ናሆምን ሚለንን እዚ እዩ እቲ ሓቂ ።

  Рет қаралды 32,596

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 261
@HelenHagos-st7tm
@HelenHagos-st7tm Ай бұрын
ናይ ሜሮን ሓሳብ ዝድግፍ ብላይክ ግለፁለይ❤
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk Ай бұрын
ብሓቂ እስከ ሕሰብ ሜሪ ንፍትሒ ወይ ን ብልጽግና ሃገሩ ዝቃወም ኣሎ ኢልካ ትሓስብ። ኣነ ሕጂ ብሃገረይ ኩሩዕ ኢዩ ኤርትራዊ ኢየ ወይ ባንዴራይ እንተ ኣንበልቢለ ከም ሓደ ጽላኢ ዝተቆጸርኩ ኢየ በቶም ደለይቲ ፍትሒ ዝበሃሉ የሕዋትና ። ንኣብነት ንስርዓት ህግደፍ ዘድንቆ ብዙሕ ኣሎ ብመንጽሩ ከኣ ዝቃወሞ ኣሰራርሓ ኣሎ ግን ንሃገረይ ዋጋ ዕዳጋ ኣየእቱን ኢየ መክንያቱ ለውቲ ብሃገራውነት ዝሓስብ ሕብረተሰብ ጥራይ ክመጽእ ምካኑ ስለ ዝኣመን እንበር ሎምስ ኩሉ እቲ ኣካይዳ ዝጠፍኣካ ኣይኮነን ኩላ እንጀርኣ ተብስለሉ ቆርበት በጊዕ ተከዲና ደላዪ ፍትሒ ዝለ ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ከም ዘይኮኑ ኩሉ ተግባራቶም ይገልጾም ኢዩ ። እቲ ለውጢ ከ ብህገደፍ ወይ በዚ ኣብ ስርዓት ዘሎ ኣይመጽእን ኢዩ ኢልካ ምሕሳብ ከም ሓደ ዓቢ ጌጋ ኢዩ ንኩሉ ብእንተታት ክትጥምቶ ተመራጺ ይከውን ። ነቲ ዝነበረካን፡ዘለካን፡ዓቂብካ ነቲ ዝጎድለካ እንዳመላእካ እንበር ፡ ነቲ ሱር ሞንቂሰ ከም፡ብሓዲሽ ክተክሎ ኢየ ምባል ግን ናይ ሓቅነት ኣይኮነን ።
@Brokethebeas
@Brokethebeas Ай бұрын
ሜሮን ቀጽሎ ንሕና ኤርትራውያን ብኣኻ ኩሩዓት ኢና።
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 Ай бұрын
ይትረፍ ምስ ናሆም መንደላይ ይኩን ኣወል ስዒድ ዘይብሉ ሰላም የለን ሰላም ትርጉሙ ምስ ጸላኢካ እምበር ምስ ፈታዊካ ኣይኮነን ምስ ኪሮስ ይኩን ምስ ዓንዲት ደሪፎም ናይ ሰላም ክብሉና ሜሪ ስለ ዝገለጽካዮ ይኣክል ስለዚ ኣብ ልዕሊ ኤራት ጽልኢ ደው ይበል ክንሰማማዕ እንተዘየለ ኩራዕ ኤርትራዊ ከም ኣሲድ ማር ማር ዘብለኩም እንተኮይኑ ሰላምኩም ምስቶም ጉሓፍኩም ኣድጊ ንሓመዱ ይኩን ሰላምኩም ይትረፈና ዋእ ኣቱም ሰባት ካብ ርእሴና ዘይትወርዱ ክልል በጃኩም ዓቅምኩም ፍለጡ ንሕና ሃገር ኢና ዋእ መሰትኦም ጌሮሙና ሰላም ኢልኩም ኣይልኩም ተምጽዎ ፍታሕ የለን ብ ፌደራል ኢኩም ትመሓዳደሩ ሰላም ዘድልየና ምስ ኣቢእዩ ካባኩም እንተኮይና እሞ ሚትና ኤርትራዊ ሓወይ ክንደይ ግዜ ክትሸክዕ ሸለል በሎም ጽቡቅካ ኣይደልዩን እዮም ፈቲካ ጸሊእካ ረስዓዮም ኣይትእመኖም ታሪክ ተወከስ ክንደይ ግዜ ጥልመት ኩሉ ግዜ መገዲ ከረን ዘክር ወዲ ሓዎቦይ
@Yayu-c1t
@Yayu-c1t Ай бұрын
ተጋሩ ምስ ተጋሩ እዬም ስላም ክገብሩ ዝደልዩ
@SelamSoliyana-l5h
@SelamSoliyana-l5h Ай бұрын
@@Yayu-c1t yes
@SelamSoliyana-l5h
@SelamSoliyana-l5h Ай бұрын
Haki tezaribkan nsatemi eyom zigdesulina
@LewahFtret
@LewahFtret Ай бұрын
ሰላም ሜሮን ተቅርቦ ሓሳባት ኩሉ ቡሉጽን ማሃርን እዩ ሞ ቀጽሎ ብጣዕሚ ብዚ ኣጋጣሚ ከመስገነካ ይፈቱ
@LewahFtret
@LewahFtret Ай бұрын
ሰላም ሜሪ ኣብዛ ናይ መንነት እባ ኣፍልጦ ተትህብ ነዚ ህዝቢ ደስ ምበለኒ
@YosefTeke
@YosefTeke Ай бұрын
Thank u Meron 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
@MeakeleMengesha
@MeakeleMengesha Ай бұрын
ኣብዚ ኣሎ ዘረባ ማለት ናይ ባሓቂ ሜሮን ሓወይ🎉🎉🎉🎉
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 Ай бұрын
ደገፍቲ ሰልጠነን ሰልጠነን እዪ ህዝቢ ዘባልዑ ዘለዉ 😂😂😂😂😂
@rahelhaile8655
@rahelhaile8655 Ай бұрын
Very true
@eritrea8149
@eritrea8149 Ай бұрын
❤❤❤ yes you're ✅ we need like you people you are smart we have to support or eritrean arts ❤❤❤❤
@Brokethebeas
@Brokethebeas Ай бұрын
ሜሮን ትግርኛ ጥራይ ተዛረቦም ኢንግሊሽ ኣይትሓውስ መታን ከይተረድኦም ከይሓልፍ።
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ኣነ’ውነ ከምኡ ክብል ጸኒሐ ዳርጋ ኩላ ኢንግሊሽ ጌሩዋ, ትግርኛ ጠፊኣቶ’ያ ትመስል😂😂😂😂
@nahierdawit9721
@nahierdawit9721 Ай бұрын
❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ሙሁሮ ማፊ ምሽ
@Mossana-2000
@Mossana-2000 Ай бұрын
10000 like እስከ habuley ን ሜሪ ሓውና ❤
@موسىموسى-ص8ك
@موسىموسى-ص8ك Ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@lulrbahri
@lulrbahri Ай бұрын
ሓደ ክንዲ ሽሕ ኢካ ንስካ በቃ ውዱእ ኤርትራዊ❤❤❤ ተባረከ ሜርየ
@alexandertedros9373
@alexandertedros9373 Ай бұрын
Meron jgna smart ብዓል ሕልና ሰብ ❤❤❤❤❤
@yoditgezu7401
@yoditgezu7401 Ай бұрын
Good job Meron ❤️🇪🇷❤️🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
@Bisha504
@Bisha504 Ай бұрын
agree 100% Meri
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 Ай бұрын
ሓቂ ሜሮን ንሰላም እንዳ በልካ ንህዝቢ ኤርትራ ምብትታን እዩ ዕላምኦም ።
@asmerabella9329
@asmerabella9329 Ай бұрын
Yes meroneay hawey 100/100
@GideonTesfatsion
@GideonTesfatsion Ай бұрын
Smart boy
@selamasfaha546
@selamasfaha546 Ай бұрын
Smart ❤❤
@awethaile4013
@awethaile4013 Ай бұрын
እዚ ዓጅስ ቆልዓ ጸላእኩ
@mickmickael8693
@mickmickael8693 Ай бұрын
Hello brother well said the people of Eritrea the people of Tigre the whole Ethiopia no problem the issues the Pete some idiot they make a big deal out of nothing. This people want to live in peace harmony God bless you for bringing this idea
@SalihaSied
@SalihaSied Ай бұрын
Smart❤❤
@tsehayeseyaseseyas1849
@tsehayeseyaseseyas1849 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@MerhawitShbabaw
@MerhawitShbabaw Ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@warrihabesha
@warrihabesha Ай бұрын
ኣብዚ ሓሳብ ይሳማማዕ ኢየ። ተጋሩ ክትገብርዋ ዘለኩም ስምምዕ እንተኮይና፣ ምስቲ ኤርትራዊ ኢየ ዝብል ጥራይ ክኾውን ኣለዎ።ምስቲ ኣነ ትግራዋይ ኢየ ዝብል ዘሳማምዕ የብልኩምን ኦረዲ ቱሑዝ ኢዩ ንሱ።
@FreweiniGide
@FreweiniGide Ай бұрын
👍👍👍
@eritreawit1708
@eritreawit1708 Ай бұрын
Bravo meri hawey xibuq zereba kemwetiru
@elsatesfamichael258
@elsatesfamichael258 Ай бұрын
ዝብላዕ ዘረባ ሜሮን ሓውና
@BinAlem
@BinAlem Ай бұрын
ቡሉጽ ሓሳብ ሜሮን ጅግና ❤❤❤
@CapiMan-o7o
@CapiMan-o7o Ай бұрын
Thanks bero
@rahelhaile8655
@rahelhaile8655 Ай бұрын
Great meri❤❤❤❤
@FutsumGera
@FutsumGera Ай бұрын
Yessss
@DgygSryu
@DgygSryu Ай бұрын
🥰❤️🥰❤️🥰❤️👍👍
@abrahamgrmatsion8705
@abrahamgrmatsion8705 Ай бұрын
ሰላም ኣቶ መሪ፡ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፡ግና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኸ መን እዩ ትብል፧ ካልአይቲ ሕቶይ እዚ መሪ ሳት ትብል ሲ እንታይ ማለት እያ።ብፍላይ እታ ሳት መልሲ ክጽበ እየ
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Wow you are amazing 🇪🇷 yes you are right thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and to you 🇪🇷 🙏 yes maron you are right 🇪🇷
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 Ай бұрын
Meri wedey btaami haki tezaribka tebarek
@metkelheran1372
@metkelheran1372 Ай бұрын
Bro love u my best bro
@BbBb-md8qg
@BbBb-md8qg Ай бұрын
Meron we love you Baravo Haqi tezareb alokha
@titititi2598
@titititi2598 Ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼💐💐💯💯
@ማይ-ሓናሲ
@ማይ-ሓናሲ Ай бұрын
ብሓቂ ሚዛናዊ ዝኮናክ ሰብ ኢኻ። እናዛናጋዕኻ ትቃወም እንዛናጋዕኻ ትደግፍ። ዘኽይፈኒ ናትካ ነገር በቲ ልክዕ ትቃወም በቲ ልክዕ ትድግፍ ምህላውካ ነታ ሃገር ኣገዳሲ እዩ። ተዓወት ሜሮን ኣፍንጫ ኦራል!
@WediZeru-rw3bc
@WediZeru-rw3bc Ай бұрын
Meri💯💯💯💯💯💯
@andemariamrezene1080
@andemariamrezene1080 Ай бұрын
Yes bro
@salihaansera5983
@salihaansera5983 Ай бұрын
👏👏👏🤝
@K-q2du3zu6d
@K-q2du3zu6d Ай бұрын
❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Ай бұрын
Ezom kulom ketilka erki nigber nifue eritrawi eka hakey
@Gunner244
@Gunner244 Ай бұрын
መብዛሕትኡ ቅቡል ሓሳብ እዩ። አብታ ከም ሕብረተሰብ ግን ፅልኣት የብልናን ዝበልካያ ጌጋ እያ። በሚልዮን ዝቁፀር ንዒስራን ገለን ዓመት ዝተሰበኾ ፅለኣት ትግረዋይ ሕጂ ውን አብ ዉሽጡ አለዎ እዩ።
@muntasirsalih1623
@muntasirsalih1623 Ай бұрын
Meri habibi kemzi natka yebzhlna ❤❤
@Dawithabt
@Dawithabt Ай бұрын
Meri haqi misaka eya kulu gizye qexilo habibi
@HaniTeshimhani
@HaniTeshimhani Ай бұрын
Yes meri❤🎉🎉
@fitsumafewerki3617
@fitsumafewerki3617 Ай бұрын
ሜሮን ሓሳዊ ንስኻ ካብቶም ህዝቢ ኤርትራ ከይሓልፈሉ ትሰርሕ ዘለኻ ኢኻ።
@jbc5420
@jbc5420 Ай бұрын
ጉሓፍ
@mahammedalamin936
@mahammedalamin936 Ай бұрын
Yes❤❤ Meron jgna❤
@FreweiniGide
@FreweiniGide Ай бұрын
Meri hawey jigna 🎉🎉🎉
@flimonyemane4152
@flimonyemane4152 Ай бұрын
መንካስ ጨናዊ መን እዩ እባ ወካሊና ጌርካ
@RobiRobiRobiRobiBiniBini
@RobiRobiRobiRobiBiniBini Ай бұрын
ሜሮን እንግልሽ ትክእል ኢካ
@Eretrean
@Eretrean Ай бұрын
Bravo I agree 💯 with you
@selamteklehaymanot9786
@selamteklehaymanot9786 Ай бұрын
Meron wedayy ❤❤❤❤❤❤
@shewityohannes4953
@shewityohannes4953 Ай бұрын
Tikikil ❤vrowo Meron hwey zgerm eyu egzabhr edmn tenan yhbo ninahom bruk
@ዮኒወዲኤረይ
@ዮኒወዲኤረይ Ай бұрын
yes 👌
@GhirmayGeneralcoltd
@GhirmayGeneralcoltd Ай бұрын
መሮን ፍትሕ ድባሃል የብልኩምን፡ፍትሒ ማለት ቀዳምነት ሃገረይ ንዝብል ምክባር ኢዩ
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ሜሮን ፍትሓዊ ናባኻ ትኣቱስ ትኣድላ ❤️
@Asmara87529
@Asmara87529 Ай бұрын
Asli❤❤❤
@FreweiniGide
@FreweiniGide Ай бұрын
Gåbez🎉🎉🎉
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Ай бұрын
PROUD OF YOU🎉🎉🎉
@biniammichael98
@biniammichael98 Ай бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷✊
@askaluferezgi386
@askaluferezgi386 Ай бұрын
ትግርኛ ተዛረብ ዝሓወይ
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Ай бұрын
💯❤️💕 👏 👏 👏
@FreweiniGide
@FreweiniGide Ай бұрын
Hagerey❤❤❤❤❤
@Akey_love
@Akey_love Ай бұрын
ሜሪቺ ❤
@atewebrhandebretsion4224
@atewebrhandebretsion4224 Ай бұрын
እስካ ትፈልጦ ሓቂ ተዛረብ ፣እበር ኣማዓስከራት ዘውረድዎ ግፍዒ እቅረ ዘይባሃሎ ተግባራት እዩ ።
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 Ай бұрын
Meron aytiwerazey zey niskikas riesi sahil ezka sb media tikerib
@andemariamrezene1080
@andemariamrezene1080 Ай бұрын
Yes moren
@Michiele-n9l
@Michiele-n9l Ай бұрын
Yes meri hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@msganagerkiel2957
@msganagerkiel2957 Ай бұрын
Kem kemey dika❤
@genetakiliu3819
@genetakiliu3819 Ай бұрын
ህግደፍን ደገፍቲ ህደፍን ፀላእትና እዬም ::
@isaactekie5085
@isaactekie5085 Ай бұрын
ንሕና ውን እዛ ከዳሚት ጃንዳ ሕዋሓትን ደገፍቲ ጃንዳ ሕዋሓትን ጸላእትና እዮም ብዘይ ማይ ዋሓጥያ ኢኪ
@nahierdawit9721
@nahierdawit9721 Ай бұрын
ምስዚኦም ጠላማት ይትረፈና ንነብሶም አይኮኑ ንሰብ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Ай бұрын
Kondaf enda kumal kulu hizbi eritrea hgdef u44
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Ай бұрын
7 maamuk eto
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
agame
@ZiziawtHle-hi6bx
@ZiziawtHle-hi6bx Ай бұрын
MERON hawey ♥️♥️♥️🌹🙏
@petergriffin5564
@petergriffin5564 Ай бұрын
Good job.
@habeshavisionary
@habeshavisionary Ай бұрын
🟢🔴🟡🔵ኣብ ቻነልና ሳብስክራይብ ብምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ information ከም ኡውን ታሪኽ ጸልውቲ ሰባት ዓለምና ኣብ ሓጺር ደቓይቕ ተዓዘቡ
@filmonbereket
@filmonbereket Ай бұрын
Leflafi engaraka terha absele meskat
@simi118
@simi118 Ай бұрын
እዚኣ ሲ እንድኢ ናሆም መስተ እዚኦም ባዓል ዜሮ ዜሮ ኢሉ ዶ ሳዕሲዑልና ኔሩ ምስ ሰበይቱ. ናይ በርጌድ ንሓመዱ ዝፈትዋ ጸላኢካ ምፍላጥ እያ ቀንዲ ዘደንቃ. ሜሮን ግን ከም በዓል ኤልሳ ጭሩም ኮለል ከብሉና እዩ 😮
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Ай бұрын
እዚ ኮነ ኢልካ ኣብ ልዕሊ ተራ ዜጋታት ዝግበር ውዲት እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ጸላኢኡ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ። እዚ በዞም ጥማዕ ኣርተፍሻል ኤርትራውያን ዝተፈብረኽ ውዱቅ ድራማ እዩ።
@efreamhaile9344
@efreamhaile9344 Ай бұрын
His English is getting better
@SaraSemer-fv3wy
@SaraSemer-fv3wy Ай бұрын
Ja ❤❤❤🎉🎉🎉
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@Ninotes17
@Ninotes17 Ай бұрын
Ms degefti emo yitref tegaru niska wn ayteareqan. Slezi msti selam zdeln nselam zizmrn eyom rikb kgebru zelewom inber Iseyas nab zileako zikeyd papagalo nzkone ayerbhn eu
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 Ай бұрын
Kkkkk ezi maletka Tgraway ms Tgraway enber ms 🇪🇷wi⛔️🫡😅🤣🤣🤣😆😆
@Ninotes17
@Ninotes17 Ай бұрын
@@mihrethayelom7979 degefti Iseyas da selam ente zidelyu ms hizbom endo mgeberu
@meharikahsu8312
@meharikahsu8312 Ай бұрын
ሜሪ ሜሪ ናትካ ኩሉ ግዜ ቅቡል ዩ
@negasitesfamichale3205
@negasitesfamichale3205 Ай бұрын
ዘይ ክማኻ ደአ ነቲ ሓቅን ሃገራውነትን ይሕልዎ እንበር ክማኻ ነገንዘብ ክብል ዋጋ ዕዳጋ አይገብሮን እዩ
@Natti639
@Natti639 Ай бұрын
Aye merom leflafi naeka zisemue gawoni eyom
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj Ай бұрын
እዞም ብትግራይ ናይ ሰላም መድረኽ ዝብል ብጣዕሚ ዘሕዝኑ እዮም፡ ምኽንያቱ ዕርቂ ዝግበር ምስቶም ኣንጻርካ ዘለዉ እምበር ምስ ሓሳብካ ዝሰማማዕ ድኣ እንታይ ዓይነት ዕርቀ ሰላም እዩ ክካየድ። ሰላም ጽመጽእ በስቶም ፖለቲከኛታት እምበር ብደርውፍቲ ዝመጽእ ሰላም የለን።
@AaAa-lq9vc
@AaAa-lq9vc Ай бұрын
ልክዕ ኣለካ ግን ንሕና ተጋሩ ሰላም ኣይንደሊ ፅልኢ ኣይን ደሊ ክንርሕቅ ኢና ንደሊ ሰለዚ ምሳና ዝስማዕ ኢና ንደሊ
@SelamSoliyana-l5h
@SelamSoliyana-l5h Ай бұрын
@@MichaelAbrham-lf9zj 2018 ewin eko nay Selam elom derifem Beal nohom gin feke Selam eu neyru eritrawiyan hgdef kab meaz Selam tideliy koynkum kab xelieka mirihaq tirah eu zelo amaratsi misakum Selam aydiliyenana44
@SaymonSaymon-e3k
@SaymonSaymon-e3k Ай бұрын
Mieri jigna qexlo adnaqika eye❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmaTsegay
@AmaTsegay Ай бұрын
Yess meri shikorrrr❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@SoloGebrehiwet-cy5kn
@SoloGebrehiwet-cy5kn Ай бұрын
ኤርትራ ጹቡቅ ኣላ ኢልና ኣይኮናን መንግስትና ንድግፎ ጹቡቅ ዘይመሀለዊኣ ምኽንያት ግን እቶም ኣንጻር ኤርትራ ክሰርሑ ዝሓድሩ እምበር መንግስቲ ኤርትራ ኣይኮነን ስለዚ ኣብ ሕማቁን ጹቡቁን ኣብ ጎኒ መንግስትና ኢና ሕጂ ድማ ኩሉ ሓሊፉዩ ኤርትራ ናብ ልምዓት ትኸደሉ ጊዜ ኢዩ ስለዚ መንግስትና ክንድግፎ እምበር ክንቃወሞ ሞራል የብልናን🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DrarGebrai
@DrarGebrai Ай бұрын
Yea alright
@love-ez6pw
@love-ez6pw Ай бұрын
I like your idea bout no more with agame (Tigray) why you guys are thinking about those these are all ways against Eritrea
@hagieberaki
@hagieberaki Ай бұрын
እዚአ ሰብ ዓዲምካ ሓንጎል የሐድሰላ አድላይት አርእስቲ እያ.
@family-d5o
@family-d5o Ай бұрын
Lekibat zikine wedi gesu thrahk fo reshi
@YesiefWeldesamuel
@YesiefWeldesamuel Ай бұрын
Antay da Deutsch zeymelkoka B1 ayhlefkayan dika
@miittttty
@miittttty Ай бұрын
Asteni may xemaeku asteni may xemaku Setuku rewieku!!!🙌
ኣዝማሪኖ ጀማሪ ......
35:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 9 М.
ብርቱዕ ክትዕ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፔንጠን
46:08
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 27 М.
Colorful Pasta Painting for Fun Times! 🍝 🎨
00:29
La La Learn
Рет қаралды 308 МЛН
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 34 МЛН
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,5 МЛН
ጭውነት ህዝቢ ኤርትራ ብ ትግራዋይ እንክግለጽ
13:47
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 5 М.
HD Stand Up 43 /New Season/ - Երևանի մասին
27:59
HD Production
Рет қаралды 114 М.
כל האמת בפרצוף של האו״ם הצבוע.
19:55
אלי כהן Eli Cohen
Рет қаралды 36 М.
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 8 М.
ሜሮን ጎይታ ክትቅበል ኣለካ ይብል ኣፎርቂ ሓውና
45:46
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 25 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 32 ( BY BRUNO )
44:12
Awra Tube
Рет қаралды 154 М.
Colorful Pasta Painting for Fun Times! 🍝 🎨
00:29
La La Learn
Рет қаралды 308 МЛН