KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
በ‘DNA’ ምርመራ ውጤት ቀረፃ ላይ ፍፁም ያልጠበቅነው ነገር ገጠመን! Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
46:23
ጻንሒት ምስ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል(ፍቅሪ ዕዉር አሚነ Part 1
22:31
消防避险训练,消防员用“水盾”逼退烈火!这是训练,也是他们可能面对的日常。致敬!#熱門 #中国
00:16
ЭКСКЛЮЗИВ: МАЛ екенмін! Некесіз туылған ҚЫЗЫН мойындай ма? 15 мың теңгеге ренжіді!
2:44:02
Мама у нас строгая
00:20
Lazy days…
00:24
ናይ ሎሚ ደረፍቲ ክብረት ስነ ጥበብ የብሎምን ህየሳ ሙዚቃታት ትግርኛ
Рет қаралды 60,085
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 39 М.
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Күн бұрын
Пікірлер: 192
@kefalieri3967
4 жыл бұрын
Am from Eritrea. But I like Tigray music! Gn ezom nay hji derefti aykonkun zfetwom beal #kiros Alemayo ye zfetu.
@azebweldu1949
4 жыл бұрын
እዚ መንእሰይ ውቅያኖስ ብጣዕሚ ብሱል ኢዩ ፡ዕድመን ጥዕናን ዕቤትን ይምነየልካ።
@yemaryamlig5323
4 жыл бұрын
ካብ ናይለሚ ሰሎምን ሃይለ ፡ሰለምን ኩናአምላክ
@tsidete7357
4 жыл бұрын
ሰለሞን ባይረ
@shewitteklai8137
4 жыл бұрын
Yes solomon haile without clip very very good
@madinamad6663
4 жыл бұрын
ብሓቂ።ጅግና።ብዛዕባ።ክዳን።ዘበሎ።ዝመንእሰይ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ካብ ናይ ቀደም ኩሎም ከየንትና ክቡራት ዮም ናይ ሎሚ እዃ ሰለሙን ይኩኖኣምላክ ምበልኩ ።
@hayelomchannel4153
4 жыл бұрын
ዋውውው ሕጂ ረኪብካዮ ኣለካ። ሰለሙን ይኩኖኣምላክ ካብቶም ንፉዓት ሓደ እዮ ።
@alicopt4161
4 жыл бұрын
ዋላ ኣነ።
@teklitxewarshigir8403
4 жыл бұрын
Wedi eri eye eti zfetwo ykuno Amlak rekibkaio
@biniamandegiorgis7081
4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ናይሎሚ ሙዝቃ ዝገርም ኣቀራርባ ብጣዕሚ ሕማቕ
@ነፂነኝየናትዋናፋቂትተመስ
4 жыл бұрын
ሰለሙን ሃይለ እና ሰለሙን ይኩንኣምላክ ብጣዕሚ እዮ ጎቦዛት
@brhanehabeshawi1142
4 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ረሲዕክዮ
@weynigaltgray6574
4 жыл бұрын
ብሱሩ ለ ይቅረየና ባህልና ጠፈኡ ክብርና ሃሲሱ ብሓቂ ተትቃረይ ይሕሸና ብሰሩለኮ ኣይነሰምዖ እለናይ ናይ ቀደም ይኣክለና
@peterdavid9636
4 жыл бұрын
ናይ፣ሎሚ፣ደርፍታት፣ናብ፣ናይ፣ዕብዳን፣ሃዋህው፣ዝዕድም፣ደኣምበር፣ባህልና፣ዘሔድስ፣ኣይኮነን፣ ኣዋልድ፣ጥራየን፣እናኣቕረብካ፣ሕማቕ፣ትርኢት፣
@መንከምትግራይ-ቀ4ከ
4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 በሀቂ
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
4 жыл бұрын
ኣንታ ገፆም ትከወል ሰሚዐዮም ዘይፈልጥ ካበይ ኣካኪብኩሞም ተመስገንካ ናይ ነብሲሀር ኪሮስ ኣለማዩን ነብስሄር ኣብራሃም ኣፈወርቅን ነብስሄር ኣታክልቲ ሃይለሚኪኤልን ነብስሄር የማነ ባርያን ነብስሄር እያሱ በርሀን ናይ ሰለሙን ሃይለን ጥራይ ክሰምዕ ዝገበርካኒ ብድሕሪኩም ደረፍቲ ዘይኮኑስ ናይ ገለ ጀላፍፍ እዮም ነብስኩም ጥራይ ኣብ ኣፀደ ገነት ትንበር ሰለሙን ሃይለይ ካኣ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ይምነየልካ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
4 жыл бұрын
ደድሕሪ ኪሮስ ኣለማየሁ ኤፍሬም ኣማረ ዝበልካ ክዓ ሃናን ኢለካ ኣለኩ ምስ ይቅርታ ሰሎሞን ሃይለ'ኣብርሃም ገ/መድህን 'ኣበበ ኣርኣያ ' ብርሃነ መስቀል ዓይነይ ሃዳኒ 'ዳዊት ኤልያና …… ኣለው ብዙሓት ገጥሚታቶም ምሃሪ ።
@hntsahaylay1955
4 жыл бұрын
መን ከም ኪሮስ አለማየሁ መን ከም እያሱ በርሀ መን ከም አታኽልቲ ሃይለሚኪኤል መን ከም ወዲኹሙር መን ከም ገብረፃድቅ መን ከም ብርሃነ ሃይለ መን ከም አብርሃም ገብረመድሂን መን ከም ሰሎምን ሃይለ መን ከም ሶፍያ መን ከም ንግስቲ ሓየሎም መን ከም አብረሀት ዓብዱ.............እቶም ናይ ቀደም ከየንቲ ብድሕሪኦም ክሊፕ እምበይ ትርጉም ለለዎ ሙዚቃ አይሰማዕናይ😕😕ብርግፅ ሓደ ሓደ ንፉዓት አለዉ።
@meneshalie2339
4 жыл бұрын
Yessssss
@ትግራይናትዕወት100
4 жыл бұрын
ትክክል ።ግን ሃለቃ ሻምበል ቀርዩ
@imissmama3978
4 жыл бұрын
ኣታ ታይ ዓይነት ዶንጎላ ,ዮ እዚ ወዲ ድሕሪ ኪሮስ ሲ ኤፍሬም ኣማረ ይብል🤣🤣 እቶም እንኮ ናይ ትግራይ ደረፈቲ 𝑙𝑙ኣብርሃምን ሰለሙን ሃይለን𝑙𝑙 ገዲፍካስ🤔 ሓቁ ,ዮ ውቅያኖስ ሕማቕ ደርፊ ሕማቕ ሰማዒ ,ዮ ዘፍሪ ክብል 𝑤𝑢𝑘𝑖𝑎𝑛𝑜𝑠 𝑠𝑚𝑎𝑟𝑡 𝑏𝑜𝑦💪
@samiasfah9219
4 жыл бұрын
Ane btaemi eyu zgermeni abraham gebremedhinn selomon hailen slemntay eyom ab tgray zeysmue ? Beka keynwom nay wata tray eyom zsemu. Nay tgray derefti zbehalu abraham, Solomon&dawit haileslassie .
@awettsegay7love
4 жыл бұрын
Sami Asfah you are really bro ab lebay zenbera hasab comment kexhifa enda balkus kadimkani smart boy 💛💛💛🧡💛👈
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ያ ብሓቂ 100% ናይ ልበይ ነጊርካለይ 𝑡ℎ𝑎𝑛𝑘𝑠.🙏
@ኤርትራዊዩስመይ
4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ረኪብኪኒ ኣብርሃም ገብረመድህን ሰሎምን ሃይለ ገዲፍካስ ኤፍረም እልካ ኣሎ
@ኤርትራዊዩስመይ
4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣለማዮ /ኣብርሃም ገብረመድህን / ሰለሙን ሃይለ /ዳዊት ሃይለስላሴ (eliana) ዓዚዝ ሓጎስ/ ኣብርሀት ዓብዱ /ማህሌት best
@meleswelay3933
4 жыл бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ኣሊዕልኩም ግን መፍትሒ እዉን የድሊ እዩ።
@shewitteklai8137
4 жыл бұрын
I LIKE SOLOMON HAILE AND KIROS ALEMAYO FOREVER!!!!+++ FROM ERITREA
@hagostasfu971
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓሚምና በዞም ደረፍቲ ናይ ሎሚ
@tsidete7357
4 жыл бұрын
ኪሮስ አለማየሁ በጣም በጣም የምወደውና የማደንቀው ነው።።አብርሃም ገ/መድህን ከዘመኑ ደግሞ ትምኒት ግን አለባበስዋን አልወደውም
@okbayfitwi765
4 жыл бұрын
ያ ዛ መሰረት ሓድሽ ኣነስ ከመይ ዓይነት ዓሌታዊት ዝኾነት ሰብያ ኣብ ኩሉ በቃ ራሲስቲ እያ ባሓቂ።
@organentier1414
4 жыл бұрын
ኣነ ኸኣ ናይ ሰለሞን ይኹኖ ኣምላኽ ይፈቱ እታ ዝፈትዋ ደርፉ ድማ # ሓረጉ ሕንግጉ ትብል ቒቒቒ።
@teklitxewarshigir8403
4 жыл бұрын
Htetni yfetwa ane kea
@berihugerezghier6451
4 жыл бұрын
እዞም ናይ ሕጂ ትግርኛ ደረፍቲ መሕፈርቲ ባህሊ ትግራይ ዘይውክል ጥራሕ ነብሰን እናተርኣያ ክሊብ ምስራሕ መሕፈሪ እዩ ካብ ካልኦት እንምክሖ ናባና ምምጻኡ መሕፈሪ እዩ
@tigraylove2764
4 жыл бұрын
ቦኒታ ማዓርርርርርርርርርርርርር ማሂየ ዝያዳ ፍትውውውውውው ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቀናኢኹም ገፁ ይርሓቅ ምድረ ሓሳዳት ቀናእቲ ፈጣሪ የርሕቆም ኣብሽሩ ደቂ ትግራይ ማዓር ወለላይ
@ወዲትካቦወረቂ
4 жыл бұрын
ስሎምን ሃይለ ma best nateyy
@ዓጋመይጻዕዳ
4 жыл бұрын
እንበዓል ሰለሞን ሃይለ ከ ደቅዛ ድንዙዛት
@kuluweyo4820
4 жыл бұрын
hasewti eyom ezieom bejaki bflay eti wkiyanos zbhal ntegaro derefti btaemi eu zxeleom nay kalie derefiti ketababie eu zdeli nay nusus dlayo mgebere gna zey nusu gobozo getami zelo aymeslon shum enatekese gn ntegaru derefti kdakemu ygebr eu nabenet hadegize ztezarobo zereba nay dawit nega derfi kem derfi geyre ayhasbon ybl neyru gn hakega getami koynu zeykone ntkmu kbl ahlfu zhb asha hasawi lekbat sle zkone eu
@berihugebrehaweria2719
4 жыл бұрын
በዓል ዋሪ እዉን ወስኸሉ
@melkammelkam5492
4 жыл бұрын
ናይ ከዚ ደርፍስ ደርፊ ተብሂሉ ድዩ ሓደ ሓደሎግን ቆንጆ እንዮ ከምኒ ንጉስ ኣባዲ ሰለሙን ሃይለ ኣብራሃም ገብረ መድህን
@tigrayforever9256
4 жыл бұрын
Aytfeltiyon malet eyu
@michealtesfu9945
4 жыл бұрын
Befelay bereket weldu zeblwo zema hamamiswo lekakibu nay ertrawyan derfti zematat zetederfe hawawisu neti getmi tegrna yebalshewo alo ezia abxehlu getemti zeyemti alewu zefetra besenki wuhudat yebelasho alo
@احمدزيد-ر9ج
4 жыл бұрын
በጃኩም ናይ ሎም አነኩም ደረፍት ራሃቁ አንተኮነ መዝሙር አዘውትሩ ያአክለኩም አለማዊ ስራሕ
@zeniwedimera6857
4 жыл бұрын
Derfi moyta kebari zeybela 😭😭😭😭😭
@filmonangosom7336
4 жыл бұрын
Meseret Hadush zhabeto riaito btami adniqeya atum snetbebawyan aina bahalti haylu bzeyegeds gn nhzbna haf zebl awanawi srah srhu haqi hizkum mxu hayli alekum nhzbi qtqyru tesfa habuwo Amex antelyu ageb mbal lmdi yhalkum
@omerismail3555
3 жыл бұрын
Currently only Tikue weldu is the best Tigrian singer.
@samimeksen4996
4 жыл бұрын
ውቅያኖስ ናይ ብሓቂ & ብርሃነ ሃይለ
@የተክልየልጅነኝ-ኸ1መ
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኣፀየፍቲ ዝኾኑ ደርፍታትን ኣከዳድናን ጠቕላላ ነምስምዖምን ንምርኣዮም መሕፈርትን ብዙሓት ኣለዉ
@temesgenamlakey2228
4 жыл бұрын
ናይ ሎም ደርፍ የኾነይ ዶ ደጋግምና ክንሰምዖ ሓንት ግዜ ኳ ተፀምምና እና ንሰምዖ ዘለና ፍትሕ ንእዝንና😂 1000000 ግዜ ሰምዐ ዘይሞንዮ ሰለሞን ሃይለ ጥራሕ ዩ ሃየ ሶል ምስ ግዜ ከይትቅየር
@SalamSalam-ke1iu
4 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🙏
@manchesterunitedreddevils3843
4 жыл бұрын
Xbuk aleka 👊🏾👊🏾👊🏾
@Sembelawi__neber
4 жыл бұрын
yala hzbi tgrina, gnhwom tray. tgrina keyemetwa keleu
@ክሪስቲና
4 жыл бұрын
አብርሀም& ኤደን 🇪🇹🇪🇹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetgereziher9620
4 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ደረፋቲ መሕፈሪቲ ክሎሞ ማለት አይኮነን ጎቦዛት አለው ትግራውነቶሞ ዘክቡሩ
@shewitteklai8137
4 жыл бұрын
Solomon haile my favoirite big man
@tube-yx2ru
4 жыл бұрын
ኣጥማና
@bitowabr8496
4 жыл бұрын
Wikianos Guesh btami nufue eka beti tamnelu ktseh aleka and Meseret Hadush adnikekum
@rahwarahwa7436
4 жыл бұрын
ታትዛርብ ዘላ ናሃትኪ ደርፊ ኣስምዕና ካሎኦት ደስ ዝበሎም ይድርፉ ኣብ ሂወቶም ከመ ድሌቶም
@ሂወተይናይክርስቶስእያ
4 жыл бұрын
Mesret hadesh deya tebahal balti moya elkuma ember tebeb aytfelet art aytfelet halewlew abziha afleto yeblan wala ab tegray talen n.feradit aytbeken eya
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
𝕙𝕪𝕖𝕤𝕒 𝕜𝕙𝕝𝕦 𝕒𝕝𝕖𝕨𝕠 𝕓𝕗𝕝𝕒𝕪 𝕒𝕓 𝕥𝕚𝕘𝕣𝕒𝕚 𝕥𝕓𝕝𝕦 𝑠𝑢𝑏𝑠𝑐𝑟𝑖𝑏𝑒 𝕣𝕘𝕖𝕩𝕦𝕝𝕖𝕪 𝕙𝕒𝕨𝕜𝕦𝕞 𝕖𝕪𝕖💞
@kibjakewilshere1139
4 жыл бұрын
ብርሂን ውቕያኖስን ፅቡቕ ሓሳብ እዩ
@gebremikaelhagos7988
4 жыл бұрын
ፁቡቕ ጅማሮ አብዚሕጂ እዋን ዓቕሚ ዘይብሎም ብድልየት ጥራሕ ዝደርፊ ዓቕሚ ከምዘይብሎም ክንገሮም አለው ሂስ ክቕፅል አለዎ ቀፅልሉ
@okbaybereket4966
4 жыл бұрын
Derfi dea moyta endya lomi hambof mis tebahle akele
@ፈጣሪሰማዕዩ
4 жыл бұрын
XBUK SRAH ........KHSEBELU ZELEWO EYU......BFLAY AB TEZARABI TIGRINA
@kndahaftitesfay9066
4 жыл бұрын
ብሐቂ እዘን ጥርሐን ዝወጻ ታጽላአኻ እንታይ ኮነይነን እየን ሙሉእ ኽዳን ዘይኽደና ከም ወለደን
@ambessaabraha6748
4 жыл бұрын
brhin abo tbeb enkua kemzi konka long live
@negash7146
4 жыл бұрын
ዞም ሪኢቶኦም ዘሕለፉ ብጣዕሚ አድኒቐየም ናይመብዛሕትና ልገልፅ ኮይኑ ረኺበዮ ናብ ቀፃሊ ውላዶ ዝሓልፍ የብሎምን ብሓቂ ከም ኪሮስ አለማየሁ ዝመስል ዘይሃስስ ዝደረፈ የለን
@ONELove-q6n
4 жыл бұрын
ማስሜዳ ኣህጺጽዎም ኢዩ ጽቡቅ ጌሩ ነዞም ደረፍትና ንሕናውን ከም ሰመዕቲ ትግርኛ ነየናይ ንሰምዕ ባዕልና ውን ኣጥፊእናዮም ኢና ።
@brhanf3629
4 жыл бұрын
ፅብቅሓስብእዪ
@zaidworqi5871
4 жыл бұрын
Nay Bhaqi Xbuki gelexa huluw derftat Azyu kihseblu zelwon Bimqot kisrahalu ygbai
@lixmont8294
4 жыл бұрын
ናይሎሚ ዳአ ንኩሎም /ንኩለን ዘይኮነስ ገለ ገለ ፅቡቅ አሎ ገለ ገሊኦም ካዓ ሕማቅ ሰራሕ እዩ እቲዝበዘሐ ፅቡቅ አይኮነን
@abiiilove7993
4 жыл бұрын
መጽሓፍ ያንብቡ ከየንበብካ ዝመጽእ ነገር የለን ደርፍታት ትግርኛ ከዓ ይስምዑ ኣምሓርኛ ንተወሰነ ጊዜ ያቃሩጹ
@dtgd4380
4 жыл бұрын
Btkkl anewun afta akadadna reito alatni ms bahlna zkeyd sebn egziabhern zfetwo nkaden 🙏
@rabababamrabababam5500
4 жыл бұрын
ሰላም ተጋሩ ኣብ ምዚቃ ናይ ዝገደምካ የብሉን ኪሮስ ኣለማዮ ኣታክልቲ ዶ ገለ ትብሉስ ኣነ ትግሪኛ ኢየ ግን ናቶም ሰሚዐ ኣይፈልጥን ብዘይካ ምቅናይ ትብል ደርፊ 3 ንፊዓት ደረፍቲ ግን ኣለዉኩም ንሶም ድማ 1 ኣብራሃም ገ/መድህን 2 ማህለት ገይርጉስ 3 ሰሎሙን ሃይለ እዚኦም ኢዮም ዘለዉኩም ተከናከንዎም ክረዲት ሃብዎም ። ባህላዊ ትልሂት ግን ንዓኩም ዘርክብ የለን ።
@meneshalie2339
4 жыл бұрын
Eyasu Berha and kiros Almayo Finsh Done :: from now Solomon Haile and Berhan Haile ...Aberham Gebrmadhen
@SamiSami-il1we
4 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ክሊብ ትራይ ኢየ ዝርእይ ጽምጺ ኣይሰምዕን ኢየ ምክንያቱ ኣዉያት ኢዩ
@መንከምትግራይ-ቀ4ከ
4 жыл бұрын
እወ አነውን ይሰማመእሉ እዬ ዝፈረደሉ ዊግ አሎ ብጣአሚ መፅልኢ ዝኩነ ኩይንሎ ማአኩር ምርአይ ኩይንሎ ሰራህና ብተፈጥሮ ኖርማል
@teweldegebremarim9748
4 жыл бұрын
ጽቡቕ ነገር ኣምጺእኹም
@lemlemwoldegerima4495
4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️
@mistirfkri3971
4 жыл бұрын
Kiros alemayo Solomon haile Abrham gebremedhn Aziz hagos Tsegaziab embeytey Mesfin gena gena Dawit elyana Abrhet abdu Mahlet gebregiorgsh Tmnit welday
@teklesimon8443
4 жыл бұрын
Ya nabehaki Senef derafay Senef derfi yekrib eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 derefty Tigrigna anfeto enasehatu ekedu alewu emo haye kem nay kedem natatukum afruyu gin kea nukulom zey kones hade hade mukanom kigelitsi yfetu
@wintanastudio923
4 жыл бұрын
Go tigrigna from north
@kunamawedisheraro8918
4 жыл бұрын
Welcome bro ❤❤❤👈🏿
@sunlove6531
4 жыл бұрын
Natkum derfis derfi tebahilu dyu kkkkkkkkk
@almazbirhane6348
4 жыл бұрын
Ane ka Nay kedem kulom gobezat eyom Nay lomi ka zemen alem seged
@temesgenabreha3333
4 жыл бұрын
Mesert Hadsh eta n Eritreawyan Derfti txele dayna nay Shngrwa dya
@kebesazabeye9547
4 жыл бұрын
Kķkķkkk ewe
@habtomhaile5211
4 жыл бұрын
Niy bhqke wekyanos asli 🥰
@jeneralafrikaalulaabanegah2655
4 жыл бұрын
Nay bahaki nabey getsa tikeyd kemzela tigrigna tefiuna alo bejakum
@habteabkesete3974
4 жыл бұрын
Ane eritreawi eye gn Kab derefit tegaru solomon haile Abraham gebremedhin esom eyom delewkum nfuat
@formafireck3833
4 жыл бұрын
Beseru ketselulu derfeti getim zeybulu derfi endarfi achegeromuna keb kebretetina zewetse derfi yederfu alewu Sheme beseru
@ምንባርንዘለካምፍቃር-ቨ2ጰ
4 жыл бұрын
ገጣማይ ውቅያኖስ ጉዑሽ ግልጺ ኮይኑ ይዛሪብ ንፉዕ
@Landa500
4 жыл бұрын
ዘበን ስሳገር ስራሕ እንተደልኻ ግጥሙ ንዘልኣለም ተፈታዊ ስራሕ ክትኸውን እንተደሊኻ ድማ ዜማኡ ብጣዕሚ ፅቡቕ ክኸውን ኣለዎ እሉ አብርሃም ኣፈወርቂ!!!!!
@garagedesale8700
4 жыл бұрын
Hiii you have beutifull ladys
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
4 жыл бұрын
ነይ ለምይ መዝቃ መዝቃ አይክነን ዕብድን አዩ ባህለው ዝመናው አይፈለጥ ባህልና በጅኩም አይትብልሽና
@proudmom6294
4 жыл бұрын
Ane eritrawit ye zednkom tegraru derefti dma Abrham gebremedhn, solomon haile, eden gebreslasie eyom
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
4 жыл бұрын
ካብ ናይ ቀደም ደረፍቲ ኪርስ አለማዮ እያሱ በርሀ አታኽልቲ ሃይለሚኬኤል አበበ አረእያ ሕሉፍ አለሙ ገብሩ ፍኖ መንገሻ ረዳኢ ካብናይ ሎሚ ሰሎሞን ባይረ ሰሎሞን ሃይለ አብራሃም ገብረመድህን ማህሌት ትርሓስ ታረቀ ተምኒት ወልዳይ ኤፍሬም አማረ ካብ ራያ ብርሃኑ ማቸ ሃይለ መርጌታ ወዲ ባራንቱ በርሀ ራዛ ልዚኦም አድነቕቶምየ 👍👍 ❤💛❤
@melantentertainment4465
4 жыл бұрын
ኣብዚኣ እባ ሳብስክራይብ ተሓባቦሩኒ የሕዋት ብዛዕባ ቴክሎነጂ ኢና ሸር ንብል ብትሕትና ንሓተኩም
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
4 жыл бұрын
አይትሓሽይይይይይይይይ እሽ ሰብ ብቃዕሞም ይስረሑ መቀኛታት ሰብ ተስፋ ንምቅራፅ ስራሕኹም ብዙሕ ኣብ ትግራይ ሽግራት አለው ከይወፁ ግን ጋዜጠኛ የለይ
@bitowabr8496
4 жыл бұрын
Ane zgermen Tegaru Solomon Haile and Abraham G/medhin ayom atom zbelexu dereftkum nay zhalefe 15 ametat wey lielu. Kem zgibae testemakrwom aymeslenn. Efrem Amare kalin bhji anteserhu amber zlkef yeblemun.
@tahtayadyabo9177
4 жыл бұрын
ወልዳይ ምስ ውቅያኖስ ተሓባበሪ ሞት ደርፍታት ትግርኛ
@christianmichael3072
4 жыл бұрын
Nay lomi derefti bejakum akarxwo eti zelo nay kedem derfi yaaklena eyu
@erinatna4535
4 жыл бұрын
Aziz Hagos Solomon Haile Abraham Gehbremedhin Etom Hayalat Nay Tigray Derefti
@zegeblatube
4 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ ነገር እንተሎ እዛ ዓሰርተ ግዜ ከም ናይ ፑታ ጋዝ ፈትል ናይ መሸማዕ ስራሓት ጸጉር እናቀያየረት ናይ ሙዝቃ ፊላጥ ባሃሊት ክእለት የብላን
@formafireck3833
4 жыл бұрын
Beseru ney lomi derfi 1t melete semka aydegemen
@adi-qe8bv
4 жыл бұрын
ኣብ እዋኑ ፅቡቅ ትኩረት ዘድልዮ ርእስይ እዩ ትግርኛ ደርፍይ ኣሎ ናበልናዮ ወለዶ ከብርሰልና እዩ ዳከራ ጥራይ
@erenalove
4 жыл бұрын
መንፋዕትኩም ኣብ ክሊፕ ኮይኑ ምህላዎ ተረድኦ። ግጥሚ ኣለና ከይትብሉ። እዝ ግን ነዞም ናይዝ ወለዶ እንበር ናይ ቀደም ኣይውክልን ዩ። ጸርፊ ጌርኩም ድማ ከይትሰሃሉና ደረፍት ኣይኮናን
@ሂወትደስታጓልትግራይ
4 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ደረፍቲ ትግርኛለ የዕብዩ ኣሎዉ ባህላዊለ የጥፉኡ ኣሎዉ ሓደ ገፆም ትግርኛ ከም ዝስማዕ ይገብሩ ኣሎዉ ሓደ ገፆምለ ባህልና ልድሕሪት ይጐስዎ ኣሎዉ
@ወይኩንፈቃዲከ
4 жыл бұрын
እንባአር ክገርመኩሙስ ናይ ሰለስተ ሰብ ሙዚቀኛታት አድናቂት እየ ቀዳማይ ኪሮስ አለማዮ ካለአይቲ ንግስቲ ሓየሎም አታኽልቲ ሃለ ምካኤሌ እየ ካብዚኦም ድሕኦምን ዝመፁ ደረፍቲ ኤክስቫይር ኢሎዮም አለኹ ከይምሕል ናይ ሰላማዊት የዉሃንስ የብለኒ አሎ ዝብል ሙዚቃ ሰሚዐ ንዓአለ ዘረአኛ ኮይነ አምሓሩ ከናአስዋ ብትግራዉነታ ስለ ዝሰማዕኩ ካብዚአ ዝሓለፉ ድምፃዉያን ልቢ በሉ ወለ ከም ምፅላል ናብ መዝሙርኩም ፈጣሪኹም አመስግኑ
@tahtayadyabo9177
4 жыл бұрын
ካብ ናይ ሎም ደርፍታት ሃጠውቀጠው ደርፍታት ዘንሰምዐሉ ናበይ እና ንከዶ ፎእ ዘመን ኣለምሰገድ ምስ የዕሩቱ ክእገድ አሎዎ ምስ ገሬ ብዕራይ
@weldebrukhadgu8310
4 жыл бұрын
ኣጢማና ክክክክክክክ
@noranaser4455
4 жыл бұрын
Awo btykikikikl eyou
@hasiethagos32
3 жыл бұрын
ቦእ ደርፊ ኣይኮነን እኮ እዚ ናይ ሎሚ ይኽደነና እዩ ዘብል፡
@HiHi-us2lm
3 жыл бұрын
💚♥️🇪🇹🇪🇹💖🧡😒
@samrawithalefom3913
4 жыл бұрын
ናይ ሕጂ ሳኬት እዮም ከምዚ ዓይነት መደብ ቀፅልሉ ምእንቲ ክማሃሩሉስ
@tsegaethiopia2921
4 жыл бұрын
Ere msni selemun haile wedi bayre ewun aytresiewo gobez derafay eyu
@nsxnbdmcn6037
4 жыл бұрын
ኩሎም የማሓይሹ ዋይ መን ከም ናይ ቀደም
@tesfaymesele3385
4 жыл бұрын
እቶም ርእቶ ዝህቡ ዘለዉ ብሉጻት ኢዮም ሓቆም ኢዮም
@rihananeymar1373
4 жыл бұрын
ኣታክልቲ ሃይለሚካኤል ቀዳማየይ እዩ ብፍቅሪ እየ ዝሰምዖ ኪሮስ ኣለማዮ ብዙሓት ጎበዛት እውን ኣለው ከምኒ ሰለሙን ኣብራሃም ማህሌት ካብ ወጣጡ ድማ ዳዊት ኤልያና እንተ ሓደ ሓደ ጋዕገልጠማት እዮም ኣዋልድ እውን ብሜክኣብ ተለቅሊቀን ናይ ቡቲክ ባሙቡላ ይመስላ ምሱኡ ድማ ኣጥዋተን ዘርጊሐን ይሰርሓ ምናዳ ራሄል ሃይለን ትምኒትን ቡሱሩ ክዕረ ኣለዎ ዝነገር ኣቱም ሙዚቃ መቀናበርቲ እውን ንቅርሺ ብቻ ኣይትስርሑ ደስ ዝብል ተዘይኮይኑ ኣይትስርሕሎም
46:23
በ‘DNA’ ምርመራ ውጤት ቀረፃ ላይ ፍፁም ያልጠበቅነው ነገር ገጠመን! Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 687 М.
22:31
ጻንሒት ምስ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል(ፍቅሪ ዕዉር አሚነ Part 1
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 61 М.
00:16
消防避险训练,消防员用“水盾”逼退烈火!这是训练,也是他们可能面对的日常。致敬!#熱門 #中国
M档案
Рет қаралды 123 МЛН
2:44:02
ЭКСКЛЮЗИВ: МАЛ екенмін! Некесіз туылған ҚЫЗЫН мойындай ма? 15 мың теңгеге ренжіді!
НТК Show
Рет қаралды 590 М.
00:20
Мама у нас строгая
VAVAN
Рет қаралды 11 МЛН
00:24
Lazy days…
Anwar Jibawi
Рет қаралды 6 МЛН
23:57
ብጋል አነስተይቲ ምክንያት ብእምኒ ቀጥቂጡ ረይሳ ንኣራዊት ዝሃበ ገበነኛ መንእሰይ
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 94 М.
21:30
ያልተጠበቀ ውሳኔ ሁላችንም ደነገጥን
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 44 М.
54:51
ተስፋ ዝተገበረሉ ብዓል ቡዙሕ ሞያ ጥበብ ጌታቸው ኪዳነ ምስ ራሄል በርሀ /Getachew kidane/
Tigray film production
Рет қаралды 12 М.
7:06
ብጣዕሚ መስሓቅቲ አፍካ ዘየክድኑ ቀልድታት ብ ቀሺ ሃፍቱን ገብረኪሮስ ዳደን
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 34 М.
16:55
Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Tigrigna music 2024
Shro Entertainment
Рет қаралды 3,2 МЛН
2:19:58
ብዛዕባ ኣይዳ እዚ'ዩ እቲ ሓቂ - this is the Truth abouth Aida Mebrahtu
zomay channel
Рет қаралды 69 М.
11:00
ብጣዕሚ መስሓቂ ንድሕሪት ዝመልስ ሰብ ቀደመ ምስ ደርፍታት ቀደም ዘለዎም ፍሉይ ተዘክሮታት
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 8 М.
49:05
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 35 ( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 222 М.
20:33
ጻንሒት ምስ ራሀል ሃይለ interview with Rahel haile part 1
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 26 М.
55:57
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 289 М.
00:16
消防避险训练,消防员用“水盾”逼退烈火!这是训练,也是他们可能面对的日常。致敬!#熱門 #中国
M档案
Рет қаралды 123 МЛН