New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''

  Рет қаралды 6,169,133

One Heart

One Heart

Күн бұрын

New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''
Savana/ሓበሻ Digital music distribution and promotion.
Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama... || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ
www.youtube.com....
/ 65tes
© 2017 Copyright: Savana/ሓበሻ
ቶማስ ቶማስ ቶማስ
ግጥምን ዜማን ብ ማዕረ ብምዉህሃድ ኩሉ ግዜ ናይ ተስፋ, ናይ ፍቅሪ ናይ ሓድነት ዝደርፍ፣ ትርጉም ምንባር ተረዲኡ ትርግታ ልቢ ደገፍቱ ሰሚዑ ህድእ ብዝበለ ቃና መልእክቱ ዘሕልፍ፣ ዜምኡን ግጥሙን ፍረ ዘለዎ ገላጺ ጥበብን ምስትውዓልን ዝሓለፎ ብፉሉይ ከኣ ያሬዳዊ ዜማ ዝዝይም ንሰማዒ እንሳዕ ትርግታ ልቡ ዝሰምዕ፣ መሳርሒ ሙዚቃ ክራር፣ ኦርጋን፣ ላይፍ ድራም፣ ሊድ፣ በይዝ ጊታር፣ ዋጣ፣ ኪቦርድ፣ ሻንቡቆ ኣጸቢቑ ዝጻወት ኣብ ኩሉ ከድምዕ ዝክእል ኩሉ ዘማለአ ፍልይ ዝበለ ናይ ዘበና ፍቱው ስነ-ጥበበኛ'ዩ።
ቶማስ ናይ ባዕሉ ቅዲ ስነ ጥበብ ሙዚቃ ሒዙ ዝመፀ ዕዉትን ውጽኢታውን ስራሕ ዝሰርሕ ተስፋ፣ ፍቅሪ፣ ሂወት፣ ፅንኣት፣ እምነት፣ ዝንበቦ መምህር'ዩሞ ናይ ኩላትና ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ደገፍና ኣይፈለዮ።
ሕጂ ድማ ''ዕምባባይ'' ዘርእስታ ሓዳስ ቪድዮ ክሊፕ ሒዙልና መጺኡ ኣሎ፡ ጥዕምቲ ደርፊ እያእሞ ኣስተማቕርዋ፡ላይክ እቶም ካልኦት መታን ክሰምዕዎ ሼር ግበርዋ። Let's Share and Support the Artist

Пікірлер: 2 700
@One-Heart
@One-Heart 6 жыл бұрын
ቶማስ ቶማስ ቶማስ ግጥምን ዜማን ብ ማዕረ ብምዉህሃድ ኩሉ ግዜ ናይ ተስፋ, ናይ ፍቅሪ ናይ ሓድነት ዝደርፍ፣ ትርጉም ምንባር ተረዲኡ ትርግታ ልቢ ደገፍቱ ሰሚዑ ህድእ ብዝበለ ቃና መልእክቱ ዘሕልፍ፣ ዜምኡን ግጥሙን ፍረ ዘለዎ ገላጺ ጥበብን ምስትውዓልን ዝሓለፎ ብፉሉይ ከኣ ያሬዳዊ ዜማ ዝዝይም ንሰማዒ እንሳዕ ትርግታ ልቡ ዝሰምዕ፣ መሳርሒ ሙዚቃ ክራር፣ ኦርጋን፣ ላይፍ ድራም፣ ሊድ፣ በይዝ ጊታር፣ ዋጣ፣ ኪቦርድ፣ ሻንቡቆ ኣጸቢቑ ዝጻወት ኣብ ኩሉ ከድምዕ ዝክእል ኩሉ ዘማለአ ፍልይ ዝበለ ናይ ዘበና ፍቱው ስነ-ጥበበኛ'ዩ። ቶማስ ናይ ባዕሉ ቅዲ ስነ ጥበብ ሙዚቃ ሒዙ ዝመፀ ዕዉትን ውጽኢታውን ስራሕ ዝሰርሕ ተስፋ፣ ፍቅሪ፣ ሂወት፣ ፅንኣት፣ እምነት፣ ዝንበቦ መምህር'ዩሞ ናይ ኩላትና ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ደገፍና ኣይፈለዮ። ሕጂ ድማ ''ዕምባባይ'' ዘርእስታ ሓዳስ ቪድዮ ክሊፕ ሒዙልና መጺኡ ኣሎ፡ ጥዕምቲ ደርፊ እያእሞ ኣስተማቕርዋ፡ 20,000 ላይክ እቶም ካልኦት መታን ክሰምዕዎ ሼር ግበርዋ። Let's Share and Support the Artist
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ 6 жыл бұрын
Savana/ሓበሻ , Correct ✅✅✅
@haile.a3165
@haile.a3165 6 жыл бұрын
Ya kulu zbelkayu qubulyu lomi gn tiemti enkela derfi autotune ablilwo malet kemzi makeup dbeziha dona nsu kea autotune abzih debele koynu tesemiuna eten zelmedena tuemat dimxi gororo knxibe ina mknyatu natural nebariyu
@NatuTv2
@NatuTv2 6 жыл бұрын
Savana/ሓበሻ tomas shkor boal suhul dmixi ajoka attfaana eka
@heregualtenbenagbunnnn2536
@heregualtenbenagbunnnn2536 6 жыл бұрын
Savana/ሓ thky you thomas
@justdoit-xw5rn
@justdoit-xw5rn 6 жыл бұрын
savana ///habesha.... yeah of course we will share it... ““surely ””
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 жыл бұрын
*መን ኣሎ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ዘሎ እስከ ላይክ* *2020*
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 4 жыл бұрын
Nay Tomi keysemaeku wiele ayfeltn eye gdn eye ab mealti 2 3 zseme
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 жыл бұрын
Me
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
💔
@yonasshishay8704
@yonasshishay8704 4 жыл бұрын
Ficke dich
@filigebre3639
@filigebre3639 3 жыл бұрын
ኣነ ናይ ሕመምይ
@BiniHawiLidu
@BiniHawiLidu 4 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ይህሉ ዶ 2024 ዝሰምዓ እንተሎ ላይክ ይርገጽ
@musiceritrea575
@musiceritrea575 3 жыл бұрын
ድሕሪ ነዊሕ ሕጂ ክትሰምዕዋ ትኣትው ዘለኹም like ጽቀጡ እስከ!
@zementopG
@zementopG 6 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ካማይ ኣብ ምዓልቲ 10 ግዜ ዝሰምዓ "ከምዚ ከማይ እንተ ሃሊኹም #Like ግጩው ኣብሉኒ፣ ንቶሚ ድማ 100 ኩሉ ስርሓቱ!!!!
@semirmessi2480
@semirmessi2480 4 жыл бұрын
Kkkk 10 gize n mealti xolot entetgebr gn bella neru haahah
@meraandat7686
@meraandat7686 4 жыл бұрын
bok bokre Yeah ane aleku tomas yeake
@kusukusu8301
@kusukusu8301 4 жыл бұрын
Me
@blackpower5619
@blackpower5619 3 жыл бұрын
@@semirmessi2480 Nea eba gdef aythasuwena ab mealti 10 times 🤐🤐
@solsolrora7076
@solsolrora7076 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ንኩሉና ብሸለልትነትና ዘከስርናዮም በቴሰብ፡የዕሩኽ እተዛኻክር እየ። Thank u Tomi.
@fqriyuemnetey3811
@fqriyuemnetey3811 3 жыл бұрын
Ya nay bhaki
@hermongerensea958
@hermongerensea958 2 жыл бұрын
zones Fxum yyy
@naodbereket6065
@naodbereket6065 2 жыл бұрын
እነሀልካ ብሰንኪ ሸለል ምባለይ ነታ ካብ ልባ ትፈትወንን ተኽብረንን ተፍቅረንን ዝነበረት ክኸስራ ኢየ ክኢለ። እዚ ከኣ ካብ ሂወተይ ምውጻእ ዝኣበየኒ ዓቢ ጣዕሳ ኮይኑ የሳቕየኒ ኣሎ።
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@naodbereket6065 3iaiq91
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@robelmukur8982😢
@ganners4ever43
@ganners4ever43 6 жыл бұрын
ኣታ ሂወት ስነ ጥበብ ንእዝኒ ተዕግብ ኮኾብ ዶ ክብለካ ፈጺሙ ዘይርከብ ኣንታ ሙቁር ጣዕሙ ከም ማዓር ዘይጽገብ ሓደ ከም ሓሙስ ኮይንካና ከማኻ ኣሻሓት ደሊና ጠጥዑሙ ክሰምዕ እዝንና!!!!!! ፍቅርን ተስፋን ክንቋደስ ብሓባር የሚቁና ክንፈልጦ ትርጉም ምንባር /////////////////////////////////////// ንቶሚ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ ምስ ደሊና ጓለይ ፍሉይ ፍቅሪ ኣለኒ።
@meharilove1324
@meharilove1324 6 жыл бұрын
ቶሜ ኣስሊ ንመጀመርያ ግዜ ኮመንቲ ኣባኻ ይጽሕፍ ኣለኹ ግጥምን ዜማን ኩሉ ግዜ ምስ ኣቅሰንካኒ ድምጺ 100"√√√√√√√√√√√√√ ቀጽሎ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ¥¥¥¥ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ
@tesfieokbie1123
@tesfieokbie1123 6 жыл бұрын
Tomiiiiii
@nechimhreteab3457
@nechimhreteab3457 6 жыл бұрын
Mehari Love thank you too !!
@fthihbtzgi5380
@fthihbtzgi5380 6 жыл бұрын
Amen hawey natey
@wedibisha1066
@wedibisha1066 6 жыл бұрын
amen amen amen asli
@nifiqrieyuzenbehre6225
@nifiqrieyuzenbehre6225 6 жыл бұрын
Mehari Love Amen Amen Amen zarkeye marye xebuki alka naye tomasi mara eyu kefe zelwu befelaye dema getimi zema Balu mikanu eye zehgeseka habibib
@2pacshakur587
@2pacshakur587 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ 2022 ዝሰማዓ እዛ music ቶማሰይ ናታይ ከማካ ደራፋይ ሙዚቀኛ ኣይረኣኹን ፍሉይ ኢካ ልዕሊ 4 መሳሪሒ ሙዚቃ ትመልኽ ኢድ ይባርኽ። Love u ❤🎤🥰
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ 2 жыл бұрын
መን ኢሉካ 4ተ ኣይኮነን ዝመልኽ ቶሚ 8ተ እዩ ሙዚቃ ክራር፣ ኦርጋን፣ ላይፍ ድራም፣ ሊድ፣ በይዝ ጊታር፣ ዋጣ፣ ኪቦርድ፣ ሻንቡቆ ኣጸቢቑ ዝጻወት ኣብ ኩሉ ከድምዕ ዝክእል ኩሉ ዘማለአ ፍልይ ዝበለ ናይ ዘበና ፍቱው ስነ-ጥበበኛ'ዩ ቶሚ ብሓጺሩ ባንዲ ምሉእ እዩ ድጻወት ካብ ሙዚቃ ወጻኢ ከኣ ንፉዕ ቀባኣይ አዩ ስእሊ ወን ይስእል እዩ ብሮ
@futurtsehaye6961
@futurtsehaye6961 4 жыл бұрын
መን ይሰምዓ ኣሎ ኣብ 2020?
@fithawi4659
@fithawi4659 4 жыл бұрын
ane alku beza derfi bizuhu tezekro aleni
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 жыл бұрын
Me
@wintateklemickael4182
@wintateklemickael4182 4 жыл бұрын
Ane aleku
@yonasmesfen4312
@yonasmesfen4312 4 жыл бұрын
Me✌
@ዘዝመጸጻናባይይመጻ
@ዘዝመጸጻናባይይመጻ 4 жыл бұрын
ኣለኩ ኣነ ባዕለይ ማዓልታዊ ዝሰምዓ
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 6 жыл бұрын
ቦኹሪ ወደይ ቶማስ ክብሎ እየ ንኽብርኻ !! Congratulation 👏🌹Over 1 million views ¥¥¥¥ ኣታ መን ይድቅስ ቅኑዕ ዝበደለ አታ መን ይዓርፍ እምነት ዝቐተለ እምበር ልባ ዳኣ ልቢ ወላዲት ኢዩ ክቐጽዓኒ ኢሉ እምበር ኣይጭክነለይን ኢዩ
@tesfomhabte6154
@tesfomhabte6154 6 жыл бұрын
Simon Yemane kem bahgka ykunelka hawey natey
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
Simon Yemane 💓💓💓
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 6 жыл бұрын
Tesfom Habte Amen 🙏 wegeney
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 6 жыл бұрын
Wiz _Robi_ mashi _ms_ kulu 👏👏👌
@biniamdebesay5789
@biniamdebesay5789 6 жыл бұрын
MSG Simon ጽቡቕ ፋል ኣለካ
@eriboys1075
@eriboys1075 6 жыл бұрын
ኣበት መልኽቲ "ኣታ መን ይድቅስ ቁኑዕ ዝበደለ ኣታ መን ይዓርፍ እምነት ዝቀተለ"። ቶሚ ኣስሊ ኩሉ ደርፍታትካ መልእኽቲ ዝሓዘለ። ኣቱም ሰባት መን እዩ ንቶማስ ውሕሉል ስነ - ጥበባዊ ክምዝኾነ ዘይኣምነሉ።
@wediabdu6925
@wediabdu6925 6 жыл бұрын
Filli Wedi Blala Heji mes nay hager zelo kunetat ika Temsaselo zelka haqey tedrbishka Derfi nab zetwekayo u Seq ilkum seb Ay teshkellu bejakum
@musicismybestfriendwherear9822
@musicismybestfriendwherear9822 6 жыл бұрын
Sene tibebu zeydahseso Amber.......................
@selamlwoloalemu1306
@selamlwoloalemu1306 6 жыл бұрын
➡ቶማስ ኣልኣዛር ➡ርእሲ ዕምበባይ ኣንታ ኣነስ ክሓምቅ ኣንታ ኣነስ ክሓምቅ ብገዛ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ(2) ሕጂ ዶ ረኪበ ካብ ምስኣ ታሓንቂ ሕጂ ዶ ረኪበ ካብ ምስኣ ታሓንቂ ባዕለየ ባዕለየ ገለ እካ ዘይትብል ኢዳ እካ ዘይብላ እቲ ክትደልየኒ ኣነ የለን ከብላ ንሳ ሎሚ የላን ኣቢላ ባዕለየ ባዕለየ ገለ እካ ዘይትብል ኢዳ እካ ዘይብላ እቲ ክትደልየኒ ኣነ የለን ከብላ ንሳ ሎሚ የላን ኣቢላ ኣታ ክከፍእ ሰብ ምስደለካዮ ክጠፍእ እዉይ ክከፍእ (2) ነዚ እንተኣሕሊፍ ኣንታ ሓቃ እንድያ ዳኣ እስካብ መዓዝ ክትደሊ ትደለ እምበር ግድኣ ዕምበባይ ምስ ኣርሓቀት ካባይ ዕምበባይ ስኢነላ ዳኣሃይ ዕምበባይ ከምዚ እንተኣሕሊፍቶ ጨወታ እዩ ሽዑ ክጥምቶ ፍቅሪ ትፈልጥ ወረ ፍቅሪ እንድያ ባዕላ ሽታኣ ፍቅሪ ፍቅሪ እዩ ዕላላ(2) ከብዚኣ ዶ ይክወል ካብ ፍቅሪ ዶ ሕባእ ሕመቀይ ሓሲኒ መብልዕካ ዶ ቅላዕ እምበር ልባ ዳኣ ልቢ ወላዲት እዩ ክቀፅዓኒ ኢሉ እምበር ኣይጭክነለይን እዩ ገለ ጎዲሉኒ ካብኣ ምስ ተፈለኩ ዝቀደመስ ዳሓን ፈቲነዮ ኣለኩ ይቅረ ትግበረለይ እምበር ደጊም ኣይብድላን ሆ ይድሃይ ኣለኩ ትሰምዓኒ እውን ኣላ ኣንታ መን ይድቅስ ቅኑዕ ዝበደለ ኣንታ መን ይዓርፍ እምነት ዝቀተለ እምበር ልባ ድኣ ልቢ ወላዲት እዩ ክቀፅዓኒ ኢሉ እምበር ኣይጭክነለይን እዩ ኣንታ መን ይድቅስ ቅኑዕ ዝበደለ ኣንታ መን ይዓርፍ እምነት ዝቀተለ እምበር ልባ ድኣ ልቢ ወላዲት እዩ ክቀፅዓኒ ኢሉ እምበር ኣይጭክነለይን እዩ ችላ ኣብዚ ነሀለካ ደርፊ ቶሚ ናይ ሂወት መምህር ÷መምህር ጥበብ÷ ፍቅሪ ÷ተስፍ ÷ሓልዮት÷ ታሪክ÷ ኮታስ ንሂወት ብኩሉ ነገራ ትገልፃ ቶሚ ኣጆካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ😍😘💋💖👍👌
@brhanegebreslase8366
@brhanegebreslase8366 6 жыл бұрын
እምበር ልባ ድኣ ልቢ ወላዲት እንድዩ
@salmwelela610
@salmwelela610 5 жыл бұрын
ኣታ መን የዕርፍ ቕኑዕ ዝበደለ
@meleyalemey168
@meleyalemey168 4 жыл бұрын
kil
@meleyalemey168
@meleyalemey168 4 жыл бұрын
kkhz
@meleyalemey168
@meleyalemey168 4 жыл бұрын
jjjkk
@romatv6689
@romatv6689 3 жыл бұрын
ቶማስ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ' ዩ ፡ ኩሉ ስራሓቱ ምስ ሕብረተሰብና ዝኸይድ'ዩ፡ ከምዞም መብለጭለጭቲ ኣይኮነን፡ ኣብ ጽብቕቲ መኪና፡ ጽብቕቲ ጛል፡ ጽቡቕ ገዛ ዘይኮነ፡ ኣብ ትሕዝቶ ደርፊ ' ዩ ስርሓቱ ። 2021
@Teweldemedhinwinta1998
@Teweldemedhinwinta1998 2 жыл бұрын
Nay bhaki mestewali
@fishhabt8145
@fishhabt8145 6 жыл бұрын
ንስኻ ደራፊ ዘይኮንካ ደርፊ ኢኻ ብዓልኻ ዜማ: ግጥሚ: ኪቦርድ ክራር: በይዝ ጊታር: ሻምብቆ ቶማስ ኣልኣዛር....
@bizubuzy
@bizubuzy 6 жыл бұрын
*360 DEGRE Artist! lyrics, melody, all musical instruments. NO ONE CAN FIT TOMI STAR* 🌟 🌟 🌟 🌟 🌟 * SEE GUYS *ድምጻዊ፥ ቶማስ ኣላዛር* *ዜማ: ቶማስ ኣላዛር* *ግጥሚ፥ ቶማስ ኣላዛር* *ክራር፥ቶማስ ኣላዛር* *ሻንብቆ፥ ቶማስ ኣላዛር* *ቤዝ ጊታር፥ ቶማስ ኣላዛር* *ኪቦርድ፥ ቶማስ ኣላዛር*
@bwisdom4257
@bwisdom4257 6 жыл бұрын
Bizu Buzy wel said ! tomas is unique... proud of him .+10,300 likes from just 390,000...i am sure he will get more than 20k likes soon
@maximosokbagebrel5499
@maximosokbagebrel5499 6 жыл бұрын
Bizu Buzy q
@henokissak8369
@henokissak8369 6 жыл бұрын
I love you Tomi
@samueljunior1449
@samueljunior1449 6 жыл бұрын
Bizu Buzy ዋጣ ውን ከም ዝመስለኒ ይክእል እዩ ተዘይ ተጋግየ ናይ በሓቂ ንፉዕ እዪ
@bizubuzy
@bizubuzy 6 жыл бұрын
definetly sami Ezi kulu abza derfi ztexaweto eyu ember wala wata
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 6 жыл бұрын
ችላ ኣብዚ ነሀለካ ደርፊ ቶሚ ንሂወት ጽቡቅ ጌርካ ትገልጻ ኢካ ሞ ኣጆካ ድሕሪ በዓል ኣብራሃም ንሂወት ትገልጻ ንስካ ኢካ ግልጸ Like Sher ንበለሉ የሕዋት።
@tesfitnuguse9784
@tesfitnuguse9784 6 жыл бұрын
Tesfie Habteab ኣንታ ወዲ ዋላ ንባዓል ኣብርሃም ድኻ ምስዞም ዘይጠቅም ደርፊ ኣዉጺኦም ኢልካ ንዓ ድኣ
@wedigulay1234
@wedigulay1234 6 жыл бұрын
ክክክክክክክ ሹፍ ኣብዚ ከኣ ረኪበካ ዓርከይ መዓረይ youtube. Gizo....
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 6 жыл бұрын
wedi gulay፡ክክክክክክክ
@esromabrham9310
@esromabrham9310 6 жыл бұрын
Wedi Hawey Ajoka da temies Drafay eu zerba Amtsika
@wizeriboy8828
@wizeriboy8828 6 жыл бұрын
Tesfie Habteab ata ab Yutube dika geza keyrka hhh
@luliamichael9856
@luliamichael9856 4 жыл бұрын
ደርፊ ማለት እዚ ክሳብ,2021 ንሰምኦ ። ኮሮና ዘረስእ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
**መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 2020 ደጋጊሙ ዝሰምዓ ቶማሰይ ዕንበባይ**
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
2023
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 4 жыл бұрын
ናይ ቶማስ ደርፊ ሰሚዕ ምጽጋብ ስእነዮ። ከምዚ ከመይ መን ኣሎ ?
@ፈታዊሪሃና
@ፈታዊሪሃና 6 жыл бұрын
Niza xhifti tenbib zeleka seb rhus hadish amet egbrlka hasb libka yesmrlka mis sidrka mis metabtka trakebelu amet ekonelka edimen tinan ehabka serhika biselam nigzeka emlesika kedamay coment xhife ka
@iamalwayshappymanunited5191
@iamalwayshappymanunited5191 6 жыл бұрын
ፈታዊ ሪሃና ድሓን ላይክ ህበካ ኣለኩ ኢታይ ቀለም ኣምላኽ ኮይኑ ኢዩ ክንድዚ ቅሩብ ኢባ
@samibeyene9432
@samibeyene9432 6 жыл бұрын
Amen fetawi rihanna nkulatna senay amet ygberelna egzabhier amlak
@abrhaleytadese4018
@abrhaleytadese4018 6 жыл бұрын
Welcome tomie asli kab libey eye zifetweka sesenayiu naka yekun
@alimahmud1545
@alimahmud1545 6 жыл бұрын
like shlimeka leku neska thsh
@samsonaraya6321
@samsonaraya6321 6 жыл бұрын
ፈታዊ ሪሃና: thank you for the good wishes! By the time i read this comment i was heading to see my parents, so i was surprised by the coincidence.
@tomasmehegoseyyy659
@tomasmehegoseyyy659 6 жыл бұрын
ቶሚ ብዓል ጥዑም ቃና ወትሩ ተናፋቂ፡ ደምጺ100% ግጥሚ100% ዜማ100% ክሊብ100% ንቶሚ like like like like ሃብለይ፡
@shidenmedhan4839
@shidenmedhan4839 6 жыл бұрын
ቶሚ ባኣል ቱኡም ቃና ብደርፍታትካ ኣዝየ ኢየ ዝፈትዎ ንመጀመሪያ ጊዜ ኣባካ ይጽህፍ ኣለኩ ብደሪፍታትካ ዘድንቀካ ህቡቡ ደራፋይ ስለ ዝኮንካ ቶሚ ኣስሊ good job ቀጽሎ ቀጽሎ ቀጽሎ ቅጽሎሎሎሎሎሎሎል ትሚ ጎበዝ ጎበዝ ጎበዝ ጎበዝ ኣጀካ ቀጽሎሎሎ
@robelabay9409
@robelabay9409 6 жыл бұрын
Tomas Habtetsion music 100 resieka
@tomasmehegoseyyy659
@tomasmehegoseyyy659 6 жыл бұрын
Robel Abay ሓቢቢ sorry ዘይርሳዕ ረስዓ so thx.
@fkadukesete6940
@fkadukesete6940 6 жыл бұрын
Great job thomix
@edenamanuel4969
@edenamanuel4969 6 жыл бұрын
Tomas Habtetsion *Like*
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 6 жыл бұрын
willkommen ቶሚ ናተይይ ባዓል ጡዑም ደምጺ ኣቤት ግጥሚ &ዜማ ኣንታ ንስካስ ከተሕመኒ ኢኻ እታ ኣብ ልበይ ዘላ ረኺብካያ ናዓኻ ዳ like kmane wehdka ich Liebe dich
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
bogeabileki jermen 😍😍😍😍😍😍😍
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 6 жыл бұрын
Wiz _Robi_ mashi _ms_ kulu vielen Dank ich Liebe dich
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
bogeabileki jermen Ich auch 😍😍😍😍😘
@amandebesay4770
@amandebesay4770 6 жыл бұрын
bogeabileki jermen nay modey 😍😍😍
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 6 жыл бұрын
TESFA Tsbah wagenay nateyy merhaba
@EriZaraTech
@EriZaraTech 6 жыл бұрын
Have no words to describe u Tomas Can’t stop listening to it ኣታ ኣነስ ክሓምቅ ኣታ ኣነስ ክሓምቅ ብገዛእ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ ሕጂ'ዶ ረኪበ ከም ንሳ ትሕንቅቅ። Love much Tomi!! And A Very Happy Christmas 🎄 and Happy New Year! Wish all the best!!!
@ሓቦቅናቱ
@ሓቦቅናቱ 6 жыл бұрын
ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝኾነ መዘናግዒ ቦታ ርእየዮ ዘይፈልጥ ክቡር ስነጥበባዊ ቶማስ ኣልኣዛር ። ብናቱ መንገዲ ዝኸይድን ዝኾርዕን ስነጥበባዊ፣ ኩሉ ዘማለአ ሃገራዊ !
@debesaynegasi3712
@debesaynegasi3712 6 жыл бұрын
..
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 5 жыл бұрын
Ab midre genet (mibrak xehay) Fit city park aleka kulu gize Minalbat ab wusun bota sienkayo tikewin ziarkey
@EriPlanetTV2017
@EriPlanetTV2017 6 жыл бұрын
I am so in love with this song..... it is sooooooooooo beautiful. I've been listening to it non-stop. God bless you and hope to hear more of your lovely songs soon. Keep up the good work and I am sure it won't be long till you become one of the top singers in the country.
@tiktokeritrea292
@tiktokeritrea292 6 жыл бұрын
alena tv he just become one of the top singers eritrean so he is the best alaways i love u all eritrean
@halefomzemariam9027
@halefomzemariam9027 6 жыл бұрын
ቶማስ ታሪካዊ ዛንታ ንኩሉ ሰብ ተባራብሮ ተዞኩሮ ዛንታ ኣይቲ ጢፋእና ዳኣ ሓበን ኣፍሪቃዊ
@mhriyegt3313
@mhriyegt3313 6 жыл бұрын
Alena TV amselutat kudu mis agame tekeberu he hero one
@wegahta
@wegahta 6 жыл бұрын
He is already one of the top singer and songwriter in the nation.
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 6 жыл бұрын
እንታይ እስከ ክገርመካ ኣብዚ ግዜ እዚ ከማኻ ዓይነት ኣማዛዚኑ ዘይከይድ ሰብ ምኻንካ ምስ ርኣኹስ ኣመና ኣደንጊጽካኒ፡ እንበር ደርፊ ናይ ቶማስ ካብ ነቲ ሙዚቃ ጥራይ ተስተማቕር ነቲ ግጥሚ ተተስተውዕለሉ ክሳብ ሕጂ ምስ ኣተምህረቱ ሓሊፉ ኤክስ ቫየር ዝኾነ ስርዓት ኣይምሃሎኻን ስነ ሓሳብ ተዝህልወካ ውን እኮ ኣይምተጸልአን እቲ ዘሕዝን ግን ኩላትኩም ብስምዒት ተደሪኽኩም ኣብ ህልኽ ኣቲኹም ብትዕቢት ተወጢርኩም ብፕሮፖጋንዳ ተመሊእኩም ፓፓጋሎ ናይ ህግደፍ ጥራይ ምኻንኩም እዩ ቀንዲ ዘሕዝን፡ብዝኾነ ነባሪ ህዝቢ እንበር ንዘልኣለም ዝነብር ስርዓት የሎን እሞ ልቢ የዕቢ ጸግዒ ናይ ህዝቢ ምኻን ዋል እንተስኣንካ ንነብስኻ ግን ጸግዒ ኩና ኣብ ሓቂ ተጸጋዕ ካብ ህልኽ ወጺእካ ውን ሕሰብ ናይ በይንኻ ስነ ሓሳብ ውን ኣሰላስል ሽዑ ክርድኣካ እዩ ወድሓንካ.
@EriPlanetTV2017
@EriPlanetTV2017 6 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ክሓምቕ ኣታ ኣነስ ክሓምቕ ብገዛእ ኢደይ ክሳደይ ክሓንቕ
@teklutesfagergis2678
@teklutesfagergis2678 6 жыл бұрын
Alena TV እንታይ ክትገብሩ መጺኩም ከ ሕጂ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 6 жыл бұрын
Alena TV እቲ መቐረት ትብል ፊልሚ እባ ስደድዋ
@mhriyegt3313
@mhriyegt3313 6 жыл бұрын
Alena TV kedemty weyane
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
@ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 6 жыл бұрын
ስቕ በል ፓፓጋሎ ንዓኻ ኸ መን ኤርትራዊ ምስ ገበረካ ኢኻ ኪድ ፈትን 2% ክፈል ኤርትራዊ ተበሉኻ ኣቃባጥር ኪድ እንበር ናቶም ኤርትራውነት ብገንዘብ ዘይኮነ ኣብ ግንባሮም እዩ ፡ ነታ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብዋ ዕድል እንዲኻ ቀኒእካሎም ገና ሓሪርካ ክትመውት ኢኻ ዘይተማህረ ድሑር ኣማዛዚኑ ዘይከይድ ከም መኪና ብሰብ ተዘዊርካ ትኸይድ ዘለኻ ክሳብ ነድሕነካ ጥራይ ዓቕሊ ጌርካ ተጸበ ወድ ጾማቒት ስዋ.
@atoyaraya4582
@atoyaraya4582 6 жыл бұрын
mhriye GT Kid Resah Men Flet Eluka Torqasch
@amanuelabrham1024
@amanuelabrham1024 6 жыл бұрын
Dmxawi tomas Alazar Ziema tomas Gitmi tomas Krar tomas Shanbiko tomas Bass guitar tomas 99% baelu serihwa Ajokaaaa yibleka tom kexilooo
@Tomas-tk7ye
@Tomas-tk7ye 6 жыл бұрын
Thomas kabtom aze zeftwom derfti eritrea eyu ብናትካ ምፍታው ወደይ ቶማስ ኣውጼሉ ኣለኩ ኣይትጥፋእ ቶማስ ሽኮር
@rakmen1683
@rakmen1683 6 жыл бұрын
Amanuel Abraham men kulu nusu serhwo eilka ane ane piro aqebileyo endye
@tesman5836
@tesman5836 6 жыл бұрын
Wduee derafay tomi shikor 1) wedi tkabo 2) Thomas 3) kiros
@mussiesamuel3573
@mussiesamuel3573 6 жыл бұрын
Mebel 100 hibeka aleku
@robelteklehaimanot8177
@robelteklehaimanot8177 5 жыл бұрын
@@tesman5836 Wedi shukey ane wuen kemnatka u rueytoy 1 gn Barya ktgebra nerika gn aqribeye
@saalovers4551
@saalovers4551 3 жыл бұрын
ab 2021 men yera alo winta yefqero ye kibl semeo zemxi weqteni😜
@waero8653
@waero8653 9 ай бұрын
It’s 2024 and still listening to this song 🎵
@alexismulugeta5108
@alexismulugeta5108 6 жыл бұрын
ቶሚየ ብልቢ መግለጺ ሲኢነልካ። እንታይ ኢየ እሞ ክብለካ ኮኮብ ሰሜካ ኣለኩ። ግጥሚ ዜማ ክሊፕ ፖውውውውውውውውውውውው እንታይ ክወጾ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ኣታ ኣነስ ኽሓምቅ ኣታ ኣነስ ክሓምቅ ብገዛእ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ ቶሚተይ ኣይትጥፍኣና ኣታ ክከፍእ ሰብ ምስ ደለካዮ ክጠፍእ ኣታ ክከፍእ ሰብ ምስ ደለካዮ ክጠፍእ ቶሚተይ ነዓና እዉን ንስካ ትጠፍኣና ኣለካ ክቡረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ በርትዕ።
@robelboy9420
@robelboy9420 6 жыл бұрын
ቶማሰይ ጂግና ብዝይ ንስካ ናይ ልበይ ዝርዳለይ የለን ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ and keep up ma hero’s we love you anytime 💝💝💝💝💝
@selemawitgebregergis6911
@selemawitgebregergis6911 6 жыл бұрын
Ohhhhhhhhh Bra jobbar min bror
@jerusalembereket7706
@jerusalembereket7706 6 жыл бұрын
ቶማስ ማለት ኢንካዕ ንስኻ ባረኽካይ 2018 ብጣዓሚ ደስ ትብል ኣጆኻ ላይኽ ምስ ደቂ ኤረይ ኾይና ኣይንሓምቅን ኢና Nice music Tomas shekori √√√√√√√√√
@nahomhabte5465
@nahomhabte5465 4 жыл бұрын
መን ኣሎ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ዘሎ 4/25/2020
@abraham.afewerki
@abraham.afewerki Ай бұрын
መን ኣሎ ኣብ ኤሪትራ 2018 ዝሰምዓ ኣብ ስደት 2024 ደጋጊሙ ዝስምዓ Like ርገጽ😢💔
@bereketftwie4050
@bereketftwie4050 6 жыл бұрын
ቶሚ ንኣሽቶይ ኣብራሃም ተበልኩካስ መን ይዛርብ
@stareyob2990
@stareyob2990 6 жыл бұрын
mas du nrakebelu adey haqika eka
@samisami-sz2zo
@samisami-sz2zo 6 жыл бұрын
Xubuk aleka habibi neshtoy Abraham Afowerki eyu
@kubromselemuna
@kubromselemuna 6 жыл бұрын
mas du nrakebelu adey ናይ ብሓቂ ናቱ ሂብካዮ
@afro-tube2185
@afro-tube2185 6 жыл бұрын
Ane kzarebeka xebuq aleka ele.
@kubromselemuna
@kubromselemuna 6 жыл бұрын
mas du nrakebelu adey መን ክዛረብ ሓቂ ኢካ እኮ ተዛሪብካ bro
@hanibalgslassie5492
@hanibalgslassie5492 6 жыл бұрын
ድሕሪ የማነ ገብሚካኤል (ባርያ)ን ኣብረሃም ኣፎርቕን ጓል ኣንስተይቲ ዘይዝልፍ ክብሪ ወላዲቱን ሃፍቱን ብትክክል ዝፈልጥ! ንሽተይን ክንሱ ብልሑ መዳርግቲ ኣልቦ! በሊሕ ናይዚ ወለዶ ስነጥበበና ቶማስ ኣላዛር! አዚ አዩ ስነጥበብ ጌጋ ካባና ክንሱ ንሰባት ነልግብ። ምህርካና ዘይንስካ ምምሳል ሳዕበኑ ዉድቀት ምካኑ ። የቀነልና።
@dejenneguse7223
@dejenneguse7223 6 жыл бұрын
👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏽👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@abelkalab2283
@abelkalab2283 6 жыл бұрын
Abel kalab
@abelkalab2283
@abelkalab2283 6 жыл бұрын
Abel kalab
@lovesymone7385
@lovesymone7385 6 жыл бұрын
ዋው ደቂ ኤርይ ስላምኩም ይብዛሕ ጥዕምቲ ደርፊ 👍
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 6 жыл бұрын
ሚጣ ታደሰ amen amen amen thnak you sister and we you too tigray people 💖
@fiqrieyumekseb9318
@fiqrieyumekseb9318 6 жыл бұрын
Tomiye hawey nic job
@abifetawinebsu4353
@abifetawinebsu4353 6 жыл бұрын
ሚጣ ታደሰ Amen 🙏🏾 zagualey mearey
@MaicoRecords
@MaicoRecords 6 жыл бұрын
What a great music. Thomas Alazar keep-it-up the good work.
@atieharmaz2844
@atieharmaz2844 6 жыл бұрын
Ja
@samitewelde8867
@samitewelde8867 2 жыл бұрын
መን ኣሎ 2022 ዝሰምዓ ምምናው ዛኣበየቶ ?
@ተሜከምዓቑመይእዩባህገይ
@ተሜከምዓቑመይእዩባህገይ 6 жыл бұрын
ቶማስ ኣላዛር ብሓቂ ብልቢ ኢየ ዘድንቀካ ማለት ማዕሪኦም እኻ ተዘይ በልኩካ ግን ብርግጽ ዉልዱ የማነን ኣብርሃምን ምኻንካ 99% ይጠቅዓልካ እየ ። ኣጆካ ቀጽሎ ዝሕልሕል ኣይትበለና መምህር ሂወት ኣቦ ስነጥበብ ተበልኩካ መን ይጉዳእ።
@merhawiakelom4291
@merhawiakelom4291 6 жыл бұрын
Tome shkor
@efarmogos2409
@efarmogos2409 6 жыл бұрын
ቶማሰይ ድራር እዝኒ ፍልይ ዝበለት ዘይትምኖ ደርፊ ። እንታይ ሞ ይዓብስ ውሒድካና እንዲካ ኣሽሓት ቶማሳት ከማካ ክህልዉ ኔርዎም ።
@biniamsolomon2949
@biniamsolomon2949 6 жыл бұрын
Efar Mogos Hahahaha lomi endiya wexieA entay ewanka ktmenwa wetam
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
Efar Mogos 😍😍😍
@dearmomdod5558
@dearmomdod5558 6 жыл бұрын
Efar Mogos ግን ከኣ ብምልኦም ሞይቶም በይኑ ይትረፍ ምርታን ከይቃጸጽዎ ሰሓበይ
@lulrbahri
@lulrbahri 6 жыл бұрын
ናይ ሂወት መምህር ፡ መምህር ጥበብ፡ ፍቅሪ፡ ተስፋ፡ ሓልዮት፡ ታሪኽ፡ ኮታስ ንሂወት ብክሉ ነገራ እትገልጻ ቶሚ ኣጆካ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@samisami-sz2zo
@samisami-sz2zo 6 жыл бұрын
Really
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 5 жыл бұрын
🤦‍♂️ 13/10/2019 zesma seb alo do yekwn
@jesussistheonlywaytogod7982
@jesussistheonlywaytogod7982 4 жыл бұрын
Robi habibi ane alku
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
🤔💔💔💔😥
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 4 жыл бұрын
Nay tomi dea ksab zmewt ksemo eye 👌☝️👈
@kisanettikabo1716
@kisanettikabo1716 4 жыл бұрын
Stil now 5.10 2020 fexime zeymenwa.
@eri-isrealchannel4215
@eri-isrealchannel4215 6 жыл бұрын
ቶማስ ነብሲ ዓቕምኻ ሰፊሕ"ዩ ከም ውቅያኖስ ቀጽል ጥራይ,,,,,,,
@wedikeren2543
@wedikeren2543 6 жыл бұрын
Tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi tomi 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100 100
@wedikeren2543
@wedikeren2543 6 жыл бұрын
Tomas tomas tomas tomas tomas tomas tomas tomas Tomorrow tomorrow morning I REALLY AMAZING ALL BEST ERITREAN MUSIC
@tesfithabteab9023
@tesfithabteab9023 6 жыл бұрын
tray miknay really
@ቢጀካኪካሊእሰብየብለይንማ
@ቢጀካኪካሊእሰብየብለይንማ 6 жыл бұрын
tray miknay Nic 👍
@መታመንለራስነው-ኈ7ነ
@መታመንለራስነው-ኈ7ነ 6 жыл бұрын
ትርጉሙን ባላቀውም ወድጀዋለሁ 👌👌 ኢትዮ 🇪🇹🇪🇹 ኤርት 🇪🇷🇪🇷
@kabakamonabeygoytaywedihab1898
@kabakamonabeygoytaywedihab1898 6 жыл бұрын
Tomi shkor nic job
@heleneri5516
@heleneri5516 6 жыл бұрын
@matamen leras engiam enwedachewalen ethio ppl 🇪🇹🇪🇹
@መታመንለራስነው-ኈ7ነ
@መታመንለራስነው-ኈ7ነ 6 жыл бұрын
Helen Ghebrekiros 😍😍
@ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ
@ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ 6 жыл бұрын
እዚ ከም መግቢ ሰለስተ ግዜ ክስማዕ ኣለዎ ኣብ ማዓልቲ
@fromasmara6771
@fromasmara6771 6 жыл бұрын
ምስጢር ባሕሪ ዊሒዱ ትረ ዳ
@michaelgoitom4507
@michaelgoitom4507 6 жыл бұрын
aywahaden anes repital giere eye suk ele kisemaa ziwul zeleku
@mhrettesfahanes3781
@mhrettesfahanes3781 6 жыл бұрын
Keman 10 time
@teklezgigebremedhin9056
@teklezgigebremedhin9056 6 жыл бұрын
ኣፍቃሪ ዘለዋ ኣፍቂረ kkkkk nay bhaki ezi eko kwhdo
@hannahokbamicael1465
@hannahokbamicael1465 6 жыл бұрын
ኣፍቃሪ ዘለዋ ኣ
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 3 жыл бұрын
ኣብ ማሳዋ ሰሚዐ ጸጊበያ፡ ሕጂ ኸኣ ኣብዚ ነጅስ ስደት ኮይነ😭😭😭
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 жыл бұрын
Tomi ma king Nice One
@danielgere1532
@danielgere1532 4 жыл бұрын
Tomas tomas tomas behaqi getmi zeman balek mesrhak kulgez dagefik ajik toma hbib
@abidamsko7728
@abidamsko7728 6 жыл бұрын
ቀዳመይቲ ሰበይተይ ሎሚ ሓሪሳ ኣብ ሆስፒታል አንከለኩ ይሰምዓ ኣለኩ፡
@charebayre1297
@charebayre1297 6 жыл бұрын
Abiel Lasu. Kedndey diyen Ansteka
@samialazar1143
@samialazar1143 6 жыл бұрын
Abiel Lasu እንቃዕ ሓጎሰካ እሞ። ግን ክንደይ ኣንስቲ ድየን ዘለዋኻ ክክክ ሰብ ሓንቲ ሲና ኣላ ።
@ሰላምለኢትዮጵያ-ቨ7ቈ
@ሰላምለኢትዮጵያ-ቨ7ቈ 6 жыл бұрын
Abiel Lasu ካልኣይቲ ሰበይትካከ
@semereyemane6523
@semereyemane6523 6 жыл бұрын
Abiel Lasu emo Embaba Bela
@merigualkerenlove9325
@merigualkerenlove9325 6 жыл бұрын
Abiel Lasu eta dahreyti ke meas eya tiharis bizikone kolia tiena yihberelka lile kea geare aleku
@ወዲኢሳቅጋራጅ
@ወዲኢሳቅጋራጅ 6 жыл бұрын
Ata hamime beza derfi bejakum zethagoskum beza derfi like habuni
@medhaniegebrekurstos3815
@medhaniegebrekurstos3815 5 жыл бұрын
Memhr fkri bzeykaka seb yebleyn meda wedi ele
@babaqueen9566
@babaqueen9566 6 жыл бұрын
esye deki erna des ktblu shkornattttttt I'm from ethiopia ivu Tomas
@teklabazahel5315
@teklabazahel5315 4 жыл бұрын
Thanks zhaftey
@samigoatmindset
@samigoatmindset 3 жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ 2021 ዝሰምዓ ኣብዛ ሕጂ ሰዓት
@eritrean8
@eritrean8 Жыл бұрын
2023 men zesma alo like regexukum hulefu ✌️ 👉 ♥️
@robiokubay1728
@robiokubay1728 6 жыл бұрын
Tomi king ኣታ ኣነስ ክሓምቅ ኣታ ኣነስ ክሓምቅ ብገዛእ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ (2) ..................................... ኣንታ መን ይድቅስ ቁኑዕ ዝበደለ ኣታ መን ይዓርፍ እምነት ዝቀተለ
@ribitv7679
@ribitv7679 6 жыл бұрын
ኣታ ቶማሰይ ኣበይ ደኣ ጠፊእኻና ኔርካ በል ስከ፡እንቋዕ፡ደሓን መጻኻና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ጽቡቅ ስራሕ ከኣ ቀጽሎ፡ስከ ኣይትጥፋኣና ከኣ
@musicismybestfriendwherear9822
@musicismybestfriendwherear9822 6 жыл бұрын
Tomiye snetbebka ko hiwet U zizeraley!!!(Tirgum sne tibeb abaka ye zirekbo) Selamn Tianan ye zimneyelka 💚💚💚💚 Please like Fan nay Tomi!!!👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💖
@azmiethiopiawetngnazmietih1374
@azmiethiopiawetngnazmietih1374 6 жыл бұрын
Tomas ናይ ሕማመይ ማራ ፅብቅትይ ሙዝቃ ያ መን ከማካ ንጉስ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወካ ኑፍዕ ዝትባሃል ካብቶም አለው ዝብሎም ዝቅመጠካ ኑፉዕ አርትስት እኮ tomas ናይ ሙደይ ላይክ በልዋ የሕዋት አይትሕመቁ
@zayadzayad1591
@zayadzayad1591 6 жыл бұрын
Tomey natey kemay deka mxele😍
@ስደትጨካን
@ስደትጨካን 5 жыл бұрын
ክላዋ ኣብዚ ነሀልካ ደርፍስ ንር ቶምየ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሙዚቃ ባል ጥዑም ድምጺ ከማካስ ክዲ ሽሕ ዕድመን ጥናን ናካ
@ROTES1991
@ROTES1991 6 жыл бұрын
በቃ ብዘይ ጠቅሙ ኣብ ዩቱብ ይእዛና ጸሚሙ ወሪሑ ። እንተ ሕጂ ግን እቶም ከምዚ ከማይ ጸሚምኩም ዝቀነኹም ይእዛንኩም ይሕድስዎ ።
@ኣነከምድላየይ-ኈ1ጸ
@ኣነከምድላየይ-ኈ1ጸ 6 жыл бұрын
Hhhhhh
@kusuntv1803
@kusuntv1803 6 жыл бұрын
ቶማስ መምህር ሂወት ተበልኩካ ከይውሕደካ መክንያቱ ተስፍን ዓቅልን እምነትን እንዳ ኣዋሃድካ ትደርፍ ትስፍው መንእሰይ ኢካ። ፍላስፍ ናይ ዘመና ብደርፊ ኣሰኒዩ ናብ ሰማዕቲ ዘብጽሕ በልሒ መንእሰይ ደርፍታትካ ናብ እንግልሽን ዓረብን ተዝቅየሩ ዓለም ሙሉእ መተደነቀ መክንያቱ ብበሊሕ የሙረካ ብሱሑል ጎሮሮካን ብሙኡዝ ዘይማካን ንልቢ ሰማዒ ናብ ዲቅ ዝበለ ስሚዒት የቲዩ ባህታን ሓጎስን ስለ ዝፍጥር። እግዛብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቆጽሎ ቱሱፍው መንእሰይ ደድሕሪ ኣብራሃም ባርያን።
@jussyjuss6755
@jussyjuss6755 5 жыл бұрын
☺☺
@abifetawinebsu4353
@abifetawinebsu4353 6 жыл бұрын
Ane mechem zamnelom derefti hagerna 1.kiros Asfaha 2.Tomas Alazar 3.Taniqo Zterefkum kea sorry beqa Tomi nice music love ❤️ it
@alexanderrussom3043
@alexanderrussom3043 6 жыл бұрын
1 tomas ketbel dika sebey
@gadjet4473
@gadjet4473 6 жыл бұрын
Abel Y. Gebregergsh Nay behaki etom zfetwom derefti teqiskaley number 4 kea Ftsum Beraki Belo
@rstomgereysus6234
@rstomgereysus6234 6 жыл бұрын
Abel Y. Gebregergsh what about abraham afewerki
@abifetawinebsu4353
@abifetawinebsu4353 6 жыл бұрын
Rstom Gereysus nay Abrhimon and Baryan dea kab 🌎 alem eyom eko qedamot no only kab Eritrea tray astewel teqadadamay okey Rasta
@mozaholay837
@mozaholay837 6 жыл бұрын
Abel Y. Gebregergsh robel mcheale ke hawey asliii eko eyu
@Asmera_entertainment
@Asmera_entertainment 4 жыл бұрын
I have been listening this song untill now from the day it was published... eski lomi tsemae zeleka kulka like deqi eri xaeda ab zelenayo edmen tienan nkulna
@fromkereney9736
@fromkereney9736 6 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ እንቃዕ ናይ ዘመነይ መንእሰይ ኮንካ ቶሚ ሓወይ more love nd big respect 😙😗💪
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 6 жыл бұрын
ቶማስ ቶማስ ቶማስ ኣንበሳ ብምንታይ እሞ ክንገልጸካ መግለጺ ቃላት የብልካን ኩሉ ስራሓትካ ግጥምካ ዝጎድልለካ የለን ኣምላክ ምሳካ ኣብ ስራሓካ
@aklilugebru4697
@aklilugebru4697 6 жыл бұрын
ሓድሽ ቅዲ ሙዚቃ !!! ቶማስ ብሉጽ ናይዚ ዘመንዚ ጥራይ ዘይኮነስ ፥ገና ጋጊምካ ድሕሪ ዓመታት ውን ዝስማዕ ደርፊታትዩ ኩሉ ስራሕካ። ኣርእስትታትካ ኩሉ ዘመን ተሳጋሪ ትሕዝቶታት ኣለዎ ንበር ፥ክበር፥ቶሚ ፈታዊካን፥ኣብሊጸ ኣክባሪካን ገርካቢ !!!!!!!!
@hananithobia6169
@hananithobia6169 6 жыл бұрын
Aklilu Gebru selam Eto/ER 00966530975325
@iso9cydia257
@iso9cydia257 6 жыл бұрын
Tomas konjo edmen tenan yhabka
@ሓቑፍካሰዓመኒዓለመይ
@ሓቑፍካሰዓመኒዓለመይ 6 жыл бұрын
Temi ayney nskas nberelna dea aytitfana please
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
ትግራወይቲ ሕጂ'ውን ወያናይ 💓💓
@semerehaftom5487
@semerehaftom5487 10 ай бұрын
ግጥሚ ናይ ቶማስ ኮ ምስ ማንም ግጥሚ ዝዋዳደር ኣይኮነን ባይዘወይ ኣነ ንቶማስ መግለፂ እየ ዝስእነልካ ሓውኻ ካብ ትግራይ ❤
@filmonmhretab-nw6mt
@filmonmhretab-nw6mt Жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ ድሰምዓ ይህሉ ዶ ይኸውን❤❤❤
@ዮናስዮናስ-አ1ዸ
@ዮናስዮናስ-አ1ዸ 6 жыл бұрын
ቶሚ መን እሞ ከመኻ ክንደይ ሪእና ሰሚዕና ግን ኣይከማኻን ናእዳ ካ ዘድለየካ ኣይኮነን ብዝኾነ ግን ኣጆኻ ኣይትጥፈኣና ደጋግመና ኢኻ ኣምላኽ ከኣ ነዊሕ ዕድመን ገጅፍ ድራር የሃብካ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን የሃብካ ።
@abrhamyohannes7627
@abrhamyohannes7627 6 жыл бұрын
ኣቺ ወዲ ዕባይ ጋሽን ከባቢኣን ሞ ካ ወዲ ባርጥቀ ሞ ካ ካንዴከራ ክብረተይ ከመይ ዲኣካ ኣስሊ ትዝክር ዶ ኣብ ቲ ሰማይ ዝኮነ ናይ ካንዳከረ ከይና ናይ ቶመ ኣስሊ ገዛኻዩ ማሙቅ ዋላ ተጠመኻ ካልእ ይትረፍ ትሕንቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ክባሃል ኮሎ ካንዳ ኬራ & መልሕስ & ከባቢኣን ወዲ ጋሽ ኣስሊኢኢኢኢኢኢኢ
@atiyeadikeyhyakebratyyy6856
@atiyeadikeyhyakebratyyy6856 6 жыл бұрын
Wawwwwww Thomasyyyy Abo akli Abo tesfa ajoka kexlo 💓💓💓💓💓💓💓💓💔💔💔💔💔 Like Kea aytresani deki ERi buruk qadme senbet Kea ygberlna amete selam amete rahwa ygberlna sdetna yahxerlna
@kibret1581
@kibret1581 6 жыл бұрын
ን መጀመርታ ግዜ ከዳማይ ጽሒፈ ቶሚ ሺኮር ይበል ደርፊ like ከኣ ኣይትረስዑኒ
@ፈታዊሪሃና
@ፈታዊሪሃና 6 жыл бұрын
Kibret Hiab kkkkkkkk natey 9 m natika 10 m
@kibret1581
@kibret1581 6 жыл бұрын
ፈታዊ ሪሃና ክክክክክክክክክ ቀጻሊ ዶ ደኣ ክትቅድሙኒ
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
Kibret Hiab bsm Tomi like like
@thefamily4855
@thefamily4855 6 жыл бұрын
Tomi Tomi Tomi moksey btami your music zshbeni just wow keep it up 1. Zema balu 100% 2. Gtmie balu 100% 3. Shambko balu btami Abi srah❤️💪🏽🎤🎹🎸🎺🎼🎧 More likes eskie habuley and Rhus Beal kea nkulukum hzbey Eritrea 🇪🇷 like habuni ❤️❤️
@mekerebrhane6043
@mekerebrhane6043 2 жыл бұрын
Tomi ❤
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 5 жыл бұрын
Always my fav ❤️❤️💜💜💯
@ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ
@ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ 6 жыл бұрын
ጥበብ ተዛርቦ ኣለካ ሕጹብ ጎረሮ ፌሩዝ፡ ክባሃል ከሎ ክንደይ እወ ጥዑም ኔሩ ሕጂ ካኣ በዚኣ
@amanbibi6183
@amanbibi6183 6 жыл бұрын
እስከ ሕፍስ ዝበለት ላይክ ሃቡለይ ተስፋ ምሃብ ድማ ኣይንሕመቅ
@rutaaraya5666
@rutaaraya5666 5 жыл бұрын
ፈገር
@rutaaraya5666
@rutaaraya5666 5 жыл бұрын
ኖ ዘረባኻ እምበር ገሪምኒ ዝሰረቅ ጥራሕ አይኮነን ክአ ፈገር ዝባሀል
@rutaaraya5666
@rutaaraya5666 5 жыл бұрын
ሕፍስ ዝበለት ገለ ኢልካ'ሞ በቃ ካልእ አይኮነን
@መሶበይመሶብዎርቂ
@መሶበይመሶብዎርቂ 6 жыл бұрын
ናይ ልበይ ቶሚ እንካዕ ደሓን መጻኻ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ንኹልና።
@letinatitti8143
@letinatitti8143 6 жыл бұрын
Nay lbey
@Wedi_kiko_arsenalwi.07
@Wedi_kiko_arsenalwi.07 2 ай бұрын
ኣነስ ዓመት ዓመት ኣይኮንኩን ዝሰማዓ ሰምናዊ ኢየ ዝሰማዓ መኽንያት ታሪኸይ እዩ ኩሉ እታ ደርፊ 😢😢😢😢😢😢
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ 3 жыл бұрын
ቶማሰይ ኮምፓስ ሂወተይ ◢🇪🇷◣   ◢🇪🇷◣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷◣ ◢🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤  ◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤    ◥🇪🇷🇪🇷◤     ◥ ◤
@dawitgebrezigabher8850
@dawitgebrezigabher8850 6 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ሎሚ ዘበን ሲ ሓዲኣ ኣላ ማልየት እዩ ስነጥበባውያን ተላዒሎም ንዝርድኦስ ኣሕፍስ ኣቢሉ በሎ ሂቡና ኣሎ ቶማስ ካብ ኣስመራ ኣጆካ ወዲ መትከል ካብ ቀደምካ ተባዕ እንዲካ ኣታ ሓዊ ኪሮስ፡ ኣብርሃም ኣፈወርቂ፡ የማነ ባርያ፡ ኣቅሲንካኒ ተባዕ ❤❤👌
@mussieyemane2386
@mussieyemane2386 6 жыл бұрын
Dawit Gebrezigabher ቅቅ ኪሮስ እዚ ሓርእስ ምስ ቶማስ
@raskeisar4049
@raskeisar4049 6 жыл бұрын
ኪሮስ አለማዮ ዶ ክሮስ በኻዪ? Lol
@tadessenigusse4873
@tadessenigusse4873 6 жыл бұрын
Dawit Gebrezigabher kiros gilet mis beal Tomas tsebitsibkayo dawit tsahitsahi
@dawitgebrezigabher8850
@dawitgebrezigabher8850 6 жыл бұрын
Kiros asfeha eko sebay eyou metseraf zeybela kea kab tserfi zerkeb yelen
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@da😢witgebrezigabher8850
@liyagebretsadik4637
@liyagebretsadik4637 5 жыл бұрын
አወይ እዝይ ደርፍይ ናዓይ ዝተደረፈ አዩ ዝመሰለኒይ ሕጂይ ከመይ ጌረ ክመልሶ አቲይ ካብ ነብሱ አብሉጹ ዝፉትወኒይ ዝነበረ ሰብ ከም ብዋዛ አንዳረኩው ከብ ኢደይ አምሊጥኒይ ሕጂይ ከምይ ጌሬ ክመሉሱ
@edenhazard3268
@edenhazard3268 6 жыл бұрын
Tomi ayney zfetwo derafay Like eske nehabo
@Yotdibrhane5145
@Yotdibrhane5145 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ
@Debas97
@Debas97 5 жыл бұрын
Congura tomi jgna. 3.Mio Views 15.9.2019
@tedawitedawi1675
@tedawitedawi1675 6 жыл бұрын
ቶሚ ቸኮሌት ተፈታዊ ሕብሪ nice music tomiye ኣፍሪቃዊ ኣይትጥፋኣና pls #like 1000%
@russomnegasi636
@russomnegasi636 6 жыл бұрын
Tomas shkoir ajoki
@llllllolllllllll
@llllllolllllllll 6 жыл бұрын
lyrics, melody, kirar, keyboard, base guitar and shambiko by THOMAS ALAZAR !!! unbelievable.
@samiart3726
@samiart3726 6 жыл бұрын
King ❤ ata anes kehamik bigezae edey kisadey zihanik 😙😚😗ezom dislike tigebiru tenkesakesiti resa ekum sorry
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627
@wiz_robi_mashi_ms_kulu6627 6 жыл бұрын
Samiel Weldegebriel 💓💓
@tekieteklesenbet1138
@tekieteklesenbet1138 6 жыл бұрын
broab
@girmaymogos1585
@girmaymogos1585 3 жыл бұрын
Abe Eritria keleku kem hsum degagime zeymenwa derfi eya 2017 🤔ግን እዛ ኮሜ ናተይ ድሕን ኣምቢብዋ ጽቡቅ ድሕን ዘይኮነ ግን ወላ ቆሪጽኩም ኣብ ጽሕሉ ሰብ ቻነል !!!መጀመርታ ሰሰናዩ ንዓኻ ይኩን ቶማስ ወዲ ኤረይ ፡፡ብድሕሪኡ ካኣ ኣጆኻ ደርፍታትካ ቀጽሎ ካብ ደሊና ጓለይ ትብል ጀሚራ ክሳብ እዚኣ ናይ ሎሚ ዕንበባይ ትብል ደርፍኻ ኣዜን ጥዑማት እየን ሞ ቀጽሎ ፡፡
@GrantXhaka
@GrantXhaka 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ብልክዕ ንዓይ እያ ተደሪፋ ፍቐዶ እንዳ ባራት ክትደሊ ትሓድር ኔራ ዓቕላ ምስ ጸንቀቐት ምስ ካልእ ተመርዕያ ኣነ ከኣ ክሳብ ሕጂ ኣይንላዕሊ ኣይንታሕቲ ኮይነ ንብሕተይ ጓል ጓል ኮይና ኣይትስምዓንን 8 ዓመት በይነይ ኣሕ
@yoditabraham4085
@yoditabraham4085 6 жыл бұрын
Tomitey ma star ⭐️ well come Stay blessed ❤️❤️❤️❤️🌞
@samsomasmerom8009
@samsomasmerom8009 6 жыл бұрын
yodit abrham ምቅርቲ ከም ቶሜ ኮ የለን ታንክስ ሲስ
@yoditabraham4085
@yoditabraham4085 6 жыл бұрын
Samsom Asmerom any time Samiti 💙
@samidakiandu2569
@samidakiandu2569 6 жыл бұрын
wawwww Tomi shikor gele aynet ant natka entay zwexo alewo aytfeani eske kndey eye texebieka
@millikesete966
@millikesete966 6 жыл бұрын
Welcome Thomass shikorrr Nice music
@nahomasmerom5634
@nahomasmerom5634 Жыл бұрын
መን ይሰምዓ ኣሎ ኣብ 2023❤
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 2 жыл бұрын
ኣንታ መን ይድቂስ ቅኑዕ ዝበደለ ኣንታ መን ይዓሪፍ እምነት ዝቀተለ ቶሚ ጎይታ ጥበብ ጠፍእና እኮ መን'ኮን ይህሉ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝጽበ ንቶሚ?
@wizmdb4102
@wizmdb4102 6 жыл бұрын
......Ata men ydks kunu zbedele Ata men yaarf emnet zketele Ember lba daaa lbi wela di ndiu Kkexani elumber aychkneley niu... Tomi naybahaki 100 😘😘😘🎤🎤 keep it up kuburat yehwat nhna ka shere,Like,subscrabe aynhmek so tanks for waching😘😍😚
@samuelbelay8229
@samuelbelay8229 6 жыл бұрын
Always he releases Smooth and steady flow of heart touching music ..this guy deserves high 5 ...bravo
@leafpooltheplant1266
@leafpooltheplant1266 5 жыл бұрын
I love still in 2019 wawww anbesa🤞✌✌✌✌✌👌👌👌🤩🤩🤩yelen meglexi
@Beststar673
@Beststar673 6 жыл бұрын
ቶማሰይ.....እንቋዕ ካብ ሕንቅል ሕንቅሊተይ ዝኮነ ደርፊ ኤውሮፓ ኣጋላገልካና።
@ቆንጆከሲረግንተማሂረኣሉማ
@ቆንጆከሲረግንተማሂረኣሉማ 4 жыл бұрын
kkkkk hq Me too bro natey
@HabenMehari-f2y
@HabenMehari-f2y 9 ай бұрын
ቶሚ ኣስሊ ኩሉነገር ውዱእ ግትሚ ዚማ ናይበሃቂ
@dani52328
@dani52328 11 күн бұрын
September 2024 still 🔥🔥🔥🔥 Love u Tomy 🕊️🇪🇷
Klamodo Eye (Eritrean Music)
8:16
Thomas Alazar
Рет қаралды 6 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 24 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 48 МЛН
Tesfay Mengesha keyhameki
6:57
Abagatile
Рет қаралды 4,8 МЛН
New eritrean music 2021 | ኣይመቻኣክን | Aymecha'akn | by Abel Kflom
5:17
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 7 МЛН
Thomas Alazar -Xbah (lyrics) Eritrean music
6:25
Thomas Alazar
Рет қаралды 323 М.
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 24 МЛН