ናይ መለስ ጋርዲ | መለስ ሓሚሙ ኣይሞተን ፡ ወዲ ነጮ ብናይ ፀላኢ ሴራኢና ሲኢናዮ ፡ ናይ መለስ 3 ጥፋኣታት ➡️ ተጋዳላይ ገብረኺዳን 0920084816

  Рет қаралды 182,654

seret media

seret media

Күн бұрын

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ናይ መለስ ጋርዲ | መለስ ዜናዊ ሐሚሙ የኾነይ ሞይቱ ፡ ወዲ ነጮ መሪዙ እዩ ቀቲልዎ ፡ ንመለስ ዝወቅሰሉ 3 ዓበይቲ ነገራት ኣለዉኒ ፡ ናይ ኣሜሪካ ወታደራት ጎቲቶሞም ፡ ወዲ ነጮ ብናይ ፀላኢ ሴራ ኢና ሲኢናዮ ➡️ ተጋዳላይ ገብረኺዳን 0920084816
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 809
@KibromGebremichael-r2x
@KibromGebremichael-r2x 4 ай бұрын
ብጣዓሚ ሓቃዉን መሪር ትግራዋይነት መንነት ዝተላበሰ ቡሉፅ ተጋደላይ ! ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ካብ ፀላኢኻ ዘይኳነስ ካብ ፍታዊኻ ተጠንቀቅ ዝብል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ክንዉንን ይግባእ , ብተወሳኺ ኣብ መራሕቲ ትግራይ እቲዋና ዉድቀቶም ንትግራይን ን ትግራዋይነት ዘይምእማንን ዘይ ምኸባርን እዩ እቲ ዋና ዉድቀትና መስዚ ሓወይ ተመሳሳሊ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ , ቀፅለሉ ኩቡር ሓዉ የቅንየልና !!🙏🙏🙏🇻🇳👈
@KiflomWgebriel
@KiflomWgebriel 4 ай бұрын
ጠራዕራዕ
@NegasiMekelle-mu9ix
@NegasiMekelle-mu9ix 4 ай бұрын
ኣንታወዲከልቢ ok
@lemlemhaftey3167
@lemlemhaftey3167 4 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ዪቅረታ እበር እቲ ትጥቀምው ዝነበረ ስልትታት ተዘይ ትገሉጸዋ ጹቡቅ ነሩ
@teklemariamsurafel3268
@teklemariamsurafel3268 4 ай бұрын
Yeah fool man explaining his tactics 😢😢
@HagosHaileGebru
@HagosHaileGebru 2 ай бұрын
ብሉፅ ሓሳብ ጅግና ተጋዳላይ
@wedihaile1780
@wedihaile1780 4 ай бұрын
እዚ ጅግናና account ቁፅሪ ፅሀፉልናሞ ኩልና ብዝከአልናዮ ክንህግዞ እግሩውን ይተኻከም❤
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b 4 ай бұрын
ደስ ክብል ወግዑ ንፉዕ ልኡም ዘረባ❤
@ሰላምነዓካህዝበይ
@ሰላምነዓካህዝበይ 4 ай бұрын
ፎሎው መልሲ ምቅርቲ❤❤
@TsegayKidanu-p6t
@TsegayKidanu-p6t Ай бұрын
ህዝባዊ፣ኒሐኛ፣ናይ ሞራል ልዕለነቱ ዝገርም፣ቅኑዕ፣እርኑብ ኣንደት ዝወነነ፣መስተውዓልን ብሓቂ ብባህሊ-ስነ ልቦና ተጋሩ ዝዓበየ ጅግና ተቃለሳይ❤ እዚ ሓውና ክሕከምን እግሪ ክተክል ክድገፍ ይግበኦ❤
@YosephGebrehiwotTedla
@YosephGebrehiwotTedla 3 ай бұрын
ደስ በሃሊ ኢንተርቪው። ዘይተቖራረፀ ታሪክ ሰሚዕና። Thanks, Seret Media.
@solomontadele9166
@solomontadele9166 4 ай бұрын
ቅኑዕና ዝተመልኦ ሓሳባት። ኣብ ሓደ ግዘ ኣርባዕተ መራሕቲ ኣፍሪካ ዘቀተለቶም እዛ ዓባይ ዓዲ እያ። መራሕቲ ትግራይ ህዝቦም ረሲዖም ህዝብን ዓድን ማቶም ዘቃንዑ ዓያሹ ካብ ጌገኦም ዘይመሃሩ ወገኖምን ህዝቦምን ዝበደሉ እዮም።
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 4 ай бұрын
✅😭😭
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@tilahuntsige5187
@tilahuntsige5187 4 ай бұрын
ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@حواءمحمد-ز7ح
@حواءمحمد-ز7ح 3 ай бұрын
እዋይተጋሩክትጃሃሩጅግናስሪኡይፈትሕድዩግንፈከራባህሊእዩ
@brightfeature89
@brightfeature89 4 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ሓውና ክሕገዝ ክሕከም አለዎ። እቲ ዝቀረበ ሓሳብ ትኽክል እዩ።
@FilmonBerihu-d2y
@FilmonBerihu-d2y 4 ай бұрын
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ እዩ ናይ ብሓቂ። ዳይ ኩላና ተሓባቢርና ክንሕክሞ ኣለና።❤
@YemaneHailemariam
@YemaneHailemariam 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ገሊፅካዮ አለኻ ጅግና ታይ እሞ ከምቲ ዝበልካዮ እዩ አብ ውድቀት ህዝቢ ትግራይ ቁፅሪ ሓደ ተጠየቅቲ ናይ ፖለቲካዊ መራሕትና ፀገም እዩ ።
@عانر-ب7ن
@عانر-ب7ن 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ዝድነቅ ሓሳብ❤
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 3 ай бұрын
ናይ ዓጋሜ ጠራዕራዕ
@FhHdj-t7d
@FhHdj-t7d Ай бұрын
ተረዋእ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ጅግና ክቡር ሓውያ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ🙏❤❤❤
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 4 ай бұрын
ሐቂ እዩ ተጋደልቲ ክብሪ ክዋሀቦም አለዎም ግቡኦም ክግበረሎም አለዎ አጆኻ ጀግና ኢኻ ንስኻ❤
@Natna-5-24
@Natna-5-24 4 ай бұрын
እዋይ እዛ ናይ ጎረቤታችን ጅግንነትስ ለካ ሓሶትን ስርቅን በዚኣ ካኣ ዓለም ብዓለማ ፈሊጣትኩም
@herayebeverly-r6q
@herayebeverly-r6q 4 ай бұрын
ተሓንጋራይ ብዛዕባ ጀግንነት ኣፍልጦ ኣይብሉን
@regatbesrat8897
@regatbesrat8897 4 ай бұрын
😂😂😂
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 29 күн бұрын
Hansab xinah cabziom kale ketsmie eka
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 ай бұрын
ሐየት ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ።
@HaylushGere-zh4dl
@HaylushGere-zh4dl 4 ай бұрын
ብትክክል ኢካ ገሊፅካዮ ክብረ ዝግበኦ ክብሪ ምሃብ
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀካ ጅግናና ሰረት ሚድያ እውን የቐንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeddyAswa
@TeddyAswa 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ገራማይ ወዲ ኣበይ ነይሩ ክሳብ ሕጂ ናይ ግድን እግሩ ክሕከም ኣለዎ ንትግራይ ከምዙይ ዝበለ ጀግና እዩ ዘድልያ
@ባንኪሙንወዲትግራይ
@ባንኪሙንወዲትግራይ 3 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ እንኳዕ ብሰላም ተረፈካ❤❤❤
@Nobel-j9f
@Nobel-j9f 4 ай бұрын
ገሬ ጅግና እንካዕ ተረፍካ ዝሓወይ
@GebretsadikGebreeyesus
@GebretsadikGebreeyesus Ай бұрын
ጀገግና ኢኻ!!እቱ ዘሕዝን ነገር ግና ሰለ ሳምራ ዝበልካዮ ግና ትኽክልን ልዕሊ ትኽክልን ኢኻ::እዙይ ዝኾነሉ ምኽኒያት እውን ምንጩ ዘይተፈልጠ ሀፍቲ ሰለ ዝወነነ እየ::አዙይ ወን አነ ''አብ አጋ እርጋን ዝርጋን እየ ዝብሎ''አብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ"ትግራይ ፈጣሪ ምሕረት የአዝዘላ::አሜነ አመን አሜን!!!
@MiJo-s7z
@MiJo-s7z 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተባዕ እንኳዕ ተረፍኻ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 4 ай бұрын
ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ንበረልና ዝሓወይ ተሓኪምካ ብሙሉእ ጥዕና ክንሪአካ ተስፋና ሙሉእ እዩ ልቢ ይሰብር ብሓቂ ክትዛረቦ ቀሊል
@gdfx3728
@gdfx3728 4 ай бұрын
ዝወዲ ጅግና እዩ ብሓቂ አገንዕ ወዲ ታ ሕያወይቲ አዶ ትግራይ✊❤
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ለባም ኢኻ ቅዋምካውን ተሪር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy 4 ай бұрын
እዚ ጅግና ዝሕከመሉ መንገዲ ተተመቻችዮሉ ደስ ምበለና።
@NahomTeklezgi-p5c
@NahomTeklezgi-p5c 4 ай бұрын
Meshi do
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 4 ай бұрын
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 4 ай бұрын
ሓቅኻ ኣለኻ።
@sahledebesay4229
@sahledebesay4229 3 ай бұрын
ፅቡቕ መደብ ዩ ብሓቂ ❤️ ቀፅልዮ ክብርቲ ሓፍትና ❤❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 4 ай бұрын
ጀግና ተባዕ ወዲ ሐራስ ነብሪ ኢኻ እንኳዕ ብሒወት ተመለስካ ክትሕከም አለካ ❤❤❤
@berhegebregewergs1166
@berhegebregewergs1166 4 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ጨዓረ ኣብ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ረዚን መልእኽትን ስነዳ ታሪኽን ኣቐሚጥካ ኣለኻ። ቀፅለሉ።
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ😢 ጎይታዋይ እግርኻ ሓዊኻ ንምርኣይ የብቅዐና❤ ከም ሽምዓ እናመኸኽኩም ሂወት ሂብኩም😢
@LetshAregawi
@LetshAregawi 3 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ብፃይ
@alexargaw7167
@alexargaw7167 3 ай бұрын
He is so brilliant እቲ ጸገም ካድሬታት ከለዉ ህዝቢ ትግራይ ናጻ ኣይወዕን
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 4 ай бұрын
እዋእ ተባዕታይ ሓሳዊ ድማ መጺና
@NegasiMekelle-mu9ix
@NegasiMekelle-mu9ix 4 ай бұрын
ድቓላ ኣድጊ ኢካ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
ጉሓፍ ኣድጊ
@zekariasgiorgis7734
@zekariasgiorgis7734 3 ай бұрын
way ata entay ekum, entay eyu hasiyu?
@tigray3o
@tigray3o 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጫዓረ እንኳዕ ረኣኹካ👏 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና✊
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ 4 ай бұрын
እዚ ወዲዚ መራሒ ተትገብርዎ ክንደይ መጠዓመ❤❤❤❤
@BtuBlack
@BtuBlack 4 ай бұрын
ትፈልጦ ዲኻ?
@selamawithagos4308
@selamawithagos4308 4 ай бұрын
እዚይ ጅግና ኩሉ ዝቦሎ ሐቂ እዩ አጆና ጀጋኑ ትግራይ ንኩሉ ጊዜ አሎዎ እግዚአብሔር ይርዳዓና ዝብሎ ጠፊእኑ ❤❤❤
@HayleGebreslase-y9p
@HayleGebreslase-y9p 4 ай бұрын
ሐቅካ ዘሐወይ መለሰ አጥፍኢና ኢዩ ደቅና ዘጨፍጨፎም መለሰ ኢዩ❤❤❤❤
@asya1922
@asya1922 4 ай бұрын
እሞ ንሕና ተጋሩ ማስጣ ሶማል ዩ ወሪዱና ዘይትብለና
@spiritandlifeword
@spiritandlifeword 3 ай бұрын
ጅግናን ተባዕን፣ ዓዲ ከሕክመካ ይግብኦ።
@TitiG-sz2bg
@TitiG-sz2bg 4 ай бұрын
የቀንየልና ርግዐ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
ዋይ ዓዶኽዶኽ
@gfhggt4661
@gfhggt4661 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክብር ይግብአኩም
@rozinahaile
@rozinahaile 3 ай бұрын
ጀጋኑና ክብር ይግብአኩም ዝሓወይ ሓቂ እዮ 👏👏👏👏 ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💪💪💪💪💪
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 4 ай бұрын
ኣቲ ሓፍተይ ቢሮኺ ብጣዕሚ እዩ ዘጋውሕ ኣብ ቢሮኺ ዝኾነ ነገር ኣቀምጥሉ። ኣይስማዕን ነቶም ኣሕዋትና ክንከታተል ኢልና በር ስኽስ ኣይትሰምዕን
@saron-si5ym
@saron-si5ym 4 ай бұрын
Heje neseka seb do tekewen tenkasakes tebelai, teseti,tehaseb malet deu??????
@keseheGyone
@keseheGyone 4 ай бұрын
ፀማም ዲካ
@kidan5256
@kidan5256 4 ай бұрын
​@@keseheGyone🤭🤣🤣🤣🤣
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 4 ай бұрын
ዝተቀደደ ገረወኛ ይጥዕም ሂላ ገዛ ዩቱበራት ምግዛእ ኣይፈትዉን ዶላር ናይ ዩቱብ ምእካብ እንበር ።
@Tglove--
@Tglove-- 4 ай бұрын
ቀስ ኣብሊ ፀማም
@tazebewmoola1993
@tazebewmoola1993 4 ай бұрын
Thank you for your service our Hero
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሪር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Estifanos-w5o
@Estifanos-w5o 4 ай бұрын
Eritrean the best
@TesfayKidanu-qd5pq
@TesfayKidanu-qd5pq 4 ай бұрын
ይመችካ ትክክለኛ አግአዚ አሉላ አነ ለ ሰርዶ ነይረ ወዲ ዓበይቲ
@fremhret5643
@fremhret5643 4 ай бұрын
ተባዕ ሓቀኛ ትግራዋይ
@AmbayeTeshome
@AmbayeTeshome 3 ай бұрын
ኣመዋውታ ወዶጮ ሓቂ ኣማውታ መለስ ግን ትክክል ኣይኮነን
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Thank you for your service. May the Lord God heal your entire body in Jesus' precious name l pray. May the Lord God bless you and shine upon you right now, in Jesus' precious name l pray
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 4 ай бұрын
😢😢😢😢❤
@tirhaskiros7250
@tirhaskiros7250 4 ай бұрын
ካብ ዕድሜኡ ንላዕሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@-jh2ft
@-jh2ft 4 ай бұрын
ወድ ነጮ ሓወበኒ መዓረይ ጅግና ተይ እሞ ሞት ክፉእ 😢😢😢ጅግና ሓውና ከዓ እንኳዕ ብሰላም ወፃእካ🇨🇳👌🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@wedihaile1780
@wedihaile1780 4 ай бұрын
😢😢😢
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 4 ай бұрын
Nay china 🇨🇳 eya wedi Wayne hasot teray eu history Wayne ezie eu .
@mebratumebratu2341
@mebratumebratu2341 4 ай бұрын
ብሓደ ነይርና አብላቴ
@WitttshyEgjdsr
@WitttshyEgjdsr Ай бұрын
Yes ata jigna abshre
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 4 ай бұрын
ክክክክክክክ እዋይ ንሓሶትሲ ክንድዚ ድፍረት እዋይ ዓዶክ ዶክ😊😊😊
@TuTu-v6y
@TuTu-v6y 4 ай бұрын
Denqoro.resah
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 ай бұрын
እታይ ኮይኑ ዝሕሱ ንሲኪ ሐሳዊት ስለዝኮንኪ ኩሉ ከማኪ ይመስለኪ ወረኛ
@gene6075
@gene6075 4 ай бұрын
ሓሳዊ ሰብ ኩሉ ዝዛረብ ተሪኡ ከምኡ ዝሕሱ ይመስሎ :
@NegasiMekelle-mu9ix
@NegasiMekelle-mu9ix 4 ай бұрын
Bushti wtsae
@NegasiMekelle-mu9ix
@NegasiMekelle-mu9ix 4 ай бұрын
Fuck
@hiwethiwet7311
@hiwethiwet7311 4 ай бұрын
ተባዕ ወዲታ ሓራስ ነብሪ ኣምበሲት ጅግናየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeMesfin
@TeweldeMesfin 3 ай бұрын
"ጅግና ዳ'አኽበርና እንተደይ ኬድና ጅግና ክንፈጥር አይንኽእልን" I like more.
@KbromZeru-b7m
@KbromZeru-b7m 3 ай бұрын
ብጠዓሚ እየ ኮሪዐ ብኣካ ኩሉ ትግራዋይ ኣሰርካ ይከተል። ጋዜጠኛ እዉን ብጠዓሚነመስግን ቀፅልሉ
@EeEe-fl4ev
@EeEe-fl4ev 22 күн бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ
@iflm9910
@iflm9910 4 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ
@kidan5256
@kidan5256 4 ай бұрын
ክንደይ ጀጋኑ በሊዓ እዛ ጠላም ዓዲ 😢😢😢ብሓቂ ጅግንነትኩም መዐቀኒ የብሉን ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ዝሓለፉ ጀጋኑና❤💛😢😢😢ነቶም ምእንታና ክቡር ኣካላቶም ዝከፈሉ ጀጋኑ ክብሪ ንሃቦም 🙏ብሓቂ ፅቡቅ ኣጋላልፃ ጅግና ወዲ ትግራይ 🙏❤💛😍
@HsBd-m9y
@HsBd-m9y 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ወናኒ ብሱል ሓሳብ
@abrahamab900
@abrahamab900 4 ай бұрын
ደስ ክብለካ ትሕትንኡ።
@DawitGuashAccountant-th7lh
@DawitGuashAccountant-th7lh 4 ай бұрын
#ብሓቂ ጅግና ትግራዋይ
@TesfayTeame-u2g
@TesfayTeame-u2g 3 ай бұрын
ጅግና ሓው ዕድመን ጢዕናን ይሃብኻ ቡሱል ኣገላልፃ መን ዝበልዐቶስ መን ኣጉሰዐቶ ዶ በለ
@JamalOsman-tt4uo
@JamalOsman-tt4uo 4 ай бұрын
Hasowti
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 4 ай бұрын
ሐወይ መዓረይ አጆካ ጀግናየ 🙏❤️ማስ ጅግና ተከብሩ ይፈልጥ ግን አጆኩም ❤️❤️❤️❤️
@goitomfitsum6722
@goitomfitsum6722 4 ай бұрын
ዝገርም ሓሳብ። ጀግናና ኢኻ ብፃይ በሓቂ ብሱል ሓሳብ እዩ
@SemereMiruts
@SemereMiruts 4 ай бұрын
ወዲ ውለድሞ መለስ በልዮ መለስ ዘመን ክምለስ ❤️
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 4 ай бұрын
ዘመንካ ኣይትመለስ ድሁል
@erimedia4683
@erimedia4683 4 ай бұрын
​@@mu-ue1gs😂😂😂😂😂
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 4 ай бұрын
​@@mu-ue1gsፅባሕ ክትሐፍር ኢኻ ኮሜንተር ድሕር
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 3 ай бұрын
ተጋሩን ሐሶትን ጎረወኛታት ጸመምና ብሃሶት
@haftugebereslase9553
@haftugebereslase9553 4 ай бұрын
ሓቂ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ እያ እትርከብ።ቃል ብተግባር እምበር ካብ ካድረታት አይኮነን።
@michaelhaile9791
@michaelhaile9791 4 ай бұрын
ኣየ ትጋሩ ጃህራ ትክልዎ አኩም ዘረባኩም የፍር አዩ
@bereketrufael8201
@bereketrufael8201 4 ай бұрын
ፎካሪ
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 4 ай бұрын
ውፃእ ሻዕብያ ሐሳድ
@ኣቢman
@ኣቢman 4 ай бұрын
Kezab wahid
@HaftamuKhsai
@HaftamuKhsai 4 ай бұрын
ጅግና
@HabenEkubay-xn5te
@HabenEkubay-xn5te 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን
@ኣብሪሽወዲራያ
@ኣብሪሽወዲራያ 4 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ብሓቂ ቅኑዕ ሓሳብ እካ ሕዝካ መፅእኻ ጠስሚ እኻ ኣስትካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ከማካ ዝበለ ትግራዋይ እዩ ዘድልያ ❤❤❤❤❤❤
@Alame-e5w
@Alame-e5w 4 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ጅግና ዝሓወይ❤❤
@tesfaygebremedhn7608
@tesfaygebremedhn7608 4 ай бұрын
Our future is bright ❤ You articulate well. Respect 🙏
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 4 ай бұрын
ተሪኽ እነዳጠለፍካ ከም ናትካ ጌርካ ምቕራብ ስርቂ ኢዩ።
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 4 ай бұрын
ዘገርም ዘረባ!!!
@zekariasgiorgis7734
@zekariasgiorgis7734 3 ай бұрын
men seriqu?
@SisayTeame
@SisayTeame 4 ай бұрын
ወዲ ጨዓረ ጅግና ብፃይና ይበል
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 4 ай бұрын
ሓቁ ኡዩ ይፎልጦ አየ ከም ሶሞል ሕማቅ መሬት ኣብ ካባቢና የለን 🦁♥️💛
@YonasAbrha-b4d
@YonasAbrha-b4d 24 күн бұрын
Why
@WelduSelemun
@WelduSelemun 4 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 4 ай бұрын
kkkkkkkkk ATAYO BZAEBAka trah tezareb ALEm wedi ALEM AYTIBel ERITRAWYAN💪💪💪💪💪
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 2 ай бұрын
ኣብ ትግራይን ኣብ ኤረትራን ዘገልገለ ዘይኮነ ዘውደልደለ ኢዩ ዝኸብር። እዚ ኢዩ ኽኣ ብጣዕሚ ዘሕዝነካ።😢
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 4 ай бұрын
ጅግና ሐውና ዕድመ ይሐብካ ግን ወዲ ነጩ ናይ ባሐቂ ኢዱ እያ ጸንሐቶ ታሐባበረት እንተሎኦም እዶም ኣይስኣኑ ኢድ ጸናሒት እያ ናዕካሞ እዛኣ ዝገለስካያ ኣምለኽ ክብሪ ይሐብካ ❤❤
@ዓደይብልየንዓይይነይ
@ዓደይብልየንዓይይነይ 4 ай бұрын
ጀግናይ ንበረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@woldaitekola4986
@woldaitekola4986 4 ай бұрын
ወንድም ኢትዮጵያዊ በሙሉ ጀግናነው በዘር የተመሰረተ ጀግንነት የለም ኣሁንም በዘር ማሰብ ኣቁም
@simontsegay2661
@simontsegay2661 4 ай бұрын
ኩሉ ሰራዊት ማዕረዩ ፍልልይ ኣብ መሪሕነትን ዕላምንዩ። ወያነ ዕላም ዘይብሉ ተበላጺ ውድብዩ። ብልጽግና ካባኡ ዝገደደ። ሻብያ ኩሎም ሓደ። ዝዓበየ ድኽመት ወያነ ፖለቲካዊ ድኽመት።
@abebehsilassie1102
@abebehsilassie1102 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክሕከሙ አለዎም
@semeregebre2835
@semeregebre2835 4 ай бұрын
ብሂይወት እንዳሃለና ጅግና ክነፍሪ ኣለና ...!!!!!!! ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ።
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 4 ай бұрын
ብሓፂሩ ንትግራይ ትሕቲ መሬት ዝቀስርዋ እቶም መራሕቲ ትግራይ እዩም🎉🎉
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 4 ай бұрын
Wedi ጨዓረ ጅግና ዓርከይ
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 4 ай бұрын
ተባዐ ጅግና ትግራዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፈኻ 👏👏❤
@Kiflomhailemariam
@Kiflomhailemariam 4 ай бұрын
ጅግና ዝዓርከይ ❤❤❤
"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
1:40:13
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 5 МЛН
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 13 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 14 МЛН
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
"ብውግእ ፈሪሐ ዘይፈልጥ - ንፈለማ ግዘ ብተፈጥሮ ርዒደ!"
57:28
EriPlanet :- Interview with artist Tesfay wata /Last Part/
47:22
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 5 МЛН