New Eritrean Music 2024 - Fiyori Kesete Adurye - Fiyori Brhane - Fiyori Xehaye - New Tigrigna music

  Рет қаралды 433,153

Shro Entertainment

Shro Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 623
@Shiroentertainment1
@Shiroentertainment1 2 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ዮውሃንስን መስቀልን ይግበረልና ❤ Share , like ብምግባር ሞራልኩም አይፈለየን።
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 ай бұрын
Good job.ምስጋና የቅርብ 🤝🏿💙🌿🌿💙💙
@smrethabtom9892
@smrethabtom9892 Ай бұрын
😊
@samehnaif398
@samehnaif398 2 ай бұрын
ትግራወት እየ ኤረትራ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም እግዚአብሔር ሰላም ይገበረልና
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri 2 ай бұрын
Amen ❤...🫶🫶🫶
@marthakidane8329
@marthakidane8329 2 ай бұрын
Selamki yibzah haftey❤❤❤
@AsliAsli6529
@AsliAsli6529 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@samrawittesfasslassie4832
@samrawittesfasslassie4832 2 ай бұрын
Amen amlak selamn fiqrn yewrdelna haftey
@sababelay9868
@sababelay9868 2 ай бұрын
Amen ❤
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Ай бұрын
ኤርትራውያንን ተጋሩን ንፋቀር ካብዚ ሓድሽ ዓመት ጀሚርና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና 🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielgebrechristos2505
@danielgebrechristos2505 Ай бұрын
Naaa, stay where you are, Traitor Tegaru!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 ай бұрын
ወለከ ፍዮሪታት፡ ዘበነ ፍዮሪ እስከ ይግበረልና፡ ❤🎉
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 2 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት፡ መጻኢ ዓመት፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና🎉🌻⚘️💐🥀
@EnanuGebremedhn
@EnanuGebremedhn 2 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ምዓረይ ኣብቲ ባህሊ ክትሰርሑ ከለኹምሲ ከጥዕመልኩም🥰🥰🥰🥰ኣድናቒትኩም እየ ካብ 👉🇪🇹
@bktigrayadey6331
@bktigrayadey6331 2 ай бұрын
ኢትዮፕያዊያን ደኣ ትግርኛ ትኽእሉ' ዲኹም?
@ዝባንግራት
@ዝባንግራት 2 ай бұрын
@@bktigrayadey6331 ኣብ ኤርትራ ከ ኤርትራ ዝብሃል ቃንቃ ኣሎድዩ 🤣
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 2 ай бұрын
ኣንበሲተይ ባኣውራጃ ገዲፍኪ ብሃገር ምሕሳብኪ ኣድኒቀኪ ንፍዕቲ
@Amir_Wedi
@Amir_Wedi 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Hanigualhagretigray
@Hanigualhagretigray 2 ай бұрын
Hesrti 😡😡😡
@kebariberhe2740
@kebariberhe2740 2 ай бұрын
ኩልና like ንግበር ደቂ ኤረይ ነብይን ነዘን ጡዕም ድምጸን❤
@lemlemnegasi4793
@lemlemnegasi4793 2 ай бұрын
ፍዮሪ ከሰተ👑ፍዮሪ ጽሃየ👑ፍዮሪ ብርሃነ👑 ሽኮሪናታት🇪🇷 3 ሰልስተ ፍዮሪታት! ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏 🇪🇷ርሑስ ብዓል ሃንሰ መስቀል ንኹልኹም 🇪🇷
@yordino-tb1ni
@yordino-tb1ni 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Ioveumam
@Ioveumam 2 ай бұрын
ደጊማና ገጽ ንፈትወን ከዋኽብቲና ዝራእና ማራ ዘሕጉስ😍🎤🎵
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 2 ай бұрын
ፍዮሪ ተዓደላ ጽቡቓተይ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ በሓቂ ዘደንቕ ስራሕ
@shebab8090
@shebab8090 2 ай бұрын
ፍዮሪ +ፍዮሪ +ፍዮሪ =ፍዮሪታት ♥️♥️♥️♥️💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ርሑስ ቅንያት የውሃንስ መስቀል ይግበረልና
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 ай бұрын
ፍዮሪታት 🤣❤️❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቅ ስራሕ ጥዕማት ድምጺ 🥰🥰🥰🥰✈️✈️✈️✈️🇪🇷🇪🇷2025😢
@Mosimos-k
@Mosimos-k 2 ай бұрын
❤❤❤እዋይ እዚ ባህልናስ ደስ ክብለካ ፍዮርታት ብሓቂ ደቂ ኤረይ ቅጭናት ገጹ ይርሓቅ ቆራጽ መራጽ ክዳውንቲ
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 2 ай бұрын
ጎይታ. ኣምላኽ ነቲ ጀግና ለዋህ ፀዋር ክልተ. ኣሕዋት ህዝብና ሙልእ ሰላም ይግበረ ኣብ ስደት ዘለና ናብ ዓድና ይምለሰና. ሰላም እና ፍቅሪ ንወድሰብ ኩሉ. ይግበረልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💘💘💘💘💘💘💘💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿🕊💚🌿💚🌿🕊🌿💚🕊🌿💚🌿🌿💚🌿💚🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
እዛ ባንዴራ 🇪🇷 እዚኣ ዘይገብርና ፈታዊና ኣይኮኑን..
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri 2 ай бұрын
Xbuq tezaribks ab mongo fah abilkya 😂..tekureana bandiera alatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
​@@HaraGhirmai ክልቲኤን ናትና እንታይ ጸገምካ???
@SemereHabte-q8l
@SemereHabte-q8l Ай бұрын
ፈቲኩም ጸሊኢኩም 👉⭐🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷
@SemereHabte-q8l
@SemereHabte-q8l Ай бұрын
👉እዛ ካኒና ከኣ ንሕና ኣይንፈልጣን ኢና ሃገር ኢ/ያ ሃገር ኤርትራ 👉🇪🇷⭐🇪🇹
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ ብሩኽ ዓመት ብዓል ይግበረልና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይ ብፍቅርን ምሕዝነትን ብሓደ ፍቅሪ ዝነብረሉ ዘመን ይግበረልና
@trhastewelde4738
@trhastewelde4738 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
ኣሜን🙏🏽
@FurtiFurti-es2my
@FurtiFurti-es2my 2 ай бұрын
Amen(3)❤❤🎉
@Yayu-c1t
@Yayu-c1t 2 ай бұрын
ናትኪ ይሓይሽ ስላም የምጻኣልና ንክልቲኡ ህዝቢ❤❤❤
@samrawittesfasslassie4832
@samrawittesfasslassie4832 2 ай бұрын
Amenn haftey
@hermongebremichael1746
@hermongebremichael1746 2 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ጽቡቓት ወይዘራዝር እዚ ኣብ ባህልኽን ንምዕቃብ እትገብረኦ ጻዕሪ ከም ወትሩ ክትክጽለኦ ተስፋ ይገብር ። እዞም ካብ ባህልናን ክብርናን ጠፊእና ዘለና ወለዶ ከኣ ምልስ ኢልና ክብርታትናን ባህልታትናን ነሐድስ። ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ንኹሉ ምእመናን ክርስትና።
@nardosbekele2259
@nardosbekele2259 2 ай бұрын
መልካም አዲስ አመት ደስ ሲሉ ባይገባኝም በጣም ነው የምወደው የትግረኛ ሙዚቃ ጌታን ❤️❤️
@YadoTeshome
@YadoTeshome 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@flameshockey7688
@flameshockey7688 Ай бұрын
አሰይ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ🇪🇷❤️🇪🇷
@FikremaryamAtalay
@FikremaryamAtalay 2 ай бұрын
much love and great respect for our relatives # from Amhara, Ethiopia❤❤❤
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
ደቂ ኤሩ ጻዕዳ ርሑስ ቅድስ የውሃንስ ሰላምን ፍቅርን ንህዝብና 9 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤l .m proud to be 🇪🇷
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 Ай бұрын
ደስ በሐሎ ዋዕሮታት ተጋሩን አታ ዋይ አነ እዙይ ሐደ ህዝቢ ዶ አብ ክልተ ሀገራት ሀምኖረ ነይሩ ዋእይ ታይሞ ግና አብ ዘለዎ ይብዛሕን ይፈድፍድን ይሰስንን ሐዢ የአክለኩም ሰላም ይውረድ ሐድነት ይበል ጎይታና መድሃኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ወልደ ማርያም ቅድስት ድንግል ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን እንኳዕ አብጸሐካ ንቅዱስ ዮሐንስ ሰላምን ራሕዋን ይኩነልኹም ክብል ይፈቱ
@alagrimay3503
@alagrimay3503 Ай бұрын
Amen Amen Amen nekltani heftey netay ❤❤❤
@kahsatesgazab1357
@kahsatesgazab1357 Ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ፍየሪታታት ርሑስ ኣዉደኣመት ዘበና ሰለም ፍቅሪ ይግበረልና
@mehariweldeab3288
@mehariweldeab3288 Ай бұрын
ፍዮሪ ሳላ ናብ ሙዚቃ ዝተመለስኪ ቡዙሓት ፍዮሪ ሒዝኪ መጺኪ ብጠዓሚ ጽቡቕ ስራሕ
@abrhamtadese1220
@abrhamtadese1220 2 ай бұрын
እተን ሰለስተ ፍዮሪታት🎉🎉🎉🎉🎉 ከጸብቀልክን ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት❤❤❤
@TsegazeabMesfunGebre
@TsegazeabMesfunGebre Ай бұрын
ፍዮሪ ጽሃየ ብዓል ጥዕሚቲ ድምጺ እንቃዕ ድሓን መጻእኪ ኣደ ብሃሊ ድሕሪ ነውሕ ዓመት ድምጽኺ ምስመዐይ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኪ ምስ ሙሉኣት ስድራኺ ኣብዘለኽዮ ጥዕና ሰላም ናብራ ይምነየልኪ
@ymbltasor1395
@ymbltasor1395 Ай бұрын
ዝፈትዋ ተላይትን ድምጻዊትን Fiori tsehaye 🎉 ምሳኽን ጥዕም ሓሊፉ ፡ መቐረትጉጅለ ባህሊ ዞባ ደቡብ፡ take me back to festival 2009-2012😭
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
ደቂ ኤረይ አዚዩ አዚዩ ጽቡቅ ስራሕ አየወ እዚ ባሕልና ክጥዕም በርትዑ አይነአባይኩም ይደፈን ሙቁራትና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@aminemahari1054
@aminemahari1054 Ай бұрын
እዋይ እተን ዝፈትወን ፍዮሪታት ጥዑም ድምጸን ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 2 ай бұрын
አሰይ ደቂ ኤረይ ፍቕሪ ሩሑስ ባዓል ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና
@HaniHawiselu
@HaniHawiselu Ай бұрын
ኣቤት ዚ ባህልናስ ኣብ ጽንፊ ዓለም ካብ ጻት ንጻት ዋላ ኮዩ መዳርግቲ ዘብሉ ደስ ክብለካ ርሑስ ኣዉድኣመት ይግበረልና። ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ደቂ ኤረይ
@tsegittsegit7312
@tsegittsegit7312 Ай бұрын
ባህልናን ሃይማኖትናን መንነትናን መሰረትና ዩ ሞ ኩላትና ንምለሶ ከምዚ ጌርና ኩቡራተይይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ግእዝ ርሑስ የውሃንስ ❤❤❤ ክመጹ ዮምየ ክመጹዮምየ ተስፋ ለዎምየ ኣደ ትጽበላ ደቃ ክመጹላየ ብርግጽ ክንመጽእ ኢና ስደትና ከብቅዕ ዩ ❤❤❤
@kesanetberhane151
@kesanetberhane151 2 ай бұрын
ፍዮርየ ብሓድሽ ስራሕ ስለዝርኣኹኺ ደስ ኢሉኒ❤❤❤❤❤
@fachetekle6184
@fachetekle6184 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ። ባህላዊ ክትጸቅጡ ኣለኩም ንሱ ኢዩ ናትና and ንሱ የጸብቀልና ንባዕልና ስለ ንመስል ። ሽሮ ብጣጥሚ ኣድናቆት ይግበኣካ በዚኣን በታ ዝሓለፈትን ናይ ብዓል ኤሳው ዘቅረብዋን ። artist ተባሂሎም ክብትራትናን መንነትናን ይዕንዉ ኣለዉ ብፍላይ ናይ ትግርኛ ደረፍቲ ። please ቀጽለሉ ንሕና ከኣ እታ ንክእላ ክንሕግዝ ኢና ከም ለበዋ ኣይትጽልእዋ ።
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 2 ай бұрын
ከጸብቐልክን መኽበርቲ ባህለን🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷 ርሑስ ቅንያት ጳጉሜ።
@TeshemeWeldegebriel
@TeshemeWeldegebriel Ай бұрын
3 ፍዮሪ እንካዕ ብሰላም ተመለስክን ጽቡቅ ስራሕ የቀኒልና ስለቲ ባህላዊ ስራሕክን
@merkebteshale493
@merkebteshale493 Ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤
@Tedros-ሰብ-ቀደም
@Tedros-ሰብ-ቀደም Ай бұрын
ኣየ ...ወ...ባህልና ክጽብቅ ደቂ ኤርይ ሽኮሪናታት 💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 Ай бұрын
እንቃዕ ኣብጽሓና ኣብጽሓኽን ርሑስ ይግበረልና 💙🥰👏🌻🫶🩵
@ሃገረይ
@ሃገረይ 2 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ፍዮሪታት ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎኦ 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🎉🎉❤🇪🇷🥰❤🇪🇷🎉🥰❤🎉🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🇪🇷🎉🎉🎉
@Senkilentertainment7930
@Senkilentertainment7930 Ай бұрын
❤❤ ጽቡቅ ባህላዊ ጸወታ ኣሸንዳ ❤ ይምላኣልኪ ፍዮሪ ሓፍተይ
@selamgebre4802
@selamgebre4802 2 ай бұрын
Good jop from tgray. We are one ❤️
@erishekor
@erishekor 2 ай бұрын
@selamgebre ኣብ ዓለም እንዳተፈንፈነ ብግዲ የሕዋትና ዝብል ዓሌት ትግራዋይ ጥራይ እዩ ክክክክ💚🇪🇷💚
@Fathama-s3h
@Fathama-s3h 2 ай бұрын
ደርግ ድንበር ንሕና እውን ኣይንደልየኮምን ባራዩ😂​@@erishekor
@erishekor
@erishekor 2 ай бұрын
@@Fathama-s3h ክክክ We’re one እንታይ ማለት ድዩ😂ነቲ ናይ ሓብትኺ @selamgebre ኮሜንት ኣንብቢዮ😂
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 2 ай бұрын
@selamgebre4802 We were NEVER ever the same and we will never be one 🤮 you are unfortunately our cancerous neighbours🛑 end of story‼️
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
​@@Fathama-s3h🤔
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡3 ፍዮሪታት ድማ ምስ ኩለን ብጾትክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።
@gerietesfamariam1820
@gerietesfamariam1820 2 ай бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኣመንት ክርስትና💙💚💙🙏
@haftugebrehiwot8058
@haftugebrehiwot8058 Ай бұрын
Ezi bahlna Ktiem. Fyori kesete my favorite Tigrigna singer. Hadush kniyat hanse Meskel. Zemene Selam, Fikrin mithiwiwasn Yknelna.
@miseriamanuel3425
@miseriamanuel3425 2 ай бұрын
What a wonderful work. It took back me the childhood memories. ❤❤❤❤great work 3 fiyoris
@Agertiku
@Agertiku 2 ай бұрын
በጣም ውብ አቀራረብ ! ባህሉን የጠበቀ ደስ የሚል ! አመሰግናችኋለሁ ! ።
@Agertiku
@Agertiku 2 ай бұрын
እንዴት ልግለፀው መቼ ይሆን የምንቀላቀለው በፍቅር በሰላም በደስታ እንድንኖር ፈጣሪ እግዚአብሔር አምላክ ይርዳን ለሁላችን እሱ ይፈጽምልን !
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Ай бұрын
@@Agertiku What? min malet new Minikelakelew? Le mekelakel aydelem eko 30 amet yetewaganew bro.. Eskahun mekerachinin minayew!!! So don't you ever say that to the Eritreans please!!!!
@nazarethghebreiwet4285
@nazarethghebreiwet4285 Ай бұрын
Amazing ❤❤❤🎉🎉 deki Erey mukurat halalt Asseyy ❤
@semharkeleta9717
@semharkeleta9717 2 ай бұрын
Seyseyyyyy mukurat Eritrawyan yehwatey dess zbl zbahlnna ❤❤❤❤❤❤❤❤tsbuk srah nkulom abza srah ztesatefu bflay Shiro entertainment
@WegihuMesel-o2p
@WegihuMesel-o2p Ай бұрын
ርሑስ በዓል ይግበረልና
@kurarasax4720
@kurarasax4720 2 ай бұрын
ዋይ ተኾርምየኒ ኣትን ክንደይ ትጽብቓ ወላ ቲ ዳሃይክን ኣሰይ ጽቡቕ ሪኢና ጥዑም ሰሚዕና እዚ ውሽጠይ'ሲ ፍስስስ ኢልኒ በላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ኣሕፍስ ኣቢለ ኻኣ ላይክ ሂበክን ኣለኹ ክሳብ ዝጋብዘክን ችላእ ደርፊ ማለት'ሲ ከምዚ'ዩ እምበይ
@tekleweiniokubamichael2545
@tekleweiniokubamichael2545 2 ай бұрын
The three Fs (Fiyoris) ኣስማትክን ፍዮሪ፣ ወቅቱ ፍዮሪ❤❤። ባህልና ኣብ ምብርባር ትጻወትኦ ዘለኽን ተራ ካብ ልቢ የድንቀክን። ሓደራ ግን ወቅታዊ ክኸውን የብሉን።
@habtomtekle5299
@habtomtekle5299 Ай бұрын
ብመጀመርታ ርሑስ ብዓል ሃንሰ መስቀለ ይግበረልና ቀጺለ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብሃል ስራሕ ካብ ቀደም ብሓደ ንክሰርሓ ዝነበረኒ ሓሳብ ኢዩ ብሓደ ኮይነን ጽቡቅ ናይ ሓባር ስራሕ ሰሪሐን ምስ ራኣክዎን ናይ ልበይ ተሓጒሰ ሓጎሰይን ውን ወሰን የብሉን ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ጽቡቅ ስራሕ ንክሰርሓ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ❤❤❤
@HabteGergish
@HabteGergish Ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጽቡቕ ስራሕ❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@ashutsinat2791
@ashutsinat2791 2 ай бұрын
Great job Robel Girmay(Emba Studio) and all the singers!Keep it up!Shiro entertainment as well!
@SimretWeldegergish-xf9kz
@SimretWeldegergish-xf9kz Ай бұрын
ተባረካ የሕዋተይ
@afeworkitesfu
@afeworkitesfu Ай бұрын
ስደት ስዲ ተደርቢና ባ ኣብ ጋና ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅
@filimonmedhanie1720
@filimonmedhanie1720 2 ай бұрын
ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና 2017 ብሰላም እንቃዕ መጸትና ። ንስኽን ክኣ እንቃዕ ናብ መንነትክን ኣበለክን።
@AfiEfrem
@AfiEfrem 2 ай бұрын
ፍላወርስ ❤❤❤❤❤good job!!ኣኹርዓና ደቂ ሩባይ!!!!
@MaazaAbraha
@MaazaAbraha 2 ай бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ንበራለይ እስኪ ጽቡቃት ባህሊ ጡዑማት ድምጺ
@Meidengedoe
@Meidengedoe Ай бұрын
❤❤❤❤ ብሉጽ ስራሕ ፡ርሑስ ኣውዳመት ይግበረልና
@YREeDEW
@YREeDEW Ай бұрын
ኣብዚኣ ኣላ'ባ ብሓቂ ፍስሃ የውሃንሰየ! - - - እስኻትክን ደኣ ደይ ብኹሉ-ምሉ እንተናታትክን ፍዮሪታት እንዲኽነ።
@eyobfessehaye5757
@eyobfessehaye5757 Ай бұрын
When l listen this music so I feel something we have good culture keep it up ❤
@WintaMaekeb
@WintaMaekeb Ай бұрын
ኣሰይይይ ደቂኢ ኤረይይ መኣረይይ ንኣመታኣ ከምዝኢ እዋንን የጽንሓናኣኣኣ ከይ ቆርመመኤ ከይ ኣሽረፍኤኤ ❤❤❤❤😮😮😮😮
@NardosFishatsion
@NardosFishatsion Ай бұрын
ርሑሱ በዓል ቅዱስ የወሃንስ ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SeymoRusom
@SeymoRusom 2 ай бұрын
ane nakn kemzfetwekn men negirkn ❤❤❤❤❤
@TIRHASMAECHO
@TIRHASMAECHO Ай бұрын
እዋይ ምስ ናፍቆት ዘሎ ❤❤❤❤
@TomasHabtetsion
@TomasHabtetsion Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም የሕዋት መጀመርያ እቲ ልኡልን ህያውን ዝኾነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝከበርን ዝተመስገን ይኹን❤ ኣሜን🙏ቀጽሉ እንቛዕ ኣጸሓና ና ርሑስ ቅንያት ዮውሃንስን መስቀልን ይግበረልና ኣኣኣ ዘሉኹሞ ሰላም ሰላም ወገናተይ❤❤❤🙏
@Fitsumwelday
@Fitsumwelday Ай бұрын
what a joyful tradition,may we live with our lovely tradition.🎉🎉🎉🎉
@tigstifkadu3349
@tigstifkadu3349 Ай бұрын
Tri Fiori nice cultural music keep shining ✨️ 🎉
@teameyohanes31
@teameyohanes31 2 ай бұрын
Wow እንቆዕ ዳሓን መጻክን እዝንና ሓጽብና 👌🏾🥰💪🏾👍🏾
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 ай бұрын
3 ፍዮሪ ኣሰይይይይ ደስ ክትብላ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና።
@LelanaBini-1
@LelanaBini-1 Ай бұрын
ሳንዳይ አብ አከአጉዛይ ጥራይ እዩ ዝብሃል ባህሊ ናይ አከለጉዛይ ፥ ጽቡቅ ደስ ዝብል ደርፊ። ርሑስ አውድአመት
@semhareritrea8047
@semhareritrea8047 Ай бұрын
That's a lie
@selamGUalAgame
@selamGUalAgame 2 ай бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ሃንሰ መስቀል ዓመተ ሰላም ራህዋን ይግበረልና ፅቡቃት ደስ ዝብል ባህላዊ ሙዚቃ❤❤❤❤❤❤❤
@simonsilkichannel2370
@simonsilkichannel2370 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 2 ай бұрын
ኣቤት ባህሊ ምስ ዋናቱቱ ከጸብቀለን ❤❤🇪🇷🌹🌹🌹
@KisanetZaid-nq1vm
@KisanetZaid-nq1vm Ай бұрын
Aseyyyyy xbuqat grma beautifull ab srhakn awet 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhehagos864
@berhehagos864 Ай бұрын
ውሽጠይ እንበር ገለ ዝሕውውውው ኢሉኒ❤❤❤😢😢
@DanielYosief-i8f
@DanielYosief-i8f Ай бұрын
Aseyyy deqe eray shokrt❤❤❤
@coralentertainment6382
@coralentertainment6382 2 ай бұрын
ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረለና ንዓመታ ኣብ ዓድና ምስ ስድራና ኣውዕለና ኣምላኸ ኣቦይ ስላም ፍቅሪ ንኹሉ
@KalebWegihu
@KalebWegihu 2 ай бұрын
ዘመነ ሰላም ይግበረልና ሰላም ንኩሉ ወዲ ኣዳም❤❤❤
@DejenShishay
@DejenShishay 2 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መኽበርቲ ባህለን❤
@kusuhab3426
@kusuhab3426 2 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጻዓዱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Senkilentertainment7930
@Senkilentertainment7930 Ай бұрын
❤❤❤❤ደቂ ዓደይ ወሓላሉ መዳረክቲ ኣልቦ
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 2 ай бұрын
ጽብቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mebrt72
@mebrt72 2 ай бұрын
Keep up the good work deqi Eirey 🥰🥰🥰🥰🥰
@gigimeles2693
@gigimeles2693 Ай бұрын
Thank you beautiful our holiday song❤❤❤❤❤
@maebelbahri
@maebelbahri 2 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ❤❤❤❤❤
@TekluKibrab-nf3gc
@TekluKibrab-nf3gc Ай бұрын
❤nicely ❤❤❤❤❤ Tim work is work very nice
@yordanosmehari3470
@yordanosmehari3470 2 ай бұрын
ናፉቖት ሕሱም የብለኒ ንዓደይ ሕሰሙን ጣዕሙን ምስ ህዝበይ ክንተሓቛቐፍ መኣዲ ክንቅረብ ምስ ስድራይ ይራኣየኒ ክንስሕቕ ምስታ ንእሽቶይ ቁራስ ለካ ሂወት ነይሩ ፍስሃ ወሰላም ንእሽቶይ ናይ ኣደይ ኣቦይ ንስሕቕ ተተቓባቢልና ዋዛታት ሓዊስና ሎሚ ሲኢነዮ ኣስተማሲለ መን ኣሎ ዓደይ ዘይበለ
@EdenOkubay-g3p
@EdenOkubay-g3p 2 ай бұрын
ኣሰይ ጡዑማት ድምጺ ርሑስ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ሓዱሽ ኣመትን ይገበረልና❤❤❤
@eritreawit1708
@eritreawit1708 2 ай бұрын
Sey sey sey elelele deqi erey mearey dew belalina rihus beal 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@hailemichealzerom4540
@hailemichealzerom4540 Ай бұрын
Selamkin yebzhayio egziabher xbukat muergat kemzy gerkin ezy hzbi lubu milesalu kem bahlkan adikan adekan temenika ayrkebn sdetna yhxrerlna ruhus kinyat hanse meskel nay selam zeben ygberlna kexlio nufuat snetibebawyan
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 Ай бұрын
Bahlu zekbere kebiru ynebir ❤des bhalti rhus hadush amet ygberelna
@RegbeDebre
@RegbeDebre Ай бұрын
Edmen tenan yhabeley fetari mukuratey yehwatey ❤❤❤❤❤
@TekiebereketeabTekeste
@TekiebereketeabTekeste 2 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ሃንሰ መስቀለ ይግበረልና❤❤❤❤
@rutaluel949
@rutaluel949 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉shikorinatat bhaqi des zbil srah
@zakieritreaentertaiment2020
@zakieritreaentertaiment2020 2 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ዮውሃንስን መስቀልን ይግብረልና።well come 3 fiori
@Ever-Smiling
@Ever-Smiling Ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ሃንሰ መስቀለ ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@lukecagethe3132
@lukecagethe3132 Ай бұрын
tesfa alan kulu knmles nabta mchuwti hagerna. selam ygberlna.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 ай бұрын
ንፈትዋ ኣርቲስት ኣምጺኩምልና ፍዮሪ ሽኮር ንበርለይ ርሑስ ኣውዳመት ❤🎉
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 64 МЛН
Maekele Fsehaye -ክልቲኦም ማና /Kltiom Mana/ New Eritrean Wedding Music 2022
12:00
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН