😂😂😂😂😂😂 ንዑ ንዑ ንዑ ረአዩ ኣሕዋት ብዚኣ ዘይባፅሐ ይህሉዶ? ፍሉይ ሳርፕራይዝ ኣፅቢ ወንበርታ 0939535888 ይደዉሉልና

  Рет қаралды 2,912

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Күн бұрын

😂😂😂😂😂😂 ንዑ ንዑ ንዑ ረአዩ ኣሕዋት ብዚኣ ዘይባፅሐ ይህሉዶ? ፍሉይ ሳርፕራይዝ ኣፅቢ ወንበርታ 0939535888 ይደዉሉልና

Пікірлер: 116
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ንዑ ንዑ ንዑ ረአዩ ኣሕዋት ብዚኣ ዘይባፅሐ ይህሉዶ? ፍሉይ ሳርፕራይዝ ኣፅቢ ወንበርታ 0939535888 ይደዉሉልና
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
እግዚኣብሔር❤ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብካ❤ሸዊተይ❤ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤❤ብሩከይ❤❤❤❤❤ደኪሙኒ ሪሒቁኒ ከይበልካ😢 ፍቃድኡ ገጠርን❤ከተማን❤እናተላኣክካ❤ንህዝብካ ተገልግል❤ኣምላክ❤ናኢድካ❤ይክፈልካ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
የቐንየለይ ዝሓፍተይ መዓረይ
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d Ай бұрын
ማሓዘል ብጣዕሚ አየ ዝፈቱ ተስፋ ኣለኒ ከብ ስደት ተመሊሰ ደቀይ ብማሕዘል ክሓዝል ኣብ ስደት ዘላና ኣሕዋተይ ኩላትና ስደትና የሕፅረልና🙏❤️❤️❤️❤️
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Ай бұрын
ማሕዘል ብጣዕም ደሰ እየ ዝበልና ተሰፍ ይገብሩ ካብ ሰደት ተመለሰ ወለዱ ብማሕዘል ክሕዘል ደቂ ሪመይ ❤😢
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 Ай бұрын
በጃኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ላይክ ኮሜንት ሼር ንገበረሉ ነዓና ጥቅሙ ተዘይ ተረአየና ንዕኡ ግን ጥቅሚ ኣለዎ እዩ🙏🙏🙏
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m Ай бұрын
ፅቡቅ ኣለኺ ሓፍተይ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ብሓቂ❤
@HaftomBleyeney
@HaftomBleyeney Ай бұрын
ብሓቂ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
የቐንየለይ ዘንሓተይ
@LamlamTaema
@LamlamTaema Ай бұрын
በሓቂ ለባም ሓፍተይ❤❤❤
@MihiraHailu
@MihiraHailu Ай бұрын
ፅቡቅ ደስ ይብል ኣነስ ኮሜንት ምፅሓፍ ጥቅሚ ዘለዎ የመስለንይ ነይሩ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ኣለዎ እዩ❤
@fycvhh8056
@fycvhh8056 Ай бұрын
ሸዉተይ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ወድነይ❤❤❤❤❤❤
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es Ай бұрын
እንጀራ ሕሱም ማሕዘለይ ከይመነክዎ 😢ስደት መሪፀ ኣብ 9ተ ወርሑ ወዲተይ ግን ተመስገን ሳላ ኣደዊተይ ወዲ 5ተ ዓመት ኮይኑለይ ዓለም በይነይ ዝወደይ ❤
@sarahabashi4167
@sarahabashi4167 Ай бұрын
ከማይ ሓፍትኪ 😢 ግን እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመ ልወለድና ልኣና ኣዕቢየን ንውሉድና ኣንሕና ብቻ ልቃሕና የመልሰና ኣዕሪፍና ወለድና እነብርየሉ ግዜ የምፀአልና
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es Ай бұрын
@@sarahabashi4167 ኣሜን ወለላይ ኩሉ ከም ፍቃዱ ኣምላክ ዝበሎ ይኩን
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Ай бұрын
አይዞክን ፍትዋተይ አዶ ኩሉ ግዘ ብርሃን ገዛ እያ መወዳድርቲ ዘይብላ ብስላም የራክብክን ❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
እግዚኣብሔር❤ናብ ማሕዘል ደጊሙ የብቅዕክን❤
@sarahabashi4167
@sarahabashi4167 Ай бұрын
@@ጓልሃገረትግራይ አሜን ዝያዳይ ❤❤
@mbbmbb715
@mbbmbb715 Ай бұрын
ኣስይይይ ለባም ሓዊ ባዓልይ ደስ ዘብለ ማሕዝለ እዩ ሽዊት ሓወይ ናዓይ ሓፍተኪ እዉን ገዚእካ ኣማጥለይ ክብርተይ ቁፅሉሎ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
እሽኒ ዝሓፍተይ
@user-cf5uc2ty8k
@user-cf5uc2ty8k Ай бұрын
ኣሰይይይ ሸውተይ ፅሩይ ለኣየይከ ባ ትልእከለይዶ ትኮውን ንስዕዲ ናፍቆዮ ማሕዘልዋ💖👏💖👏💖👏💖
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
እሽኒ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
❤❤ሸዊተይ ደስ ክብል እዚ ማሕዘል😊 በዚ ዝዓበየ ህፃን ስጡም ጀግና ዩ ።
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Ай бұрын
ንስኪ ከ ከመይ ኢኪ መድየይ😂
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
@@ጓልሃገረትግራይ ኣነ ዉን ብኣ እንድየ ዓብየ 😍 ብኣ ከዕቢ የ ድማ ዝደሊ ፈጣሪ ፍረ ሂቡንስ ብኣ ሓዚለ ለ ኣዕብየ ።😍 መፃኢ ለ ከምኣ ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ድማ ዘለዋ ድምፂ ሓሸዉ ሓሸዉ እናበለት ክትሰምዕያ ከለኺ 👍😍
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Ай бұрын
ካብ ስደት ተመሊስና ወልድና ንሓዝል ይግበረና ደቅመዳመይ ጀጋኑ
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ትዝታ ዓድና መሕዘል😢🎉🎉 ስደት ግን መን እዩ ጀምሮዎ እፍፍ ዓደይ ናፍቀ😥
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ Ай бұрын
አነ ብማሕዘል ፅልልቲ እየ እግዚብሔር ፈቅድዎ ካብ ስደት መልሲ ክንሓዝል😢😮
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Ай бұрын
አፅበይ መረበተይ ሎምስ ዓድና ናፊቅና እምበር❤
@Gal__madam
@Gal__madam Ай бұрын
ብዝወፀአ ይተከአልኪ ማዓረይ❤😊
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Ай бұрын
ደስ ክብላ ዘን ማሕዘል ዎጋባ ንገረና ሸዊተይ
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Ай бұрын
ሸዊተይ ፅሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ❤
@user-ct3cf3vl1h
@user-ct3cf3vl1h Ай бұрын
ሸዊተይ ጅግና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 Ай бұрын
Shewitey jegena lebam wedi hezebi edemen tenan yehabeka Fetari enkuae beselam metsaka berte zehawey ❤️❤️ ❤️❤️🎉❤️🎉
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha Ай бұрын
ማሕዘለይናፊቀ😢እህትዝታ ወደይዓብዩለይ ኢለሓፂበ ኣቀሚጠዮ ቁሩብ ድርቅ ኢሉ ነይሩ ከምባሓድሽ ኣልፊዐ ካሓዝለሉ እስቲ ሰናይ ትምኒትኩም ግለፁለይ🤲
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng Ай бұрын
ዛ ማሕዘል ደስ ክትብል ሸውተይ ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Ай бұрын
😮ዘዕበየኒ ማሓዘለይ ናፊቀዮ 😮❤❤❤❤
@desdesmedia
@desdesmedia Ай бұрын
😂😂😂😂😂 ገፀ በረኸት
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
ናይ ሰላም ድዩ ኣዚ ሰሓቅ
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es Ай бұрын
ሸዊተይ ጅግና ቀፅለሉ ብሉፀይ ዘሓወይ
@user-nw9sm1bj5b
@user-nw9sm1bj5b Ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ናይ ማሕዘል ነገር ግን ኣዘክርካኒ ንዓይን ንሕዋተይ ዘዕበይትና ፅቡቅቲ ማሕዘል ነይራታ ኣደዋይ ኩሉና❤😂 ክሳብ ናብ ስደት ዝወፅእ ጉድፈያ ነይረ ከዚ ግን ዳሃያ የብለይን ኣግልስካ እባ ዳሃይ ግበረለይ ሸዊቶም😅
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 26 күн бұрын
ኣድራሻ ለኣክለይ ደሃይ ክገብረልኪ ወይድማ ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ ዝሓፍተይ
@alemgebre712
@alemgebre712 Ай бұрын
ናብ ኣሜሪካ ለኣኩልና
@TreDge-v9l
@TreDge-v9l Ай бұрын
ሸዊተይ ጀግና❤❤❤❤❤❤
@user-hz3gz2hy9m
@user-hz3gz2hy9m Ай бұрын
አጀካ ጀጋና❤❤❤❤
@LamlamTaema
@LamlamTaema Ай бұрын
ሽዊተይ ጀግና😍😍😍
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ሸዊተይየ❤❤❤
@SaSw-dyfreweyni
@SaSw-dyfreweyni Ай бұрын
ኣጀካ በርትዕ ዝወይ ❤❤❤❤❤🥰🥰🙏✊😘
@Abi-rh1xr
@Abi-rh1xr Ай бұрын
ሰላም ሓወይ ናይ እኪሊ መጥሓኒ መኪነ ዋጋ እባ ኣቅርበልና ዝጥዕመካ እንተኮይኑ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Ай бұрын
ሽዊተይ ጅግና ቀፅለሉ
@user-pw8io3xg1p
@user-pw8io3xg1p Ай бұрын
የኔ ማር❤❤😂😂😂
@rrrshgshsh5882
@rrrshgshsh5882 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Vhk543
@Vhk543 Ай бұрын
2ይ ደረጅ እዩ አየወአ
@SdDf-p4k
@SdDf-p4k Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uh1ci2hm1f
@user-uh1ci2hm1f Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-ov1qt9kl4j
@user-ov1qt9kl4j Ай бұрын
ማሕዘለይ ናፊቆዮ😢😢
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemartakele
@yemartakele Ай бұрын
😍
@rtgh9245
@rtgh9245 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍💝💝👍👍👍👍👍
@user-my8yp8xv6l
@user-my8yp8xv6l Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SooquSabya-lf8oc
@SooquSabya-lf8oc Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cq1vy3xp1s
@user-cq1vy3xp1s Ай бұрын
❤😁
@user-og1fr8ps3q
@user-og1fr8ps3q Ай бұрын
❤❤❤❤❤🥰
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dnglmaryameyatsegey2593
@dnglmaryameyatsegey2593 Ай бұрын
ሸዉተይ ጅግና❤❤❤
@HaftomBleyeney
@HaftomBleyeney Ай бұрын
ብሓቂ ዓብይ ሰብ ኢኻ ለባም ክቡራተይ ሓደራኩም ነዚ ክቡር ሓውና ላይክ ሳብስክራይብ እናደገበርና ናብ ኣሕዋትና ሼር እናበልና ነበራታዓዮ እቲ ዝበለጸ ንዓና ንህዝብና ንሃገርና ዕቤትን ለውጥን እዩ ብሓቂ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@HaftomBleyeney
@HaftomBleyeney Ай бұрын
@@shewitmultimedia ሓወይባ ለባመይ ጸሊም ነዊሕ ቀጢን ዓርከይ ወዲእየ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
Kkkkk እሽኒ
@user-xq5fz1sr3j
@user-xq5fz1sr3j 25 күн бұрын
❤❤🎉🎉
@hsugsh9598
@hsugsh9598 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@4egegfhrhye89
@4egegfhrhye89 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@shewit2890
@shewit2890 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@hskf4344
@hskf4344 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m Ай бұрын
ማሕዘለይ🌷
@uvvv3820
@uvvv3820 Ай бұрын
ሽዊተይ❤❤❤❤ ጀግና
@user-fm1xf7qs8i
@user-fm1xf7qs8i Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bfnnz4108
@bfnnz4108 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🎉
@Tete_k12
@Tete_k12 Ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤❤ dleowoooo😢🎉🎉🎉🎉
@user-rk7yv9or6w
@user-rk7yv9or6w Ай бұрын
ቃዳመይቲ ባዕለይ ሸዊተይ😂❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
@@user-rk7yv9or6w ዋው ኣቲ ጅግና የቐንየለይ
@salamasalam1338
@salamasalam1338 Ай бұрын
ሸዉት ሓወይ 30 ግራም ወርቂ ክደይ አሎ 🙏
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 Ай бұрын
ወዲነይ💘
@AzebMehoni
@AzebMehoni Ай бұрын
💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹👍👍👍
@eddf9976
@eddf9976 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-uu9me3ms5t
@user-uu9me3ms5t Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@HdjJdjjd-y4f
@HdjJdjjd-y4f Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@aaaall7364
@aaaall7364 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ni1qr9ln5b
@user-ni1qr9ln5b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ucsufufsys-zw5qi
@Ucsufufsys-zw5qi Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SaSa-qx9qi
@SaSa-qx9qi Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-co9dr3ig9z
@user-co9dr3ig9z Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu Ай бұрын
❤❤❤
@alanb3238
@alanb3238 Ай бұрын
❤❤❤
@user-rh2mt8pi6e
@user-rh2mt8pi6e Ай бұрын
❤❤❤
@blen502
@blen502 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-zg4fl9hh3g
@user-zg4fl9hh3g Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-nf9bm6fq9c
@user-nf9bm6fq9c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-vz6cy5tg8i
@user-vz6cy5tg8i Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tigray5422
@tigray5422 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-cd4dp8mq2m
@user-cd4dp8mq2m Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-ic4xk7bl7t
@user-ic4xk7bl7t Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AtsbahaGebremedihin
@AtsbahaGebremedihin Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gbgu554
@gbgu554 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vl9bc8ir3m
@user-vl9bc8ir3m Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@thfghrhgg2879
@thfghrhgg2879 Ай бұрын
❤❤❤❤
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 210 МЛН
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 46 МЛН
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 22 МЛН
ሜስ ንዘይፈልጦ የጥርጦ አብ ቀረፃ እዋን ሰኽረ😱#tiktok #duet
20:47
ተዋሳእቲ ብረይ ድራማ_ንኣሸንዳ ብሃንቀውታ ይፅበየኣ 'ለዋ_Brey drama crew #ashenda
31:00
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 49 М.
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 210 МЛН