KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑 ኲናት ከይዉላዕ ኢለ ንብፂተይ (ኣፍቃሪተይ) ሕዚ ኣይንሙርዐን ኢለያ - ፍቕርን ገድልን ክልተ ጀጋኑ TDF
1:21:12
ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ትስዕስዒ ዘለኪ ...? ፡ ጀ/ል ወዲ እምበይተይ መፅዪ ምስ ሰምዑ ሻዕብያ. . . 👉ተጋዳሊት ምሕረት (ሜሪ) 0938719806
59:03
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
Air Sigma Girl #sigma
0:32
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
От первого лица: Школа 4 🤯 ЗАТОПИЛИ КВАРТИРУ УЧИЛКЕ 😂 ЦЫГАНЕ В ШКОЛЕ 😍 ВЕЧЕРИНКА ГЛАЗАМИ ШКОЛЬНИКА
28:03
🛑 ድሕሪ 4 ግዘ ደሮን መዉቃዕቲ ብሂወት ዝተረፈት ዋዕሮ ጀግና ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ
Рет қаралды 18,671
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 81 М.
ገድሊ Plus
Күн бұрын
Пікірлер: 100
@Gedli_plus
9 ай бұрын
ንተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0949201008 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@a.a210
9 ай бұрын
አነ ካብ ኩሉ ክትምስገን ዝግበአ እዛ ቺናልን ብፍላይ ሄለን ቃላቴ የብለይን I hope ብዙሐት ይሕግዙ ይህልው. Keep up the good work you're doing Helen you are angel I swear.
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ 🦁👸💛❤️✊
@EtadaErada-rs9bz
9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ ጅግና😢❤🎉
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ 💯
@ZUZUየራያዋ
9 ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭
@FreweyniGalagame
9 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
9 ай бұрын
እንካዕ እስከ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮዋይ😢😢❤❤
@janetjohannes3392
9 ай бұрын
Our TDF hero- Rahuwa Negasi - defender of Tigray and its people. Thank you. Tigray the Land of Heroes. Our TDF heroes the most heroic forces of all times in world history.
@BirrrFinancialContents
9 ай бұрын
አቦይ ብድሮን'ዩ ተሰዊኡ ኢሎም አርዲኦምኒ💔 ብሂወት ዘትረፈኪ ልኡል እግዚአብሔር ይመስገን🙏
@gullala4624
9 ай бұрын
አጄኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ንወላዲና መግስተ ሰማያት የዋርሶም
@dsegtjioojgvvfv
9 ай бұрын
ኣጆኽ ሑቡየ❤❤
@AlA-k1m
9 ай бұрын
እንቛዕ ብህወት ተረፍክ ሚሊ ሓፍተይ ዝፈትወክ ብፅተይ❤❤❤❤
@AAAA-tn1ny
9 ай бұрын
ዋእሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaalmA-e1j
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ጂግና
@MengsteababrhaSbhatu
9 ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግብረልኪ ንንእ ስነትክ.
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
9 ай бұрын
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ❤❤❤
@HagossBerihu
8 ай бұрын
Mulue mihret yewridelki fetari zehaftey🙏🙏🙏💔🥰🥰🥰
@LemlemMarkos-sk7ki
9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ ጓል ሐራስ ነብሪ ኢኪ ንኾርእልኪ ኢና አጆና ከኹሉ ክሐልፍ እዮ: ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤
@tsegagaltgray
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍፍክልና ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እዛ ሂወተይ ብጣዕሚ ክባር እያ ኣነ ንክነብር ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ሳላኩም እዩ ሂወትኩም ፣ኣካልኩም ሂብኩምና😢 ዋላኳ ግቡኡና ተዘይፈፀምና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
@ZufanZuzu-rr8ev
8 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letshgeremariam9258
9 ай бұрын
መዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፈኪ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@biniyamberhe8530
9 ай бұрын
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ✊✊✊
@Fds567-wy9oe
9 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉
@salvato7665
8 ай бұрын
ራህዋ ግን ሓንቲ ረሳሕ ፍጥረት ኢኪ ንሱ ከማን ክቀለኪ ክሕግዘኪ ዝበለኪ ሰብ ፅዩፍ አነዋሪ ቃላትን ፁሑን ትፅሕፊ መሕፍሪ ዘይብልኪ ስዲ ጓሕፍ ኢኪ
@jonatandavid9136
9 ай бұрын
Nti kulu meswaeti yekenyelna edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤❤❤
@dsegtjioojgvvfv
9 ай бұрын
ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን❤❤❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ🙏❤
@BenjaminSolomon-vw5tj
9 ай бұрын
ብፂት ራህዋ ጅግና❤❤❤❤❤
@eyfryyf3929
8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኺ ማዓረይ❤❤
@biniamgmichael-rh4bf
9 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጀግና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hhshdhjdueiirh1923
7 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፎተይ ጀግና 😭😭
@Mqnay
9 ай бұрын
ዝገርም ጥንካረ ❤❤❤❤
@rahwanebu1359
9 ай бұрын
Ak. Ahwatey. hsbena. Tigray. ☝️😢🙏🙏🙏
@ghch5195
9 ай бұрын
jgna waerona enkae bHiwet terefklna 😢😢😢😢😢❤❤❤❤
@FggCg-ek9dg
9 ай бұрын
jigna waerona amlak enkae beselam awutseaki zahaftey so ezgabiher atsebiku mhret yewurdelki🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@emirufisseha6811
9 ай бұрын
Jegna waerona❤❤
@wesd4841
9 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤❤❤❤
@ElsaKibreab
9 ай бұрын
ጅግና ❤
@Adonay_Dvora143
9 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭ሓይቆ ዶበልኪ ዝሓወይ ትፈልጥዮ ዶኾን ነይርኪ ትኮኒ😭😭😭😭ብፃይኪ ዶነይሩ ይኮን ኣብኡዶኾንዩ ተሪፉ ወድነይ ውዕሎኡ ዝነግር ሰብ ሰኣንኩ😭😭😭😭
@salamas2118
9 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@gullala4624
9 ай бұрын
አጄኪ ማዓረይ
@sahayabray5699
9 ай бұрын
JEGENA WAERO GALE ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY 💪💪💪💪ENKA BE HEWET TERRFKI ❤❤
@ፋንፊልሞን
9 ай бұрын
ራህውሽ መማህርተይ😘😘😘እውይ
@EzanaTeklehaymanot
9 ай бұрын
ጀግና ብፂተይ❤❤
@ተመስገንእዩቃለይ
9 ай бұрын
❤❤❤❤ዋዕረና😢❤❤
@HiwetWedikeshe-cp6xj
9 ай бұрын
respectly waro❤❤❤❤❤e
@genetakiliu3819
9 ай бұрын
Thank you. For your service, beautiful God, please.❤
@gidayfantaye7803
9 ай бұрын
ተመስገን ፣ጀግና፣ አካራሽን ።
@سلطانالعزي-د4ت
9 ай бұрын
Edmen tenan yhabiki jignana
@SalamSalam-n8e
9 ай бұрын
አቤት ጅግንነት
@EzanaTeklehaymanot
9 ай бұрын
ሚሊየ ብፂተይ ❤😢😢
@genetmelkam435
9 ай бұрын
Bejakum meseletini belu mesetegna ayetebelu 💔💔💔💔😭😭😭
@samiates5057
9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@AlemqDesu
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤warona😢😢😢😢
@dbhddhdhh883
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aezmrigthftj9716
9 ай бұрын
🙏❤
@sophiamengesha2928
9 ай бұрын
ክንድ አየናይ ፅንዓት እዪ ይገርም
@AhmedAli-zo2sx
9 ай бұрын
👏👏🥺✌️👍👍✊✊💪💪
@Burke698
9 ай бұрын
😢😢❤
@adwsdas25
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dsegtjioojgvvfv
9 ай бұрын
tdfy❤❤❤❤😢
@MengsteababrhaSbhatu
9 ай бұрын
1.5 እናሞትካ da1.7ሰንክልካ ድኣ?
@KdstiAtsbeha-nf5dr
9 ай бұрын
🫵our hero 🥰
@mbmaereg
9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@aasaas7284
9 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤😢😢😢
@TeweldeMahari
9 ай бұрын
ኣነ ዘሕምመኒ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ እንትርፊ ሓደ ሓደ ተጋደልቲ ዳርጋ ኩሉ ትግራዋይ ዋላ ተጋደልቲ ኩነታት ምስ ኣጋጠመ ድሕሪ ኩነታት ግዛዕ ምዛዕ ክብሉ ብጣዕሚ መሕመሚ ቃል እዩ ኩነታት እንታይ ማለት እዩ ? ድሕሪ ወራር ፀላእቲ ቅድሚ ወራር ፀላኢ ኣብ ግዜ ወራር ዘይንብል?
@sadsashacg6910
8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ድንግለይዋሕስህይወተይ
9 ай бұрын
😢😢
@vardamariyam7992
9 ай бұрын
🙏🙏❤️❤️😭💔
@kingjo7100
9 ай бұрын
እቲ ዘገርመኒ ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ኣሲድ ደፊእላ ኢሎም ዋጭ ዋጭ ዝብሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ተጋሩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ....ንምንታይ መንግስቲ ከም መንግስቲ ን ህዝቢ ከም ህዝቢ ሙሉእ ኣሲድ ብድሮናት እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣፍሲስሉ🤔 እዚ ኣዙ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ፉፁም ዘሕርርን እዩ ተኪእልኩም ቆልዑት ህፃዉንቲ ኣሲድ ብኣብይ ዝተደፍኣሎም ስለዘለዉ ኣቅርብዎም ተገደደ ተገደደስ ህዝቢ ኣፍልጦ ይረክብ...ብዛዕባ ቲ ዝተፈፀመ ዘስካሕክሕ ጭካነ ዝተፈፀመልና☝️!
@TeweldeMahari
9 ай бұрын
ክንድዚ ዘኣክል መስዋዕቲ ተኸፊሉ ዋዕሮ ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ትግራይን ተጋሩን ንኽብርኺ ንተጋድሎኺ ንጅግንንተኪ ነዓኺ ዝምጥን ዋጋ የብሎሙን ናትኪ ዋጋ ሃገረ ትግራይ ምስ እትገሃድ እያ ።
@hayha4307
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
@MengsteababrhaSbhatu
9 ай бұрын
ናፓል ኣስድ ኣ ይኮነን.
@MengsteababrhaSbhatu
9 ай бұрын
ባንደጅ ዘይብልኪ ሓቅዕም ወዳጀ ሓኪም?
@TtTt-jp4
9 ай бұрын
💔💔💔💔💔💊💊💊💊😢😢😢💔💔💔💔💔💔😢😢
@amehare-or1yl
9 ай бұрын
ሚድያታት ትግራይ ንልምዓትን ምዕባለን ሰላምን ትግራይ ዶስ‘ንውደወቀትን ጥፍዐትን ትግራይ ? ኣብዘመነ ዲጂታል ሚድያታትክልተ ብልሒ ኣፍ ዘለዎን ሰይፊ እየን ዝምሰላ /Digital media the Double-Edged Sword ብኣገባብ እንተደኣ ጠቂምካሎምን ብስትራቴጂን ትልመእን ብሰብ ሞያን እንተደኣተመሪሆም ካብፀላእቲ ኣብ እዋን ሰላም ይኹን ዂናት ኣንፃርሀገርን ሕዝብን ንዝፍነዉ ጉጉያት ናይ ሓሶትን ፀለመንፕሮፖጋንዳታት ተረኻት Narratives ከም ሓደ ናይ መከላኸላኸሊመሳርሒ ኾይኖም የግልግሉ ከምኡውን ማሕበረሰባዊ ፖለቲካዊምዕባለ ንኽፈጠር ዝለኣለ ተራ ይፃወቱ ፣ ብኣንፃሩ ድማ ብዘይኣገባብን ስትራቴጂን እንተተመሪሆም ድማ ንባእልኻ እዮምቆራሪፆም ዝድርብዩኻ ፣ናይ ሕዝብን ሀገርን ብሄራዊ ናይ ፀጥታንድህነትን ናይ ስግኣት ሓደጋ ይኾኑ ።ሰለዚ እዘን ብሸም ትግራይብተጋሩ ተጣየሸን ዘለዋ ሚድያታት ናይ ዩቲቭ ቻላት ስትራቴጂካዊናረቲቭ ሓንፂፀን ንብሄራዊ ረብሓን ድህነትን ሕዝቢ ትግራይ ዶይነጥፋ ኣለዋስ ብኣንፃሩ ? እቲ ፍርዲ ንኣኹም ኸገድፎ ። ብዙሓትተጋሩ ዝገልፅዋ ሓንቲ ኣባሕላ ኣላ ፀላእትና ብሚድያ እዮምበሊፆምና ይብሉ እታ ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያ ብልጫ እንታይ ምዃናግና ኣይገልፅዋን ።ከም ናተይ እምነት ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያብልጫ ካብ ናይ ተጋሩ ናይ ሚድያ ሰትራቴጂን ምሕደራንዘይምሕላው ካብ ሕመቕ ዝተገበሰ እዩ።ንኣብነት ካብ ቀዳማይንካልኣይን ሳልሳይን መኸተ ሕዝቢ ትግራይ ዝነበሩ ናይ ትግራይ ናይሚድያ ኣጠቓቕማ ስትራጂታት ንመኸተ ሕዝቢ ዝጎድኡ ኣብ ሓደጋዘውድቚን ወታደራዊ ሚስጥራት ዘባኹኑን ብዘይምንም ቁፅፅርካብ ፕረዘደነት ጀሚሩ እሰካብ ተራ ኣባል ኣብ ማይክሮፎን እናቐረቡሕድሕድ ናይ TDF ወታደራዊ ስልትን ጥበብን ስትራቴጂን ናይሕዝቢ ትግራይ ሚስጥራዊ ስለያዊ ተሳትፎ ኸይተረፈ ዝርግፍኣቢሎም ብዝርዘእር ንፀላእቲ ነጊሮሞም እዮም ፣መራሕቲ ትግራይካብ’ቲ ቅድሚ ዂናት ፅንተት ዝፈፀምዎ ናይ ሚድያ ስትራቴጂጌጋታት ከይተማሕሩ ኣብ እዋን ፅንተትን ሕዝውን ይቅፅሉ ኣለው።ፀላእትና እደለኛታት እዮም ምንም ኸይደኸሙ በዘይ ወፃኢ ካብናይ ትግራይ ሚድያታት open sources intelligence gathering information ብምእካብ ናብ ወታደራዊ ረብህኦምኦውኢለሞ እዮም ሕዝውን የውእልዎ ኣለው።ሓደ ናይሚድያንፀጥታ ተመራማሪ እንትገልፅ how media endangering the national intelligence security ,threat actors can utilize social platforms for psychological warfares,social engineering,intelligence gathering,open sources intelligence is most important in today’s world. ኣብ ሕግን ስርኣትን ዘለወን ሀገራት ኣሽንኻይዶ ኣብ እዋን ዂናት ኾይን ኣብ እዋን ሰላም ከይተረፈ ወታደራዊተንከፍ ዝኹኑ ሚስጥራት ብሚድያ ንኸይቐርቡ ዝኽልክል ሕጊኣለወን ።ዝኾነ ስልጣን መዓርግ ይሓልዎ ተራ ወታደር ይኹን ኣብኣገልግሎት ይሓሉ ኣብ ጥሮታ military rules code of conduct for military members ዝብሓል ንዂሉ ብማእረ ዝምልከትዝኾነ ይኹን ወታደራዊ ሓበሬታ ኣሽንዃይ ዶ ንሚድያስንስድራኻውን ኽትዛረብ ኣይፍቀድን ። እስኪ ናብ ትግራይ ንመለስኣብዝሕዚ እዋን ትግራይ ኣብምንታይ ኩነታት ኣላ ኹሉ ዝፈልጦሓቂ እዩ እሞ ከም ተጋሩ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ? ሚስጥረዘየዕቍር ሕማም ዶ ሒዙና ይኸውን ?ፅንተት እተዘይ ሚሕሩናእንታይ እንታይ እዩ ከምሕረና ? እሰኪ ከም ኣብነት እዘን ዝስእባ ናይ ዩቱቭ ሚድያታት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይቲ ‘ ንዓለምዘሰደመመ ናይ TDF ወታደራዊ ጅግንነት ናይ ቅደመ ግንባራትወታደራዊ ስልቱን ስተራቴጂዑን ብዘይ ምንም ቁፅፅር ንፀላኢንፈታውን ይዝርግፍኦ ኣለዋ ። ሕግን ስርኣትን ተዳልዩ ምስቶምኣዳለውቲ ምርድዳእ ብምፍጣር ብሱሩውን ብሕጊ ዘሕትት ውንሰለዝኾነ ናይቲ ወታደራዊ ታሪኽ በኣል ዋና TDF ስለዝኾነ እዞምቪድዮታት ብህፁፅ ወሪዶም ኣብ ክፍሊ ስነዳ confidential archives ክሰፍሩ እንተዝግበር ? ብኣይኒ ሓፍትን ንብረትን ውንብTDF እናተመሓደረ ናይ ትግራይ ሰላማዊ ኹታት ናብ ንቡርምሰተመለሰ ምሰ ዓለም ናይ ፊልም ካምፓንታት ብድርዳር ናብሚልዮናት ዶላር ቁጠባዊ ረብሓ ከውእለሉ ዝኽእል እድል ሰፊሕእዩ ።>> 1.TPM. 2.Tigray 3:Tigrai Tv 4.tigray Liberty Media 5.Dimtsi weyane Tv 6.TMH 7.Zara media 8.UMD media 9.Axumawuian media 10.reyot media 11.kezahta show 12..laza Tigrinya 13..Tigray press እዞም ዝስእቡ እዮም ቀይዲ በተኻት ናይ ተጋሩ ሚድያታት 1.Dedebit media Desta show KZbin 118 videos Woyen ጋዜጣ KZbin 738 videos Plot media KZbin 88 videos Gedli plus KZbin 165 videos Orya media 21 videos Seret media 50 videos Braketigrai KZbin 486 videos Mihe entertainment 261 videos Lilay tv KZbin 37 videos Natna forum 440 videos Rara media 4.2K videos ናብ @ኣመራርሓ TDF ናብ @ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ናብ @ ህውሓት ናብ@ ገረዓልታ ኢንሰተቲቱዩት ናብ @GSTS ናብ @SJTC
@habtomberhe9915
9 ай бұрын
ንስኺ ትነስሊ ጽብቅቲ ዕምበባ ዶ ብባዓል ደበረጽዮንን መንጀሪኖን ዘበላሸውዎ ፖለቲካ ዋጋ ምኸፈልኪ
@user-dk4ww6yc3y
9 ай бұрын
እወ ዶ ብሰንኮም ዶ ይመስለካ?
@MuluMulu-mm6ry
9 ай бұрын
እንቋዕ ተረፍኺ ብፂት
@sarayan525
7 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ❤❤❤❤
@ZUZUየራያዋ
9 ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭
@Mqnay
9 ай бұрын
❤❤❤❤
@Azms-ic5or
8 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢💔👍
@DgDh-px1wd
9 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@RaA-b1t
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@alemalem4421
9 ай бұрын
😢😢😢
@njrksa116
9 ай бұрын
❤️💔🙏🙏🙏
@gdushsgsushs4212
9 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@salamsalam1464
9 ай бұрын
❤❤❤❤
@MamitSeyoume
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@melenadan1670
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigraweti6377
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@MERILEGESE
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@birnihigotube9453
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@selu816
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@FfAs-mc4oe
5 ай бұрын
❤❤❤❤
1:21:12
🛑 ኲናት ከይዉላዕ ኢለ ንብፂተይ (ኣፍቃሪተይ) ሕዚ ኣይንሙርዐን ኢለያ - ፍቕርን ገድልን ክልተ ጀጋኑ TDF
ገድሊ Plus
Рет қаралды 19 М.
59:03
ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ትስዕስዒ ዘለኪ ...? ፡ ጀ/ል ወዲ እምበይተይ መፅዪ ምስ ሰምዑ ሻዕብያ. . . 👉ተጋዳሊት ምሕረት (ሜሪ) 0938719806
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 49 М.
0:27
I Sent a Subscriber to Disneyland
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
0:32
Air Sigma Girl #sigma
Jin and Hattie
Рет қаралды 45 МЛН
12:20
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
28:03
От первого лица: Школа 4 🤯 ЗАТОПИЛИ КВАРТИРУ УЧИЛКЕ 😂 ЦЫГАНЕ В ШКОЛЕ 😍 ВЕЧЕРИНКА ГЛАЗАМИ ШКОЛЬНИКА
Руслан Гладенко
Рет қаралды 4 МЛН
1:22:50
🛑 ምንኣስ ሓወይ ግፍዓዊ ብዝኾነ መንገዲ ብኻራ ቀቲሎምለይ - ተ/ጋ ኣስመላሽ ሃ/ማርያም
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
28:18
AWH Eritrea Live #25037 ሞባይል Sሪቆም መጼም ኣለው: ዋዕላ ኣዲስ 01.02.2025
Alena Walta Hager
Рет қаралды 2,1 М.
1:01:41
🛑 ኣብ ተዓሊም ዘሰልጠንክዋ ናይ ካልኣይ ብርኪ ርእሰ መምህረይ ተሰዊኡ - ልቢ ዝሰብር ዛንታ ገድሊ መምህርን ተምሃሪቱ ተ/ጋ ሳሮን መሓሪ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 29 М.
1:13:13
🛑 ዓርከይ ( ብፃየይ ) ዝፀሓፍኩሉ ደብዳበ ከይበፅሖ ተሰዊኡ ንብዓት ዝተዓጀበ ቃለ መሕትት
ገድሊ Plus
Рет қаралды 17 М.
1:28:05
ሰነ 16 ኣብይ ኣሕመድ ሂወቱ ኣድሒነዮ ፡ መሳርሕተይ ዝነበሩ ቡዙሓት ማሪከ ፡ ካብ ቃሊት እስርቤት ኣምሊጥና ተጋዲልና 👉 ተጋዳላይ ዘካርያስ 0914444255
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 60 М.
45:12
🛑 “ግዘ የብለይን“ ናብ ሕማም ካንሰር ክቅየር እዩ ተባሂለ | ልቢ ዝሰብር ዛንታ ዋዕሮ ነባር ፍልይቲ ሓይሊ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 7 М.
1:19:04
ካብ ገበል ብተኣምር ተሪፈ ፡ 3 መዓልቲ ናይ ሓወይ ሬሳ ሓቂፈ ፡ ብጀነራል ኤርትራ (ርእሲ ምራክ) 2 ኣሕዋተይ ተረሺኖም👉 ተጋዳሊት ቃልኪዳን 0931075471
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 99 М.
1:04:07
🛑 ሽንተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ - መስዋእቲ ብፂተይ እስካብ ሕዚ የንብዐኒ _ ተ/ጋ ፅጌሬዳ ካሕሳይ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 48 М.
46:52
🛑 ድሕሪ መርዓይ ኣብ ሰሙን በረኻ ወፅየ _ ተዘካሪት ምስሊ ጅግና ተ/ጋ ሓለፎም
ገድሊ Plus
Рет қаралды 34 М.
1:27:06
🛑 ትሽዓተ ታንኪ ኣብ ሓደ መዓልቲ _ ትግራይ እናበለ ተሰዊኡ - ተ/ጋ ክብሮም ሓድሽ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 29 М.
1:00
Белая королева | Сериалы | Ребекка Фергюсон
Vidosoman
Рет қаралды 1,2 МЛН
0:23
Қайрат Нұртастың ӘЙЕЛІ ТАГЫ КУАДЫ
BAY ADAM
Рет қаралды 100 М.
23:17
Бажа, Ләззатты алып қашып кетті | БАЖА 7 серия + КОНКУРС
Marat Oralgazin
Рет қаралды 1,2 МЛН
0:59
Kidnapped Boy Found In Fridge | #Shorts | PD TV
PD TV
Рет қаралды 9 МЛН
1:30:30
Шәріп Серік | Шакенти | Шако жеке өмірі жайлы | TALK LIKE | Аман Тасыған
Aman Tasygan LIVE
Рет қаралды 488 М.
0:39
Oh no😱 EPIC Kissy Missy broke her teeth SITUATION by COOL TOOL
Baddi Eddi
Рет қаралды 38 МЛН
9:48
Камеди Клаб «Братский брат» Демис Карибидис, Алексей Кривеня, Максим Конюхов
Comedy Club
Рет қаралды 2 МЛН