KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑 ኲናት ከይዉላዕ ኢለ ንብፂተይ (ኣፍቃሪተይ) ሕዚ ኣይንሙርዐን ኢለያ - ፍቕርን ገድልን ክልተ ጀጋኑ TDF
1:21:12
ረኣዩ በሉ ውፉይ ምስ ኪሮስ ጥቓ ኤርትራ/ ከደት ከደት ብርጌድና ከምዚኣ እናበለት ዓሰብ ቐረበት ኣተወት
21:30
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
“Don’t stop the chances.”
00:44
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
🛑 ጥንሲ ስለ ዝገጠማ ድዩ ሓቢእኻያ ተባሂለ | መስዋእታ ከይሰምዕ ሓቢኦምኒ ተ/ጋ ሓጋዚ ሰይፈ
Рет қаралды 33,571
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 81 М.
ገድሊ Plus
Күн бұрын
Пікірлер: 491
@YttTt-pb4hw
3 ай бұрын
ገድሊ ብላስ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የቀንየና እዚ ጅግና ተጋዳላይ ኩሉ ግዝየ እየ ዝሓስቦ ዝሙዝቃ እውን ሰመዐ የመንዋን ንባዓተይ ምቁፅፃር እስካዕ ዝኣብየኒ ይሰማዓ ይህሊ ዶ ይብል ነይረ ተመስገን ፈጣሪ ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ጎይታዋይ
@Awet355
3 ай бұрын
ዋላ ኣነ😢😢😢
@zfanlave7057
3 ай бұрын
ኩናት በላዒ መናእሰይ😢 እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና❤💛🙏
@TesfayGereziher-e1o
3 ай бұрын
ሓጋዚ ብፃየይ ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎን ናይ ባዕሉ ቅዲ ዓይነታት ሙዚቃ ኣለዎ ኢለ ዝኣምነሉ ጅግና ተጋዳላይ እዩ:: ብግለይ እውን ጥበብ ዘምሃረኒ እዩ!!
@AhmedAli-zo2sx
Ай бұрын
እንዕዃዕ ብስላም ተረፉካ ጅግና ትግራዋይ 🙏♥️✌️👌👍
@MomonaBerhe-w2n
3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካልና ጅግና ሓውና ኩሉ ግዜ ንሓስቦ ጅግና ጥዑም ድምፅን ክራርን ሕቅንቁን ይብለካ❤😢
@ابوعارف-س9د
3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ገድሊ plus ቀፅልሉ ከም ዚኦም ዝበሉ ካብ ህሊና ትግራይ ዘይሃሱ ድምፅታት ጀጋኑና ብምቅራብኩም
@احمدحسين-ت1ط1ت
3 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እዙይ ቆልዕ ኣሎ እናበልኩ ነይሩ ብጣዓም ደሰ እሉን እንቃዕ ብህይወት ሃለካ ዛሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KidaneTiumay
3 ай бұрын
በሊሕ ጅግና ተጋዳላይ
@dehabtesfay769
3 ай бұрын
አሕ😢አየ ዕሸላት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም አምላክ እንኮ አትረፈካ❤
@QwAs-hm2kj
3 ай бұрын
ገድሊ ብላስ ብጣዕሚ ያቀንየልና ከምዚ ዓይነት ጅግና ንክቀርብ ንፅቦየ ዝነበርና እዩ ቀፅሉሉ
@AlazarTeklu-h4e
3 ай бұрын
ፅቡቅ ድምፂ አለካ ብጣዕሚ ተጠቀመሉ አታ ጀግና ተጋዳላይ በርትዕ አብ ዓብይ ደረጃ ክትበፅሕ ኢኻ ብጣዕሚ ኢና ነድንቃካ
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
እሺ ዝሓወይ የቀንየለይ ድማ
@azbgalweyentiytgray221
3 ай бұрын
@@HagaziSeyfe-oy8jfbealka dika mearey❤
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
@@azbgalweyentiytgray221 እወ ባዕለይ እየ ከመይ ዳሓንድዩ
@mashimashi1214
3 ай бұрын
ብታእሚ ገቦዝ እካ እካእ ብሰላም ወፀካ ብጣእሚ እና ንፈትወካ ብካሊእ ስራሕ ከትመፀና ንፅበይ እግዚኣቢሄር እድመ የሃብካ🙏❤@@HagaziSeyfe-oy8jf
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
@@mashimashi1214 እሺ
@hailemaryamgebru165
2 ай бұрын
ኣቱሞ ኣናብስ TDF መግለፂ ቅያ ጅግንነት ተጋሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
3 ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🕯️🕯️🕊️💔💔😭😭
@gghj3321
3 ай бұрын
ነብዕና ኣሕልፍናዮ ኣዛ ደርፍ ጎይታዋይ እንኳዕ ብህወትኻ ተረፍኻልና♥️🥰
@ግርማዊትጋልቐሺ
3 ай бұрын
ኳዕ ተረፍካ ሰጋረይ❤😊 ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑ ስማእታትና😢😢❤
@tirhasabrha3406
3 ай бұрын
እንክዕ ተርፍካ ጅግና ተጋዳላይ ሓጋዝ ኣሕ ናይታኣ ጋልግን የሕዚን 😢😢😢😢😢😢
@gualwejerat2127
3 ай бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር ኣውፅአካ እንድሕሪ ሓልፉ ትፆውዮ ኹሉ ጡዑም ዎኡ ክብርይ ሞጎስይ ድሰማእታትና
@AdDf-u5
3 ай бұрын
እንኳዕ ካቢዚ ኩሉ ሓዊ ኣውጺኡ ናብዚ ኣብቀዐካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@HddhhXnbdbd
3 ай бұрын
ተመስገን ብሂወት ሰለ ዝተረፍካ እንኮዓውን ተረፍካ ጅግና ብሓቂ ልገር ም እዩ እቲ መልእክቲ እቲዝዓበየ ልገድሊ እንድዩ ተደርፍ ግን ከለይ አብ ስደት ዘለና ልትገልፅ ሙዚቃ 😢😢❤❤❤❤❤❤
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
እሺ ዝሓወይ
@tdfhoney9161
3 ай бұрын
ምቁረይ ጅግና እካ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ♥♥♥♥♥♥
@MohammedAil-w1l
3 ай бұрын
ሐጋዚ እንካዕ ስላም መፃአካ
@tsegatsega238
3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚
@ነጊጓልጀጋኑ
3 ай бұрын
@@tsegatsega238ንደማመር ሽኮረይ
@ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
3 ай бұрын
❤❤❤❤እንኳዕ ተርፍካ ዝሓወይ ኣንስ ኩሉ ግዜ ይዝክሮ❤❤❤ተመስገን እንኳዕ ተርፍኻ🙏
@tsegatsega238
3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚
@ብርሃንተክለ
3 ай бұрын
ሓጋዚ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም ወፃእካ
@UseNot-lr3wx
3 ай бұрын
ናይ ባሓቅ ጂግና በልሕ እንካዕ ተረፍካ
@BrktiAabrha
3 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ብፃይ ጅግና ስውኣትና ክብርን ሞጎስን ንዓክም ብሰላም ዕረፋ ጀርዮይ😢😢❤❤❤❤
@ميموريميموري-ظ7ج
2 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤
@ሜላት-i1d
2 ай бұрын
እሕ 💔እየ ዕሸላት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም እምላክ 🙏ሓጋዚ እንካዕ ስላም መፃእካ 🥰🤍
@mebitigraweyti
3 ай бұрын
ተመስገን ዙካላይ ኮሊለ ረኪበካ ሓጋዚ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መጻእካ ኩሉ ግዜ ይኤልሸካ ይበል ድምጺ ጓይታዋይ😢❤❤❤ ጀጋኑ ስውኣትና ኣብ ገነት የንብሮም😢🙏
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤❤
@BrhanKeros
3 ай бұрын
@@HagaziSeyfe-oy8jf❤❤❤❤❤ ❤❤
@gghj3321
3 ай бұрын
ጅግና ወድ ህዝብ✊🥰
@ኣዝመሩጋልእመብርሃን
3 ай бұрын
አንካዕ ብሂወት ተረፈካ ጀግና ሓወይይይ ሄሌን ሓፈትና አወን ዕደመን ጥዕና ይሃብኪ በጣዒሚ አየ ዝፈትወኪ❤❤
@አነ.የ
3 ай бұрын
ትሰዉኡ ሰምዕና አንካዕ ተረፊኻ❤❤❤ 😢😢😢
@TiteTi-oc7sc
3 ай бұрын
ጎይታዋይ ዛሓወይ ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍካ
@Mrym-i1n
3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ ኣትረፍካ ጅግና ና
@TsageAlem
3 ай бұрын
እንዕኳ ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤❤❤❤
@lilihafithalofom270
3 ай бұрын
ተመስገን🙏ብህወት ሰለ ዝተረፊኻልና🙏ኑኡሰይ🎉
@AsSa-bd7nk
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና
@Lily-zo6jd
3 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጀግናና ብፆት ግን 😢😢😢እህ
@eyeruskiros-f6z
3 ай бұрын
ሓጋዚ ሓወይ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ብፃየይ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HritZeru
3 ай бұрын
ብኣኩም ንኮርዕ ጀጋኑና😢😢😢❤❤❤❤
@marym9462
2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsEe-w5s
3 ай бұрын
ተጋዳለይ ሓጋዚ ጅግና😍😍😍
@Selu-g6n
3 ай бұрын
እንኾዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ❤❤😢
@Kndhafti
3 ай бұрын
እንዃዕ ብህይወት ተረፍካ ጎይታዋይ🙏🌿🌿🌿🌿
@TeweldeAtsbaha-fi6br
3 ай бұрын
እየሩሰይ ንእስተይ😢😢😢
@HagaziHhhh
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ❤ ኡፍፍ😢😢😢
@hjezehjezr9522
3 ай бұрын
😢😢😢😢😢❤❤❤እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ ጀግና ተጋዳላይ ሃወይ😢😢
@AsFf-od1fm
3 ай бұрын
እህህህህህህ እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢 እስኪ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤❤
@WuneshChannal
3 ай бұрын
ጀሪየይ ፍታዊት ቤተሰብ ብሰላም ዕረፍ ሓፍተይ ማዓረይ💔💔💔💔😢😢😢😢
@heahheah2523
3 ай бұрын
ኣበይ ድያ ዓዳ ፣ኢየሩ መዓረይ ኣፅቢ ድያስ ዋላስ ኣበይ😢😢😢
@Sami-td5bi
3 ай бұрын
ወቅሮ እያ 😭@@heahheah2523
@WuneshChannal
3 ай бұрын
@heahheah2523 ዉቅሮ
@ZxddErff
3 ай бұрын
ኣንኳዕ ተርፍካልና ጀግናሓወይ❤❤❤😢
@MeazaGerezgiher
7 күн бұрын
ገራሚ ድምፂ ክቡር ሓው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abushe-j5q
3 ай бұрын
ጄሪዋይ መማህርተይ😢😢😢💔💔
@SaraSarah-p1u
2 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ዝሓወይ ጅግና🙏🙏😍😍😍😍❤❤❤❤❤
@HiliftiGebre
3 ай бұрын
ተመስገን እካዕ ተረፍካ እዝ ኹሉ ማዕልት ይህሉው ዶ ይኾን እናበልኹ እካዕ ብስላም ተረፍኻ ጅግና ተገደላይ❤❤❤❤
@ትግራይእዩደመይTDF
3 ай бұрын
ውይ ተመስገንካ መድሃኒኣለም ብሂወት ስለዝተረፍካ ኩሉ ግዜ እየ ልሓትት ነይረ ኣቅርቡልና ብሂወት እንተ ልዩ እንዳበልኩ ኣኪረን ተሳኪዕለይ ❤❤❤❤❤
@AyitiGer
2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ ሓጋዚ ሓወይ ናተይ ፈጣሪ ይመስገን ድሕሪ ኽንደይ ትፅቢት እንኳዕ ራእናካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ጥበብ ክፈቱው ዝግበርኻኒ ኢኻ ገድሊ ፕላስ ድማ የቐንየልና ከምዚኦም ዝበሉ ካብ ህሊና ህዝቢ ትግራይ ዘይበርሱ ጀጋኑ በላሕትን ንፉዓትን ግን ብደንቢ ዘይተርኣዩ ኣብ ጥበብ ዓሚቕ ፍቕርን ክእለት ዘለዎም ወነንቲ ጥበብ ክፍለጡ ምግባርኩም ክትምስገኑ ይግበአኩም ቀፅሉሉ ድማ
@samiraahmed1322
3 ай бұрын
ነዚ ጅግና ሓዉና ብምርኣየ ተመስገን ንብፆቱ ድማ ብሰላም ዕረፉ ኩፉእ ግዜ ኣሕዋትና ዝወደአ ዓሕ 😭😭😭💔
@GuDg-v8i
2 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ
@Gaultigray
3 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ሃለካ ጅግና🙏 እየሩሰይ ጓል ኣኮይ ብሰላም ዕረፊ😢 መመሊሱ ዘሕምም😢
@NegestTaebese
3 ай бұрын
ሓወይ ጅግና አካ ገድሊ ደስ ዝብል ስቃይ❤❤❤
@abrehetkeshp9742
3 ай бұрын
ተመስገን🙏 ብሂወት ኣለካ ጎይታዋይ
@asushow20
3 ай бұрын
ዝሓወይ እንኳዕ ተረፍካልና ኣነስ ይህሉ ዶ እዳበልኩ እየ ዝሓትት ነይረ ተመስገን🎉🎉❤
@habtamukasaye4983
3 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እዙይ ቆልዕ ኣሎ እናበልኩ ነይሩ ብጣዓም ደሰ እሉን እንቃዕ ብህይወት ሃለካ ዛሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AgzitAraya
3 ай бұрын
ለይካአል ኪኢልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
@سارةالحبشي-ي8د
3 ай бұрын
ኩናት እዙይ ክንደይ መላምላ አሕዋትና ኣስኢንና 😢😭 እንኳዕ ንስካ ብሂወት ተረፍኻ ዝሓወይ ጅግና❤👏
@ሸዊት.ቻናል
Ай бұрын
ደምርኒኒ
@rhamatiyastore3451
2 ай бұрын
ዓክክ ፍርቃራቅ ሂወት ክብርን ሞጎስን ጀጋንና🏖🏖🏖😭😭😭
@AbiGaltigray-ce3yt
3 ай бұрын
ኣየ እየሩዋይ 😢ክንደይ መላምልናሞ ከምዝሰኣንና ከምዚታት ናይ ገድሊ ታሪክ ክሰምዕ ከለኩስ ሕርር ኢለ ዘይወፆ ጎዮም ዘይፀገቡ ዕሸላትና ንበለል ቃርዮም እህህህ ደቅነይ😭😭😭😭😭 እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ወለላይ😢❤❤👏👏
@dhcvfgfg9390
3 ай бұрын
❤❤❤ዝኩሉ ስቃይ ሓሊፍኩም ኣሕዋተይ
@alemmezegebo5352
3 ай бұрын
God bless you TDF❤️❤️❤️🙏🏾 I love my son
@ሃይማኖት_ማሓሪ
3 ай бұрын
እህህህ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ ዝመላለሰኒ ዝነበረ ጅግና ገድሊ ፕላስ ናይ ብሓቂ የቀንየልና ብጣዕሚ ኢና እነመስግነኩም ነዞም ጀጋኑና ሒዝኩምልና ስለ እትመፁ ዘለኹም ክብረት ይሃበልና❤❤❤❤❤ ከብደይ እምበር ሕቁንቁን ኢልኒ😢😢😢😢😢
@fdg761
3 ай бұрын
ተጋደልቲ ትግርይ ፅንዓት ይሃብኹም❤❤❤❤
@MaryamFkr
3 ай бұрын
ጅግናየ❤❤❤
@hdvyysd-mt3rj
3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕ ህዝብና ዝግነዮ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@12Gookl-k2q
Ай бұрын
እየሩሰይ😭😭😭😭
@ابوعارف-س9د
3 ай бұрын
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ትግራዋይና
@SalamSalam-of1rb
2 ай бұрын
እንኳዕብስላምተረፍካጀግና
@ሜሪትግራዊቲ
3 ай бұрын
ጅግናዋይ❤
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
ኣሜንንንንንንንን ኣሜንንንንን ደቅ ብርኺቲ ሪመይ ።ካብኡ ድማ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ኩሉ comment ኣንቢበዮ ንእትህቡኒ ምኽርታትኹም እውን ብልቢ የመስግን ።ሳስክራይብ ንዝገበርክሙለይ እው ብጣዕሚ የመስግን ዘይገበርኩም ካዓ (ሰብ ሪም) ኢልኩም ሳስክራይብ ግበሩ ዘምኣሕዋተይ ።የቀንየለይ የቀንየለይ የቀንየለይ ንኹሉኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@HadasloveHadaslove
3 ай бұрын
ሓጋዚ ሓወይ እንኳዕ ተረፍካልና ኩሉ ግዜ ጥያቀ ይኾነኒ ነይሩ ሰለ ዝራኣኹካ ብጣዕሚ ደሰሰሰ እሉኒ ወዲ ሩባይ ንበረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@HagaziSeyfe-oy8jf
3 ай бұрын
@HadasloveHadaslove ኣሜንንንን
@fswrcswr8638
2 ай бұрын
ናትኻ ቻናል ድዩ ክቡር ሓወና ድማ እንኳዕ ብሰላም ተረፈኻ ጅግና ወዲ ሓየት❤🎉
@wuneshgerezihar
2 ай бұрын
ጎይታዋይ እንካዕ ተረፍካልና👑❤
@HagaziSeyfe-oy8jf
2 ай бұрын
@@HadasloveHadaslove ኣሜን ሓፍተይ ናተይ
@malataregawe8730
3 ай бұрын
እንካዓ ብሰላም ተረፍካ ❤❤😢
@sarayan525
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ❤❤❤
@TekleweiniTeklehaimanot
3 ай бұрын
ተጋዳላይ ሓጋዚ ጅግናን ድምፃዊን ኢኻ
@Alice-kr5op
3 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ሐዉና ተመስገን እቶም ዝተሰወኡ ጀጋኑና መንግሰተሰማይ የዋርሶም ክንደይ ብሉፃት ጀጋኑ እንዲና ሲኢና ግን ሳላኩም ትግራይ አዛንሪአ ዘለና ሰላም ተረኪባ ንዝተረፍኩም ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም 🙏🙏
@Alganeshalganesh-d2e
3 ай бұрын
ኩናት በላዒ መናእሰይ😢😢 እንኳዕ ተረፍካ ጅግና❤👏🤲
@FitawGirmay
3 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጀግና ሓውና በርትዕ❤❤🙏🙏
@abedaberhan
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጀግና💖✊ ሓውና❤💛❤
@salams7331
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፈካልና ጀግናና❤❤❤❤
@SalamSalam-n8e
3 ай бұрын
ካብዚ ኩሉ መከራን ስቃይን እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ግጅግ TDF ❤❤❤❤❤❤❤
@GeniBrhanu
3 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ💪💪💪
@ወለተሩፋኤል-ኈ6ጨ
3 ай бұрын
😢😢😢እፍፍፍ እየሩሰይ ሓፍተይ አሕሕ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም 😢😢😢😢😢
@atsedeborena4235
3 ай бұрын
ቅድሞትኹም ጀጋኑ አህዋተይ 🙏❤️
@Maki.1-y2t
3 ай бұрын
ዋውው ተመስገን ብህይወት ኣሎ ኩሉ ግዜ ዝዝከረኒ ተጋዳላይ ኣነ ግን ዝተሰወአ እዩ መሲልኒ ነይሩ🙏❤️🥰
@Alice-kr5op
3 ай бұрын
እዛአብጎንካ ዘላዋዕሮ ክሪአ ከለኩስ ኩሉሻዕ ከብደይ ትበልዓኒ ዋይ ሐፍተይ ጅግና ንእስተይ አብሕቁፉ የንብርኪ 💔💔💔💔😭😭😭
@rahelgebre2087
3 ай бұрын
ብሬዋኣ ኣዘኪርካና እኮ ኣሕዋትና😢😢😢😢😢😢
@HshdEuyr
3 ай бұрын
እንቃዕ ብህይወት ሃለወ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
@سلامسلام-ن9ت
3 ай бұрын
ገድሊ ከንደይ ልቢ ስብ ሰይርኪ 😢😢😢
@destagedy4330
3 ай бұрын
ፈጣሪተመስገን❤💜💜❤❤💛💛💛💛💟
@AllBaad-v3h
3 ай бұрын
ኡፉ ጎይታዋይ አነስ ካብ ለበይ ተሓጊሰ አበይ ኾን ይህሊ ይብለነይረ ተመስገን❤❤😢😢
@abrahakiros9009
2 ай бұрын
እኳዕ ተረፍካ ኩቡር ሓው❤
@YaradFestum
3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ብፃየይ ወዲ ኣዜብ ጅግና ስራሒ ታሪኽ
@frehabtu8505
3 ай бұрын
ሓጋዚ ወዲቀሺ ጅግና
@SiuymBerhe
3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ገራሚ ቶውህዎ❤❤
1:21:12
🛑 ኲናት ከይዉላዕ ኢለ ንብፂተይ (ኣፍቃሪተይ) ሕዚ ኣይንሙርዐን ኢለያ - ፍቕርን ገድልን ክልተ ጀጋኑ TDF
ገድሊ Plus
Рет қаралды 19 М.
21:30
ረኣዩ በሉ ውፉይ ምስ ኪሮስ ጥቓ ኤርትራ/ ከደት ከደት ብርጌድና ከምዚኣ እናበለት ዓሰብ ቐረበት ኣተወት
Neshnesh Tv
Рет қаралды 67 М.
00:42
Леон киллер и Оля Полякова 😹
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
00:39
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
00:44
“Don’t stop the chances.”
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
1:18:05
"ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 44 М.
1:38:13
🛑 ፍታነይ ክቆፃፀሮ ይኣብየኒ | ምስ ሰብ ክቀርብ ኣይክኣልኩን | ኣዝዩ ልቢ ዝሰብር ዛንታ ተ/ጋ ተስፋይ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 19 М.
3:52
ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይአብ ብራኸ ሾው መብርሂ ሂባ፤መርከብ ቦኒቷ ብተመዛበልቲ....Artist Seble Kahsay speaks about the issue #NRI
Hirmet ህርመት
Рет қаралды 842
50:41
ኣብ መልሲ ኮምቦልቻ ዝተቆረፀት ሓይሊ ብጅግነት ኣውፂየያ ፡ 2 ኣሕዋት ኣብ 7 ሕጉም ዝሰርሕዎ መስተንክር ፡ ኣየር ብድሽቃ👉 ተጋ. ገ/ሚካኤል 0977167052
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 23 М.
2:06:36
ወንጌል የዉሃንስ
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН
1:20:12
ተጋዳላይ መብራህቶም ገ/ሄር (መብሬ) ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 58 М.
21:55
Ethiopia ዘ ኢትዮጵያ የዕለቱ ዜና | The Ethiopia Daily Ethiopia News February 1, 2025 | The Ethiopia Channel
The Ethiopia
Рет қаралды 26 М.
57:09
🛑 ድሕሪ 4 ግዘ ደሮን መዉቃዕቲ ብሂወት ዝተረፈት ዋዕሮ ጀግና ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 18 М.
1:00:06
ብዙሕ ፈተናታት እየ ሓሊፈ ክዝክሮ ዘይደሊ ታሪክ ኣይተዝክርኒ
ALMO SHOW
Рет қаралды 50 М.
35:54
"ድልየቱ ምስ ፈፀመ ኣብ ቤት መደቀሲ ደርብዩኒ ከይዱ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 18 М.
00:42
Леон киллер и Оля Полякова 😹
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН