No video

እንታይ ትመኽሩኒ ድሕሪ 11 ዓመት ወድኻ ኣይኰነን ኢላትኒ ተሰኪፋ'ያ ድንግልናኣ ኣረኪባቶ

  Рет қаралды 65,179

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

እንታይ ትመኽሩኒ
ድሕሪ 11 ዓመት ወድኻ ኣይኰነን ኢላትኒ
ተሰኪፋ'ያ ድንግልናኣ ኣረኪባቶ zarafltet@gmail.com

Пікірлер: 240
@user-zf9kj6mc7u
@user-zf9kj6mc7u 4 жыл бұрын
ሰላም ነዓኩም ዛራውያንን ተካታተልቲ ዛራውያንን መጀመርታ፡ ነቲ ተሰካሚ ኤች ኣይቪ ዝኮነ ሓውና ንዑኡ ትመስል ንምርካብ ናይኩሉ ንጹህ ዜጋ ግዴታዊ ሓላፍነት ይኩን ብምቅጻል ንራሄል ሓፍትና ዘጋጠማ ሽግራት ፡ውን ኣብ ብዙሓት ንጹሃን ኣሕዋትና፡ዝወረደን ዘጋጠመን እዩ ስለዚ ኩቡር ሓዊ ንራሄል ብልቢ ተፍቅራን ትፈትዋን እንተ ኮይንካ ይቅረ በለላ፡ ምስጢራታውን ንንፋስ በረካ ኣይትሃባ እዛ ነውራም ዝኮነት ግዜ እንዳ ተጻባጸብና ዘይ ኮነስ ሕድገት እንዳ ገበርና እንተ ተጋዓዝና እዩ እቲ ዝበለጸ መልክዕና ፡ ንትፈትዋን ተፍቅራን ኣፍቃሪትካ ድማ ከምቲ ነዓካ ስለ ትፈትወካን ተፍቅረካን ንከይ ትከስረካ ኣብ ጎኒ ስድራካን ኣብ ጎንካን ዝተጸበይትካ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ግምት ኣእቲካ pls ኣይትርሓቃ፡ ነቲ ወሊዳቶ ዘላ ውላዳ ከኣ ወትሩ ከም ኩቡር ኣቡኡ ኮይንካ ጸግዒ ኩኖ። ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ ኩቡር ህዝቢ ጸጋ ኣምላክ ወትሩ ኣብ ዙርያኩም ይኩን ኣሜን።
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 жыл бұрын
አነ ነዚ ሓሳብካ ይድግፎ እየ ክቡር ሓወይ ዋላስ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ምክሪ ያ ።
@user-ht3sv2vm8x
@user-ht3sv2vm8x 4 жыл бұрын
11ዓመት ኣታሊላቶስ ተገልቢጡ ይቅረ ክሓታ ንሳ እንበር ተደቢራ ይቅረ ክትብሎ ይግብኣ በቲ ሓቂ ድኣ?
@meronmeles5602
@meronmeles5602 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ኣነ ውን ይሰማማዕ እየ
@ykrebeleleygotayslekulu9323
@ykrebeleleygotayslekulu9323 4 жыл бұрын
Nay behaki lebam zereba. Bflay nnfas aythaba. Nsdra mngar aydlomn eyom. Fkri yabi
@danielabrahale3400
@danielabrahale3400 4 жыл бұрын
Amen(3 ane wn ab hasabka aleku
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 жыл бұрын
ሕድገት ንዓካ ሰላም ዩ ቢንያም ሓውና ክትቕበሎ ከቢድ ይከውን ይክእል ዩ ግን ተተቀበልካዮ ጽቡቅ ዩ
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
ወዝቢ ሓወይ ኣጆካ ተስፋ ኣይትቅረጽ ንቡዝሓት KZbinrs ኣካፍሎም ኢካ ኣምላክ የሳልተልካ ❤
@kabheraron3308
@kabheraron3308 4 жыл бұрын
ግደፈላ ስድራ ጸገም የብሉን ፍቅሪ ይስዓር
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 жыл бұрын
1- ካብ መጀመርታ ጠርጢርካያ ንሳ ግን ኣታሊላትካ 2- ጉዳይ DNA ምስ ኮነ ከይፈተወት እያ ነጊራትካ 3- ምኽናት መጥነሲኣ ዝበለቶ ኽኣ ዘይእመን 4- ሽሕ ግዜ መተዓቢቲ፥ ደቒ ገዛውቲ፥ የዕሩኽ ንኹን እንበር ኖን ጋል ወዲ ውን ኣብ ኣንዳ ኣንጻር ሃይማኖት ክሓድር ሉሙድ ኣይኮነን 5- ካብ ዘይ ወዲ ሃይማኖትካ ዝተወልደ ቆልዓ ስንብራቱ ቀሊል ኣይኮነን 6- ወየ ድሙ ኢልካ ዘእተኻዮ መወድእትኡ ነብሪ ኮይኑ ከይጸንሓካ 7- ኣብ እምነይ ምስልምና ሰብኣይ ካብ ዘይ ሃይማነቱ ክወልድ ሓጥያት ኣይኮነን። ኣስላመይቲ ሰበይቲ ኮምኡ እንተጌራ ግን ዓዲ ኣይኮነን ሃገር ኢዩ ዘናውጽ ኣብነት ክኾነካ ኣብ ሱዳን ዘጋነፈ ናይ ቀረባ ተዘክሮ ኢዩ። እቲ ዝተወልደ ቆልዓ ውን ናብ እንዳ ኣዲኡ ሃይማኖት ከይዝንብል ብንዳ ኣቡኡ ብዙሕ ጽዕሪ ኢዩ ዝግበረሉ። ንባዕልኻ ውን ክንዲ ሰብ ዝኣኸሉ ትፈልጦም ይህልውኻ ይኾኑ። ንኣብነት ክኾነካ ግን ኣወል ስዒድ በዲኡ ዝተወልዱ የሕዋት ኣለውዎ ርክብ ግን የብሉን ኢዩ ዝብሃል። ኣብ ባይታ ውን መብዛሕቱ ከምኡ ኢዩ። NB- ዘለካ ዓቕምን ገንዘብን ብኣጉኡ ኣብ ወድኻ ኣውዕሎ
@tesfitafewerki5314
@tesfitafewerki5314 4 жыл бұрын
ቢናም ሓዉና ንነብስካ ኣብ ቲ ናታቦታ ኣቲካ ፈትኖ እሞ ሹዑ ወስን ግን ናሰብ ስራሕ ሰብ ሰብ ዘብሎ ጽቡቕ ምግባር እዩ
@merryerilvoe1025
@merryerilvoe1025 4 жыл бұрын
Binyam hawuna iska k intay danga igzabiher hizka ika dhar ka shigr agatimuwa indafeletka nmntay dhar ka welidkum ikum wulad ka welidkayo tray aykonen zkoneka inte bgubui yebikayo wun ykhseka eu kalay ka wediku zeytsi seb eu hmak gega bi gega ayiremn eu slezi hawey igzabiher fkrkum yedabrelkum
@user-rx7st4yq1h
@user-rx7st4yq1h 4 жыл бұрын
እዛ ናይ ቢናያም ኣማኹሩኒ ዝብል ዘሎ:: ሓደ ተሰክፋ ኣብ ገዝኡ ስለ ዝሓደረት ክብረ ንጽህናኣ ኣረክባቶ ክክክ ካልኣይ ንሱ ድንግልናኣ ምስ ፈረሰ ረክብዋ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ራሄል ምስ ቢንያም ተላልያ ቀልጥፋ ኣብ ዓራት ደይባ ምስ ቢንያም ሓድራ ቕቅቅ እዛ ዛንታ ጸንጹዋይ ኮይና ትስማዓኒ ዋላ ሓንቲ መእሰሪ የብላን ተሰክፋ ድንግልናኣ ሂባቶ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ኣንቱም መንእሰያት ነዘን ደቒ ኣንስትዮ ከመይ ኢልኩም ኢኹም:: ኣቕልልኩመን ዘለኹም?
@seweraawet4417
@seweraawet4417 4 жыл бұрын
ዋይ ሐወይ 11 የዕቢካስ አይወድካን ዩ።ሐንቲ ኽነግረኩም ንሐደ ዝፈልጦም ስድራ ዘጋጠሞም ዩ ወዶም ካብ ሐንቲ አመንዝራ ወለደ ይፈትዎ ስለ ዝነበረ ብታሕጋስ ተቀቢሉ ሃፍታም ብምንባሩ ንውላዱ ክሳብ 15 ዝገብር ብጽቡቅ የዕበዮ ዳሐር ግን ሐሚሙ ይመውት ሞ አብቲ ቀብሪ ግዜ ምስ ተዳለው ከምዚ በለት ሐቂ ኽነግረኩም ጠጦው አብልዎ ዚ ቀብሪ ዚ ቆልዐ ወድኩም አይኮኑን አቡኡ አማኒ ምስልምና ዩ ምስ በለት ልዕሊ ቲ ሞት ናይቲ ሐድሽ መርድእ አጉሃዮም። ይሰውረና ካብዚ ነገር
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 4 жыл бұрын
ሓወይ ኣምላኽ ጽንዓት ያሃብካ
@user-ob1qb3sl5d
@user-ob1qb3sl5d 4 жыл бұрын
እዚኣስ ከባድ ያ ሓወይ ናተይ ኦሮማይ ግን ካብ ኮነ ኣክባ
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 4 жыл бұрын
ኣብቲ ልብካ ተዝመክሩካ ይብሉ ዓበይቲ ሓደራ ኩሉ ሓላፊ ዩ ንስካ ግን ጋል ስለ ዝኮነት ጥራይ ምሕረት ግበረላ። ንስካ ግን ሓደራ ኣይትግደፋ ምክንያቱ ውን ንሳ ንስድራካ ብዘይ ባኣካ በይና ን 11 ዓመት ኣገልጊላቶም ያ ። ስለዚ ካልእ ተረፈ በቲ ቖልዓ ክትጸድቅ ኢካ ኣይትግደፋ ይብለካ። ብሩኽ ጾም ይግበረልና።
@dollasemer532
@dollasemer532 4 жыл бұрын
Yeah you are smart
@godislove9683
@godislove9683 4 жыл бұрын
Selam neakum ykun Entay kbl delye meslikum bzaoiba Bin. Bin hawey eta bhiji temxa gol ke Entay meragegexi aleka dyou ane zeymgdaf yhisheka ybl esa ya natka neaa moiray yhisheka kab zeytifelto melak tfelto seytan qo zbehal
@awetdaniel3090
@awetdaniel3090 4 жыл бұрын
ዋእ ሓወይ አዚኣ ማራ ከቢዳ። ደሓር ከኣ ለባም አያ ዋእ ለባም ከመይ ዲዩ? ብዝኮነ ን፡ብድሕሪ ህጂ ደኣ ሕሰብ አምበር ዝሓለፈ ሓሊፉ አዩ ግን ኣብ መዋጥር ምስ የእተካያ ትነግረካ ናይ ለባማት ኣይኮነትን፥ ደሓር ከኣ ወድካ ኣሎ ዋላ አቲ ቀዳማይ ውን ወድካ አዩ ብ ፍቅሪ ምስ ተዕብዮ ምስ ወድካ ይሓይሽ አንተ ንሳ ግን ለባም ዘይኮነት ዓሻ እያ ኣብ ናታ ታኬላ የእቲያትካ ብዝኮነ ምስ ገዛካ ምስ ትላዘብ ይሓይሽ።
@wehazotkonjo4297
@wehazotkonjo4297 4 жыл бұрын
Awetey hakika ziyaday❤🙏
@kabomiss2580
@kabomiss2580 4 жыл бұрын
ካብቲ ዝተራኸበላ ማዓልቲ ድዩ ዝቅድም ወይ ዝድሕር እቲ ቆልዓ ምኽንያቱ ብድሕሪኡ ድያ ድግልና ኣረኪባቶ ወይሲ ከመይ እዩ ኣንጽሮ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
ቅድምኡ ኢዩ ኢኮ ኢልካ
@rehase6531
@rehase6531 4 жыл бұрын
Kkkkkk ata nay gelyokum etos dhrieu dnglna enterekibato dea kemey abila kaba tenise kitblo
@yafettedros6701
@yafettedros6701 4 жыл бұрын
Rehase Yehderom 🙈❤️🤙
@kabomiss2580
@kabomiss2580 4 жыл бұрын
Rehase Yehderom እንታይ ማለትኪ እዪ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ድዩ ሞኽባዕቲ
@rehase6531
@rehase6531 4 жыл бұрын
Kabo miss mejemerta wedi eye gual aykonkun dehar kea entay amxio xerfi dea. Sleztexarefka sebay zkonka mesiluka. Tegagie elka ab kndi mierams zabeye kalay giega
@mariemebrahtu801
@mariemebrahtu801 4 жыл бұрын
ን ኤውሮጳ ከምጻ ከሎ dna ናቱን ናይቲ ቆልዓን ብከመይ ተሰማሚዑ ፡ ውላዱ እንድሕር ዘይኮነ ?
@dollasemer532
@dollasemer532 4 жыл бұрын
abe sudan diana yelen
@senay1962
@senay1962 4 жыл бұрын
*marie mebrahtu ንዕኣ ጥራይ ኢዩ ከምጽኣ ዝኽእል፡ ምኽንያቱ እቲ ቆልዓ ዲኤንአ ምስ ገበረ ክረኽብዎ ኢዮም፡ንሳ ብሰላም እንተኣቲያ ግን ወደይ ኢላ ክትወስዶ ትኽእል ኢያ*
@mariemebrahtu801
@mariemebrahtu801 4 жыл бұрын
@@senay1962 ናብ ኤውሮጳ ኣየምጻን ድዩ ?
@senay1962
@senay1962 4 жыл бұрын
@@mariemebrahtu801 No ኣየምጽኣን ኣብ ኣፍሪቃ ኢያ ዘላ !!
@senay1962
@senay1962 4 жыл бұрын
@@dollasemer532 ዶትብልኒ የለን ዲዩ፡ ምስ ደቅኻ የሕዋትካ ለኪምካ ምምጻእ ይከኣል ኢዩ
@yodityemaneyemane2684
@yodityemaneyemane2684 4 жыл бұрын
Amlak keman yekre zebel Yekre belela shu bhade nebru befkri
@haylzgihadish2426
@haylzgihadish2426 4 жыл бұрын
^ሰላም ዛራውያንን ነዚ ሕብረተሰብና ማሃሪ ዝኮነ ምቅራብ ድሕር ከምዘይ ትብሉ ብልቢ ኢየ ዘድንቀኩም ብፍላይ ኣስመሮም ሓውና ኣብ ኣጋላልጻ ኩሉ ማዓልቲ ሑጉስ ኢየ ባካ , ቢኒ ሓውና ግን ገጋ ኣሎዎ ምክንያቱ ከይትጠንስ እንዳሓተታስ ንካልእ ድንግልናኣ ኣረክባቱ ክብል ኮሎ ተጋጊዮ ምክንያቱ ድንግልናኣ ከየፍረስ ብከመይ ክትጠንስ ሓቲትዋ . ^
@letinaalemseged392
@letinaalemseged392 4 жыл бұрын
weygud Ykreyblelna ftari
@hasabaibayre9923
@hasabaibayre9923 4 жыл бұрын
Biniyam zblula ninbska baelka eka atalilkaya,ab zeymaltu zwled kola yelen.2 semun its ok kikdim wey kdhor,kithatit neruka bewanu.
@semirkelilo1940
@semirkelilo1940 4 жыл бұрын
Wellkome Zara filtettt ✌👏💖
@Bh-rm1oh
@Bh-rm1oh 4 жыл бұрын
Kemey alekum B kemey megedi melkri kisedelkum wey kirekibekum yikiel?
@zekariasgirmay6960
@zekariasgirmay6960 4 жыл бұрын
መጀመርያ ሰላምታ የቀድም፡ ብምቅጻል ኣነ ሓንቲ ሓሳብ ኣላቲኒ ነዚኦም ኣብ ኦውሮፓ ዘለኩም ኒሳ ኪኣ ቆልዓ ምስ ውለድና እምነት ምስ ኣንስቲና ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘይገድስ DNA ክቲገብሩ ኣለኩም፡ድሕሪኡ ኮሙኡ እንድሕር ተለምዱ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምዝርና ኩቁጠባ እየን።እንተዘይ ኮይኑ ግን ኩሉ ግዘ ኣብ ምጥርጣርን ዘረባን ባእስን ኣይተርፊን ኡ ምክንያቱ ንስካ ስራሕ ትክይድ ንሳተን ኪኣ ምስ ደስ ዚበለን ወዲ ዝዕንድራ እንተኮይነን ብጣዕሚ ነውሪ ኡ።
@tenafakiarkey9628
@tenafakiarkey9628 4 жыл бұрын
Wezbi amlak edmen tenan yhabka naka tmesl gal hewan kea yfterelka fetri kulu alem 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@bin5644
@bin5644 4 жыл бұрын
Buzh mbelnak neyrnana gan ati nayta gol hasabat gan mara eye zgermen adengixni elas kburi nxna zerekebet da bhayli gerni ela ke zey temekni ezi zbelatka kelu lbi weled eye regiratka anws gedefa tray eye zbleka ztesebret 💔 kelay geze eye xgenn eye
@tesfomtekle2512
@tesfomtekle2512 4 жыл бұрын
Merhaba hawey natey Kem ane msa ketsl eye zbleka bini wedi zegeds fkri eyu
@hailewelemhret7192
@hailewelemhret7192 4 жыл бұрын
Please don't stop , continue and encourage ur wife .
@medhanieyohannestekeste9400
@medhanieyohannestekeste9400 4 жыл бұрын
slam selam mekeri zara weyan ane teketatali nayeza medebekum eye ane entay keble deley belkea ezi wedi kebedey beliaeni lekea eyu ezia gale tetalelo ala eye debel mekenyatu keberdengelena ketrkebo beqelilu ayekealen ayenka anqehayo teray eye kebelo dedeli bezterfe qexelewo yeqenyeley
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 4 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ስለምንታይ ንተራ ድርሰት ከም ሓቀኛ ታሪኽ ሂወት ናይ ሰባት ተምጽእዎ? ናብ ሃገራት ኣውሮጳ ቅድሚ ምምጻካ ኢኻ DNA ዝግበር ትገብር። ወድ ገዛውታ ምስኣ ገይሹ ኣብ ገዝኡ ሓዲራ ከመይ ማለት እዩ?
@mylifeis2810
@mylifeis2810 3 жыл бұрын
Kkkkkkk 😂 ja 😂 😂 😂 bro
@temesgenamlaki162
@temesgenamlaki162 3 жыл бұрын
ቢን የ ሓቂ በድላትካ እያ እግዚአብሔር 7ግዜ ይበድልካ እም 7ግዜ ይቅር በሎ እዩ ዝብለና ምንታን እዙ ዝዕበካዮ ህፃንን መቼ አፀብቅካ ሕሰበሉ
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 4 жыл бұрын
Way zeykewn mknit kkk tesekifas nbreta arekibato fetiya ember arekibato wey xegem. Gday zkonet tkun tfetwan tfetwekan ente koynka/koyna aytgdefa bro eti zdle fkri eyu.
@hehe9484
@hehe9484 4 жыл бұрын
መበል 33 ዙርያ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት sawa 2020 kzbin.info/www/bejne/jZCWfmOFr5qanLM
@ismailezra5808
@ismailezra5808 4 жыл бұрын
Kola heyab nay fetari u selzi ameeen elka tekebilka nata natka u natka wun nata u nebdela kethewi ember ketkosela gega u ezi tsega u aytechenek kab kale zeweledeto kola natka medhanit kekwun yekel u selzi wedi abeyti tehasbo zelka neger awtsayo emo kemti nakan sedrakan tekbrekum eska ewun akbirka ab gonka anbera ...fetari yekberka melkam
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 жыл бұрын
ቀንጣፈ ምክኒያት ከም ሰበይት፡ግርማ ከም ለይት ከም ዝባሃል ደቂ ኣንስትዮ ዝብደላ ኣሎዎ።ዝብድላ ካኣ ኣሎዎ ኮይኑ ግና ንዝቀጽን ህወት ኢምንትን ኣክባርትካን ኢንተ ኮይና ዘድሊ ዞሎ ህወት ኢዩ እምበረይ ዝሓለፈ ኣይኮነን?
@evenezer7715
@evenezer7715 4 жыл бұрын
Msa kexl enda teredaka wedka kemzeykone enda feletka eka ksabb hji xenihka. hji kulu negiratka ala.babyu ka wladka rekibka aleka.
@ashrurutesfay4445
@ashrurutesfay4445 4 жыл бұрын
መጀመርያ ሰላምታይ ይብጻሕኹም መደብ ዛራ ፍልጠት።ካብዚ ቀጺለ ኩሉ እትህብዎ ትምህርትን፣ማዕዳን ኣዝየ•የ ዘመስግነኩም። እምባኣር ከስ ናብታ ኣርስቲ ክምለስ፣ ከምዝሰማኽዎ ቢንያም ኢዩ መጀመርያ ዓርካ ከምዝነበረን ስጋዊ ርክብ ይፍጽሙ ከምዝነበሩ ዝዛረብ ዘሎ።ስለዚ•ዩ ድማ ምናልባት ጥንሲ ሒዛ ትኸውን ኢያ ኢሉ ስለ ዝጠርጠረ ስግረዶብ ምስ ወጸ ሓቲትዋ፣ ምስ ድንግልንኣ ዶ ኣይኮንካን ረኺብካያ ቢኒ? ብድሕሬኻ ድግልንኣ ብዘይ ድልየታ ንሓደ ምስልምና ከምዘረከበት ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ? ስለዚ ዋላ•ኳ ንሳ ዓቢ ጌጋን፣ምትላልን እንተሃለዋ ብንያም እውን ኣብዚ ሓቤሬታ ምሃብ ጌጋ ኣለካ። ስለዚ ቅድሜኻ ዓርካ ነይሩ ክኸውን ኣለዎ። ስለዚ እዚ ጉዳይ•ዚ ኣዝዩ ስይስተም ዘለዎ ጉዳይ እዩ።ምኽንያቱ ዋላ ተሳሓብካያ ምእንቲ እቲ ዳሕረዋይ ወደይ ኢልካ ኤውሮጳ ምስ ኣተወት ግን ምሳኻ ቀጻልነት ኣይክህልዋን•ዩ።ንስኻ•ውን ቅሳኔት የብልካን። ንስኻ ብዘለኻዮ ንሳ ብዘለቶ ተትነብሩ ይብል ብወገነይ ወድኻ እዳቀለብካ።
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 4 жыл бұрын
ኣይዘረባንን ይቕረ በሉ ይቕረ ክበሃለልኩም እዩ ዝብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ። ምኽንያቱ ብልባ እንተዘይትቐርቦ ኔራ ምስ ስድርኡ ክንዱ ዝኣክል ጥቡቕ ሌላ ኣይምገበረትን መታለሊ ኣብ ጸልማት ደኣ ይሕባእ እምበር ናብ ብርሃን ኣይወጽእን እዩ። ኣቐዲማ ሓቂ ዘይምንጋራ መታለሊት ከብላ ይኽእል ይኾውንዩ"እንተኾነ ግን ንኸይፍለያ ከምኡ ከም ዝገበረት ብግልጺ ገሊጽዎ ኣሎ መስለኒ ተዘይተጋግየስ።
@johnmanunitedreddevel1856
@johnmanunitedreddevel1856 4 жыл бұрын
Selam zera felte bejaku be sebe tegdesu kendeyi gezye telfon hatitku megdas abkemi bejaku hagzeni
@danielrussom8344
@danielrussom8344 4 жыл бұрын
john ጸሉል ደጋፊ MAN UNITED Red devel Jhon bro Email aleka abti tahti. Wey dma abti About zbl atika Contact ktgebrom tkiel ika
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 жыл бұрын
Ohhh Hawey Natey Ezia Kemzmesleni Aytkonekan Eya Slezi GDEFA thank u.
@hayelomhuruy1243
@hayelomhuruy1243 3 жыл бұрын
ፎአአ ገስካ ቲርሃክ ኣክፌሙና አኮ ቲቲንቲና አምበር የፍኪራ የ ዶ ገለመለ አቲ ኪብሪካ ከ ሚስህቲ
@cr7bestblyerey863
@cr7bestblyerey863 4 жыл бұрын
Ze keberka hawey amintay kerekbeka yekel zara hawey mikri deliye sele zeleku
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
Wezabi hawona ajoka Amelk meska yekunn Eta eta nay benam vs rahel gen tseatswayy eyiu Tay kinbll akilo yehbkum fetari
@naodnaodidi9371
@naodnaodidi9371 3 жыл бұрын
ብልቢ ተፍቅራ ተኮንካ ሓወይ ናተይ ከምቲ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ዝተጸበየትካ ከይትጠልማ ኣምላክ ከኣ ነዓካ ናይ ልብካ ክርኤልካ እዩ ነቲ ቆልዓ ከኣ ሕጂ ምንጋር ይሕሸካ ካብ ምስ ዓበየ ዝጭነቅ ንስድራ ከኣ ቀሰይ ጌርካ ንገረም ኢካ ቢኒ ሓወይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን፡፡♥♥♥
@meinemamaistlowe1142
@meinemamaistlowe1142 4 жыл бұрын
Selam Amalk nakultkum yegwet azi normal u Rahel haftena ka xagem u agtimau selazi nati kola Rea heway Amlak ka kulu seney natk kihgzak u mihrt gebrla Ajok Amlak kihgzak u amanani mihrt gebrla na mihrt hfetna Amlak kihgzak u anda thgosak ka kitnber eka ማቴዎስ 5 (Matthew) 7፤ መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 жыл бұрын
ኢንታይ ገራህካ ተቀበላ ኢታይ ከ ኣሎ ኢዩ። ዝጎድለካ እሞ ወልዳህልካ ኣላ ሕጂ ካኣ ሓዳርኩም ቀጹሉ ኢየ ዝብል።
@dollasemer532
@dollasemer532 4 жыл бұрын
Yeah you are right
@user-sn6ny4br7i
@user-sn6ny4br7i 4 жыл бұрын
Welcome zarawiya enqae nab betkum mexaekum
@oscarfutsum3655
@oscarfutsum3655 4 жыл бұрын
አዚ ስነ ሓሳብ ጠቅላላ ገጋ ኣሎዎ
@ditisjemoeder7969
@ditisjemoeder7969 3 жыл бұрын
Selam yehwat misa yiber keileem weludu sile zijne beqa misa keileem mikinyatu qola taye yigebreka diyu wedika eyu zikewun zabi qola ayetibedil eyu zibahal emo keme wedika gerka yebyo xubuk eyu naar hiji dima keye tieneridool meraru kuguda eyu gidefu wedi 18amet mis kone yahayish
@lulaamine3804
@lulaamine3804 3 жыл бұрын
Tell fon wey bmentay krekbekum ykel
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 4 жыл бұрын
Feqri yabi yeqre belela bini hawey
@freedom4820
@freedom4820 4 жыл бұрын
hawey smani ane zblka hanty haqka eika kebid eiu gen amxaya emo n ueropa shau xbuq gerka kem wedka treyo tabyo eity 2 wedka kem zbelkayo einta koinu ka entay kitgebro delika
@abitiokbay8796
@abitiokbay8796 4 жыл бұрын
Eway hawey emo mengsti shweden kemo DNN maletey nay dem mermera gerom wedka aykonen kbluka eyom mskinay kola bzey edun egrun alem kterakakbelu tgaye la
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 4 жыл бұрын
Thank you bro
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 4 жыл бұрын
Welcome
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz Жыл бұрын
ምስ ራሄል ቀጽል : ብዛዕባ እቲ ቆልዓ አብ መንጎ ራሄልን ንስኻን ዘልአለማዊ ምስጢር ይዅን ይትረፍ:: ብስጋ ዝወለድካዬጥራሕ አይኮነን ውላድ : እዚ ቆልዓ እዚ ካብቲ ድሒሩ ዝተወልደ ውላድካ ከይፈለኻ ከም ናትካ ውላድካ ጌርካ የዕብዬ : ነዚ ቆልዓ ልዕሌኻ አቦ የብሉን please ከይትጎድኡዎ : ሐው ንውላድካ ማለት ወድኻ ማለት እዪ:: እዚ ቆልዓ እዚ ተውህቦ ናይ እግዚኣቢሄር ንዓኻ እዪ:: ተመስገን ኢልካ ሐዳርካ ግበር አይተዕገርግር:: ንስድራኻ ኮነ ነቲ ቆልዓ ብዛዕባ እዚዚ ነጊርካ ዝርከብ መኽሰብ የለን እንትርፎ ንስድራኻን ነቲ 12 ዓመት ከም አቡኡ ዝፈልጠካን ቆልዓ please ንዝዓቢ ቆልዓ አይትበድል::
@lovemom4442
@lovemom4442 4 жыл бұрын
*መጀመርታ ነዓኻ ክብለካ ዝደሊ ሓደ ድቁስ እኻ ካብ መጀመርታ ጥርጣረ ከለካስ ንዕኡ ካብ ክንዲ ምርግጋጽ ካልኣይ ጌዜ ገጋ ትፍጽም ኣነ ዝኾነ ምኽሪ ክህበካ ድልየት የብለይን*
@johnmanunitedreddevel1856
@johnmanunitedreddevel1856 4 жыл бұрын
Kkkk entayi da weriduka wedeyi
@sirakhabtegergish3330
@sirakhabtegergish3330 4 жыл бұрын
Funny as bro
@lovemom4442
@lovemom4442 4 жыл бұрын
*ዝኾነ ምስኾነ ሕጂ መጽዩ ምኽሪ ይብል ኪድ ምስኣ ንበር በሎ ኣብ ጥርጣረ ዓለም ክነብር*
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@lovemom4442 ክክክኪ ኢቲ ሰርፊ ድኣ መን ኣምጸኦ
@lovemom4442
@lovemom4442 4 жыл бұрын
@@adiamabay6731*ድቁስ ጸርፊ ኣይኮነን ሓደ እንታይ ይወርዶ ኣሎ ዘይፈልጥ እንተኮይኑ ድቁስ ንብሎ ብቻይና*
@wedimahari1009
@wedimahari1009 4 жыл бұрын
ሕድገት ምግባር ጸጋ ኣምላኽዩ ሕደግ ክሕደገካ ዝበሃል ኣሎ ብልክዕ ከኣኢኻ ትስዕሮ ነቲ ዝበደለካ ስለዚ ጽቡቅ ገይርካ ኣጻሪኻ ምስኣ ቀጽል ጋል ጎደሎም ምኻና ኣሚንካ ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ስሕተት ጋል ኣንስተይቲ ሂወታያ ተበላሽዋ ተሰካሚት ዘርእይ ስለ ዝኾነት ስለዚ ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ስሕተት ኣይትፍረዳ ክቡር ሓወይ መጠን ክንደይ ከቢድ ምኻኖ ይርደኣናን ንፈልጦን ኢና ኩልና ካብኡ ዝኸፍእ ውን ኣሎ በዲላትካያ ግን ጋል ምልእቲ ከምዘይኮነትያ ብግብሪ ኣረዲኣትካ ኩሉ ገዲፍካ ሰሓባ ክንደይ ውን ኣብ ልዕሊ ሓደረን ከምኡ ዝገብራ ማለት ሰብኣይ ዝለምዳ ኣብዚ እዋንዚ ብዙሓትየን ኣዝየን ነቲ ወሊድካዮ ዘለኻ ውላድ ውን ረአ ንነብስኻ የእምና ብቀዳምነት ንሳ ከኣ ንጹር ዝኾነ ሓቂ ክትዛረብ ኣለዋ ኣብቲ ምስቲ ወዲ ዝተራኸበትሉ ዓርካዩ ነይሩ ናራ ብምኻኑ እምነት ምስልምና ብምኻኑ እቲ ተነጽሎ ናይ ስድራአ ወይ ናይ ሕብረተ ሰብ ፈሪሃ ኢያ ከምኡ ገይራ ብኸምዚ ዓይነት ክሳብ ሂወት ዝሕልፋ ኣለዋ ንፈልጥ ኢና እዚ ግን ኣንዊሕካ ዘይምሕሳብ ዘምጸኦዩ ድኹማት ምኻነን ዘረድእዩ ምኽንያቱ ካብ ዝተወልደ ይወለድ ውላዳዩ ስራሓት ኣምላኽ ከኣ ነዚ ስለ ዝርስዓየን ኣብዘይተደለየ ሸንኮለል ብዓቢኡ ሂወት ምጥፋ ዝኣትዋ ነዚ ተረዲኢኻ ሕድገት ገይርካ ምስኣ ንበር ኣይትርሓቃ ንስድራኻ ከኣ ንገሮም ሕማቅ ኣሎ ጽቡቅ ኣሎ ስድራኣን ስድራኻን ክሰምዑ ኣለዎም ብዘይወዓል ሕደር ምኽንያቱ ሎሚ ኣለና ጽባሕ ኣለና ዲና የለናን ኣንፈልጥን ኢና ነዓኻን ነቲ ቆሎዓን ኣዚዩ ሃሳዪይ ዩ
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ 4 жыл бұрын
Bejaka miseha Qexil. Tefqra enete konka meswaeti giberela nisa keman nerato.gual mukana eka eyu😢. Wey kea Sigrata Afatahaya.
@weiniamen2404
@weiniamen2404 4 жыл бұрын
ወድኻ ብዘይ ኣቦ ከይዓቢ ኣትግደፋ
@wwicxxcx805
@wwicxxcx805 4 жыл бұрын
Ajoka bini hdget giber ዓኳር ኣስላማይ ተጻዊትላ eti kola gin maharo hagolou keyro Tezey koynou nebou habo
@mohamednourmohammed5612
@mohamednourmohammed5612 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk weseiduwa Nehalalu kkkkkkkkkkkkk
@facheteklemikael1819
@facheteklemikael1819 3 жыл бұрын
ሓውና ቢኒኣም ሕማቅ ረኪብካ ግን ካብ ኮነ ተፍቅራ እንተ ኮካ ንኩሉ ተጻዊርካ ምስኣ ንበር
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
Aye Gele deqi anstiyo eko gudgad fihirkn tqebra fo ane gal endiye gn kemzitat ksem keleku rski hzki ewuy beli ymexeni are bsm egziabiher entay eyom bedilom ezom Yehwatna entay gieromkn Kab zemxakn amxikn wedka eyu enda belkn tetalla kemzi wedi kemzi sle dkonkn eka Ena mhznet msakn gedifnayo Omg ezom kemzi trekbu yehwatna amlak yehalkum mestewalti kea kuni nkulu amenti aytkuni
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 4 жыл бұрын
meri goyta ነተን ኮነ ኢለን ንደቂ ተባዕትዮ ኣታሊለን ከምኡ ዝገብራ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናይ ኢደን ከይተኸፍላ ክንደየናይ ይተርፋ። ኣነ ግን ርግጼኛ እየ ብዙሓት ኣሕዋተይ ከኣ ብገለ ጨካናት ኣወዳት ዓመጽ ይወርደን እዩ። ምናልባት ንናይ ራሄል ሓፍትና ብኽልተ ሸነኻት ይጥምቶየ ኣነ ከም ሰብ።
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ewe nsus brukey gn ane nsa tray aykonkun komu semiae abzi zelekuwo kea alewa ab feqedu hl kbla zweledom nsbuten wladka eyu dbla komu awedat wn aygedfun dngaxe deyblom denaqur meliom eyom ente kones Enten deqi anstiyo nahamq alena ab kndi Neti zeamexena denqoro wedka ternf nblo nhade mskin nbdl so that eye komu ele deymblah ember haqi haqi eyu kulu gzie keyfleyeni elka tgebro lomi nxbah Abi mezez hizu eyu dmex
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኺ ክብርቲ ሓፍተይ እንተኾነ ግን ዋላኮ እተን ካብ ካልእ ወሊደን ናብ ሓደ ምስኪን ወዲ ኣዳም ዘላግባ ተኾና ኣብቲ ሓቀኛ ምንባር ግን ናይ ሓሶት ናብራ ማለት ሰለማዊ ዘለዎ ሂወት ከምዘይብለንስ ብሕልና ክንርድኦ ኣለና። ኩሉ ግዜ ዘሕስበኒ ኣብቲ ወዲ ኮነ ጓል ንበደል ክዋፈር ከሎስ ሕልና ናበይ ይኸይድ ማለትዩ ብጣዕምዩ ዝገርመኒ። ብዝኾነ ከይነዓቕኪ ስለዝመለስክለይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የኽብረለይ።
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ja mearey hlna dea nshtey amlak endiyu abey kterf entay dea hlnaka shetka mnbar koynu dehar kea hmaq delo ab Habeshana seb keybleni eyu seb keybleni Abi nay hangol xegem eyu dsb
@lidulove3192
@lidulove3192 4 жыл бұрын
Hawna dhan kulu fiqad amlak eyu nska gn kidmi eti muslimu rkib gerna elkana kal dma kibredinglna arekibato elkana eske abrh ablo kibre dinglna arekibatka do
@bereketgoitom3370
@bereketgoitom3370 4 жыл бұрын
Kemey tkonu kubrat zarawyan ab srahkumn thbwo mesati zkone tmhrtn keyemesgenku khalf aydeln eye hji ka nay hawna Adress mdeleku nere
@bereketgoitom3370
@bereketgoitom3370 4 жыл бұрын
Nay wezbi Maletey eye
@estifanosgebraytela4737
@estifanosgebraytela4737 4 жыл бұрын
Habtimka keytkewn abzi 11 ametat kkkk
@yahooyahoo6909
@yahooyahoo6909 4 жыл бұрын
እዝስ ብሕልሚ ተራይኩም ከይኮውን ዛራውያን ኣማኩሩኒ ክብለኩም ሓሲበ እሞ ኣይኣመንኩን
@estifanosgebraytela4737
@estifanosgebraytela4737 4 жыл бұрын
Check DNA
@mekonenkesete8788
@mekonenkesete8788 4 жыл бұрын
mesa qaxel
@makhulu2013
@makhulu2013 4 жыл бұрын
Zekeberka biniam ezi aynet zegatemom ab kulu haymanotat alow . yeiruk koynom yexenghu emo tensi mes agateme kliteom tesemameom nab kali seb yexegeu esu gin dunqurina ember zwiled kola yebdelu Eyom zelow ane kelabeweka zekiel gin bejaka keytegedfa gual terekbo buzuh eu kab zeyhaymonta welida elom keseiba zekiel tenexelo teredeuwa eu kamu gera ember neaka ketbedil aykonetin .buzuhat aslamin kiristianin kamu zegatemen yefelit ane, gin keytegedfa bejaka
@shamwediesrajr5632
@shamwediesrajr5632 4 жыл бұрын
Eway haftey 😭😭😭
@user-lh6gr9qw6p
@user-lh6gr9qw6p 4 жыл бұрын
Binyam hawuna xbuk aygeberkan Mknyatu kulu eti haki tenegirkni aygedfekn eye elka kal atikalas hji dea entay terekbe kalka teaxf neaka ktbl 11year texebyas hji entaydo kemey do tbl
@fillilover1132
@fillilover1132 4 жыл бұрын
Ata hawey 11 amet texebeyato deykonet atalilato eu zibehal slezi entay gega alewo esu nata u eti gega zeyweladka aiweladkan eu. Wela behiji wn kisun hiwet kehlefu aikielun eyiom.
@betfikriegziabher2983
@betfikriegziabher2983 4 жыл бұрын
Zara filtet zeykone Zara hasot eyu kibhal zigbio ezi
@umahlam
@umahlam 4 жыл бұрын
Zikeberka Hawna Binyam Anesi nieshitey hasab biakmey kihbeka Kem galensteyti meten baela diya tegagiya Wela Amex eyu aganifwa dikone koynu endiyu ,,,, Kem bealti Betkan Ade dekikan meten Stera Azika eka dima tefkira , ni ninfa's Aythaba wela nidekika keman Abi besela aytgdefelom biflay Nezi Abi wedika malet eyu nay siga dweledeka tray aykonen aboka dikoneka Ezi kolia dima gena ab kebdi adiu kolo eyu wedika koynu sile zi ni hji kismeaka ykiel eyu gna aytbedlo Nezi kolia wela nisebeytka hdie elka hsebela wela nisdraka dengr keman yeblkan ,,, Mbelku Xexbiku yehsbka fetari yhagzka Binyam hawey
@sarilehaile7560
@sarilehaile7560 4 жыл бұрын
No aytgdefa bro b shigra ya tkewn malet zeygage seb yelen kulushae ykre behalti nukun mkniyatu amlak fkri u nsa kea tefkreka ya ajoka aytgdefa bejaka sdrabiet ab natka hiwet ayyatwun yom neti wedka reayo hawey natey
@makhulu2013
@makhulu2013 3 жыл бұрын
Ane Amani mislmina eye hanti kea likie kemzi kamaka agatimuni kab amani kristina tenisa kliteom tesharikom misay xotawi rkib kamtgebir geroma dehreu ab 8 werhi harisa dehri 3 amet koyki eti haki negiratini. Abo nayta hixan inda felete nabey selezxegealey intay geberet hixan eya ele bsimey kam gualey yeibiya aloku kab dekey nelali yfetwa gual 9 amet gera ala kisab hji abua hatituwa ayfltin eu wela inte hatitu ayhibon eye
@omermahamed7871
@omermahamed7871 4 жыл бұрын
Nbret trekibu bka tesekifa hibato
@mathiatemesghen3496
@mathiatemesghen3496 4 жыл бұрын
Intay koine elka ktgedfa,
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 4 жыл бұрын
*@ራሀል መኣስ ያ ንስድራኻ ኣብ ብርኮም ተደፍኣ ይቅረታ ክትሓት ባ ኢዛ ጋል ኣጥዓየትን ተጥቀቅ ሓወይ ክልተ ግዝይ ክትጽፋዕ ሓወይ*
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 4 жыл бұрын
ይቕሬታ ግበረለይ ምስትውዓል ዘድልዮ ሓወይ። ብዓቢኡ ነቲ ምስኣ ክነብር ዝመረጸቶ ሰብ እኮ ይቕሬታ ሓቲታ ኩሉ ምስጢራታ ነጎራቶ። ስለዚ ቢንያም ሓውና ከምቲ እግዚኣብሄር ማቴዎስ 5 (Matthew) 7፤ መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።ዝብሎ ንሓፍትና ራሄል ምሕረት ጌሩ ነቲ ካብ ካልእ ሰብኣይ ዝተወልደ ቆልዓ ናይ መንፈስ ወደይ ብዓቢኡ ከኣ ወዲ ሰበይተይ ኢሉ ኣሚኑ ትቐቢሉ ሓዳሩን ናብርኡን ክመርሕ ይምነ።
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 4 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ኦከ ቅዱስ ሓሳብ ዩ ኣነ ኮ ዘዘስክፈን ዘሎ ምሱድሩኢ ኣብ ምንጋር ሱዱሩኡ ስለ ዘይ ተቅበለቶ የ ድሓር ክኣ ኢት ቀንድ ዝወለደላ ኣሙኑሉ ድዩ ምናልባሽ ኣጽብቅካ ምድቃቅ ይድልዮ ዩ ኢዝ ጉዳይ ብሃል የ ብርግጽ ብቅንዕና ኢንተ ኮይሙ ኢት ይቅረታ ጸግም ይንሉል ካንብ ካሊኢ ምውላዳ ሓቢብ
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 4 жыл бұрын
ምናልባት ውን ከይኣምነላ ይኽእል እዩ ። ኣነ ከም ሓሳብ ንሳ ነቲ ዘጥነሳ ወዱ ሙኻኑ ትነግሮሞ ምእማን እንተ ኣቢዋ በዛ ዘለዋ ብስም ቢንያም ሓውና ይጽዋዕ ብዝተረፈ ግን ስድራ ድሕሪ ቢንያምን ራሄልን እምበር ኣቢዚ ሰዓትስ ቅድሚ ክልቲኦም ነዐኦም ዝምልከት ኮይኑ ኣይስምዓንን። ምኽንያቱ ዓብዮም ኣብ ውላድን ሓዳርን ስለዝበጽሑ እንደገና ከኣ ክምቲ ክልና ንፈልጦ ሓቂ ቃል ከቢድ እዩ። ስለዚ ሓቂ ንገርኒ እምበር ኣይጠልመክንየ ኢሉ ቃል ኣቲላ ኣሎ። ምናልባት ኣንዊሔልካ ይቕሬታ ግበረለይይይይ።
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 4 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ኦከ ጽቡቅ ዩ ንወልድ ይምልከቶም ዩ ግድን ክንግሮም ኣሎዎ ድሕሩኡ ምስ ስዱሩኡ ትራዳኡ ይፈትሖ ኢንተ ንት ኩውን ምቅባል ኣብዮም ሱዱሩኡ ናይ ክትኦም ውሳነ ይገብር ይብል
@nlewtiminbar2643
@nlewtiminbar2643 4 жыл бұрын
Ata tzareb deleka eu mkri zedlyeka zelo amkruni naka ztemeka gber belo
@user-or5qi2fy6z
@user-or5qi2fy6z 4 жыл бұрын
ዛራ ፍልጠት ኣነ ኮ ክፈትወኩም ሰስኑለይ ደቂ ኤረይ
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 жыл бұрын
እንዃዕ ብዳሓን መጸኩም
@aronramsey3298
@aronramsey3298 4 жыл бұрын
እዋይ ተሰኪፋ ሂባቶ ኣብ ገዝኡ ስለዝሓደረት ደስ ስለ ዝበላ መን ኣገዲድዋ እዚ ዘይከውን ምኽኒት ዩ ቀዳማይ ነገር ፡ደሓር ከኣ ግብራ ስለ ዘሕፈራ ክሉ ጽቡቅ ነገር ትገብረልካ ኣላ ስለዚ እዚ ምስ ልቦናን ፍቅርን ዘቁጽሮ ኣይኮነ ተጠንቂቅካ ካልኣይ ግዜ ከይትሕረድ ህድእ ኢልካ ወስን
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 4 жыл бұрын
ስብብ እዮ ጓል ዝይትረከብ ዝይብላ
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 жыл бұрын
ክብሪ ድንግልና ኣረኪባቶ ትብል ድኣ ቅድሚኡ ዶ ኣይኮነትን፡ኢያ ምስ ቢኒ ግብረስጋ ፈጺማ
@user-ht3sv2vm8x
@user-ht3sv2vm8x 4 жыл бұрын
1:51 ስምዓዮ ካብ ዝተራኸብሉ ናይ ወርሒ ገለን ወሲኻ ጥንሲ ኣለኒ ኢላቶ ሰለዚ ቅድሚኡ ምስቲ ወዲ ርክብ ፈጺማ ኣላ ማለት ዩ
@feqarlibey3516
@feqarlibey3516 4 жыл бұрын
Ewae fexima zey tiridaka kidim misaka rikib fexima duhurieu sidet mis kedka Tenisa eti tinisi kea bidihireka eyu dinigilina arekibato hutoka kulu gega ale hawey
@wedieri2301
@wedieri2301 4 жыл бұрын
Antay aynet fezaz eka amo ka shgr weridni anda beletka 😒😒🤔
@biniamtekeste1162
@biniamtekeste1162 4 жыл бұрын
feqir yeabi bini bro yeqira belela
@dinuanbes9552
@dinuanbes9552 4 жыл бұрын
Kexl msa meknyatu eza hadega weridwa
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 4 жыл бұрын
No Haway Natay Ay Tegdfa Hesbalu
@user-bo1kw8vw1c
@user-bo1kw8vw1c 4 жыл бұрын
Kkkk ተሰኪፋ ድንግልንኣ ኣረኪባቶ
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 4 жыл бұрын
kkk yigermeka u ko skifti geru fetirwa wedey.. teritas tihankeley
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 4 жыл бұрын
kkkk kitsikef meat ya gn blbi, tesekifas dnglinea hibato entay aynet zemenawi azerariba eu ziy.. simae ane yehxir abile kinegreka shifun kem efun zibehal neger alo. kem bela za seb amselu aynet ya kulu negera, gena gena xibuk gerka miflata kedliyeka eu tetenkek☝️
@awethiyab2264
@awethiyab2264 4 жыл бұрын
Bini hawena rahel tefqreka eiya yqre belela ay tgdefa
@user-qk2rh3fg4b
@user-qk2rh3fg4b 4 жыл бұрын
Amlak yhagezeka hawey
@arfessa2571
@arfessa2571 4 жыл бұрын
ትተራተር ኢንተ ነርካስ ካሊኣይ ዉላድ ኣይመድለካን ነሩ ስጋአ ሃቁ ትፈሊት ሂጂግን ሃላፍነቲካ ዊሰድ
@saadassaa2910
@saadassaa2910 4 жыл бұрын
wawu
@muliemuler9036
@muliemuler9036 4 жыл бұрын
Msa kexl
@salihasile324
@salihasile324 4 жыл бұрын
Anta neaba yitehawawesekalo mejemeriya izi wedi aberyra kelp tsotawi rikibfetsimom bidihriyu nisigrodob kaydu ilkanado ::tamamm bidihriyu kea mis hade I net muslimina zokone wedi dingilinia wesidula ilkana kibrE dingilinia wesidula ilkana amahayisha
@meseretokbazghi7514
@meseretokbazghi7514 4 жыл бұрын
Welkom
@kakajebena1908
@kakajebena1908 4 жыл бұрын
Hawey natey ezi agatimuka zelo neger bzuh eko kebid entekone gen ane kmekreka zkiel keytgedfa msea kexel mkniyatu eti kolea eko bsega iu wedeka zeykone ember bmenfes eko natka iu kalieay kea kabea kalie kolea welidka ika. So ane msea ketkexel eye zmekreka...
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 4 жыл бұрын
Suk elka hadarka gber kolia kea etay key gebrekum hadarkum tirsy gberu edhir tifetwa ete koynka dea
@kibromsolomon5128
@kibromsolomon5128 4 жыл бұрын
Mehemerta dnglna nkale seb zerekebeto eka haqifkaya thadr nierka. Slezi kab àmenża afqarit eka weludka.slezi tfetwa entedea konka eti hatyat hansab atikayo slezkonka hji nab kal'e gal hiwàn chemleqleq enteĺkà hatyat tray eka ktwsk
@mebrahtomgaym4262
@mebrahtomgaym4262 4 жыл бұрын
Msa kexl hawey
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 4 жыл бұрын
Mesa nebar aytegdefa hawey natey ajoka amlak zebelo alo nefseka aytewadek nesa bela sela nagerateka dehar ke teamexa embel fateya ayhabeton ajoka lebam sela zekoni aytegdefa
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 16 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 44 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 68 МЛН
ታሪኽ ሂወትን ኣማውታን ማይክል ጃክሰን እንታይ ይመስል ?
23:18
ሕነኣ ኣብ ልዕሊ ዓማጺኣ ዝፈደየት ሰናይት
16:00
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 88 М.