No video

የማነ ተኽለገርግሽ ካብ ሰውራና ብጣዕሚ'ዩ ዝንእስ ~ ሜሮን ሳት ~# MIRIYAM BITEWDID

  Рет қаралды 14,802

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 53
@ibrahimidris9721
@ibrahimidris9721 Жыл бұрын
Bravo Miram goual gigna and Meron Anbesa
@ghenetberhane9909
@ghenetberhane9909 4 ай бұрын
እንበር ደቂ ጀጋኑ!! ኣጆኹም በርትዑ ኣብ ታሪኽናን ባንዴራን ጸገም የብልናን:: ኣብ ዲክታተራዊ ስርዓት እዩ ጸገምና
@elisa20009
@elisa20009 Жыл бұрын
እንቓ ተወለድኮምላና ካማኮም ታማምነት ዘለዋ ሓሳባት ምህላውኮም ብዝሑ ይሕበን 🙌🙌🙌የሕዋትና
@logo967
@logo967 Жыл бұрын
ብናይ ደቂ ተጋደልቲ ነቀፌታን ነብሰነቀፈታን ዓጺናዮ ደስ ትብሉ ሰባት ክልቴኩም ኣብ ገጽኩም ጹሩይ ኤርትራዊነት እንበብ ሽኮሪናታት ።ሜሮን ከማካ ይብዙሑ ኣጆካ ሽሕ ይሙቱ ክንዲ ሽሕ ኣይምት ስቅ ኢልካ ኣይተባህለን ንደቆ ሃገራዊነት ካብኡ ነቅ የለን።
@ellenhaile9366
@ellenhaile9366 Жыл бұрын
Well done Miriam Bitewdid❤❤❤❤❤❤❤❤
@Helex1393
@Helex1393 Жыл бұрын
Exactly true 🇪🇷🤝🏽 Merichi and Meriti i'm with you guys Abea nitsinaee 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 @Miriamina well said 100% thats the truth my sweetest Sister ❤❤
@simonlillian6317
@simonlillian6317 11 ай бұрын
Mary we got big differences but you’re Eritrean we’re working together for peace ☮️
@tkh4049
@tkh4049 6 ай бұрын
There is nothing wrong to say, victory to Tigray, Oromo, Amhara, and Somalia. Speak the truth and understand the chronic political crisis of our region.
@TmgGuale.mengis
@TmgGuale.mengis Жыл бұрын
Anbes Deqi Men Dikume Jeganu Beluxie Medebe Qexilewo 🦁🦁💞💞🙏🇪🇷
@davidharcot220
@davidharcot220 Жыл бұрын
ዓጀው ጀው አብዚሕኩም ቻው
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ሓቀኛ ተቃውም ዝባሃል እዚዩ ሓፍትና ትብሎ ዘሎ እዩ
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 Жыл бұрын
ጋል አታ ጂግና ሚሪ❤❤❤❤❤❤❤44 ጹቡቅ ኣጋላላጻ ቢታሪኽናን. ቢሰራዊትናን. ቢሃገርና. ኢንተዳ ተሳማሚዕና ካሊ ክትቃወም ኮሎኻ ኤረትራዊ ኮዪንካ ተቃወም ደጋፋይ ኢንተዳ ኮዪንካ ኤረትራዊ ኮዪንካ ካን ተደገፍ ኢዚ ኢንተዳ ኮዪንካ ንባስ ያይቡሉን❤❤❤❤❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 11 ай бұрын
ሜሪ ኣብ ኩሉ ትዛረቦ ናይ ውሽጠይ ኢኻ ትረኽቦ ሞ ንበረልና ኩሩዕ ኤርትራዊ
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g Жыл бұрын
I’m with you maryam and meron
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጀጋኑ ኢኩም ክሊተኩም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@noah4567
@noah4567 Жыл бұрын
ራዛ ናይ ኣቦኣ ዚሓ ❤
@roseyosief4075
@roseyosief4075 Жыл бұрын
ትገብርዎ ዘለኹም አንጻር ሃገር አይኮነን። ናይ ጽባሕ ዝበለጸት ኤርትራ ኢኹም ትሐስቡ ዘለኹም። ከማኹም ይብዝሑ። አቦታትኩም ዝተቃለስሉ ብርትዒ ምሐዝኩም ተካእቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም። አጆኹም።
@lilianeasternquin9649
@lilianeasternquin9649 Жыл бұрын
ባንደራ ክቃጸል ዳ ኣገብ ዘይትቡሉ ደቂ ካልሲ ዓጋመ
@enate-
@enate- Жыл бұрын
ምሳኩም ኢየ ኣነ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@9162kibromtesfalem
@9162kibromtesfalem Жыл бұрын
ካብዚ ናይ ተቃወምቲ ብዙህ ዝብሃል ኣብ ማስ ሚድያ መትከላት ፡ኣብዛ ናይ ሜሪ ኣትአ አየ ዝድበስ ደሃን ኣለዉዋ ኢዛ ሃገር ይብል። ቀጽሎ መርገጺካ ካብ ኩሉ 65% ምሳካ ይሳማማኢ ኢዩ።
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 Жыл бұрын
I'm with you Guys !! Eritrea be Ertrawan only 🇪🇷:: ✅
@lasksegid8926
@lasksegid8926 Жыл бұрын
Tikal ena delna xlh nidgtater alena,🇪🇷❤ xilh netom qewmti xilh mis elit tgray😢 alena
@dehabkifle3663
@dehabkifle3663 Жыл бұрын
❤❤
@hagerawizete3390
@hagerawizete3390 Жыл бұрын
እምበር ጋል ጅግና፡ እሾኽ ብብልሓ ትፍጠር ዝብሃል ከምዚ እዩ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ዓወት ተደሊና ቃልስና አንጻር ሓደ ድክታቶር ሳዓበቱን ዩክከውን አለዎ
@filimonhabte-id7wn
@filimonhabte-id7wn Жыл бұрын
Gial bitewded jigna anku aseru hazki rai bitewded ktgber ayu
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ደገፈቲ ሑሙማትዮም ንሱ እቲ ድክታቶር ውን አይፈትዎምን እዩ የሕዘኑ
@yohannesbereket7583
@yohannesbereket7583 Жыл бұрын
ኣሕዋት ሓደሓደ ጊዘ ዘይትርዳኣኒ ዘረባ ኣላ መሰልኩም አዩ ክትድግፉ ዝብሃል ከመይ ድዩ መሰል ማለት ክትቀትለኒ መሰል ኣለካ ዝብሃል ኣሎ አዩ ሃገር ትቀጽል ዶ ወይ ትጥፋኣ ዝብል ኣሪኢስቲ ኣልዒልካ ትዘራረብ ዲኻ ፍጹም ድሓር ከ ትጥፋኣ ዝበለ መሰልካ አዩ አሞ ትጥፋኣ ድዩ ክብሃል ዋላ ዋላ መሰል ትብሃል ጽቡቅ ገርኩም ዘይትርዳኣኩም ኣለኹም መሰል ዝብሃል የለን ክትህሉ ዶስ ክትመውት ዝብል ጉዳይ ስለዚ መሰሎም አዩ ክድግፉ ኣይብሃልን ምሪያም ። መሮን ድማ ጊዘ ረኪበ ሚሳኻ ክዛረብ ደስ አዩ ዝብለኒ የድንቀካ አየ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ደገፈተና ባሃልቲ ጸገም ኣእሙሮ አለዎም ብሓንጎሎም አይ ሓስቡን ናይቲ ድክታቶር ሓንጎል ዝሓስቡ
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach Жыл бұрын
🙋🙏🙏🙏😍🌹💯
@Semhar-ve7py
@Semhar-ve7py Жыл бұрын
❤❤❤❤ meri
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ኩላህና አብዛ መስመር ንእቶ
@user-vn2jj4zh1p
@user-vn2jj4zh1p Жыл бұрын
እዋይ ዘይተጸርበት እምኒ ባያ ትመስል ።
@adamabrahan8721
@adamabrahan8721 6 ай бұрын
ንመጀመርታ ንፉዓት ተቃወምቲ ሞዴለይ፡ዕባይ ኢኩም፡ግን ነቶም ኤርትራ ዘቃናጹቡ ስለዘይትምሉሱሎም🇧🇿 ቁሩብ ቂር ይብለና።ፈሪህኩም ዲኩም?
@filimondebesay-ym6kp
@filimondebesay-ym6kp 11 ай бұрын
Meri xbuq haseb nay bhaki kemti redirect ey reditka emo ajoka ametklka gn haderka xenhika Tegray tawet keytbel kemzom ade tegray hneke tefdu keytbel hji ey zekatetlka zelku emo kab hji gn kekatetlka ey
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Жыл бұрын
ስማዕ , ንስካ ገበን እንተጌርካ ካብቲ ገበን ዝገበርካሉ መዓልቲ ኣይኮነነን ክትፅናዕ ዘለካ:: ካብቲ ዝተወለድካሉ ኣትሒዝካ : ኩሉ ኣተዓባብያኻ : ቤተሰብካ እዪ ክጽናዕ ዘለዎ:: ህዝባዊ ግንባር ብፅእቲ እያ ኔራ እሞ ንሱ ኣይትተናክፍዎ ዝበሀል ነገር የለን:: በጃኹም ልቢ ግበሩ:: ክሕተት ዘለዎ ክሕተት እዬ ዝወሰደ ይውሰድ:: ኢሰያስን መሪሕነቱን ከኣ ንድሕሪት 60 ዓመት ኬድካ ክጽናዕን ንህዝቢ እቲ ሓቂ ታሪኽን ክንገር ዘለዎ:: ኣቦይ ተጋዳላይ እዪ ኔሩ እሞ ህግሓኤ ጥዑይ ውድብ እዪ ዝበሀል ነገር የለን::
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
ንፍትሒ ኤርትራ ንቓለስ እንዳበል፡ ንኤርትራ ስማ ከየልዓሉ ትግራይ ትግራይ ይብሉ። እቲ ዝብልዎ ድማ ንፍትሒ ኤርትራ። ስለዚ ኣብኣ ኢኩም ትግራይ ትግራይ እናበልኩም በሊኩም ክትቕበሩ።
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
ስርዓት ኣይትበሊ ነፋሒቶ ኤርትራውስ በሉ ኩሉዩ ከቲቱ ዘሎ ንስኹም ግን ዎንጮ አንተግመጠልካዮ ዎንጮ ኢኹም
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 Жыл бұрын
መንግስቲ ኤርትራ ብመሪሕነት ስለ ዝተጋደለን ዝተወፈየን መሪሕ ኮይኑ ናብ ናጽነት ዘምጽኣ ኮይኑ ሕጂ ድማ ዋጋ ከፊሉ ልእላውንት ኣውሒሱ። ስለዝስ ንመሪሕነ ካብ ገድልን ተጋደልትን ክትፈልዎ ኣይትክእሉን ምክንያቱ ታሪክ ክቅየር ስልዘይክኣል።
@neamihabtom7391
@neamihabtom7391 Жыл бұрын
Etom kide Tigrayki ziblki nibalom Tegaru eyom
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Жыл бұрын
ሕጂ ሜሮን ካብ ዘረባኻ ሲ ኩሉ ተቓማይ ትግራይ ትዕወት ከምዝብሉ ኢካ ትዛረብ ዘለካ:: ነቶም ኮምኡ ዝብሉ ሕተትዎም ንምንታይ እዬም ኮምኡ ዝብሉ::
@afeworkiteslay1704
@afeworkiteslay1704 Жыл бұрын
Kelbi game over hadamit
@samihayle2386
@samihayle2386 Жыл бұрын
ሜሪ ሓወይ ምስካ ጽገም ይብለይን ናይሓስብ ፍልለይ ክህልውና ይክእል እዩ ምስ ህግድፍ ግን ናይ ሓስብ ፍልልይ ኣይኮነን ዘልና ቀታልን ትቅታልን ኢና ድቅትልኒ ክመይ ኢልካ ምስሉ እዩ ትብሉ ኣለኩም ኣርምዋ
@martinellisaka711
@martinellisaka711 Жыл бұрын
ሜሪ❤❤❤
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 Жыл бұрын
ገስረጥ
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Жыл бұрын
ኤረትራ ንኤረትራውነት ከም ትኣምን ካብ ሓሳብካ ክንርዳእ ንኽእል ኢና ኮይኑ ግን ሻዕብያን ህግደፍን ፍልልይ እንታይ ኢዩ ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኢዩ ህግደፍ ማለት ክኣ ውልቃዊ ውድብ ኢዩ ንስኻ ግን መሮን ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ረቮሊሽን ከም ትኣምን ተዛሪብካ ነይርካ ግን ኩሉ ግዘ ተገራጫዊ ሓሳብ ኢኻ ትዛረብ።
@user-sx6py4sp7m
@user-sx6py4sp7m Жыл бұрын
Ane nsikn anen nskan dea kemey eya guday kkkkkk fqrkum hwnetkum ysesn belu
@teklenara9386
@teklenara9386 Жыл бұрын
ኣቲ ሐብተይ ንመንኪ እቶም ደገፍቲ ዝያዳ ይደልይዎ ትብሊ እሶም ድኣ ሀገሮም ኣጽንዖም ሕዞም ኣለዉ ወይለኩም መርገጽ ዘየብልኩም ምስ ንፋስ ትነፍሱ እንበር ሕጅ ንሀገር ዘይሐለኩም ኣብቲ ጸቢብ ግዜ ምስ ረሀወ ድኣ እንታይ ክቲዓብሱላ ሰርዓት እዩ ሽግርና ናይ ሰነፍ ኣዘራርባ እዩ። ስርዓት ምስኡ ኮንካ ትሰርሕ ዝዕረ ድማ ተዕሪ ካብኡ ሐልፉ ግን ክጥዕመካ መቃልስትካ ጠንጥንካ ሀድምካስ ሰርዓት እዩ ጸላእና እስኩም እኩም ጸላእቲ ሀገር ቃልሲ መሪር ምካኑ ፈልጥካ ከተዕሪ እዩ ዝግብኣካ እንተሀድምካ ግን ክትሕባእ ነይርካ እንካይ ንስርዕት ክትነቅፍ ሕጅውም ደግምኩም ሕሰቡሉ ኣቦይ ታኣስሩ ሐብተይ ተኣስራ እንዳበልካ ምኩራይ ኣየድልን። ዝበደለ ይእሰር ከይበደለ ድማ ዝተኣስረ ሰብ የልቦን። ዘይበደለ ዝእሰር ዘእሰር ዘዝከውን እስኩም ውን ምስተኣሰርኩም ነርኩም ሀገር ክድሚ ኩሉ ትሀሉ እቲ ምዕባሌ ወይ እቲ ናይ ሐሶት ድሞክራሲ ጸዓዱ ድሕር ሀገር እዩ ዝስራዕ የሕዋተይ ልቢ ንግበር ብዙሕ ደም ብዙሓት ሱንኩላት ዝተከፈሎ ሀገር ብሻላ ኣይንርኣዮ ወያነ ነዚ መንእሰይ ሰምማቶ(መርዛቶ)ሓሳቡ ሰልባቶ ምካና ፍለጡ ይኣክል ምቲላል ኣብ ሀገር ኣቦታትና ዝተሰውኡሉ ምሕላዉ ናባና እዩ መንእሰይ ሰላም ኣብ ዘለኩሙ ግን ኣይንዓሹ ኢንዳበልኩ ይፍለየኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Жыл бұрын
❌️ እዚ የማነ ዝብሃል ሰብ አብ ሰውራ ኤርትራ እንከሎ እንታይ ይገብር ኔሩ ብፍጹም ዘይፈልጥ ብጀካ ቀንዲ ቀታላይን ቀንፃላይን ንኤርትራውያን ዝነበረ ገበነኛ ኢሰያስ ማራ ነዚ ሕጂ ኮይንዎ ንዘሎ ዝገበነ ገበነኛ ንኽኸውን ዓቢ ተራ ዘበርከተ ዕሉል ገበነኛ እዩ ስለዝኾነ የማነ ዝቐንፀሎም ብዙሐት ኤርትራውያን ስለዘለዉ ተስፋ እገብር ሐደመዓልቲ በቶም ንጹሃት ኤርትራውያን የማነ ዝቐንፀሎም ተሐቲቱ ፍርዱ ክረክብ ስለዝኾነ እዩ እዚ ገበነኛ የማነ ቀደም ሃዲሙ ንጀርመን ምስከደ ንብዙሕ ዓመታት ካብህዝቢ ተሐቢኡ ይነብር ኔሩ ብርጌድ ንሐመዱ
@Fagi-24
@Fagi-24 Жыл бұрын
እዛ ሜሮን ዝብላ ዘሎ ኩላ ኣረጋይ ሓጎስ ይብላ ኔሩ ንኣብነት ናብ ህግደፍ ንምጽጋዕ ዝጥቀመላ ዝነበረ ሚላ ' እቶም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ዘለዉስ ድሓን እቶም ሃገራውያን ከ ንምንታይ ኢኹም ትጸርፉኒ ክንዲ ታሪኽ ህግ ዝተኸላኸልኩ ክንዲ ባንዴራይ ዝበልኩ ' እንዳለ ይበኪ ኔሩ ሽዑ ወዲ ሰውራ ንዓ በል ንተጋሩ ጽረፈልና ኢሉ ኣብ ናይ ፌ.ቡ ሚዲይኡ ምስ ዓደሞ ብኡ ኣቢሉ ከምዛ ንሪኦ ዘለና ወዮ ንG15 ንወዲ ዓልን ንቢተውን ጋዜጠኛታትን ዝገጥሞ ዝነበረ ረጥሪጡ ኣርዓዶም ክብል ይውዕል ኣሎ:: ሜሮን ክኣ ከምኡ ከይትኸይድ እካ ኣይጠራጠርን ግን ኣገባብ ኣቀላልሳኻ ናይ ቅድሚ 10 ዓመታት ዝነበረ እንዳተጠቀምካ ጋእማን ትብል ኣለኻ እዚ ትኸዶ ዘለኻ ኣገባብ ምስራሕ ኣብዩስ በንእሰይ ብሓድሽ ቅዲ ( ኩሉ ኣዋጃት ሻዕብያ ንጸየኖ እሞ ብድሕሪኡ ናትና ኣገባብ ኣቀላልሳ ተጠቂምና ንህግደፍ ምስ ዝኾነ ሓይሊ ተሻሪኽና ንእለዮ እሞ ብድሕሪኡ ታሪኽ ኣቦታትና ብግቡእ ኣብ ሚዝየም ይትሓዝ ኣብ ዝብል ቃንቃ ወይ ሓሳብ በጺሑስ ንስኻ ግን ኣበይ ኣለኻ ብዉሑዱ 10 ዓመት ተሪፍካ ኣለኻ እሞ ነዚ ግዜ ሪኢኻ ከተርክብ ተስፋ ይገብር:: ሚርየም ድማ ኣጆኺ በርትዒ ሓሳብ ክኣ ሼር ግበሪ ማለተይ ንምንታይ ኢዮም ኩሉ ታሪኽ ሻዕብያ ይጽንሓልና ዝብሉ ዘለዉ ኢልክስ ተመራመሪ ወላ ብውልቅኺ ናብቶም ንፉዓት ቀለስቲ ናይዚ መንእሰይ በዓል ዉፉይ ኩሉ ዘይርድኣኪ ኣካይዳ ቃልሲ ሕተትዮም ተኻትዕዮም ብፕራይቨት ብድሕሪኡ ሓሳብኪ ምስ ሓሳቦም ተጋጭዩ ሓደ ኣንፈት ክፈጥረልኪ ኢዩ: ተዘየለ ኣብ ማእኸል ኮንካ ቃልሲ የለን ብኽሊቲኡ የማን ጸጋም ዘለዉ ቀርቂሮም ኢዮም ዘሕቅቁኻ ስለዚ ኣብ ቃልሲ መን በቲኹ ወጽዩ ይዕወት ኢዩ እቲ ጌም ወድሓንኪ ሰሰናዩ ንኽልቴኹም::
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Жыл бұрын
She knows you already,Tigray wahid
@RA-bn6lb
@RA-bn6lb Жыл бұрын
እዚ ከምዚ ናትኩም ቃልሲ ወልሓንቲ ለዉጢ አይከምፅእን እዩ። ምኽንያቱ ሱር ናይዚ ኩሉ ሽግር ናይ ኤርትራ ክትብድህዎ ኣይከኣልኩምን።
ሜሮን ምስ ኣዋልድ ኤርትራ
27:20
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 38 М.
Yum 😋 cotton candy 🍭
00:18
Nadir Show
Рет қаралды 7 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 81 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 38 МЛН
ትግራይ ክልል ሰው ተርባል ተባለ
36:52
cmando
Рет қаралды 1,2 М.
Meron teklesenbet
53:41
Nahom💙
Рет қаралды 328
Wedi hambir የቃጥቦ ኣሎ
39:21
Habesha Lyrics
Рет қаралды 7 М.
ቡዳ ኣብ የእምሮኻ'ዩ ዝፍጠር
34:32
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 26 М.
Yum 😋 cotton candy 🍭
00:18
Nadir Show
Рет қаралды 7 МЛН