'' ናይ ጳውሎስ፣ ጠቐነ ንካህናት፣ ንዕቀት ንመነኮሳት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 21,114

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 269
@ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
@ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 3 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ገይሩ ዝፈጠረኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@rutamehari6080
@rutamehari6080 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ኣብ እምነትና የጽንዓና እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏
@ኣክሱምዩቱብ
@ኣክሱምዩቱብ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና እግዚአብሔር ብጥዕና ብዕድመ ይሓልወኹም ፀጉኡ ይብዛሓልኹም በፀሎትኹም ሕስቡኒ ኦ ጎታና ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ኣስተዋይ ልብይ ሃበና እዚ ዘይ ኣማኒ ስብ እቲ ኣብኡ ዘሎሽጣን እመ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ክትላዓል ከላ ስለ ዝቃፀል፣ኣምላካችን መዳህኒታችን እየሱስ ክርስቶስ ንዘለና ብ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የንበረና ነቶም ዝወፁ ካዓ ብይቅርትኡ ይመልስልና ንሽሙ ናይ ክብር ክብር ምስጋና ይኹኖ ለብፅእቲ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ውዳሴ እና ምስጋና ንዓዓ ይኹን ንልዑል ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ስግደት፣ኣምልኮ፣ውዳሴ፣ምስጋና ብኩሉ ስዓት እና ግዜ ሙሉይኹንኣሜን ኦቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም ዓለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@selamawitzerisenay8881
@selamawitzerisenay8881 3 жыл бұрын
Amen amen amen 💒kalehiwet yesmealna kbur hawna
@ህንፃጋልትግራይ
@ህንፃጋልትግራይ 3 жыл бұрын
ኦረቶዶክሰ ንዘላኣለም ትነበረልና 🙏🙏🙏
@robelmosazghilebasiblessed1730
@robelmosazghilebasiblessed1730 3 жыл бұрын
Kal hiwet Yesmealna Egziabher Ybark 🙏🙏🙏⚓⚓⚓⛪⛪⛪We Love You Our Religion Christian Orthodox 🙏⚓⛪💙❤
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስምዕልና ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም ኣ ጎይታ ብየማን መንገዲኻ ምርሓና 🤲😭
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 жыл бұрын
Amen Amen qael hiwet yesmealna
@abeszantchi1418
@abeszantchi1418 3 жыл бұрын
Be BLESSED IGZIABHER AMLAK kante gar YIHUN. Libona yistachew. Wodew adelem. Inezihin aymroachewn bewunet YIKFETLACHEW. WONDMACHIN Timihirtih yitmal, agelaletsih yarekal. MEDHAE ALEM BE TSEGAWNA REDE'ETU ABROH HONO yebelete inditsera mertohalna berta. IGZIABHER AMLAK Yibarkih🙏🙏
@zewdihaileui3765
@zewdihaileui3765 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna kubur haw nay agelglot zemenka ybarek amen amen amen
@ኦጎይታኩሉከምፍቃድካይኹን
@ኦጎይታኩሉከምፍቃድካይኹን 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳህን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባርኽ ንሓውና ጳውለስ ድማ ኣምላክ ናብ ልቡ ይምለሶ።
@luwamhaile683
@luwamhaile683 3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmeana egzabiher amlak xegakue ybzahalkum.kba kemziem ayneti sebat ysewrena egzabiher amlak bmhretu ytemtena
@shewittesfay2847
@shewittesfay2847 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna memhr hawey nay agolgulot zebenka ybarek
@ngistiarayetigray4998
@ngistiarayetigray4998 3 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@amteyesusgebre475
@amteyesusgebre475 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesemealena hawena edmen tenan yhabka egzeabeher amlake
@Fekarkun
@Fekarkun 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet ysmialna Aytnawexn iya Tewahido Aytnawexn mesereta xinue u Aytnawexn Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna 🙏🥰
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መራሕቲ ሃይማኖትና ይሓልወልና ንስብ ዘይኮና ንአምን ነቲ ወንጌል ኢና ንአምን ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ እዉን ሓሰዊት መስሕ ከም ዝሞፁ ሰፊሩሉና እዩ ኣብቲ ጥዑም ቃሉ ምክንያቱ ብሰይጣን ዝሳሓተ ምሱኡ ንክትስሕት እዩ ፃዕሪ ዝገብር ግን ኣንሕና ብወርቅን ብቡሩርን ኣይኮናን ተገዚእና ብንፁሕ ደም እየሱስ ክርስቶስ ምግዛኢና ኢና ንኣምን ስለ ኩሉ ነገር እግዚእብሄር ይመስገን
@freweinitekle9179
@freweinitekle9179 3 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna bhaki Amlak nkuluna ykire yblelna neuu dma Amlak nab haimanetu ymleso
@sawudatv3434
@sawudatv3434 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzhalkum
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖✝️⛪️💞💖🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ምሕረቱ ይልኣከልና እዝግዮ ምሓረና ጎይታይ 💔💔💔💔😭😭😭ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ተኮሉ ሓይሊ ኣይትሃቦም ሓደራ ጎይታይ ምዓረይ 💔💔💔😭🙏ኩቡር ሓውናን መምህርናን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+🙏ንዓካ ክኣ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏ናይ ንድክምቲ ክኣ ልቦናይ ይክፈተለይ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏ኣብ ጸሎትኩም ዘኹሩኒ ይቅረ ምእንታን ክብለለይ ሰለ ዝፈልጦ ዘይብለይ ባዶ ክንሰይ ሓውሲ ወቀሳ ስለ ዝጽሓፍኩ ይቅረ ክብለለይ ጎይታይ ምዓረይ ጸዋሪ ኩሉ 💔💔 💔😭😭🙏ከምኡ እውን ምእንቲ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ሓደራ🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
@@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ haftey brkti amlak nkulna ykre ybelelna malet ztnkf zehmm akayda endyu zkeyd zelo ezi eqa
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v ኣሜን 3+🙏ይቅረ ይበለልና 🙏እሞ ይቅረ በሉለይ ንስኩም እውን ኣየናይ እዩ ዘሕምም ኣካይዳ እቲ ዝጽሓፍኩዎ ዶ ኣነ ድኽምቲ ፍጥረት💔😭 ይቅረ በሉለይ ካብ ሕጂ ክእረም እየ ሕጂ እውን ኣሪመዮ ኣለኩ እዚ ኩነታት ናይ ኢትዮጵያ እንድዩ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኮይኑ ካብቲ ነቲ ኩናት ደጊፎም ምፍናዎም እቶም መራሕቲ ሃይማኖት እቲ ንጹህ ህዝቢ እንዳ ሃለቀ ኣብ መገዛእ መሬቱ ኣፎም ዓቢሶም ስቅ ኢሎም ምርኣዮም ን ተመሊሶም ክኣ ኩናት እንዳሃለወ ህዝቢ እንዳሃለቀ ዕርቂ ኢሎም ሰላም ከም ዘሎ ከምስሉ ንመንግስቲ ንምሕጋዝ ናብኡ ምካዶም💔😭 መሊሶም ነዚ ኩናት ንዝቃወሙ ዓበይቲ መራሕቲ ሃይማኖት ዝኮኑ ኣቦታትና🙏ክዛረቡ ከለዉ ኣስተምህሮ ክህቡ ከለዉ ባዕሎም እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ተቃውሞ ይጽሕፍሎም ብዝኮነ ኩሉ ዘሕዝን እዩ ስለዚ እየ ክኣ እቲ ናይ ድክመተይ ተቃውሞ መራሕቲ ሃይማኖት ኣምሓራስ ከምዚ ክገብሩ ኣይገድፉን ዝበልኩ ንካልእ ክትንክፍን ከሐዝንን ኢለ ኣይኮንኩን ካብ ድክምተይ ዝተበገሰ እዩ ደጊመ ይቅረ በሉለይ 💔💔😭🙏
@abedomtesfahiwet4397
@abedomtesfahiwet4397 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaalna nay behaqi nab lbu ymleso nezi hawna ka
@simretberhane501
@simretberhane501 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna
@user-lu4bl7lt9t
@user-lu4bl7lt9t 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ. ኦርተዶክስ ተወሃዶ ሓቀኛ ስለዝኾነት ብዙሓት ከራክስዋን ከሸራርፍዋን እዮም ዝረኣዩ እሞ እንከይ ፈለጥና ብስሕተት እናፈለጥና ብድፍረት ዝሰርሓናዮ ይቅረ በለልና ጌታየ
@hagos6896
@hagos6896 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna,ezom hasewti menafkan rebshemuna uko
@hntsabokretsion5314
@hntsabokretsion5314 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna hawena memeher kasahun amlak neana mestewealun tebebun yeadelena netom bedeferet zezarebu kea amlak ayene lebeneom ykfetelom 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@edentekeste5934
@edentekeste5934 3 жыл бұрын
Selam Amlak Misakum Ykun Memhr Nezi Menafk Iza Kubur Shim Aytgubon Ymesllen (Paules)
@አብየጋልትግራይ
@አብየጋልትግራይ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና አምላክይ መሰተወዐሊ ልባና ያዓድለና😥🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 3 жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና ክብር መምህርና💒📚✝️
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስመዕልና አምላክ መምህር ክብር ሓዉና
@aziebteferi8064
@aziebteferi8064 3 жыл бұрын
Amen 🙏 kale hiwet yesmaelna.
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሕ
@astermehari6206
@astermehari6206 3 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmeana mhretu yewrdelna
@helenisseyas426
@helenisseyas426 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna,Eziabiher amlak Byemanu ymrhana nab emnetna yexnana, edmen tenan yhabkum fetari memhrna,
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 3 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ክትነብር እያ ዘናውጻ ውን ኮቶ የለን። ግን ከምባዓል እዚ ዝፈታትንዋ ዘለዉ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብዝኸፍትዎ ከፋት ከይከውን ምስትብሃል ዘድሊ ይመስል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@rahelkasay7937
@rahelkasay7937 3 жыл бұрын
Thank God we have you!! You're just amazing. For you to try and stop us from doing bad deeds and sinning so that we can follow the right path is a huge thing. Especially to make us avoid those people is really really good. Everything you say does work,trust me. May God and St Raphael protect you and guide you and your family.God bless.Many thanks my brother🙏💕💕
@filmonalembrhan2046
@filmonalembrhan2046 3 жыл бұрын
Kexlo kbur Memhir edmen tenan yhabka Fetari akoka bertie Ezgabiher nay agelglotka zemen ybarkelkan xegeu yebzahalkan kbur Abow Ezgabiher kab kalatey ykre beleyin lbonan mistwualin nay Abotatey habeni and KIBRIN MISGANAN WDASEN AMLKOTIN NIZELALEM NETI LEUL EZGABIHER YKUN AMEN AMEN AMEN
@shewakesete1167
@shewakesete1167 11 ай бұрын
Amen Ezgabher eyne lbna yebrhalna.
@aduadu6168
@aduadu6168 3 жыл бұрын
ኣሜን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትኑር 🙏🙏🤲
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Nay bahki kal.hiwet ysemealna memiher kassahun hawena egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka orthodox tewahedo haymanotna nzelealem tenber temesgen amlak amen amen amen
@user-tm6js3ln2g
@user-tm6js3ln2g 3 жыл бұрын
በሓቂ የገርም እዩ ካሳውን ሓውና ኣብ ምድር ብዙሕ ሓስዊቲ ነባያት ኣለው እሞ መምህርናን ሓውና ማዓዲናን እካእሞ ፀጉኡ ይብዝሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@raei24phd
@raei24phd 3 жыл бұрын
KaleHiwet yesmialina memhir K. Orthodox Church has always been a prime target since its inception- yet it prevails all the time! Our holy fathers and those living in complete devotion are our spiritual hears and our monasteries is more #precious than any know royal castle 🏰. My youth- watch where you get your information! May God open our eyes and enlighten our minds to know, appreciate and respect the price those heroes are paying for our protection 🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@ameklave9792
@ameklave9792 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v ሓወይ እምኒ ዝድበዮ ሃይማኖት ደኣ ሞ ኣየናይ ድዩ? ንወንጌል ክብል ኣብ ፈወዶ እሱርቤትን መከራን ዘሎ መን ድዩ ኦርቶዶክስ ድያ ብወንጌል ምክንያት ብዙሕ እምኒ ዝድርበያ ድኣ ነየነይቲ ሃማኖት ድዩ ነዛ ጽሕፍቲ ኣብ ዘይቦትኣ የእቲካያ ኣለካ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
@@ameklave9792 hhh, dehan egzabher zestewel lbi yhab.
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
Thank you Teklino Bro for your reflection. It's sure that our church is being targeted since long time. We are also not defending that much, we all are busy in our internal affair and this shows our weaknesses. May God bless you abundantly.
@raei24phd
@raei24phd 3 жыл бұрын
@@ameklave9792 I wish you stayed your point as opposed to implying your intention! The moral of the writing is clear and on point- what is your argument dear?
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 жыл бұрын
Egziabher amlak mihretu yilakelna, kalehiwet yesmalna, Amen.
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ። ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ። እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና። ምስትውዓሉ ይዓድለና ኣሜን።
@zufantesfai9270
@zufantesfai9270 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen. Kab. Kemzaom. Ysewrena. Yeqenyalna. Se we. Kaszhun. Qalehiwet. Yesmalna
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna Kubur Hawina S/W/Memhir Kasahun. Egziabher Amlak Edmen tienan yihabka
@knfeabraha8196
@knfeabraha8196 3 жыл бұрын
Orthodox tewehodo nzelelema tiberi 💒👑💒👑💒👑💒❤❤❤❤💐💐💐💐
@hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863
@hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863 3 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ንዘለዓለም ትባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ኦ ጎይታ ታዝሃብካና ዕሙሪ ብቅድስና ክንሓፋ ናትካ ቅዱስ ፍቃድ ይኩን ምስትዉዓል ይዓድሎ ናብልቡ ይምለሶ
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርሓዉና አምላክ ፀግኡ ይብዘሐልካ መምህር ሓዉና ላአናለ ዓይኒ ልበና ይፍጥረልና ልልድያ ዝከፍተ ልቢይክፍተል እግዚአብሔር አምላክና ኣሜን አብ ስደት ዘለና ደቅኩም አብ ፀለትኩም ዘክርና።
@minnn6001
@minnn6001 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 жыл бұрын
Amen. Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@parfoisllavie5297
@parfoisllavie5297 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዓልና ክብር መምህርና ዕድመን ጥዕና ይሃበልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@haritialazar4146
@haritialazar4146 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርናን እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ኦርቶዶክስ ሀይማኖት ንዘልአለም ትንበር
@user-cd3qz4jl4x
@user-cd3qz4jl4x 3 жыл бұрын
ክብር ሓዉና ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ አግዛአብሄር አምላክ ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ትምህርቲ
@rutamehari6080
@rutamehari6080 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብ ካሓቲ መናፍቃን ይሰውረና ኣብ እምነትና የጽንዓና ነዚ ካሓዲ ሓውና ካኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልጎንኡ ይኽፈተሉ
@user-fg8xe9wr1w
@user-fg8xe9wr1w 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን ፀጉኡ ይብዘሐልካ ክቡር መምህር ናዓናውን መስተወዐሊ ልቢ ያሃበና አምላኽ
@selamhagos5023
@selamhagos5023 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna neana kea zestewel ayne lbona yehabena
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@senaittewlde6393
@senaittewlde6393 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmailna🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@makdamaku7667
@makdamaku7667 3 жыл бұрын
Nay bhaqi kal hiwet yesmaelna memhrey egzabher xegan bereketn yhabelna ..
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
#ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዓቶም አወን ናበዛ ሓቀኛ ኣፅናፍዉት ኦሮቶደኩስ ተዋህዶ የመልሶም ኣምላኽ#💐💐💐💐💐💐❤️💛❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 2 жыл бұрын
ንዝ ተክለ ስይጣን መንፈቅ በንጤ እመቤታችን ፅዮን ትጋህፅፂ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 2 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ተንበር 🙏🙏🙏💘💘💘💊💊💊
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 3 жыл бұрын
ኣሜንንንን 🙏🙏🙏 ቃል ህይወት የስመዐና 💒💒⛪️💒⛪️🤲🤲🤲
@rimaalem3139
@rimaalem3139 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna hawna tsegeu yebzhalka neana kea ab emnetna knxenie menfes kdud ayfeleyena
@letebrhantekle3483
@letebrhantekle3483 3 жыл бұрын
Edmen tnan yhabka kasawn hawna eza vido ktmtsia ztseneheka nay bhaki eya tmeslo nera n hzbi
@yordanosabraha824
@yordanosabraha824 3 жыл бұрын
ቃል ሒወት የሰምአልና አሜን መምህር ከማኩም ዝአመሰሉ የብዝሐልና ተዋህዶ ሀይማኖትና ክትቀበልና 🙏
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ካስሁን ሓውና ኢዝኦም ድኣ ቤት እስራአል ኢዮም
@behabelomhagos9075
@behabelomhagos9075 3 жыл бұрын
Asha si blbu amlak yelbon ilu ybel lbi amlak QUDUS dawit Ab mezmuru
@fkaduasfha9859
@fkaduasfha9859 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም መም ከሳሁን ሓውና
@تتباتانلل
@تتباتانلل 3 жыл бұрын
ይቀንየልና ክቡር ሓውና ከይንጠፍእ ንዓኻን ከምዚ ከምዝከማካን ኣይክላና ፈጣሪ
@lichiaaraya6546
@lichiaaraya6546 3 жыл бұрын
አነ ብጣዕሚ ይገርመኒ ክዛረብ ከሎ ከማን ስነ ስርዓት የብሉን አምላክ ንየማን ይምለሶ
@destatesfagabir6582
@destatesfagabir6582 3 жыл бұрын
Amen (3)kale hiwet yesmealna
@nahomgabrhewt7488
@nahomgabrhewt7488 3 жыл бұрын
Amen 💒 Amen 💒 Amen 💒 qal hiwat yasmalna
@feruzaman9391
@feruzaman9391 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna
@shewitbrhane8194
@shewitbrhane8194 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚእኣብሄር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክን ይቀድስን መምህረይ!+!+!+ ዳዊት 16 (Psalms) 3፤ ኣብ ምድሪ ዘለዉ ቅዱሳን፣ ንሳቶም ክቡራን እዮም፣ ባህገይ ኵሉ ኣባታቶም እዩ ዘሎ፣ በልኩ።
@tekia8416
@tekia8416 3 жыл бұрын
Qale hiwet yelmealna m/kasahun hawey
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 3 жыл бұрын
Kal hiwot yesmealna kbur memhrna kabziom zameselu sebat Egziabher yihalwena 🙏🙏🙏
@user-qp5xf5fb9x
@user-qp5xf5fb9x 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ካሳሁን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሓልወና አሜንንን
@dastadasta4384
@dastadasta4384 3 жыл бұрын
ፅቡቕ ትምህራቲ ብዙሕ ትምህርቲ ሓሳበይ ብግልፂ ደስ ይብል አሜን አሜን አሜን
@user-cq9hp7sz5e
@user-cq9hp7sz5e 2 жыл бұрын
ብሓቂ ከማከዝ ብዝሕ ትርፍፍፍፍ ይበል ክብር ሓውና ቀያሪ ሂወትና📚📚📚📚📚
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ካሱኡ ሓውና ብጣዕሚ ኣብ ሎሚ ግዜ ናትኩም ነዞም ናይ ዘመና መናፍቓን ሓሰውቲ ዝምልስ ንመመና ዘረስርስ የድልየና ኣሎ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@rahwaabraham7864
@rahwaabraham7864 3 жыл бұрын
Bhaki memhir kale hiwet yesmalna
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 3 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmaalna memhirna
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና። ኣምላክና ቡዙሓት ሓሰውቲ ነብያት ክመጹ ሙካኖም ኣቀዲሙ ነጊርና እዩ። ከምዚ ሰብዚ ገይሩ ንሰብ ንምድንጋር ዝዓፍርን ንተዋህዶ ከጸልም ዝሰርሕን ሪእየ ኣይፈልጥንየ።
@abrahaalemayehu4170
@abrahaalemayehu4170 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና
@user-xo9hs1ji4v
@user-xo9hs1ji4v 3 жыл бұрын
ቡና ምስታይን ቅልው ቡና ምጭናውን ይፈላለዩ ድዮም ኣቁሑት ቡና ኣቅሪብና ምዝማር ከ ንክእል ዲና መዝሙር ጌርና ከ ብናይ ባዕልና ፎቶ ክነቃናብር ንክእል ዶ መምህረይ
@habenabraham938
@habenabraham938 3 жыл бұрын
God bless you kasahun hawna. nezi hzbra kab emnetu kezanablu ztebegesu whudat aykonun neakum hizna gin aykinknkunan eyom.
@alemeynski4192
@alemeynski4192 3 жыл бұрын
Amen amen amen Kasuhun hawuna. Nay mejemerja tbeb frhat Egiziaber eya emo egiziabiher kemaka yebzhalna. Nska kea bfrhatn bhakin kmelales tsegueu yebha. Ezi hizbna haki tefiewo egshgish zblelu abbzelo gize kemaka yesesnelna!!!
@zahramohamed8677
@zahramohamed8677 3 жыл бұрын
Amen💒💖💖💖📚💚💚💚💞💞💞
@flyx1078
@flyx1078 3 жыл бұрын
Xubuq gbre melsi kassahun Hawna
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 3 жыл бұрын
Egzabher ymesgen jeganu hjälte nay agolgulotu mhari hawna zhabena admen tienan yhabka
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 3 жыл бұрын
Temesgen fetari ortodokus tewahdo geru zfeteren
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምኣልና ክቡር መምህርና ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልካ
@bahrantesfagabr4727
@bahrantesfagabr4727 3 жыл бұрын
Amen khy Memhr kasahun 😊😍 egziabiher nay agelglot zebenka ybark 💒 . Neue kea egziabiher nab lbu ymleso b ani mhretu ytemto
@user-jh1xd8rx9d
@user-jh1xd8rx9d 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዓልና አሰይይ ዋትድር ክርሰቶስ እግዚአብሔር አምላክጸግኡ ይበዝሓሉክም መምህርና አተም ክሓድት ድም እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበልለም ዓይኒ ልቢናአም ይክፍትልም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን⛪️⛪️⛪️
@abebabeyenehagos5776
@abebabeyenehagos5776 3 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምኣልና ሓውና amwn🙏🙏🙏❤❤❤ ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤ ኣሜን 🙏🙏❤❤❤❤
@kibrabhabtab148
@kibrabhabtab148 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልና መምህር ሓንቲ ሕቶ ነይራትኒ ኣብ መርዓ ናይ ዲያቆናት ዝግበር ቀርኒ ሒዝካ እናዘለልካ ዝግበር ቀርኒ ሃርሽ ዝበሃል ካበይ ከም ዝመጸ ክፈልጥ ደልየ ባህልና ድዩ ዋላስ መጽሃፍቅዱሳዊ እዩ ከተብርሃለይ ኣብ ምስጢረ ተኽሊል ከኣ ብዛዕባ እዚ ኣይተማሃርኩን ፍቃደኛ እንተ ኮንካ የቀንየለይ
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርናን ሐውናን ካሳሁን.
@abebechhailu8719
@abebechhailu8719 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v ቃል ህይወት የሰመዐልና
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሕ ብሓቂ ብጣዕም መሃርቲ እያ እግዚአብሔር የኽብረልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫
@mashomasho3777
@mashomasho3777 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና 👏👏👏
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet ysmalna abona egzabher xegakum yebzhayo
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐል ኣረ አነስ፡ንኣባ መዝገበ ስላሴ፡ንመምህር ኣማኒኤል ካልኣት ክወቅስ ሪኣዮስ ፡ገሪሙኒ ንሶም ናይ ኦርቶዶኩስና መምሃራን እዮም ከም አነ
ሕዳር 21 ቀን  አክሱም ፅዮን ማርያም ።እንካን አደረሳችሁ :
5:32
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 45 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 13 МЛН
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 125 МЛН
/በስንቱ/ Besintu EP 52 "የአጥር ወፍ አትስማሽ"
35:52
ebstv worldwide
Рет қаралды 311 М.
በደማቅ አቀባበል ረዱ ቤተሰቡን ተቀላቀለች እንኳን ደስ አላቹ
17:18
ጉድ ባዶ የሬሳ ሳጥን ቀበሩበጅብ ተበልቶ የሞተው ልጅ!!
45:32
Tirta Media ትርታ ሚዲያ
Рет қаралды 6 М.