No video

ናይ ስርዓት ለውጢ ንምምፃእ፤ንህወሓት ምዕራይዶ ምእላይ?

  Рет қаралды 8,362

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZbin, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Пікірлер: 43
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንሓንቲ ፓርቲ ሞተት፣ ተልዓለት ካብ ዝፃናቶ ኻልኦት ፓርቲታቱ ኸደንፍዕ ወሳናይ መቃለሲ ስልቱ ክኾነለዎ👌
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi Ай бұрын
Very genuine perspective and an iteresting session. Thank you, Axumawian media.
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty Ай бұрын
ናይ ትግራይ ፓርቲታት ስሕት እሎም ምህላዎም አብ ተለቭዥን ንርኦም ጥራሕ። ብስሩውን ከም አማራጺ ዝፍለጥ ሓፋሽ ዝፈልጦ ፖሊሲ የብሎምን ፡አፈላላዮምውን አይፍለጥን።
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr Ай бұрын
ሐድነት እንበር በታናይ ከፋፋላይ አከያይዳ ንትግራይ አይጠቅምን ንገንዘብ ኢልኩም ካፋፋላይ ሐሳብ እንታይ ይጠቅም መሬትና አብ ትሕቲ ወረርቲ ኾይኑ።
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 12 күн бұрын
* ብ TV፣ ብ Radio ብጋዜጣ፣ ብ መጺሄት፣ ብ ማሕበራዊ ሚድያ ጹዑቕ ናይ ጽልኢ ጎስጏስ ብምክያድ። * ብ ሀይማኖታዊ ትካላት (ኦርቶዶክስ፣ ካቶሊክ፣ ጴንጠ፣ሙስሊም) ጹዑቕ ናይ ጽልኢ ጎስጏስ ብምክያድ። * ብ ጦርነት ብ ጥይት ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ማእሰርቲ ብ ምስቓይ። * ብ ቢልዮናት ገንዘብ አዋፊርካ ሰባት ብምዕሳብ ስለያ ብምፍጻም። * ባጀት ከልኪልካ ህዝቢን መንግስትን ብምድካይ። * ናይ ህዝብን መንግስትን ትካላት ጥሪት ሀብቲ ብምዕናው ብምዝማት ድኻ መደኽደኽ ምግባር። * ብ ረብሐ ናይ ሐሶት ስልጣን ሂብካ ብ ባንዳነት ምዕሳብ። * ናይ ጎሮቤት ሀገራት ሰራዊት ዓዲምካ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ድሮን ቴክኖሎጂ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ሐዊ ዝተፍእ መዳፍዕ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ሐዊ ዝተፍአ ናይ ውግእ አየራት ሄሊኮፕተራት አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብዕጽዋ ኽባ መግቢ መድሀኒት ከይረክብ ከልኪልካ ብጥምየትን ሕማምን ከም ዝጸንት ብ ምግባር። * ብ ግብረ-ስጋዊ ዓመጽ ናይ ስነ-ልቦናዊ ማህሰይቲ ብምፍጣር። ብመቑጸሪ ዘይብሉ ናይ ጆኖሳይድ መሳርሒ አብ ዓለም ተራእዩ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ በደል ተኻይዱ። ብብልዮናት ዶላር ገንዘብ ጠፊኡ። ወንበዴ፣ የቀን ጅብ፣ ጁንታ፣ ግብረ ራዕዲ ወዘተ ዝብሉ አስማት ተዋሂቡ። ሊሰበሰብ የማይችል በሰማይ ላይ የተበተነ ዱቄት ተባሂሉ ብ ገንዘብን ሐይልን ዘይምብርከኽን፣ ዘይቅየርን ነገር የለን ዝብል እም ነት ተታሒዙ እዚ ኹሉ ንምንታይ "ወያነ" "TPLF” ……ካብ ናይ ተጋሩ አእምሮ ንምሕኻኽ …….“ ከሰው አእምሮ እንዲፋቅ ማድረግ"......"ፖለቲካዊ ሕጽቦ" ንምክያድ... ብምባል ብዙሕ በደል ተፈጺሙ ብዙሕ ተጻዒሩ። እዚ ጽኑዕ እምኒ ዓረ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ግን ወይከ ፈተኽ። “ወያነ ኢና ሎሚ ወያነ ኢና ወያነ ኢና ጽባሕ ወያነ ኢና” እንዳ በለ ንኹሉ መስገደላት መሪር ተጋድሎ ገይሩ፣ ናይ ሂወት መስዋእቲ ከፊሉ ንኹሉ በደላት ጸይሩ፣ ንኹሉ ሽርሕታት በጣጢሱ መሰስ ድአ በለ። ሕዚ ድማ ብ ሰላሕታዊ ጆኖሳይድ ን ተጋሩ ሕድሕድ አባሊዕኻ “ወያነ” “TPLF “ ካብ ተጋሩ አእምሮ ንምሕኻኽ፣ ካብ ታሪኽ ንምፉሐቕ ይጽዓር አሎ። ታሪኽ ወያነ፣ ታሪኽ TDF፣ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ንምስራዝ "ሕወሐት ብዝብል ስም ከም ሐድሽ ፖለቲካዊ ፓርቲ" መዝጊብናኩም አለና ይበሀል አሎ። ጌታቸው ይኹን ደብረጽዮን ድማ ብሐደ ድምጺ "ሕወሐት ብዝብል ስም ከም ሐድሽ ፖለቲካዊ ፓርቲ" መዝጊብናኩም ትብልዋ ላግጺ አይንቕበሎን ኢና ኢሎም መልሲ ሂቦም አለው። "ሰጋር ብዓል ዓቕሊ ብሐቂ ዓቃሌ ከመይከ ሰገርካዮ እዚ ኹሉ በደሌ አብ ቅድሜኻ ዘሎ ዘይውጻእ ዓቐበት ሰጋረይ ሰጊርካዮ ብሐቦ ብትረት" ተባሂሉ ከም ዝተዜመ.....እዚ እውን ኽስገር እዩ። እምበር ሰጋር እምበር ተጋዳላይ ወሊደ ትበል ትግራይ። ጽንዓት።
@mass-media6445
@mass-media6445 Ай бұрын
ሰላምን ራህዋን ሓድነትን አብ ትግራይ ክሰፍን እንተዳአ እንብህጎ እንተኾይና ንህወሓት ብቕጽበት ምእላይ ይኸውን።
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 Ай бұрын
ኣብ ውግእ ክባርን ዘይክባርን ሰብ የለን። ንኻልኦት ጀጋኑ ዘናእስ እዩ። ይታኣረም።
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 Ай бұрын
ናይ ተስፋ ኪሮስ ዝሓመቐ ቃለ መሕትት!
@mickeyraya8051
@mickeyraya8051 Ай бұрын
I think Tesfa Kiros is bit delusional when it comes to TPLF. Hard to understand where he stands. He is juggling left and right.
@WadeyGofar-cp9xy
@WadeyGofar-cp9xy Ай бұрын
Kigna xbuk melsi tebae tigraway eka
@AbrahamYayeh
@AbrahamYayeh Ай бұрын
History Lesson for ጥራዝ ነጠቅ beginners: Haile Selassie was NOT a king but an Emperor.
@gebrehiwottewoldeberhan2033
@gebrehiwottewoldeberhan2033 Ай бұрын
ብናይ ተስፋ ኪሮስ ሓሳብ ብግለይ ብጣዕሚ ብዙሓት ዝስማዕምዑኒ ሓሳባት ኣለው ግደይ ግን ብተደጋጋሚ ከዳምፀካ ሞኪረስ ገለልተኛነትካ ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ሰብ ቅንዕናኻ ብፍፁም ሲኢነልካ። ከም ከማይ እዚ ስራሕ እዙይ ንዓኻ ዝኸውን ኣይመስልን እሞ ስራሕ እንተትቅይር ይመኽረካ። ንኣብነት ናይ ትግርኛ መምህር ኣብ ዓለም ዙርያ ንዘለው ሓደሽቲ ወለዶ ተጋሩ ይኹኑ ትግርኛ ክመሃሩ ንዝደልዩ ሰባት።
@user-tc4kh4dx1o
@user-tc4kh4dx1o Ай бұрын
Ayte yaw
@user-tu5zd4hq1o
@user-tu5zd4hq1o Ай бұрын
ሊጥ
@atc9663
@atc9663 Ай бұрын
Tplf is on the way for anyone who wants to sale an idea that isn’t their own, how do you think they will work?they have been to prison and bitten and so they can’t go beyond.At the same time, they don’t want to 😮add unpeacefull situation so they chose to be silent.
@demozkidane1590
@demozkidane1590 Ай бұрын
ዝተጠቐምካሉ ርእሲ ሓደገኛ እዩ ምኽንያቱ ሓሳብካ ብዛዕባ ሰላማዊ ቓልሲ እንተኾይኑ ስለ ነፃ ናይ መረፃ ውድ ድር እዩ ዝሕሰብ እቲ ሓደ ፓርቲ ንኽህሉ ካሊእ ናይ ምጥፋእ ኣተሓሳስባ ክቕየር ኣለዎ።
@demozkidane1590
@demozkidane1590 Ай бұрын
ሕጋዊ ሰብነት ዘይምህላው ንቓልሲ ኣየዕንቅፍን ኣስተውዕል ሓውና
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
ሕወሓት ላሃለየ ሰላም ፍትሒ ዕብየት ልምዓት ክመፅእ ማለት ለይሕሰብ እዩ
@samtadesse537
@samtadesse537 Ай бұрын
Do not defend opposition parties .We have no preference when it come to parties.They are all incompetent and lazy.
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Ай бұрын
Really🤔 I wonder who is supporting you ?
@WadeyGofar-cp9xy
@WadeyGofar-cp9xy Ай бұрын
Terkas hesawi hwahet kitibl kitinebir eka gahef
@MrWozam
@MrWozam Ай бұрын
Oh my God this is something tesfakiros pls come to ur senses
@gebreselassiezemariame9788
@gebreselassiezemariame9788 Ай бұрын
ምዕራይ ዶ ምእላይ❓😂😂😂😂😂😂😂
@demozkidane1590
@demozkidane1590 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ምኻን ገዲፍካ ፖለቲከኛ ምኻን ይሕሸካ ሓውና ምኽንያቱ ኣቐዲምካ ደውታኻ ተነፅር ስለዘለኻ።
@samtadesse537
@samtadesse537 Ай бұрын
Everyone needs to prove their capacity to lead.No loyalty to individuals and parties.Tired of hearing about democracy.How about everyone eat a meal a day.
@YemaneAbebe
@YemaneAbebe Ай бұрын
አታ ሊሰቱሮ ወዲ ወታደር ግደይ ዋሐጣ ሕዋሕት እያ መራሒት
@user-kx4dz3sk3c
@user-kx4dz3sk3c Ай бұрын
ናይ ፈረኒጂ ሲሚንቶ እናወልካ ፓርቲ ምቅያር አይካል
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ዝከአል እንተኮይኑ ፣ ንሻዕቢያ ምቅያር ይከአል ማለት ኢዩ።
@kidane6417
@kidane6417 Ай бұрын
Entyi bahli alkum hesot sarqi talmt amex zabhlkum foo funfnat
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ጸሪፍ ናይ ስዕረት ምልክት ኢዩ።
@user-tc4kh4dx1o
@user-tc4kh4dx1o Ай бұрын
Yaw le yaw le
@user-tu5zd4hq1o
@user-tu5zd4hq1o Ай бұрын
መጀመርይ ሕወሐት ክትአሊ አንተደሊካ ናብ ፒፒ ልእክቶ ተቀበል እሞ ካብኡ ካላሸንካ ሒዝካ ብአዲሰ አበባ እቶ
@MrWozam
@MrWozam Ай бұрын
Really tesfakiros ?????
@demozkidane1590
@demozkidane1590 Ай бұрын
መሰረታዊ ናይ ስርዓት ለውጢ ታይ ናለት ዩ? ተስፋኪሮስ ዘልዕሎ ዘሎ ሓሳብ ኣፀቢቕካ ስምዓዮ
@luluaual1873
@luluaual1873 Ай бұрын
Please clean your self???
@MrWozam
@MrWozam Ай бұрын
Am sorry tesfakiros now I can see that what side u r
@yohanneshagos4062
@yohanneshagos4062 Ай бұрын
Anta nay aksumaian gazetegna jegina eka tikikilegna hito eka tahato zeleka tesfakiros gin kidmi kezi zinebero mergertsi zitares eiyu
@luluaual1873
@luluaual1873 Ай бұрын
Stop Liaing
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 Ай бұрын
Giday how much abi pay u to distract tigray?
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ሐቂ ምዝራብ ነውሪ ዝኮነ በህውሓት ዘብን ኢዩ።
Magic? 😨
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 17 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 44 МЛН
Tigray Media Network ፈኸራ ወዲ በሻሻ  Jul 25, 2024
1:04:27
Tigray Media Network
Рет қаралды 30 М.
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.43 "ምርጫው"
43:47
ebstv worldwide
Рет қаралды 724 М.
ወዲ ጀበሊ ይስዕስዕዶ # New Eritrean Video 2024
38:42
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 48 М.
Magic? 😨
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 17 МЛН