ንዝዕምጹ ብዘይ ኣፈላላይ ዓገብ ክንብሎም ይግባእ !

  Рет қаралды 512

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Ай бұрын
ሞጎስ ልሳንካ ምዓር ኢዩ ። ግን እቲ ርኹስ መንፈስ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ መዓልቲ ቀብሩ ስለዝኣከለት ሰይጣን ከፍጨርጭር ግድን ኢዩ
@jossiytewelde214
@jossiytewelde214 Ай бұрын
Ata wedi sgab maes ika ktzarb.beti natka hasab doctor abiy Nhgdef ksero iyu selezbelka.entay ateweka tzareb benzinka twedie.waes 2 melas konitka.
@user-fc6mc8pi2b
@user-fc6mc8pi2b Ай бұрын
I have Hope in new generation.
@donbosco3732
@donbosco3732 29 күн бұрын
ስለቲ ቅንዕናኻን ናይ ሕልና ሰብ ምኳንኻ ደስ ይብለኒ:: ኣብቲ መልእክትኻ ዘሎ back ground ደርፊ ናይ በዓል ወዲ ትኹል ነው በሎ :: ካልእ መንፈሳዊ instrumetal ተጠቀም ወድሓድንካ::
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Ай бұрын
ኣታ jossitewelde ስድነትካ ሒዝካ ሱቕ በል ሞጎስ ንጉሰ ብኣምላክ ሞጎስ ዝረከበ ኢዩ ንስካ ኣቢዶ ኢሰያስዶ ትብሎ ኣይኮነን ካብ ሰማይ ስልጣን ዝተቀበለ መንእሰይ ኢዩ እግሪ ናይ ምድራውያን ሓለፍቲ ይረግፅ እምበር ዝልሕስ ከምዝርይኮነ መንፈስ ቅዱስ እንተልዩካ ይውግኣካ ኣለኩ ግን ኣበይ ክህልወካ ብቅቡእ ስብ ዘንጸርጽር ሽግር ከምዘለዉ ርዱእ ኢዩ ሕጂውን ልብካ ይረበሽ ግድን ኢዩ ምክንያቱ ናብቲ ጥልቂ ክርይትሰደና በጃካ ኣብዘይ ግዝይኡ ንምንታይ መጻእካ ኢሎም ኢዮም ዓማዊልካ
@Openheart37
@Openheart37 Ай бұрын
Maranata እየሱስ ክመጽዕ ቀረባ ኢዮ. ጲላጦስ ንእየሱስ ዶ ንበረባስ ክፈትሓልኩም በሎም ህዝቢ ድማ ንበረባስ በሉ . ንምንታይ አማኒ የሱስ ድማ ፈቃድ አምላኽ ይኹን ደአ ንበል . ዘመን መፈጸምታ ጊዜ ሸቐልቀል ክኸውንን ሀሰውቲ ነብያትን መምሓራንን አገልገሏቲ ግና ንብረትን ሀብቲ አለም ዘቀድሙ መታለልቲ ክረአዮ ግድን እዮ. ግዳስ ክንሀሱብ ከም ቃሉ ክንጽሊ ከምፈቃድ አምላኽ. መንፈስ ቅዱስ አይፈለየና. አሜን Maranata.
@issaktekleab7107
@issaktekleab7107 Ай бұрын
አንተ በአጭር ጊዜ ታስረ ወደ ኤርትራ ትሄዳለህ እዛ ላይ በኤርትራ ህዝብና በመንግስት ፊት ላይ ትፈረዳለህ
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН
ብጾትኩም ኣይትረስዑ ደቂ ኤረይ
6:47
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 530