ንጠንቀቕ! ኣብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘሎና ፍቕሪ ብኸምዚ ኢና ንገልጾ። /// ሥልጣን ከሰተ ( ሰሚዕና ሼር ንበሎ )

  Рет қаралды 13,167

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

2 жыл бұрын

Пікірлер: 299
@user-gp7yk6il5u
@user-gp7yk6il5u 2 жыл бұрын
እግዚአብሄሔሬ ኣምላኬ ኣበታቁኑዕቲ ሃማንተ ኦርቶዶክስ ቶዋህዶ ይፅነዐና ስልጣንይ ምማህረይ 🥰🥰👏👏👏
@smeraakrbt4682
@smeraakrbt4682 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና
@meriweldegbreal848
@meriweldegbreal848 2 жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ መምህረና ሰልጣንይ እግዚአብሔር አምለክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክልካ
@user-lo8lg5jd1f
@user-lo8lg5jd1f 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፅእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓውና ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚእብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሰልጣነይ ዝተምሃርናዮ ኣብ ልቦናና የሕድሮ ኣብ ሃይማኖትና የፅነዐና ካብ ሃይማኖቶም ዝወፁ ናብ ልቦም ይምለሶም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ፆሎት ኣይፈለየና ሰላምን ፍቅርን የውርደልና✝️🤲🤲🤲😢
@salamaaa905
@salamaaa905 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገንስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዘለካዮ ክቡራት ኣሕዋተይ እቲ ዋና መፅሓፍ ምንባብ ንፉቶ ካብኡ እቶም ዝፃረሩና መልሲ ንህቦም ምእንታን 👏👏👏
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 жыл бұрын
ስላም ሓውና እንቃዕ ደሓን መጻኻ ጎይታይ ጎይታይ ስለ ዝበሉ ዝደሓኑ ይመስሎም ህዝብና ጥራይ እዩ ከስተውዕል ዘለዎ ሞት እንበር ድሕነት የለን ኣብ መናፍቓን
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 3 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁵ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ⁶ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። ⁷ ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም። ⁸ ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፡ ደሃይ ኸኣ ትሰምዕ፡ ካበይ ከም ዚመጽእ ናበይውን ከም ዚኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ። ⁹ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ እዚ ደኣ ኸመይ ኢሉ ኪኸውን ይከኣል፧ ኢሉ መለሰሉ። ¹⁰ የሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ … ¹⁶ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ¹⁷ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። ¹⁸ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ¹⁹ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። ²⁰ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። ²¹ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
@fserdset9152
@fserdset9152 2 жыл бұрын
ኣሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚእብሔር ኣምላክ ስልጣነይ💘💞💘💞ሓደ መዓልቲ ከኣ ናዓና ንተጋሩ ዘፅናዕን ምክርን ትምህርትን ሒስካልና ንዓ ንሕና ተጋሩ ሕማቅ ኣለና ኣብ ጭንቀት ኣለና ገለ በለና💔😥ብቃል ኣምላክ ገይርካ ቁርብ ትምህርቲ ሒስካልና ክትመፅእ ተስፋ እገብር😭😭😭😭ህዝብና ይሃልቅ ኣሎ ሰብ ብሂወቱ ከሎ ሓዊ የንድድዎለው 💔💛💔💛💔💛❤️😭😭😭😭😭😭😭
@AkezaHagos
@AkezaHagos 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሥገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና❤
@user-zb8lg6bv9c
@user-zb8lg6bv9c 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ አብ ሱዑዲ ዘለና ብሻላ እግዚአብሔር ዝሳእና የብልናን እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ካስካብ መሻረሻ ኣምላክ ይሓግዘና
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ✅💯🔐⛪✝️
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ በሰላም መፀእካ ሰልጣኑ ሓውይ ብሓቂ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላእክ አሜን💒 ደቂ ትግሪይ ዓደይ ፀናዕት ይሃበና እግዚአብሔር አምላእክ ደ እሕዋትና መንግሰተ ሰማይተ ያዋሮሶም 😢💔
@user-fj7fc9cq2g
@user-fj7fc9cq2g 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን😢💔🤲
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
አሜን፫ ጓል ሓዉ ጣዕማም ሓዚስ ልቢና ቆሱሉ ብኽያት ኾይኑ ምግብና ኡፉፉ
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
@@akezaberhe6216 አጀና ክወግሕእዩ ጓል ሓዉ ኣይትበክዪ ከይ አሕመኪእግዚአብሔር አምላእክ ልቦና ይሃቦም😢
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 💔💔💔
@user-kv9cn1zn3q
@user-kv9cn1zn3q 2 жыл бұрын
አጆና ክብራተይ ካሓልፍ እዩ😓😰
@user-pw2zm9dh7i
@user-pw2zm9dh7i 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰላመ እግዘቤሄር የብዘሐልካ 👏👏👏
@user-qu9of7jf9i
@user-qu9of7jf9i 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህራና ቃል ህይወት ያስመዐና
@user-zk1fn4rz2p
@user-zk1fn4rz2p 2 жыл бұрын
እንካዕ ብድሓን መጻካ ክቡር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ 👏👏👏
@mostafaa663
@mostafaa663 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህርና ስልጣን 🙏💒🙏
@user-kv9cn1zn3q
@user-kv9cn1zn3q 2 жыл бұрын
ሰላም አምላኽ ምስ ኹልና ይኹን ስድራ ልኡል እግዚአብሔር ከመይ አለኹም ክብር መምህርና ቃል ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና ፀጋኡን ያብዘሐልካ✝️❤❤😘
@filimonabraham5472
@filimonabraham5472 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን ስልጣን ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ ።
@user-nl5nb6nd2l
@user-nl5nb6nd2l 2 жыл бұрын
አሜን(3) እንካዕ ዳሕና መፃእኻ ክዉር ሓውና ስልጣንየ ቃል ህይወት የሰመዐልና ባሓቂ ሓቂ እዩ አሕዋተየ ጥንቅቅ ንበለ በተለይ ሰዕድ ዓረበ ዘለና💞💞💞💞
@hannihannu6992
@hannihannu6992 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረኩቱ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኢካ ክብር ሓወይ ስልጣነይ መዓረይይ❤❤☘️☘️
@goodplaza6109
@goodplaza6109 2 жыл бұрын
አሜን (3)ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ስልጣን ናዓና እውን እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘና 🤲🤲🙏🙏🙏
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 3 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁵ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ⁶ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። ⁷ ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም። ⁸ ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፡ ደሃይ ኸኣ ትሰምዕ፡ ካበይ ከም ዚመጽእ ናበይውን ከም ዚኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ። ⁹ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ እዚ ደኣ ኸመይ ኢሉ ኪኸውን ይከኣል፧ ኢሉ መለሰሉ። ¹⁰ የሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ … ¹⁶ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ¹⁷ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። ¹⁸ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ¹⁹ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። ²⁰ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። ²¹ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ብሓቂ ንጠንቀቅ ኢና ክቡራተየ አብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ፈጣሪ
@negestyhaylu5321
@negestyhaylu5321 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን
@user-sv9wp6ls9g
@user-sv9wp6ls9g 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና 👏👏👏 ስልጣነይ ዘፍቅረካን ዘኽብረካን መምህረይ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ጸግኡን በረኸቱን የብዝሐልካ የኔ መልካም❤😇💒✝️
@user-bg5vt4mg7z
@user-bg5vt4mg7z 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሠናይይ የስመዐና ኩቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዛብሔር ኣምላክና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብመገዱ ይምረሓና 🤲 ንፈትወካን ነክብረካን ነፉቅረካን ክቡር መምህርና ናይ ክርስቶስ ኣምላክና ወታደር ✝️
@user-gb1yu6td3x
@user-gb1yu6td3x 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ከቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@user-gq2gl2xf6v
@user-gq2gl2xf6v 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ጹጉኡ የብዘሕልካ ኩቡር ሓውና 🤲✝️
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 жыл бұрын
እሸኒ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ካሙኡ ክንገብር ይሓግዘኒ ስልጣነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክልካ ብሓቂ ስልጣነይ መዓረይ ንዓካ ዝሃበና እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤❤☘️☘️☘️
@user-kv9cn1zn3q
@user-kv9cn1zn3q 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ አነ ዉን ሳብያ እየ ዘለኹ አነ ዝፈልጠን ዉን አለዋ አሕዋተይ መናፍቃን ብጣዕሚ እና ናመስግን ክብር መምህርና ሸር ሸር ንበሎ ያሕዋተይ😓😓
@user-jz2nc6xt5k
@user-jz2nc6xt5k 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብስላም መፅካ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@medhini7477
@medhini7477 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና ኣብ እመነትና የፅነዐና ቁድስ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን፫
@abebetegaw1809
@abebetegaw1809 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣጀኻ ቃል ህወት ያስመዐልና
@samerabb1026
@samerabb1026 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ስልጣን ሓውይ 💞💞💞💞
@user-nu1ye9nw4v
@user-nu1ye9nw4v 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡን በረከቱን ኣብሑ ይሃብኻ እግዚአብሄር ኣምላክ ትምህርትኻ ንህወትና ለዉጥዎ እዩ እዩ እሞ ከማኻ የብዚሐልና እግዚአብሄር ኣምላኽ 👏👏👏
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀለፀልካ ክቡር ሓውና ኣብታ ቅድስትን ኣፅናፋዊትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና የፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ
@edulhans1455
@edulhans1455 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና። ዓይነልቦናና ይኽፈተልና።ብሓቀኛ ሃይማኖትና የፅነዐና።
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 3 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁵ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ⁶ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። ⁷ ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም። ⁸ ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፡ ደሃይ ኸኣ ትሰምዕ፡ ካበይ ከም ዚመጽእ ናበይውን ከም ዚኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ። ⁹ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ እዚ ደኣ ኸመይ ኢሉ ኪኸውን ይከኣል፧ ኢሉ መለሰሉ። ¹⁰ የሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ … ¹⁶ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ¹⁷ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። ¹⁸ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ¹⁹ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። ²⁰ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። ²¹ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
@user-pn1rk3ib3h
@user-pn1rk3ib3h 2 жыл бұрын
1ይ ባዕለይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
ኣነ እየ🙄
@user-ve4dq5fb3o
@user-ve4dq5fb3o 2 жыл бұрын
@@dnglmaryameyarfutalbey1494 ማዕረ ኢና ኩልና አሕዋተይ😁❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
@@user-ve4dq5fb3o እሺ😁 እምበይተዋኒ ጓል ዓደይ❤
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 жыл бұрын
ምኣዝ እየ ዝቅድመካ ኣነ 😄😄👍👍
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 жыл бұрын
1ይ ባዕለይ 😁😁😉😉
@user-ce2qw7dp2m
@user-ce2qw7dp2m 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር መምህርና
@user-nr2gp1wy9r
@user-nr2gp1wy9r 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ባባኻ ምኽንያት ፀሎት ልክንገብር የበራትዐኒ ጭንቀተይ ተረሰዐኒ ታእየሞ ክብለካ ንበረልና እስቲ መፀናነዒና 🙏🙏🙏💞
@user-vb3ud3tl2e
@user-vb3ud3tl2e 2 жыл бұрын
ቅድስት ድንግል ማርያም ታሓግዝኻ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብኻ ይፈጽመልኻ ቃልህወት ያስመዐና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ በርትዐለይ ስልጣነይ ስል ጥዑም ትምህርትኻ እግዚአብሔር ያሃበልና አብ ፀሎትኻ ዘክረን ድአነ ደካማ ሓፍትኻ 👏🥰
@user-wd7vi5ij3b
@user-wd7vi5ij3b 2 жыл бұрын
አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እንካዕ ዳሓን መፃእካ አንሕናውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ናይ ነብስን(ህይወት) መምህርና🌹🙏❤
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 2 жыл бұрын
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካናይ አገልግለትካ ዘመን ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና አሜን ንሕናውን ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ ክቡር ሓውና ምስትውዓል ይዓድለና አምላክ
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመሰገን እንኳን በሰላም መጣህ ውድ መምህራችን በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ጸጋውን ያብዛልህ
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 2 жыл бұрын
ብትግርኛኺ ዘትጽሕፊ ትግራወይቲ እንተኾይንኪ ዋእ
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
@@BanaLoveHabesha በአምሓርኛ እንተጽሕፍካ መንግሰተ ሰማያት አይውርሰን ተባሂሉ ድዩ🙄
@user-sd3hc4em5m
@user-sd3hc4em5m 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኩቡር ሓወና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ🍀
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይይይ ብጣዕሚ እዪ ምቅር ዝኸነ ትምህርቲ ዘሚዕካ ዘይምኖ ኣሰይ እንካ ተሰደትኩ ተሰዲተ እለ ይሓዝን ነይረ ግንካ ብኣንፃሩ ዳኣ መንገራይን ፀገመይንስ ንጥቅመይ ከይኑ ተመስገንንን✝️✝️✝️✝️✝️
@saramohammed4239
@saramohammed4239 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክበር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እሺኒ ክብር መምህርና ፀጉኡ የብሓልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን🌷🥀🥀🥀🥀🙏😘😘🙏🤲🤲🙏🅰️
@biniyamwolday5108
@biniyamwolday5108 2 жыл бұрын
Sara haftey gn kab Muslim dki nab Christian teqeyrki 🥰
@user-fi9sr2cr9s
@user-fi9sr2cr9s 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@haninaty8764
@haninaty8764 2 жыл бұрын
ክብርን ኣምልኾን ስግደትን ነዓኻ ይኹን ግይታ ቃለ ሄውት ይስማዓልና ኩቡር ሓውና ።
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 21 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልካ ክቡር መምህርና ❤🎉🎉
@user-wl5ty6ye8c
@user-wl5ty6ye8c 2 жыл бұрын
_እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቒ ቓለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚኣብሔር ኣምላክ የብዘሐልካ ብሓቂ ኣነውን ካብዛ ቤትክርትያን እዚኣ ብምፍጣረይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ተመስገን❤_
@user-sl2nr5jq5u
@user-sl2nr5jq5u Жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃል ህይወት የስመዐልና👏❤
@zyz9862
@zyz9862 2 жыл бұрын
እኻዕ ዳሓን መፃእካ ኩቡር ሓዉናን መምህርናን🤲🤲🤲
@user-ju3sv7vw5l
@user-ju3sv7vw5l 2 жыл бұрын
እግዛቢሄር ይመስገን ስልጦነይ እንካዕ ብዳሓን መፀካ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ ክብረተይ🙏❤
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 3 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁵ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ⁶ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። ⁷ ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም። ⁸ ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፡ ደሃይ ኸኣ ትሰምዕ፡ ካበይ ከም ዚመጽእ ናበይውን ከም ዚኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ። ⁹ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ እዚ ደኣ ኸመይ ኢሉ ኪኸውን ይከኣል፧ ኢሉ መለሰሉ። ¹⁰ የሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ … ¹⁶ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ¹⁷ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። ¹⁸ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ¹⁹ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። ²⁰ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። ²¹ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላም ሰላም እንኳዕ ብዳሓን መጻእካ ክቡር መምህርና አሜን አሜ አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና✝️
@segenweldemichael9745
@segenweldemichael9745 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመኣልና ኩቡር ሓዉና 🙏⛪️🙏
@fhfu4038
@fhfu4038 2 жыл бұрын
ኣሚን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኮ ኣምላክ ስልጣነይ ማዓረይ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና
@user-jq2pr1kr4o
@user-jq2pr1kr4o 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቀደም 2009,ነይራ ኣፍራሕ ድያ ገለ ትባሃል ብዙሓት ቆልዑ ካኣ ትቅይረን ትባሃል ነይራ በተለይ ደቂ ራያ ከባቢ ኤርትራዉያን እዉን ነይረን ንፈርሕ ነይርና ናብቲ ዝነበርናሉ እዉን ትመፅ ነይራ እየሱስ እየሱስ እናበለት ቲቪ ወሊዒ ትነብዕ ነይይራ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ሓንቲ እካ ኣይከደትን ካብቲ ኣብኡ ዝነበርና እታ ዝነበርናላ ባዓልቲ ገዛ እዉን ትመክረና ነይራ 🙏✝️
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሰልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዒና ይሃብካ ፈጣሪ ኦ እግዚአብሔር ባዓልካ ሓልወና ሰላምካ ምሕረትካ አውርደና አምላኬይ_
@nabiatharagot4053
@nabiatharagot4053 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ይስማዐክ
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ስልጣን ሓወይ ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብርሓወና ሓሳብ ልብካ የስመረልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኳዕ ተሰደትኩ ኣነስ ተመስገን ንኩሉንኽረኢ ዝፍጠረካለይ አምላክይ ተመስገን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ኣብታ ቅድስቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና ንመናፍቃን እውን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልቦኖኦም ይክፈቶ 🤲🤲🤲 🙏🙏🙏 ✝️✝️✝️ ⛪️⛪️⛪️
@user-vk3yg1tz5y
@user-vk3yg1tz5y 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብር መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ናይታ ብስጋን ብነፍስን ድንግል ዝኮነት ቅድሳት ኤደን ድንግል ማርያም ፀሎትን ኣማላድነትን ናይ ፍቁር ወዳ ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሕረት ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን🕊
@anama5649
@anama5649 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር ሓዉና ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የቡዘሐልካ
@user-ve4dq5fb3o
@user-ve4dq5fb3o 2 жыл бұрын
እኳዕ ዳሕና መፃእካ መምህርና መዓረይ🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር ሓወና ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልካ ጥበብን ምሽጥርን እናገለፀልካ ይኽድ ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህረይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏 ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘና ህዝቡ ክርስትያን አሜን ፫ ✝️
@huruyhuruy0007
@huruyhuruy0007 2 жыл бұрын
እግዘኣብሔር ምሑረቱ ይውርድልና ስልጣን ሓዉና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🇪🇷🤲🤲🤲🤲🤲
@user-ys1cg9dv8g
@user-ys1cg9dv8g 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ሰልጣን ሓወይ ዝፈትወካ መምህረይ
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሥገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር መምህርና
@messmess9460
@messmess9460 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ሓወይ በረከትን ፀጉኦን የብዘሐልካ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንበረ🙏💓💒💓
@algamichael8910
@algamichael8910 2 жыл бұрын
Amen,amen,amen❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@salamsa4185
@salamsa4185 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስዕዲ ዘለና ኣሕዋተይ ዓብዪ ጥንቃቀ እዩ ዘድልየና እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልወና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ዳሓን መጻእኻ መምህረይ🙌❤ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና👏❤
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 11 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale hewit yesemalna brukey hawna 🙏✝️💒🙏✝️🙏
@tdf8017
@tdf8017 2 жыл бұрын
nay bhaki kal hiwet yesmelna kbur memhrna amlak selamu yebzhelka amlakna bmhretu ytemtena amen🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@melimeli8355
@melimeli8355 2 жыл бұрын
ኣሰይ 🙏🙏🙏💒❣️
@GgGg-mx7lb
@GgGg-mx7lb 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 2 жыл бұрын
ብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃል ሂዉት የስመዐና
@user-gi5fw9ws6d
@user-gi5fw9ws6d 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰማዓሌንመምህር ሥልጣን ሓወየቃልህይወትያሰማዓሌንመምሃርፀገአየበዘሐለካ 💐🌹🌻🌿🍀🍃🌸🌺👍🌼🇻🇳🥀😂😂💐🌹🌻🌿🍀🍃🌸🌸🌺🌼🇻🇳🥀💐🌻🌺💐
@user-fd4cq2qv1d
@user-fd4cq2qv1d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር ሓዉና🙏🙏🙏
@salamsa4185
@salamsa4185 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዒና ያሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ
@user-ui7sr1nv9y
@user-ui7sr1nv9y 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአካ ክብር መምህረይ አነስ ትምህርትካ ብኣካ ሕግስቲ እየ ትምህረተካ ክሰምዕ እንተለኩ ጭንቀተይ እዩ ዝርሕቅ ልኣካ ዝሃበና እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገንፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ መምህረይ ማዓረይ
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 жыл бұрын
ከመይ ቀኒኩም ስድራ እግዚኣብሄር ናፊቀኩም ቀንየ ሸበካ ጠፊኡንስ በተለይ ስልጣን ሓውና ካብቲ ልሳንካ ዝወፅእ ቃለ እግዚኣብሄር ብጣዕሚ ናፊቀዮ ቀንየ
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እንኳዓ ብሰላም መፃእካ💒✝️🙏🕊💖💖
@user-bt9gi4hq3j
@user-bt9gi4hq3j 2 жыл бұрын
2ይ/ባዕለይ
@user-so5qz3bf1s
@user-so5qz3bf1s 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-rv3jc5dp4z
@user-rv3jc5dp4z 2 жыл бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@brktimulubrhan582
@brktimulubrhan582 2 жыл бұрын
Egzabher Amlak yemsgen kubur hawen sultan xegue yebzhalka egzabher Amlak edmen tenan yhabka fetri
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 2 жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ 👏👏👏 እግዝአብሔር አምላክ ዓይኒ ልብናና ይክፈተልና
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፅእካ ክብር መምህረይይይ ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱን ይብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ተመሰገን ንአካ ዝሃብና አምላክ እምነትና ዝፍልጠካና።
@user-zs7nv9cc3w
@user-zs7nv9cc3w 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ብዘይ ምፍላጥ ክብ ቤቱ ዝራሓቁ ወገናትና ብሰላም ይመልሰልና
@wintaabrham4567
@wintaabrham4567 2 жыл бұрын
አንቃአ ብሰላም መጻአካ ሰልጠነ ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ጎይታ
@tsigehadush7472
@tsigehadush7472 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና
@samerabb1026
@samerabb1026 2 жыл бұрын
በትክከል ክብር ሓውና እሸኒ ሸር ንብለ ስልጣንዋ ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና💘💘💘✅✅✅
@gje3168
@gje3168 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰልጣነይ ማዓረይ በሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኻ ልባመይዋ መስተወዐል ጅግናየ ኣይዘኻ በትክክል ድቂ ዓድና አለዋ 2 ዝቀየራ ገና ከይተናገርኻየን እየን ገፅ ዝኻልኣኻ ዓይነ ልብናና ይኽፈተልና እምብር
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
በምንታ ክርኽብካ ይኽእል ኣነስ ፍቃድኛ እንተኾይንኻ ሰልከን ክህብካ ነይረ ስልጣነይ
@jgfug9899
@jgfug9899 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና ክብር ሓወይ 🙏🙏🙏🙏💒💒💒
@meazisbhatu3110
@meazisbhatu3110 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalhiwet yesmealna amlak xegeu yebzhalka memhrey edmen tienan yhabka🙏🙏🙏
Orthodox tewahdo sbket ናባይ ተመለሱ / Sltan Kesete
23:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 3,7 М.
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 50 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 21 МЛН
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 24 М.
ኣምላኽ ቀያሪ'ዩ! መሳጢ ዛንታ
15:09
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 15 М.
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 20 М.
እንታይ ክትርእዩ ወጺእኹም? / ሥልጣን
18:42
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 3,8 М.
Когда встаёшь первым после посадки самолёта
0:34
Время горячей озвучки
Рет қаралды 1,4 МЛН
ОТЛИЧНАЯ ПАЛАТКА
0:23
KINO KAIF
Рет қаралды 4,9 МЛН