New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 2ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 2

  Рет қаралды 49,939

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 344
@letinaasefaw807
@letinaasefaw807 5 ай бұрын
ህዝብና ድማ ለውህን ርህሩሁን ኩሉ ዓቅምካ ዘበለ ነሐግዞም አዞም ዕንበባ መርዑት❤❤❤❤🎉🎉😢😢
@Hagush_gal_kiki21
@Hagush_gal_kiki21 5 ай бұрын
ናይዚ ዘመንና ዝበለጸት ሰብ እያ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዝምነይዎ ዕድመ ይሃቦም😊❤❤❤❤
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 5 ай бұрын
ማማ ዉዳሰ እዜ ኩሉ መዝሙርን ሞሰጋናን አብ ገዛኩም ዝተገብር አዜዩ ዘሕጎሰ እዪ እሞ ክምቱም ፀር ዝከበደም ጎይታ ዘፍኩሰሉም ከሞኡ ይግበረልኩም አሜን። 🙏🏾💕
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 5 ай бұрын
ይሕዋተየ ውለዱ ክበዱ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ዝተማሃርክዎን ዝተረዳክዎን ስንክልና ኣብ የእምሮ እዩ እምበር ኣብ ኣካል ኣይኮነን ዞም ስድራ ዚኦም ከኣ ስንክልና ኣለዎም ኢለ ንኽዛረብ ኣዝዩ ጸጊምኒ ንምንታይ ሉልልልልልልል ዝኾነ የምሮን መልክዕን ስለ ዝረኣኹ እግዚኣብሄር ኣቦይ ነዛ ሓፍተይ እዚኣ ቋንቋ ናይ ዝይምስማዕ ክትምሃር ዝገበረ ናብዞም ስድራ ዚኦም ዝልእኾ ብስራት ስለ ዝነበረ እዩ ርግጸኛ እየ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዞም ጽምዲ እዙኦም ብኽልተ ኢዱ ዝጠውሮም ዉሉዳት ከምዝህቦም ንስድሮምን ንሃጎሮምን ዝኾኑ ዕንባባታት ኳደኣ ውለዱ ክበዱ ጽሩያት ልቢ ❤❤
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 5 ай бұрын
ሜካል ናይ ብሉፃት ብልፁቲ እኪ ዘመንኪ ይባረከ። ሐሳብ ልብኬ የሰምረልኬ ንፈሌ ድማ ከምታ እምነትኬ ብድድ የብሉ እቲ ኩሉ ዝካአሉ ጎይታ አሜን ብጥበᎅ🙏🏾💕
@yoursalimgabres
@yoursalimgabres 5 ай бұрын
Soliye ende lbie enkue neaki abqeaki kemtiabebakum yeriyena freki ezi NSA triewo eti zsemaenayo tray aykonen ab asmera tray aykonen nata wshti bjeka eziom famili sebat zriom zhgzo zseano Seb zdlyom ms btsota tegelgl niera soli gn ab asmera keytehaxret ab deqemhare wn n msmae ztesaenom kthgz ab 2 semun endametset b wetsitata thg niera âne keman kabto zhgezu hanti snklna Nay egri zeleni koyne Nay behaqi eye nezi slezbeqaeki mehazay mearey tehagise🎉
@tsegino5553
@tsegino5553 5 ай бұрын
ንኹሉ ጽቡቅ ገበሮ ዝብል መክ 3: ኣብዚ ነሄለ እግዚኣብሄር ይመስገን :: ናይ ቃና ዘገሊላ መርዓ ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝቆሞሉ መዓልቲ 🙏
@HabteBeraki
@HabteBeraki 5 ай бұрын
ጻዕዳ ለቢስና እንዳብራህና የዕሪፍና ስማ ምስ ጸዋዕና🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@letinaasefaw807
@letinaasefaw807 5 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ከም አብረሃምን ሳራን ፈረይትን ጸገይትን ይግበረልኩም ንዓለም ምልእዋ ምሕረት ንመላእ ስድራቤት ብርክቲ ኢኪሞ በረከት ይምላእ ቤትኪ መላእ ዘበንኩም ሕጉስ በሊ ሚልኩ ሐብትና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቁዱስ ከብካብ በሐቂ ደስ ዝብል ኩሉዓለም በአኪይዛረብ አርአያ ኢኪ ነተን ነአሽቱ የሕዋትና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ከብ ሰድት መልሰ እግዚአብሔር አምላክ ናብዚ ክብሪ የብቀዐና
@wedebtewelde5870
@wedebtewelde5870 5 ай бұрын
Amen(3)
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ 5 ай бұрын
አሜን ሰብሰክረይብ ግበረለይ ዘይደይ❤
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ 5 ай бұрын
@@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ ደማረኪ
@harkoiscelll5828
@harkoiscelll5828 5 ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@TesfaXbah1
@TesfaXbah1 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ብክልተ አግርካ ተክደሉ ምዓልቲ ይፍጥረልካ ኣምላክ 🙏❤
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 5 ай бұрын
ክብርተይ ቃላት የብለይ ዝገልጸ ንአክ ምቅረት እግዝአብሔር አምላክ ሓደረኩም ይባረክ
@Nrimey143
@Nrimey143 5 ай бұрын
እመብርሃን መመሊሳ ልቦና ትዓድልኪ ሶልያና ሓፍተይ ፍሉይ ቃል ኪዳን ብኩሉ ነገሩ ብፍላይ ናይቶም ጽሙማን ልብካ ይማርኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ፍሬኹም የርእየና እግዚኣብሔር ንሓዳርኩም ንቤትኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 5 ай бұрын
ኣምላኸይ ክብሪ ንስምኻ ይኹን ብሓቂ ጽርያት ልቢ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዝፈጠረኻ❤❤❤❤
@alemgebru1715
@alemgebru1715 5 ай бұрын
በልዎ ለእግዚአብሔር ግሩም ግብርከ ❤❤❤ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ክቡረተይ
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ 5 ай бұрын
አሜን ሰብሰክረይብ ግበረለይ ዘይደይ
@ManarBeauty-fn7hh
@ManarBeauty-fn7hh 5 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም/ኪን ሓዳሩኩም እግዚአብሔር ይባረኮ እልልልልልልልልል ክንደይ ድሰሰሰሰሰ ይበለካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teklezghighide755
@teklezghighide755 5 ай бұрын
ዕድመን ጠዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ከም ኣብርሃም ሳራን ጸገይትን ፈረይትን ይግበርም ብክልተ እግሪካ ትገየሉ መዓልቲ የብካ ፈታሪ
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 5 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፍትዋትዐየሕዋተይ ማካልን ,ፊሊሞንን
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 5 ай бұрын
ብርኽቲ ጠዋሪኹም ውላድ ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 5 ай бұрын
ርሑስ ሃማ ጸገይትን ፈረይትን ይበልኩም ኣምላክ ኣንቱም ነዚ ብርሃን'ዚ ክዉን ክኸውን ዝጸዓርኩም ኩላትኩም ክብሪ ይግባኣኩም ክብሪ ይሃብኩም
@kabmiela3373
@kabmiela3373 5 ай бұрын
ርሑስ ጋማ። እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ፡ እግዚኣብሔር ይመስገን ቤተክርስትያን ከማኪ ምፍራያ።
@ghirmaysemere442
@ghirmaysemere442 5 ай бұрын
Kemki natki lbona zelewen abzi Ewan zelewa aymeslenn egziabher amlak kem emnetki ygberelki fereytn tsegeytn ygberku maku &fili❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 5 ай бұрын
ቃል የብለይን have No Word እግዚኣብሔር መስተንክር እዩ ሞ ኣምላኽ ያኢቆብ ልዕል የብልኩም Love you ❤️❤️❤️❤️
@rishant9980
@rishant9980 5 ай бұрын
ዝማሬ መልአክቲ የስማዐና እዚ ኩሉ ናይ አምላክ ስራሕ እዩ ጎይታ ባዕሉ ዝሰረዖ ❤❤❤እዩ ወላዲት ትሕጎስሉ ዘበን እንቃዕ ገበረልኪ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሜን
@sabamekonn2627
@sabamekonn2627 5 ай бұрын
Aseyy mequrte edmen tena yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yuelalex2893
@yuelalex2893 5 ай бұрын
ኣምላኽ ፍቕርኹም ባሪኹ ቃልኪዳንኩም ይባርኽ።ንፍቕርኹም ዝሰስን ውላድ ይሃብኩም
@Mussie5
@Mussie5 5 ай бұрын
Eta zebelexet seb nayzi zemen ❤❤ migramey wedia srah fetaribyu ❤❤
@axsmawyan
@axsmawyan 5 ай бұрын
ኣሰይይይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ❤እዝን ኣዶ እቲ ታሕጓሰን ኣንቢዑኒ ዝወለደክ ይታሓጎስ ዳኣ
@nardosmatusala7576
@nardosmatusala7576 5 ай бұрын
Beautiful family. She is a beautiful person with a beautiful heart and may God continue to bless your marriage.
@asterestifanos4920
@asterestifanos4920 5 ай бұрын
Filimoni haway mikali habtey Filitiy fitireti Amilak zehareyekiy Amilak nibereketi zitefeterekiy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LunaFitsum-wi5gl
@LunaFitsum-wi5gl 5 ай бұрын
I Love this WEEDING from the bottom of my heart ❤️ 💙 💜 🎉🎉🎉 hji win degime emebrhan texililelkum
@AbrahamDesta-g1g
@AbrahamDesta-g1g 5 ай бұрын
በረኸት ረድኤት ናይ ፈጣሪ ካባኩም ኣይርሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ንግዜ
@ንግዜ 5 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum yehwatey wowwwww 🫶🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kisanetmahari2374
@kisanetmahari2374 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤blxti haftey amlak ybarki amlak kulu kem lbki ygberelki
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 5 ай бұрын
Shkorinatat egziabiher edmen tenan hibu fereytn tsegeytn ygberkum.🎉🎉🎉❤❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 5 ай бұрын
ሚካል ናይዚ ዘመን ብልፅቲ ኢኪታዓዲልኪ ኣነስ ሪእምፅጋብ ሲኢነዮ ውለድ ክበድ🤲🤲🤲ሳብስክራይብእስኪበሉኒ❤🎉
@samriissak1204
@samriissak1204 5 ай бұрын
Asey shikorinatat sneak mesakum yekun edmen tenan yehabkum❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Eritreana1991
@Eritreana1991 5 ай бұрын
Yes ዝበልኽዋ ኮይና ኣብ ዝሓለፍ ቪድዩ ናይ መርዓ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሪ ኢለ ኔረ 🥰🙏 thx ሕጂ ድማ 👍 ሼር በልዎ ።
@angesetmhtsunangesetmhtsun571
@angesetmhtsunangesetmhtsun571 5 ай бұрын
እልልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🙏🙏🙏 ጽቡቃት ከማኺ ይብዝሓ ዝሓብተይ🎉🎈🎉🎈🎉🎈♥️🌹♥️🌹♥️🌹
@ManUnited-ri3tq
@ManUnited-ri3tq 5 ай бұрын
ኣምላክ ዘሃበና Gift ንኩሉ ንወዲ ኣዳም ኣሎና ሞ፡ ብትክክል ዝተጠቀመትሉ ❤ ብልጽቲ ሰብ ክብርቲ ኢካ ካብ (ሊብያ )ፍሬኩም የሬኤና
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 5 ай бұрын
Neaka wen ab delayka yebtsehka ❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 5 ай бұрын
Neaka wn hawey abty kulu hiwetka Egziabher msaka ykun
@paulosmehari
@paulosmehari 5 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤
@Melat11
@Melat11 5 ай бұрын
Rhus gama 🎉🎉🎉yegberlkum amlk haderkum yebark ❤❤❤kemti abebakum yerenia ferakum ❤❤❤🎉🎉🎉
@selamabrham1088
@selamabrham1088 5 ай бұрын
Qalkidankum ybark ezom yhwatey
@gebrehiwetluwam1154
@gebrehiwetluwam1154 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ asey xubukt Edmen tanan yhabekum fetari 🙏♥️❤️🙏🙏🍹🍹
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Ruus gama qal kidan abrham saran ygbrelkum fetari mukratey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 5 ай бұрын
Asey xubukat zimare melaekt yesmealna
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 5 ай бұрын
Elllllll elllllllll ellllllll aseyyy yhewaty edman tenan yehabkum fetari rhus gama Abraham Sara yegebrlkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@azujigina4753
@azujigina4753 5 ай бұрын
Egzabher fereitin xegeitn ygiberkum egiznte mariam teamirawuti tamiratki ariom hugusatin seb xegan kikonu tminitey Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina 🇪🇷❤️🙏🙏🙏 ezen ab dege zelena kulatna tetahina hanti kemizia nay zemena lebam kibirti do mikona
@FevenTedros-t6b
@FevenTedros-t6b 5 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳርን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ፈትሪ ቡሩካት የሕውት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 5 ай бұрын
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tsyoney912
@tsyoney912 5 ай бұрын
Asey xbuqatey ruhus gama ygberelkum❤❤❤❤
@TrhasTadese-z4t
@TrhasTadese-z4t 5 ай бұрын
Kem abirahamin saran yxemirkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adiamkifle5980
@adiamkifle5980 5 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብርሃምን ኣዴና ሳራን ይግበረልኩም ምጭዋት መርዓውቲ 🙏 ኣብዚ ዘመን ዚ ደቀንስትዮ የሕዋትና ልቦና ገዲፈን ኣብ ናይ ዓለም ስሰዕን ሃርገፍገፍን ዝከዳሉ ዘለዋ እዋን : ከምዛ ርህርህቲ ሓፍትና ልቦና ይዓድለን ። መግለጺ ስኢነልኪ ማኩ ፍረ ወላድኩም የርእኩም የርእየና እግዝኣብሄር 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@bielulmesfun868
@bielulmesfun868 5 ай бұрын
Bhagos nebia qal kidan Abrahamn saran ygberelkum❤❤
@mbrakgurja9834
@mbrakgurja9834 5 ай бұрын
Ruhus Gama ygberelkum. Egziabiher Amlak hadarkum ybarkelkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihretadhanom8175
@mihretadhanom8175 5 ай бұрын
The best blessed weeding I ever seen.yohana nmerawti kemwn nweldi🎉ztebarku wlud yhabkum❤
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 5 ай бұрын
ኣሰይይይ እልልልልልልልልልልልል ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣማላድነት ኣዴን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረኸት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@weldemchale
@weldemchale 5 ай бұрын
Brukat eyom nay behaki amlak zebarekom eyom kal kidan abrehamn saran ygberelom ❤🙏🙏🙏
@salamassalama1671
@salamassalama1671 5 ай бұрын
ደስ ክብሉ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ👏♥️♥️♥️♥️
@malinadasapa5816
@malinadasapa5816 5 ай бұрын
ዕልልልልልል፡ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤ ምሉእ ጥዕና ሂቡ ብደቅኹም ማሚቕኩም ዝተባረኸ ሓዳር ንምሉእ ዕድሜኹም ክህበኩም ፈጣሪ ይከኣሎዩ🙏🙏🙏
@tekleweynitesfom4987
@tekleweynitesfom4987 5 ай бұрын
Amlak hadarkum ybark kal kidan abrahmn Sarah ygbererlkum, neza haftu ni flimon Interview tetgebrula kemey tigelya ni soliyan and nayzi meriea antay kemtesemea
@Selamamanuel-v5c
@Selamamanuel-v5c 5 ай бұрын
Congratulations Feliy And Mikley
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 5 ай бұрын
Kubur seb meten nebsu yekbreka. Nay behaki Miku kibrti gual seb hilna❤❤❤
@fhyytt7050
@fhyytt7050 5 ай бұрын
Kal kidankum ybarek from Tigray❤
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 5 ай бұрын
Amlak emun iyu emo ade wedi wey ade gal iki amlak ymesgen❤❤❤❤❤❤.
@sabasabinaokubay1929
@sabasabinaokubay1929 4 ай бұрын
Egzabher edmen tinan yhabki, Abntawit habty Egzabher edmen tinan yhabkum, Nkluom inda wedi inda Galin❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😊😊😊😊🥰🥰🥰🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🌏🌏🌏🌏
@senaitnuguse4174
@senaitnuguse4174 5 ай бұрын
Ruhus Gama ygberelkum nay ezgabihier merawti.ezgabihier amlak wetru ab zryakum ykun mukurat bulutat haftey
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 5 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur Abona
@zt1306
@zt1306 5 ай бұрын
ASEY ADARKUM GOYTA YEBARKELKUM 🙏🏾🙏🏾🇪🇷
@SaraTeklemariam-u6n
@SaraTeklemariam-u6n 5 ай бұрын
Asey Asey EEllllll shikorinatati god bless you🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@asterestifanos4920
@asterestifanos4920 5 ай бұрын
Asey shikorinatati Amilaki Eidimena Tieina yehabikumi
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 5 ай бұрын
Assey Elllllllllllllll hagosekum hagosna kbri namlak ❤🎉
@semhoney414
@semhoney414 5 ай бұрын
She is bless person
@MerhaweMerhawe
@MerhaweMerhawe 5 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሙቅራት የሕዋት❤❤❤
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 5 ай бұрын
Qidus Egzabiher Amlaki ne Abona Abrham Qale kidanu zbareke Qalkidankum Ybarki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን እናተመነኹ፡ ንሎሚ ፍጻሜ ወለዶይ ኣርኣያ ሰባት ዝኾነት ሰብ ብዝብል ዛዕባ መጺኣትኹም ኣላ እሞ ሰዓቡኒ ደቂ ዓበይቲ። ቅድሚ ሒጂ ከምትዝኽርዎ ""ወደየ ሰብ ኩን"" ዝብልን ዛዕባ ከምኡ ድማ ""ምሉእ ሰብ"" ብዝብልን ኣርእስቲ ጽቡቅ ዝኾነ ትዕዝብቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣቅሪባትልኹም ነይራ። ሎሚ ድማ ነቲ ብጽሑፍ ዝራእናዮ ብግብሪ ዝነበረቶ ጓል ሰብ ሒዛትልኹም መጺኣ ኣላ እሞ ደጊማ ሰዓቡኒ ትብለኹም ኣላ። """ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ""" እዚ ምስላ ጥንተ ታሪኹ ደጀዝማች ውበ ሃይለማርያም ንሰሜናዊ ኢትዮጵያ ሰጥ ገጥ ኣቢሎም ኣብ ዝገዝኡሉ ግዜ እምቢ ኣይግዛእን እየ፡ ንዝበሎም ውዑይ ዓተር ብእዝኑ እናእተው የጽምምዎ ከምዝነበሩ እሞ ሽዑ ዝጸመሙ ሰባት ዘመነ ውበ ክብሉ ስለዝነበሩ፡ """ ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ ክብል ከረመ ዝብል ምስላ ተመሰለ"""። እዚ ምስላ'ዚ ኣብ ሎሚ ግዜ ምሒር ዝሰርሕ ዘሎ ይመስል። ግና ነዚ ኩነት እትቅይር ሓንቲ ለባም ሰብ ኣብ ሃገርና ተፈጢራሲ ብግብሪ ክንርእያ ቀኒና ኣለና። እዚ ከኣ ለንቅነ ኣብ ዩቱዩብ(You Tube) ክንዕዘቦ ዝቐነና ኣብነታዊትን ኣርኣያዊትን ጓል ኢና ርኢና። እሱ ከኣ ኣብ ሄኒፓስ ኢንተርተይመንት(HENPAS ENTERTAINMENt) ብጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ዝኽሪ ፍቅሮም ኣብ ዝብል መደብ ኣቶ ፊሊሞን መኮነን ምስ ዘማሪት ሚካል ብርሃነ ብምኽንያት መርዕዖም ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ናይ ሂወቶም ክትኸታተልዋ ፍጻሜ ወለዶይ ትዕድመኹም ኣላ። እንሀለትኹም ኣብዛ ሊንክ(Link)፡, ( kzbin.info/www/bejne/n5eco62Kg9xqmK8si=ae7McpfdDENmKzwH) (kzbin.info/www/bejne/bGioiZduedmgfaMsi=4vQf2KTK4BssTboD) ተዓዘብዎ ተመሃሩሉ። ናብ ትሕዝቶይ ምስ ዝመልሰኹም ጽሑፈይ ክጅምር ከለኹ ብዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ እንድዩ ነገሩ፡ ኣብዚ ወለዶና ግዜ ግዲ ሕማቅ ስማዕ ኮይኑ እተን ኣዋልድ ኣሓትና ነዞም ኣወዳት ንበሃል ኣይ እዚኦም ድኣ ዘይሰምዑ፡ ኣእዱግ እንድዮም፡ ንሓዳር ኣይኾኑን እዮም፡ በቃ ሰብኡት ኣይኾኑን እናበላ ክጸርፋና ከሽኻዕልላ ዘይሰምዕ ሰብ ዳርጋ የለን ምባል ይኸኣል። በጃክን ኣዋልድ ኣሓትና ብልክዕ ሕማቓት ኣወዳት የለውን ማለትና ኣይኾነን ግና ኣሕቢርክን ኣይትጽረፋ ክንደይ ጀጋኑ ሓዳሮም ገጥ ኣቢሎም ዝነብሩ ኣናብስ ዝኾኑ ሰብኡት ከምዘለው ንእግረ መንገደይ ክሕብረኽንን ከዘኻክረኽንን ይፈቱ። ከምኡ ከኣ ንሕና ኣወዳት ነዘን ብሩካት ኣሓትና እዚኤን ኣይረብሓን እየን፡ ንጥቅሚ ጥራሕ እየን ዝቐርባኻ፡ ፍቅሪ ኣይፈልጣን እየን፡ ኣንስቲ ኣይኾናን እየን፡ ንሓዳር ኣይበቅዓን እየን፡ ንብል ከኣ ብዙሓት ኢና እሞ በጃካትኹም ወገናተይ በተን ውሑዳት ኣዋልድ ኣሓትና ነዘን ጽቡቃት ኣሓትና ለኺምኩም ኣይትጽረፍወን ኣይተናሽውወን ክብለኹም ይፈቱ። ሓደ ክልተ ሰባት ሕማቅ ሰለዘጋጠሞም ብእአን ኣይንፍረደን ውቤ ክንብል ኣይንንበር ክብል ይፈቱ። ብምቅጻል እዛ ሎሚ ኣብነታዊት ዝኾነት ጓል እሞ ከኣ ኣብ ወለዶናን ግዜናን ተደንቕ ጓል እባ ንተዓዘባ ወገናተይ። ክንደይ ከም ዘማሪት ሚካል ንፉዓት ሰብ ሰብ ዝጨንዋ ንሰብ ብሰብኣውነቱ ኣፍቂረን ንናብራ ሓዳር ብፍቅሪ ኣማሚቐን ዝኸዳ ከምዘለዋ እስከ ሪእና ተዓዚብና ካብ ኣሉታ ኣተሓሳስባ ወጺና ናብ ኣወንታ ኣተሓሳስባ ክንመጽእ በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ክንምለስ ፍጻሜ ወለዶይ ተተሓሳስበና ኣላ። ብሓቂ ከምቶም ዘመነ ውበ ዝጸመምና ኣይንኹን። ኣሕቢርና ኣይንጽረፈን ክንደይ ብቁዓት ኣዋልድ ከምዘለዋና ዘማሪት ሚልካ ብግብሪ ኣርእያትና ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ንጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ክነመስግኖ ንደሊ፡ ክብሪ ይሃብካ ንብሎ። ብዙሓት ከምዚ ዓትነት ሰባት ሰብ ሓዳር ስለዘለዋ ንከምዚ ዓይነት ኣዋልድ እናምጽአ መምሃሪ መለበሚ ንወለዶና መታን ክኸውን ፍሒሩ ደልዩ ከምጽኣልና ንላበዎ ኣለና። እዛ ጽሕፍቲ ንጋዜጠኛ ፓስታ ትረኽብዎ ክተብጽሑለይ እላቦ። ዘማሪት ሚልካ ንሰብኣያ ፊሊሞን ስንኩል እዩ፡ ጸገም ዘለዎ ሰብ እዩ፡ ካባይ ሓገዝ ጥራሕ እዩ ዝሓትት፡ ከይበለት ብፍቅሪ ጠሚታ ንናብራ ሓዳር ዝበቅዐት ኣብነታዊት ናይ ዘመንና ዋዕሮ ጓል ሰብ፡ ሰብ ሰብ እትጨኑ ሰብ እያ ክብላ ይደሊ። ኣምላክ ፍቅሪ ነዞም ሰብ ሓዳር ሓዳሮም ክባርኽ፡ ዓንቢቦም ክፈርዩ ወሊዶም ክስዕሙ፡ ቃል ኪዳኖም ይባርኸሎም ትብል ፍጻሜ ወለዶይ። ቡኡነት ክብለኩም ኣወዳት ወገናተይ ነዋልድና ኣክቢርና ኣፍቂርና ሓብሒብና ክነንብረን ይግብኣና። ኣዋልድና እዃ ገዛ እንተሃብናየን ቤት ዝቅይራ ኣዋልድና እየን። ኣስቤዛ እንተሃብናየን መግቢ ሰሪሐን ዝቅርባ ኣሓትና እየን። ዘርኢ እንተሃብናየን ንዓና ዝመስል ውሉድ ዝህባ እዃ እየን። ስለዚ ነፍቅረን፡ ንሓብሕበን፡ እሞ ገዛና ምድራዊት ገነት ክቅይራልና ዝኽእላ ፍጡራት እየን። ነተን ውሑዳት ኣብ ጥቅምን ካልእ ዙረትን ዘለዋ ኣሓትና ድማ ንምዓደን ምስማዕ እንተኣብየን ግና ካብ ኣብ ዘየድሊ ሕማቅ ውሳኔ ንምስምዑ ዘፈንፍን ስራሕ ካብ ንኣትው ገዲፍናየን ጻዕዳ ይጽናሕክን ኢልናየን ንኪድ። ንምንታይ ሕማቅ ዝገበረ ባዕሉ እዩ ደሓር ዝፍደ፡ ከምቲ ኣበው ክምስሉ ጉድጓድ ንዃዓቲቱ ከምዝተባህለ ማለት እዩ። ኣዋልድ ኣሓትና ድማ እነሀለትክን ከማክን ጓል ክንሳ ሰብ ሰብ እትጨኑ ዘማሪት ሚልካ ርኢክን ክትመሃራ ኣብ ሓዳርክን እሙናት ኣንስቲ ከም ኣዴታትና ክትኾና ሓደራ እናበለት ሓሳባ በዚ ትዛዝም ፍጻሜ ወለዶይ። ኣብ ካልእ ግዜ ብካልእ ኣርእስቲ ክሳብ ንራኸብ ብሩኽ ምሸት እናበለት ፍጻሜ ወለዶይ ትፍለየኩም ኣላ ወደሓንኩም!!!። ዝኾነ ርእይቶ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብ ሳንዱቅ ርእይቶ( Comment) ቦታ ግደፉልና ሰሰናዩ ንተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ። By Danay (Figo) Rhus gama ygberelkum mikal araya nayzi zemen eki ዓንቢብኩም ፍረዩ ወሊድኩም ሰዓሙ
@eyob-h1r
@eyob-h1r 5 ай бұрын
አቲ ለባም መርዓት ፈልጥኪላ አሎኺ ዓሰብ ከይዱ ትግራይ ከይዱ ባዲመ ከይዱ ተገፍፉ የለ ፍቃድ ከልኦሞ የለ አምላኽ ጽቡቅ አማኽሪኪ አሎ ተባረኺ
@GebrihiwetHabte
@GebrihiwetHabte 5 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብቀዳምነት ኣነ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ግን ንሚካል ናትኪ ዩቱብ አንተ ትኸፍቲ አሞ ነቶም ናይ ምዝራብን ምስማዕን ጸገም ዘለዎም ሕብረተሰብና ናብ ማስሜድያ አንተ ተቅርብዩም ምስ ሕብረተሰብ ምተላለይ ሕብረተሰብ ካኣ ዝኾነ ምሓገዞም ። ፓስታ ካኣ ኣጆኻ በርትዕ የቀንየለይ።
@tseadeyweldekidan3264
@tseadeyweldekidan3264 5 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልኣሰይ ደስ ክብልካ ቃልኪዳን ኣብሪሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡክም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@YordanosGhebrezgabhier
@YordanosGhebrezgabhier 5 ай бұрын
Antum xbukat frekum yeryena🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@sarasari2661
@sarasari2661 5 ай бұрын
ንመጀመርታ ጊዜ ኩሉ ሓቢሩሉ ዝወዓለ ጋማ ከመይ ኮን ቅዱሳት እዮም ❤❤❤
@MicalYonas-el6fy
@MicalYonas-el6fy 5 ай бұрын
Ellllllll kendey des kebl u zi haymanotna temsgen amlk ortodoxs tewado gera zeftrkani Egziabher amlk temsgn berukat merawti amlk bet abrhan saran yegbrelkum ❤❤❤❤❤❤❤
@MeraDani
@MeraDani 5 ай бұрын
ኣሰይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤
@saraemmbaye5393
@saraemmbaye5393 5 ай бұрын
Wowwww Nice Assey Assey deki eriy shikorinatat fantastiskt 💯🥰🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🌹💕❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 5 ай бұрын
አሰይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@Tsrhalbsu
@Tsrhalbsu 5 ай бұрын
Amlak kalkidankum ybark❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪️⛪️⛪️❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥 berket nay ime brhan msakum ykun🙏🏽❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@freitahagos1591
@freitahagos1591 5 ай бұрын
Ruhus gama ygberelkum kal kidankum ybark.
@ftsumandemariam6082
@ftsumandemariam6082 5 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweyniasfahale2269
@freweyniasfahale2269 5 ай бұрын
Meglexi endu zeybley nezom merau bflay nmiku amlak ymesgen nzi zerayekum kemua ka msgana ndngl mariya ❤❤❤
@semhoney414
@semhoney414 5 ай бұрын
She is bless person❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 5 ай бұрын
Asey asey asey ❤❤❤❤❤❤❤
@shamszegay9082
@shamszegay9082 5 ай бұрын
Btaomi des ktblu odmen tonan yhabkum Amlak Rhus gama ygberlkum kemti n Abraham saran zbareke Amlak ybarkum wladkum yereyena ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@rahwi-dr2ok
@rahwi-dr2ok 5 ай бұрын
Kemzia nski n Mama wdase qalat yebley nae zgelx zbelkyo ane kae qalat yebleyn naeki kgelex amlak hadarkum ybark kemti neta geza brhan zzerakla hadarkum brhan ykunelki❤❤❤
@ከምከመይዲና
@ከምከመይዲና 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብለካ ዓግቢና ተመስገን ፈጣሪ
@yirgalmsolomun7587
@yirgalmsolomun7587 5 ай бұрын
Ellllllllll Ellllllllll nay.abrhamn saran kal kidan yegberlkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@TrhasYakob
@TrhasYakob 5 ай бұрын
Aseyyyyyy mekratey kali kidan abrham sara ygberlkuem
@ElimSolomon-p3i
@ElimSolomon-p3i 5 ай бұрын
ር ሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደስ ይብል በጠእሚ ❤❤❤🎉🎉🎉
@weldemchale
@weldemchale 5 ай бұрын
Eske kuluna hzbe kristian mikal, nebsna kem nftsh tmhrena ala nhna ke entay ena bdwna zsenkelna 🙏🙏🙏
@LibanosAraya-yv9pg
@LibanosAraya-yv9pg 5 ай бұрын
Edman tenan yehbkum ftarey bemelthu egrka tekdlu geze yekunlika hawey
@akberetandemichael7961
@akberetandemichael7961 5 ай бұрын
Kalkidan Abrhamn Saran ygberelkum Amlak
@salitmahret
@salitmahret 5 ай бұрын
EgziABHier mul eu hiwetkum yebark, em brhan maskum tkun.
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 24 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 32 МЛН
Thank you Santa
00:13
Nadir Show
Рет қаралды 59 МЛН
The Wedding of Eyasu and Fiyori October 6-7, 2023
19:08
Esaw Beraki
Рет қаралды 153 М.
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 24 МЛН