KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ንራከብ ዝብለኪ ወዲ ጥዕና ኣለወዶ
12:06
ጀመርቲ ፍቅሪ ናይ ግድን ነዘን 4ተ ነገራት ፈለጡ
13:36
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
Айбек Оралбай - Олайтан Олаоре | 92 кг | БОКС | Олимпиада | 1/16 финал
16:49
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
ፍቅራዊ ርክብኩም ንምንታይ ይድምዝዝ ወይ ንምንታይ ይሃስስ
Рет қаралды 3,785
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 8 М.
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Ай бұрын
Пікірлер: 186
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ሰላም ኩቡራት ተከታተልቲ ገዛ ሳሓቅ እኳዕ ብሰላም መፃኩም የሕዋተይ
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበረለይ ሓወይ ጀማሪት እየዋ🎉❤
@herutigraweyti5269
Ай бұрын
የቓንየልና ክቡር ሓው 😊❤❤
@UxYv-mn6fh
Ай бұрын
ቀፅለሉ ማአረይ❤ኣነ ድማ ምስ ኣፍቃሪየይ ብዙሕ ኣይንደዋወልን ንጉሆ ከመይ ሓዲርኪ ንብሃሃል ለለ ምሸት ንደዋወል በስ ግን ስለዘይተፍቅረኒ ኢካ ይብሎ ግን ከም ነብሰይ ስለ ዝሪኦ ይኣምኖ እየ።ንሱለ ስራሕ ስለ ዝበዝሐኒ እዩ ግን ከም ዘፍቅረኪ ብምንታይ ከረጋግፀልኪ ንገርኒ ይብለኒ እስኪ ሕሹክ በላኒ ብምንታይ ግለፀለይ ክብሎ😁😁😁
@QwertAsdfg-jt3ry
Ай бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝድንቀካ ኣብ ሰሞን ሓንቲ ዳኣ ቁርብ ኽይዳ ተፍቅሮ ተፍቅራ ዳኣ ድምፃ ድምፅው ክትሰምዕ ሃርር ኢኻ ኣብ ዝናፍቅክዮ እንትዘይ ረክበዮ ብዝሕ ኢኻ ትጥርጥሮ ግን ኣብ ዝትደዋውልካዮ እምባዛ ክትንውሕ ይበልካን ብዝተረፈ ጐበዝ ቀፅሎ ቡርከይ 🥰❤️
@user-nm8fs3xf3d
Ай бұрын
ክብር ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ እና ቀፅለሉ ይጠቅመና እዩ👌🙏💘💘💘
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-ri7or1dy2c
Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ማዓረይ ምክርካን ማዓዳካን ተግሳፅካን ኣይፈለየና
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበራለይ አሐዋተይ🎉
@user-ih6oc6vw6u
Ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሓወይ ቀፅለሉ ኩሉ ትሕዝቶካ ብጣዕሚ ማሃርን ጠቃምን እዩ👌
@rshanfshah7867
Ай бұрын
ለባም ስብ ኢካ ብሓቂ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤❤
@tsadkangalabrha1682
Ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓዉ የፍቅረኪ የ እናበለ ተኸክ ዘብለካ ወዲ ብስድራ ምፃእ ክትብሎ ከለኻ ዝናደድ መጀመርታ ንራኸብ ኢሉ ሸኽ ዝብል ታይ ትብሎ ስለ ዘየፍቅረ ድዩ ወላ ንግዚያዊ ስለ ዝደለየኒ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ነዚኣ ኣመልኪተ ሰንበት ክሰርሓ እየ
@tsadkangalabrha1682
Ай бұрын
@@user-pd3np7bw5y እሽኒ ክቡር ሓዉ
@ajibajib7989
Ай бұрын
ንጊዜኡ ስለ ዝደልየኪ እዩ ብወገነይ ዝፍቅረኪ ተኮይኑ ንምንታይ ብወለዲ ዘይውድእ ወይደሞ ሰበይቲ ትህልዎ ዝሮ ከይትራከብሎ ትርር ብሊ ዘፍቅረኪ ተኮይኑ ናብዝከዶ የብሉን
@user-sd6qs6pw5p
Ай бұрын
ንጊዛዊ ስለ ዝደለየኪ እንበር ባሓቂ ዝፍቅረኪ ምስ ዝከውን ኣይምተናደደን ስለዚ ጥንቅቅ በለ ወለለይ ምስ ረከበኪ ገፁ ከይጠዉ ሃየ
@tsadkangalabrha1682
Ай бұрын
@@user-sd6qs6pw5p እሽኒ ወለላይ ትዕግስቲ ክገብርየ
@user-br5ts3jp7v
Ай бұрын
❤🎉ደስ ዝብል ትምህርት ቀፅለሉ ክብር ሓወይ ገቦዝ ❤
@user-sf2qd6cg9i
Ай бұрын
ክብሩ ሓውይ ብጣዕሚ ዛደንቀካ ቀፅለሉ ኣጆኻ በረትዕ ቃላትካ ሉስሉሳትን ኣገደስቲን እዮም እና ኣብ ተግባር ነውዕሎም ፈጣሪ ይሓግዘና ምዓረይ❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ተመሲጠ ዝሰምዐካ ብሉፅ ኢካ❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ
@selamgereziharr8400
Ай бұрын
ገዛ ሳሓቅ ቡሉፅ ሓሳብ ኢካ ተሐልፍ ኩሉ ግዜ።✅❤😍ቀፅለሉሉ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹይ ክብረተይ
@user-io2sq9ho7t
Ай бұрын
ቁ.5 ሕቶይ እያ ነይራ ተመስገን ተመልሳትለይ ሎሚ የቀንየለይ ክቡር ሓው❤
@YoDaha
Ай бұрын
❤ ብሓቂ ጎበዝ ኢካ ተባረክ ዝሀወይ ለባም
@user-vy2fq6xb4c
Ай бұрын
ደሰዝብል ኣገላልጻ ዘሓወይ😊😊
@KabitalHailu
Ай бұрын
ትክክል ዝሃወይ መዓረይ ❤❤❤❤
@user-sl4ds8md3u
Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድነቀካ ዝሓወይ ግን ቀፅለሉ👌🥰
@Lemlem1324-cv6tw
Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@zufangaltewahado7247
Ай бұрын
ሰላም ሓወይ ኩሎም ተቅርባም ምክርታት ይካተተለካ እየ ብጣዕሚ እየ ደማ ደስ ዝብል እና ወዲ ዓደይ እና ናብ ናባዕለይ ክኣቱ ኣነ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ኣፍቃሪ /ስብኣይ ኣለኒ ኣብ ዓዲ ናብ ከባቢ 3ዓመትን 6ወርሕን ገይርና ቤተሰብ ውን ይፈልጥዎ እዮም ማለት ሕፀ ገይርና ኢና እና ብጣዕሚ እየ ዝፍቅሮ ንሱ ውን ከምኡ እዩ ዝብለኒ ኣነ ሐዚ ጨኒቁኒ ዘሎ ዘይሓሰብኩዎ ኣጋጢሙኒ ንሱ ይድውለለይ ካብኡ ኣልዕለ ሄሎ ምስ በልክዎ ሰላምታ ተላዋዊጥና ካብኡ ዓሞይ ትፅውዐኒ ኣብኡ ፅናሕ ኢለ ገዲፈዮ ይከድ ካብኡ ተመሊሰ መፂአ ሄሎ ተበልኩ አይሰመዐንን ካብኡ ስቅ ኢለ ተፅቢዮ ካብኡ ብካሊእ ስልኺ የዕልል ነይሩ ስቅ ኢለ ይሰምዕ ዳሓር እታ ዘዕልላ ዝነበረ ጓል እያ ካብኡ ዘይተፀበክዎ ሕማቅ ሰሚዐ ገዛ ዘይትመፂ ከምቲ ዘፍቅረኪ ተፍቅርኒ ዶ ዝብል ይሰምዕ ዳሓር ብጣዕሚ እየ ደኒግፀ ስቅ ኢለ ክስምዖ ፀኒሐ ዳሓር ኣነ ከም ዘለኩ ኣብ መስመር ትዝ ኢልዎ ይመስለኒ ዓፂኒ ሐዚ ኣነ ታይ ክገብር ኣለኒ ሓወይ ምክርኻ ለግሰለይ 😢
@user-ri7or1dy2c
Ай бұрын
ማዓረይ ነብስኪ ኣፍቅሪ ጥራሕ ብተወሳኪ ከዓ ከይትድውልሉ ደጋጊሙ ምስ ደወለለኪ ኣልዕልዮ ?ብዝበለፀ ግን ምስ እግዚአብሔር ተዛራረቢ ፀሎት ግበሪ
@tsadkangalabrha1682
Ай бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ንዓኺ ከቕንእ ሓሲቡ ከይከዉን ተረጋግኢ ኣይትፍረዲዮ ብቻ ተጠንቀቒ ሕማቕ ከይትዉስኒ ነብስኺ ሓልዊ ካብኡ ደማ ከም ናትኪ ጌርኪ ኣኽብርዮ ተረድእዮ ዉን እዚ ከም ናይ ሓደ ሓደ ኣጋላት ብዙሕ ቃብጠርጠርን ካብኡለ ትቐንኢ ምኻንኺ ዝፈልጥ ተኾይኑን ትቆፃፀርዮ ተሃሊኺን ግን ብገናኺ ተጠንቀቒ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ እመንዮ ንነብስኺ ደሞ ጅግና ኹኒ
@zufangaltewahado7247
Ай бұрын
@@tsadkangalabrha1682 እሺ ክብረት ይሃበለይ🙏
@lilikabastgalaestbi1322
Ай бұрын
Hanti hftay kamu aegatimuwa 2 tdwawal nayra dhar aeti ezgabihar layfatwa srah aetsrhi ybl nayra kbu ltu hada aebeu stnha eils lka bgarha hawisto nsmae nyru man eiya ema yblels haway tblo🤣🤣🤣leytahawas mslwa eiyu ka 🤣🤣🤣 ena ezgabihar ka tau srhi tnkal lgabr sab aeytaeman ena aeKi bcha zanzabki ena lbki kathbya maeray🙏
@user-uv7bd5zf5m
Ай бұрын
ገለ ዓይነት ምኽሪ❤😊
@meley9241
Ай бұрын
ብሉፅ ሓወይ ናተይ ቀፅለሉ ኩሉና ክንማሃር ተጠቀምቲ ክንኳን ከምዚ ዝበለ ቅምነገር ጣቃሚ ሕዝካልና ምፃእ ለባም ሰብ ❤❤🎉🎉🎉
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-ou8qe5pt9e
Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክቡር ሓወይ ቀፅለሉ ይጠቅመና እዩ 🙏😍💋
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@mm7760
Ай бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝድንቀካ ወድነይ ❤🎉🎉🎉
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@sabai12167
Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅን ደስ ዝብልን እዩ ቀፅለሉ ማዓረይ❤🎉
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹኑይ ክብረተይ
@tijey8083
Ай бұрын
ብሓቂ❤❤❤❤❤❤
@user-vl7ri7tv1s
Ай бұрын
ብጣዓሚ እየ ዘድነቀካ ዝሓዉይ ቀጸለላ ኣጀካ❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-ce6ir5im3f
Ай бұрын
❤❤ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ትምህርቲ ቀፅለሉ ዝሓወይይ❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹኑይ ክብረተይ
@user-cg5kn7en4j
Ай бұрын
ኣነስ ቡዙሕ ጊዜ ኣይህበኒይ ግን ብጣዓሚ እየ ዝኣምኖ ግን ግዜ ዘይህበንስ ኣየፍቅረኒይ ግዲ እናበልኩ ግዜ ሃበኒ እናበልኩ ይጭቅጭቆ😢ብዝኮነ ቃፅለሉ ለባም ሓወይ❤
@hdhhxhx-kq3pc
Ай бұрын
ኣነ ከዓ ኩሉ ግዜ ምሳይ ናኾነ ናደወለለይ ገለ ፀሊአዮ ሞንየዮ😂
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ🎉❤
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
@@hdhhxhx-kq3pcሳብሰኽራይብ ግበራለይ አሕዋተይ🎉❤
@netsi2127
Ай бұрын
ጉድ እዩ ኮ😹😹😹
@UxYv-mn6fh
Ай бұрын
ካልኤቲኪ ኣለኩ😒😒
@sarayan525
Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ምኽሪ እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበራለይ አሕዋተየ🎉
@user-tb9uq9dq4i
Ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ኣድናቂ ትኻ ኢየ ቀፅ ለሉ 🥰🥰🥰🥰💞💞
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@ferwaynigermay794
Ай бұрын
ቀፅለሉ ማዓረይ 🥰❤
@slmslm7388
Ай бұрын
ጅግና ኢካ ብሓቂ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤🥰
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@asWe-nm4go
Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ቀፅለሉ ዝሓወይ ጎበዝ
@selamtigray3173
Ай бұрын
ቀፅለሉ ላባም ሓወይ ፅቡቅ ምክሪ እዩ
@user-vr1pw8ek5f
Ай бұрын
የኔ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤ብጣዕሚ ደስ ብሂሊ ቀፅለሉ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበራለይ አሕዋተይ🎉❤
@user-qn3kg4fy1y
Ай бұрын
yessss❤❤❤❤
@AaAa-kq7kh
Ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውና ናይ ወትሮ ሰዓብትካ እየ ተለፎን ቀይረ ጠፍእኻን ነይርኻ እምበር ኣነስ ስለ ዘይፈትወን እዩ ዘይድውለለይ እለ እየ ዝሓስብ ግን ያኣምኖ እየ እና ነመስግን ኩቡረይ❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹኑይ
@user-du3so7wh8v
Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@oriSila
22 күн бұрын
❤❤❤
@GerieGgerie
Ай бұрын
❤❤
@mmkk2265
18 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-ln7eb9kq6o
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Topg-du8uy
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-gc5xs6vc2e
Ай бұрын
ንፍዕ ቀፅለሉ ደስ ብሃለ
@asWe-nm4go
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@shewatshwendem1434
Ай бұрын
ወዲነይ ብጣዓሚ ዘድንቀኻ እና ቀጽለሉ 👏✝️✅
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-et5dm4bm7m
Ай бұрын
ኣጀካ ቀፅለሉ❤❤❤❤
@Selemawit893
Ай бұрын
❤
@tsadkangalabrha1682
Ай бұрын
መፃና ኳዕ ሰላም መፃኻና❤❤❤
@user-hy1bl4qz7c
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hwot15Hwot15
Ай бұрын
❤❤🎉
@user-em9kj6bv4e
Ай бұрын
ሓቂ ዝሓወይ
@SafSad-sl2bx
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@DgdydXjci
Ай бұрын
❤🥰
@mashoarafaine5857
Ай бұрын
❤😘
@Sariytub
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mm7760
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-cw9cx4fd1x
Ай бұрын
ንፍዑ ቀፅለሉ ❤❤
@salamahsalamah4030
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-lz9nk6gb4w
Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-of3mh5im2u
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mezagebrefe4604
Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉👍
@HadasTedros
Ай бұрын
እካዕ ደሓን መፃእካ ❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ሰላም
@centrinocell2053
Ай бұрын
❤🥰✅
@user-dm8sb2rj8e
Ай бұрын
ቀጸለሉ ቡሉጸ
@user-cc1od2pm1d
Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏
@user-xc6hc3ht4w
Ай бұрын
😘😘😘😘😘😘
@user-pn8lu4rw7f
Ай бұрын
ዋርድያ ትብል ኣስሒቃትኒ😂
@fncfhg2275
Ай бұрын
ዘይሰምዐካ ሰብከ ታይትገብሮ
@MrsMrs-zw1sp
Ай бұрын
ፅቡቅ ሓሰብ እዩ ቀፁለሉ ዝሓወይ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹኑይ ክብረተይ
@shxb228
Ай бұрын
ማዓረይ ኣነስ ክፈትወከካ❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ዛበተይ
@user-qh4gm7nv7m
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samerh-ho4py
Ай бұрын
እሺ ጌቱሸይ ለባም። ብክልተ ጀዋል ሳብስክራቭ ገረልካ😂
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@Hadasfkadu
Ай бұрын
😘😘😘😘😘🙏
@gguyfg-oc8uo
Ай бұрын
ወዲኖዋ ኣነስ ናይ ሰለስተ ዓመት ፍቅረኛ ኣለኒ ግን ኣነ ብጣዕም እየ ዝናደድ ዋላ ናተይ ጌጋ እናሃለየ ስቅ እለ በቃ ትዕግስት የብለይ እሱ ግን ብጣዓም ትግስተኛ እዩ በቃ ከም ኣየዋይ እዩ ዝመኽረን እቲ ምኽር ካዓ ኣብርእስይ ደይርደአን እስተ ገለ በለኒ ምስ ይቅርታ ወዲኖዋ👏👏❤
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉❤
@user-io2sq9ho7t
Ай бұрын
እዚአስ ናተይ ሽግር እውን እያ ብሓቂ ባዓል ቤተይ ብጣዕሚ ተዕግስተኛ እዩ አነ ከዓ ብግምጣሉ😢ሐዚስ በቃ ተወዲእዎ መስለኒ ኩላይ ምድዋል ገድፉዎ
@user-st8it9nq6h
Ай бұрын
የኔ ልብምይ 💞❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ
@user-sd6qs6pw5p
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cl9gv2qr7w
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dm8sb2rj8e
Ай бұрын
ሕቶ ከሓተካ ነይረ ተንብብ ዲካ ኾሞንቲ ወደነይ
@merhawikhasay43
Ай бұрын
Nfui
@user-sd6qs6pw5p
Ай бұрын
ለባም ወዲ ናይዚ ዘመን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-hy6uq8cv7v
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@sannayisan7439
Ай бұрын
ክቡር ሓውና ምክርካን ማዕዳካን ተግሳፅካን አይፈለየና ክቡር ሓውና❤❤❤❤
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ አሕዋይ🎉❤
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@user-zb8lg6bv9c
Ай бұрын
ኣነስ ብምኽርኻ ክንደይ ድየ ተሓጊሰ ናይ ሎማዓንቲ ናይ ልበይ ኢኻ ተዘሪብኻለይ በተይ አብዛ ምድውዋል ናማነሰኻ ኢኻ እምነት እዩ ዘሐደር ግን መብዘሓቴአና ኣይረደአናንን የቀንየልና ቃላት ሲኤነልኻ ክብረተይ
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-op8qs6ix2l
Ай бұрын
ሳብሰኽራይብ ግበራለይ አሕዋተይ🎉❤
@azmeruaynalem5861
Ай бұрын
አረ ትፍለ ኢኻ
@user-pd3np7bw5y
29 күн бұрын
ደቀንየለይ
@user-sl4ds8md3u
Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድነቀካ ዝሓወይ ግን ቀፅለሉ👌🥰
@user-pd3np7bw5y
Ай бұрын
እሹኑይ ክብረተይ
@hddhhddhhdhdj9757
Ай бұрын
❤❤❤❤
@degneshdegnesh7751
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-pn8lu4rw7f
Ай бұрын
❤❤
@user-bf4nn2rv8e
Ай бұрын
❤❤❤
@user-ww8yn9cd4h
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-dr6eg1fs4q
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pc4jo1wv3w
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@MaryZggzgz
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@Salamama-nd4dv
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hw5wv3sg1s
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@amen5503
Ай бұрын
❤❤🎉🎉
@gwuqtbavf6667
Ай бұрын
🥰🥰🥰❤❤
@SafSad-sl2bx
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@uhhuyy1987
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
12:06
ንራከብ ዝብለኪ ወዲ ጥዕና ኣለወዶ
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 4,2 М.
13:36
ጀመርቲ ፍቅሪ ናይ ግድን ነዘን 4ተ ነገራት ፈለጡ
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 3,6 М.
00:23
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
16:49
Айбек Оралбай - Олайтан Олаоре | 92 кг | БОКС | Олимпиада | 1/16 финал
Khabar SPORT
Рет қаралды 349 М.
00:24
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
JULI_PROETO
Рет қаралды 16 МЛН
00:49
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
Yoeslan
Рет қаралды 43 МЛН
16:53
እንታይ እተገርክን ዩ ኣፍቃሪኽ ዝፈትወክን ምፃ ክነግረክን
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 10 М.
7:31
ንፍቅሪ ኽትሕተታ ከለኽን ቀልጢፍኽን እሺ ኣትበላ ቁሩብ ክሓስበሉ ምባል ልመዳ ምክንያቱ ?
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 4,3 М.
5:24
መሰረት ሂወት
ራያ ራያ ራያ ራያ tube
Рет қаралды 468
16:47
ንወዲ ተባዕታይ ኣብ ቁፅፅርክን ተእትያሎም 5ተ ነገራት
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 32 М.
11:04
2ይ parti ንደቂ ተባዕትዮ እያ ብፍቅሪ ተሳቅየካ ዘላ ጋል ከመይ ገርካ ኣብ ኢድካ ተእትያ ጋል ንፍቅሪ ምሕታታ ከ ነዉሪ ዱዩ ? ንዑ ኽነግረኹም
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 2,6 М.
14:07
ትብፃሕ ናብ ሱዑዲ ዓርብ የሕዋትና
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 16 М.
37:42
ደቂ ተባዕትዮ ዘይፈትውወን ባህርያት ናይ ደቂ ኣንስትዮ
Meley Media
Рет қаралды 39 М.
19:25
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 37 М.
41:28
🛑 ነፃነት ውልቀይ እዮ ኣጨኒቑኒ//ብሽም ኣቦይ ክፅዋዕ ይመርፅ።ፃንሒት ምስ ተፈታዊት ርግኣት ኣሰፋ።
Lwa Tube
Рет қаралды 28 М.
15:25
ኩሉ ጊዘ ማዓልትና ኽፅብቅ እንድሕር ደሊኩም ነዘን 6ተ ነገራት ኣብ ተገባር ዓዉዑሉወን
ገዛ ሳሓቅ Geza sahak
Рет қаралды 2 М.
00:23
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН