New Eritrean Video 2024 ሰፊሕ ቃለመጠይቕ ሰብ ሓዳር ስነጥበበኛታት ወጊሑን ፈለግን..."ዝኽሪ ፍቕሮም" 2ይን መወዳእታ ክፋልን

  Рет қаралды 97,006

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 410
@AbanobYeibyo
@AbanobYeibyo 6 ай бұрын
ሰላም ወጊሑ ሓወይ ምስ ፈለግ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ብምቅጻል ፈለግ ሓፍተይ ንዓኪ እያ እዛ ንቅፈታ ኣከዳድናኪ 0000 ንዴታትክን ንነብስክን ምሰሊ ንምንታይ ዘይንስኪ ትመስሊ ንሕና ምድረ ሓበሻ እኮ ዓለማት ተመንየን ዘይረክቦኦ ሃይማኖትን ባህልን እዩ ዘለና ስለዚ ሓደራ ።
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 6 ай бұрын
ፈለጊኖ ምስ ወጊሑ ❤❤ኣዚኹም ንፉዓት ኢኹም እሞ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ🙏🏾
@TemriSereqe
@TemriSereqe 6 ай бұрын
ናይ ባሃኪ ሃዳርኩም ይባረክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፈለግ ኣከዳድና ጽብቅ ኣይተከደንክን ❤❤
@adiamghebrehewot2181
@adiamghebrehewot2181 6 ай бұрын
ኣኪዳድና ሕማቕ ኣብነት ኣይደገም ጽብቕቲ ጽቡቕ ኣምነት ኵነ ሓደራ :
@EstefanosOkbatsion-lk6tu
@EstefanosOkbatsion-lk6tu 6 ай бұрын
እግዚአብሄ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤
@SelamSelam-wp9rd
@SelamSelam-wp9rd 6 ай бұрын
ኣርባዕተ ቤለው ፈለግ፡ ብ'ሰባኣይኪ ግን ተሓቢነልኪ ኣዋድቃ ዘረባ ሓያል እዩ ክጸርበኪ እዩ ጽቡቅ ገይሩ። ሓዳርኩም ይጸብቀልኩም ጽቡቃት ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 6 ай бұрын
ኢሱ አንዲና ዝበልና ናይ ድንቁርና ምልክት ኢዩ ንሱ ብዕድመ ስለዝበልጻ ዝበልኩዎ ክገብረለይ ኢላ ስለ ዝኣመነት ንሱ ድማ ክሳብ ክንደይ ተዓዚብዋ ነጊሩና
@fevina4810
@fevina4810 6 ай бұрын
Kegermki wela ane kumu ele nesa gerhi eya nesu ka eley yeblo ne zerba des keblka
@Fanus-kp9if
@Fanus-kp9if 6 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ኣከዳድና ግን ዓገብ ቁሩብ ዒብ የለን
@senaymahari7296
@senaymahari7296 5 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum belulna
@FreweyniAbraha-j5i
@FreweyniAbraha-j5i 6 ай бұрын
ወጊሑ ❤🙏ሓዳርኩም ይባርክ ግንወጊሑ ከምቲ ንባህልካ ንምዕቃብ እትገብሮ ጻዕሪ ብኣጻሪ ምዓልቲ ቢትካ ተከዲናቶ ዘላ ግን ኣይግድንን ዓገብ ዓገብ 😭
@okbamkal9426
@okbamkal9426 6 ай бұрын
Hadarkum ybarkelikum egziabher amlaki wiladikum yerieyen 🙏🙏🙏❤
@peace4us728
@peace4us728 6 ай бұрын
Amlak hadarikum ybarik shikorinatt ❤
@ZergaberRedi
@ZergaberRedi 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ
@YosanEritrea
@YosanEritrea 6 ай бұрын
ኣፉ ሓልውዮ እባ ዘረባ ኣይትመንጥሊ ሕልው ኣብልዮ ቁሩብ ይቅርታ ግን ብዝኮነ ኣምላክ ጸግኡ የብዥሓልኩም❤
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 6 ай бұрын
😂 ቀስ እንዳበለ እንዳመዓደ ከዐርያ’ዩ😂
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 6 ай бұрын
ደስ ዘብል ዕላል ፡ መም/ ወጊሑ ኣካዳድናኻ 100/100፡ እንተ እንበይተይ ግን ኣይግድን ካብ ናብ ኣዝዩ ዝተጋነነ ለውጢ
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 6 ай бұрын
ክንደይ ኢዩ ዝተርፋ ነዚ ክዳን ኢዚ ክትክደን ጥር ኢልካ አኩያለ ይባሃል ኢላ ኢያ ተኸዲናቶ
@YoditEMBAYE-xk1gq
@YoditEMBAYE-xk1gq 6 ай бұрын
Nay ❤❤❤❤
@betybety8380
@betybety8380 6 ай бұрын
​@@eritrealemlem7872eway eskum 😂😂😂😂😂😂
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 6 ай бұрын
Maebelna kibla tsahli yeatna eu koynu nay feleg si
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Yes you are right she is over
@RutaEseyas
@RutaEseyas 6 ай бұрын
Edmen teanan yehabkum fetari deqi 🇪🇷♥️♥️♥️
@FurtunaFray
@FurtunaFray 6 ай бұрын
Sahakkum ybzah deki ereyyy ናይ ሰንበተይ ስሒቀ ምሳኹም hadarkum ybarek
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 6 ай бұрын
ወጊሑ ባህልና ክትዕቅብ እንዳ ጸዓርካ ጥራሕ ነብሳ ሰበይትካ ሒዝካልና ትመጽእ እሞ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ምስ ሕብረተሰብና
@sunshining3697
@sunshining3697 6 ай бұрын
She is beautiful ,Don’t worry
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Yes you are right she is over wow adont hr
@habtomtsehaye3518
@habtomtsehaye3518 6 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኸ ጹቡቃት ❤
@yemanetekle8182
@yemanetekle8182 6 ай бұрын
Hadarkum ybark yehwatey gn ab akedadna Xbuk aykonen haftna
@azebhagos9374
@azebhagos9374 6 ай бұрын
ሓዳርኩሙ ይባረክ ውላድኩሙ የርእየና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@millionhabtemichael
@millionhabtemichael 6 ай бұрын
Ane zgermeni gn kidan kidan tblu 100 gzie nmntay kalie hasab yelen diu rieytokum zeythbwom gn wegihu and feleg betaemi des zebl kab kulu glxnetkum nay bhaqi des zebl yu ❤❤❤
@BisratTewelede
@BisratTewelede 6 ай бұрын
Aygrmkan entay eu koynu ezi seb kale kndey xebuk neger kelos neza kedan tetamamitoma wae
@YoditEMBAYE-xk1gq
@YoditEMBAYE-xk1gq 6 ай бұрын
Entey falm
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሎሚ ሰብ ኣምሰሉ ኢዩ ኮይኑ ብፍላይ ኣዋልድ !!!ገርሂ ጓል ደስ ትብለኒ ኢያ ሽኮሪና ፈለግ ፈራይትን ጸጋይትን ትግበረልካ ወጊሑ ሓወይ ሓዳርኩም ይባረክ
@BatielGebremedhin
@BatielGebremedhin 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samijagu7129
@samijagu7129 6 ай бұрын
Abey eyu eti glxnet bzaeba men diyu zelo eti interview. Memhir wegihu eko eyu nbaelka wun teseter bejaka
@BiomanHamburg-xv9tk
@BiomanHamburg-xv9tk 6 ай бұрын
ጽቡቕ ዕላል እዩ,እንተኾነ ግን ወዲ ሰራሒ ማዕጾ ዝብኢ ወሳዶ ኾይኑ ነገሩ 👍👍
@aziebaraya4319
@aziebaraya4319 6 ай бұрын
Kkkkk negram
@yordanoshaile8263
@yordanoshaile8263 6 ай бұрын
ዓቢ ስነ ጥበባዊ ተባሂልካ ኣካዳድና ሰበይትኻ 0
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 6 ай бұрын
ንሱስ ዕባይ ገጠር አንድዩ ኣብ ሓደ ከባቢ ኢና ዓቢና ጽልዋ ናይቲ ገጠር ዝዓበናዮ ኢቲ ባህሊ ጸልዩና ኢሉ ነይሩ ኣብ ዘረብኡ
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 ай бұрын
እሱ እካዩ ዘሕርቀካ እምበር ኣብ ሂወቶም፡ድኣ ከምድላዮም፡
@genettekia8057
@genettekia8057 6 ай бұрын
ክልቲኩም ጽቡቓት ገርህታት ው ሽጥኩም ፡ ጉርሂ ዘይመልኦ ብፍላይ ፈለግ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረኽ ዘመን ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 6 ай бұрын
ጽቡቅ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣከዳድና ግን ኣይግድንን ሰበትስ። ዙርያ ወይ ባህላዊ ክዳውንቲ ገራ ውርዝው ኢና ኮፍ እንተ በለት እዩ ጽቡቕ ንሳ ሰለፋ ቀሊዓ ኣእጋራ ኣመሳቒላ ኮፍ ክትብልስ ቁሩብ ክትርእዮ ሕፍር ትብል። ኣቀራርባ ባስታ ንፉዕ።
@hagosafewerki91
@hagosafewerki91 6 ай бұрын
ዓገብ ዓገብ ዓገብ ኣከዳድና ኣከዳድና ኣከዳድና 😢😢😢😢
@adiamghebrehewot2181
@adiamghebrehewot2181 6 ай бұрын
ዋእ እዚኣደኣ መምህር ጽቡቕ ትምህሩ እያ ዘጉዳይይይ ---
@samidesta4550
@samidesta4550 6 ай бұрын
Nice medeb nay bhaki guxnet zelewo hadar fetari fereytn xegeytn ygberekum🙏🙏🙏
@sunshining3697
@sunshining3697 6 ай бұрын
Very beautiful ,confident girl, good out fit , physicaly fit ,Stylish Keep it up ❤❤❤❤❤
@lidyamichael6059
@lidyamichael6059 6 ай бұрын
Hanibal mes htsytu begak akrbelna.❤❤❤
@SofiaMekonnen
@SofiaMekonnen 6 ай бұрын
Feleg haftey nsebaki Aytklofyo eki ksab zwde texebeyo.
@KALEABMEBRAHTUHAGOS
@KALEABMEBRAHTUHAGOS 6 ай бұрын
Amlak hadarkum yebarkelkum ftwat yehwatey
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 6 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሙቁራት ሓዳርኩም ይሰስን አዚና ኢና ነኽብረኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ እቲ ባሕላዊ ስእሊኹም አዚዩ ጽቡቅዩ ወጊሑ ሐቂ ብሐቂ አቢ ሰብ አንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ሐገርና ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
@GashBarka-o6i
@GashBarka-o6i 6 ай бұрын
ናይ ጸማማት ኣምጻታ አምበር ንፈዕቲ
@gebarkafley7223
@gebarkafley7223 6 ай бұрын
Deqi erey tenfkti basta xebuq medeb wegihu and feleg hadarkum ybark
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 6 ай бұрын
Hadarkum ybarek xbukat ,,, feleg gerhi koyna tsmaka Akedadnaki gn aytgageyi zhaftey❤❤❤❤
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 6 ай бұрын
ጽቡቅ መዛናግዕን ማሃርን መደብዩ ግን ንብዙሕ ደስ ዘይበሎ ናይታ መርዓት ኣከዳድና እዩ ህዝብና ድማ ዝተሰምዖ ጉድለት ክዛረብ መሰሉ'ዩ ስነጥበባዊ ወጊሑ ኣብ ባህሊ ጸቂጡ ስለዝሰሕ ኣብዚ ዝተዓደምዎ መደብ ድማ ክልቲኦም ባህላዊ ኣለባብሳ ለቢሶም ተዝመጽኡ ክንደይ ድስ ምበለና ድላይና ክንገብር እንታይ ትእዉድና ከይከውን መልስኩም ተስፋ ንገብር ኣብታ ቀዳማይ ክፋል ብዙሕ ነቀፌታ ተጻሒፉ'ሎ ንመጻኢ ከይድገም ድማ ንምህጸነኩም ፍቅርኩም ይሰስን ውላድኩም የርኢኩም ስሰናዩ ንምነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፍትሕንርትዕን
@ፍትሕንርትዕን 6 ай бұрын
ወወወወ!!!!ስታዝ ወጊሑ ርሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም!!!!
@FiyoSolomo
@FiyoSolomo 6 ай бұрын
ሰላም እንዳ ወጊሑ እዚ ቃለመሕተትኩም ጹቡቅ ኔሩ ኣከዳድና ሰበይትኻ ግን ንኹሉ ኣድናቂኻ ኣገሪምዎ ኣሎ
@TegstiGabr-e8f
@TegstiGabr-e8f 6 ай бұрын
Wegihu & feleg des zebiu hadarkum yebark fetari 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@samuelgebre1892
@samuelgebre1892 6 ай бұрын
ኣዚዩ ግልጹነትን ናጽነትን ዘለዎ ጥዑም ዕላል!
@eriboy62833
@eriboy62833 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር❤❤ እዞም ክዳን ትብሉ ከኣ ናትኩም ግበሩ ዝደለየቶ ክትገብር መሰላ እዩ ፈጣሪ ጥራይ እዩ ፈራዲ።
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 ай бұрын
ጽቡቅ ኣሎኻ፡ ከምዚ ኣከዳድና ዝክደኑ እንተኮይኖም ግን ባህላዊ ፊልምታትና ኣይተንክፉልና፡ ምክንያቱ ኣብ ሕብረተሰብና ከምዚ ኣከዳድና ፍቁድ ኣይኮነን፡ ኣብ ሂወቶም ግን ከምድላዮም፡ ሪኢቶና ሕማቅ ምኻኑ ምንጋር ጥራይ።
@gerezgimogos1365
@gerezgimogos1365 6 ай бұрын
Nay Abramn saran ygberelkum🙏
@DawitDg
@DawitDg 6 ай бұрын
ቅሩብ ጋዘጤና ምቅር ዝበለ ቃላትን ክብሪ ንዕድማትን ማለት ን ጊታሪስት ንሱ ዊን ዕዱምካ ስለ ዝኮነ የዐሪ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ 🎉🎉🎉
@THT2025
@THT2025 5 ай бұрын
Nice! I like her humbleness. It's a beautiful dress but not for this moment. I know you guys grew in a small town, and moved to Asmara now. City life it can blow your mind fast. Take it easy & slow down!!!
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 6 ай бұрын
ውውውውው ብሉጻት ኣርቲስት ❤❤❤❤ thanks henok hawey zeqrebkalna😊😊😊😊
@Elaria769
@Elaria769 6 ай бұрын
Bteami xbuk medeb qexlo gn eta kdan nay felg si kurb ab bahli enda wealu si endie n maynas ms balti betu mhretab tanks ❤❤❤❤❤❤
@astergebremedhin6358
@astergebremedhin6358 6 ай бұрын
wegihu hawna ms shkorina Feleg haftna hadarkum ksab mewedaeta amlak ytsnayo . wuladkum yereyena 🙏 wegih btaemi mlue sebay eka bkulu negerka kab elalka zteazebkwo , Feleg aziki kneti leli melkeki azye zdnek bzuh teazibe .hanti gn akedadnaki aytdegem nsebayki mseli .
@DolshiAbraham
@DolshiAbraham 6 ай бұрын
Hadarkum ybark xubuqatey deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 6 ай бұрын
Amilak Abizihu Hadarikum yibarikum diki eri shikorinatat subukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏
@kidu2pac259
@kidu2pac259 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ወጊሑ & ፈለግ ብጣዕሚ ነመስግን፥ ብዓቢኡ ከኣ ንኣዳላዊ መደብ ሄኒ (ፓስታ)። ቂር ዝበለኒ ነገር ግን ብዛዕባ ቃል ኪዳን ኣብ ዝነበረት ኣርእስቲ፥ ብዛዕባ ቅድሚ ወይ ድሕሪ ቃል ኪዳን ምውላድ ኩሉ ሓደ ኢዩ ዘይ ናብኡ ኢኻ ዝበልካያ ወጊሕ ጌጋ። ወዮ ደኣ ሕጂ ኖርማል ኮይኑ እንበር ቅድሚ ቃል ኪዳን ዝግበር ስጋዊ ርክብ ዝሙት ኢዩ ዝብል እቲ ቅዱስ ቃል። ብዓቢኡ ኸኣ ሰብ ክትምህር ብዝለዓለ ኣብ ባህሊ ጸቒጥካ ድርሰትካ እንዳኣቕረብካ፡ ብቓላትካ ኣይተፍርሶ ብባህልና ውን ነውሪ ኢዩ ውላድ ቅድሚ መርዓ። ብዛዕባ ዕድመ ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ። 2007 ሳዋ ብሓደ ወሪድና ንሳዋ 21 ዙርያ። ኣብቲ እዋን ኣነ ብጣዕሚ ንእሽተይ ኔረ ወጊሑ ኸኣ ምብራሕ ጀሚርካ ትኣልየና ኔርካ ኣብ ባህሊ በርጌድ 53። ኣነ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ወዲ 35 ዓመት ኮይነ ኣለኹ ወዲ 33 ዓመት ምስ በልካስ ሓፊረ ኣብ ክንዳኻ። እዛ ዕድመ ምሕባእ ኣብ ኣወዳት መጺኣ😂😂😂😂
@msgnayonas7135
@msgnayonas7135 6 ай бұрын
Bruk hawey ezi kulu hanaxi rito xhifkas abti mewedata tegagika ab edme zezarb aymneberen zerbho ente zkewn balu mtezarebelu. Ms akbrot eiu brurey
@kidu2pac259
@kidu2pac259 6 ай бұрын
@@msgnayonas7135 ንርእይቶኻ የኽብሮ ኢየ። ንኣብነት ንስኻ ገንዘብ ክሰርቕ እንተ ትርእዮ ሱቕ ኣይምበልካን። ሰብ ውን ነቲ ፈጣሪ ዝሃቦ ናይ ዕድመ ጸጋ ክሓብእ እንተጀሚሩ፥ ገንዘብ ተቐቢሉ ከሎ ኣብ ጅቡኡ ኣቐሚጡ ኣይተቐበልኩን ኣነ ከም ዝበለ ሕሰቦ። ብዛዕባ ምርባሕን ዘይምርባሕን ኣይኮነን እዚ ንፍጣሪኻ ምኽሓድ ኢዩ። ንኣምላኽ ወላ ነታ ሓንቲ መዓልቲ ብጥዕና ክነብራ እንተሂቡና ከነመስግኖ ይግብኣና። ኣነ ንወጊሑ ናይ ቀረባ መሳርሕቱ ስለዝነበርኩ ጽቡቕ ጌረ ኢየ ዝፈልጦ። ኣነ ኣያይ ዝብሎ ዝነበርኩ ወዲ 35 እንተኾይነ፡ ክንደይ ዓመት ጌሩ ኣሎ ኣነ ይፈልጦ። ዕድሚኡ ክሓብእ ሪኤዮ ዓገብ እንተበልኩ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን። ሰብ እንተተጋግዩ ሰብዩ ዘአርሞ መስለኒ ሓወይ መዓረይ ወደሓንካ❤️🥰
@Mhkldhjd
@Mhkldhjd 6 ай бұрын
ደስ ባህልቲ ንፈትዎ ደራሲ ወጊሑ ዋውው ደስ ባህሊ ኩሉ እቲ ኣካዳድና ግን ቅሩብ እንበር
@azebberhane3834
@azebberhane3834 6 ай бұрын
Kem afrayi nay bahlawi akadadnaki hmak ariaya bzkone gn edmen tienan yhabkum egzabiher hadarkum ybarkelkum
@ftsumftsum6995
@ftsumftsum6995 6 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum hadarkum ybareki🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@HAREGU1
@HAREGU1 6 ай бұрын
Shikornatat God bless you ♥️🙏❤️ Long life ❤️🇪🇷❤️🙏❤️ Amen 💕🇪🇷💕
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 6 ай бұрын
❤❤❤selam nakum deqi erey Abza qdmi qalkidan nermal zbelkuma,,tegagikum alekum qdmi qalkidan ms zkone wela wn afwarika mrkam zmut eyu,,amlak kab zmut yedhnena❤❤❤
@HiyabHana
@HiyabHana 6 ай бұрын
Wegihey and feleg congra ❤ wuladkum yeriena 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@ShedenTsgay
@ShedenTsgay 6 ай бұрын
Wawa. Xsbeqti aemlk eidemen tseinen yehbekim ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaywelday5205
@tsegaywelday5205 6 ай бұрын
ወጊሑ ተስፋጽዮን ኣዝዩ ጻዕራም ጽቡቅ ገጸ ባህርን ትሕትናን ዝውንን፡ኣብ ባህሊ ልዑል ተገዳስነትን ዓሚቕ ኣፍልጦን ኣለዎ።ኣዝያ ምልክዕቲ መጻምዲ እውን ኣላቶ።ኣብ ዝበዝሐ ርእይቶ ናይ ህዝቢ ኣብ ኣለባብሳ ብዓልቲ ቤት ነቅፌታ ኣሎ። ኪኖ ኣብ ኣከዳድና ምዝራብና ንጹር ዕላማን ራእን ዘለዎ ሰብ ወጊሑ ናይ ኩሉ ኣብነት እዩ። እቲ ክዳን ኣብ ካልእ ኣጋጣሞ ክልበስ ጸገም የብሉን።ከም ደራሲ ብፍላይ ኣብ ባህሊ ጸቂጥካ ስለትሰርሕ፡ዙርያ ጌራ ኣብዛ መደብ እንተትቀርብ ኣቤት ምስ ቁንጅንኣ ከመይ ምማዕረኩም።ፍቅርን ሓጎስን ዘለዎ ምውቕ ሓዳር ይግበረልኩም❤❤❤
@fitsumghebreselassie9600
@fitsumghebreselassie9600 6 ай бұрын
Wowww keep up the good work brother so proud of you god bless you ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 6 ай бұрын
ናይ ሄኖክ ሕቶታት መን ኣሎ ከምዚ ናይተይ ቅጭ ዝመጾ ዓበይቲ ሰባት ዓዲሙ ዘይ ብስል ሕቶታት ይሓትት ።
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 6 ай бұрын
ጽቡቕ ሕቶታት ምስ ኣቶም ዝኸይድ ኢዩ ሓቲትዎም ወጊሑ ዓቢ ሰብ ኢዩ ንሳ ግን ፈኹሳ ናይ ዕባይ ገጠር ነገር ብኡኡ ስልጥንቲ ትባሃል መሲልዋ ዝዓበየትሉ ክትሽፍን ገጠር ምዕባይ ዘሕፍር ኣይኮነን አንደገና ውሽጥኻ ዘይተቐየረ ክዳን ቀይርካ ማለት ወዲ ከተማ ኣየምስለካን ኢዩ
@YoditEMBAYE-xk1gq
@YoditEMBAYE-xk1gq 6 ай бұрын
Me Also
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 6 ай бұрын
ኣብዚ ብዛዕባ ክዳን ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ ኣነ ግን ኣብ ናይ ኩነታት ሓደጋ ኣብ ኤርትራ ተራፊክ ዘይብሉ ዓዲ ብከመይ ንሓደጋ ትቃላዕ ኣይርደኣንን በቃ ሓደጋ ኣጋጥሙ ኢልካ ንህዝብና ምርዳእ ተለሚዱ ሰብ ሓላፍነታዊ ክኸውን ኣለዎ ኣብዘለናዮ ዓዲ ሰትዩ ዝዝውር ሓበሻ ዮለን ውላ ብናይ ውልቁ ን10 km ትከውን ፕሊስ ሓልፍነታውያን ንኩን
@terhasteklay9840
@terhasteklay9840 6 ай бұрын
Edimen tienan yehabkum fetari xibukatey ♥️😍🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🥰
@hagoshdray4289
@hagoshdray4289 6 ай бұрын
ገዝኡ ዘይ መሃረ ሕብረተሰብ ክምህር ኣይክእልን እዩ
@lasksegid8926
@lasksegid8926 6 ай бұрын
መቐጸልታ ሓዳር! ሃገር.... እምኔት ትዕግስቲ ፍቅሪ ቁልዑ እምዕባይ ..
@gerezgimogos1365
@gerezgimogos1365 6 ай бұрын
Wegihu fessahatsio. Abi seb. Super Star eka. Emo edmen teanan yhabka mes kbirti baltibetka. 🤩🥰😍💚♥️💛💙🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🎆🎆🎆👑👑👑👑 God bless you 🙏
@ErIHageri
@ErIHageri 6 ай бұрын
Hi Felege & Weghe Thankyou For Your Experience. You Both Are Free SPRIT Person. Pls Keep It Up ❤❤❤ Felege You Are Too Young But You Are Very Matured. KeepYour Marriage Strong You Are Wise Young Lady❤❤❤
@tigistibelay2560
@tigistibelay2560 6 ай бұрын
Betaemi des zbel medeb weladkum yereyena xbukat ❤❤
@aziebaraya4319
@aziebaraya4319 6 ай бұрын
For me the girl is very active and wise. I really admire her attitude any gentle way of speaking, minimum starring with the dress
@TeigistiGebre
@TeigistiGebre 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ tsbukat buzh kezarebu eyom tsbkti merat hizka aleka tsbukat amlk hadarkum yebarkelkum
@BeyeneAsefaw
@BeyeneAsefaw 6 ай бұрын
Edmen tienan yehabekum fetari deki Erey shikornatatt
@Fillonyemane
@Fillonyemane 6 ай бұрын
wuladkum yerena xubakt seb hader❤
@yordanosweldeab8124
@yordanosweldeab8124 6 ай бұрын
Kief alekum xbukat enda wegihu shkorinatat hadarkum ybarek
@hadiyajabar9898
@hadiyajabar9898 6 ай бұрын
ፈለጊ ሐፍተይ ምስ ዉጊሑ ፁቡቅ ሐዳር ይግበረልኩም ግን አካዳድናኪ ሰአን ቁሩቡ ሕፍረቲኪ ተሪፊዉ በጃኪ 2ጊዜ ከድገም ቡትሕትና ያሐተኪ🤔🤔
@henokhuruy4856
@henokhuruy4856 6 ай бұрын
ከምቲ ማይናስ ዝቦሎ ሓዳር አዮ ዘረአ አምበር መርዓ ገፍሑ ትርግም የብሎን
@MajiEsak-wc1tp
@MajiEsak-wc1tp 6 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum m\m wegihn felegn wladkum yereyena dekiri
@senaitmihreteab3023
@senaitmihreteab3023 6 ай бұрын
Des zebl medeb kexlwo deki adey shikorinatat ❤❤❤❤
@Mnbvcxxd
@Mnbvcxxd 6 ай бұрын
Shkor mara fetyeki❤❤❤❤
@kisanethabtegebrialkisanet2415
@kisanethabtegebrialkisanet2415 6 ай бұрын
Des bahalti feretn xegeytn ygberkum deki erey❤❤❤
@helengebredingle4609
@helengebredingle4609 6 ай бұрын
Deki Erey mearey bteami des endikum teblu ,bteami ena ninafkekum .keep it up the good work 👏. Haderakum gin eza haftna tekedinato zela it's not decent. Please bahli zelena hibreteseb ena .Ezia natey comment eya okay.
@kidistiandom304
@kidistiandom304 5 ай бұрын
Feleg ጋለይ I am 60 year old I still dress the way I want and you have the body for that kind dress 👗 look beautiful it is 2024 you don’t have to dress ሽፎን you are beautiful in side and out ❤🇪🇷❤️🇪🇷
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 6 ай бұрын
Shkorat ❤❤❤
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 6 ай бұрын
😂 ጽብቅትስ ጽብቅቲ ኔራ ግን ኣከዳድና ዜሮ 😮 ታይ ዩ ጀላዕላዕ ኢልካ ናብ መድያ ምምጻእ ህኮት ቁሩብ ኣይትስከፋን😮 ውርዝይ ኢልኪ ዘይትመጺ ብዝኾነ ፍቅርኹም ይባርኽ፡ ኣብታ ኣብ ግዜ መርዓ ዝጠፍእ ገንዘብ ዝበልክሞ ሓቁ ዩ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዘሎ ዘይንስኻ ምምሳል በብዓይነቱ ክዳውንቲ፡ ቬሎ፡ ስቅ ኢልካ ሃተውተው ዩ ካብ ኣብ ከምኡ ገንዘብ ተጥፍእ ድሕሪ መርዓኻ ኣብ ግዘ ሕጽኖት ገንዘብካ ከፊልካ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ምዝንጋዕን ምንቅስቃስን ይበልጽ።ወይ ክኣ ዘድልየካ ጽቡቅን ሓድሽን ንብረት ገዚእካ ባህ ኢልካ ሓዳርካ ትጅምር ፡ናተይ ርእይቶ ያ።😮
@yosiefgebrhiwet1311
@yosiefgebrhiwet1311 6 ай бұрын
ሰላም ፓስታ ጽቡቕ ስራሕ። እሞ ንሰበይቲ ወጊሑ ግና ከምዛ ናይ ጽንብላሊዕ ጌርክያ በለልና። ጽንብላሊዕ ሲ ነብሳ ዘይከደነት መሬት ከደነት ዝብኣሃል።
@NatanEri291
@NatanEri291 6 ай бұрын
ኣብዛ ናይ ክዳን ቬሎ ካልእን ኣዋልድና ኣይግድን ምስ ወጊሑ ይሰማምዓላ እየ.....እዚ ክብል ከለኩ ኣብ ናይ ኣውዳት ቦታ ኮይነ ማለት እዩ😅😊
@natkid87
@natkid87 5 ай бұрын
ኣቲ ሃላይ ርክብ ቅድሚ መረዓ ዓቢ ሓጥያት አዩ ደሓር ከኣ ን ውላድ ኣይኮነን መረዓ. መረዓ ቁዱስ አዩ. ውላድ ተዘይረክብኩም ከ ክትገድፋ???? ኣስተዌልኩም ተዛረቡ
@AlayGere
@AlayGere 6 ай бұрын
መርሓባ ክብራት ደቂ ሓላል መሬት ትዑም ዕላል እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ደቂ ሓላል መሪትን ጭዋ ህዝቢን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️☘️🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🌼☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 ай бұрын
ጭዋ ህዝብና ከምዚ ድዩ ኣከዳድንኡ?
@AlayGere
@AlayGere 6 ай бұрын
@@michaelteklab8789 feger dekala kem dlayu ykeden entay rebixka kem destana knebr ena eko ahwatna bejana halifom wedi hasad junta tgelef eske🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 ай бұрын
@@AlayGere ጸርፊ ናይ ድኹማት እዩ፡ ህድእ በል ኣይትረበሽ ዝሓተትኩኻ መልስ።
@AlayGere
@AlayGere 6 ай бұрын
@@michaelteklab8789 ኪድ ነተን ኣብታ ግሃንም ዝኾነት ክልልካ ክልል ትግራይ ኣብ ጽርግያ ዕራቀን ወጸዩን ዝመጸ ዘጎምብሐን ንዕአን ዓገብ በለን ወዲ ደቃላ።ንመን ኢኻ ጻድጻድቅ ክትጻወተሉ።
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 ай бұрын
@@AlayGere ኤርትራ ዓደይ ምስ 9 ኩቡራት ብሄራተይ ዓደይ ናተይ፡ ከድካ እንተደሊኻ ምስኤን ተዘራረብ ፡ኣነ ብዛዕባ ምጭውቲ ሃገረይ ብከመይ ባህላ ከይተበረዘ ቅጽል እየ ዝድሊ። ኣይፈለጥካንን፡
@tsegeweyeniweledekiale6031
@tsegeweyeniweledekiale6031 6 ай бұрын
Sebeke deki ereye felege ge what kesebeni❤❤❤
@yohannesarefayne7574
@yohannesarefayne7574 6 ай бұрын
Hadarkum ybarkelkum amlak w&fbtaemi des bhali eu
@ghenetalem9451
@ghenetalem9451 6 ай бұрын
sekorrrnatat ekum gn wegh kofe abahlka serkah msetkkakle xbuk u❤❤
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Wow she's tactful 😢😢😢
@fevengile7229
@fevengile7229 6 ай бұрын
Gelxnetkum mara naxnet zelwo des ketblu ❤
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 6 ай бұрын
Snetbebawi wegihun felegn betami nfuat ybelll kexlwo nfuattt gazietegna pasta btami nefuuu kexlo nfuat artist amxalna kexloo
@lulaarefe6223
@lulaarefe6223 6 ай бұрын
Beautiful Couples, love them great job the host ❤❤❤❤
@YemaneGebrehiwot-s2j
@YemaneGebrehiwot-s2j 6 ай бұрын
Congratulations guys both ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SELAMNIKULU-gn3dr
@SELAMNIKULU-gn3dr 5 ай бұрын
ብመጀመርታ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ - እታ ቅድሚ ቃል ኪዳን ምውላድ ውን ኖርማል እዩ ትብል ዘረባ ጊና ጌጋ እዩ ፣ ኩሉ ስርዓትን ኣገባብን ኣለዎ ኣብቲ ትፈልጥዎ ጥራይ ተትዛረቡ ጽቡቅ ነሩ።
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 6 ай бұрын
Well come God bless you ❤❤❤
@LiyaBerhane-tf2wn
@LiyaBerhane-tf2wn 6 ай бұрын
Wawww des ktblu hadarkum ybark kemti abebakum yreyena merakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henokhuruy4856
@henokhuruy4856 6 ай бұрын
ወግሑ ጽብቅ ኣሎ ክተርፍ ኣለወ ቤሎ ሓንቲ አክልቲ አያ ፡፡
@godloveseveryone1765
@godloveseveryone1765 6 ай бұрын
Nsu endiu abnet kekewn nerwo, nea eba natu ms asletes kterf alowo 🤔
@BisratTewelede
@BisratTewelede 6 ай бұрын
Awdat da eta 1 ketref keman aymxelakumen awaled gen haki yehayshe neftu ena genzeb tetrkibu ayxelaen eu
@Hikano-e9s
@Hikano-e9s 5 ай бұрын
ጡብን ሰለፍን መቸም ኣብዚ ምዕራብ ዓለም ዘሎ ይበዝሕን ይጽብቕን, እዘን ቻነላት ኸኣ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብዩ ዝዕዘበን. ንሕና ኸኣ ባህልናን ወግዕናን ኣኽቢሩ ዝመጽእ እምበር ነዚ ምሳና ዘሎ ዝደግም ቅጭ እዩ ዘምጽኣልና,. የእጋርኽንን ሰለፍኽንን ሸፍና ምኽንያቱ ምሳኽን ስለ ዘይኸይድ
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 9 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 67 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 32 МЛН
Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሱዚኒኖ  Live Eritrean Music 2024
4:54
Dave Entertainment
Рет қаралды 36 М.
JayoTruth- እቲ ቃልሲ ምስ ወለዲ እዩ ዘሎ!
49:07
oct 14/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን
38:35
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 31 М.
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 9 МЛН