New Eritrean - ዝበዝሐ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ናይ ጥልመትን ምስትምሳልን እዩ

  Рет қаралды 64,670

LSAN MEDIA

LSAN MEDIA

Күн бұрын

Пікірлер: 398
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም 2 жыл бұрын
ኣብራሃም እቲ ዝበለጸ መምህር ሂወት ኢዩ። ደገፍቲ ኣብራም እስከ 🤙
@dahlak3739
@dahlak3739 2 жыл бұрын
ደስ ዘብል ኤማ ሃወይ ናይ የማነ ባርያ ከምዚ ጌርካ ባ ኣቅርበልና በጃኻ ክንጽበ ኢና ኣብዚኣ ዝሰማማዕ ላይክ ይግበር ከቅረበልና መታን
@seeker9272
@seeker9272 2 жыл бұрын
መርሐባ ብየማነን ብኣብርሃምን ኢለ ንኤማ Comments ክጽሕፈሉ እየ ምኽንያቱ ክልቲኦም ብሰብ እዮም ተቐቲሎም ዝብል ርድኢት አለኒ
@dahlak3739
@dahlak3739 2 жыл бұрын
ንዜማታት ኢንበር ካልእ ዘየገድስ ሓወኒ ታይ ኢካ ደሊካ
@Eriboy62
@Eriboy62 2 жыл бұрын
ኣብርሽ ፍቅሪ ❤️ ኣብርሽ ተስፋ ❤️ ኣብርሽ መምህር ህይወት ❤️ ክሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ,🎶❤️ so Ama bro thanks .
@efarmanchawi2187
@efarmanchawi2187 2 жыл бұрын
መግለጺ ድሳኣንኩሉ ሃያሲ።👏👏👏✌️ ቆጽሎ ኤማዊ ኤራዊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽፉፉን መደብ ዩ። 𝐓𝐇𝐀𝐍𝐊𝐒
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 3 ай бұрын
ብዙሕ ተማሂረ thanks bro
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 2 жыл бұрын
ኤማ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ በቲ ዝፈትዎ መምህረይ ኣብርሸይ መደብ ሒዝካ ምምጻእካ🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@giromkidane2994
@giromkidane2994 2 жыл бұрын
መሲኪናይ፡ አብርሃም ካብ ብንእሽቱኡ አቲሒሱ ዝጽሕፍ ነሩ አነ ድዝከረኒ አብ ቀያሕቲ ዕንባባ ሓፋር ስቅ ምስ በለ እዚ ኹሉ ዝደርፎ ንኤርትራ እዩ እየ ዝብል ናይ ብሓቂ ሃገሩ ዝፎቱ ብንእስነቱ ተሰዲዱ ፍቅሪ ክንደይ መንእሰያት ዓዲ ጥልያን ክንደይ ዝዕንግልዎ ዝነበሩ ድማ ከይዶም እቶም ተጋደልቲ ድሕሪ ናጽነት አይጽንሑን እሞ ኩሉ ሙሉ ናይ ስደት ስቃይ እዩ ክብል ይፍትን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭😭😭🇪🇷😭🌹😭
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ክቡር ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filimontadese4947
@filimontadese4947 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ንሂወተይ ሓቲተ መልሲ ስኢነሉ ዝነበርኩ ሎሚ ተደቢሰ ብኣማኑኤል ሓወይ ። ሰላምኻ ይብዛሕ ወዲ ኤሪይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreanzelealemtenber2221
@eritreanzelealemtenber2221 2 жыл бұрын
ወላ እታ ኣሎ ኢልኪ ኣይትዕልሊ ትብል ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ጽቡቅ መልክቲ ዘለዋ እያ ኤማ ከምዚ ኣናሺኻያ ዓይነት ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ
@ሰብይኽበር
@ሰብይኽበር 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል ናይ ብሓቂ ኣብ ጥበብ ኤርትራ ዓቢ ተራ ትጻወት ኣለኻ ኣጆካ ቀጽሎ
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
ኤማ ጅግና ኣጆኸ በርተዕ ኣብ ቀጻሊ ሰላምታ ኣይትረዕ
@girmayberhe112
@girmayberhe112 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ! እዚ ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ኣብ ምጽጋን ስርዓተ ክብሪታት ትግርኛ ዓብይ ተራ ዝጻወት ስለ ዝኾነ ቀጽሎ ኤማ ጅግና።
@ሻዕብያኣይኣረገን-ረ9ኘ
@ሻዕብያኣይኣረገን-ረ9ኘ 2 жыл бұрын
ጅግናዩወ ጣዕሚ ኣባሃህልኡ ወርቂ ዝሓስር ኣብቅድሚ ቃላቱ ኣለዎ
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 2 жыл бұрын
ኤማ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ናይብሓቂ ናይ ኣብርሓምን የማነ ባርያ ደርፊ ኮይኑ ኣይስምኣንን ዩ ከም መዝሙር'ዩ ንኣይ ነን ስምኦ ከኣ ሃንጉለይ ይሕደስ ♥️🇪🇷♥️🌹🌹
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 2 жыл бұрын
ናይ ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ ኮላይ ምሽ
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 2 жыл бұрын
@@ተስፋስንቁ እወ ♥️🌹👊
@habuhabu3906
@habuhabu3906 2 жыл бұрын
Nay bhaki
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
👌ኤማ 👌ነብርሃም ብምዝካርካ ብዘማታቱ ኣተስክዮ🙏💐ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ብርትዕ👍🌹👏✍️.
@tsegisheeritrean530
@tsegisheeritrean530 2 жыл бұрын
የቐንየልና ሶል ሓውና ጽቡቕ አቀራርባ 🇪🇷🌺🇪🇷🇪🇷🌺🇪🇷🌺
@aman7077
@aman7077 2 жыл бұрын
❤❤ ተባረክ !! Amazing critics !!! Am from Ethiopia
@fikruaraya3026
@fikruaraya3026 2 жыл бұрын
ብዘይመጠን ጽፉፍ ትንታነ፣ ኣጆኻ በርትዕ!
@wintana1600
@wintana1600 2 жыл бұрын
Bravo Ema I miss u abrish 😭❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@maitemenai7307
@maitemenai7307 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ሃያሲ ኢኻ ክብርታት ሃገርና ክዕቀብ ትገብሮ ስራሕ ዝምስገን ኢዩ እሞ ቀጽሎ።
@Hmars2018
@Hmars2018 5 ай бұрын
ትባዓትካ ፈቴዮ ኢማ ሓወይ
@eristar6409
@eristar6409 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኤማ ሓውና ኣብ ቀጻሊ ናይ የሕድጎ ገ/መድህን እንተተቅርበልና ከኣ ጽቡቅ ነይሩ Thank you!
@samsonfitsum400
@samsonfitsum400 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ እቲ ቑሊሕ ዘይተባህለ artist ኢዩ ይሕደጎ። ኣብ ድኾነ ኩነታት ክዝክርዎ ብዘይምኽኣሎም የሕዙኑኻ!!
@asmiawi9335
@asmiawi9335 2 жыл бұрын
ኤማ ናይ ብሓቂ ንስኻ ውን መምህር ኢኻ ፡ ዓቢ መደብ ኢኻ ሒዝካልና መጺኻ ። ኣብርሃም ዓቢ ኮኾብ'ዩ ወዲቅና ወርቃዊ ስርሓቱ ግን ወትሩ ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ክነብር ኢዩ ። Thank you !!
@zamranozama4885
@zamranozama4885 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕን ተባዕን ኢካ በጃካ ከይተገድፎ እዚ መደብ ።
@SamielMebrahtu-cg3rb
@SamielMebrahtu-cg3rb 3 ай бұрын
Yanskawun tekai abrahami ika abesay❤🎉❤🎉❤🎉hawbenawi
@momona369
@momona369 2 жыл бұрын
ታንክስ ኤማ ወደይ ሃመኒ ናይ ሞሞና ወስኸኒ።
@hailuawet9128
@hailuawet9128 2 жыл бұрын
Aye wedi Erey🇪🇷 meqsen nay bhaqi nufue hayasay ika qexlo👏👏👏👏
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 2 жыл бұрын
Abrish mestir fkri Thank you Ema nay Braya and Wedi Tikabo ka gele belena Barya the Great ❤️👈
@እንታይማለትዩፍቕሪ
@እንታይማለትዩፍቕሪ 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ መምህር ኤማ።Thank you🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰👑
@efremtesfamichael1146
@efremtesfamichael1146 2 жыл бұрын
Betami aziu dess zeble agelaltsa ketselo ema ab hanti derfi atekurka tethiselna kea tsebuke mekone selamen tenan yemnelka aliyo
@simonhayle5076
@simonhayle5076 2 жыл бұрын
ኣንታ ፈጣሪ 👏🙏ነዞም ናይ ሎም ስነ-ጥበዉያን ወሲድካ 🤦🏾‍♂️🤷🏽‍♀️እንዶ🧏🏾 ን ኣብርሃም ኣፈወርቂ 👑🤴❤️🇪🇷 ምለሰልና✅. ጾሎተይ ስማዕ🙏🙏👏🥰. ኤማ ሓወይ ጾሎት ሓግዘኒ.💆🏾🤵🏽‍♂️🤵🏽‍♂️🤵🏽‍♂️🤵🏽‍♂️
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
ከማኻ ይብዝሑ ኤማ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷💞
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዳርጋ ኩሉ ደርፍታቱ ምረት ኣለዎ፡መዋዳእትኡ ግና ብተስፋን ሓቦን ራኢን ስለ ዝዛዝሞ እዩ፡ እቲ ካልኣይ ከኣ ከምዚ ቃንዛታት ክደርፍ ዝገበሮ ዳርጋ ካብ ንእስነቱ ስፈትን ከርተትን ስለ ዘሕለፈ እዩ፡ ንሂወት ብኩሉ ወገናታ ገማጢሉ ገሊጽወን ኣብሲልዋን እዩ፡ ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣብርሂሞ መምህር ሂወት።
@onelove2718
@onelove2718 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ተንቲንካዮ ብዘይ ቀልዓለም ✌❤❤✌
@filmoneyob1656
@filmoneyob1656 2 жыл бұрын
Kan lome gera tehagusa ayfelten 🙏thanks brother 🙏
@ሓንዃልግዝየ
@ሓንዃልግዝየ 2 жыл бұрын
ኤማ ምልኣት ልበይ ዝኮነ ኣብርሃም ፡ምስቲ ውሕሉል ህየሳኻ ዓጊበ ኢየ ሞ ክብረት ይሃብለይ ።ብሓቂ ኩብር ሰብ ኢኻ
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 2 жыл бұрын
Thank you ኩቡር ሓው ጽቡቅ አስተምህሮ ቀጽሎ አጆኻ
@awetyosief552
@awetyosief552 2 жыл бұрын
መታን ጽቡቕ ስራሓት ክፈሩ ኢቦርቲዕካ ቀጽሎ ኤማ ጽቡቕ መደብ God bless you ❤️
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Ema King qexlo two big Legends together Always in my Heart ✍️✅ ❤️✌️ Thanks
@abielkifletsion7566
@abielkifletsion7566 2 жыл бұрын
Waww qexlo btaemi des zbl ema N abrish btaemi bzridae gelixkayo Abrish fqri beqa kulu meftuh hiwet ele kzazmo
@awethagos8251
@awethagos8251 Жыл бұрын
ንፉዕ ወድ ኤረይ ጂግና።
@yonasasefaw3301
@yonasasefaw3301 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኤማ
@rodigaleri1822
@rodigaleri1822 2 жыл бұрын
Thank you wedi Ereyyy
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኤማ፥ከይሰልከኻ፥ስራሕ። ዓስብኻ ኣይክትስእኖን ኢኻ፥ጥበብና ማሲኑ፥ሓሚሙ፥በዲኑ፥ የለን። ግዜኹም፥ሓደ ሃያሲ፥ካብ 10 ደረፍቲ እቲ 5 በይኑ ኢዩ። ሕድርኻ ዝዓርከይ። ኣጆኻ
@milliongerezghir
@milliongerezghir 2 жыл бұрын
Thanks ezi eyu hayasay malet kexlo ama.
@KISANETGALERI
@KISANETGALERI 2 жыл бұрын
ሰናይ ደሓን መጻካ ዓቢ ሰብ🙏
@wediaradom5324
@wediaradom5324 2 жыл бұрын
Good job ema hawey! Seeing you after 20 years. Accept warmest greetings from Ayni.
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 2 жыл бұрын
The most highly respected and talented critics Amanuel berhe keep it up
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 2 жыл бұрын
Thanks Brother.
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 2 жыл бұрын
I like his music. Yes he like most of us he was in pain. The fact the Eritrean young can't live in thier beloved country is painful, but hopeful .therefore his songs are about Eritrea.
@Alganesh114
@Alganesh114 2 жыл бұрын
መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ኢዩ።
@wedimehari1115
@wedimehari1115 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ኤማ ሓወይ, ኣብ ቀጻሊ ድማ "በብዘለናዮ" ትብል ግጥሚ ኣቅርበልና
@kbrikbri7956
@kbrikbri7956 2 жыл бұрын
You are the best 👌 🔥♥️😍🇪🇷🇪🇷keep going 💪 ❤
@selam.yokunyokuno8994
@selam.yokunyokuno8994 2 жыл бұрын
Btaemi ina nfetweka abrshey ❤😭😭😭❤
@lemlemhaile3120
@lemlemhaile3120 2 жыл бұрын
I love your explanation brother you so wise man.
@santamaria184
@santamaria184 2 жыл бұрын
*Please Emma bzuh gzie amxulna* Just waw!!!
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 2 жыл бұрын
You are the best & Abraham is not only music's an he is philosopher of life
@kibo9101
@kibo9101 2 жыл бұрын
ኤማ ይበል ናይ ብሓቂ ንፉዕ
@ጽምዋዩዘለኩዎቦታ
@ጽምዋዩዘለኩዎቦታ 2 жыл бұрын
ኣብ ዝመጽእ ሰላምታ ኣቀድም ኢካ መምህረይ ኩሉ እትገብሮ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ንጥበብ ትግሪኛና ዓቢ ለውጢ ዩ ደርፊ ግጥሙን ዜሙኡን ጽን ኢልና ከምንሰምዕን ክንመርጽን ጌርካና ኢካ ብስም ህየሳ ክኣ ንወዲ መምህር ዘክሮ ኢካ ኣድናቂኡ የ የቀንየልና
@filimon781
@filimon781 2 жыл бұрын
ሕጂ ውን ካልእ ኢና ክንጽበ ካባኻ ጎቦዝ
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ 2 жыл бұрын
እትሰርሖ ዘለካ መደብ ጽቡቅ እካ እንተኮነ ንተከታተልትካ ግን ክብሪ ዘለካ ኣይትመስልን ፡ ሰላም ናይ እግዚኣብሔር እዩ ሰላም ኢልካ እንተ ትጅምር ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ ፡ ወድሓንካ ኩቡር ሓው።
@dawithadgu9051
@dawithadgu9051 2 жыл бұрын
that's wrong bro or sis just give your opinion
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ርኢቶካ ብስርዓ ምሕታት ኣይምሓሸን። ቆሪጾሞ ይኮኑ ነቲ ሰላምታ መን ይፈልጥ
@peacepilot2251
@peacepilot2251 2 жыл бұрын
ዘይብርሃኒ ጣውላ ዝኾነ ሰብ😂
@ኤርትራንኤርትራዉያንጥራይ
@ኤርትራንኤርትራዉያንጥራይ 2 жыл бұрын
Selam ezi hawey eska wun bselamta ktjnbr/ri neryrka/ki mesleni maere kndiu zeymstbhal
@hakirentertainment3687
@hakirentertainment3687 2 жыл бұрын
እዞም ናይ ጀረመንስ ተዛረብዎ'ኮ ኣይ ትፈልጡን 😪😫
@ወዲሱዳንሽወደን
@ወዲሱዳንሽወደን 2 жыл бұрын
Bejaka kubur hawi nay yemane dima akrbelna
@iameritrean1062
@iameritrean1062 2 жыл бұрын
ኤማ ብጣዓሜ ጹቡቅ ቀጽሎ ልሳን ሜዳ ካኣ እዚ ኣድቨርታይዝ ብጣዕስሜ ኣብዜሕኩሙሉ
@k.a3902
@k.a3902 2 жыл бұрын
You are great in assessing the legendary singer Abraham afewerki poem's. really your are smart and go head.
@gergishzeraes7523
@gergishzeraes7523 2 жыл бұрын
Btaemi xbuq hyesa thanks Emanuel
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Well done 👏 He is good analyser. 👍perfect Well said
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ዕድመን ይምነየልካ ኤማ እዚ ከማን ናወሓደካ ንክብረት ጥበብ ክብል። ኣብ ቀጻሊ ናይ ወዲ ትካቦ ፍቅሪ ተኣሲሩ ክትህይሰልና ብትሕትና ይሓተካ!!!! ቀጻሊ ኢየ ዝከታተለካ ማራ ኢኻ ድማ ተከይፈኒ። ካብ ደስ ዝብላኒ ቃላትካ ትፈርሕ'ዶ ከይሃርሙኻ ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበካ ዝሃብካዮ መሊስ ማራ ደስ ዝበለኒ፡ ነዳቓይ'ዶ ኢደይ ከይቅርጠም ኢሉ ምንዳቕ ይገድፎ'ዩ ብዝብል ኣገባብ መሊስካሉ። ማራ ኢኻ ሓያል ቀጽሎ።
@amanueltekeste7352
@amanueltekeste7352 2 жыл бұрын
Ysemamae ms nay wedi tkabo
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 2 жыл бұрын
@@amanueltekeste7352 kbret yhabeley ❤️
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 Ай бұрын
King Abrham❤❤❤
@kbromabrahale4513
@kbromabrahale4513 2 жыл бұрын
ኣብራሃም ኣቦ ጥበብ ሓው ኤማ የቀንየልና
@ሃገረ-ሰብ
@ሃገረ-ሰብ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኤማ ሓውና ካብ ናይ ቶማስ ኣልኣዛር መሪጽካ ገለ በለና
@tesfalemsimon2032
@tesfalemsimon2032 2 жыл бұрын
Kemaka 1000 yeweled
@sahletekie4040
@sahletekie4040 2 жыл бұрын
As always great job Ama arkey. Proud of you
@awetande9215
@awetande9215 2 жыл бұрын
Abraham my hiwetey eye ❤️🇪🇷✅
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 жыл бұрын
Wow wow what an analysis! Love it, thank you. Ama, great job!
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi 3 ай бұрын
🤔👂👌💯 ሳሕ
@dinonaawet6245
@dinonaawet6245 2 жыл бұрын
ሕጂ ግርም!!! መጺኻ ናብ ዝጽበዮ ዝነበርኩ። ቀጽል ብጽባቐ ተቓጺልካ ኣቃጽለና-ብፍቕሪ!! ብእምነተይ፡ ኣብዚ ሕጂ ጎዲልና ዘሎ ጥበብ ፈውሲ ክንረክብ ኢና እብል። ጥዕና ይሃብካ!!
@planetearth26
@planetearth26 2 жыл бұрын
ንሽገርን ምፍልላይን ብኣዎንታዊ መንገዲ ክንብድሆ ዝምህረና ይመስል, tenx Ema
@queensaba8945
@queensaba8945 2 жыл бұрын
Thank you nay wedi tikabo eba gele belena🌲
@filmontsehaye
@filmontsehaye 2 жыл бұрын
ኤማ መቅሰን ብሉጽ ኣቀራርባ ክብረት ይሃብካ
@hafizalamin8000
@hafizalamin8000 2 жыл бұрын
Abraham was unique in everything he did, the words he used to express love and life in general are pleasant, polite, ethical and full of wisdom. He never used unethical words such as curse or insult, instead he encourages people to be hopeful and understanding for each-other in all his works. He was, and still is a great artist.
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 2 жыл бұрын
ምስጢር ኣብርሸይ ምስጢር ፍቕሪ'ዩ ምስጢር ፍቕሪ ክኣ ጫፉ ዘይብጻሕ'ዩ። ጽቡቕ ትንተና ኤማ ሓወይ።
@tedros5352
@tedros5352 2 жыл бұрын
ሓፊረ ሳብስክራይብ ከኣ ገበርኩልካ ምጽንሐይ እንቃዕ ደሓን በጻካና መምህር
@kem6470
@kem6470 2 жыл бұрын
ኤማ ኤሚቶ ቐጽሎ እስከ እቲ ቓላትካስ ባህ እንዳበለካ ትሰምዖ
@kesetesemere2904
@kesetesemere2904 2 жыл бұрын
tebaie tewle tsfa tigebr Eza bahlnan hagerna kemaka ms reaku
@danielghebre3071
@danielghebre3071 2 жыл бұрын
ብራቮ ኤማ እንጀራ ዓለም ብላዕ
@ሻዕብያኣይኣረገን-ረ9ኘ
@ሻዕብያኣይኣረገን-ረ9ኘ 2 жыл бұрын
ሰብኣይ ናይብሓቂ ናይውሽጠይ ረኺብኬኒ ሕጂ ፈዂስኒ
@BiniamHabtom
@BiniamHabtom 3 ай бұрын
Ema arha eka nabrsh abo fkri xbuk gelixkayo bjeka kali khys akmi yeblun
@awetadmas6272
@awetadmas6272 2 жыл бұрын
Btami xbuk hyesa thanks
@dejenande4528
@dejenande4528 2 жыл бұрын
Amazing bor ❤ i love you abraham afewerki ❤👍
@siemwelday1253
@siemwelday1253 2 жыл бұрын
I was waiting someone who can describe Abraham afewerki. Thank you
@medakidane5884
@medakidane5884 2 жыл бұрын
Ema nay bahaki betami dess zebeln maharn azanagaen....keep it up 🇪🇷🇪🇷✌ Aba keleka ka nay wedi tikabo w.haile sebari ataru gele belena eske.....bahlawi ka
@ህግደፍካንሰርኢዩ
@ህግደፍካንሰርኢዩ 2 жыл бұрын
ዝዓርከይ ሰባት ኢና ማርሞ ኣይኮናን ክንከታተለካን ከነተባባዓካን እንተ ደሊኻ ልዕሊ ዝኾነ ነገር ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ኢልካ ጀምር ሰላምታ መበገሲ ሰላም ኢያ ኣብ ካልኣይ ግዜ ተኣሪምካላ ምጻእ ሰብ ኣይተሐርቕ thank You።
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኩቡር ሓው ኣነ ውን ብዙሕ ግዜ ኣስተውዒለሉ ኣለኩ ።
@naodykealo1488
@naodykealo1488 2 жыл бұрын
ትኽክል ኣለኻ
@ህግደፍካንሰርኢዩ
@ህግደፍካንሰርኢዩ 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ የሕዋት yeah ክእረመሉ ኣለዎ።
@tsionbiniam7711
@tsionbiniam7711 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ!! ንስኻ ውን እኮ ሰለምታ ኤማ ሓወይ ኢልካ ክትጅምር ምተገብኣካ" ንሱ ውን ንዓኻ ማርሞ ወይ ሓወልቲ ኣይኮነን፡ ካባኻ ውን ሰለምታ የድልዮ'ዩ ሪኢቶኻ ክትጽሕፍ ከለኻ። ምስ ናይ ይቅሬታ!!
@ህግደፍካንሰርኢዩ
@ህግደፍካንሰርኢዩ 2 жыл бұрын
@@tsionbiniam7711ኣምላኽ ይመስገን ሰላም ዲኻ ሓወይ. ሓወይ ምዓልካ ኢልካዬ መስገን ዝብል ዉን ኣይመስልን ኢዩ ኣማኑኤል እንታይ ኮይኑ ኢዩ ዘይርድኦ ቆልዓ ወዲ ሓደ ዓመት ህጻን እኮ ኣይኮነን ወይለይ ንሰብ እንተ ክኢልካ ኣርሞ እንተ ዘይኮይኑ እዚ ለባም ለባም ሓዲሽ ሞዴሉ ዝወደቀ ጸወታ ኔዉ በሎ ዝእረም ገዲፍካስ ናባይ ነቀፌታይ ዘቕረብኩ ነጢርካ ትመጽእ ንዕኡ ማዓዶ ድኣ ኣነስ ምዓልካን ከማዓልካን ዝፈልጥ ኢየ
@edendiev2823
@edendiev2823 2 жыл бұрын
Thanks Ema good job!!!
@habensielay
@habensielay 3 ай бұрын
Tnx Amano 💯🙏🏾😭
@Bahgi12xbah
@Bahgi12xbah 2 жыл бұрын
Abrsh 👑❤memhr hiwet
@wedieritrea591
@wedieritrea591 2 жыл бұрын
U r unstoppable keep it up so Ama we appreciate u 👌👌👌
@Harsile
@Harsile 2 жыл бұрын
ኣብራሃም መለይ ኢሉ ከስተንትን ዘኽኣሎ ናይ ጓል ሄወን ፍቕርን ምፍልላይ ዘይኮነ መለይ ኢሉ ክዝይም ዘኽኣሎ ቀንዲ ምኽንያት ነታ ካብ ማዓሙቕ ልቡ ዘፍቕራ ሃገሩ ተፈልዩ ናብ ስደት ይተኸይድ ስለዝነበረ ኢዩ።
@shamtesfaymekonen2156
@shamtesfaymekonen2156 2 жыл бұрын
ኤማ እዘን ምሳኻ ዘለዋ እንዶ ጽቡቅ ጌርካ ደስቀልና እንዳ ሃየስካ
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 Жыл бұрын
Nay yehdeko gebremedhin tsegaytu beraki tewelde reda wedi tukul wedi gebru bereket mengsteab kiros asfaha thomas alzar aqrbelna ama hawey yqreta gn bezihelka
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 жыл бұрын
I love your critics Aman! Keep up a good job!
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 456 М.
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 142 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,9 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 142 МЛН