤
@user-lc4xg1hb2s
@user-lc4xg1hb2s Ай бұрын
የቀንየልን ኩቡሩ ሓውና🥰🥰🥰
@Lemlem339
@Lemlem339 Ай бұрын
ብትክክል ለባመይ 🫵🫶
@ffff8192
@ffff8192 Ай бұрын
❤❤❤❤ለባም ሓዉና
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 Ай бұрын
ኡፍ ለማዕንት block ብለዮ ድንሆዎ ዕረፍት 😢
@user-nj1ks9ws5h
@user-nj1ks9ws5h 26 күн бұрын
Block ዘለዎ ዕረፍቲ ክፅብቅ 😊😢
@YduYduhso
@YduYduhso Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@YduYduhso
@YduYduhso Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 8:31
@user-sw5fh1dl2u
@user-sw5fh1dl2u 7 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@AmalGg-bs1dd
@AmalGg-bs1dd Ай бұрын
Ok 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽thanks my bro
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
👍
@hhd5217
@hhd5217 Ай бұрын
ብሓቂ ንዓይ ኻብ ዠፅልአኒ ወፂ ዠብለ ወዲ
@user-cl9gv2qr7w
@user-cl9gv2qr7w Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@DaniLove-gh9ui
@DaniLove-gh9ui Ай бұрын
ናይ ቡዙሕ ዓመታት ዓርከይ ብሰንኪ ንራከብ ምባሉ 2:44 ከሲረዮ ንራከብ ምስ በለኒ ብስድራ ወድአለይ ምስ በልክዎ ምስ ተራከብና ክውደአልኪ ኢሉኒ ካሊእ ነገር ክኣ ስለ ዝነቦሮ ናፍቀርክዎ ባዕለይ ከሲረዮ😪
@user-ri7or1dy2c
@user-ri7or1dy2c Ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ፀሎት ጥራሕ ግበሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናትኪ'እንተኢልዎ ናብ ማንም ኣይወስደን እዪ
@DaniLove-gh9ui
@DaniLove-gh9ui Ай бұрын
@@user-ri7or1dy2c ሕራይ ክብረተይ💜
@user-uj8dq9jw1t
@user-uj8dq9jw1t Ай бұрын
ልባመይ❤
@iffufv3190
@iffufv3190 Ай бұрын
ናይ ባሓቃ❤❤❤
@sayedajmada5156
@sayedajmada5156 Ай бұрын
ለባም ሓወይ ናተይ የቅንየለይ ማዓረይ ❤❤
@skwenyalameda7974
@skwenyalameda7974 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qb8uo8ub7l
@user-qb8uo8ub7l Ай бұрын
ይምችካ ግን❤🎉
@user-vx1zr7oi7g
@user-vx1zr7oi7g Ай бұрын
ባጣሽ🥰👏
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Sara2-ed9rq
@Sara2-ed9rq Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰
@user-of8ej7je3j
@user-of8ej7je3j Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
Pleased the disabled person! #shorts
00:43
Dimon Markov
Рет қаралды 27 МЛН
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 8 МЛН
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 15 МЛН
ንወዲ ተባዕታይ ኣብ ቁፅፅርክን ተእትያሎም 5ተ ነገራት
16:47
ወዲ  ተባዕታይ  ከፍቅር  ከሎ  ዘርእዮም  5ተ ምልክታት ?
13:26
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 9 М.
ቁኑዕ ሰብ ከመይ ዝበለ እዩ ?
6:41
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 2,8 М.
ኣወዳት ደስ ዝብለኩም ሃምቦፍ እዩ ናይ ጎደና ሕቶታት
27:50
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 9 М.
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН