New Eritrean short film by Jorjo Ghebreyesus (Qael) 2022 ቃኤል

  Рет қаралды 70,425

Sagla film production

Sagla film production

Күн бұрын

#eritreanmovie #Eritreamusic #habeshatiktok
For more videos SUBSCRIBE ON You tube / @saglafilmproduction9799
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
contact via- email jorjoghebreyesus@gmail.com
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: SAGLA FILM PRODUCTION
@saglafilmproduction#hdmonanebarit#haratentertainent#eritreaninterview#eritreancomedy #hdmonanebarit #eritrea #tigray #ashenda #mahderna #eritrean #eritreanmovie #eritreaninterview #mahderna #neweritreanmusic20201 #interview #erionetouchentertainment #neshneshtv #neshnesh #neweritreanmusic2022#interviewfisehayewerkine#interviewfish#
Our channel presents entertainment contents with High Definition
(HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
ወዲ ሃገረ ሰብ መሳጢት ግጥሚ
• መዘከርታ ነተን ሓቀኛ ፍቕሪ ዝሰኣና...
ማእለማ Part 5
• New Eritrean movie 202...
ማእለማ Part 6
• New Eritrean movie 202...
Street Interview Part - 01
• New Eritrean Street In...
ይቕሬታ
• ይቕሬታ!
ቃንዛ ስነ ጥበባውያን
• ቃንዛ ስነ ጥበባውያን ኣብ ቅርዓት፡...
ዉባ 1ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 2ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 3ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 4ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 5ይ ክፋል
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ደግዓ ጽንዓደግለ ደቂ ድግና መረታ ሰበነ ሓደግቲ
• ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
• ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
ሕክያ ብዛዕባ ሱዳን ገለ በለና ንዝበልኩም።
• ሕክያ ብዛዕባ ሱዳን ገለ በለና ንዝ...
እስራኤል ንዘለው ትምልከት ግጥሚ
• እስራኤል ንዘለው ትምልከት ግጥሚ
ግጥሚ ናይ ወለዲ
• ኣደይ!
ቃንዛኻ ንማንም ኣይትንገር
• ቃንዛኻ ንማንም ሰብ ኣይትንገር!
መስጣ ምንታይ
• መስጣ ምንታይ Mesta Mntay T...
ንኹሉ ዝግባእ ህያብ
• ንኹሉ ሰብ ክትህቦ ዘለካ ህያብ።
ማይ ሓባር ነፋሲት እምባትካላ ጊንዳዕ ባጽዕ
• ማይ ሓባር ንፋሲት እምባትካላ ጊንዳ...
ዓርከይ ጠርጢርኒ
• ዓርከይ ምስ ሰበይቱ ጠርጢርኒ🙆🏿‍♂️
ካርነሽም ሎጎ ዓንሰባ
• ሓበላ ሊባን 7 ሎጎ ዓንሰባ ካርነሽ

Пікірлер: 349
@Mereb-pw7bn
@Mereb-pw7bn Жыл бұрын
Orginal movi ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆርጆ ሓወይ! ሓሕዋት ንጆርጆ ሓውና ነተባባዓዮ ሸር ንበሎ
@MercyEritrea17
@MercyEritrea17 Жыл бұрын
ጆርጆ ሓውና ሓጺራትና እምበር ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ክስራሕ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ፎርምኡ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍❤️
@31antorey
@31antorey Жыл бұрын
ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢኻ ኣድኒቐካ ጆርጆ 💪💪💖👏👏
@MT1898
@MT1898 Жыл бұрын
ብምስላ ነዛ ስም ቃኤል ብፊልም ዘብሰላ። "ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ" ንደቅና ባህ ዘብል ባህልን ስነ ምግባርን ኢና ክንምህሮም ዘለና።"ኣዝያ መሪት ፊልም 📒💡❤️✍️ኣጆካ ቀጽሎ ክቡር ሓው። ምስላታት ትግርኛ/በርሀ/
@yamanii5653
@yamanii5653 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ምሃሪት ሙቪ ያ። ጆርጅ ጃውና፡ ቅርትስሎ።
@wediafie639
@wediafie639 Жыл бұрын
Btami xbuk srah Jorjo hawey so God bless you 🇪🇷 🙏 ❤️ ♥️ 💖
@Wedimamaa
@Wedimamaa Жыл бұрын
ስርሓት ጆርጆን ጆንሜራን ምዃና ምስ ረኣኹስ በቂቀያ ከይረኣኽዋ የ ቀንየ ፡ ብጣዕሚ መሳጢት ስራሕ ኣቅሪብኩምልና ዝሰማዕናዮ መልእኽቲ ቲ ስራሕ ኣብ ልብና የሕድሮ ክብሪ ይሃበልና ።
@91ERI
@91ERI Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪትን ንሕብረተሰብና ዓቢን ረዚኒን መልእክቲ ዘመሓላለፈት ብልጽቲ ድራማ ❤️
@habenrstom6741
@habenrstom6741 Жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውውው ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኲርናዕ ናይ ኣተሓሳስባና ኢካ ረኪብካ ጆርጆ ሓውና ጽቡቅ ስራሕ ብርዕኻ ይሰስን ኣካለይ.........." ካብ ሳዕሳዕካ ትቆጻጸ" ድዩ ዝበሃል ነዓና ክትብል ባህላዊ ፊልምታት ኣይትደንግየና ኢካ ። ኣብ ውሽጥካ ንዓይ ጥራይ ድዩ እንድዒ ግን ከቢድ መልእክተኛ ኮይንካ ኢካ ትስመዓኒ ..... ቀጽሎ
@Merhawitewelde-ik4ie
@Merhawitewelde-ik4ie Жыл бұрын
ብሓቂ መዘናግዒት ዘይኮነትስ መሃረት እያ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጥበቡ የዕድልካ ጆርጆ
@abrahamakubazgi5299
@abrahamakubazgi5299 Жыл бұрын
ጆርጆ ዝድንቅ ስራሕ ኩቡር ሓውና ኣብ ቀጻሊ ውን ተጸበይቲ ኢና ምስ ሙሉእ ክብረት ።
@samueltesfaldet5509
@samueltesfaldet5509 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲን ብልጽትን ማሃሪትን እግዚአብሄር ጸጉኡ የብዛሕልካ/ ኩምን
@efremokbazgi244
@efremokbazgi244 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብልን መሃሪትን ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ብርዕኻ ይሰስን ነዓካ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@HabtemariamFikre
@HabtemariamFikre Жыл бұрын
ጆርጆ ሓዉና ጽቡቅ ምጅማር ስራሕ ይግበሮ በርትዕ።ብፍላይ ኣብታ መወዳእታ ፈትየያ ክመዉት እታ ቃኤል ትብል ስም ኢኩም ትጸልእዋ እምበር ካብ ናይ ቃኤል ዝከፍእ ተግባር ትፍጽሙ ኣለኩም ።
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ Жыл бұрын
Bhaki
@aronwengel
@aronwengel Жыл бұрын
ናይ በሓቂ መሃሪት ፊልም ብርዕኻ ይሰስን ጆርጇ
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 Жыл бұрын
ክላ በዓል ንስካ ዶ ትስደዱ እዛ ሃገር ከይሓልፈላ ኢልዋ ዩ😔😌god job ጆርጆ❤
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 Жыл бұрын
ብራቮ ጆርጆ ሓውና ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመ ይሃብካ
@mihretfamilytube6726
@mihretfamilytube6726 Жыл бұрын
Betami xebuq serah qexlo jerjo hawey GBU 🙏
@selamnkulu470
@selamnkulu470 Жыл бұрын
ጆርጆ ካባካ ዝመጽእ ስራሕ ከምዘይ ሓምቅ ብኣግኡ ተረዲኡኒ ነይሩ፡ ኣዝያ መሃሪትን ነዚ ግዜና እትገጽን ፊልም እያ። ቀጽሎ ኣይትሕመቅ፡ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤
@FL0217.
@FL0217. Жыл бұрын
Nay bhaqi JORJO hawey agedasi mszi kunetat zkeyid srah eka serihka . Thank you 🙏
@amantukue473
@amantukue473 Жыл бұрын
ጆርጆ ሓውና ትዕምትን መሃሪትን ሓጻርን። ከመዚ ንኻላኣይ ግዜ ኽተምጽእ ኾለኻ ኣንውሕ ኣብሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቃል ሂወት የስመዓልና ዘብል ፍሊም ዩ ቃል ሂወት የስመዓልና ።
@siraksiku9291
@siraksiku9291 Жыл бұрын
ካብ ኩሉ ናትካ ደስ ዝብለኒ ኣነ ጆርጆ ሓወይ ኣብ ባህልና ከይበርስ ኣዚኻ ትጽዕር ሙካንካ ኢዩ በርትዕ ቀጽሎ ኢኻ ክቡር ሓው
@hateyentertainment
@hateyentertainment Жыл бұрын
Nay bhaki des zbeletni ztemaharkula Film jorjo elamaka ab buzuhat kemzbexshe rgxsena ye 👏👏👏
@robelbereketeab1993
@robelbereketeab1993 Жыл бұрын
Betami meharte jorjo hawey thankes kemzi aynet serhe darga tefeu eyu natka kea bezblxe temherti hazele zekon lubona zethawso mexhafe qusawi zekon meleketi eyo so tanke qxelo qrub kea gezie entetwskela xebuq neru
@hibuhgawit8017
@hibuhgawit8017 Жыл бұрын
Wawww ንእሽተይ ሓጺራ እንበር ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ so ቀጽሎ ኣጆካ🥰
@soloman9025
@soloman9025 Жыл бұрын
ኣቤት ርእሲ ጆርጆ ሓወይ ይበል ስራሕ
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 Жыл бұрын
ኩቡር ጆርጆ ሓወይ ጥበብካ ብሕጂ ኢና ከነስተማቅሮ መኽንያቱ ቡዙሕ ክእለት ጠበብ ከምዘለካ ስለዝፈልጥ።
@AM_29_Tube
@AM_29_Tube Жыл бұрын
Znead srah u jorjo hawey bzuh tebarek bzuh knxbey ena kabaka 😇🙏🥰🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️❤️
@selamkidane4715
@selamkidane4715 Жыл бұрын
Nay behaki megarit movie ms muruxat tewasati braka tsesnn jorjo hawna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
@TheMirrorsentertainment2144
@TheMirrorsentertainment2144 Жыл бұрын
ኣዝያ መሳጢት ስራሕ ምስ ኣዝዮም ጥበባውያን ሰባት ጥባብ ዋና ኣለዎ ጆርጆ ሓወይ ቅጽበየካ የ
@yibrahyosief4826
@yibrahyosief4826 Жыл бұрын
Jorjo meqsen Thanks bteami yehgiskani eka Eza film ms Reakuwa btehagas gdfo keep it up. Qael
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Жыл бұрын
ይበል ባህልን መንነትን ወግዒ ዓደ ቦና።
@adhanom6166
@adhanom6166 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጀርጆ ሓወይ ኣጀካ በርትዕ
@wedites1422
@wedites1422 Жыл бұрын
ወደያ ገብረ ኢየሱስ ጥበብካ ይሰስን ሽሕን ዋልታን ኩን። ዝነኣድ ስራሕ ። keep your talent bro. ብሽጢ ከኣ ርኸበኒ ደልየካ ኣለኹ
@tomastareke5914
@tomastareke5914 Жыл бұрын
ፍልይትን መሃሪትን ደስ ተብል ፊልም ቀጽሎ ጆርጆ ሓወይ
@natuefrem543
@natuefrem543 7 ай бұрын
ጆርጆ ሰብይ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ❤❤❤❤❤
@asmeromgerezghier2824
@asmeromgerezghier2824 Жыл бұрын
ኦ ናይ ብሓቂ ደስ ታብል ጆርጆ ሓውና ቀጽሎ ኢኻ ኣይ ትሕመቅ ብራቮ
@hazomprodactiontv8519
@hazomprodactiontv8519 Жыл бұрын
ዓባይ ትምህርቲ ደኣ እምበር ፊልም ኣይኮነት ጆርጆ ሓወይ ብልቢ ነመስግነካ ብርዕካ ይሰስን Bravo!!!!
@samuelkidane4960
@samuelkidane4960 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ Film ኢይ ማህሪት ዳማ
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 Жыл бұрын
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwww deqi Ereyyyyy nay bhaki seni seni seni sieaha🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Жыл бұрын
ኣድኒቀካ ቡሩክ ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ዓባይን ማሃሪትን ኢያ። ዓቢ ትምርቲ ዝሓዘለት ኢያ ❤💯❤💯🙏
@abanobsemere8891
@abanobsemere8891 Жыл бұрын
ነተባብዓዮ እዚ ሓዉና መታን ኽዓብየልና ኣሕዋት ጆርጆ ኩብር ሓው ኣጆካ ቀጽሎ
@Soli-Solilove
@Soli-Solilove 7 ай бұрын
ጀርጆ ሓዉና ናይ ባሓቅ መሃርት ፍልም ኢያ ቀጹሎ ኣብ ቀጻል ካብዝ ብዝበልጽ ከምትመጻን ናምን ኢና
@andetseiengebremical71
@andetseiengebremical71 Жыл бұрын
ዋውውውው ብልጽቲ ፍሊም ጆርጆ ሓውና ቀጽሎ
@Mosses91
@Mosses91 Жыл бұрын
Wooow 😲 Dnki, srah, fuluy kurnae, lili kulu ka hasab ka bhaxirn whlulun agabab nay mglax kketka adnikeyo. Bravo 👏👏👏.
@muraelsamuel1800
@muraelsamuel1800 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጥበቡ ይወስኽካ ጆርጆ ሓውና ብጣዕሚ ጽፉፍ ስራሕ ብኹሉ ዝወጾ የብሉን።
@semenawikeyhbahri2871
@semenawikeyhbahri2871 Жыл бұрын
ጀርጆ ሓወይ ብጣዕሚ ጽብቅትን ማሃሪትን ፊልም ነዚኣስ እንኳዕ ናብ ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ስነ ቀንጠብጠብ ኣይሰደድካያ ሕምስምስ መበልዋ ነይሮም ።
@maezenhiwetchanel4565
@maezenhiwetchanel4565 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ጆርጆ ሓዉና እቲ ትምህሮ ኢዩ መክሰብካ ይርደኣና ኢዩ ከሲርካ ሕብረትሰብ ክምህር ዝክእል ስራሕ ብምስራሕካ ሩፍ ኢልካ የደቅስ ኢዩ ሞ ኣጆካ በርትዕ።
@Gerie1998
@Gerie1998 Жыл бұрын
ጆርጆ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣጆኻ ዝሓወይ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ብሰላም ምጻና ኣብ ቀጻሊ ብዝሰፍሐ ክትመጸና ንጽበ
@yonte1095
@yonte1095 Жыл бұрын
Waww btaemi xbuq srah jorjo hawey abi melekti ❤✅
@robirobi4249
@robirobi4249 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓጻርን መሃሪትን ካብተን ኣብዚ ቀርባ እዋን ዝፈሪ ዘሎ ፊልምታት እታ ዝበለጸት ሓጻርን ብደቂቅ ክትዕቀን ብትሕዝቱኣ ግን ዝነዉሐት መሓሪት እያ ቀጽሎ ጆርጆ ሓዉና ኣብ ስራሓካ ዓወትን ኣሳልጣን ይምነየልካ ካባካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ይበል ኣጆኻ ዝሓወይ ጽብቅቲ ፍሊም
@tombosatesfahiwet
@tombosatesfahiwet Жыл бұрын
ብልጽቲ ፊልሚ ጆርጆ ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ❤❤
@bereketbeyene5654
@bereketbeyene5654 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ገላጺት እግዚአቢሄር ጽጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ብርዕኩም ትሰስን ስነ ጥበባውያን ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ።
@alenafrehager1812
@alenafrehager1812 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንባህልን ሕብረተሰብ ኤርትራ እትገልጽ ሓጻርን ጽፍፍትን፡ ክቡር ስምን ክቡር ወርቅን ዘይ ኮነስ ብኽብረትን ስነስርዓት ከመኡ ዉን ብፍቅርን ሓልዮትን ከተዕቢ ከምዘለካ እግምህር ኢያ እሞ ኣነ ፈትየያ፡ ኣለኹ ቀጽሎ በርትዕ❤
@oneday7521
@oneday7521 Жыл бұрын
ማሃሪት ፊልም ደስ ተብል
@teklitwelday1861
@teklitwelday1861 Жыл бұрын
Wawww aresta rieka kalie txbe mo btaemi xbktn meharitn 👏👏👏
@abedomkahsayabedomkahsay8230
@abedomkahsayabedomkahsay8230 Жыл бұрын
Very nice ajoka qaxlo ezgabher amlka edmen tenan yehbka habibi ana
@efremtsegey5975
@efremtsegey5975 Жыл бұрын
Jorjo hawey ambesa btaemi des zbl srah eyu qexo
@Yosiefjose
@Yosiefjose Жыл бұрын
Xbuk srah haw George, bruh srah ina nxbe kabaka ❤
@weldishjhon4326
@weldishjhon4326 Жыл бұрын
Ane si betami dess elatni bi arista tray keyrreakwa keleku nere abiayo betami xbuk win eyu zizareb Ab TIKTOK ❤❤
@ftwi9191
@ftwi9191 Жыл бұрын
እቲ ዝምነዮ ገሊጽካ ኢኻሞ ፍልጠትካ ኣብዝሓዮ ጀርጆ ሓወይ። ነቶም ኣበርክቶኹም ዝገበርኩም ጸጋ ታዓደሉ ብፈጣሪ።
@ermiasteklehaymanot3625
@ermiasteklehaymanot3625 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ,መሃሪት እያ ተስፋ ይገብር ኣብ ሓጺር እዋን ከምዚ ዓይነት ክተቕርበልና 🥰✅🥰
@tekluyohannes8217
@tekluyohannes8217 Жыл бұрын
Xbuq Sarah jerjo haweina meharit film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ Жыл бұрын
ጀርጆ ዓርከይ ኣድኒቀካ ብሓቂ
@wedighirmay372
@wedighirmay372 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ስምናን ግብርናን ዘይቃዶ ወለዶ ኢና ብልጽቲ ስራሕ ካብ ደራሲን ዳይረክተርን ጀሚርካ ተዋሳእትን ስኣልትን ኩሎም ብሓፈሻ ኣገናዕ ደቂ ኤረይ፡፡
@teklittes5682
@teklittes5682 Жыл бұрын
ዋውውው ናይ በሓቂ ሓጻርን መሃሪትን ሙቪ
@fevensamuel4048
@fevensamuel4048 Жыл бұрын
Waw btami meharit drama jorjo hawey amlak tdelyo kulu yesmrelka
@onedayeriy1991
@onedayeriy1991 Жыл бұрын
ዘኩርዕ ።ይበል ፊልሚ
@tesfitweldeslasie8979
@tesfitweldeslasie8979 Жыл бұрын
Wawwww btiami des zbl meharitn eya jorjo hawey qexlo
@anbetekle2665
@anbetekle2665 Жыл бұрын
ውውውው ኣዝያ ማሃሪት ግብሪ ይሁዳ ግብሪ ቃኤል ዘይተጸየናስ ስም ብጣዕሚ ፈትየያ
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
ቡሩክ ቀዳማ ሰንበት ክገብረልካ/ኪ አዝጋብሄር ኣምላክ አንዳ ተመነኩ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ሻላ ሪኢኩኒ ኣይትሕለፉ kab ❤️🙏🙏
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ዓበይቲ ተዋሰእቲ ዘድንቆም ባዓል ኣቦና ኸዉሒ🇪🇷💯💯💯
@haniwedigerye7000
@haniwedigerye7000 Жыл бұрын
Tibebka yisesin jorjo hawey xibuk sirah ajoka bertie.
@ፍቅሪምስኩሉ-ሰ6ዀ
@ፍቅሪምስኩሉ-ሰ6ዀ Жыл бұрын
Xubuq srah Jorjo hawey 🎉
@tekleweynikidane6467
@tekleweynikidane6467 Жыл бұрын
Jerjo hawna bitaemi meharit film eya emo ajoka bertie kexilo kabzi zelekayo bertieka kirieyeka ydeli 🙏🙏🙏🙏
@natnaelamanuelaraya6592
@natnaelamanuelaraya6592 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ
@medhanietsegezab3234
@medhanietsegezab3234 Жыл бұрын
ጆርጆ ገብረኢዮሱስ ናይበሓቂ ንቡር ዝኾነ ድርሰትን ተዋሳእትን ፈትየያ ክመውት ደልየ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ ዓቕምን ተውህቦን ኣለካ ኣታ ስብስክይብ ግበርሉ ህኮት
@andomfurtuna433
@andomfurtuna433 Жыл бұрын
Ezi eyu Film bahali ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥
@rehaseyeabyo4931
@rehaseyeabyo4931 Жыл бұрын
Ata ezi jorjo bteami hayal seb eyu Ab kulu srhu zerebu bteami eyu hayal seb. Mtbibae like share nbelelu yehwat Jorjo hawey ajoka bertie kabaka bzuh ena nxbe ❤️🙏🦾
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዚ ሓወይ ቀጽሎ ።
@yonasandbosslove8325
@yonasandbosslove8325 Жыл бұрын
ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ጆርጆ ሓውና
@ዘይድ
@ዘይድ 5 ай бұрын
ደሰ ክብለካ ናይ ገጠር ፈልም❤❤❤
@danitenardos2317
@danitenardos2317 Жыл бұрын
Wow wow wow . Kemey zbelet melekti ❤️ 💙 💜 💖 💗 💯
@meronangesom9414
@meronangesom9414 Жыл бұрын
ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢካ ጽብቅቲ ባህላዊት ፊልም ቀጽል ጆርጆ 🥰🥰🥰
@bereket6245
@bereket6245 Жыл бұрын
Woww ybel jorjo hawna
@asmehope7604
@asmehope7604 Жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርኽካ ጆርጆ ጽቡቕ ኩርናዕ ጠሚትካ እቲ ስም እንዳጸላእና እቲ መዓልታዊ ተግባራትና ግን ካብኡ ኣዚዩ ዝገደደ እዩ Great job!
@ጓልኣቡኣ
@ጓልኣቡኣ Жыл бұрын
❤❤❤ጽፍፍትን መሃሪትን keep it up gorgo hawena 🙏🙏🙏
@teklzghinguse7695
@teklzghinguse7695 Жыл бұрын
ኣጆካ ኣብ ከምዚኢታት ኢዩ ጸጋካ ብከሙኡ ዕበ ካብዚ ናይ ፖሎቲካን ንግሊ ሰባት ምንቃፍን ምውዳስን ዝዓይበቱ ሃለውሎው ጥራሕ ራሓቅ እንበር ብጥበብ ዝዓቢ ጸጋ ኣለካ መታዓቢቲ go up
@berielove4624
@berielove4624 Жыл бұрын
ጆርጆ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ትብል ኣብ ዝመጽእ ካብዚ ዝበልጸን ዛዓብን ሒዝካልና ኽትመጽእ ብተስፍ ኽጽበያካ እየ። ብምቅጻል ካብዛ ፊሊም ዘትምሃርክዋ ዘላ በረኸት እየ ስመይ ብትግባረይ እንበር ብስመይ ኽኮርዕ ከም ዘይ ብልይ ተምሂረ ኣለኩ ኣጆካ በርትዕ ❤ዝረገጽካዮ ለመለም ዘጽሃፍካዮ ቀለም የግብረልካ 🙏🙏🙏
@ziproripro
@ziproripro Жыл бұрын
Absolutely amazing bro Thanks.
@teshab2125
@teshab2125 Жыл бұрын
Congratulations for getting your true colours real eritrean comedians
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
ቡሩክ ቀዳማ ሰንበት ክገብረልካ/ኪ አዝጋብሄር ኣምላክ አንዳ ተመነኩ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ሻላ ሪኢኩኒ ኣይትሕለፉ kab ❤️🙏
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 Жыл бұрын
ጆርጆ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ቀጽሎ ኣብ ቀጻሊ ክንጽበየካ ኢና👍
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 Жыл бұрын
ኣጆኻ ጆርጆ ብልጽቲ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ቀጽሎ
@worldoffannychannel604
@worldoffannychannel604 Жыл бұрын
ቃላት ስኢነልካ ጆርጆ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ቀጽሎ ኣጆካ
@lionetewelde5275
@lionetewelde5275 Жыл бұрын
ቡሱል ወለዶ ጀርጆ ክብረት የሃብካ
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ Жыл бұрын
ሓጻርን ምሃሪትን ፊልም😍 ብርዕኻ ትሰስን ጆርጆ ሓወይ👏
@yebiyomesfun7222
@yebiyomesfun7222 Жыл бұрын
ሕጂ ግርም ካብ 50 ቪድዩታት ኣብ ወርሒ ሃለውለውን በለካ ለክዓካን ኣብ ዓመት ሓንቲ ከምዚኣ ምሃሪትን መልእክቲ ሓዘልን ስራሕ ምስራሕ።N.B እዛ ርእይቶይ ንኩሉ ያ ።ደጊመ Good job 👏 👏 👌
@liveinafrica9346
@liveinafrica9346 Жыл бұрын
Wawww ጆርጆ ሓውና ብርዕኻ ትሰስን ብጣዕሚ ምሃሪትን ሓጻርን ፊልም ኩሉ ትገብሮ ኣዝዩ ደስ ዘብል ኢዩ ። በዚ ሕዝካዮ ዘለኻ ከኣ ጎብለል ን ኣቦ ብርዕን ክትከውን ትምኒተይ ይገልጸልካ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንስድራኻን።
@fre3110
@fre3110 Жыл бұрын
ጽብቅቲ ፉልም ምስ ምሉእ መልእክታ ግን ቅሩብ ሓጺራ !🙌
@superjonastic9344
@superjonastic9344 Жыл бұрын
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 80 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 3,4 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 25 МЛН
Oct 18/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ንስማዕ ኣገዳሲ Share ንበል
54:27
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 6 М.
ኣሸንዳ ምስ ጓል ሃገረሰብ
2:53
Sagla film production
Рет қаралды 6 М.
ደፋር መልኣከ ሞት፡ ኣብዘይከውን ህሞት
3:08
Sagla film production
Рет қаралды 3,4 М.
ካብ ዕረ ዝመርር ሓቂ
14:01
Sagla film production
Рет қаралды 46 М.
ለባም ቻይናዊ ንሓዉ መኺሩ የስምዕ!
3:26
Sagla film production
Рет қаралды 4,7 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 80 МЛН