New eritrean music 2021 | ኣይመቻኣክን | Aymecha'akn | by Abel Kflom

  Рет қаралды 7,323,846

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

2 жыл бұрын

#eritreanmusic #Abelkflom #aymechaakn #erionemusic #ethiopianmusic #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy
" New eritrean music " #New #eritrean #music
"New eritrean music " #New #eritrean #music "Ethiopian music"
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #neweritreanmusic2022 #neweritreanvideo #neweritreancomedy #besteritreanguayla #besteritrean #neweritreanmusic20201 #habeshatiktok #habeshamusic #habeshachewata #habeshaculture #amharicmusicvideo #ethiopianews #newethiopianvideos #newethiopianmusic2022 #eritreantiktok ‪@BAHGNATV‬ ‪@ATAMedia‬ ‪@hopemusicethiopia‬ ‪@NahomRecordsIncMusic‬ ‪@MinewShewaTube‬ ‪@megaryaentertainment‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@NatiMedia‬
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
• New eritrean music 202...
# • New Eritrean comedy//A...
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
• New eritrean music 202...

Пікірлер: 1 300
@ereyentertainment
@ereyentertainment 2 жыл бұрын
ንግሆ ንግሆ ትምቅር ስራሕ!!! ብዘይፍለጠና መንገዲ ግዲ Update ትገብርዋ ኢኹም!!!
@abelalazar9085
@abelalazar9085 Жыл бұрын
Nay bhaki. Ab hangoley aleki mesleni
@bdbbdb2396
@bdbbdb2396 Жыл бұрын
Pp
@bdbbdb2396
@bdbbdb2396 Жыл бұрын
​@@abelalazar9085 pop
@ababd4227
@ababd4227 Жыл бұрын
​@@bdbbdb2396٩خ
@hallomama227
@hallomama227 Жыл бұрын
​@@abelalazar9085😊
@kevenaki7581
@kevenaki7581 2 жыл бұрын
ናይ ኣቢ ኣድንቅት እስክ ገለ በሉኒ
@naninani6389
@naninani6389 2 жыл бұрын
ገለ 🤪🤪
@e.f7201
@e.f7201 2 жыл бұрын
Ezi wedi dmxu trah aykonen wela eti mnqsqasu zekeyfeni 🙏👌✅☑️👍
@Loftyboy58
@Loftyboy58 2 жыл бұрын
ኣቢ ዓርከይ ስሑል ጎሮሮ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 2 жыл бұрын
ገለ
@volapmedia
@volapmedia 2 жыл бұрын
ግጥምን ዜማን ተዳሎ 100% ድምጺ .. ኣቤል 100% .. ካብ ብሉጻት ብሉጽ ስራሕ 👍👍👌
@hanibal4461
@hanibal4461 2 жыл бұрын
Leke endo nay tedalo koyna eya ezi kulu mekeret
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
ብመሰረት ጠለብ ናይ ብዙሓት ተኸታተልትና ምሉአ ግጥሚ ደርፊ #ኣይመቻኣክን ኣይመችኣክን ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2) ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ ስለምንታይ ደኣ'የ(x4) ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ በዲልዋ ይብለኪ'ሎ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2) ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2) ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ) እዚ ናትኪ ድራማ በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ) ልበይ ሞት ይእከሎ ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..! #share and #comment ትጽቢትና ኢዩ
@bienhurmussie7826
@bienhurmussie7826 2 жыл бұрын
Mista derfi qurub filly alewa eza gtmi bro ንኣብነት መዋቲ ቀቲሉ ዘሎ ዝበልካያ መዋቲ ዩ ቀቲሉኒ ዘሎ ኢያ መስለኒ ።
@Tesfausnkey12345
@Tesfausnkey12345 2 жыл бұрын
እዛ ሕደማ ኣብቲ ስምራ ሓዋዊስኩማ እንበር ጽብቅቲን ጥዕምትን ደርፊ ያ
@mihretabghebrehiwet2121
@mihretabghebrehiwet2121 2 жыл бұрын
Blux eyu naybhaqi gtmi gn neta derfi endasemaeka emo nbeba kurub gegatat alewa bhafesha gn Thank you
@vic-nq3bb
@vic-nq3bb 2 жыл бұрын
@@mihretabghebrehiwet2121 yeah hji komu agatimuni qurun tegematilu
@belilelovemerry9094
@belilelovemerry9094 2 жыл бұрын
👌♥️
@ahmedjrahmedjr6542
@ahmedjrahmedjr6542 2 жыл бұрын
I'm from somalia 🇸🇴🇩🇯🇪🇹🇪🇷❤️ We are brothers 🥺
@jovanieduardo-vw9mf
@jovanieduardo-vw9mf 10 ай бұрын
ተዳሎ!! ተዳሎ!! ኣቱም ሰባት ተዳሎ!! እዋእ... ተዳሎ!! ዕጽወት!! ገለ ዓይነት ግጥምን ዜማን... RESPECT!!!
@fanielged1662
@fanielged1662 2 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዝስራሕ 🎧 በጣዕሚ ይመስጠኒ ኣቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@itsmehani1705
@itsmehani1705 2 жыл бұрын
ኣነ እዛ ደርፊ ሓደ ሚልዮን ከይበጸሐት ካብ ምስምዓ ዘቋርጽ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ጣዕማ ከም ነቢት እናሓደረ'ዩ ዝምቅረኒ ዘሎ። ከም ትምኒተይ 1 Milion በጺሓ Congra Abi
@eritrealove5757
@eritrealove5757 2 жыл бұрын
Nay bhqi
@neemrodgaim
@neemrodgaim 2 жыл бұрын
3 qeriba
@akremsied4782
@akremsied4782 4 ай бұрын
Who still listening this song in 2024
@Cr-uy3cj
@Cr-uy3cj 2 жыл бұрын
ኣቢ ናትካ ዝፈትዎ ንአዝኒ ዘይርብሽ ሙዚቃ ኢካ ትጥቀም ኣጆካ ቀጽሎ ቡሉጽ ስራሕ 100%
@HF-it3yk
@HF-it3yk 2 жыл бұрын
Hakka we😘😘😘
@asmerashikorr9898
@asmerashikorr9898 2 жыл бұрын
wawwwwwwww
@yosanbbgirl4565
@yosanbbgirl4565 2 жыл бұрын
Derfi sie gele aynet nera entay mo semaie endo sanet ❤️❤️ bailey 1 million kebxha endiye forsa trah abitey shkor
@samibabs4685
@samibabs4685 2 жыл бұрын
Forsa trah 😉😉
@yosanbbgirl4565
@yosanbbgirl4565 2 жыл бұрын
Ya
@itsmehani1705
@itsmehani1705 2 жыл бұрын
ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 100 ግዜ ይሰምዓ እሞ ግን ካኣ ዘይመንዋ ጸጸኒሓ ውሽጠይ ትትንክፈኒ: ልበይ ጽቡቅ መድሃኒት ረኺባ ኣላ እሞ ተዳሎን ኣቢን ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም።
@sebyumekseb2998
@sebyumekseb2998 2 жыл бұрын
@Daniel Girmay {leli}100 kea alewo ha ha ha ha 😂
@ertrawimkanekulyu7186
@ertrawimkanekulyu7186 2 жыл бұрын
100×5 min =8 hour sebey gizeka tetekemelu kemzi nahna nngho hanti yeakleka bzkone nice music
@wedimengs6891
@wedimengs6891 2 жыл бұрын
ፖው ከምዚኣ ኮመንት ገጢማትኒ ኣይትፈልጥን አያ f1 ቦምብ
@fiorinatu7330
@fiorinatu7330 2 жыл бұрын
Wela ane 😘😙😘😙😙
@Eritreamyblood
@Eritreamyblood 2 жыл бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፈልካ ኣይፈልጥን ኢየ፡ ግን እንታይ ትብል ኣለኻ ንኽሰምዕ ንመዓልቲ ብዉሑድ 8 ግዜ ስቅ ኢለ ይሰምዓ፡ እቲ ህድኣት ድምጺ ደራፋይ ምስ እቲ ምቁር ልኡም ሙዚቃ ተሰንዩ፡ ነዚ ልበይ ፍሕትር የብሎ፡ ቀሊል ደራፋይ ከም'ዘይኮንካ ኣቀዲመ ኣስተውዒለልካ፡ ዘውጻካ ገጣማይን ዘያማይን እንተ ረኺብካ ውን፡ ዓቢ ደራፋይ ሃገርና ከም ትኸውን ይፈልጥ ኢየ። እንተ እዛ ደርፊ ግን ስቕ ኢለ፡ ይሰምዓ እሞ ሓሳብ ይመጸኒ፡ ሓሳበይ ከይ ወዳእኩ ትውደኣኒ፡ ይደግማ፡ ሓሳብ ትውስኸኒ፡ ትውዳእ ይደግማ፡ በቃ ከም'ቲ ዘበልኹኻ ኢዩ፡ እንታይ ኢለ ክጽሕፈልካ ጠፊእኒ፡ ግን ብሓቂ ብሓቂ ይብለካ ኣለኹ ኣዝያ ብልጽቲ ሕጂ ዘይኮነ ንድሕሪ ሕጂ ንወለዶታት ክትስማዕ ኢያ። ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ ኢዩ። እንተ ተዳሎ ግን ደሓን፡ ኣብ ላባላቶሪ ድዩ ዘቃምሞ ኣብ ስትድዮ ኣይፈልጥን፡ ነዚ ወለዶና ግን ፈውሲ ኢኻ ኮይንካዮ። ቫክሲን ናይ ጥበብ ኢለካ ኣለኹ። ከም'ቲ ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣቢ ምስ ታዲ❤🙏🏿✌🏿🎼
@yonasgebreslase5458
@yonasgebreslase5458 2 жыл бұрын
Naybhaki sorry eta gitmi eba tehafeley 👍😍😍
@weysebdeqeytblradio5526
@weysebdeqeytblradio5526 2 жыл бұрын
Comment kxhf ile tebegise, Ab mongo gn eza natka ms anbebku yxhfo dye zeleku yenbbo ayteredeann. Kblo zhasebku ab’u xenihuni. Tnx!
@adudali9060
@adudali9060 2 жыл бұрын
Astebhlka/ki aleka/ki.
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 2 жыл бұрын
ኣነ ከማን ከምዚ ከማካ እየ ኣደ ክልተ ደቀይ ብሰንኪ ነገር ገዛ ገዲፈላ ወጼ ኣብዚ ሰሙን እንታይ እሞ ክንብል ኢና ካብ ስድራ ርሕቅናስ ካብ ደቅና ከኣ ሪሕቅና::
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 2 жыл бұрын
@@user-lo5vt5gd4j ajoka Hiwet kemu eu, sidet sdi
@nimrodsamuel9968
@nimrodsamuel9968 2 жыл бұрын
ግጥሚን ዜማን ተዳሎ 👑100❤ ድምጺ ኣቤለይ 👑❤1000 ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ like ☝😘
@abelmehari7583
@abelmehari7583 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ኣታ እዚ ናይ ሎሚ ቅነ ደርፍታት ክንደይ ክስሕበካ ማዓት ዩ ይኣኽ ገለ ዓይነይ ሓቢቢ ቀጽሎ ብጣዕሚ ንፉዕ
@Robi-94
@Robi-94 2 жыл бұрын
ስራሓት ናይዚ ቆልዓ እዚ ኩሉ ግዜ 100% እንታይ እሞ ህዝብና ጥዕም ደርፊ ዘይፈልጥ ኮይኑ
@abelabu3928
@abelabu3928 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትክክል
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ የቀንየለይ
@Robi-94
@Robi-94 2 жыл бұрын
@@iteentertainment ኩቡር ሓወይ ኣይገብረልካን ኢየ sorry
@nasserahmed1012
@nasserahmed1012 2 жыл бұрын
@@Robi-94 😂🤣
@samielissak
@samielissak 2 жыл бұрын
Ney bhaqi
@robelamanuel2424
@robelamanuel2424 2 жыл бұрын
I can't stop listen👂 wow😍😍😍ሓቂ ምሕሳማ እዚ ናትኪ ድራማ በዲለ ይሕመ ሎ ልበይ ሞይቱ ከሎ ክስኪ ይብል ኣሎ መዋቲ ኢዩ ቀቲሉኒ ዘሎ
@oneday1055
@oneday1055 2 жыл бұрын
Wawwww blxti drfi aya azie
@robelamanuel2424
@robelamanuel2424 2 жыл бұрын
ሓቂ ኣምሲለ እካኤ ሃሴዮ ክይፍልጥኒ እንዴ ሃሴዮ ቀስ ኣቢለ እንዴ ቅቲለዮ ዕባራ ምክኒት ኢዩ ኔው በልዮ ሓቂ ኣምሲለ እካኤ ሃሴዮ ዕባራ ምክኒት ኢዩ ኔው በልዮ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ የቀንየለይ
@bereketmichele2339
@bereketmichele2339 2 жыл бұрын
ኣቢ ኣቢ ብሉጸይ ኩሉ ግዜ ትሑቱን ሙቅሩን ዜማን ድምጺን ሕዝካ ምስ መጻኻ ንኣቢ ዝፈቱ እስከ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@user-kr5mv8vu3q
@user-kr5mv8vu3q 11 ай бұрын
@danielberhane9870
@danielberhane9870 2 жыл бұрын
ኣነስ እቲ ኩሩዕ ምባልካ ስ ከጸልልን ዩ ዘድሊ
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 2 жыл бұрын
Dhri nay Taniko 2004 zsemaenayo derfi,,,Nfelema hji Tuum derfi semiee. Aygermekumin!!! Bravo 👏👏👏
@estifanosamanzgi7200
@estifanosamanzgi7200 2 жыл бұрын
ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ሓውና: ኩሎም ስራሕካ ደስ ዝብሉ ሉኡማት እዮም ኣጆካ መመሊስካ በርትዕ: ኣባይ ሃቢብካ 🥰🎼ኢካ ኣብ ነብሲወከፍ ሰማዒ ትግርኛ ከምትሃብብ ውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ’የ 🍀
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@atakltielias
@atakltielias 2 жыл бұрын
መጀመርታ ነዛ ደርፊ ኣብ'ታ ዝሓለፈት ሓፍትና ዮሃና ተዘይተጋግየ ክትደርፋ ከላ'የ እየ ሰሚዐያ፡ እናክሰምዓ ኸኣ ምስላ ይርኣየኒ ማራ ሕማቕ ስምዒት'ዩ ዝፈጥረለይ😭 እግዚኣብሄር ኣብ የማኑ የንብራ ሓፍተይ🙏፡ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 🤔
@mulue301
@mulue301 2 жыл бұрын
Wela ane beaa eye feliteya 🥲
@oamlakey181
@oamlakey181 2 жыл бұрын
Me too
@winta2023
@winta2023 2 жыл бұрын
Eza gal kabita zisemia ab ayney nibiat sik ele yibeki
@maryghebrehiwet4888
@maryghebrehiwet4888 2 жыл бұрын
Me too broye
@luwamzerezgi8583
@luwamzerezgi8583 2 жыл бұрын
Me too
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
ኣይመችኣክን ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2) ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ ስለምንታይ ደኣ'የ(x4) ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ በዲልዋ ይብለኪ'ሎ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2) ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2) ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ) እዚ ናትኪ ድራማ በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ) ልበይ ሞት ይእከሎ ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..!
@nahomyosief2837
@nahomyosief2837 2 жыл бұрын
ስሎው እንተ ትከዉን እዛ ደርፊ መትሓዚ ኣይምተረኽባን ፡ ከምታ እቲ ሓደ ወዲ ብላይፍ ዝደረፋ ምኽንያቱ እቲ ግጥምን ዜማን ቁሩብ ጋግ ጌሩ ኮይኑ ተራእይኒ ፡ብዘይ ባንድ ትዝታ ያ ኔራ ፎርምኣ ፡ ሶ ግን ሪኢቶይ ዩ ጽቡቅ ስራሕ ብሓፈሻ ንፉዓት ።
@eyobkidane5401
@eyobkidane5401 2 жыл бұрын
Yes slow ketekowen neruwa
@hermonhaile8457
@hermonhaile8457 2 жыл бұрын
Ke V p PS
@mehariaman6660
@mehariaman6660 2 жыл бұрын
ኣብ መዓልቲ ከይሰማዕክዋ ክሓልፍ ዘይደሊ ሙዚቃ 💙💙💙
@yafu3198
@yafu3198 2 жыл бұрын
ኣብ ናይ ጥበብ ምንባር ካብ ትፍጠር ሕማቕ ስራሕ ኣይሰማዕናን ከቶ ውን ኣይረኣናን ጥበብካ ይባረኽ ኣቢቲ
@helensolomon805
@helensolomon805 2 жыл бұрын
Bingoo 1M👏. ሚልዮን ን ክትበጽሕ ዘይነዓቅ ኣበርክቶ እየ ጌረ ካብ ዝፈልጣ ምስማዕ ኣየቃረጽኩን።
@asemeromasefha2270
@asemeromasefha2270 Жыл бұрын
Kkkkk
@halimahalima1556
@halimahalima1556 2 жыл бұрын
ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ!!!!!!!
@saronkeste97
@saronkeste97 Жыл бұрын
Men alo ab 2023 ksab hji semeu zyxegba ❤
@user-xm3oz8nh7d
@user-xm3oz8nh7d 7 күн бұрын
Ane ❤❤❤
@nahomeritrawiy2449
@nahomeritrawiy2449 2 жыл бұрын
ኣይመችኣክን🎼 ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2) ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ ስለምንታይ ደኣ'የ(x4) ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ በዲልዋ ይብለኪ'ሎ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2) ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2) ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ) እዚ ናትኪ ድራማ በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ) ልበይ ሞት ይእከሎ ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..!
@merontekie4612
@merontekie4612 2 жыл бұрын
I dont know why but i like this song very much. ልዕሊ 100ግዜ ሰሚዐያ እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን፡
@michaelabraha770
@michaelabraha770 2 жыл бұрын
"ሓቂ ኣምሲለ እየ'ኮየ ሃስየዮ ዕባራ ምኽኒት ኢዩ ኔው በልዮ" ብሉጽ ስራሕ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 2 жыл бұрын
ህድኣት ኣደራርፋኻ ንደርፍታትካ ተሰማዕትን ተፈተውትን እዩ ዘገብሮም ሓደራ ቅዲ ኣደራርፋኻ ኣይተቀይር. ጽቡቅ ዕድል ድማ ይምነየልካ
@haymanottesfaye3119
@haymanottesfaye3119 Жыл бұрын
በጣም ደስ የሚል ዘፍን ተሰምቶ የማይጠገብ በረታ ወንድሜ
@danielteklzghi4357
@danielteklzghi4357 2 жыл бұрын
Modell 100% Getmi 100% Zema 100% Clip 100% Voice 100% Anes agibela eye thank you so much ❤️ ab mexai ka i hope kabzi nelali deki erey shikorinatat
@abitijhon8431
@abitijhon8431 2 жыл бұрын
Aye sebaye kulu gizae bluxe serah abi hawey❤🔥👏
@habeshagenz2092
@habeshagenz2092 2 жыл бұрын
I'm happy our music is improving. Let's go millennials & gen z ✊✊
@dalcod
@dalcod 2 жыл бұрын
I thought he belongs to Gen Z. If he is Gen Y (Millennial) that is cool - he belongs to my generation, but I'm proud of his talent regardless.
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 2 жыл бұрын
@@dalcod He looks young tho
@KodenEntertainment
@KodenEntertainment 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/rGqpf2qHqLago68
@abudysalah4757
@abudysalah4757 Жыл бұрын
wala ane 😥
@helloworld6082
@helloworld6082 Жыл бұрын
he is 30th round. probably 23-23 years old
@brhanmedia9487
@brhanmedia9487 2 жыл бұрын
1M Congratulations Abi Hawna ab Qexali Kabzi Nlael knxbe Ena. Eri One Touch Entertainment kea qexlwo nezi ab zemenawi mmlas tgebrwo zelekum thanks ❤️.
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
thanks so much ኣብነታዊ ኣተባባዒ ኢኻ/ኺ ፡ ፍቓደኛ አንተ ኮንካ email ናትካ ናብ " tesneveragain@gmail.com" ስደደልና አታ ትቕጽል ደርፉ ቅድሚ ምዝርግሓ ቅድሚ 1 hour link ክንሰደልካ/ኪ
@sesen2027
@sesen2027 2 жыл бұрын
አንተ ሓሸኒ ኢልኪ ገድፍክኒ ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ አህ ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ አንዳ ወራረድኪ ነዞም ቃላት በድልኒ ኢልኪ የሚንኪዪም ሰባት ሕልናኺ ዶሞ ኪዕብኪ ተጻሊእኪ በቃ ምስ ነብስኺ:: 5/12/2021
@Asena1998
@Asena1998 2 жыл бұрын
Wawwww 🥰🥰🥰🥲
@samioscar4480
@samioscar4480 2 жыл бұрын
Waww 5.12 my birthday 😃✌️
@HermonHabtom-fp9kw
@HermonHabtom-fp9kw 8 ай бұрын
jwiplp 1:01
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
#Abelkflom...young eritrean star....#ኣይመችኣክን 1,000,000 views #ንኹላትኩም ...ዘስተማቐርኩማ #ንኹላትኩም ...ብዘይ ዕረፍቲ ዘተባባዕኩም #ንኹላትኩም #share ብምግባርን ርአይቶ ብምጽሓፍን ዘተባባዕኩም ኣብ ዕቤት አዚ ውልዶ ኮኾብ #ኣቤል ክፍሎም ዓቢ ኣበርክቶ ኢዩ አሞ ኣዚና ነመስግን፡፡ " ኣበል ክፍሎም " ብዘለዎ ብሉጽ ዓቕምን ብሉጽ ስነ ምግባርን ኣብ ቀረባ አዋን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ምኻኑ ካብ አንተኣማመነሎም ውልዶ ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ኢዩ'ሞ ምትብባዕኩም ክትቅጽሉ ከም ልሙድ ለበዋና ኢዩ፡፡ "ብናትኩም ምትብባዕ 2,000,000 Views ኣብ ሓጺር መዓልታት" kzbin.info/www/bejne/an7TY2ukg66VhJY
@neemrodgaim
@neemrodgaim 2 жыл бұрын
Faka ka habiwo tibeb aytqtelu seb chanel
@freedomforallpeople5140
@freedomforallpeople5140 2 жыл бұрын
Bisenki eita gal ab Dänemark ziteketelet degagime yisemia aleku
@robeltesfit6594
@robeltesfit6594 2 жыл бұрын
P
@vzbzfvrb4709
@vzbzfvrb4709 2 жыл бұрын
O
@esuesu7026
@esuesu7026 2 жыл бұрын
Y
@user-ov2jv3qw2g
@user-ov2jv3qw2g 2 жыл бұрын
ወትሩ ብሉጽ ስራሕ TYO ዓርከይ ኣቢ ብዓል ምቁሉል ጠባይን ሙኡዝ ድምጽን ሓወይን መሳርሕተይን ኣብ ዘልኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነ ፍትዋተይ !
@Bahgi12xbah
@Bahgi12xbah 2 жыл бұрын
One day you Will became like Abraham Alem ( Abi👑)🇪🇷
@senaitberhane3248
@senaitberhane3248 2 жыл бұрын
Yesss esu ayney
@user-mm7gt5yh1u
@user-mm7gt5yh1u 2 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይትምኖ ብልጽቲ ስራሕ ኣቢ 🇪🇷🇪🇷🐪🐪💯💯
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
Thanks for 2M views!!!!! ab 3M yerakbena bzuhat sebat ab "Spotify" yetwuwa elkum xhifkumulna nerkum emo atya mhlawa nebesrekum netom ab Spotify ktsemewa zdelekum
@rawanali2487
@rawanali2487 2 жыл бұрын
Tnxx
@michealteklit4051
@michealteklit4051 2 жыл бұрын
Nay behaki eyu tesfew menesey bejakum thbabrni telefoon natu kerkbo delel aleni
@tirhashabteg1366
@tirhashabteg1366 2 жыл бұрын
wa wwWWWWW2A3W IS 22WWWWW 22WWWWW 22 and 2222 2W22222 was w
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ 2 жыл бұрын
apple music ke? Yelan gberiwa
@Even12526
@Even12526 2 жыл бұрын
@@rawanali2487 y
@tsehayyebio976
@tsehayyebio976 2 жыл бұрын
Nice Job Brother God bless you Azmarino
@WEGIE-LBI
@WEGIE-LBI 2 жыл бұрын
ውህደት ሙዚቃ ይበል በቃ፡ ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ ንልቢ ዘረስርስ፡ love pro pictures, 38hrs! Incredible!
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 2 жыл бұрын
ግብርኺ እናኣርሓቀኒ ንልበይ ናሳጎጎ ጠንቂ ዶኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝበሃጎ ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ ዝብል ዘረባ ኣፍሪሓትኪ ከም ጸበባ
@yenasgebremichaelgebray6079
@yenasgebremichaelgebray6079 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብታዓሚ
@blackshinea.k.aruleboy7945
@blackshinea.k.aruleboy7945 2 жыл бұрын
Exactly kzbin.info/www/bejne/d6SzfIhvd7KagtU
@yosiefhabte5602
@yosiefhabte5602 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ርኢቶ.
@freweiniwelde4225
@freweiniwelde4225 2 жыл бұрын
Feyy
@freweiniwelde4225
@freweiniwelde4225 2 жыл бұрын
@@blackshinea.k.aruleboy7945 not the
@user-kw4ym8ve7p
@user-kw4ym8ve7p 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍
@genetsolomon1543
@genetsolomon1543 2 жыл бұрын
I can't stop to listening this song🎶🎤 keep going ma bro😘🇪🇷🇪🇷
@muluebrhanangosom3363
@muluebrhanangosom3363 2 жыл бұрын
Abi wldo snetbebawi gn kea with big Talent 1mio kebxhaye baeley ajoka 🥰👊🏿🇪🇷🙏🏾
@achusport
@achusport 2 жыл бұрын
ኣቢ ቡሉጸይ ቸንቶ 💯 ኢለካ ንድየ ቀደም። ግን እታ ክናፍቆ እየ ባ ክሊፕ ክበሩላ ኤሪ ዋን ታች ብስኣን ክሊፕ ዝሰምዓ ስኢና ብልጽቲ እንከላ።
@yafeteyob7021
@yafeteyob7021 2 жыл бұрын
Thank u bro i been thinking the same thing✌
@user-ir4gp5gk6c
@user-ir4gp5gk6c 2 жыл бұрын
Senu arkey abiti zkirekayo alka do mabiti mkonu filand 😘😘
@achusport
@achusport 2 жыл бұрын
@@user-ir4gp5gk6c ታይ ትዝክሮዶ ጥራይ ን ኣቢ ደኣ ትረኽቦ ዶ ዘይትብለኒ
@user-ir4gp5gk6c
@user-ir4gp5gk6c 2 жыл бұрын
@@achusport ፈሊጥካኒ ኣለካ ዲኪ ሰበይ😂😂😂ኬባት እየ
@achusport
@achusport 2 жыл бұрын
@@user-ir4gp5gk6c ሸቲትካኒ ኮ ዞማይ ሽኮር 😂😂
@onelove_93
@onelove_93 2 жыл бұрын
Anta ane nezi wldo mqur dmtsi btaemi ye ftwwwww zeblo. kulen derftatu eyen zmstani love u Abi shkor & great job keep going 💕💕💕💕.
@KevenKbrom-ye2vd
@KevenKbrom-ye2vd 8 ай бұрын
Wedi qushet eye ETA clip dehri gezawetena eya teseriha....❤❤❤❤❤
@eririz8556
@eririz8556 2 жыл бұрын
Bro, I Like you😍🤣🤩😍 Kab wedi eriy kabzi nlaili iye Zmne bertiiiiii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ruftanawolday376
@ruftanawolday376 2 жыл бұрын
I can't get enough listening to this song
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 2 жыл бұрын
What a beautiful music❤️I can’t stop listening to it Keep it up 👍🏽 👍🏽👍🏽
@ykunoteddy6279
@ykunoteddy6279 Жыл бұрын
ናይ ብሉጻት ብልጽቲ ደርፊ ቀይሕ ዕምባባ ኢኻ እሞ በርትዕ ከም ኣያታትካ ዓወትን ዕብየትን ይምንየልካ።
@BilUmom
@BilUmom 2 жыл бұрын
Abitey ata sebay nay bhaqi kef zelewa derfi eya ajoka keep it up bro 🔥🔥💯👍❤🎶🎼🎶🎶
@fortunatoincorvaia5824
@fortunatoincorvaia5824 2 жыл бұрын
Abi man he's so talented ! No doubt he'll be one of the best eritrean artist 💯💯💯 . Keep grinding metabiti
@fithawitesfay6942
@fithawitesfay6942 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ተዳሎን ኣቢን።ሓደ ካብቶም ኣብ ዝልዓለ ደርጃ ክበጽሑ ተስፋ ንገብሮሎም አካ። well done guys.!!!!!
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 жыл бұрын
Gele inet Sirah Bro
@eyobembaye6296
@eyobembaye6296 2 жыл бұрын
2.2M this song is still addictive ❤ See you on 3M. I am known for loving this son so much.
@eyobembaye6296
@eyobembaye6296 Жыл бұрын
@@zebibtekietekie6072 who ever you are I FUCKING LOVE YOU ❤. Was tired of studying all day and this made me smile.
@eyobembaye6296
@eyobembaye6296 Жыл бұрын
@@zebibtekietekie6072 Top track on my spotify!
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Жыл бұрын
😄 glad made u smile, 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Жыл бұрын
right time ha, study hard work hard play hard,
@selamyohannes5065
@selamyohannes5065 2 жыл бұрын
Beyond proud our new star 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 forever
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 жыл бұрын
Tedalo is immensely talented and unique guy.
@kisanetkidane5457
@kisanetkidane5457 2 жыл бұрын
Texelile beza derfi
@selammebrahtu4747
@selammebrahtu4747 2 жыл бұрын
Dhri mot nayza haftna iye mexie. Melkti nerwa tblo nerwa 😭. Bselam erefi haftey. Hawey kea tum dmxi ms abi melkti zelewa. Nfaker hadera seytan edl aynhabo keyhgos.
@mitslalokubay8296
@mitslalokubay8296 2 жыл бұрын
It should hit millions of views,i hear this song of him and the old one 1000 times a day....he got incredible talent and beutifull voice🥰🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mitslalokubay8296
@mitslalokubay8296 2 жыл бұрын
200k since i commented ....let's go guys😊🥰,it deserves alot👌
@mitslalokubay8296
@mitslalokubay8296 2 жыл бұрын
It already hits wow😍😍🇪🇷
@lovesweetheart3456
@lovesweetheart3456 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 2:36 2:38 😂😂😂😂😂 2:46 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@lovesweetheart3456
@lovesweetheart3456 Жыл бұрын
😂😂😂
@natizi8391
@natizi8391 Жыл бұрын
Even after 1 year still my favorite from the list ❤
@hiwethadera6759
@hiwethadera6759 2 жыл бұрын
Wat agreat work..luv it alot n gorgeous voice Abitye
@shamsamson4419
@shamsamson4419 2 жыл бұрын
Wow amazing music....it really Express this era relationship...good job👍🤗
@fthishikor5822
@fthishikor5822 2 жыл бұрын
ዘበne ጉፉዓት ዩ happy new year ጉፉዓት
@kisanetberhane3758
@kisanetberhane3758 2 жыл бұрын
I can't stop listing this song. I'm in love with this song 🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤
@isaiasm.8589
@isaiasm.8589 2 жыл бұрын
ክመንዋ ዘያካኣልኩ ደርፊ። 💙💙
@yorsalemnegashtesfatsion8069
@yorsalemnegashtesfatsion8069 2 жыл бұрын
Halalatey kemay geru zfetwekum do yhlu ykewin deki erey 🇪🇷 edme yhankum. Abitey nay hmamey xbuk Srah .love you 😘.
@AmirTechEri
@AmirTechEri 2 жыл бұрын
Congratulations abel for 1.1m views ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ከም ትመጸና ኣይጣራጠርን እየ! Thanks Eri One touch Entertainment
@yafeteyob7021
@yafeteyob7021 2 жыл бұрын
I dont hv words for u abitey ur songs r like mezmur izni ayrbsh hoo hoo yeblu 😇🔥😍
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls fetewti shura band mdana pls ata tehababeruna yehwat bejakum
@ekramemana6123
@ekramemana6123 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷Masllah nice song I listen to it everyday this my best since 1991 till 2021 it's best God job u better si get all best thanks so much even in car I listen to it my whole family listen to it masllah Abel hawey xibok serah ❤️🇪🇷💞💕💐
@user-dd8hx1bw6f
@user-dd8hx1bw6f Жыл бұрын
ዋዋዋዋ ጽቡቅ ስራሕ bro
@bzeyegedis8254
@bzeyegedis8254 2 жыл бұрын
Haki amsile ikaye haseyo Keyfeleteni indye hasyeyo Kes abile indye ketileyo Ibara miknyit iyu new belyo (2) mara des ilatni 🤩🤩🤩 Btami des tibl sirah 💪🏽💪🏽🥰🥰😘😘
@thanksgod3518
@thanksgod3518 2 жыл бұрын
Am in love 😍 with the song 🎵 💕
@user-rn6bs9qs8u
@user-rn6bs9qs8u Жыл бұрын
Abi nay behaqi lebi meneseyt ztnkf eiyu nay ko ab lebey zenbro zedrfley koynu zesmani aymechakn kebl klo meglxi yebleyn so edemn tena asalton ❤❤❤
@asudanu1982
@asudanu1982 2 жыл бұрын
Eway eza derfs dhri za nay haftna hadega ye zsmea zelku kdmi mota zdrefta so sad mngste smay yewarski hafty naty 💔💔💔😭😭😭
@kejuwelel1724
@kejuwelel1724 2 жыл бұрын
Seb TikToka abey alekum fah fah ablwo za derfi metan buzuh ktreayelu 🙏❤️
@dannyhd8301
@dannyhd8301 2 жыл бұрын
Very good song...this Abel artist has good songs...and doesn't have the proper attention...he deserves more... bravo Abel ..I personally am your fan.... 👏
@wedimussie8379
@wedimussie8379 2 жыл бұрын
U think so bro ...
@robelsium3430
@robelsium3430 2 жыл бұрын
Abibiiii natey I'm proud of you 👏 ❤ 🥰 We are expecting more job Bro
@youeltesfay886
@youeltesfay886 2 жыл бұрын
Wow!! tebaitay srah. Keep it up Wedi Erey Xaida
@dannynini1832
@dannynini1832 2 жыл бұрын
Abi the Classic 😍🔥🔥😍🔥😍 !!
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls fetewti shura band mdana pls ata tehababeruna yehwat bejakum
@fifiberhe1746
@fifiberhe1746 2 жыл бұрын
Always proud of you Abi hawey 👌❤
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 жыл бұрын
Enda haderet tmkir derfi
@tomasweldemariam6606
@tomasweldemariam6606 2 жыл бұрын
Btaemi zekure srah!!!! ... Lbi kefita tatu derfi...! I'm proud of you!!!! Keep it up!!
@halimahalima1556
@halimahalima1556 2 жыл бұрын
Everything just Perfect!!!
@danieltekleG
@danieltekleG 2 жыл бұрын
I am in love with this music 🌟🌟❤❤⭐⭐🇪🇷🇪🇷
@habugalasmera4136
@habugalasmera4136 2 жыл бұрын
Keep going it Abel love you 😍 and nice music 👍👏👏👏👏👏👏
@yafietbeyene3764
@yafietbeyene3764 2 жыл бұрын
Abi really nice music keep going ..can't wait to see your next move...
@miraffessahaye9385
@miraffessahaye9385 2 жыл бұрын
What a strong lyric, good job.
@user-vg4bw8pr1f
@user-vg4bw8pr1f 2 жыл бұрын
ሰሚዔ ክመንዋ ዘይካኣልኩ ስራሕ Good job ደቂ ኤረይ
@yo-yokidane7833
@yo-yokidane7833 2 жыл бұрын
Abi btami murux Srah kexilo bertia!!!
@user-ly8dv4tm3l
@user-ly8dv4tm3l 2 жыл бұрын
Waww btami xebuq serh good job 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 2 жыл бұрын
1 mil...congrats to abel and evervbody that was part of this great song!!! Update: its now at 3 milion. It doesnt get any better than this. Congrats to everyone again!! Update again: 5.6 and counting.
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
thanks so much ኣብነታዊ ኣተባባዒ ኢኻ/ኺ ፡ ፍቓደኛ አንተ ኮንካ email ናትካ ናብ " tesneveragain@gmail.com" ስደደልና አታ ትቕጽል ደርፉ ቅድሚ ምዝርግሓ ቅድሚ 1 hour link ክንሰደልካ/ኪ
@helloworld6082
@helloworld6082 Жыл бұрын
5.3M
@bereketberaki8759
@bereketberaki8759 2 жыл бұрын
great job 👏 abiti netebaabaayo guyss ab qetsali kabzi nlaali metan hizu kmetsa 💪🏽
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls fetewti shura band mdana pls ata tehababeruna yehwat bejakum
@simonamanuel4482
@simonamanuel4482 2 жыл бұрын
Plzz 1 million nebxihalu tesfa zelewo seb
New Eritrean Music 2023 | Abel Kflom | Tkelyodo(Official Video)
5:39
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 2,7 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 36 МЛН
The child was abused by the clown#Short #Officer Rabbit #angel
00:55
兔子警官
Рет қаралды 25 МЛН
Kmexekiye( ክመጸኪ'የ) - Nahom Ghebries(Prima) | New Eritrean Music 2023
5:43
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 4,7 МЛН
New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''
5:11
One Heart
Рет қаралды 6 МЛН
Abel Kflom - Texebeyni(ተጸበይኒ) | New Eritrean Music 2022
4:45
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 7 МЛН
ЕНЕШКА 2 СЕЗОН | 2-бөлім | ТОКАЛ АЛЫП БЕРЕМІН
23:12
ПОХОДУ ОН БУДЕТ СИДЕТЬ ДОМА ДО СТАРОСТИ
0:18
Didiya hume wo chidiya dila do na 🦜🦜 #shorts #comedy 😜
0:34
Sikha shorts and vlogs
Рет қаралды 23 МЛН
ToRung short film: 🙏Let's help each other🤗
0:32
ToRung
Рет қаралды 21 МЛН