Рет қаралды 5,244
ወፍሪ ሙሉእ ሂወትካ ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ኣብ ሓጺር ግዜ እትብትነሉ ኣጋጣሚ'ዩ። ሓንሳእ ምስ ኣትኻዮ ከኣ ንነዊሕ ግዜ (ምናልባት ንመዋእልካ ወይ ውን ን ወለዶታት) እትዋፈረሉ ዋኒን'ዩ።
ወፍሪ ብገንዘብ ክቡር፣ ብግዜ ከኣ ነዊሕ ዝወስድ ካብ ኮነ፣ እኹል መጽናዕቲ ወሲድካ ክእቶ ዘለዎ ኣዝዮ ኣግደሲ ውሳኔ'ዩ። ክንድዝኾነ ከኣ ብግቡእ መጽናዕቲ ዝተስአነየ ውጥን ወፍሪ (Business Plan) ምድላይ ወሳኒ'ዩ። ኣብ'ዚ ናይ ሎሚ ቪድዮ ኣብ መጽናዕቲን ኣጸሓሕፋን ውጥን ወፍሪ ዝሓዘ መደብ ሒዘ መጺአ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
It's famously said, " if you fail to plan, you plan to fail." Investment is one critical area which needs meticulous and careful #planning. In this video I present you with the steps to be taken when embarking on an #invesment decision and writing a business plan.
#businessplan #investing #plan #Asmara #Eritrea #HornOfAfrica #business #tigrignamusic #eritreanmusic