KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
New Eritrean Video 2025 ምብጻሕ ናብ ስድራቤት ገዲም ስነ ጥበበኛ ነፍስሄር ሰለሙን የውሃንስ (ባርያ) SELEMUN (BARYA)
42:47
New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 2ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 2
1:58:02
Этот бой - Самое большое РАЗОЧАРОВАНИЕ за всю КАРЬЕРУ БУАКАВА!
01:00
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
00:42
ВОТ ПОЧЕМУ Япония живет в будущем 🤫 Утилизация масла #япония #токио #путешествия #shorts
00:59
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
00:10
New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 1ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 1
Рет қаралды 85,855
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 108 М.
HENPAS ENTERTAINMENT
Күн бұрын
Пікірлер: 611
@tsegino5553
6 ай бұрын
እዚ ምስ መርዓ ቃና ዘገሊላ ጥራይ እዩ ክስራዕ ዝከኣል ተመስገን ኣምላኽ ኣካል ዚ ሕብረተሰብ ዚ ዝኾንኩ 🙏🏻❤️
@elsatesfay6014
6 ай бұрын
❤ bHaki des zbel mgltse zeyrebo u EGZIABHER YEMSGHEN .
@asmeretmeharena9563
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegino5553
6 ай бұрын
ኣሰይ እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ምስ ወዳ ደው ዝበለትሉ ኪዳን እንተ ኣሎ ኣብዚ ❤️ ዘመን እነሄለ እዚ ናይ ዘመና ብልጽቲ ጓል ሄዋን ❤️🙏🏻❤️🙏🏻
@zem1988
6 ай бұрын
ብዙሕ ግዜ ንኣምላክ ኣብ መርዓ መዓልተይ ከምዛ ናይ ፊሊሞን ሓወይ ፣ ሰለይ ክብል ይልምን ነይረ ግን ፍቃዱ ኣይኮነን ፣ ኣብ ውልቼል ኮፍ ኢለ ተመርዕየ ተመስገን፣ ርሑስ ጋማ
@biriktihaile5499
6 ай бұрын
ኩሉ ናይ ኣምላኽ እዩ ጥዕና ጥራሕ
@eteridt4194
6 ай бұрын
ነዚ ቅዱስ ሓዳር እግዚኣብሔር ዕጽፊ ድርብ ጌሩ ይባርኸሎም፡ ፈረይቲ ጸገይቲ ይግበሮም። ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ኩሎም ቅዱሳን ብጸሎቶም ይደግፍዎም።
@zaidsimon9363
6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾❤🎉
@tsegayafeworki9521
6 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏
@sarateclab1936
6 ай бұрын
እሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@rahwamengisteab7753
6 ай бұрын
ናይ ዘመና ለባም ሰብ መስተዋዓሊት ናይ ርሑቅ ነባሪ ሂወት ጠማቲት እንካዕ እዚ ብገንዘብ ዘይትመን ጸጋ ኣብቅዓኪ
@sammygebre8177
6 ай бұрын
እታ ናይ ባሓቂ ጎይታ ንኣዳም ጎደሉኡ ክትመልእ ዘፈጠራ ሄዋን "ሶልያና" ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@YoditTesfu-gm3ix
6 ай бұрын
Ane kem lomi thagise Yfeleten eye like kemzi kemay please ❤
@makerma3853
5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኮም🎉🎉🎉❤❤❤ናይ ኣባና ኣብርሃም ሳራን ፍቅሪ ይግበረልኩም
@zeweldihaile2718
6 ай бұрын
ሕጂ ግርም ጽቡቕ ገበርካ ሄኖካ እዞም ብሩኻት ናይ ፍቕሪ ኣርኣያ ዝኾኑ መዓትን መርዓውን ብምቕራብካ፡፡ ፍረ ብርኮም ክርእዩ ኣምላኽ ይሓግዞም፡፡❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
@jeruhailemicael471
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤god bless 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tsegino5553
6 ай бұрын
ሄኖክ ሓወይ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል እዩ ግን ንእሽቶ ስኽፍታ ኣለኒ ብናቶም ቻነል ጌርካ እንተ ትሰርሓሎም ኣታዊ ሓገዝ መታን ክኾኖም ንምባል እየ ምስ ናይ ልባዊ ኣኽብሮት እየ ኣይትቀየመኒ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@hegawi7
6 ай бұрын
Xebuk hasab natom Chanel kewxeu alowom maltawi hiwetom neti seb kemher sle zkel.
@Eritreana1991
6 ай бұрын
ብዙሕ ሳብስክራይበር ዘለዎ ቻነል ይሓይሽ፡ ብዙሕ ቪው ይረክብ፡ እቲ ክፍሊት ግን ናይ ግድን ክኽፈሎም እዩ ። ናይ ነጻ ዝብሃል ይለን
@hegawi7
6 ай бұрын
@@Eritreana1991 kexali kekonlom . Kabom nesheu eyu .
@Eritreana1991
6 ай бұрын
@@hegawi7 እወ ንሱ ትክክል ኣለኺ ግን እንታይ ዓይነት ቪዲዩ ኽሰሪሕ ይኽእሉ ንቀጻሊ
@BlesssedDay
6 ай бұрын
ናይ ሰብ ናይ መርዓ ቭድዬ ክትስርግሒ እንከለካ ብስሚምዕ ምስቶም ሰብ ጉዳይ ኢካ ትገብሮ ስለዚ ኣታዊ ናይዚ ቭድዬ 100% ናብቶም መርዓትን መርዓዉን።ንኣብነት ናይ ፈቨን ሳህለ ናይ ኤረና ኣፎርቕን ካልኦትን መርዓት ተዘርጊሑ ኔሩ እዩ ስለዚ ብስሚሚዕ ተዋዓዒልካ ኢካ ትግብሮ ናይዚኦም ይሕዋትና ግን ምሉእ ኣታዊ ናብኡ ምኾኑ ርግጽ እየ
@sinatekle7846
6 ай бұрын
ኩሉ ኢኺ ሚኩ ብሰማይ ቅድስቲ ብምድሪ ጅግና ሐበን ኤርትራና ጥራሕ ዘይኪንኪ ሐበን እዛ መሬት።ክላበወኪ ግን ከምቶም ብጹዓን አቦታትናን አዴታትናን ጸሎት ግበርልና ገጽኩም ክንርኢ መብጽዓ ትኹነኒ ካብዘለኹዎ ስደተይ ገጽኩም ከይርአኹ ከይምለስ ።አሜን።
@senaitsenait5666
6 ай бұрын
አሰይ ተመሰገን ፈጣሪ እዚኦም ማዓልቲ መርዓኦም አምላክ ከም አቦና አብርሃምን ሳራን ቃልኪዳን ይግበረሎም ከምእውን ወላዶም የርእየና ፈጣሪ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@kidanegebre5369
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣቢሀር ዝሕጎሰሉ ኪዳን እዩ ሞ ዕድሜአኹም ምሉእ ብሓጎስ ንበርዎ።
@yirgalmsolomun7587
6 ай бұрын
ኢንቃኤ ተሃጎስኩም ወለድቲ ኣደ ከኣ ናይዚ ኩሉ ኣመታት ጻኢርክን ድካምክን ኢንቃኢ ጸማኪ ረከብኪ ኢንቃኢ አልልልል ገበረልኪ ብታኢሚ ሃጎስይ ወሰን የብሉን ፍልሞን ኢንቃኢ ሃጎሰካ ሃወይ ናተይ🌷🌷🌷🌷🌷
@Eritreana1991
6 ай бұрын
Yes ዝበልኽዋ ኮይና ኣብ ዝሓለፍ ቪድዩ ናይ መርዓ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሪ ኢለ ኔረ 🥰🙏 thx ሕጂ ድማ 👍 ሼር በልዎ ።
@sabazeromtesfai7502
6 ай бұрын
ሰላም ንኣኹም ብሩኻተይ ደስ ዝብል መርዓ ብጣዕሚ ተደኒቀን ተሓጊሰ ብሩኻተይ ኣምላኽ ይባርኹም ሓዳርኹም ይባረኽ❤👍❤️🙏🥰🌹💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆😁💯🎁🎁🎁💕💕💕💕💕🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@MhretYohans
6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️ኣምላኽ ሰማይ ከምቲ እምነትኪ ይግበርልኪ ፍቕርቲ ሓብትና ንዓና እሞ ዓባይ ኣርኣያ ኢኺ ኮይንክና ፊሊ ሓወይ ከኣ እንቃዕ ኣምላኽ ኣላይትን ሓብሓብትን ሃብካ ናይ በሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ውላድኩም የርእየና ኣምላኽ love you both thanks God ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bilenhaile2690
6 ай бұрын
ኣርኣያ ናይ ብዙሓት ሰባት ኢኪ selam amkak wetru abzuryakum ykun ❤❤
@ስብዩመክስብ
6 ай бұрын
ተክሊ ወይኒ ኩኒ ብርክተይ ❤
@eri-dairyeritrea1377
6 ай бұрын
ኣኻእሎ ይሃብኪ ጽብቕተይ፡ ከም እምነትኪ ኩሉ ከምትረኽቢ ድማ ኣይጠራጠርን። ኩሉ ሓሳብኩም የስምረልኩም ፈጣሪ።❤❤❤❤❤❤❤
@semharsemhar-b9m
6 ай бұрын
ናይ ኣሕዉትካ ከማካ ብርክቲ ሰበይቲ ሰብኣይ ክፈጥረሉ ክፈጥረለን ኣምላ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ዝሳኣና የለን ምኩ ብልጽቲ መርኣያ ጎል ኣንሰይቲ ከምቲ ዝበልክዮ ኣምላክ ሓሳብኪ ይፈጽመልኪ❤❤❤❤
@Erimorning
6 ай бұрын
ኣብዚ በዓል German ነዚ ወዲ ኣዚ ዝከውን ሕክምና ኣይርከብን፡ ኤርትራዊ ኣብ ሃደ ለይቲ ኣሕኪምዎ ምሃደረ ፈጣሪ ከኣ ምተሓወሶ❤
@millionghirmai8045
6 ай бұрын
ሄኖክ ብሓቂ ንፉዕ ናይዞም የሕዋትና መርዓ ሼር ብምባልካ ጽቡቅ ሓሳብ ርሑስ ጋማ መርዓትን መርዓውን።
@askkilkasa3770
6 ай бұрын
እዋይ እዛ ኣደ ክትሕጎስ ምስ ረኣክዋ ምካኣል ሲኢነ❤❤❤
@Selam.Asmara
6 ай бұрын
Me too😍
@tiamirkidane7715
6 ай бұрын
ኣነ ካኣ እቶም ኣቦ ኣእዳዎም ንላዕሊ ዘርጊሖም ተመስገን ክብሉ ከለዉ ምኽኣል ስኢነ ዝገርም ኢዩ
@temesgenamlakey5474
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤😭😭❤❤❤❤
@fityohannes7573
6 ай бұрын
Ane kea eta merat mestom Abo kola mese nabat Mesa neba. Egzabher Amlke melo tena zelwo wlod yhkfom: Edman tenan yhabome🙏
@YohanaBeyene
6 ай бұрын
Amen amen amen 🙌 🙏 @@tiamirkidane7715
@fasikamesfun7232
6 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ውለዱ ክበዱ ኪዳነምህረት ኣደይ ደገፍትኹም ጠወርትኹም ፍረ ሻሕሕሕ ኣቢላ ኣእላፍፍፍፍፍፍ ትግበርኩም ናይ ብሓቂ ጻዕዳ ልቦም ጽምዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Selam-j4z
6 ай бұрын
ኣብዛ ጥልመት ዝመልዓ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ሕብረተሰብና ገኒኑ ዞሎ ካል ኪዳን ሚሒለን መጽሓፍ ቁዱስ ካብቲ ከርፋሕ መነባብርኤን ኣፍሪቃ ን ኢሮባ ምስ ኣእተውወን ዝጠልምኦም ሪካስ ን ዓኪ ሪኤስ ናይ ብሓቂ ገርምኒ ኣምላክ ውሉድኩም የሬና ፅቡቁ ክኣ ይሃብኩም❤❤
@simi118
6 ай бұрын
እቲ ጥልመት ብክልቲኡ ጸወታ እዩ ዝርኤ ደሓር ከኣ እቲ ወዲ ከም ፊሊ ብፍቅርን ስንሰርዓትን ዝዓበዬን ዘይዓበዮን ድዮም ኢልካ መሕታት የድልይ እዩ ንተን አዋልድ ጥራይ አይንዉቀስ
@Selam-j4z
6 ай бұрын
@@simi118 ብክልቲኡ ክከውን ይክእል ኢይ ግን 99ሚኢታዊት ኣዋልድ ኢየን!እንተ ቲ ከምናይ ፊሊ ብ ፍቅሪ ዝዓበዩ ድዮም ዝበልካዮ/ዮ ብፍቅር ስነስርዓትን ዝዕእበይ ኢይዕም ኸምኡ ዠጋጥሞም ዞሎ ን ብለኪ ።
@simi118
6 ай бұрын
@@Selam-j4z ብምንታይ መጽናዕቲ ደኣ ወደይ ረኪብካዮ እዚ ቁጽሪ 🤦♀️
@simi118
6 ай бұрын
@@Selam-j4zጠንቂ እንታይ እዩ ምፍላጥ ከድል እዩ እዚ ጋል ተጸቂታ ትንበር ዝብል አብዚ ምዕቡል ዘመን አይክሰርሕን እዩ ብፍላይ አብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ተኮይኖም
@Selam-j4z
6 ай бұрын
@@simi118 መጽናዕቲ ድኣ ኣየኔይቲ ጋል ኢያ እሞ ካብ ኣፍሪቃ ኣምጺኣ ጠሊምኒ ኢላ ኣብ ሽሻል ሜድያ ዝወጸት ተላ ክኣ ኣይከም ኣወዳትን ኢልናኪ ኮ ።እንተቲ ተጸቂትጣ ኣይትከይድን ኢያ ዝበልክዮ ክኣ እቲ ጽሑፍ ኣንብንዮሞ ተጸቂጣ ቲኪድ ዝበለ የለን ከየንበብኪ ብሃውሪ ኮመንት ኣይትጽሓፋ ነብስኪ ግንብንብ ተይልኪ ክኣ ካብተን ፋራታት ዝጠለማ ቶኮይንኪ ክኣ ሸይንኪ ደቅሲ so I don’t have time talk to you I’m busy .ህበይ🐒🐒!!
@Natsnet575
6 ай бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ንስኺ ንሓማትኪ መግለጺ ስኢንክላ ኣነ ውን ንዓኺ ክገልጸኪ ኣይክእልን የ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ሰብ ዝብሃል ተሳኢንኡ ከም ዳይናሶር ጸኒቱ ነንሕድሕዱ ብጥቕምን ረብሓን ምስ ስድራቤቱ ክካሰስ ክቃተል ትርእየሉ ጊዜ ሓንቲ ሰብ ተረኺብኪ በቃ ሰብ ካልእ መግለጺ ኣይረኽበልክን እየ። እግዚብሄር ይባርኽኪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ
@Tomasmuhur2016
6 ай бұрын
ሄኖግ ሓወይ የቀንየልና ምክንያቱ ቅዱስ ቅንኢ ካብ ሚካል ዝቀንእ እንተተረክበ❤❤❤ ዉላዶም ድማ የርእየና
@tsegayafeworki9521
6 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🙏
@tsegayafeworki9521
6 ай бұрын
Gin lokmax bezihu
@tsegayafeworki9521
6 ай бұрын
Henok nibaelu hji kilkumx yojimr alo ember ab mejemeriya xibuk neru bitaemi kea mikal filyti bi e/gher eya edmen tienan hibu fire birkom yesiemom fetari amen 🙏❤️♥️
@sabatesfu1653
6 ай бұрын
ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ልዑለል ኣምላኽ ዘደንቕ መርዓ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ማርያመይመዝሙረይ
6 ай бұрын
_ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልል ሓደርኩም ይባርክ ርሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃላት ሰእነልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ እመቤቴ ማርያም ሓዳርኩም ትባርከልኩም ቅዱሰ ውልድ ትሃብኩም ወልድኩም የርእየና 💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞_
@freyhayleab3281
6 ай бұрын
ንኣቦኺ መግለጺ ሲነሎም ኣቦይ መዓረይ ዕድመ ይሃቦም ፈጣሪ ❤❤❤ ትኽክለኛ እምነት ኣባኺ ርኤዮ ሚኩ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን ኣሰይ እልልልልልልልል ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ❤ምሕረይ ናይ እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸሎት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@Kedena-89
6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኩሉ ግዜ ስርሑ ምሉእ እዩ። ዝጎደልካ ኣብ ዝመሰለካ ግዜ ኣብ ሰዓቱ ደበኽ ይብል እሞ ንኹሉ ምሉእ ይገብሮ።ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ሚካል እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኽኪ፡ብርኽቲ ፍጥረት፡ን እግዚኣብሄር ተስምር ኣምላኽ ኩሉ ድሊትኪ ይስምረልኪ። ንስኺ ኣርኣያ ንኹሉ ዓለም ኢኺ ብርኽቲ❤❤❤❤❤❤
@AlayGere
6 ай бұрын
ካብ ክብር ህዝብን ቅድስቲ ሃገርን ክብር ውላድ እዩ ዝርከብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም ክብርቲ ኤርትራዊት ኣደ ከይገልጸኪ መግለጺ ንዓኺ ዝኸውን ቃላት የለን ጓል ክብራት ህብረተሰብ ኤርትራ እንዲኺ ምሉእ ዘመንኪ ተሓጎሲ የ ዝብለኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿❤️❤️❤️❤️❤️🍀❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@samerh-ho4py
6 ай бұрын
ስራሕ ኣምላክ ድንቂ እዩ ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ርሑስ ጋማ ዞም እሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hah-zd9fm
6 ай бұрын
ኣሰይይይይ ኣደ አምላኽ ትባርኹም❤❤❤❤
@abibereket6848
6 ай бұрын
ኢልልልልልልልልልል ሚካል ብርኽቲ ፍጥረት ጻዕዳ ይኹን ናብራኺ ውላድኩም የር ኢና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letebrhantesfamariam2125
6 ай бұрын
ኣቤትትትት ትዕድልቲ እግዚኣብሄር ክፈትወኩም ❤❤❤ አመቤተይ ኩሉ ጊዜ ምሳኹም ትኹን❤❤❤❤❤
@semharsemhar-b9m
6 ай бұрын
ዋዉ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ከም ኣብርሃምን ሳራነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Malkateklu
6 ай бұрын
እግዝኣብሔር ቃልኪዳንኩም ይባር ከምቲ ኣበባኩም የርአና ፈሪኩም::
@Wedi641Wele-i3f
6 ай бұрын
ከም ኣቦና ኣብርሃምን ከም ኣዴና ሳራን መባልይቲ ይገብርኩም ወላድኩም የርእየና ድንግል ማርያም ኣብዝርያኹም ትኹን።
@fityohannes7573
6 ай бұрын
Aseyyyy dess bhalty egzabher Hadrkom ybarko. Ezome merawty hagez entngbrlom Kenday dess mebalna yhwaty .mewxi hadrome mknom hadrka Abe geza nhagzom.
@ManUnited-ri3tq
6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ፡ ከምቲ ኣበባኩም የሬና ፍሬኩም ፡ ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ❤❤❤🎉🎉🎉
@EdugereGere
6 ай бұрын
Aseyyyyyyyyy elllllllllllllllllllllllllllllĺlllllll hagosiy wasin yblon daki eray sekor 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yemanegebregziabher8881
6 ай бұрын
ቃልኪዳንኩም ይባርኸልኩም ይቀድሰልኩም ሚካል ሓፍትና ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝለመንካዮ ዘይከልእ ዝሃብካዮ ዘያጥፍእ ኣምላኽ ኢዩሞ ከም ልብኺ ይሃብኪ
@thishomtesfamichael6651
6 ай бұрын
Amlak edmen tenan yehabkum qal kidan Abraham sarn yegbaralkum kubrat yahwatey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@DanielMihreteab
6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝሃነጾ መርዓን ሓዳርን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም።
@selamtuquabo-girmazion3068
6 ай бұрын
ከመይ ተዓዊቱሎም ብከቦሮን ጸናጽል መዝሙር ዝተመርዓዉ ፈረይትን ጸገይትን ይግበረኩም ፈጣሪ ከም አብርሃምን ሳራን ይግበለልኩም ❤❤❤
@weldinoweldat906
6 ай бұрын
Asey hzbey halal ezom araya hzbna hadarom ybarkelom hega ka thank you so much kemzi gerka mkrabka ❤
@danielkidane1734
6 ай бұрын
ኣምላኽ ሓዳሮም ይባርኸሎም።ናይ በሓቂ ብርኽቲ ልቦና ዝመልኣ ጓል ሔዋን። ኣምላኽ ድሌቶም የስምረሎም።
@ከምከመይዲና
6 ай бұрын
ኣስይ 💪 ተመስገን ፈጣሪ ደስ ኢልና ቀናኤ ሕጂስ ከማኽ ይፍጠረለይ ሰበይቲ ❤❤❤❤❤❤
@eritriaeritria7010
6 ай бұрын
እልልልልልል ቃል ኪዳን ቅዱሳን ዝባረኸ ቅዱስ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ❤
@yoditsahle2046
6 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ዉላድኩም የርእየና ሙቁራት ደቂ ኤረይ ፍቅሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selinateklesion9398
6 ай бұрын
Abzi Beit ezi yewg aleku YESUS CHRSTOS GOYTA EYU HADARKUM WLDKUM YBARK IN JESUS NAME AMEN
@MarySolomon-jl6mm
6 ай бұрын
Kab kulu zekirb midbat eti zeblex medm miharitn nay ezom mikurat mixamdi❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abiyeYouTube
6 ай бұрын
ሓጎሰይይይ ወሰን የብሉን ፍረዩ ፅገዩ ክቡራት መርዑ ወለዶም ድማ እንካዕ ብርሃን ረአኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@manggo7353
6 ай бұрын
Nay biheki lebam Seb,ezgabiher kem abrhamin Saran fereytin tsegeytin yigberkum ❤❤🌹🙏
@ናትናሰላም
6 ай бұрын
Aseyyyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll zmare melakti yesmealna amlak kalkidankum yexneayo
@medhaneanday2253
6 ай бұрын
ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ኣምላክ ይባርኽኩም መባልይትን መናብርትን ይግበርኩም ፍረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ብሩኻት ❤
@senaytande
6 ай бұрын
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል መግለጺ ዘይብሉ ፍቅሪ ብግብሪ ርኢና ደስ ዘብል ነዚ ገዛ ብርሃኑ እትውልዕ ጓል ሄዋን መጽያቶ ክሳብ መፈጸምታ የጽንዕኩም
@asterkahasay1566
6 ай бұрын
I’m so happy for all them, may God bless your unions🤲🏽🤲🏽🤲🏽🙏🏽🎊🎉🎊congratulations I’m so happy for the mother
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
6 ай бұрын
በሓቂ ደስ ዝብል ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ኣምላከ ቅዱሳን ሓዳርኩም ይባርኽ ክብርቲ ዓባይ ሰብ ድማ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ፡ *ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሔር ኢያ*❤🎉😊
@LuwamEyasu-j1z
6 ай бұрын
Wowwwwww neza gal mis sdra endie meglexi yebleyn Amlak hadarkum bwlad yesenyo
@EyasuTsegay-v1v
6 ай бұрын
ተባረኪ ማዓረይ ኣምላኽ ኣብጎንኹም የኹን❤❤💋
@BlesssedDay
6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን ከማኹም ዓይነት ብሉጻት ሰባት ኣብዛ ጠላም ዓለም ምፍጣሩ
@semiramichael8644
6 ай бұрын
Asey rhus gama Adey Maryam wladkum tehqufkum🙏🏽🙏🏽🙏🏽 true love tdneq merat. Abzi zemen kemaki teuy lbi zelewen ybzehalna.
@alemwerku5778
6 ай бұрын
Kal kidan abrahamn saran zbareke Kal kidankum ybark 🙏🙏🙏🙏 medhanealem aboy nezom sdra xegemom rieka ayni brkom dew keteblolom ylmneka aleku 😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wintahadish7387
6 ай бұрын
I am proud for you maku hafitey hadarikum ybarikelikum
@ZiduGalkeshi
6 ай бұрын
ቃልኪዳንኩም ይባርክ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ግዕዘኩም ምሳኩም ይኩን ምስታ ርህርህቲ ዋላዲቱ❤❤❤❤
@KisunTeklemikael
6 ай бұрын
Abzi zemen ita zibelexet hewan wuladkum yehkufkum❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tssss-kd4uw
6 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ይባልኽኩም
@rutagebreslase1862
6 ай бұрын
Kidankum ybarek burkatey
@SegenTesfay-o1z
6 ай бұрын
Egziabiher hadarkum ybarko ❤❤❤fili,miku
@jhon.n.paulos
5 ай бұрын
Fili Hawey zemenkum ybrek ..Ye senay gize ykunelkum kedawina ygbero.....Ruhus Ruhus gama
@MeraDani
6 ай бұрын
ኣሰይ እልልልልል እምብርሃን ምስ ወዳ ተጽልለልኩም❤❤❤❤❤❤
@MebrihitYemane
6 ай бұрын
Amen amen amen
@MakEri-gp6yp
6 ай бұрын
Wow!!! Ezia dhri fqri amlak ktsrea tkel eya, eza merea lbtatn emnetn tray tewasiben trekrkbn, bzey qdme kunet. Qal kidan abrhamn Saran
@sarasari2661
6 ай бұрын
Ufff 1:16:43 zelo geze aykealkun abon galen endi beqa i miss ma dad she is her dads girl i love her so much wish them all the best in their life.❤❤❤
@Bahti.ባሕቲ
6 ай бұрын
Msh haftkum eye 🥹🥹Kem nay Beal fili miku መርዓ kgebr ba ሳብስክራይብ gberuley bejjakum❤️😘😘😘😘😘
@fevenberhane3395
6 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@ametezghiteklsenbet3274
6 ай бұрын
ንገብረልክን ፈረቓን❤❤❤
@YoditTesfu-gm3ix
6 ай бұрын
Eshi zyaday
@Selam.Asmara
6 ай бұрын
Subito!❤
@Bahti.ባሕቲ
6 ай бұрын
Yeqenyeley ahwatey 😘❤️❤️
@SelamRezene-y2q
6 ай бұрын
Temesgen amlak ezi Ane meglexi yebleyn beka kebidni naza blxti haftey amlak hasab lbki yesmrki nski nay zemena memhr eki ❤️🩹❤️🩹❤️🩹🙏🙏🙏👑👑
@Eruna1993
6 ай бұрын
ኣምላኽ ኪዳንኩም ኪዳን ኣቦና ኣብራሃምን ዎ ኣዴናን ሳራን ይግበረልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ 🙏🏼👑👌🏼 ውላድኩም የርእየና 🌸🌸
@SuzannaabrhamTekie
6 ай бұрын
Miku jgana halena zeleki araya deki anstiyo amlak mskam ykun nfili hawnaka Ka amlak mjret yawerdelu❤❤❤
@kasay67
6 ай бұрын
ኪዳንኩም ባሪኹ ቃል ኪዳንኩም የጽንዓዮ።
@AsmeretHabtom
6 ай бұрын
Egziebher amlak hadarkum ybark b tsegan berket yenbrkum eti naza brkiti ftret zhabeka fetari kbri msgana ykun hagosn selam fkirin zmelo nabra yabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amankfle613
6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤
@GalKeshi-dq8rd
5 ай бұрын
Aseyyyyy elllllll ruhus gama fereytn xegeytin ygberkum fili & mikun Edmen tenan yhabeley fetari Hgus ktblu nberu buluxatey elllllllllllllllll🤴👸🌹🫶💖♥️✨️💋🇪🇷💓😘
@godisgood7456
6 ай бұрын
Kal kidan abhramn saran yegberlkum wuldikum yeryena ❤tebarku Leli kulu ka ade filmon enouqe nezi arayeki
@sabaseleba1446
6 ай бұрын
Ellllllllllllll❤❤❤ኣይረኣኩን ከማኪ ዝበለት ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ❤❤ጓል ሄዋን ንሓጎስ ትፈጥርዮ ❤❤❤❤ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፊሊ ሓወይ ከኣ እንኳአ ፍረ ትዕግስትካ ካብ ኣምላክ ሂያብ ዝተዋህብካያ መጣዕይካ ይግበረክላ ቡሩክ ወዲ ኣምላክ❤❤❤❤
@danuhagos6163
6 ай бұрын
Aseyyy elllllllll amlak ymesgen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘♥️♥️♥️♥️😘💯💯fereyeten tsegeyeten yegeberekum nay temeqet koleakum ka kemzi kenerie yebeqana fetarie 🙏
@Lovelysosu
6 ай бұрын
Pls lewahat kem mikal kea nezen ahwatu teawetulen kab miku temahirkum.....hope to see their marriage soon...lets make it viral for some people may be they will learn from her...
@EriTesfu
6 ай бұрын
ብርክቲ ዝኮነት መርዓት ድንግል ሓዳርኪ ትባርክ ካላይ መርዓ ቬሎ ጌራ ክንርያ ይምነይ ይግባ ኢዩ ጋል ኮይና ቬሎ ምግባር ትምነዮ ኢዩ ዋላ ንስእሊ ህዋቱ ክሽኩራ ከም ሓውኩም የማስልኩም ብፍላይ እትያ አባይ❤❤❤❤❤
@ኩሉሓላፊ
6 ай бұрын
ትምንዮ ኢልካ የትደምድሞ ሓወይ/ወይ ሓፍተይ ማእገርካ ጥራሕካ ሰለ ዘርእየካ ምስ ሃይማኖትናን ባህልናን ዝገልፅ ኣይኮነይ በናይ ወለዳ ዝተለመደ ምግባር ልዕሊ ማንም ምዕርግቲ ኮይናላ ሰለዚ ታይ ልምባልየ ኩለና ንደሊ ማለትስ የኮነን
@MuluGebremichael-b8o
6 ай бұрын
እም ኣነሲሲሲሲሲሲ በቃ ተሕጓሰይ ልዕሊ ዓቀን እንድዩ ኮይኑኒ ዘሎ ግን ሄኒየ ሓዳራ ዝብለካ ኣምላክ ናብ ዉላድ ኣብቂዑዎም በቃ ቪድዮ እየ ክፅበ ካብ ሕልናይ ኣይፍለዩን እዮም እዚኦም ካብኡ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል
@BirhanAbraha
6 ай бұрын
ዋላኣነ ወሊዶም ኣብ ፅቡቅ ናብራ ኮይኖም ክሪኦም ታሃንጥየ🤲🤲🤲
@GhideyShishay
6 ай бұрын
Embrhan mise weda kulu xtbukie gebrto Egzabher yemsgn 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@andebrhanteklemariam9739
6 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉 ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይኹነልኩም❤ ውላድኩም የርእየና ብሩኻተይ።
@zebibweldehans8795
6 ай бұрын
Kibri ni Amlak Egziabher yikhun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HanaTesfayTekle-cg6fv
6 ай бұрын
Qalkidemkum ybark AGZIABHER 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
@bisratandom9824
6 ай бұрын
Ellllllllllllllllllllllllll aseyyyyyyyyyy weldkum yreyna yhwate meareyyy ❤❤❤❤❤❤❤
@ሳምራ-ገ9ጸ
6 ай бұрын
Aseyy xebukatie ezegabher kilie kidanienkume yebekulkume komauai weanie firkume yerayna❤❤❤❤
@MebrihitYemane
6 ай бұрын
Amen amen amen
@teweldemedhintesfagergis7331
6 ай бұрын
Kemti Abebakum yeriana friekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MekesbAfworki-vn8em
6 ай бұрын
Aseyyyy miku haftey fili hawey hadarkum ybareko❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rakibella-291
6 ай бұрын
ohhhh Aboa feqar dess kibleka 😊 hadarkum ybarekh brukhat❤
@ሰላምኩሉንህዝበይ
6 ай бұрын
❤❤❤❤ aseyyy des kibl wil@dkum yerieyena amlak nkulu xbuk gerwo brkti sebeyti fetirlka fili hawna ማኩ ምስ ነብዐት ሲ ኣቡኣ ኣብ ጎድና ይሕብሕባ ብጣዕሚ ንኢደዮ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም
42:47
New Eritrean Video 2025 ምብጻሕ ናብ ስድራቤት ገዲም ስነ ጥበበኛ ነፍስሄር ሰለሙን የውሃንስ (ባርያ) SELEMUN (BARYA)
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 17 М.
1:58:02
New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 2ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 2
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 50 М.
01:00
Этот бой - Самое большое РАЗОЧАРОВАНИЕ за всю КАРЬЕРУ БУАКАВА!
БЕЗУМНЫЙ СПОРТ
Рет қаралды 2 МЛН
00:42
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
Daniel LaBelle
Рет қаралды 150 МЛН
00:59
ВОТ ПОЧЕМУ Япония живет в будущем 🤫 Утилизация масла #япония #токио #путешествия #shorts
Холли Лолли Live
Рет қаралды 4,7 МЛН
00:10
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
Kate Brush
Рет қаралды 45 МЛН
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,8 МЛН
25:43
ብስነጥበባውያን ኣዲስ ኣበባ ብመዝሙር ማዕሪጉ ዝወዓለ መርዓ #habesha #eritrea #tigrignamezmur #wedding #ethiopian #ebs
Qendel Film Production
Рет қаралды 85 М.
15:47
NEW ERITREAN WEDDING TORTA ERMI & KSUN VS KIDUN & ADU BY ESAW WELDEGABIR
Agahawa pictures media
Рет қаралды 1,3 М.
21:53
Ethiopia ዘ ኢትዮጵያ የዕለቱ ዜና | The Ethiopia Daily Ethiopia News January 5, 2025 | The Ethiopia Channel
The Ethiopia
Рет қаралды 19 М.
1:17:07
New Eritrean Video 2024..."ዝኽሪ ፍቕሪ...ስዒድ ምስ ኤልሃም" (ኣብ ዕለተ መርዓና ቬሎ ተረሲዑ)...!
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 123 М.
1:48:11
New Eritrean Video 2024 ዕላል ምስ ስድራቤት ፊልን ማኲን (ሚካል ነብሰ ጾር ምዃና ንህዝቢ ኣበሲራ) FAMILY INTERVIEW
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 268 М.
16:41
#NEW ERITREAN WEDDING HOT GUAYLA BY TEDROS KAHSAY (TSAEDU)IN ADDIS ABABA
MERA MIC
Рет қаралды 799 М.
30:47
Eba show : Jokes in Eritrean funny Tigrinya Eba joke New Eritrean Joke #NEW_YEAR #ሕክያታት 8
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 50 М.
1:19:22
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,3 МЛН
36:02
7ተ ሰዓታት ጸሎት ኣብ መዓልቲ! ናይ ንግሆ ጸሎት New Eritrean tigrigina morning prayer ፡ ነሕዋትኩም ውን ስደዱሎም ብጸሎት ክባረኹ።
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 605 М.
01:00
Этот бой - Самое большое РАЗОЧАРОВАНИЕ за всю КАРЬЕРУ БУАКАВА!
БЕЗУМНЫЙ СПОРТ
Рет қаралды 2 МЛН