New Ethiopian: [PART 2 ]ብናይ ወለድና ድጋፍ ኢና ኣብዚ ደረጃ በፂሕና - Mekatecha

  Рет қаралды 94,933

Mekatecha Entertainment

Mekatecha Entertainment

Күн бұрын

#MekatechaEntertainment #NewEthiopianDrama #EritreanComedy
Here we come with the second part of interview with tigrigna actors Yodit, lidya and Absalat Desta. These 3 sisters are now appearing in different Ethiopian/Tigrigna comedies and series dramas. Gere Emun is now the leading sitcom drama in Dimtsi Weyane Tv.
Subscribe Our Channel.
Content Reuse is Strictly Forbidden.

Пікірлер: 300
@mekatechaentertainment3027
@mekatechaentertainment3027 4 жыл бұрын
መካተቻ መጋየፂታት / ወርቂ፣ ብሩር ፅሩራ / ዝቕመጠላ ብጥበበ ስፈ ኣዴታትና ዝተሰርሐት ባህላዊት ኣቐሓ/ስፈ/ እያ፡፡ ብርግሀን ቅይሒን እያ ትስራሕ፡፡ ብዝበለፀ መርዑ ይጥቀማላ፡፡
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ 4 жыл бұрын
ውይ እግዚኣብሄር ይሃብካ ኣዘኪርካኒ ብጣዕሚ ካብ ዝተረስዑ ባህላዊ ኣቅሑ እያ
@filitube1516
@filitube1516 4 жыл бұрын
ዝገርም እዩ እተን ብጣዕሚ ዝፈትወን ዶናታት የሕዋት ኮይነን ጸኒሐን love you all ሽኮሪ ናታት😘😘❤❤ ደቂ ትግራይ ትፎቱ እስከ Like ጽቆጡ 👍👍👍
@samrawit7393
@samrawit7393 4 жыл бұрын
😍😍😍
@filitube1516
@filitube1516 4 жыл бұрын
@@samrawit7393 ❤❤❤❤
@cserfwer7699
@cserfwer7699 2 жыл бұрын
❤💛❤😍😍😍
@mlien5628
@mlien5628 Жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዘይፍቱ ኣይፎቶ :: I love you all ተጋሩ ❤
@ihdf4175
@ihdf4175 Жыл бұрын
💋🎈♥️🌺
@nfhdbgdgj8335
@nfhdbgdgj8335 4 жыл бұрын
ኣሰይይይ ጽቡቃት ይሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣብስራሕክን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልክን ካብ አርትራዊት ሓፍትክን
@samrawit7393
@samrawit7393 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝያዳ😘😘😘
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 4 жыл бұрын
አሰይይይይይይ ምቁራተይ ኣድኒቀ ምፅጋብ ሲኢነክን ወይዘራዝር ኣሕዋት ከማክን ዝበለ የብዝሓዮ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ በተለይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ክብሪ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰልክን ካብዚ ብላዕሊ ካምቲ ትደልየኦ ብመንፈሳዊ ሂወትክን ይኩን ዓለማዊ ሂወትክን ኣብ ዓብይይ ደረጃ በፂሕክን መርኣያ ክትኮና ዓብይ ትምኒተይ እዩ ክሳብ መጨረሻ በቲ ዘለክን ንኣምላክን እናመስገንክን ክትነብር በዚ ኣጋጣሚ ምክሪ ክህበክን ይደሊ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ኮሪዐልክን ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣሕዋተይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕክን ንኣምላክን ተገልግላ ንወለድክን ተክብራ ብሩካት ዘርኢ ይግበርክን ምጭዋተይ
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 жыл бұрын
ኣዝየን ትሕትና ዘለወን ምጭዋት የሕዋት አግዛቢሄር ሓሳብ ልብክን የስምረልክን።
@eritreamotherland9501
@eritreamotherland9501 4 жыл бұрын
ሰይ ቆናጁ ክጽብቓ ኪኣ ። የሕዋት ኢየን ። ዝገርም ኢዩ። ትግራይ ብቓንቃ ኣምሓርኛ ተዓብሊላ ናብ ሙማት ገዛ ከይዳ ነይራ። ካብቲ ዘገርም ትግራይ ካብ መግዛእቲ ኣምሓራ ሓራ ክትወጽእ እዚ ኹሉ መንእሰያታ ሰዊኣ መሊሳ ብገዛእ ኢዳ ናብ መግዛእቲ ኣምሓራ ኣትያ ጸኒሓ ። ክንደይ ተጋሩ ተጋሩ ከለዉ ብቃንቃ ኣምሓርኛ ጥራይ እምበር ንቓንቃ ትግርኛ ዘይዛረቡ ኣብ ፋይስ ቡክ ፖስት ክብሉ ኮመንት ክህቡ ባኣምሓርኛ ዝገርም ኢዩ። ቆርበት ኣምሓራ ተኸዲኖም ኪከዱ ጸኒሖም ሕጂ መሬት ተገላቢጡ ። ዓይንኹም ትደፈን ኮይኑ ። ቆላሕ መላሕ ኮይኑ ቃንቃ ኣምሓርኛ ዋናታቱ ኣምሓራ ኮይኖም ጸኒሖም። ዘይናትካ ኣይናትካን ኢዩ ። ትግራዋይ ረኣኹ ሞት ረኣኹ ኮይኑ። ዘመን ተገላበጥ ኮይኑ ። ኣብ ክኒ ቃንቆኦም ትግርኛ ዘማዕብሉ ቃንቃ እንዳም፣ኣቶም ኣምሓርኛ ከማዕብሉ ጸኒሖም ። ዘርሞ ዘርሞ ኮይኑ ዘመኑ ሕጂ ። ኣትን ጽቡቃት መንእሰያት ተንሲእክን ዘሎኽን ኪኣ ኣጆኻትክን ኣብ ቃንቃ ትግርኛ ርገጻ ። ዘይናትካ ኣይናትካን ኢዩ በዓል ሰላም ተስፋይ ኣብ ዓደ ኣምሓራ ከይደን ሰላም ተስፋየ ሽመን ቀይረን ቆርበት ኣምሓራ ተኸዲነን ክከዳ ጸኒሐን ዘበን ኣቀላላዕ መጺኣ ተጋሩ ሙኻነን ተኸሺሐን ዓጋሜ ኣንበጣ ። ቁልቃል እናተባህላ እናተጸረፋ ይኸዳ ኣለዋ።ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ብሄራት ካም ትግራዋይ ገሩ ብቓንቃ ኣምሓርኛ ዝዓበደን ዝተጸለለን የሎን ። ኣረ ገሊኣቶም ደቂ ሓለፍቲ ኣብ ሸዋ ኣራት ኪሎ ዝተወለዱ ቃንቃ ትግርኛ ዘይሰምዑን ዘይዛረቡን ኣለዉ ይባሃል ኢዩ። እዚ ኩሉ መንእሰይ ቀቢርካስ ተሓጺብካ ናብ ጭቃ። ሕጂ ኪኣ ጽቡቓትን መንእሰያትን የንሲእክን ኣለኽን ኣጆኻትክን በርትዓ። ሳላ እንዳትሕሽን ገሬ እሙንን ዳሃይ ትግራይ ረኺብና እምበር ዳሃይ ትግራይ ኣይነበረናን ። ትግራይ ኣምሐርሒራ ኢያ ነይራ። ሎሚ ዝፍውስዋ መንእሰያት ረኺባ ኣላ። ደጋጊመ ዝብሎ ኣጆካትክን ንፉዓት ኢኽን ። ከመይ ዝበሉ ስድራ ኢዮም በጃካ ኣዕብየምወን ። ኩሉ ነገረን ደስ ይብለካ ኣከዳድነኣኣን ጽርየተን ። መልክዓን ። ዋው ። ደስ ክብላ።
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
🙏❤❤❤❤😘😘😘😘
@abnethagos7053
@abnethagos7053 Жыл бұрын
ሞይትና እምበር ፀኒሕና ዋላ ሐዚ ዉን አብኡ ኢና ዘለና እቲ ኹሉ ዝፀሓፍካዮ ሓቂ እዩ እቶም አብ አዲስ ዝተወለዱ ፈፂሞም ትግርኛ ክዛረቡን ክሰምዑን ዘይክእሉ አለዉ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
@@abnethagos7053 ብሓቂ።
@ሄራታንብርሃነ
@ሄራታንብርሃነ 4 жыл бұрын
እውይ ፀላእ ዓይንኽን ድፍን ይበል ደስ ክብላኻ ለባማት እየን ሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣብ ስራሕኽን ኣበርክቶ ይፍጠረልክን የሕዋተይ
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 жыл бұрын
እውነት ኣነ ትሕቲ ሰማይ ዋዉዉዉ ማራ እየ ኬፍ ትህበኒ😘😘 ግን ቀጹለሉ ከይተቆርጽዎ ትግርኛና እዓቡዩሉና ❤❤❤❤❤❤ ደቂ ሩባዬ
@abeaabea7968
@abeaabea7968 4 жыл бұрын
Anewun btaemi
@monamanoo3856
@monamanoo3856 4 жыл бұрын
ንመስረት በመንፈሳዊ ሂወታ ብኩሉ ዝበልኪ ማራ ኣድንቀኪ እግዚአብሄር አምላክ ከምኣ ይግበርኪ አብ መንፈሳዊ ሂወት ንክትኣትዊ ንክትመሃሪ
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
አውይ አታ መጸለሊተይ ቆልዓ መጽያ ሕጂ ከኣ ንፉዓት ናይ መጻኢ ከዋክብቲ
@kulusebey35
@kulusebey35 4 жыл бұрын
ትግራወት ንፉዓት እንዲኹም ነገር ግን እታ ትግርኛ ኣምሓርኛ እንዳ ወሰኽኩም ትደባልቕዋ ኣለኩም።
@ሰለምጋልትግራይ
@ሰለምጋልትግራይ Жыл бұрын
ሕማም ናይ ኣማርኛ ኣይወፀልናን😂😂
@ተመስገን-ዀ4የ
@ተመስገን-ዀ4የ Жыл бұрын
ናብኡ ቀረብ ንዘለዉ አንበይ ኩለና ኣይኮናን ድራማታት ናያቶም ዝርአ ለ ከምኣ አያ ኣብ ኤርትራ ለ ዓረብ ምስ ትግርኛ ላሓወሱ አዮም ልዛረቡ ሓቂ ተምጺና
@grmaywelday8561
@grmaywelday8561 4 жыл бұрын
መርሓባ ጽቡቃት ፍጥረቲት ናይ ብሓቂ ኣጆክን ኩሉ ይብጻሕ ኢዩ ብሓይሊ ፈጣሪ።ሓቡ ሓወይ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣጆካ ።ሓቡ ሓወይ ብከመይ ክረኽበን ይክእል ።ነዘን ይሕዋት።✍️✍️✍️
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 жыл бұрын
ሓቂኪ ኣልኪ ኣያ ዘራብርክ ዘይተፈተወ መን ዘይፊቶ
@amishatadesse2667
@amishatadesse2667 4 жыл бұрын
lbamat fetari edmen tenan yabkn ftwatey betami eye zftwekn yodi betami ambasa na mesrt mebrhte sele tftweya naya aser ewen latktelki zelki kolea eki emo betami des Geno ketslelu liya mearey ewen jo malet tay emo kebleki betami jegna kolea lehalewe nay abeye seb karakter betami zekel jegna eyu ane baeley aboy mesilu eyu zesmeani abi ewen abe kerba ewan nay mekele selam tesfaye tzykones abseala desta tebhilki kem tsewe ergtgna eye leke kem selam jganu ekn bertea ahwatey betami sele zftwekn eye shkorinatat
@timtikahsay5643
@timtikahsay5643 4 жыл бұрын
ደስ ክትብላ ሽኮሪናታት ዓምብባልና
@kenanghebreslaseikenangheb8809
@kenanghebreslaseikenangheb8809 4 жыл бұрын
ክንደይ'ከ ይምጭዋ ኢየን
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 жыл бұрын
እት ቆላዓ ሓሙ ዝበለቶ ናብ ምድያ ክወፅእ አለዎ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 жыл бұрын
ሰላም ተስፍይ ናተይ ሞደል ኣብ ሰላም ዘላቶ ያብፅሕኽ ሓፍተይ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 4 жыл бұрын
እንታይ ገባሪት እያ ሰላም ተስፋይ ቋንቋኣ ገዲፋ ኣምሓርኛ ስለ ዝተዋሰእት ድያ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 жыл бұрын
@@ሰብሎሚ-ከ1ቀ እንኳንስ ኣብ አድስ አበባ ኣብ መቀለ ዘሎ ህዝብ ትግራይ ና ሓውሱ እዩ ዝናገርሎ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 4 жыл бұрын
@@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ . ንስኽ እውን ትግርኛ ትሓጽረኪ ያ እንታይ ኢኺ ጺሕፍክላይ ዘለኺ ኣይተረዳኣን ? እቲ ጸገምኩም ተጋሩ እዚ ዩ ትግርኛኹም ዘይመለኩም ብ ኣምሓርኛ ክትዋስኡ ክትደርፉ ድሒሪት ተጎቲትኩም !!
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 жыл бұрын
@@ሰብሎሚ-ከ1ቀ አነማ ናይ ራያ ላዛ ክኾን ይኽእል ሓፍትና/ሓውና ማለተይ አብ ናይ ትግራይ ምድያ አማሓርኛ ና ትግርኛ ሕውስውስ እዮም ዝብልዎ ሰላም ተስፋይ አብ አድስ አበባ ስለ ዝባፀሐት ሽግር ይብለይ ብአማርኛ ፍልሚ ምስራሕ እየ ዝብል
@eritreamotherland9501
@eritreamotherland9501 4 жыл бұрын
@@ሰብሎሚ-ከ1ቀ ሓቕኻ ወድይ ሰላም ተስፋይ ዲኣ ስማ ካብ ሰላም ተስፋይ ናብ ሰላም ተስፋየ ቀይራ ቆርበት ኣምሓራ ተከዲና ክትከይድ ዝጸንሐት እንድያ ። ሎሚ ዘመነ ኣቀላላዕ መጺኡ ትግራወይቲ ሙኻና ፈልጦም ኣጋሜ። ኣንበጣ በሊታ። ቁልቃል። ችጋራም እንበሉ ይጸርፍዋ ኣለዉ ። ኩለን በኦኣል ፍርያትዶ ገለዶ ዝበሃላ ሓለንጊ ኣምሓራ ካብ ሸዋ ዝተባረራ ኢየን። ተጋሩ ቃንቃኹም ጨፍሊቕኩም ቃንቃ ኣምሓርኛ ክተማዕብሉ ሕጂ ቃንቃ ኣምሓርኛ ዋናታቱ ኣምሓራ ኮይኖም ዝባን ሕጊ ግደፉልና ይብልኹም ኣለዉ። ብቓንቃ ኣምሓርኛ ክትዋረዱን ክትጽረፉን ትውዕሉ ኣለኩም ሕጂ ዘበን ተቀይሩ ። ኣበይ ኣሎኺ ትግርኛ ኮይኑ።
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሙጩዋተይ ደስስ ክትብላ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ💛❤💛❤💛❤💛❤👏
@loveyoutigray8314
@loveyoutigray8314 4 жыл бұрын
ምቁራተይ ደስ ክትብላ ኣጆክን በርትዓ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
ፅሩያት ፍጥረት ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኽን በተለይ ፍረዋይ💖❤👍 እወ ተጋሩ ኸምዚአን ዝበላ ንቁሓትና ቆናጁ እንተእቲኹም ናብቲ ኾሚዲ ብዝበለፀ ተኻታታሊ ይውስኸልኹም የዳሉው እዮም ማለት እዩ ኣጀኹን ጥራሕ ጅቡዓተይ
@djhjhdihexjnxjjjc6877
@djhjhdihexjnxjjjc6877 4 жыл бұрын
ኣጀክን ናይና
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 жыл бұрын
ኣጆኩን በርትዓ ትግርኛ ኣብ ምዕባይ ይኩን ጠመተክን
@habtomabraham1376
@habtomabraham1376 7 ай бұрын
ና እንደርታ ትግርኛ እቱ ልዓበየ ልበለፀ እዩ..።
@kenanghebreslaseikenangheb8809
@kenanghebreslaseikenangheb8809 4 жыл бұрын
ኣምሓረኛ ስለምንታይ ትሕውሳ ኣለኽን
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 4 жыл бұрын
ምስሊ ኣብሳላ ሄለን መለስ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ሱዳን ከላ ኣዘካኪራትኒ...ሃሃሃ
@atsmagna6649
@atsmagna6649 4 жыл бұрын
Tamodyo way
@cherkoshaile8607
@cherkoshaile8607 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት ቆልዑ ጠንካራታትት ስራሕ መዓልቲ ይርከብ መዓልቲ ይሰኣን እንድዩ ተስፋ ከይትቆርጻ ። ናብ ካሊእ ዘይተደለየ ጸኒሕካ ዝርከበሉ ጉዳያት ከይታኣዋ ። ተስፋ ኣለክን ። ብፍላይ ከዓ ይቅርታ ሹሙኪ ኣይሓዝኩኩን ማእኸለወይቲ (ሳዕሳዒት) ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ። ኸምዚ ሓሲብኪ ሰብ ጸጊሙዎ ኣሎ ሓሚሙ ኣሎ ኢልኪ ምዝራብኪ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀጽሉሉ ጽቡቅ ምሕሳብ ብፈጣሪ ኢካ ትረኽቦ ኣጆኽን ቀጽላሉ
@mulumulu3028
@mulumulu3028 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት ጎብዛ አጆኽን ግን ክተስተኻኽሎኦ ይግባእ አምሓርኛ ትሕውሳ ጽሩይ ትግርኛ ተዛረባ እ/ር ምሳኽን ይኹን
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 4 жыл бұрын
@@mulumulu3028 ካብብዓልካ ድአ ዘይትጅምር ለውጢ ካብ ብዓልካ እዩ ዝጅምር
@zionzion8815
@zionzion8815 4 жыл бұрын
መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብምንባብ ን ትግርኛ ቃንቃ ምዕባለ ኣዕቢኽን ፡ እቲ ሓደ ሓደ ኣምሓርኛ ቓላት እንተጥፊእኽንኦ wow ። ቀጽላሉ ቆናጁ ደዊ ትግራይ
@habtomabraham1376
@habtomabraham1376 7 ай бұрын
ደቂ እንደርታ ብናባዕለን እየን ልናገራ , እቱ ልዓበየ,ለ ናመቐለ እንደርታ እዩ..☝️
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Жыл бұрын
እሰይይይይይይይ ፅሩያተይ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ትግራይ
@ቆንጆከሲረግንተማሂረኣሉማ
@ቆንጆከሲረግንተማሂረኣሉማ 4 жыл бұрын
ምንን እያ ዓባይ ይሕዋት
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
ተሰሪዐን አኮ አለዉ😢
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
ፅሩያት ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@romayemedia
@romayemedia 4 жыл бұрын
ንፉዕ ሓታታይ ክሳብ ዝውደኣ ሓሳበን ክገልጻ ምሉእ ዕድል ትህብ ቀጽለሉ ድላይካ ዝርኣየካ ምዝራብ ነጻነት ተዓዲልኩሞ ኣለኹም ኣጆኹም ቀጽሉሉ ንፉዓት።
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 4 жыл бұрын
ክንደይ ከ ክፍተዋኻ ኢየን።
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 4 жыл бұрын
ፅቡቕ መርአያታት እየን ዘን ቖልዑዚኤ በርታዓ ቓፅላ ኣይኹን ሰይ ሰይ ስይ
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 4 жыл бұрын
ብስራሕ ድየን ኣሕዋት ዋላስ ናይ ብሓቂ እየን ኣሕዋት ብዝኾነ ብጣዕሚ ደስ ትብላ ኣጆኹን በርትዓ ጎበዛት እኽን ስሓቅክን የብዛሓዮ
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኣሕዋት እየን እየ ዝብል ኣብኦን ደስታ እዩ ዘሎ
@Functionalism-n7l
@Functionalism-n7l 7 ай бұрын
ኣሕዋት እየን ብሓቂ
@rawakonjo2301
@rawakonjo2301 4 жыл бұрын
ፋናዋይ ሽኮር
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
ፅሩያት አሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አብ ዝላዓለ ደረጃ ይብፅሕክን ደቂ ትግራይ ሙቁራተይ💙♥💘
@ሂወትደስታጓልትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ግን ገሊአክን ኣማርኛ ትሓዉስ ኣለክን ኣማርኛ ኣይትዛረባ ትግርኛ ንፁር ተናገራ ዕድመን ጢዒናን ይሃብክን
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 3 жыл бұрын
Hiweta mqrti tenagera ke tigrna dyu kkkkkkkk
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@hermonsbahtu1378
@hermonsbahtu1378 5 ай бұрын
Absela shikorr😂 xbuqat yehwat emebrban msakn tkun ❤❤❤
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ለባማት 😘😘😍
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
ሓውና ዕድመ መን ይዓብይ ዕድምኤን ክሕተት ኣይፍቀድን ድዩ
@marrrtgray5803
@marrrtgray5803 4 жыл бұрын
Biniam Andegiorgis yodit tabi
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 4 жыл бұрын
Asey miciwat kif alekun mukrat alem beflay tamakeleyti zaneberet gol i love you
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ኣሰይ ፁሩያተይ ኣብዝሓሰብክንኦክትበፅሓ እመብርሃን ትሓግዝክን ዘንኣሕዋተይ
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ደስበሃልቲፁሩያት
@simonmengstab6383
@simonmengstab6383 4 жыл бұрын
Deki tgray konju 100%
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ኣንሕና እውን ኣለና ሓበነይ
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት❤❤ኣጆክን በርትዓ❤❤
@ሃያትሙሃመድጓልወልቃይት
@ሃያትሙሃመድጓልወልቃይት 4 жыл бұрын
እጭ ትግርኛኩም ግን የሐንቅ አደድድድድ ቤት ትምህርቲ ትግርኛ እተው መቀለዎች ሓብትኩም የ ካብ ወልቃይት
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
ኣጆና ቀስ ብቀስ ክንላመዶ ኢና እንታይ ዳኣ ክግበር ንብዙሕ ዓመታት ቋንቋና ረሲዕና ኢና ካብ ሐዚ ግና ትግርኛና ክነጽሪ ኩላተና ክንጽዕር ኣለና🙏❤❤❤❤
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 4 жыл бұрын
Ane betami eya zadenqakeom ney tigray teatret gen kam marsa yael ney marsa selki enta zerkeb tsebku naru ka Nahom oi Instagram Germany
@Yyy-m4x
@Yyy-m4x 7 ай бұрын
ፍሬየይ የኔ ቆንጆ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ኢኪ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብከን ፀሪያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
RIP Tigrigna: "beteley", "sijemer" "endiyawum, entina, wuzwazie, ena, ,Bergits, Metaweqiya, etc. are not Tigrigna!!!! Big shame
@سلام-ل5ف
@سلام-ل5ف Жыл бұрын
ብሓቂ ተጋሩዋይ ፅቡቃት❤ እና ሊዱዋይ ኣያዘብራኣብሩክ ከአምን ዝክእል ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ኩሉኩም ንፈትዎኩም ኢና❤❤
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
መድሃንአለም ይሓግዝክን የሕዋት 2ይ ወልድኪን በቲ ዝሃቡክን ናጽነት ዕላማክን ክትወቅዓ አለክን። ኣብ Ethiopea ኤርትራን ወለዲ ደቆም አብ ላዕሊ ክበጽሓሎም አይጸልእን እዩም ግን ብዝሓት ናጽነት ዝተዋህበን ደቂ አንስትዮ አብ ዘየድሊ ምስ ወደቃ ወለዲ ይሰግኡ ሽዑ ናብ ምክልካል ዶቆም ይአትዉ ።ንስካትክን ውን ንነብስኪን ኮንክን ንብዛሓት ነርአያ ክትኮና ተስፋ ንገበር ንክልትኡ ሃገር ከአ ሰላም ይግበረልና ካብ ኤርትራዊ ሓውከን
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጆኩን ቀፅላሉ
@raya6333
@raya6333 4 жыл бұрын
ዋው ደስ ትብላ በርታዓ ሙቁራት ኣሕዋት
@wedihawey1995
@wedihawey1995 Жыл бұрын
ቆናጁ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ግን አብሰለተይይይ 1❤
@anhanglichgrli2212
@anhanglichgrli2212 4 жыл бұрын
Lidu ayney ane natki tifozo eye smart girl from Eritrea
@Roziyoutube-e9y
@Roziyoutube-e9y 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ
@ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ 4 жыл бұрын
ሽካርናታት ድስ ዝብል ሓሳብ እዩ እንካዓ ኣብፀሐኩን ኣብፀሐኩም ምቅራተይ ኣዓበይይቲ ዓደም ቅፅላለሉ ጅጋኑ
@mulurom3315
@mulurom3315 2 ай бұрын
ፅሩያተይ❤❤❤❤
@kanyohaye
@kanyohaye 4 жыл бұрын
you so amazing girls that's why i love TERARUWAY!!
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ያሃብክን ፅሩያተይ እሰይ ድስስስ ክብል
@ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ
@ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ 4 жыл бұрын
ቀፅላሉ ፅሩይ የሕዋት ደስ ክትብላ
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 жыл бұрын
ደስ ክትብላ ዕደመን ጥዕና የሃብክን ሙቁራት
@hdbvzcyjnvxbn6544
@hdbvzcyjnvxbn6544 4 жыл бұрын
ሰይ ምቁራተይ ነበራለይ💘💘💘💘💘💘💖💖💖💖👄
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Жыл бұрын
ኣስይይይይ ምቅራት ፍጥረት እግዚአብሔር ዕዲመን ጥዕናን ይሃብለይ እዘን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሂወትደስታጓልትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ርሕስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ይግበረልኩም
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 жыл бұрын
አሰይ ሽኮሪናታት ደስ ብሃልቲ ኢኽን ጽቡቃት አጆኽን በርትዓ Like and Love
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110 4 жыл бұрын
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙏🙏🙏 ጎቦዛት ቀፁላሉ
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 4 жыл бұрын
I am amazed they are matured they have a vision a dream they need fully support from the government and the sponsors
@elianaseyoum7654
@elianaseyoum7654 4 жыл бұрын
አየአምንን ለካስ አሕዋት እኽን በጣዕም ፅቡቓት ቖናጁ
@shewittekia294
@shewittekia294 4 жыл бұрын
wawww aseyyyy ደቂ ትግራይ ሽኮራት ቀፅላሉ misss u
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 жыл бұрын
ፅርያት ፈጥረት ስላም ቅሳነት ናዓኽን ሸኮሪናታት
@swswits3292
@swswits3292 Жыл бұрын
ብመልከዐን ፁሩያት ክንደይ ደስስ ትባላ እቱ መፃባበኪ ክንደይ ይሓምቅ
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Жыл бұрын
ዕድመ ጥዕና ይሃብኽን ፈጣር❤❤
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት 💛💖💗💋💋💐
@tiztafantahun99
@tiztafantahun99 4 жыл бұрын
Ajokum deki adey keep doing the good job 😍😍😍
@filimondestalem
@filimondestalem Жыл бұрын
ኣማርኛ ዲና ንዛረብ ትግርኛ 80% ኣማርኛ
@geni877
@geni877 Жыл бұрын
ግን መልሓሰክን ኣፅርይ ኣቢልክን ከምቲ ውሽጢ ፍልጠትክን ደፊርክን ተዛረባ ማለት ትግርኛ ከም ትግርኛ ዘይትክእላ ኣይትኩና soriy❤
@ashuteklezgi5564
@ashuteklezgi5564 Жыл бұрын
ፈለማ ሰላም!!መደብኩም ይከታተሎ እየ።ኮይኑ ግና ኣብዘን ኣሕዋት እዚአን ዘቅረበኦ ቃለ መሕተት ተበጊሰ ቁሩብ ክብል።1ይ ብመንግስትን ብውልቀ ትካላትን ኣይንድገፍን ዝብል ሓሳብ፡-መዓዝ እዩ ቋንቋ ትግርኛ ክዓብየሉ ዝኽእል ስራሕ ሰሪሐን?ንሳተን ጥራሕ ዘይኮነስ ካባኻ ጀሚሩ ካልኦት ሓደሽቲ መንእሰያት ናብ ናይ ኪነት ሞያ ዝተፀምበሩ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻትን መደባትን ወፂኦም ሱሩዕ ቋንቋ ትግርኛ ዝዛረብ ባዓል ሞያ ኪነት የለን።ፍርቂ ኣምሓርኛ ሓዊስካ እንዳተዛረብካስ ባዓል ሞያ ኪነት ናይ ትግርኛ ቋንቋ ምባል ኣይካኣልን።ፈለማ ትግርኛ ቋንቋ ምስፈለጥካን ምዝራቡ ምስካኣልካን ጥራሕ እዩ።ባዓል ሞያ እየ ኢልካ ናብ ሚድያ ዝውፃእ።ኣብ ሚድያ ወፂኢኻ ኣምሓርኛ ከም ስሩዕ ቋንቋ ትግርኛ ገይርካ ምዝራብ ሕልበት እንዳበልዓኻ ሕልበት ምፅላእ ኢለ እየ ዝወስዶ።ነቶም ናይ ቀደም ሰብ ኪነት ኣያታትና እስኪ ስምዕዎም ኣምሓርኛ ኣይሓውሱን።ኣብነት እያሱ በርሀ፥ጠርጣራው፤ሚዛን፤ወዲረሚጥ፥ኣበበ ኣርኣያ፤ሕሉፍ ኣለሙ ወዘተ።ብሓፈሻ ክትድገፍ እንተደሊኻ ንቋንቋና ክብሪ የድሊ።2ይ ናብ ቢሮ ክንከድ እንተለና ኣከዳድናኻ ይዛረቡኻ ኢላ፡-ትኽክል እዩ ክዝራብ ግድን እዩ።ንሳ ክትስተኻኸል ግድን እዩ።ምኽንያት ባህለይ እንድሕር ዳኣ ተባለሽወለይ ኣላ ትውልደይ እያ ተባላሽወለይ ዘላ ባህሊ ትግራይ ናይ ምሕላውን ምኽባርን መሰልን ግዴታን ናይ ትግራዋይ እዩ።ስለዚ ኣከዳድናኣ ይኹን ኣጠቃቅማ ቋንቋይን ክተኽብረለይ ክትግደድ ግድን እዩ።ንሳ ጥራሕ ዘይኮነትስ ዝኾነ ትግራዋይ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን ግዜን ብፍላይ ባህሉን ቋንቁኡን ናይ ምኽባር ከምኡ እውን ናይ ምሕላው ግዴታ ኣለዎ።እንድሕር ደሊኻኒ ብ0913290703 ብimo, what's up ክንራኸብ ንኽእል ኢና።
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 жыл бұрын
Eway kemakn ayreakun shekakur deki tgray kuhlo ab srahkum awet ymneyelkum 💘💘
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ Жыл бұрын
እሰይይይ እተን ዝፈትወን ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤
@user-ox7zc8ey2c
@user-ox7zc8ey2c 7 ай бұрын
Wawwwww
@deleted5199
@deleted5199 4 жыл бұрын
Iloveyoutigyay💔❤💔👗💔👗❤👗💔❤❤👑👑👑👑👗👗👗👗
@gfuy9888
@gfuy9888 4 жыл бұрын
ajkon aHwaty
@zionzion8815
@zionzion8815 4 жыл бұрын
እንትን - ክስታይ ፡ ብቻ - ጥራሕ ፡ ሓሪፍ - ጽቡቅ ብምባል ኣስተኻኽልኦ እምበር ቖናጁ ፡ንፉዓት ኢኽን።
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 4 жыл бұрын
ኽስታይ እና እንተ እንታይ እዩ አፈላላዮ ኩሉ በቢላዝኡ ይዛረብ
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Жыл бұрын
Mstahanti bfkri wedikeleku ❤አፍቂረያ ንገሩለይ
@AngosomTeame-h3c
@AngosomTeame-h3c Жыл бұрын
ቀዳምነት ንስድራበተን ዘድንቆም ምክንያቱ ድለታተን ተረዲኦም ብናጽነት ዝኣመናሉ ሞያ ክሰርሓሉ ብምፍቃዶመ ቀጺለ ሰለስቲአን ዘይበላለጽ ጽቡቅ ስራሕ ዝሰርሓ ብታኣሚ ዘድንቀን እድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈታሪ ❤❤❤ኣድናቂክን ወድ ሰንዓፈ
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
ኣሕዋት ??????? Don't u know the d/c b/n brothers(ኣሕዋት) and sisters (ኣሓት)? Big shame
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሙቁራተይ ኣይፈላልይክን ሓሳብ ልብክን የስምረልክን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ቀጹላሉ ኣጆክን በርትዓ❤❤❤❤❤😘😘😘
@teweldemahari8683
@teweldemahari8683 4 жыл бұрын
አምሓሩ ዲኽን ዋላስ ተጋሩ ? እንታይ ኢኺንንስኽን ? ፥ ውዝውዜ ክቕልድ መታወቅያ በርግጥ እንትን እና ዝብል ትግርኛ የለን ። ትግርኛ ክትመሃራ ቀዳማይ ክፍሊ ጀምራ ምናዳ አቲ አንጭዋ ትመስሊ አምሓራይ ዝነአድኪ አምሓራይ ይውሰድኪ ኪዲ አንጭዋ ብዝተረፈ ምጥፋእ ትግርኛ ሓዲክን ጽቡቓት ወይዘራዝር ምጭዋት ተጋሩ ኢኽን አዮኽን በርዓ ትግርኛ ተጻወያ ትግርኛ አውግዓ ።
@ትግራውቲ
@ትግራውቲ 4 жыл бұрын
Kkkkkk
@sr1338
@sr1338 4 жыл бұрын
ፋራ
@sr1338
@sr1338 4 жыл бұрын
እንታይ እዩ ቃንቃ ትቆምል ቆማል
@ጓልኣላጀዓድሽሁ
@ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 жыл бұрын
@@sr1338 kikkkkk
@danaytgualmekelle812
@danaytgualmekelle812 4 жыл бұрын
ታገዱሽካ እዩ መሀከይ ናባዕልኻ ስራሕ ግበር
@فتوه-ز5ض
@فتوه-ز5ض 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Жыл бұрын
ሰለስተ ኮዋኽብቲ😊❤❤
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Жыл бұрын
ፅሩያተይ♥️
@mubetube6877
@mubetube6877 4 жыл бұрын
ቐፅለሉ
@kenanghebreslaseikenangheb8809
@kenanghebreslaseikenangheb8809 4 жыл бұрын
ቴለፎንክን ጽሓፋለይ ክሕግዘክን
@brexking3072
@brexking3072 4 жыл бұрын
Ayxgemenn derasi dika
@eyobkidane250
@eyobkidane250 4 жыл бұрын
@@brexking3072 😂😂😂 ayxegemenn😂😂
@merrytube8231
@merrytube8231 4 жыл бұрын
Ahwat deyen behaki
@eyobkidane250
@eyobkidane250 4 жыл бұрын
@@merrytube8231 እወ ኣሕዋት እየን
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
ሽኮራት ደቂ ዓደይይ❤❤😘😘😘😘😘❤👈
@وروىوىوروىور
@وروىوىوروىور 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AmAh-fo3mi
@AmAh-fo3mi 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MeazaTeka-wj8qe
@MeazaTeka-wj8qe 4 ай бұрын
ሓሳብ ልብኽን የሳኸዐልክን ዕምበባታትና ❤❤❤
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 7 ай бұрын
💘😘😘😘
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኽን ፈጣሪ❤❤❤
@robel6490
@robel6490 4 жыл бұрын
Shkorintat 🇪🇷
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
ዋዋዋዋ የቀንየልና ፍሪ ግን ሙሰአን አይትማሱሰል ብዘከነ ቀፁላሉ ግን ታይ ድአ ትግርኛ ቀትልክናአ 😢😘😀😀😀🙌🙌🙌🙌🙌
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
ኣሰይ ፀላዓይንክን ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 38 МЛН
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
IUFRO Headquarters
Рет қаралды 72 М.
NEW ERITREAN MOVIE 2024- QAL -ሓዳሽ ናይ ትግሪኛ ፊልም ቃል 2024
1:22:54
ዘይተርኣዩ ቪድዮታት ኣብ ኣቀባብላ TDF - TDF ENTERING MEKELLE
10:34