New Eritrean Video 2024 ሰፊሕ ቃለመጠይቕ ሰብ ሓዳር ስነጥበበኛታት ወጊሑን ፈለግን..."ዝኽሪ ፍቕሮም" 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 131,436

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 948
@abrahambrhanetesfu6137
@abrahambrhanetesfu6137 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል እቲ ድሕረ ባይታኩም ዋላ እቲ ዕላልኩም ግን እዛ ኣካዳድና ደስ ኣይትብልን እያ!
@yosberaki340
@yosberaki340 8 ай бұрын
እታ ኤከዳድና ናይዛ ቃል ኪዳን ኣሲረ እትብል ሓብትናኮ ነቲ መልእኽቲ ነበረዬ ነበረ ገራቶ።
@trahasgebrehiwet5635
@trahasgebrehiwet5635 8 ай бұрын
ይቅረታ ገበርለይ ፈልግ አዛ ኪዳን ሚስትይ ቲብልዮ ዘልከ ኣይቲከይዲን
@trhesadamadam6739
@trhesadamadam6739 8 ай бұрын
Eway besmaem akadadnaki amaheysi trahki eiki zeleki
@lasksegid8926
@lasksegid8926 8 ай бұрын
ጽብቅቲ ኤርትራዊት መርዓት🇪🇷 ክዳን ኣይግድን ንናኣሽቱን ጽልዋ ብምህላዉ።
@GidayBrhane
@GidayBrhane 8 ай бұрын
ጥራሕ ነብስኪ ምምጽእ ኣይምሓሸን ዝደርሶ ዝሰርሖን ዝነብሮ ክልተ ጫፍት ምንም ዘይረከቡ ዓገብ
@aziebgirmay8694
@aziebgirmay8694 8 ай бұрын
ሰላም ናብ ክብርቲ ሐፍትና ብፍጽም ሰላምታ ሰላም ይብለኪ: አሰዕብ አቢለ ግን ሓንቲ ዓገብ ክብለኪ ብዛዕባ አከዳድናኪ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ ናብ ፙዳ ክትመጺ ከለኪ ካብ አከዳድናኪ ጀሚርኪ ንሰብ ዝምህር ጽቡቅ ተከዲንኪ ክትመጺ ይግበአኪ እቲ ምንታይ ንሲኪ ከም ሰነ ጥበባዊት መጠን ንሰብ ክትምህሪ ይግበአኪ ብዓቢኡ ከአ ከም ሐንቲ ክርስትያን ብጣዕሚ ነዊሪ እዩ እግዚአብሄር ይቅረ ይበልኪ ክብርቲ ሐፍተይ ክሐተኪ እንዶ መግቢ ክትበልዒ ከለኪ ዝተከደነዶ ዋላ ዝተከፈተ ክትበልዕዩ ደስ ይብለኪ ንድሕሪ ሕጂዉን ክትጥንቀኪ ይላበወኪ ምስ ሐደራ ዉን ይብለኪ።
@wt7061
@wt7061 8 ай бұрын
ኡይይይይ ባህልናን ክብርታትናን ተጥፍኡ በጃኻትክን ደረፍትን ተዋሳእትን ካብ ሄለን መለስ ተመሃራ ኣካዳድና ።
@SelahattinAltunal
@SelahattinAltunal 8 ай бұрын
ብጣዕም እና ንፈትወኹም ግን ኣከዳድናክ ኣማሓይሽ እኪ❤❤❤❤❤❤
@mengsteabtekle4702
@mengsteabtekle4702 8 ай бұрын
አብ ጾረና ዓቢየ ኢልኪ: እሞ ወጊሑ ክኣ አብ ባህሊ ዝነጥፍ: አይግድን አከዳድና😢😢😢
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 8 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ግንንንንንን ። ኣለባብሳ ቁሩብ ካብ ባህሊን ክብርን ህዝብና ዝወጸ እንዳ ኾነ ይኸይድ፡ምህላዉ ብሓቂ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይወድቕ ኣሎ
@ghereruessom4568
@ghereruessom4568 8 ай бұрын
ወጊሑ ኣታ ነግናግ ናይ ባህሊ ፊልምታት ክትሰርሕ ከለካ ብጣዕሚ ኣድናቅካ ኢየ ነይረ ባህላዊ ክዳን ከዲንካ ዘይተምጻ ኩሉ ስርሓትካ ባዕልካ ኣፍሪስካዮ ብሰበይትካ ኣዋሪድካና ጥራሓ ሒዝካያ ምምጻ ምሓሸካ ዓገብ ንቢል ኣለና ድምጽና ይሰማዕ ግደፉ ኣይተዋርዱና ።
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 8 ай бұрын
Gerimna equa
@temesgenAmlakey-re6ec
@temesgenAmlakey-re6ec 8 ай бұрын
Behlwi ente kone xbuq kabu zterefe kea xbuq dress kkewen nirewo..kem Gal gn hafirela
@fortosawa6274
@fortosawa6274 8 ай бұрын
ነግናግ ጥራይ ኢልካ😂😂😂ናዚአ ስርዓት ምትሓዝ ሲኢኑ ድዩ
@meleymekonen9798
@meleymekonen9798 8 ай бұрын
Kkkkkkkkk zegerem eyu😂
@libugoitom3985
@libugoitom3985 8 ай бұрын
Negnag tray Ilka kkkkk😂😂😂😂😂
@ostirch3380
@ostirch3380 8 ай бұрын
ውላዱኩም የርእየና ወጊሑ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sama-d5v
@Sama-d5v 8 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ትብሉ መጻምድቲ ኢኹም እ/ር ሓዳርኩም ይባርኽ።መም.ወጊሑ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ስነ ጥበባዊ ኢኻ ብፍላይ ኣብ ናይ ባህሊና ትሰርሖም ስርሓትካ ቀጽሎ።❤❤❤
@መንከምእግዚኣብሄር
@መንከምእግዚኣብሄር 8 ай бұрын
ድሕሪ ሰለፍ ታይ ተረፍ ዘከመዴታታ
@TewanTewan-i2u
@TewanTewan-i2u 8 ай бұрын
ay kemu aybhalen hade seb hmaq ente haleye ktemodo enber kemus aybhaln
@SofiaMekonnen
@SofiaMekonnen 8 ай бұрын
@@TewanTewan-i2uAbey rekibu eyu emo kmeda???
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ሂወት ፍቁራት ኣምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ። ❤ ❤ ❤
@arefainealem9233
@arefainealem9233 8 ай бұрын
ይክደንካ ከምዚ አካድና አይናይ ጥዕናን
@nmmuna797
@nmmuna797 8 ай бұрын
Akedadinaki pls steil keyri sory zurya azyu mesebekelki
@febugebrehiwet
@febugebrehiwet 8 ай бұрын
ክዳን ግን ኣይጸበቀን ፈለግ
@mulugetagebru9564
@mulugetagebru9564 8 ай бұрын
ክክክክ
@tekeaberhe3422
@tekeaberhe3422 8 ай бұрын
Behaki himam eu
@ghideghide2638
@ghideghide2638 8 ай бұрын
ድሕሪ ባይታ 100% ኣከዳድና ፈለግ ግን 0%
@اتنوطا
@اتنوطا 8 ай бұрын
ማኣረምታ ወጊሑ ወጊሑ እዚ ኩሉ ሰብ ዝፈትወካ እኮ በቲ ባህላዊ ትሰርሖ ስራሕ እዩ ሕጂ ግን ዓገብ ንምንታይ❤🇪🇷
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 8 ай бұрын
ድሕሪ ባይታኹምን ዕላልኩምን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ፈለግ ግን ኣብ ካልኣይ ክፋል ነዴታትኪ መሲልኪ ክትመነጽና ይላቦ።
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቂ ኤረ መቅሰናት ሓዳርኩም ይባረክ፡እዚ ኩሉ ሰብ ናይ ባዕሉ ሓሳብ የብሉን ዱዩ ፡ሓንቲ ግዜ ክዳን ስለ ዝበሉስ ኩሉ ይልፍልፍ ፡ዉሑዳት ሪኢቶ ሂቦም እንድዮም፡ብዛዕባ ምትብባዕን ኣድንቆትን ከ ምዝራብ ዘይ ምልከተና ዱዩ ኮይኑ ምስ ናይ ኣክብሮት❤❤❤❤።
@ሳሚሊቢያ
@ሳሚሊቢያ 8 ай бұрын
Sah kelam wedi abeyti ❤
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
@@ሳሚሊቢያ ደመይ ኢካ ባቃ።
@jeremiah5707
@jeremiah5707 8 ай бұрын
Am agree with you klu wow elu tezejemr ka…. 😅
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
@@jeremiah5707 ክክክክ ዋውው ጥራይ ምመለአት ኮመንት ፡ናትና ሓሳብ ፡ነቀፌታ ምቅማጥ ዩ ዘጸብቀልና broየ።
@tekeaberhe3422
@tekeaberhe3422 8 ай бұрын
Bzuhat tezaribna win tetesemiena eu kebid eu ezi gizie yonas hawna ❤
@YaredKfle-j2v
@YaredKfle-j2v 8 ай бұрын
ኣከዳድና ሰበይትካ ኣመሓይሽ
@habenbelay-k5e
@habenbelay-k5e 8 ай бұрын
ምቁራት ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ይግብረልኩም ❤❤❤❤❤❤
@yordanostesfa7680
@yordanostesfa7680 8 ай бұрын
ክእዳን ኣይግድን ብእስንኪ አቲ ኣካዳድና ክስሙኦ ኣይካልኩን በጃካ ገለ ግእብ🙏🙏🙏
@rishane9576
@rishane9576 8 ай бұрын
በስመኣብ ምሰናይ ይቅሬታ ሓፍተይ በጣዕሚ ሓፊረ ኣብ ክንዳኪ ምክንያቱ ጥራይ ነብስኪ ኢኪ እኮ ደለኪ ጽባቀ ብጥራይካ ምካን ኣይኮነን ድግለጽ እሞ ልቦና ያሃብኪ ጻዓዱ ጌረኖኦ ኢልካ ምግባር ብጣዕሚ ገደል ምእታው ንሕብረተስብ ደጽርፍ ባህልና ኣይኮነን እሞ ካብ ጥራይ ነብስኪ ምካን ተቆጠቢ ሓፍተይ
@saramokonnen918
@saramokonnen918 8 ай бұрын
በጃኽን ኣከዳድና ባህልና ኣይኮነን የሕፍርክን 😭😭😭😭😭😭👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@Mylovefamily-v4f
@Mylovefamily-v4f 8 ай бұрын
Gudefwa endo fechch tbel
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 8 ай бұрын
ያኢ ንሳስ ሰልጢነ ክትብል አንድያ ስልጣኒ ብኽዳን መሲልዋ ገጠር ዕባይ ምኻና ከይትፍለጥ ተባሂሉ ኢዩ ብዕድመ ከማን መዘንኣ ኣይኮነን ገንዘብ ኣለዎ ኢላ ኢያ ኣትያቶ
@ramiram2516
@ramiram2516 8 ай бұрын
Men moyteki da kendezi nebat merat resah
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
@@eritrealemlem7872 ከላ ሕልኩስ ሰበይታይ ዓጢነ ፡ትፈልጦ ዘይ ብልካ ኣይ ትለዚ ባእ።
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
😢ብስም አምዋሒሊሊናያ ክብልሲ ፃሕሊ ይዓጥና ዶ ብሎ😢
@AlayGere
@AlayGere 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ምቁራት ደስስ ዝቡሉ ንዓኹም የማስለና ደቂ ሓላል መሬት ሓዳርኩም ይባርኸልኩም❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🌿🌿🌿🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌿🍀🍀🌿🌿🌿❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@hailekeshi8414
@hailekeshi8414 8 ай бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ወጊሑ &ፈለግ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም መም ወጊሑ ኣቦ ጥበብ ባህሊ ኣነ ኣዝየኢየ ዘድንከካ ተካታተሊካ ኢየ ሎሚ ግን ፈለግ ሓፍተይ ኣካዳድነኪ ኣይግድንን ኣይከማኣን ኣይትደገም
@ፍትሕንርትዕን
@ፍትሕንርትዕን 8 ай бұрын
100%፡ርኢቶ ደቂ ሰባት አከዳድና አከዳድና፡ስለዚ ተአረመሉ፡
@thth1588
@thth1588 8 ай бұрын
ዋይ ስብኣያ ምዕርግ ካብ ርእሱ እስካብ እግሩ ተካዲዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@loveall892
@loveall892 8 ай бұрын
Natu gudlet u ageb kindi zbil
@weynigebremikael9040
@weynigebremikael9040 8 ай бұрын
መጀመር ኣከዳድና ሰበይትኻ ኣመሓይሽ ብዛዕባ ኣከዳድና ደቀንስትዮ ተዋስኦ ክሰርሕ እናወዓልካስ ኩሉ ብነብስኻ ኢዩ ዝጅመር ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ከም ዝበሃል ሰበይትኻ ጥራያ ኢና ንሪኣ ዘለና በጃኽን ኩልኽን ተሰተራ ነዱአታትክን ምሰላ ዝድይ ባህልና ኢዩ
@MehariNuguse-cf1xg
@MehariNuguse-cf1xg 8 ай бұрын
ወጊሑ ሓወይ ከመይ ኣለካ ምስ በዓልቲ ቤትካ ኣነ ካብቶም ኣድናቒካ እየ ብተቅርቦ ባህላዊ ፍልሚ ብጣዕሚ እየ ዝዓግብ ቀጽሎ ሓንቲ ነገር ባህ ዘይ በለኒ ናይ ባዓልቲ ቤትካ ኣላባብሳኣ ምስ ሚዛንኩም ዝከይድ ኣይ ኮነን ምክንያቱ ሰብ ቃል ኪዳን ኢኩም ❤❤❤
@habtomtsehaye3518
@habtomtsehaye3518 8 ай бұрын
ደሰ ትብሉ ሓዳርኩም በረኸተ እግዚአብሔር ይዕሰሎ
@yohannesarefayne7574
@yohannesarefayne7574 8 ай бұрын
ይቅሬታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ ዕላልኩም ግን ፈለግ ኣለባብሳኺ ኣማሕይሺ ሰለፍኪ ቀሊዕኺ ኣብ ሚድያ ጽቡቅ ኣይኮነን Please
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 8 ай бұрын
ስነ ጥበብ ሃገርና ኤርትራ እግዚኣብሔር ሽሕን ዋልታን ይግበርኩም ። ኣብ ኣከዳድናና ግን ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ባዕዳዊ ኣለባብሳ ይበዝሕ ኣሎ ከተወግድኦ ብትሕትና ይሓትት❤
@thth1588
@thth1588 8 ай бұрын
እሳ ግን ናዕላያይ ታሕታያይ ተካፍቱ ማሓረና ፈጣሪ ኣቦይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@loveall892
@loveall892 8 ай бұрын
Eti kdana newih yu gin aflbkin selefekin teqelius entay ybehal 😢
@BatielGebremedhin
@BatielGebremedhin 8 ай бұрын
መን መይትኪ ድኣ 😂😂😂😂😂😂
@TeklomTeklom-wv7gt
@TeklomTeklom-wv7gt 8 ай бұрын
ኣጄኩም ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ🙏🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 8 ай бұрын
2ምቑራት ቓል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም 🙏❤❤❤🌹🌹🌹ጎደሎ ዘይብላ ሞዴል ኢኻ ተመርዒኻ 👸ወጊሕ ጽቡቕ ጌርካ ተኸናኸና 💔
@TsiTsi1111-h8u
@TsiTsi1111-h8u 8 ай бұрын
ጎደሎስ ኣላታ ኣብ ሰለፋ😂😂😂😂
@yossiefmer733
@yossiefmer733 8 ай бұрын
ኣፍ ልባ ከኣ ወስኸላ 😂😂
@BatielGebremedhin
@BatielGebremedhin 8 ай бұрын
Best comment❤
@fortosawa6274
@fortosawa6274 8 ай бұрын
እቲ ኤግዝቭሽን’ከ።
@samrawittesfamicheal7351
@samrawittesfamicheal7351 8 ай бұрын
🙏
@kokobestfanos-cg8wx
@kokobestfanos-cg8wx 8 ай бұрын
እሰይ ደስ በሃልቲ ውላድኩም የርየና ፈጣሪ🇪🇷🌷🌹♥️♥️♥️
@abrahaleykelete5713
@abrahaleykelete5713 8 ай бұрын
መምህር ወጊሑ ኣብ ስነ ጥበብ ቡዙሕ ከም ዝሰራሕካ ይመስግነኻ ግን በዓለቲ ቤትኻ ኣካዳድና ግን ሕሰብሉ።
@MeksebKbret-xz2uf
@MeksebKbret-xz2uf 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ መጀምርታ ዝተባረኸ ሓዳር ይምነየልኩም ፍቕርኹም ከምዚ ናትና ናተይን ናይ ሰበይተይን ይግበረልኩም ብምቕጻል ባህልዊ ፍልሚታት እንዳ ሰራሕካ ንሰበይትኻ ግዝያዊ ልብሲ ኣልቢስካ ከተምጽኣ ኣይ ነበረካን ሰዓብቲ ከይ ትኸስር ካሕሳ የድልየና ኣሎ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 8 ай бұрын
ወጊሑ ኣብ ባህሊ እየ ዝጸግጥ ምባልካ ክዳን ሰባይትካ ኣካል ባህሊ ዶ ኣይኮነን ዓገብ ዓገብ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 8 ай бұрын
Zblae zereba bro 👍
@ቤተይBetey
@ቤተይBetey 8 ай бұрын
ያ ናይ በሓቂ።
@BTIAI
@BTIAI 8 ай бұрын
Nay behqi bro
@aloniab69
@aloniab69 8 ай бұрын
Nay bhaqi
@yossiefmer733
@yossiefmer733 8 ай бұрын
ሓፈርነ ወተሰከፍነ ዩ ነገሩ
@simonghabrat7096
@simonghabrat7096 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕፍር ኣከዳድና።
@thth1588
@thth1588 8 ай бұрын
ብሓቂ
@natunatna8359
@natunatna8359 8 ай бұрын
ዕላልኩም ደስ ዝብል መሳጢ ❤ኣካዳድና ግን ክትማሓየሽ ኣለዋ ኣብቀጻሊ❤
@onelove-w1l
@onelove-w1l 8 ай бұрын
መሳጢ ዕላል ደስ ዝብል መደብ ኣላባብሳ ድዛይን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መምህር ዉን ኣብቀጻሊ ብጽቡቅ ስራሕ ንጽበየኩም ኣለና ፍቅርኩም ኣምላክ ይስስነልኩም ❣❣❣❣❣
@mulugetagebru9564
@mulugetagebru9564 8 ай бұрын
ኣላብሳ ሲ ጽቡቕ ወይ ሓብትኻ ወይ ጛልኻ ከመዚኣ ኽደነን
@onelove-w1l
@onelove-w1l 8 ай бұрын
@@mulugetagebru9564 እንታዴካ ይምልከተካ ናትካ ዘይትገብር ንስካ ዲካ ንሰብ ትመርጸሎም ከም ድልየቶም ተኪልካ ኣመስግን ብናትካ ኣብ ዓይንካ ዘሎ ጉንዲ ኣዉጻዮ መጀመርታ ኣብ ሂወት ሰብ ኣይትእተዉ ተኪልካ ኣመስግን ንስካ ዘይገበርካዮ ንዓካ ከዛናግዑ መጺዮም ኣመስግኖም ምስጋና ከኣ ክትረክብ ኣልታዊ ኣታሓሳስባ ሒዝኩም ኣይትረቡሽና ወዳሓንካ
@saba-hy4bs
@saba-hy4bs 8 ай бұрын
ጓል ጾሮና መዓረይ ሲ ንበይንኺ ኢኺ😅 ሓፊርናልኪ🙊
@filimonghebrekrstos2248
@filimonghebrekrstos2248 8 ай бұрын
ወጊሑ ብተሰርሖ ባህላዊ ጽቡቅ ቀጽሎ በዓልት ቤትካ ግን ብጣዕሚ ዘሕፍር ኣለባብሳዩ ምክንያቱ ኣብ ሕብረተሰብና ጸለውቲ ኢኩም
@solomonberhane639
@solomonberhane639 8 ай бұрын
ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ወጊሑ! ስርሓትካ 90% ባህላዊ ዩ ስለዚ ድማ ብዝሒ ስዓብቲ ከተጥሪ በቒዕካን ክብሪ ረኺብካሉን፡ እሞ ሕጂ ደኣ ታይ ተርኽበ ካብ ባህልናን ክብረትናን ወጽእካ? ይቕሬታ ብምባል ክብርኻን ክብሪ ሰዓብትኻን ምሕላው ጽቡቅ ዩ ሞ ይቕሬታ ሓቲትካ ብሓድሽ ባህላዊ ኣልባሳት ተመሊስኩም ቃለ-መሕተትኩም ከተካዩዱ ምስናይ ይቕሬታ ንጽበየኩም🙏 ኩቡር ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ስለ ዝኾነ። ንቐፌታና ድማ ስለ ነኽብረኩም ምኻኑ ኣይትዘንዑ። ዕድመን ጥዕናን የምነየሉም ፍሬኹም ይርእየና🙏
@TonySmith-t4l
@TonySmith-t4l 8 ай бұрын
መምህር ጽቡቕ ትምህሩ
@modosha7819
@modosha7819 8 ай бұрын
ብዛዕባ ኣከዳድና ዋላሓንቲ ኣይዛረብን ። እዚ ክዳን ከምከም ኣጠማምታና ንዓይ ጸገም የብሉን የጸብቐላዩ ምስቲ ቁመታ ።
@loveall892
@loveall892 8 ай бұрын
Selefa teqeliu si xbuq alo?
@modosha7819
@modosha7819 8 ай бұрын
@@loveall892 መን ሰለፋ ጠምት ኣለካ?
@Maryam1234-c3y
@Maryam1234-c3y 8 ай бұрын
ኣካዳድና ግን 0000 😏😏😏ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ትብል ነይራ ዓባየይ ብሓዲኡ እካ ከይከውንስ ብላዕልን ብታሕትን 😂😂😂
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 8 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍትና መርዓት ኩሉ ዕላል መሳጥን መሃርን ክከውን ብሃንቀውታ ክንጽበየ ቀኒና እንተኮነ ግን ካብ ላዕሊ ጀሚርካ ከምዚ ዓይነት ኣካዳድና ተከዲንኪ ምምጻእኪ ኣይግድን ንስነጥበባዊ ማለት መምህር ናይ ሓፋሽዩ ስለዚ በጃክን ዘረባ ህዝቢ ስምዓ እታ ቢድዮ ተመሊስኩም ርኣይዋ ሄኖክ ሓውና የቀንየልና ሸር ምግባርካ
@giromkidane2994
@giromkidane2994 7 ай бұрын
እዋይ ክብርቲ ሓፍትና እንታይ ድ አ እዚ ክዳንኪ ዓገብ ዓገብ ምስጣን ኢልኪ እንተ ኮንኪ ድንቑርና እዩ ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ቕሩብ ንሕፈር ምስ ኩብረቱ💔💔💔💔💔💔
@yossiefmer733
@yossiefmer733 8 ай бұрын
ኣቦ ባህሊ እንዳ በልናካ ሲ ናይ ሰበይትካ ኣይግድን ሓፈርነ ወተሰከፍነ
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 8 ай бұрын
እቲ ሰላፋ ናይ ሓባር ድዩ ፧
@GalxiGalxi-ee6ny
@GalxiGalxi-ee6ny 8 ай бұрын
ወጊሑ ሕንጉጉ ንብረት ሰበይትኻ ዕዳጋ ወሪዱ ደኣ ነየናይ ባህሊ ክትዕቅበልና ሔውው😢
@OrdoBirhan7067
@OrdoBirhan7067 8 ай бұрын
ዕላልኩም ደስ በሃሊ ዩ። ፈለግ ታይበሃል፡ማለት ሲ፡ ኣሎ ምሽ፡ ገለ ነገር፡ በቃ 40% ዘረባኪ ከምዚኣ ጸኒሓ። ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረኽ ውላድኩም የሪኤና።
@AmanSibahtu-qm6gi
@AmanSibahtu-qm6gi 8 ай бұрын
Waww kef zelewom seb Hadar .guluxnetkum feteyo.amlak hadarkum ybarik kem abrehamn saran yexinekum.
@efremabrhaley2087
@efremabrhaley2087 8 ай бұрын
መምህር ወጊሑ ብስርሓትካ ኣዝየ እየ ዘድንቐካ ፡ ከምቲ ኣብ ባህላዊ ጸቒጥካ ትሰርሓሉ ናይ ሰበይትኻ ኣከዳድና ግን ኣይግድን ፡ ጸለውቲ ምኻንኩም ዘይምዝንጋዕ
@kahsayabrha5684
@kahsayabrha5684 8 ай бұрын
በቃ ሕፍረት የለን ኣነስ ዘረብኦም ከይሰማዓኹ በዚ እዛ ሰበይቲ ፍትሓዊ ድዩ ዝብሃል ተስፋ ናይ ባህልና ዝነበሮ ሰብ ኣብዚ ወሪዱ ምስ ራኹ ከይሰማዕኹ ይወጽእ ኣለኹ ሕሱራት ሓደ እግሪ ጥራይ ነብሳ ዘይትመጽእ ዝነበረት ባዕለ ጸያቒት ዓልየታ።
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
እሞ ሙሉእ ሪኢካ ሪኢቶካ ዘይ ትህብ ኣብየት ታህዋክ ።
@DaniGG-t1q
@DaniGG-t1q 8 ай бұрын
Kkkk😅ashkani​@@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 8 ай бұрын
@@DaniGG-t1q ክክክ ገሪሙኒ እንዱዩ ክንድዚ ዋዒ ሎ ባእ።
@DaniGG-t1q
@DaniGG-t1q 8 ай бұрын
@@YonasDesbele-fy7vy meshak eka tmesll
@DaniGG-t1q
@DaniGG-t1q 8 ай бұрын
Abey eka tnebr mnchi sahkey ,
@AzebBerhe-k6g
@AzebBerhe-k6g 8 ай бұрын
አምላክ ሓዳርኩ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንአቅራባይ ነቀፈታ አለኒ ናይ ሕሉፍ ፍቅራዊ ሂወቶም አይትሕተት ጽቡቅ አይስማዓካን እዩ ንፈለግ ዓገብ አካዳድና እንተገደደ ታይት ክትገብሪ ነይርኪ ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ገይርክዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 8 ай бұрын
ኤርትራውያን ኣካዳድና መግለጺ መንነትና ባህልናን ዩ ስለምንታይ ኢኽን ዘይናትና ኣካዳድና ተዘውትራ ዘለክም ዓገብ ኣብ ንቡር ኣካዳድና ንመለስ
@bobsmart8302
@bobsmart8302 8 ай бұрын
ጹቡቃት ኣጋይሽ። ኣጆኺ ከበር ኣይትግበርሎም ናይ ክዳን ናይ ሽንጣር ዝብሉ ዱሑራት ደቂ ድሑራት። ክዳንኪ ግሩም ግርማ ገይሩልኪ ምስቲ ሞያኽን ሞያ ወጊሑን። ህዝብና ካብ ምሒር ጨኾና ብእልፊ ደናቁር ዶሪናያ ዘላ። ሞራልኩም ኣይት ተንከፉ። ካምቻ ዘይፈልጡ ጠንጋራት ዘይግቦኦም ስለ ዘኽበርክዮም ኣይከኣሉሉን። ዱቡልቡል ዝብላ ጋቢ ዝተጀነና ኣንስቲ እዝጊዮ ክብላ ለሚዶም፣ በትሮም ደርቢዮም ዝመጹ ጓሶት ዕሽሽ በልዎም። ቤሎ ሰብ ሓዳር ኢለኩም ኣለኹ።
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 8 ай бұрын
እዋይ ጉድ እንታይ ዝርአይ ኣለዋ እዚአኸ ቀርቃር እግሪ መንቀርቀር ኪዲ ዒባኺ ጉድጉዲ ፎካስ መዋረዲት ሰብ ክብረትኪ ሐልዊ 😢😢😢
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 8 ай бұрын
Oh my gosh please 🙏 you want to go hell, God said you will go to hell with your mouth, just give her constructive criticism
@ميروميرو-ز5ن5و
@ميروميرو-ز5ن5و 8 ай бұрын
😂😂😢😢
@Mammm-r2t
@Mammm-r2t 8 ай бұрын
😅😅😅😅
@fitsumghebreselassie9600
@fitsumghebreselassie9600 8 ай бұрын
Great job Henok thanks for your time ዕድሜን ጥዕናን ንሓውና ወግሕሉ ምስሓፍትና ፍለግ 🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
@abrahameyob5720
@abrahameyob5720 8 ай бұрын
ብ መጀመርያ ኣዝየ እየ ዘድንቀካ ወጊሁ ሓወይ ብ ፍላይ ኣብ ባህሊ ጸቂጥካ ትሰርሖ ስርሓት ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ቀጽለ ግን ኣካዳድና በ ዓልቲ ቤትካ ኣይግድንን ኣብ ቀጻሊ ከተማሓይሾ ተስፋ ይገብር።
@nooontokn3660
@nooontokn3660 8 ай бұрын
ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ደቅነይ ሸኾራት ፈጣሪ ይባርኩም❤❤❤❤❤❤
@YohanaMebrahtom
@YohanaMebrahtom 8 ай бұрын
ጹቡካት ሃዳሩኩም ዩባርከሉኩም ብታኡሙ ኡየ ዙፈቱወኩም ❤❤ኩዳን ጉን ኣምሃዩሱዎ ንደታቱኩ ሙሰሉ
@almazarefe8886
@almazarefe8886 8 ай бұрын
ሽኮራት ደስ ኽብሉ ፍቅርኩም ይመላአልኪም❤❤ ወጊሑ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WahazitDebesay
@WahazitDebesay 8 ай бұрын
ምጭውቲ ማራ ገርሂ ❤❤
@IjhGhj
@IjhGhj 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዘይውዳኢ ፍቅርን ይሃብኩም ጹቡቓት ኢኩም ግን ሐንቲ ነገር አጉድልኪ
@tsigeabreha3374
@tsigeabreha3374 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷እምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷❤️❤️❤️
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 8 ай бұрын
እንዳ ወጊሑ ክንገብረሎም ናቶም ብጥበቦም ኣዚና ንፈትዎም ነድንቖም ነርና ብስራሓቶም ኣብ ባህልን ክብርን ነርኩም ትፍለጡ ብስራሕትኹም ኩሉ ተመሲጡ እንታይ ደኣ ሎሚ ኩሉ ተለዊጡ ? ኣካዳድና ሰበይትኻ ካብ ገዛ ቅድሚ ምብጋስኩም ኣይረኣኻዮን ዲኻ ? ዘይትእርማ ዘይተልብሳ ግርማ ንባህላ ዝገልጽ ዝውስኸላ ግርማ ብኽዳና መሲላ ኣመንዝራ ኩሉ ተቃሊዑ ዝኸበረ ኣውራ እቲ ሰለፋ ኩሉ ተቐሊዑ እቲ ኣፍልባ ጡባ ተጀሊዑ ኣፍቃሪ ጥበብኩም ብሓቂ ሓሪቑ 😢 ስለዚ ስለ ንፈትወኩም ስለ ነፍቅረኩም እቕሬታ በልዎ ኣፍቃሪ ጥበብኩም ❤
@rosieguesh6257
@rosieguesh6257 8 ай бұрын
Great job,, relax people !!!! she looks beautiful
@hanashishay842
@hanashishay842 8 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤሬ ሽኮራት ብፍላይ ወጊሑ ምስ በዓልቲ ቤቱ እቲ እተቕርብዎ ዘለኹም ሕቶን መልስን ጽቡቕ ግን እዚ ኣከዳድና ናይ መርዓት ንዓኣ ደስ ኢልዋ ይኸውን ንዝሪኢ ግን ዓገብ ኣይደገም ተተኻኢሉ ኸማን ኤእ ገለ ግበርዋ። ምስናይ ኣኽብሮት
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 8 ай бұрын
ወጊሑ ምስ ፈለግ ዝተባረኸ ሓዳር ይኩነልኩም። ብምቅጻል ኪዳን ንምንታይ ተፈጢሩ ፡ ኣብ ኪዳን ዘይነበሮ ግዜ ኣዳም ምስ ሄዋን እንታይ ይለብሱ ነይሮም? እዘን ሕቶ ብኣክብሮት ክትምሉሱለይ ብትሕቲና ይሓቲት እቲ ክብሎ ዝደለኹ ግን ትስሕትዎ ኮይኑ ኣይስምዓንን።
@selammebrahtu4747
@selammebrahtu4747 8 ай бұрын
Ab mexhaf kudus” hadsh kidan “alo nayzi htoka melsi. Gal ansteyti entay aynet kdan ktkden alewa. Ezi hbreteseb rieto entehabe kea eti ze’ebeyo kemu sle zkone iyu.
@YaredKfle-j2v
@YaredKfle-j2v 8 ай бұрын
ኣብቲ ሽዑ እዋን ክዳን ኣይፍለጥን እዩ
@YaredKfle-j2v
@YaredKfle-j2v 8 ай бұрын
ኣብቲ ሽዑ እዋን ክዳን ኣይፍለጥን እዩ
@Erilebna
@Erilebna 8 ай бұрын
​@@YaredKfle-j2vshe is beautiful she can wear whatever she wants. Please stop talking about beautiful dress.
@dani-zj2jd
@dani-zj2jd 8 ай бұрын
አካዳድና ብዓልቲ ሐዳር ድያ አብ አስመራ ይገዳ
@Merhawithayle
@Merhawithayle 8 ай бұрын
ጥራይኪ ዘይ ትመጺ ወዛል
@rishane9576
@rishane9576 8 ай бұрын
ጥራያ እንድያሞ መጺኣ እንታይ ዶ ተሪፍዋ እዩ
@solomonhabtemichael7693
@solomonhabtemichael7693 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ዉኡላድኩም የርኤና ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BatielGebremedhin
@BatielGebremedhin 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጽቡቕ ኮመንት
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 8 ай бұрын
ብጣዒሚ ጽቡቅ መደብ ነይሩ ኮይኑ ግን አካዳድናኪ ግን ብጣዒሚ ዘሕፍር ኢዩ አይ ግድን 😮
@filimonshishay-v6l
@filimonshishay-v6l 8 ай бұрын
ኣምላክ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባርክ ❤❤❤❤❤
@ZiduGalkeshi
@ZiduGalkeshi 8 ай бұрын
እቲ ዝገርመኩም ሲ ዝገጀፈ ክዳን ኣብ መረት እዩ ዝኩስትር ዘሎ ጎይታይ መዓረይ ይቅረ በለልና
@show9646
@show9646 8 ай бұрын
መምህር ወጊሑ ናይ ብሓቂ ኣብ ፊልም ሃገርና ማለት ኣብ ባህሊ ቀሊል ዘይኮነ ኣስተዋጽኦ ገርካ ኢኻ ኣነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፊልምኻ ከይራእክዋ ሓሊፈ ኣይርድኣንን ምላዳ ምላዳ ኣብ ባህሊ ጸቒጥካ ኢኻ ትሰርሕ ነርካ ኣብዛ ናይ ሎሚ ኣከዳድና እሞ ኸኣ ኣብ ባዓልቲ ቤትካ ኣየድኖቅኻን ምሰናይ ይቅረታ ኣብ ካልኣይ ክፋል ተኣሪምኩምሉ ክትመጹ ይላቦ የቐንየለይ❤
@MerhawitMebrahtom-qb8qe
@MerhawitMebrahtom-qb8qe 8 ай бұрын
ኣካዳድና ኣይግድን
@habtemikaelsolomon4053
@habtemikaelsolomon4053 8 ай бұрын
ሓድራኩም ፍቅርኩምን ይባረክ ኣዝየ ባህለይ ስለ ዝፈቱ ኣድናቂ በርየ ኢየ ወግሑ ኪኣ ቅያር መብርየ ክትኮነልና ኢካ ኢለ ስለ ዚኣምን ኢካ ዊን ንዕብየት ባህልና ክትሰርሕ ይላወበካ ግን ኢዚይ ቻነልካ ክንደይ ሰብ ኢዩ ዝከታተሎ ዝምሃረሉን ስለምንታይ ኢያ ሰበይትካ ዳርጋ ጥራይ ነብሳ ናብዚይ ማስሜድያ መጽያ ንስካ ከምዘይ ትቅበሎ ይኣምን ኢየ ፍለግ ሓብተይ በጃኪ ኣይትደገም ከምዚይ ዓይነት ኣካድና
@teklitmisgina6503
@teklitmisgina6503 8 ай бұрын
ወጊሑ ሓወይ ካብቶም ዘድንቀካ ሓዉኻ ኢየ ፡ አሳዕብ አብለ ድማ ንበዓልት ቢትካ አደዳታታ ክትምስል ግዝየ ህብካ መሃራ ማለተይ አካዳዲና።
@THT2025
@THT2025 8 ай бұрын
Nice! I like her humbleness. It's a beautiful dress but not for this moment. I know you guys grew in a small town, and moved to Asmara now. City life it can blow your mind fast. Take it easy & slow down!!! Reply
@saba-hy4bs
@saba-hy4bs 8 ай бұрын
አዋይ ጅምር ኣቢለ ኣጥፊኤያ😎 በጃኽን ጠገለ ዘይብሉ ክዳን ምሓራና ባ🤦ረቢሽክናና ኮ፡ ንበዓል ቤትኪ ክብረት ዘይህብ ኣለባብሳ። ኣብ ስደት ዘዕበናየን ከምዚ ከይክደና ኣይባህልናን ኢልና ንምዕደን ንዓኽን ርአየን አንታይ ክምልሳልና ይኽአላ ርዱአ ዩ😢
@AroundAround-i2c
@AroundAround-i2c 8 ай бұрын
Eway. Akedaden. Betami. Hemak Ab. Kexali xebuk tekedinki. Mexi
@RobelDebesay
@RobelDebesay 8 ай бұрын
Mara kef zelekum asihkumny hadarkum ybarek nice yehwat
@sesendawit3126
@sesendawit3126 8 ай бұрын
ን2 ሰዓታት ኮፍ ኣባህልኣ ኣይቀየረትን, ምኽንያቱ እቲ ዝለበሰቶ ክዳን ኣዝዩ ዕርቃን ምዃኑ ስለ እትፈልጥ። በቃ ስለምንታይ ዝሓሸ ክዳን ክትመርጽ ከም ዘይከኣለት ኣይርድኣንን’ዩ, ብዝኾነ ደስ ዝብል ቃለ መሕትት ንኽልቴኹም ዝተባረኸ ህይወት ይሃልኹም
@ቤተይBetey
@ቤተይBetey 8 ай бұрын
ናይ ክዳን ነገርስ ኦይ አረ ካብ ንቡር ኣይትርሓቃ😢
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 8 ай бұрын
Ygermyu trah nebsa mexia wrdetena😢😢😢😢😢
@ቤተይBetey
@ቤተይBetey 8 ай бұрын
ኣሕሕ ቃላዕ ናይ ኢዳ ነገር ከ ኣነ ሐመኒ ጫዕ እናበለት ወዲኣቶ ሕሚድኪ ዕደ 😅😢​@@gulasmeraxaedaengland1869
@dehabrezene8656
@dehabrezene8656 8 ай бұрын
አከዳዲና ናባህልና አይኮነን ንስከኻቱኩም አብነታወያ ክትኮኑ ይግባአኩም የሕዋተይ ጽቡቃት ❤❤❤❤❤
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 8 ай бұрын
እዘን ካብ ዓዲ ዝመጻ ኣስመራ ተኣትየን ምዕባለ መስልወን ጥረሓን እየን ዝከዳ ፡ኣካድናካ ኣማሕሺ በጃኪ በስማም
@Misganit
@Misganit 8 ай бұрын
😊 Asmara+Europa 😃
@dan-d6s9d
@dan-d6s9d 8 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 8 ай бұрын
Abzi'as tegagika nmen r'eyen kem'u ygebra ilka thasben trhen zkeda ms re'aya ydegm'o ilka thasb. Mechem kulu seb kdan habesha tekedino kelo kemzi ila nbeyna eya wexya aytblenn tkewn
@loveall892
@loveall892 8 ай бұрын
Emo gidin dyu neten mesmeren zsehata kitkewun zelewa? Bahla aqiba kitjeyd aytkieln?
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 8 ай бұрын
@@loveall892 nsu haqka aleka ane gn ezen kab adi zmexa mbalu eyu agerimini eye meliselu. Mejemerya nkulen deqi adi b'aa mwkalu 2y kea nbeyney abti ketema kem'u ilen zkeda gieru sle zhaseben eye. Whudat kem'u kgebra yk'ela eyen gn kea nmen r'eyen kmles zelewo ymesleni. Bzkone nsa kea des endhr ilwa entay eyu kbla media sle zkone dea ember kem'u zkdena mr'ay fluy aykonen
@beraiberai5403
@beraiberai5403 8 ай бұрын
Weghta (wegihu) we expect lots from especially in our culture value, but I'm so surprised to see u like this on screen #urvwife , with massive respect. Thank you
@kubromtesfalem5821
@kubromtesfalem5821 8 ай бұрын
ጋል ጸሮና ጎልጎል ሃዞሞ ንስክን መሸከልክን ክትጽበኪ ልቦናኺ ሞ መዳርግቲ ኣልቦ ምስ መምሀር ወጊሑ ፍቅርኹም ሓዳርኩም ይባርኽ ኣድናቂ ሰብኣይኪ አየ ወዲ ዓድኺ ዓድቐይሕ ማአከል❤❤❤❤
@senaitabay5152
@senaitabay5152 8 ай бұрын
ዓዲ እንታይ አምጾኦ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 8 ай бұрын
​@@senaitabay5152end'i 😂😂😂
@haileabaynalem4947
@haileabaynalem4947 8 ай бұрын
Neger himam key terf😂😂😂​@@senaitabay5152
@ht261
@ht261 8 ай бұрын
Nebse mithat mechem ayeqarxn eyu
@saras382
@saras382 8 ай бұрын
ፈለግ👌 ኣቤት ጥዕምቲ ሽም ። ፈለግ ሓፍተይ ኣዘራርባኪ ኣዝዩ ግርህነት ዝዓብለሎ ሽኮር መስኪን ፈትየኪ ብፍላይ ኣካዳድነኪ ኣዓርይ ተቢልክያ በቃ ነይሙደይ ክትኮኒ ኢኪ። ወጊሕ ካኣ ርግእ ዝበለ ነብሱ ዝመስል ሰብ ኮይኑ ተስሚዑኒ። ወጊሕ ሓወይ ን ፈለግ ኣምህራ በቃ ህነጻ ባዕልካ።
@araedombahram4150
@araedombahram4150 8 ай бұрын
ለከ ጋል ጾሮና ኣስመራ ምስ መጻእኪ ዝኽደንን ዘይክደንን ኣይፈለጠቶን መስኪነይቲ
@wedibalila2130
@wedibalila2130 8 ай бұрын
ጾሮናይ መዕበይተይ ኣደ ፍቅሪ ኣደ ፍሩታ ኣደ ሽሻይ ተናፋቂት ተባሃጊት ከም ሸዊት
@madenamadena7662
@madenamadena7662 8 ай бұрын
እዋይ ክዳን ዓይንና ታዓሚቲና ኢና ንስምዕ ዘለና በታ ድሕሪ እታ መንበር ኮይና ዶ ብካ ተዛሪባ ሽፍን ተበለት ሐዳርኩም ይስስን በሉ ደቂ ኤረይ ሐላላት
@hanaerussom4913
@hanaerussom4913 8 ай бұрын
Betemiii des teblu ...amlak kalkidankum yebarekkk..
@lilyA22
@lilyA22 8 ай бұрын
ትናብ መሬት ወዲቁ ኒሀ ክዳንስ ኣብ ማዓልኡ ዘይተውዕልዮ😢
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@selam-yi2op
@selam-yi2op 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@tigstitt3568
@tigstitt3568 8 ай бұрын
Kkkkkkk
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ 8 ай бұрын
ዘረባ እዩ 😂😂😂😂😂😂 ጽንብላሊዒ ሲ ምዓኮና ዘይከደነት መሬት ከደነት ድዮም ዝብሉ ወለድና
@saliemande1200
@saliemande1200 8 ай бұрын
​@@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክkkkkkk
@elsatesfazgi5400
@elsatesfazgi5400 8 ай бұрын
Xubq betami medab gin ay gdn seyt wegihu shikor ❤❤❤❤
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН