ናይ ቱርኪ ኣቁሑት ገዛ ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ ብሕሳር ዋጋ $ Money Making | MoneyMaking Online 2023

  Рет қаралды 7,378

Melekia Axum

Melekia Axum

Күн бұрын

Пікірлер: 156
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 8 ай бұрын
ሓወይ መዓረይ ብዙሕ ተከታሊ ክመፀካ ተደሊካ ተርእየና ኩሉ ዋጋ ንገረና ተዘይኮይኑ ንዓይኒ ምርኣይ ደኣ ታይ ክገብረልና
@user-nt1gq9qh3g
@user-nt1gq9qh3g 8 ай бұрын
ዋይ ኣይነግርንድዩ ዋጋ ክፈልጥ ኣትየነይረ በሉወፅየ ምርዓይ ታይ ይዓብስ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሰላም ኣሕዋተይ ዋጋ ተደሊክን ደዉላ እምበር ናይ ወፃኢ ዋጋ በቢ መዓልቱ እዩ ዝቀያየር ልክዕ ከም ዶላር እምበር ነዓና እንዶ መሓሸና ነይሩ ዝሓፍተይ ሰለዚ ዝደለክዮ ኩሉ ንገርና ደዉላ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ዋ ትፈትዉዮ ኣቅሓ የለን ተሃልዩ በዚ ሰልኪ ደዉሊ ዋጋ ክነግረኪ ሕራይ
@berihatesfay1964
@berihatesfay1964 8 ай бұрын
እሞ ዝቀያየር ተኾይኑ እኮ ሎሚ ክንድዙይ ኣሎ ፅባሕ ግን ክውስኽን ክቅንስን ይኽእል እዩ ኢኻ ትብለና እምበር ስለዝቀያየር ዶ ይብሃል እዩ ሰለዚ እንድሕር ከምዚ ገይርኻ ተቅርብ ተኾይንኻ እንኮን ሳብስክራይብ ንገብር ተገይርና እውን ክነልዕሎ ንግደድ ኢና ክትሰድድ ከለኻ ብላዕሊ ንከይፀንሐና ምኽንያቱ ተልቨጅን የኾነን ክንፍረጆ ምንም ሓዱሽ ነገር ኣብዘይንረኽበሉ ግዜና ካብ ነጥፍእ
@user-lm1cr3dd6q
@user-lm1cr3dd6q 8 ай бұрын
እዘንናይ ብና 12ፍንጃል ምስሮኮታአክንደይእያ ማዓረይንግረኒ❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 8 ай бұрын
የዒስስስስስ ደስ ክብል እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና ዓድና ኣቲና ንገዝኦ ይግበረና❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እወ ሓቅኪ ዝሓፍተይ ሸር ኣይን ሕመቅ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሰላም ክቡራት ተከታተልቲ ቻናልና ነዓኩም የዘናግዑ ይጠቅሙ እዮም ዝበልናዮ ኩሉ ሒዝና ንክንመፅእ ናትኩም ላይክ ክንዲ ሸሕ እያ እሞ እዚ ቪድዮ ምስ ረኣና ላይክ ❤ላይክ ምግባር ኣይንረስዕ ሪኢቶኩም ስለ ዘበራታትዐኒ ፀሓፉለይ እትደልዮዎ ኩሉ ንገሩና ከተፍ ክነብለልኩም ኢና ❤ነዚ ቻናልና ሓደሽቲ ዝኮንኩም ሳብስክረ‍ይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ ሸር ድማ ግበሩታ ኣይትክፈላን እያ ❤ ኣብዚ ወርሒ እዚ 10,000 ቤተሰብ ንክህልዉኒ ሳብስክራይብ and Join ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑታ
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 3 ай бұрын
ዋውውው❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉❤
@user-em2cp2je9o
@user-em2cp2je9o 8 ай бұрын
ሰላም ሰላም ዝሓወይ ብመጀመርያ ሰላምኻ እናተመነኹ ሰላምኻ የብዘሐዩ እና አብ መቀለኸ አሎዶ 🙏🙏🙏
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ ኣሓወተይ ጀማሪት እየ❤
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 8 ай бұрын
እሸይ ሐፍተይ ንዓይውን
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 8 ай бұрын
ጌርናልኪ ኣለና ኣጆኺ በርትዒ መዓረይ🙏❤❤
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f 8 ай бұрын
ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ እንድዩ ግን ዋጋ እንዳነገርካ ተዝኸውን ዝበለጸ እዩ ዝቀያየር ዋላ ተኾነ ሎሚ ክንድዚ ኣሎ ጽባሕ ክውስኽ ይኽእል እዩ ተትብል ይምረጽ ብዝኮነ በርትዕ ኣጀኻ
@user-kc7lz3mw2v
@user-kc7lz3mw2v 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ሓወይ ኣብ ሽረ ኣቁሑ ገዛ እቢ ኣርእየና ቲቪ ላውንደር ፉሩጅ ኣርእየና ዛሓወይ ተገድስካ ❤❤❤❤❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሺ ክሙክር እየ ዝሓፍተይ ሸር ግን ናብ 10 ማሕዙትኪ
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ወድነይ ፅጋበይ ፅቡቅ ❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ፅጋበይ ሸር ንበሎ እስኪ ደቅኖ ሸር ሸር ንበሎ
@user-rw2ho7nl6s
@user-rw2ho7nl6s 8 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
10Q zhaftey
@ሳሌም
@ሳሌም 8 ай бұрын
ድምጽኻ ክጥዕም 🫶ባጃጅ ካኣ ሕተተልና ኢኻ ሓወይ ናተይ ናይ ጽዕነት &ናይ ሰብ ዝጽዕና ባጃጅ ክልቲኤን ዋጋኤን ሓተተልና 👏🥰
@Samriye10-10
@Samriye10-10 4 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ እተን ናይ ንግስቲ ሳባ 12 ፍንጃል ምስ ሮኮቦቱ ክንደይ መቐለከ ኣሎዶ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 4 ай бұрын
እወ ኣለዋ ናብታ በዓል ዋና ክትድዉሊ ትክእሊ ኢኪ ዝሓፍተይ ሸር ሸር ንግበሮ
@user-zt7ul1ej3o
@user-zt7ul1ej3o 5 ай бұрын
❤❤
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 8 ай бұрын
ጎበዝ ትግርኛካ ክፅብቅ ። ❤ እና እናበላ ልዛረባረ ታይ ክብልወን እዮም
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ክብረት የሃበለይ ዝያዳይ ካብ ልቢ የመስግን ሸር ንግበር ተገደደ ን 10 ተጋሩ
@user-yr5xd1os6c
@user-yr5xd1os6c 8 ай бұрын
ዋው
@skKan-k9x
@skKan-k9x Ай бұрын
Wagangerennabzigeshaatikakabukaetinayendabunamskulumludyusnbeynudgemelnkereabegaka❤❤❤❤❤❤
@samerasoos9074
@samerasoos9074 8 ай бұрын
እንኻዕ ብሰም መፃኻ ወዲ ሪመይ ❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣሜን ጋልነይ
@user-nz8xt2qy1y
@user-nz8xt2qy1y 8 ай бұрын
ዋዉ😮😮😮
@user-qm6ye1cd5h
@user-qm6ye1cd5h 2 ай бұрын
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 2 ай бұрын
የመስግን ዝሓፍተይ የግዳስ ከሸግረኪ ሸር ሸር ንግበራ ናብ መሓዙትና ተገደደ ን 10 ሰባት ሸር ንበል
@user-ye9zz3lp5b
@user-ye9zz3lp5b 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@tube-de8eq
@tube-de8eq 8 ай бұрын
ኣገንዕ እንጀራኻ ይስፋሕ ዛሓወይ በርትዕ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሽኒ ኣሕዋት ክብረት የሃበለይ ኣሕዋት ሸር ኣይንሕመቅ
@tewehadohaymanotie918
@tewehadohaymanotie918 8 ай бұрын
Thanks
@Samriye10-10
@Samriye10-10 8 ай бұрын
እሰይ ዝደልዮ ንብረት መቐለከ ኣበይ ኣከባቢ ይህሉ ይከውን❤❤❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣብ መቀለ እዉን ክሰርሐልኩም እየ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝሓፍተይ ሸር ንግበር ኩሉ ትግራዋይ ይርኣዮ
@ጋልትግራይፍቅሪ
@ጋልትግራይፍቅሪ 8 ай бұрын
ሰላም ስላም ብሩኸይ ደስ ዝብል ስራሕ እና ኣብ ክተማ ሽረ እባ ሱሜቶ እና ብሊኮት ጠይቀልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሺ ኣብ ቀረባ ግዜ
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 8 ай бұрын
ዎውውውውውውውሶ❤❤🙏🙏🙏😍👍ብጣዕሚ ደሰበሃልይ በርትዕ ገራሚእዮ ሸር ክብረተይ ረሰዐዮ ሸርር ለይክ 😍❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
የመስግን ሓፍተይ ናተይ ሸር ንግበር ናብ መላእ ተጋሩ
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 8 ай бұрын
ኣገንዕ ናይ ባሓቂ ሓወኒ
@tijigaletigray3933
@tijigaletigray3933 8 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ናይ ፀጉሪቤት ኣቅሑት ስርሐልና መቐለ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሽኒ ዝሓወይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሸር ንግበር ናብ መላእ ትግራዋይ ዝሓወይ
@susususu-w9q
@susususu-w9q 8 ай бұрын
አገንዕ አቢለካ ሀወይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
የመስግን ብራዘረይ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 8 ай бұрын
ዋውዋው ደስ ክብል ቀልጢፍካ ንገረና ዋጋ
@user-lm1cr3dd6q
@user-lm1cr3dd6q 8 ай бұрын
❤❤❤❤ዋውውውየቅንየልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኖ ችግር የብሉን ዝሓፍተይ ሰርሐይ እኮ እዩ
@Naod56
@Naod56 8 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SALAMA-z8g
@SALAMA-z8g 3 ай бұрын
😍😍
@hewan5196
@hewan5196 8 ай бұрын
❤♥️
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 8 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ እኳዕ ሰላም መፃእካ❤🎉
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
10Q ዝሓፍተይ
@berihug4715
@berihug4715 8 ай бұрын
Bravo you did great job
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
Thank you my brother, please share to friends
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 7 ай бұрын
ክንደይ ደስ ይብል
@shewit2890
@shewit2890 7 ай бұрын
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤👌👌👌👌
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 7 ай бұрын
የቀንየለይ ዝሓፍተይ ሸር ንግበሮ ናብ ኩሎም ትግራዋይ ዝሓፍተይ ሸር ሸር ተገደደ ን 10 ሰባት
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 8 ай бұрын
ደስ ክብል ግን
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
የቀንየለይ ሸር ኣይንሕመቅ ተገደደ ን 10 ተጋሩ
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 8 ай бұрын
❤😊❤
@bareehadesta2162
@bareehadesta2162 8 ай бұрын
የቅንየልና ዝሓውና ግን ዋጋ ተትነግረና ፅቡቕ ነይሩ
@Ganet-wd2rh
@Ganet-wd2rh 8 ай бұрын
ዋዉ ደስ ክብል🎉🎉❤
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 8 ай бұрын
ሽረ ካ ኣይትክይድን ድካ ❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ይከድ እባ እቶም ነጋዶ እና ኣበዩና ዘሰሓፍተይ
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 8 ай бұрын
@@melekiaaxum2390 ok xgem yeblun ejereom godelom
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 8 ай бұрын
የቀንየልና ሓወይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ችግር የብሉን ኣሕዋት
@Berhte-kw7jw
@Berhte-kw7jw 7 ай бұрын
ንዓድግራት ከ ትሰዱ ዶ
@user-sm3cw1mh9y
@user-sm3cw1mh9y 8 ай бұрын
ከምዚ ዝበለ ኣቁሑ ኣብ መቀለ ኣርእና ሓወኒ❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሽኒ ወድነይ
@senayttesfay5257
@senayttesfay5257 8 ай бұрын
hi guys
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
@senayttesfay5257 ሀይ ጋሉኖ
@user-dm6qd1ek5b
@user-dm6qd1ek5b 7 ай бұрын
ናይ ፀጉርቤት ኣቁሑት ስርሕለይ😂😂
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 8 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ደስ ክብል ግን ካቢሩ
@Samriye10-10
@Samriye10-10 8 ай бұрын
በርትዕ ዝሓወይ❤❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣገንዕ ዶ ጌርኪ ዝሓፍተይ የቀንየለይ ሸር ምግባር ኣይንሕመቅ ሸር ንበሎ ናብ መላእ ተጋሩ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዘለዉ
@user-vn1hl3ev8u
@user-vn1hl3ev8u 8 ай бұрын
ዎጋ ንገረና ናይ ኩሉ ናይ መሬት መንፀፍ ዎጋ ንገረና
@Berhte-kw7jw
@Berhte-kw7jw 7 ай бұрын
ዋጋ ዘይትጥይቅ ዳኣ
@kgff1776
@kgff1776 8 ай бұрын
👍👍👍
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 8 ай бұрын
ዘን ናይ ንግስት ስባ ፍንጃል ክንድይ ዩ
@tewehadohaymanotie918
@tewehadohaymanotie918 8 ай бұрын
አብ ሽረ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሸረ ነጋዶ ስለ ዘ ኣበዩና እዮም ዝሓፍተይ
@tewehadohaymanotie918
@tewehadohaymanotie918 8 ай бұрын
ንተገዳስነትካ የቅንየለይ
@tewehadohaymanotie918
@tewehadohaymanotie918 8 ай бұрын
ፅቡቅ አሎ ዶ ከ?
@negstisolomon
@negstisolomon 8 ай бұрын
ኩሉ ፅቡቅ ነይሩ ግን ዋጋ አይትዘርብን ዘለካ ምስ ዋጉኡ ናገበርካ አሪኤና ዋጉኡ እንድሕር ዘይተዛርበካ አታሓሒዝካ ናለኣራኣካና ጥራሕ አቁሒት ታእዩ ጥቁሙ ማ
@samrawithailehaile861
@samrawithailehaile861 8 ай бұрын
ክንደይ መጋረጃ
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግወርኒ❤❤❤❤
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 ай бұрын
፤ዋጋ ዘይትናገር
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 3 ай бұрын
እዝንካ ኣይሰምዕን ድዩ ዝሓወይ እዙኩሉ ዓዕ እናበልኩ ዋእ ግደፍ እባ
@fotyenzinabu1879
@fotyenzinabu1879 8 ай бұрын
ኣገንዕ😊😊😊😊❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣገንዕ እወ ኣገንዕ ደቂ ዓበይቲ ሸር ኣይንሕመቅ
@TrhasGebru-ld9rd
@TrhasGebru-ld9rd 8 ай бұрын
🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤👌👌
@mamadudu4638
@mamadudu4638 8 ай бұрын
Geza about akisum kindly eyu
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ደዉለለይ
@vjhh5191
@vjhh5191 8 ай бұрын
Are waga nigerena
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
Dewuleley knegreka eye bratserey
@user-cc2ez9kr4i
@user-cc2ez9kr4i 8 ай бұрын
ሓቀኛ ተኮይንካ ዋጋ ንገረና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሰላም ኣሕዋተይ ዋጋ ተደሊክን ደዉላ እምበር ናይ ወፃኢ ዋጋ በቢ መዓልቱ እዩ ዝቀያየር ልክዕ ከም ዶላር እምበር ነዓና እንዶ መሓሸና ነይሩ ዝሓፍተይ ሰለዚ ዝደለክዮ ኩሉ ንገርና ደዉላ
@rtgh9245
@rtgh9245 8 ай бұрын
😁😁😁😁😁🙃🙃🙃🙃😏🤔🤔🤔
@user-rw2ho7nl6s
@user-rw2ho7nl6s 8 ай бұрын
ሱሩሕ ገዛባ አብ መቀለ ራአየለይ ፍቅ ወይ ሓደ ግዘ ዝተደብደበ
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 8 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ሐፍተይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሽኒ ዝሓፍተይ
@MezanAs
@MezanAs 8 ай бұрын
❤❤❤❤አብ ሽረ እውን አርእና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሽኒ ዝሓፍተይ ሸር ግበርለይ ናብ መሓዙትኪ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 8 ай бұрын
👍🏻👍🏻💛❤💛❤💛❤❤💛
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
👍👍👍👍ኣገንዕ ዝሓፍተይ የመስግን ሸር ንግበር ናብ መላእ ትግራዋይ ይርኣዮ
@ኣቢጓልሳይነስ
@ኣቢጓልሳይነስ 8 ай бұрын
ሓቀኛ ተኮይንካ ዋጋ ዘይትናገር ርኮቡና ርከቡና ብቻ ትብል
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ዝሓፍተይ እቲ ንብረት ብ ዶላር እዩ መፂኡ ናይ ዉሽጢ ዓዲ ኣይኮነን ከምቲ ትፈልጥዮ እዩ ድማ ዶላር በቢ መዓልቱ ይዉስክ ይቅንስ እዩ ዝሓፍተየ
@ኣቢጓልሳይነስ
@ኣቢጓልሳይነስ 8 ай бұрын
@@melekiaaxum2390 ok ይቅርታ ብራዘር
@SamsungAs-zn7lz
@SamsungAs-zn7lz 8 ай бұрын
Nay geza mstwat amesealina bjka
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እሺ ክሙክር እየ ዝሓወይ
@LemlemBihon
@LemlemBihon 8 ай бұрын
ብነፃ ድዩማ ምሰዋግኡ ዘይተቅርበልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ዋጋ ይቀያየር እዩ ዝሓፍተይ ክትገዝኢ ድልየት እንተሃልዩ ደዉልለይ
@tigray3272
@tigray3272 8 ай бұрын
ዋጋማ ኣበይ ኒኦ😏ዋጋ ለይብሉ ቪድዮ አይትስርሐሑ ስዳድ ክንደይ ምኾኑ እምበይ ኣቁሑ ምህላዩ መኣዝ ጠፊኡና እዩ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 8 ай бұрын
Abey kebabi eu ezuy
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 8 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ተሐዎወርና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣክሱም ከባቢ ሳብያን ሆቴል ዝሓፍተይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ሸር ንግበር ናብ መላእ ተጋሩ ምእንታክ ክበፅሕ ኣገንዕ እዉን ኣንረስዕ 👍
@hiwaen
@hiwaen 8 ай бұрын
ክላ ሸቓጢ ዋጋ ዘይትዛረብ 🤣🤣🤣#
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
ኣገንዕ ዶ ጌርኪ ዋጋ ይቀያየር እዩ ዝሓፍተይ ክትገዝኢ ድልየት እንተሃልዩ ደዉልለይ
@trhasteklay5231
@trhasteklay5231 8 ай бұрын
Ata Hawey Srat Gerka Waga Zeytnegrena Wey Zeytgedfo Chekora😢a Waga Andhr Zeytnegrena Dea Antay Knrayolu Hmam
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
እቶም ነጋዶ ኣይፈቅዱን ንሱ እዩ ትችግር
@trhaaryam
@trhaaryam 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@SarahSarah-gj9zt
@SarahSarah-gj9zt Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 Ай бұрын
ሸር ሸር ንግበር
@hushgwyy1916
@hushgwyy1916 8 ай бұрын
❤❤❤🎉
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tigray3272
@tigray3272 8 ай бұрын
ዋጋማ ኣበይ ኒኦ😏ዋጋ ለይብሉ ቪድዮ አይትስርሐሑ ስዳድ ክንደይ ምኾኑ እምበይ ኣቁሑ ምህላዩ መኣዝ ጠፊኡና እዩ
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
❤❤❤
@user-to2xs8op8t
@user-to2xs8op8t 8 ай бұрын
❤❤❤
@MmKjl-q6l
@MmKjl-q6l 8 ай бұрын
❤❤❤
@ትግራይ-ሐ6ጀ
@ትግራይ-ሐ6ጀ 8 ай бұрын
❤❤❤
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 8 ай бұрын
❤❤❤
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 8 ай бұрын
❤❤
@brhienzmechile2167
@brhienzmechile2167 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yrgalemyrgalem202
@yrgalemyrgalem202 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-hv2yd7jd3x
@user-hv2yd7jd3x 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@letslats9259
@letslats9259 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@ghfy4299
@ghfy4299 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-jm4gu1jg4u
@user-jm4gu1jg4u 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Haya-wo6xz
@Haya-wo6xz 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-uu9me3ms5t
@user-uu9me3ms5t 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@ትግራይ-ሐ6ጀ
@ትግራይ-ሐ6ጀ 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@ftggtt1969
@ftggtt1969 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
10Q
@tigray3272
@tigray3272 8 ай бұрын
ዋጋማ ኣበይ ኒኦ😏ዋጋ ለይብሉ ቪድዮ አይትስርሐሑ ስዳድ ክንደይ ምኾኑ እምበይ ኣቁሑ ምህላዩ መኣዝ ጠፊኡና እዩ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 8 ай бұрын
😂😂😂🤣🤣🤣
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 32 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 11 МЛН